No video

ጨርቂ ኣሜሪካ ዘደርበየ ስጉምቲ ስዑዲ ዓረብ

  Рет қаралды 24,856

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 34
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Жыл бұрын
😅ማዕለሽ ማዕለሽ እንዳበሉ ከም ንፋስ ናብ ኩሉ ይዘሩ
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 Жыл бұрын
Welcome fne Bro 😍✌✌✌
@akberetsium
@akberetsium Жыл бұрын
ቢን ሳልማን እሞ ምስ ኣሜሪካ ተፋሓፊሑ፡ይብድሆ'ዶ ትብሎ ኢካ ውዲት ኣሜሪካ፧
@tsegailuul1213
@tsegailuul1213 Жыл бұрын
Faney bitaemi nemesgineka bulux akerariba hafeshawi bulux sirah kexlo
@semariachannel1513
@semariachannel1513 Жыл бұрын
ሰላም ኩልኩም ኣሕዋት ርሑስ በዓት ትንሳኤ ይግበረልና እንዳ በልኩ ኣብ ቻነለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ክትሕግዙኒ ብትጅትና ይሓትት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Жыл бұрын
ሰላም ፍናን እንቋዕ ብደሓን መፀኻ : ብዝዕባ ሩስያ ግን ኣይግድን ??? ምስቲ ዕቡድ ከልቢ ዘለንኺ እኻ ወግንካ ዘለኻ : ብዝኸነ ፀግዕ ከይሓዝካ ጽፉፍ መደብ ኣቅርበልና የቀነልና ናይ ሓደፅግዕ ኣይትሓዝ ልኣኽቱ : መንኣን ከኣ ኣቃላዓዮ ውደሓንካ ወትሩ ኣብ ገድን ፍናን ኣብ 🤬🤬🤬🤬🤬🤬😂😂😂😂
@loveumom8428
@loveumom8428 Жыл бұрын
ናይዚኦም ጸጋማውያን መድያታት ጥራሕ ስለዝሰምዕ ወይ ስለዝኽተል እዩ። ኩሉ ግዜ ሩስያ ትሰዓር ከምዘላ ጥራሕ እዩ ዝዛረብ ክክ
@nomore5845
@nomore5845 Жыл бұрын
@@loveumom8428ንዓርስኻ ከምኣ ስለትገብርን እታ ናይ በላዕቲ ሰብ ብቻ ስለትሰምዕን እኻ። እምበር ፍናን ናይ ዓለም ሙሉእ ናዝሓልፈን ናይ ሕይዝን ትንተናታትን እዩ ዘምጽእ እቱይ ምክንያት ምንባብ ስለዝፈቲ። ፍናን በሊሕ እዩ He is one of the very smart from the despotic country.💪🏽⛱️💪🏽⛱️💪🏽⛱️😅😀😅😀
@user-br4qj9ht6r
@user-br4qj9ht6r Жыл бұрын
ድምጽኻ ብጣሚ ቲሒቱ ኣይስማዕን እዩ
@estifbatu1468
@estifbatu1468 Жыл бұрын
Mes amerika Damo yewtsea do elkay mota, zakelet anchewa af dumu tshtet
@ambelayabib8284
@ambelayabib8284 Жыл бұрын
arku buzuh aytidegagim
@estifbatu1468
@estifbatu1468 Жыл бұрын
Amerika ayfeltkayan afakuiskaba aytraya
@user-fq2sz4ur8s
@user-fq2sz4ur8s Жыл бұрын
I think saudi is now going at the right position Saudia have a grwat resources and have great money but they dont know they use it b3fore,, but now i think they are going with the world
@kraftnuggets2223
@kraftnuggets2223 Жыл бұрын
ሰልጣኑ አደለያን ይመስለኒ ካብ ቀዛፊ ኸማሃሩ ይግበኦም።
@user-ty7ly5xu3z
@user-ty7ly5xu3z Жыл бұрын
ፋኒ ብዛዕባ ቻይናን ታይዋንን እንታይ ይባሃል አሎ ሊንክታት አብታ ናይ ኢትዮጽያ ቪድዮ ዝሰራሕካያ ናይ ትማሊ አለካ ከመይ ትብሎ። ትንታነ እባ ግበረልና።
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Жыл бұрын
ፋኒ! ዝበዝሓ ሃገራት ፖሎቲከኛታት ኣሜሪካ ንሱዑዲ ዓረብ እንተ ገዲፋታ ሱዑዲ ክኸፍኣዩ ይባሃል ኔሩ:: ንግዚኡ ይጥዕሞም ከይህሉ:: ክሳብ ዝሓስቡ ኣሜሪካ
@nomore5845
@nomore5845 Жыл бұрын
