Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 1) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 93,365

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

4 ай бұрын

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 000
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
ክንኣቱ ከለና SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟.Join this channel to get access to perks: kzfaq.info/love/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin❤️
@user-rz9rd9de3l
@user-rz9rd9de3l 4 ай бұрын
Rodas shkor btami Nic program
@tsegayinegussie9913
@tsegayinegussie9913 4 ай бұрын
ኣጋጣሚ ደቒሰ ባዕጊገ ከሎኹ ብጣዕሚ ትሓጊሰ ወዲ 81 ዓመት እየ፡ኣብ ጀርመን ሰዓት 01.45 ለይቲ እዩ ብዝኾነ ሓሳበይ ኣብ ህይወተይ ዝምነዮ ክገብር እናበልኩ ዝሓለፈኒ ኢዩሞ ጽብሕ መገሻ ስልዘሎኒ ኣብ ካልእ ጎዜ ክራኸበኩም ኣየ ምስ ብዙሕ ሰላምታ ክሳብ ዳሕራይ።
@dadidad4572
@dadidad4572 4 ай бұрын
ከምዚ ጽቡቅ ጌርና ክንደፋአሉ አሎና በጃኩም
@user-ei8zs7ep7x
@user-ei8zs7ep7x 4 ай бұрын
Naybhaqi azi ktababa zelewo guday ayu.
@ftsumtsahaye8768
@ftsumtsahaye8768 Ай бұрын
❤❤❤
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝናኣድ መደብ እንድዩ :ሓንቲ ከም መተሓሳሰቢ ግን ሮዳስ ሓፍተይ ናይቶም ተቅርብዬም ግለ ሰባት ቁጽሪ ቴለፎን እንተ ትገድፍልና ንነብሲ ዝደሊ ሰብ ሞሓገዘ ብቀጥታ ዝከኣል ተኾይኑ ምስናይ ይቅረትኡ።ኤረና ትዓንብበልና 🇪🇷💪
@nardinadiablessed0811
@nardinadiablessed0811 4 ай бұрын
Bruk hawey ms alena walta hager contact gber xbuk hasab akribka
@bahrekebede3408
@bahrekebede3408 4 ай бұрын
Yes ብዓቅምና መተባብዓናዮም ።
@senaitsetant748
@senaitsetant748 4 ай бұрын
Please let us know, We can help him!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
PLEASE LIKE SHARE & SUBSCRIBE 🌟🧡⭐️
@belaineshgebremichalel9017
@belaineshgebremichalel9017 4 ай бұрын
Btaemi des zbl medeb egziabiher abziu yhabkum
@m.g5295
@m.g5295 4 ай бұрын
Great job ማዕበል ወደይ ምስመሳርሕትኻ ናይዘን አደ cell phone ሀቡኒ Thanks
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
የቀንየልና 🇪🇷|•❤💫
@biniamweldemichaelb9384
@biniamweldemichaelb9384 4 ай бұрын
👌 👏 You guys, you did good job but way you Tell us the shopping price.?(Taf & what's deber?) 👏👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🐪💯🐪
@m.g5295
@m.g5295 4 ай бұрын
@@AlenaWaltaHager የቀንየልና ንስኻትኩም እምበር እንታይ ገርና ጸገም አለዎድዩ ቁጽሪ cell phone ናይዘን አደ እንተ ሀብኩምን
@mussietewelde3546
@mussietewelde3546 4 ай бұрын
ሎሚ ዘሓጉስ መደብ ሪኤ ካባና ዝድለ ክንገብር ውን ድሉዋት ኢና
@berektiandeberhan3837
@berektiandeberhan3837 4 ай бұрын
እውይ ክንደይ ፍስህ ይብለካ እቲ ህዝብናስ ሞራሉ ላዕሊ ህርኩት ስራሕ ዝፈቱ ባህ የብለካ❤️ አለና ዋልታ ሀገር ፎርሳ ንቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤️❤️
@abrhamteklebrhan8980
@abrhamteklebrhan8980 4 ай бұрын
ከምዚ ዝበለ ሰናይ ግብሪ ባህልና እዩ እሞ ክድፍኣሉ ዘዎ ኣጆኩም❤❤❤❤❤❤❤
@solianaokbe1156
@solianaokbe1156 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
ድሃይ ቤትና አብዚአ ትካፊሉ ኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘውጽአኩሞ ይተካአልኩም ፈጣሪ ቀጽሉ አጆኩም ደሰ ዚብል ደሰ ዚብል ይሃብኩ ክብርን ምሰጋና ንኩላትኩም ደቂ ኤረይ ማዓረይ 🇪🇷💪💪💪🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷👏👏👏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 4 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይ ክድፋኣሉ ዝግባይ መደብ ጽብቅ ሰናይ እዩ ❤❤❤❤
@hanetaokbay8928
@hanetaokbay8928 4 ай бұрын
Mejemriya nakn nwalta hager btaami des zbl . qexlyo. ❤❤ ❤
@epicfriends4100
@epicfriends4100 4 ай бұрын
Alena walta hager this is really feeling deep I don’t know what to say, all I can say is God bless you 🙏 ❤️
@teklekidane9887
@teklekidane9887 3 ай бұрын
We’ll done so happy for you
@aronunited
@aronunited 4 ай бұрын
ከምዚኣ ገርና ጽጉም ህዝብና ምሕጋዝ ዩ ሓደራ ጀሚርኩም ከይተቃርጽዎ
@tomie8101
@tomie8101 4 ай бұрын
ዋውውው ብጥዓሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ጽብቅ ምግባር ንነብስካ እዩ እሞ ኣጸብቅና ንስርሓሉ ንሕና ደቂ ኤረይ ክኣ ነታብብዓዮም ላይክ. ሸር ። ኮመንቲ ንግበር ዓቢ ሓገዝ እዩ።
@AmanTekle1
@AmanTekle1 4 ай бұрын
@Tomie... Please become a member and support this project,🙏🙏🙏
@regatafewerki4854
@regatafewerki4854 4 ай бұрын
ብ ሰማይ ብ ምድርን ዝፍቶ ሕልናዊ ስራሕ እዩ ❤ኣምላኽ ይሓግዝ🙏። ንቐጽሎ ኣብ ጎንኹም ኣለና
@abebasemere2731
@abebasemere2731 4 ай бұрын
መግለጺ ሲአነሉ ጹቡቕ ተግባራትኩም ኣለና ዋልታ ሃገር 🇪🇷❤️🇪🇷 ብጣዕሚ ኣምላኽ ትሕስቶኹም ይባርኸልኩም 🙏❤️🇪🇷❤️ሓበን ማለት ኢኹም ነዚኤን ኣዴታትና ተበርክትዎ ዘለኩም ሓገዝ 🌹🌹🌹🇪🇷ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🇪🇷❤️🇪🇷
@Godislove798
@Godislove798 4 ай бұрын
እዋይ ሕሰምሲ ኤህ ደኣ ህዝብና ደዊንዎ፡ እዘን ኣደይሲ ክጽብቃ ልውጥ ኢላ ማዕበል ሓውና የእምሮካ ይባረክ ነዚ ሓሳብ ዘምጻካ ኣብ ግብሪ ውን ዘውዓልካ።
@saramokonnen918
@saramokonnen918 4 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ❤❤❤❤ብራቮ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ ንተሓጋገዝ
@chamejohn6593
@chamejohn6593 4 ай бұрын
I'm just crying b/c I'm so so HAPPY ❤❤❤ to see like this programm in our beautufull homeland ❤❤🇪🇷🇪🇷 Pls Never stop this programm Alena Walta Hager is an example for everbody to do this amaizing idea❤❤ 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@user-qq7xx5tr6v
@user-qq7xx5tr6v 3 ай бұрын
ማማይ❤ ስድራና ካብ ጥኦም ናብራ ዘዋረደ አጋሜ ህዋትና ኢና ትብሉ እራዩ በሉ ማማ ሽኮር እንቆ ከም አጋሜ አይለመንኪ ስራህ ክቡረት ኢዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 4 ай бұрын
እዛ መደብ ኣብ እዋና። ኣብዚ ጎይታናን መድሃኒና እየሱስ ክርስቶስ: ምእንታና ኢሉ ገንሸል ዝኮነልና: ንሕና ክኣ ንሰናይ ነገር ክንስዕቦ ኣለና። ዋልታ ሃገር ብሓቂ ዋልታ ኤርራዊ ንጋዜጠኛ ክኣ 200 ላይክ: ምስ ኩሉ ሙቁሉልነታ🎉
@filiposamanuel8560
@filiposamanuel8560 4 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ጸባ ስተዩ ኣለና ዋልታ ሃገር እዚ ክድፋኣሉ ዘለዎ ሰናይ ተግባር እዩ እቶም ካሎኦት ውን ቻነላት ውን ሳዓቡዎም ከምኡ ገይርና ጽጉማት ወገናትና ንሓድዝ ክሰፍሕን ክዓብን ድማ ኣብ ጎኑኹም ኣሎና ክብረት ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😅
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 4 ай бұрын
ብራቮ ማዕበለይ ኣምላኽ ዘውጻእካዮ ይተካኣልካ ጽቡቕ ተበግሶ እዩ ኩሉ ኤርትራዊ ክስዕቦ ዘለዎ እዩ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 4 ай бұрын
ዋውውው ዋልታ ሃገር ሎሚ ናይ ልበይ ረኪብኩማ ከምዚኣ እየ ዝምነ ኔረ እግዚኣብሔር ዓስብኹም ይክፈልኩም❤❤❤።
@abebahaile2552
@abebahaile2552 4 ай бұрын
ዋውውውው:ኤርቲራዊት:ምኻነይ:ኮሪዔ:💕💕💕💕😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍👍👍⭐⭐🤺⭐
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 4 ай бұрын
ኣሰይይይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶ እዩ ኣለና ዋልታ ሃገር❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉
@AmanuelTekle-rf5bi
@AmanuelTekle-rf5bi 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷l love Eritrean people for ever and ever.
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 4 ай бұрын
ጽቡቕ ሰናይ ግብሪ ❤ኤርትራዊያን ምትሕግጋዝ ባህልና'ዩ ቀጽልዎ❤ ሮዳስ ሽኮሪና ስምፒል ጓል ኤረ❤
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 4 ай бұрын
🇪🇷❤ ኣለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማዕበል ከምስምካ ማዕበል፡ ኣለና ዋልታ ሃገር ከም ስምኩም ዋልታ ሃገር፡ ዋልታ ህዝብኹም❤🇪🇷
@abubekersuleman5803
@abubekersuleman5803 4 ай бұрын
ወላሂ ምስአን ታሓጉሰ ክድፋኣሉ ዘሎዎ ስራሕ ኢዩ😍🇪🇷
@eru8046
@eru8046 4 ай бұрын
ቤላ መዕበሊና ቀጻሊ ግበሮ ዝኮነ ሰብ ኣብ ሙሉእ ኤርትራ እንዳዘርኩም thanks bro።
@sarateclab1936
@sarateclab1936 4 ай бұрын
ኣሰይ መመስገኒ ህዝብና ብሩኽ ❤️❤️❤️❤️
@azebweldu7852
@azebweldu7852 4 ай бұрын
ኡፍፍ ክብሪ ይሃብካ ማዕበል ሓውይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ንፉዕ ራኢ ዘለካ መንእሰይ ናዓና ውን መርኣያ ኢኻ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ክበር ወዲ ሃገር
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 4 ай бұрын
ሰብን ኣምላክን ዝፈትዎ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ኣብ ስራሕኩም ዓወት ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይሃብኩም❤❤
@elsasolomon9247
@elsasolomon9247 4 ай бұрын
አለና ዋልታ ሀገር ብጣሚ ጾብቅ ሰራሐ እግዛብሔር ይባርክም ንኸላትና ጾቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ኩላትና ከከ ም ኽእለትና ንዶፉአሉ እግዛብሔር ንሀገርና ይባርኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቅትካ ምጉስጋስ ዘድልዮ እዩ መንፈሳዊ ቅናኣት ይሕድረልካ እዩ ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@biniwedimaharisenegal4673
@biniwedimaharisenegal4673 4 ай бұрын
ክንደይ ተዓዲሉ ነዛ መደብ ዝሓስበ ❤ ጹቡቅ ሰራሕ ቀጽልዋ ቀጽልዎ
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 4 ай бұрын
ናይ ባሐቂ ጭዋ ዝኮነ ህዝብና አለና ዋልታ ሃገር ከአ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ማዕበል ሐወይ ካአ ጅግና መግለጺ ሲኢነልካ ናይ ባሐቂ ወዲ ህዝብና::
@Monica-un4rz
@Monica-un4rz 4 ай бұрын
እድሜና ጤና ይሰጦት🙏❤
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 4 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቕተበግሶ ደቂ ኤረይ ሓላላት(ኤርትራዉነት ክቡር መንነት)🇪🇷❤☝️👈👌🙏
@merhawitesfamikael3538
@merhawitesfamikael3538 4 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሓላል መሬት።
@helenabraham1398
@helenabraham1398 4 ай бұрын
ንድፈአሉ ደስ ዝብል
@biniamabosurafiel5725
@biniamabosurafiel5725 4 ай бұрын
ዋውው ደስ ዘቢል መደብ ከምዚ ኣይነት ተግባር ክድፈኣሉ ኣለዎ ብፍላይ ነዛ ሓላል ሃገር ክብሉ ዝሰንከሉ ብሰንኪ ስንክልና ናብራ ዝከበዶም ጽጉማት ኣብ ኩላ ሃገር ብምዛር
@AmanTekle1
@AmanTekle1 4 ай бұрын
I am going to love this program 🤔🤔🤔💭💭💭❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@user-qf2rn8rm5g
@user-qf2rn8rm5g 4 ай бұрын
ዋው ዋው ማዕበል ክፍላይ(ኣለና ዋልታ ሃገር) ብጣዕሚ ልብካ ዘረስርስ መደብ ባህታ ሓጎስ ዝፈጥር ምስታ ምጭውቲ ሙቕሉል ቓላታ ሮዳስ መንግስን ካልኦትን መሳርሕትካን ብዝገበርክሞ ኣበርክቶ ኣነ ብወገነይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ብሓጎስ ዝኣክል ብክያት ሲዒርኒ ብሓቒ ነቲ ለዋህ ህዝብና ብኸምዝን ወዲ ከምዝን መደባት እንዳ ተገበረ ክስራሓሉ ናይ ኲሉ ኤርትራዊ ዜጋ እዪ ሞ ኣጆካ ሓበን ሃገር ቀጽሎ ኣለና ኣብ ጎንካ መክሰብ ሃገር። 🇪🇷🌷🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌹🇪🇷💐
@madenamadena7662
@madenamadena7662 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ማዕበሊኖ አደታት ኤርትራ ናፊቀየን ዘለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ነዛ አዴና ድማ ማዕበሊኖ ምስ መሳርሕትካ ጽቡቅ መደብ ስላም ደቂ ሐላል መሬት ደቂ ኢረይ ኩላትኩም
@TesfaldetAbera
@TesfaldetAbera 4 ай бұрын
እግዝአቡሄር ኢድኩም ምሉኢ ይኹን❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷
@halleluja9074
@halleluja9074 4 ай бұрын
ሕንቅንቅ እናበለኒ ሪኤያ ኣዝዩ ክቅጽል ዘለዎ ስራሕዩ፡ ጽቡቅ መደብ ኣለና ዋልታ ሃገር
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 4 ай бұрын
መርሓባ ኣለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ጽቡቕ ጅማሮ ማዕበለይ ሮዳስ ድማ ንፍዕቲ ባሓቂ እግዚአብሔር ይባርኽኩም ምሳይ ዝተሰጎጋ ማማ ኣርኢኹሙና ኣነ ንብዓተይ መጺኡኒ ባሓቂ ቀጽልዎ ኣብ ጎንኻ ኣለና ማዕበለይ ጅግና ሕቡን ኤርትራዊ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪💪💪
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 4 ай бұрын
😢
@elsamirach6565
@elsamirach6565 4 ай бұрын
ሎሚ ዘሓጉስ መደብ🥰🥰👍♥️🥰🥰🥰♥️♥️💯
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 4 ай бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ ማዓበል ክትቅጽልዎ ተስፋ ይገብር እዞም ኣምቸ ንፉዓት ኢዮም ብሃገሮም ዘለዎም ዘለዎም ፍቅሪ ይርእዮም እሞ ገለ ዓይነት ኢዮም❤❤
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 4 ай бұрын
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል መደብ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ካብ ጸርፍን ዘለፋን ወጽእና ሕጂ ናብ ከምዚ ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ እቶም ሰብ ዩቱብ ከማን ነዚ ቁዱስ ክትስዕብዎ ኣለኩም🙏🙏🙏🙏🙏
@tsegamedhane1156
@tsegamedhane1156 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ይብል ኣጆኹም እስከ ኣምላኽ ብርኽ የብልኩም ሮዳስ ሽኮር ጽቡቅ ኣቀራርባ ንፍዕቲ
@erloveentertainment
@erloveentertainment 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ልቢ ዝትንኪፍ ዓቢ ስራሕ ሰሪሕኩም ኣምላክ አድመን ትዕናን የሃብኩም፡ አቶም ኣዲኦ ገዲፎም ሓትነኦም ድናፍቁ አኩል ዕዮ ገዛ ከም ደለዎ ተረዲአዎም ኪኾዉን ተስፋ አገብር ,፡ Alena walta hager I am proud of you 💪🫶🫡🇪🇷🫡🇪🇷🫡🇪🇷🫡
@merryjerry3714
@merryjerry3714 3 ай бұрын
እዚ ናይ ፍቅሪ ስራሕ ትገብርዎ ዘለኹም በዓል ፈርዱስ ጽብቅ ግብሪ ንኣሕዋትኩም ኤርትራውያ ብጣሚ ጽብቅ ኩሉ ትገብርዎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ንዚ ሓብትና ወይዘሮ ኣበባ ንፍዕቲ ንደቃ ተዕቢ ትሰርሕዮ ብኩሉ ስራሕኪ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ኣጆኹም እሎና ኣሜን።🇪🇷🐪🐪❤️♥️🙏🌹🌷
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ንፉዓት ብሓጎስ ናቢዒ ❤❤❤❤❤
@m.g5295
@m.g5295 4 ай бұрын
Cell phone ናይዘን ዓደ Thanks
@hiwotabraha6342
@hiwotabraha6342 4 ай бұрын
Proud to be Eritrean ❤keep up the great work God bless you 💖l❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 4 ай бұрын
ከመይ ዲኩም መቅሰናት ፈጣሪ ይሓግዝኩም🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@solomonhabtetsion8789
@solomonhabtetsion8789 4 ай бұрын
ዋውውውው🎉🎉🎉ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ( ኣለና ዋልታ ሃገር)ጽቡቅ ስራሕ፡ኣምላኽ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይሃብኩም ንዕድመን ጥዕናን ይበሎ ፈጣሪ፡ኣለና ዋልታ ሃገር 🎉🎉🎉🎉
@eritreamahder303
@eritreamahder303 4 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ❤❤❤❤ጽቡቅ መደብ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤ ጽብቅ ምግባር ንነብስካ እዩ ደቂ ኤረይ ንተሓጋገዝ ኣለና ማዕበለይ ❤❤❤
@adhanettsegay561
@adhanettsegay561 4 ай бұрын
I am so so touched by this program. Noble acts of kindness Alena Walta Hager. Today, I joined as a member. Keep up the good job.
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
ሮዳሰ ሸኮር መግለጽ የብለይን ክደርፍልኪ እየ አቲ ክንደይ ታዓዊታ ክንደይ ታዓዊታ ኩሉ ዘጸብቀላ ❤❤❤ 🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷👏👏👏🇪🇷👑👑👑🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
@NigistiTeklay
@NigistiTeklay 4 ай бұрын
It is so nice of you Walta Hager, you chose a very good host to present your program. Even though for one day , it is good to do for someone who need the recognition . I am so proud to be Eritrean. Hopefully our country will be prosperous, we been pushed down by the western long .
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho 4 ай бұрын
Kem Eritrawi si abza kezab Alem yehilu do❤❤❤❤❤❤ love you so much My beautiful people🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️‍🔥
@regataf6861
@regataf6861 4 ай бұрын
@user-gd4ym6jt3j
@user-gd4ym6jt3j 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብክያት መጺኡኒ ኣብ ኤርትራ እንከለኩ እየ ዝሪኣ ነይረ ናይብሓቂ ታሓቢነ እንቋዕ ኤርትራዊት ኮንኩ ቀጽልዎ
@TsiTsi1904
@TsiTsi1904 4 ай бұрын
አዋይ ጽብቅቲ ኮይነን ሰብ አንታይ ይመስል ንናብረኡ ይበሃል❤❤❤❤❤❤
@eritreaadey2979
@eritreaadey2979 4 ай бұрын
Wow what a wonderful lady she is. She deserves all the happiness. She made me laugh when she said what a bill you talking about? 🌹🌹🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪😂😂
@Godislove798
@Godislove798 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ብፍላይ ነቲ ህርኩትን ጻዕራምን ህዝብና ሞራል ምሃብ ሓላፍነት ናይ ኩላትናዩ፡ ኢደይ ኢድካ ንበል ደቂ ኤረይ።🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ♥️ ❤❤
@kidanehaile377
@kidanehaile377 4 ай бұрын
ጽቡቕ ተበግሶ ብዘይ ቀለዓለም ብተግባርኩም ተደሪረ ሓዲረ ፈጣሪ ይባርኽኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት
@sophiajackson70
@sophiajackson70 4 ай бұрын
እሰይ እዚ ