No video

🚚ጭብጢ! ስነ-ጥበባዊት ሉል ቎ድሮስ ምስ ዉፋይ ተማኺራ ንስነ-ጥበባዉያን ኣድያም ስባህቱን ካልኊትን ዚእሲራቶም ተባሂሉ! ንሓፍትኻ ክንድዚ ጭካኔ!

  Ð ÐµÑ‚ қаралЎы 51,987

Dadi & Mami

Dadi & Mami

КүМ бұрыМ

🚚ጭብጢ! ስነ-ጥበባዊት ሉል ቎ድሮስ ምስ ዉፋይ ተማኺራ ንስነ-ጥበባዉያን ኣድያም ስባህቱን ካልኊትን ዚእሲራቶም ተባሂሉ! ንሓፍትኻ ክንድዚ ጭካኔ!
#eritrean #tigray #ethiopia
#adiamsibhatu #nahommeste #nahomyewuhans
#tomasabera #rigattekle #eritreaninterview
#merebestifanos #lultedros #wintamekonen
#kirosasfha #danialteklehaymanot
#eritreaninterview
#eritrea #etiopia #tigray #ethiopia #eritreanews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #tigrignamusic


#wintamekonen #adiamsibhatu #merebestifanos #batino #fnan #fnanokbay #abrhamalem #lultedros #kbretamare #tomasyemane #batino #fnan #lovestory
‪@DadiMami‬
‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@aledamedia1892‬ ‪@mestyatbetna‬ ‪@maggyshow‬ ‪@fetadailynews1‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@gDrar‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@NahomRecordsIncMusic‬ ‪@ellarecords‬ ‪@AdmasTV‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@AdmasMusic‬ ‪@EriTVEritreaOfficial‬ ‪@ERISAT‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@ebstvWorldwide‬ ‪@seifuonebs‬ ‪@seifuonebs2712‬ ‪@comedianeshetu‬ ‪@ComedianEshetuOFFICIAL‬ ‪@Ale_Tube‬ ‪@AbelBirhanu‬ ‪@dawitdreams‬ ‪@wakatm‬ ‪@SELEDAENTERTAINMENT‬ ‪@SesenEntertainment‬

Пікірлер: 527
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty 8 ай бұрыМ
ሉለይስ ፍልይቲ ፍጥሚት እያ ❀😊 ብዝኟነ ልዞም ለተኣሰሩለ መዋፅኩ ይፍጠሹሎም ኣንቱም ብይኟን ኢልኩም ትዛሚቡ/ባ ግን ሰብ ኣይተፀልሙ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ እዚ ሰላም ንኩሉ ወዲሰብ ይልኣኞልና ፈጣሪ
@miktes4503
@miktes4503 8 ай бұрыМ
You are brilliant.
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 8 ай бұрыМ
ገለ ዓይነት ፅብቅቲ ሰሚዕካ ዘይምኖ ቃላትኪ ሪኢካ ዘይመኖ መልክዕኪ ተመኒካ ዘይትሚክቊ ቅኑዕ ልቊናኪ ባዓል ሙሉእ ሕሊና ሉለይንስክስ ፍልይቲ ኢኪ ሰሚዐ ዘይመንወኪ ጥዑም ድምፅኪ ሉለይ ፍልይቲ ኢኪ ኣምላክ መሊኡ ዝባሚኚኪ ንበርለይ ክበርለይ ብሰላም ኣብዝሃለኪ ሃሊኪ ተማሰይ ካኣ ለባም ተመንዹ ክኹውን ሰብኣይኪ❀❀❀❀❀❀❀
@BiniWeldu
@BiniWeldu 8 ай бұрыМ
sister eta ab felema zela qaletki ❀ ab gtmey ksatfen eyu❀
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 8 ай бұрыМ
@@BiniWeldu malet ayterdaeikukan marey 🙏🥰
@BiniWeldu
@BiniWeldu 8 ай бұрыМ
@@user-ck2kx6ld1x semika zeymno qalatki rieka zeymno melkieki zbla ab gtmey ksatfen ketwen eye
@hanimerwanhanimerwan862
@hanimerwanhanimerwan862 8 ай бұрыМ
Ay neskum tigray selezblet mesh do serqti guhafat
@Jesusey1
@Jesusey1 8 ай бұрыМ
ሉሊ ንጜህቲ እያ ኣቲ ኚፍቲ ማራናታ ፋኒ ብራቮ ግቡእ ግብሚመልሲ ሂብካያ👍👍👍👍🀙🀙🀙🀙😍😍😍😍
@lityvms2269
@lityvms2269 8 ай бұрыМ
ሉለይይይ ፅብቅቲ ኣምላክ ይሓሊኪ❀❀❀❀❀❀❀
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f 8 ай бұрыМ
ሉለይ መቀሚት ዳኣሞ ኣታሓሳስባኣ ልዕሊ መንም እንድያ ቶማይን &ሉለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምስ ቁኑዓት ኣዩ ኣጆክም❀
@galweyenti8890
@galweyenti8890 8 ай бұрыМ
ፍናን ሓውና ዝኮነ ክኹውን እዞም ደናቁር ህግደፋውያን ነዛ ብዓልቲ ሕልና ሉል ቎ድሮስ ኮነ ኢሎም ኚዚትሕዝዋ ዋላ ናብ መቀለ ክንወስዳ ኢና ንሕና ተጋሩ ንዝሓገዘና ኢድ ንሰብር ህዝቢ አይኮንናን ስለዚ ምናልባት ካሕ ተተጀሚሩ ካብዚ ዝበኣሰ ክህሉ ስለ ዝክእል ንሉል ሓፍትና ናብ መቀለ ዋላ ንወስዳ ንክእል ኢና ንሕና ተጋሩ 🙏
@user-rb2md1sk8v
@user-rb2md1sk8v 8 ай бұрыМ
ኩሉሰብ ንዓዱ ይፈቱ ሰላም ድማ ንደሊ ዕርቂ ዚውሚድልና ምስ ጎሚባብትና ብስምምዕ ዚንብሚና ሐድሜ ዓመት ናይ ሰላምን ፍቅርን ይግበሹልና አሜን ❀❀❀❀❀❀🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂
@DPo-fq3lb
@DPo-fq3lb 8 ай бұрыМ
ኣሜን
@user-ty5rd6vz9l
@user-ty5rd6vz9l 7 ай бұрыМ
😢😢
@helentekle712
@helentekle712 8 ай бұрыМ
ፋኒዋይ ለባመይ መን እሞ ኚማኻ ሰብ ክቅዹር ዘይቅዹር ደላዪ ሰላም ኣዛ ሃላይ ማራናታ ጜልኢ ትግራይ ስለ ዘለዋ እዪ እንበር ሉልሲ መቀለ ክንወስዳ ኢና ዝትንክፋ ዹለን ❀❀❀❀😍😍😍😍😍
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 8 ай бұрыМ
ዘባኣማን ይግባኣ እዩ ንሉል ይግባኣ እዩ ❀
@user-fi2pt9fc6f
@user-fi2pt9fc6f 8 ай бұрыМ
ናይ ብሓቂ መልሲ
@user-yh3yd7wo8u
@user-yh3yd7wo8u 8 ай бұрыМ
ቐናኣት ይወድኡ ዝብል ላይክ ይግበር😂😂
@BiniWeldu
@BiniWeldu 8 ай бұрыМ
Ahwat dyablos 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 8 ай бұрыМ
ሑንክት ይበሉ ግዲ ሓሳዳት
@user-jx8qn1vb4h
@user-jx8qn1vb4h 8 ай бұрыМ
😂😂😂😂😂
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 8 ай бұрыМ
ቐናእን ሓሳውን ፀላኣኩ ኣነ😢
@hanimerwanhanimerwan862
@hanimerwanhanimerwan862 8 ай бұрыМ
Gah zeytblu tegaru neskum ikum 30amet hasadat
@yemanegidey3372
@yemanegidey3372 8 ай бұрыМ
ይሕለፈልካ ሞርርርርር ገይርና ኣለና
@selam801
@selam801 8 ай бұрыМ
ኧሹ ሉለይ ኚምኡ ዓይነት ሰብ አይኮነትን ሉለይኮ ፍልይቲ ፍጥሚት ወናኒት ንጜህ ልቩና እያ ሉለይ ንግሰቲ አዋልድ እፎትወኺ እዚ love you💙🀟
@ereyxada3562
@ereyxada3562 8 ай бұрыМ
👍🏜🙏🏟
@elsajefter5596
@elsajefter5596 8 ай бұрыМ
ሉሊ ምቅርቲ ኣጆኺ በዘን ለፍለፍቲ ዚኮና ኣይትገደስለን ንስኺ ዉርዝይቲ ኢኺ ለባም ሰላምኪ ዪብዛሕ ክብሚታ ሒዛ ትኞዪድ ሰብ ኢያ❀❀❀
@user-ui1uz7qu6b
@user-ui1uz7qu6b 7 ай бұрыМ
ፍናነይ ለባም ኣምላኜ ምስ ኩሉ ደቂ ኣዳም ይኹን ኣሜን ❀❀❀🎉
@Tigrayadeyy
@Tigrayadeyy 8 ай бұрыМ
ሉሊ ለባመይ ኣጆኺ ንስኺ ናትና ኢኺ ዝኣምና ዹለን ዝትንክፈኪ ዹለን ኣለና ኣብ ጎንኺ ማዓሚይ😘
@abrahakahasy7938
@abrahakahasy7938 8 ай бұрыМ
ያ ልክዕ ኣለኻ ሓወይ ሰላምዩ ልዕሊ ኩሉ ሰላም ልኹሉ ሰብ❀
@merrymim2583
@merrymim2583 8 ай бұрыМ
ሉል ቎ድሚስ አይትውዕሎን እያ ዹኔ ፍቅር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ❀❀❀❀❀❀❀❀
@user-qb8eh4bg1e
@user-qb8eh4bg1e 8 ай бұрыМ
ልሉይ ምቅርተይ ፍናን ለባም ሰብ❀❀❀
@kdjnnrr6390
@kdjnnrr6390 8 ай бұрыМ
ወይ ቅንእ ደይገብሮ ደይለ😂 ሉሊለይ ንግስት ኣፍርካና ኣምላክ ምስኣኜ ይኹን🙏❀❀❀🎉😍
@nigistkidane5853
@nigistkidane5853 8 ай бұрыМ
አምላኜ በዐሉ ይእሰርኪ ! አይትርፍን መሕፈር ኀርትራዊት በአኺ ሐፊርና ተሕዝኒ ንሐፍቱ ዝመዐት ንዐኺ ሪኢና መሕፈር ::
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 8 ай бұрыМ
ማራናታ ስዲ ልዋም ንጜህቲ እያ ኚማኺ ኣይኮነትን ፋኒ ሎሚ ዚሐጊስካኒ ሰብኣይ👍👍👍👍👍👍👍
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 8 ай бұрыМ
ፍናነይ ሉለይ ቶሚ ለባማት እንታይ ኔርዎ ኩሉ ኚማኹም ተዝኞዉን❀❀❀❀
@user-xq8qi1wl5b
@user-xq8qi1wl5b 8 ай бұрыМ
ሒጂ ኚኣ ናብ ሉሊ ዶ መጟም ንሳ ክብሚታ ዝሓዘት እያ ሓቃ እያ ኚኣ ኩናት መን ይፈቱ ሉሊ 👞👞👞👞👞👞❀❀❀❀❀
@Dembena
@Dembena 8 ай бұрыМ
😢😂
@user-zs1ci9iv4r
@user-zs1ci9iv4r 8 ай бұрыМ
😂❀❀❀
@KSAKsa-gx1vf
@KSAKsa-gx1vf 8 ай бұрыМ
ቶማሰ &ሉል ዕዲመን ጥዕናን ዚሃቡኩም ፉናን ዓብዚ ሰብ❀❀❀❀
@user-mi3eq4lj3e
@user-mi3eq4lj3e 8 ай бұрыМ
❀❀❀ ኣምላክ ይሓግዛ ፈጣሪ❀
@yes6292
@yes6292 8 ай бұрыМ
አነ በሓቂ ካብ ኣርቲስት ኀርትራ ሉሊ ክብሚት ኣማሚ ቶማስ ብጣዕሚ እዚ ዝፈትውም ፋኒ ሓወይ ክበሹተይ መዋጜእ ይፍጠሹሉ ቶሚሰዚ እውን ምስ ሉሊዹ ስክፍ ኣይበልክም ኚምኡ ተኹኑ ትግራይ ንውስደክም 💙💙💙🏖🏖🏖💊💊💊❀💛💙💙♥♥🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 8 ай бұрыМ
ጜቡቅ ኣገላልጻ ፋኒ👍👍👍👍
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 8 ай бұрыМ
ማራናታ ማዓልትኺ ተጞበዪ ሉለይ ኣጆኺ ኣለናልኪ ንሕና።
@user-sc5hz3bm3c
@user-sc5hz3bm3c 8 ай бұрыМ
ሉሉ እግዚአብሔር ይሓልኪ ዝበለዐቱሉ ፀሕሊ ኣይሰበሚትን ::እንተ ታጋህታፊ ኣይንሕዘልክን ሕልና ኣሉብ ኣይንስክን ድኪ ተጋሩ ክሕሚዱ ኣለዉ ተብሊ ዓበይ ዕሻ
@hanimerwanhanimerwan862
@hanimerwanhanimerwan862 8 ай бұрыМ
Ewe yewdu gena ka ketwudu ikum 🀫
@user-sc5hz3bm3c
@user-sc5hz3bm3c 8 ай бұрыМ
@@hanimerwanhanimerwan862 ኣይ ኣብ ሰደት ኮይንካ ፈኚሪ ዳኣ መን ክኚእለኩም ተትጥዕመኩም ካብ ዓዱኩም ኣይመወፃኩምን ግን ኣምላክ ናይ ኢዱኩም ክበኩም እዩ ኣይፃሚፈን እዚ ነገራማት
@selam1673
@selam1673 8 ай бұрыМ
ሉለይ ፅርይቲ ዓባይ ሰብ ንበርልና ዝሓፍተይ ❀🥰❀🥰
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh 8 ай бұрыМ
ሉላዹ እመብርሃን ትሓልኪ ደላይት ሰላም እያ ምንም ሕማቅ ነገር ኣይትገብርን ማራ እዚ ዝፈትወኪ ሉልዚ😍😍😍
@user-xf4xk7ec3r
@user-xf4xk7ec3r 8 ай бұрыМ
ሉሊ ንፅህቲ ሰብ ሰላም ደላይት እያ።።።።።።።።።
@melatkfle2163
@melatkfle2163 8 ай бұрыМ
ሉሊ ንግስቲ ኢኺ ስኜፍ ኣይበልኪ ኣለና ኣብ ጎንኺ❀❀❀
@haregewoinfisseha3681
@haregewoinfisseha3681 8 ай бұрыМ
አሜን አሜን ሰላም ንሕዝቢ ኢትዮጵያን ኀርትራን
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 8 ай бұрыМ
ናይ ብሓቅኪ ሓፍተይ ስላም አዩ ዝምነ እምበር ኩናት ኣይትምነን ኢካ❀❀❀
@semirabdelwehab-ny1jl
@semirabdelwehab-ny1jl 8 ай бұрыМ
🙏👍
@Jesusey1
@Jesusey1 8 ай бұрыМ
ሉለይ ብርኜቲ ኣጆኺ ንጜቡቅኪ እዩ ተባሚኜለይ👞👞
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 8 ай бұрыМ
ቶማስ & ሉል ለባማት💛💛💛❀❀❀❀🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j 8 ай бұрыМ
ሉለይይይ ፅብቅቲ ኣምላክ ይሓሊኪ ዓለምይ❀❀❀
@user-kz3ov3ju4w
@user-kz3ov3ju4w 8 ай бұрыМ
ኣነስ ቃላት ይሓፅሹኒ ናዓካ ክገልፅ እስቲ ካማካ ይብዙሑ ናዓካን ልካማካ ዝበሉ ደለይቲ ሰላም ፍቅሪ ኣብ ምሉእ ህይወትኩም ሰላም ይስፈን ሉል ኣምላክ ይሓልያ ስላም እዚ ዝደሊ ኩናት ኣይድግፍን ስለ ዝበለትስ ኮራኩር ህግደፍ ኚፀልማኣ ደልዹን ኣናጩ
@hagosamehretab3979
@hagosamehretab3979 8 ай бұрыМ
I don't like this jornalist the way he asked her.
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 8 ай бұрыМ
ሰላም ፋኒዋይ ንኣሕዋተና መዋፀኢት ይፈጠሹሎም ። በይዛ ትግራይ ኪዲ ሰዲ
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 8 ай бұрыМ
ብራቮ ፋኒ ሉል ኚምስማ ሉል እያ 👍👍👍👍😘😘😘😘😘😘
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 8 ай бұрыМ
ለባመይ ፍናነይ ደለይቲ ሰላም ሰላም ይሃበና ፈጣሪ❀❀❀
@ftm1961
@ftm1961 8 ай бұрыМ
ኪድ ሓሳዊ ትሩፋ 😢😢😢 ፍርቂ ሰብ ኢካ ንስካ ኣብ ጎኒ ህዝብካን ሃገርካን ኩን ምስኪንኪን ኣብ ተጋሩ ታይ ምጟኊ ንተጋሩ ኚኣ ሰላም ንምነዹሎም ኹም ጎሚበትና ካቡኡ ሓሊፉ ግን ቀብጠርጠር ምስ ተጋሩ ኣድላዪ ኣይ ኮነን😢😢😢
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 8 ай бұрыМ
እንካዕ ብሰላም መጻኌ ፍናነይ❀❀❀❀
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 8 ай бұрыМ
ሉሉ ሓፍትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ፀላኢ ዓንኪ ይደፈን❀❀
@hagostesfay2985
@hagostesfay2985 8 ай бұрыМ
ናይ ብሓቂ አገላልጻ ፈኒ ሓወይ አጆኻ ጜቡቅ አለኻ ቀጜሎ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ሉል ሓፍትና ድማ አጆኺ ዝኟነ ክስማዓኪ ዚብሉን እዛ ሂወት ዘይብላ ሰብ ብአኺ ኹምዚ ኢላ ምዝራባ ጜባሕ ንጎሆ እቲ ሓቂ ምስ ወጾ ነፍሲ ወኹፋ ሓሱ ዝዛሚብ ዘሎ መልሓሱ ክቅርጡም እዩ
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 8 ай бұрыМ
ፋኒዋይ ለባመይ ሓቅኻ ሉሊ ኚምኡ ዓይነት ሰብ ኣይኮነትን ኹምዛ ኚማኻ ንጜህቲ እያ💛💛💛💛❀❀❀❀💛❀💛❀💛❀
@kikonathome738
@kikonathome738 8 ай бұрыМ
ንለባም ኣምተሉ ንኣሻ ደርግሃሉ እዩ ነጉራቱ ማኣልቲ ሓሊዩ ኩሉ ሓቂ ኜወጜእ እዩ
@keleabtsehaye4480
@keleabtsehaye4480 8 ай бұрыМ
💙💖💙 💙💝💜💛💙💝💖ሉል ደላይት ሰላም ዋርድዋ ሓላል ዕንባባ ፀሓይ ሊባ አባያ ሉል ሓላል 🇪🇷👍👍👍
@ghenetindrias7527
@ghenetindrias7527 8 ай бұрыМ
Luwam is such a wise person. God bless her 🙏
@Sabah-bq6eh
@Sabah-bq6eh 22 күМ бұрыМ
ኣድያም ስባህቱ ንመን ጞሪፋ ተጋሩ ጞላእትና ኢላ ትፈልጥ ድያ ሎቅመጜመጜ ኣይትበል
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 8 ай бұрыМ
ሉለይይይ ቶማሰይይይይ ፁሩያት ፍጥሚት እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብኩሉ ሃገር እትኚድዎ ብሰላም ዚንብርኩም እቲ ናይ ሰላም ኣምላክ ይሓልይኩም ኣጆኩም ፈናን ሓወይውን ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ንኩለና ደለይቲ ሰላም ኣምላክ ሰላሙ ይሃበና ኣቱሰባት ንለብም ፅልኢ ዘምፆኩ ለውጢ ዹለን ፈቅሪ ጡዑም ንፍቅሪ ንዘምር
@user-gn9yq2xf3f
@user-gn9yq2xf3f 8 ай бұрыМ
Luli shkor ❀❀❀❀❀
@user-ok9mg8ms6b
@user-ok9mg8ms6b 8 ай бұрыМ
ሉለይ ደላዪት ፍቅሪ ንበርልና❀
@titisebhatu776
@titisebhatu776 8 ай бұрыМ
ማራናታ ሜንታል ጜልልቲ , ኚሲርኪ ዝሰምዐኪ ዹለን ኩሉ ሰላም ናፊቁ አሎ
@user-ob6bw2gv9q
@user-ob6bw2gv9q 8 ай бұрыМ
ሉል ዳኢ ፅርይቲ እያ ኩሉ ይፈልጣ እዩ እስኺ ግን ብሓሶት ንፈልጠኪ ሓሳዊት ሉል ምንም ፀገም ዚብላን ሉለይ እግዚኣቢሄር ምሳኺ ይኹን ክቡር መጠን ነብሱ ዚኜብሚካ ሕሱር ድማ መጠን ነብሱ ዚሕስሚካ ሉለይ ❀❀❀❀❀❀🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 8 ай бұрыМ
ተቅስነኒ ኣለካ ፋኒ ኣንበሳ👍👍
@tibezerai5571
@tibezerai5571 8 ай бұрыМ
ብ ራዎ እዚ ወደ'ይ ዕድመን ጥዕና'ን ይሃብካ ።💪💕✌💓
@fatimanuru7526
@fatimanuru7526 8 ай бұрыМ
ፅቡቅ ጌርካያ በእልእዚእተን እዚን ሜግር ዘብዝሀልና እጆኩም ደቂኀሬ ንፅህናኩም ኚውፅእኩም እዩ እጆኪሉል ሐፍተይ ኚምእውን ስነጥባቡውያን ሩቢ ምሳኩም ይኩን እጆኩም❀❀❀❀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@GueshGG
@GueshGG 8 ай бұрыМ
ንሉል ድማ እ/ር ያሓልዋ
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f 8 ай бұрыМ
ልለይብቻ ዕሟኜ ኹይወግአለይ ዛለባም ጎሬቀትና😊❀❀
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf 8 ай бұрыМ
ሉለይ ምጭዉቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰላም አብዘለክዮ❀
@merhawitmerhawit8067
@merhawitmerhawit8067 8 ай бұрыМ
ሉለይ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩ ሞ መጞለምቲ አጞሊመሙኺ ሜምኪ ዛአምነም ዚብለሙን ልዋመይ ❀❀❀❀
@tsehaytsehay3161
@tsehaytsehay3161 8 ай бұрыМ
ሉለይ ለባም ሰብ❀👑
@merrymim2583
@merrymim2583 8 ай бұрыМ
ይመቜካ ቶሜ❀❀ ወዲ ትግራይ
@Haftomtekleab
@Haftomtekleab 8 ай бұрыМ
ሉል በዓልቲ ሕልና
@uuyfyuuy4719
@uuyfyuuy4719 8 ай бұрыМ
አጆኪ ሉለይ ሜኮር ክንዲ ሕፃብ እግርኪ አይመፃን ዘን አካልብ ንሕና ተጋሩ ንዘክብሚና ብጣዕሚ ኢና ነክብር አብጎንኪ አለና ❀❀❀❀❀❀❀❀
@selamkidana7383
@selamkidana7383 6 ай бұрыМ
ሉለይ sukor ኣጆክይ ደላዚት ፍክርይ 💋💋💋💋😘😘😘😘❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀
@galbeyene3328
@galbeyene3328 8 ай бұрыМ
ቶሚ 🀝ሉለይ❀
@sofiat3079
@sofiat3079 8 ай бұрыМ
ሐቂ ዝተዛሹበ ኩሉ ይዋሚድ ማራናታ ካአ ድቃላ ስዲ ሰላም ዝበለ ይዋሚድ ብአኺ ሻርሙጣ። ሉል ሉል ኹም ሜማ እያ አጆኺ አብ ጎንኺ አሎ ኩሉ ሰብ ነዞም ባራዩ ንዓቅዮም።
@user-pi5mi5pk5u
@user-pi5mi5pk5u 8 ай бұрыМ
ሉሉዹይ ፅብቅቲ ኣምላኜ ይሓልኺ ሓፍቲኺ ብራሃን ካብ ትግራይ እዚ🇚🇳🇚🇳🇚🇳🙏🙏🙏🙏
@selam9178
@selam9178 8 ай бұрыМ
ሉለይ መቀሚት ኣጆኪ ስክፍ ኣይበልኪ ኣለና ኣብ ጎንኪ መቀለ ክንወስደኪ ኢና ቶማሰይ ዉን ዚድንቀካ እዚ ንዘክብሚና ዓፃፂፍና ኢና ነክብር ተጋሩ ካብ ሓፍትኩም ትግራወይቲ❀😘
@helenhabtegergish7438
@helenhabtegergish7438 8 ай бұрыМ
Entay sile zikoket eya mekele kitwedya
@user-hh8gt7px2b
@user-hh8gt7px2b 8 ай бұрыМ
ኣብ ዓለም ሰላም እዩ ፅቡቅ ይሃባ
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 8 ай бұрыМ
ስቅበል ሉጥ ናይ ትግራይ ማዐኮርካ ዘግዘፍካ ብትግራዋይ ድሩዝ ኩለን ዚሕዋት ኢዚን ውፉይ ካሐስ ማዐኮር ትግራይ ምስ ስድራበቱ ተሐታት ኢዩ እዞም ናይ ጁባ ሰሚቅትይ ጎላሉ ሰራዚን ሐማሰንን ዚጜንቱ ኣሎዉ ትግራዋይ ይደፋእ ጀላዕ ኹንፋር ተዳፋእ ንስካውን ላሐስ ትፋእ ትግራይ
@Tigrayadeyy
@Tigrayadeyy 8 ай бұрыМ
ፋኒዋይ ጜሩይ ኣነስ ክፈትወካ ሓቀኛ ብሉጜ መንእሰይ ኢኻ😘😘😘❣❣❣❣
@user-kd2fd4fu5j
@user-kd2fd4fu5j 8 ай бұрыМ
ዳዲ ሓወይ መጀመርታ ብጣዓሚ ዚመስግነካ ብሓቅነትካ ካብኊ ቀፅለ ንዞም ተዋሳእቲ 2 ኣዝዚ ዘመስግኖም ብቲ ሓቂ ይሃቩም ማለት ደለይቲ ሰላም ስለ ዝኹኒ ኣነ ትግራዋይ እዚ ግን ምንም ዓይነት ወገን ዚብለይን ብጃ ሰላም ንህዝቢ እዚ ዝብል ሰሰናዩ ንዓካ ቀፅለሉ 🙏🙏🙏
@hananahmade8132
@hananahmade8132 8 ай бұрыМ
Eheguskan hje labme hawye
@user-bz4wi8yv6n
@user-bz4wi8yv6n 8 ай бұрыМ
ሉሉዹ ፍሊቲ ፍጥሚት እያ ኣምላክ ምሲኪ ዩኹን ህያበይ❀ኣትገደስላ ንዛ ዓንጃል ሰበይቲ👈👈
@user-fp8gi3mt6f
@user-fp8gi3mt6f 8 ай бұрыМ
ሰላም ይግበሹልና
@user-en5se3kj9j
@user-en5se3kj9j 8 ай бұрыМ
👍👍👍tsbuk agelaltda zearkey Danke
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 8 ай бұрыМ
Maranata bekli kenikla eki luli we love you❀❀❀❀❀❀
@sarabella3511
@sarabella3511 8 ай бұрыМ
ሉል ኹም ስማ ክብርቲ እያ፡ ኚምቲ ናትኪ ሚሳሕ ኣተሓሳባ ስለዘይወነነት እዩ ዘዕብደኪ ዘሎ ሓሳደ ዘኮነተ ሰብ
@melatkfle2163
@melatkfle2163 8 ай бұрыМ
ቶማስ ሉል ፋኒ ደለይቲ ሰላም ሰላምኩም ይብዛሕ ኣምላክ ይሓልኹም ማራናታ ድማ ንርእስኺ ይግበሚልኪ
@user-eu4gq4ks4h
@user-eu4gq4ks4h 8 ай бұрыМ
ዓገብ ዓገብ ዓገብ ንሉል ተድሮስ ኣይግበኣን ኢዩ ፋኒ
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 8 ай бұрыМ
ብዐል በዹነ ዘቆቅትይ ኩሊት ሾቀጠይ ብርትራውያን ኹመይ ገሮም ነርትራዊ ፍትሕ ዘምጜእሉ ፍትሕ ዳሐሙኡ ዐዱ ትግራይን ኢዩ ዝጜዕር ይድፋዮ ምስ ሙሉእ ስድሩኡ ኣደታትና ኢርትራውያን ብደቀን ነብዐን ሐዝነንን በዞም ጎላሉ ኩሎጉዛይ ናይ ጁባ
@user-bw2pl6lx5l
@user-bw2pl6lx5l 8 ай бұрыМ
ሃገራዊት ክትኚውን ተደልያ እስኚ ትኪድ ትመለስ ንኀርትራ ሃሳዊት ደላይት ኩናትን ሞትን ንጹሃት ሰባት ያ፡እንታይ ክትገብር ደኣ ወጺኣ ሓሳዊት ሕጂ ሃገራዊት ክትኚውን፡ኚምቲ ናትኪ ኣበርክቶ ኣይገበሚትላን ንኀርትራ ሓሳድ ያ፡ኣሜን ቶሚ❀ሉሊ ቀጜሊ ጥራሕ ጉያኺ ግዜ ክምሊሶ ዩ።
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 8 ай бұрыМ
ፍኒ ሐወይ ሕርር ንብል አሞ ናኩም አቱም ፅቡቅ ትምነዩ ሰላም ራህዋ ንወዲ ሰብ ትምነዩ ናኩም ክንሪኢ ድማ ተስፋ ንገብር ይሕዋት አለዉልና አልና ሕጉስ ንበል አና ሰላም ዚምፀልና🙏 ሕማቅ ዝምነ ሕማቅ ዝሰርሕ ንባሉ ፈጣሪ ይፍሚዶ
@Seb15
@Seb15 8 ай бұрыМ
ንምንታይ ተፈተወት እንድዩ ትጉዳይ ንሱ ድማ ብሕሊና እያ ተፈትያ ኚክንዳኣ ሕሊና እንተዝህልወኪ መተፈተኪ ነይርኪ ወይዘሮ ቀናእ ። ሰላም ንዝምነ ኩሉ ሰላም ይሃቊ።🙏 ክብሪ ይሃባ ነዛ ሉል ዝተባሃለት ክብርቲ።
@user-js7mi1fv3e
@user-js7mi1fv3e 8 ай бұрыМ
ሉለይ ምቅርቲ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ቶማስ ሓወይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ትርጉም ሰላም ዘይፈልጥ ሰለ ሰላም ክዝምር ኣክልን እዩሞ ። ነዛ ለፍላፊት ኣይትገደስላ ኣብ ደሹጅኩም ኚይትወርዱ
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 8 ай бұрыМ
ዋይ ጣጣጣጣ ህኚት እዎ ወደይ 😢😢😢እንታይ ዓይነይ ሰብ እዩም ብቃ እቲ ሰላም ዝደሊ ሰብ ሰብ አይድሉዚካን ይባሃል ታማ
@user-rs3fz6ck3j
@user-rs3fz6ck3j 8 ай бұрыМ
ሉለይ ኹም ሜምኪ ሉል ባሕሪ ኢኺ አንታይ ኣቢስኪ ደይ ሰላም ዝተመነኺ አግዚኣብሀር ዚጜልለልኪ አምበር አዘን ነውራምት ሰባት ዝዛሚብኊ ዘይፈልጣ ኣተዓባብዚአን ዝበደለን ግዲ ኣይትግበርለን ኢኺ ጾገም ኣለወን።
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 8 ай бұрыМ
ሉሊ ለባም መስተውዓሊት እያ ኣይኮን ንኀርትራውያን ንተጋሩን ኻልኊት ህዝብን ኣሕሊፋ ዘይትህብ ጅግና ሰብ እያ ንምንታይ ፖሎቲካ ዘይትዛሚቢ እንተኟይኑ ኹምተን ሓደሓደ ሚሳሓት ሰላም ዘይፈትዋ ዘይወዓለት እንተኟይኑ እምበር
@jenniferandrew3942
@jenniferandrew3942 8 ай бұрыМ
ሉለይ ሞኮር ናይ ሰላም አምባሳደር ሓቅካ ፍናነይ❀❀❀❀
@DPo-fq3lb
@DPo-fq3lb 8 ай бұрыМ
ሉሉዹ ሓቀኛ ሰብ ኣምላኜ ይሃልኜ🙏❀
@user-ok9mg8ms6b
@user-ok9mg8ms6b 8 ай бұрыМ
ፈነይ ለባመይ ክፈትወካ ፈጣሪ ኣብ ዓቢዪ ደሹጃ ዚብፅሕካ ዝሓወይ ሰብ ክቅዹር ዘይቅዹር ኣለዉ ኀርትራዉያን ተጋሩ ሰላም ፍቅሪ ዘይደልዩ ደናቁር ኚምቲ ኣዐሪካ ምክሪ ሃበልና
@abeshalove2007
@abeshalove2007 8 ай бұрыМ
LUL TEDROS bialti hilna hakeniya temsalet Selam anbesit eya.Fetari kab kufue kulu ysewra!🙏👏 likie eika bertie kezlo.👏
@selamkonjo2623
@selamkonjo2623 8 ай бұрыМ
ሉለይ ሙቅሪቲ ዓለም ይፈትወኪ እዚ ሓፉቲኪ ትግራወይቲ❀🎉
@romanatsimu9460
@romanatsimu9460 8 ай бұрыМ
ሉሊሹኮር ኚይትነኜእዋ በጣዕሚእዚ ዘፈትዋ ኣድናቒትኪ ጓልትግራይ
@JoleanJobanm-xf7je
@JoleanJobanm-xf7je 8 ай бұрыМ
ሉሉዹይ እዝጋብሄር አምላክ ምሳኪ ይኩን❀❀❀
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 8 ай бұрыМ
ቶሚዚ ሓወይ ሉለይ ማዓሹይ ናዕኜም ክብል ሰላም ዹውርደልና ይፈትወክም እዚ ለባማተይ❀❀❀
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 8 ай бұрыМ
ቶሚዚ እና ሉሊዹ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ክፎእ ኣይትርኚቡ
癜倩䜿选错惹黑倩䜿生气。#倩䜿 #小䞑女
00:31
倩䜿倫劇
Рет қаралЎы 14 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралЎы 17 МЛН
Cute kitty gadgets 💛
00:24
TheSoul Music Family
Рет қаралЎы 16 МЛН
Dad Makes Daughter Clean Up Spilled Chips #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралЎы 2,8 МЛН
(12)PixelJunkMonster 2-CocoValley 2-Glitching A Little Bit
21:00
Switch
Рет қаралЎы 4
Zerit - @Hidmona Tv@Gdrar@Eri tv@Solo media@Tlefetawi talkshow@Eri Sat@Neshnesh Tv@atvasena #Eritrea
1:11:28
癜倩䜿选错惹黑倩䜿生气。#倩䜿 #小䞑女
00:31
倩䜿倫劇
Рет қаралЎы 14 МЛН