ናይ ኣማሪካማ ኩሉ ኣቀዲሙ ሕሱብ እዩ። ካምቲ እስያስ ዝበሎ ካምዙይ ሕይዚ ታይኮነ ንኣማሪካ በጺሑ ምስዝምለስ ቃለመሕትት ምስገብርሉ "ናይ ኣማሪካ ኩሉ ቅሙጥ እዩ" ብምባል ነቲ ዝርኣዮ 0.002% ናይ ኣምሪካ ብኣድናቆት ንምግላጽ ኣድናቆቱ ቃላት ስለዛየግነየሉ ብከምኡ ዓጽይዎ። If your memory works ብቱይ ናትካ ሕንጎል ኣይትምዘን ኣንብብ ስማዕ ናይ ውጭሃገራት ኣዳምጽ ታብኡ ርእይቶኪ ክትህቢ ብዓል ዓይኒ ዝነዎም ሬሳታት💀💀☠️☠️
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Жыл бұрын
@@nomore5845 ክክክ እቲ ዝገብሮ ትነግረኒ ኣለኻ:: ከማኻ ዓይኑ ዘውጸ ዕሽነት ዘለዎ:: ከም ኣብራሃም ገሬ እሙን ተስፋ ኣለካ ክትክኦ:: ፍናን ኣብ ዝበሎ ሓሳብ ሂበ:: ንስኻ ግን ብዛዕባ ኢሰያስዶ ኣሜሪካ ኢልካ ትህልውስ ኣለኻ:: ሕክምና ቸክ ግበር ክክክ
@muluemeles7201
@muluemeles7201 Жыл бұрын
USA ኣይፈለጣን ኣሎ ዳሕራይ ኣላህ እንዳበለ ክሃድምዩ'ዚ ዓቢ ሓርኢ 😂😂😂
@sulemansalih7344
@sulemansalih7344 Жыл бұрын
Russland ❤❤❤
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
😎 ቁሩብ ዘፍርሕ ኩነታት እዩ ቻይና ሩስያ ወይ ካልኦት ሃገራት እንድሕር ቦታ ናይ አሜሪካ ተኪኤን ንዓለምና ተቓፃጺሮማ Control እዋይ አንሕና ኤርትራውያን ከምኡዉን ኩላትና ሐበሻ ካልእ Language ካልእ ሕጊ ምፍላጥ ከድልየና ማለት እካ እዩ ምኽንያቱ English ቃልት ዳርጋ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ክኸውን እዩ ማለት እዩ 😮 እዋይ እዋይ ምኽንያቱ አንሕና ባርያታት ስለዝኾና ሀገር የብልናን መቸም አየነይቲ ሀገር ኢና ንደሊ ሩስያ ቻይና ዋላስ ዓረብ ከምኡዉን ኣምላኽ ዶ ይሕሸና አላህ 😎
@robiye3496
@robiye3496 Жыл бұрын
ዓዲ ዓረብ ዲኣ ንስኩም ተጋሩ መልእኩሞ እንድኩም እትዮጵያ ፈንፍናትኩም ብድሮን ምስ ኣተወትኩም ሃድምኩም ብየመን ናብ ሱዑዲ መልእኩማ ሱዒዲ ሕዛ ኣብ ስጂን ትቀትለኩም ኣላ ቅቅቅቅቅ ተጋሩ ዓዲ ስእንኩም ኣለኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
@@robiye3496 መርሐባ ሮቢ ወዲ ማርያም ኦይ ቅሰን ትግራዋይ አይኮንኩን ደሐር ከአ ብዛዕባ ማርያም ገለመለ እንዳበልካ ንኻልኦት ፍጡራት ከማኻ ሕማቕ ክትደሊ አይትፈትን ካብ ብዛዕባ ትግራዎት ትዛረብ እስኻ ንባዕልኻ ለማኒ ስደት ለማኒ Asylum ለማኒ ሂወት ለማኒ ማርያም ክነስኻ 😎my man just Take It eazy
@robiye3496
@robiye3496 Жыл бұрын
@@seeker3963 ኪላእ ስሕዉ እልካ ዕሽነት ዘለካ እካ ትመስል
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
@@robiye3496 መርሐባ ወዲ ማርያም እዋይ ዓሻስ ዓሻ አይበልካ ብስም ማርያም ከተዳናግር ንኻልኦት ፍጡራት ክትንዕቕ እሞኸአ Real stray slave ክነስኻ ከልቢ ህግደፍ ሐሳዊ ቆርበት🤓
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
@@robiye3496 ነዞም ፊደላት ትግርኛ please ብግቡእ ጽሐፎም ክላእ not ኪላእ ምናልባት ደአ ድቓላ ናይ አምሓራን ሻንቅላን ከይትኸውን ❓️
@batsebabere4386
@batsebabere4386 Жыл бұрын
ሱዑድያ ኣሰር ዒራቅ ሊብያ ክትስብ እያ ንግዜ ንግደፎ
@milliondave4142
@milliondave4142 Жыл бұрын
U have nothing clue about politics. Just u use this to make cents.
@tesfuasgodom159
@tesfuasgodom159 Жыл бұрын
ፍናን ንጉስ ናይ ሓበሻ ካባካ ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና ፡ዝርዝራቱ ከኣ ቀዳማይ ነገር ጠባይካ ካልኣይ ዓቅሊ ሳልሳይ ስምዒትካ እዚ ኩሉ ወዘተ ይቅጽል ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ይሃበናን ንኩሉና ማለት እዩ መጻኢና ብርሃን እዩ
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 8 МЛН
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН