Dasna Tv | (እዋናዊ ዛዕባታት ) - ካናዳ ስርቂ ኣይተኻእለን- 10/07/2024

  Рет қаралды 31,541

Dasna Tv

Dasna Tv

27 күн бұрын

◄ ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ : bit.ly/2JBstKw
◄ኣብታ 2ቲቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ፡bit.ly/2JLuqCX
ኣብዚ ውን ተኸታተሉና 👇 :
● instagram : / dasna_tv
● facebook : / dasnatv
● twitter : / dasna_tv
ርእይቶኹም ኣብ ምዕባለና ኣገዳሲ ብሙኻኑ ርእይቶኹም
ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጦቡ♥♥♥♥♥♥♥
መሰል ናይዛ ቪድዮ ን Dasnatv sport ዝተሓዝአ እዩ
#dasna_tv​ #Eritrean_sport​ #news_sport

Пікірлер: 38
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 25 күн бұрын
Thx bro
@shalikurgira4806
@shalikurgira4806 25 күн бұрын
እርማት ፦ 8:26 Ontario ከተማ ዘይኮነትሲ ፡ ዞባ እያ።
@Democray
@Democray 25 күн бұрын
ገለካ ቁጽረን ተወሓደ ይስረቅወን፡ተሸጊርና ኣለና ብሰንኪ ብዝሒ መካይን
@shabatshalom693
@shabatshalom693 22 күн бұрын
Ya there is a loat of crimes in the country due careless management of the police ,even if you can found with GPS inside Canada before shipping police they don't care it. Key Keyfetena kem malisha biret kinatik ente koynu ember
@neamnzeray8220
@neamnzeray8220 9 күн бұрын
Ontario city aykonetn province iya bro
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 25 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅
@user-vg4fi1ko6g
@user-vg4fi1ko6g 25 күн бұрын
ኣንታ ፖሮስስ ክንጅምር ኢንዳ በለና
@Victo.rialake
@Victo.rialake 23 күн бұрын
Mebzahteom kab west africa you specially nigeriawyan yom ab documentary reayo nere
@shalomasmelash2154
@shalomasmelash2154 25 күн бұрын
ከመይ 1080 መካይን 60ሚሊዮን ዶላር ይከውን 🤔
@camelentertainment5499
@camelentertainment5499 24 күн бұрын
Nigeria eyom 😮
@robiye3496
@robiye3496 25 күн бұрын
3d
@selamneritranaselamneritra3954
@selamneritranaselamneritra3954 25 күн бұрын
ዋእ በዚሐን ኣብዝሓለፍካዮ ጎደና ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ርቕርቕ ምስ በላ ሓዳ ሓደ ግዜ ኣክስደት ከጋጥም ኮሎ ኮ ካብቲ ጽርግያ ንኽትወጽእ 4 ሳዓት ብውሕድ ትጽበ እሞ ግዕዞኻ ናይ 20 ደቕቕ ኮሎ ኮ እዩ ዛ መኪናይ ክሸጣ ክክክ ወይለይ ጉድ ኣነ ቡዙሕ ይዕዘብ ኣብ ዝጥቓይ ኣለው ጸለምንቲ ነጋዶ ናይ መኪና እዮም ኢሎሙኑስ ኦይ እዚኦሙስ ሃብታማን ይኾኑ ዳኣ በልኩ በ በር ከምዚ ዝገብሩ ዘይመስሉ ዋይ ዝናትና ባህልስ ክንደይ ይጥዕም
@iamtigrigna6140
@iamtigrigna6140 25 күн бұрын
First 🎉
@staycool.3476
@staycool.3476 25 күн бұрын
ኢትዮጲያ ክትብል ዲኻ ካናዳ ትብል ዘለኻ ሰቲኻ ዲኻ ተማሓላልፎ ዘሎኻ።
@yeibiotekie314
@yeibiotekie314 25 күн бұрын
Msrak tray aykonen yendidwen alewu bhawi
@TekieYohannes-rv7xn
@TekieYohannes-rv7xn 23 күн бұрын
ኦንታርዮ ዞባ ደኣ ምበር ከተማ ኣይኮነን። ካልእ ከኣ ንመኪናኦም ከድሕኑ ክብሉ ሂወቶም ዝጠፍእ ዘሎ ሰባት ውን ብዙሓት ኢዮም ነዚ ንምድሓን ፖሊስ ቶሮንቶ "ሂወትኩም ንምድሓን መፍትሕ መኪናኩም ኣብ ደገ ግደፍዎ " ዝብል notice ኣውጺኡ ህዝቢ ቶርንቶ ይላገጽሎም ኣለው 😂😂😂😂
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 25 күн бұрын
Mengisti eid alewo kone elika eyu zigiber zelo
@user-jk8gk6yn7g
@user-jk8gk6yn7g 25 күн бұрын
ጉድ እዩ ካናዳ ስርቂ 😮
@BereketBereket-jc5em
@BereketBereket-jc5em 25 күн бұрын
Ata ane teserike nere ende terekieba gen
@BahlbiEmbaye
@BahlbiEmbaye 23 күн бұрын
ኣብ ሓንቲ ደቂቅ 5 እንተተሰሪቀን፡ ኣብ ዓመት ልዕሊ 2,5 ሚልዮን እዩ ዝመጽእ።
@efremwelday1327
@efremwelday1327 25 күн бұрын
ጸለምቲ ሰብኡት የሕዋትና ደቂ ትግርኛ ኣይተኻኣሉን
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 24 күн бұрын
ስርቂ ስብእነት ኣይኮነን
@blackstar7660
@blackstar7660 8 күн бұрын
ሓቂ ድዩ😂😂 BMW ግዝኡ ኣይስረቓን እየን
@Mussie5
@Mussie5 25 күн бұрын
Zegerm yu 😂😂
@primostgorge.6739
@primostgorge.6739 18 күн бұрын
Tewaridna eke 😂 nebsna keyserquna ferihna loms natey ab 3 weeks terekiba.
@manchesterwinani
@manchesterwinani 25 күн бұрын
Never Trust how is going to Africa car 🚗
@user-mz1sz8ov7n
@user-mz1sz8ov7n 25 күн бұрын
ኣታ ዳስና ቲቪ ዜና ምስርሒ ስእንካሲ ካናዳ ስርቂ ማራ እዩ ገበን የለን ካኣ ኣይኮነን መኪና በርተፍሎካ ወዲቁ ኣይልዕሉን እዮም።
@berhanemehari8215
@berhanemehari8215 25 күн бұрын
Ewae haqu u ab Ottawa bzuhat ysreqa alewa
@yeibiotekie314
@yeibiotekie314 25 күн бұрын
Haku u tmali ab saskatchewan bzuhat teseriken hawi mkitsal wun alo
@henokmehari-zl5xi
@henokmehari-zl5xi 25 күн бұрын
kkkkkkk በርተፊሎ ድኣ እንታይ ክገብረሎም😂 ስርቂ መካይን ብዙሕ ኣሎ ኣብ Canada 😮
@efyabrha9839
@efyabrha9839 25 күн бұрын
ካበይ ዳኣ መጺኡ እዚ ሓበረታ ሞ ኣነ ካብ ዝቡሓት ዩቱበራት ኣብ ካናዳ ዝነበሩ ዩቱበራት ሰሚዐ ኣለኹ ግን ንዓኻ ስለ ዘይተሰርቀካ ን ካልኦት ዝተሰርዎም ኣይመስልካን ንስካ ስራሕ ስለ ዘለካ ካልኦት ስራሕ ዝስኣኑ ኣይመስለካን ስለዚ ብ ናትካ ጥራይ ኣይትፍረድ እድሕር መድሕን ናይ ኢንችራንስ ልዕሊ ሓዲ ብልዮን ኣተኸፊሉ ደስ ስለ ዝበሎ ከፊሉ ይመስለካ ኣስፊሕኻ ሕሰብ መኪና ተሰሪቀን ኢዩ ኢሉ እበር መቀመጢ ገንዘብ ተሰሪቁ ኣይበለን ናይ መቀመጢ ገምዘብካ ዳኣ እታይ ኢሎም ከልዕልዎ ክደይ ገንዘብ ከይህልዋ ኢዩ
@rufaelbirhanekidane
@rufaelbirhanekidane 25 күн бұрын
Second😂
@Robelsoimon
@Robelsoimon 24 күн бұрын
መኪና፡ደኣ፡ለሚድናዮም ንግሆ መኪናና ይሓድራ ድየን ኣይሓድራን ደቅና ትምህርቲ ከነብጽሕ ክሳብ ንጠራጠር ኮይና 😂😂 ሕጂ ገሪሚና፡ዘሎ ዋጋ 20 ሚልዮን ወርቂ ካብ ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርፖርት ቶሮንቶ ምስ ኣተወ ህንዳዋያን ኢዪም ዝመስሉ ተመሻጢሪም ሰሪቆሞ ናብ ዱባይ፡ህንዲ ኣግዒዘሞ ይበሃል ኣሎ መንግስትና ከኣ እግሪ እግሮም ይጎዮም ኣሎ 5 ዝኮኑ ህንዲ ሒዙ ኣሎ ገለ ከኣ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝን ዱባይን ተሾጊጠን ዘለዋ ህንዳዉያን ሰረቀቲ ለቃቂሙ እንዳቦይተዓገስ ክድርግመን ኢዩ 😂😂😂😂😂
@henokzer-vk3yn
@henokzer-vk3yn 25 күн бұрын
😅😅😅😅 ዘገርም ኢዪ😳
@wediKdusGebrial
@wediKdusGebrial 25 күн бұрын
ሓበሻ መዋእልካ ምስተገረምካ
@user-jk8gk6yn7g
@user-jk8gk6yn7g 25 күн бұрын
ይገርመካ እዩ
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 24 күн бұрын
​@@wediKdusGebrialነብስኻ ኣይተሕስር ንስኻ ውን ሓበሻ ኢኻ።
@wediKdusGebrial
@wediKdusGebrial 24 күн бұрын
@@tsegayabraham2424 ምስ ምሕሳር እንታይ ዘራክብ ኣለዎ ብቀሊሉ ኢና ንግረም
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 10 МЛН
ሕጂ ዉን ጌና ይብለናሎ Josias denden
11:26
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 40 М.
The Fake Whistle 😅
0:10
Zshams
Рет қаралды 7 МЛН
UFC Abu Dhabi : Магомедов VS Олексейчук
2:22
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 74 М.
Футбол - командная игра!
0:51
Виталий Андреев
Рет қаралды 2,5 МЛН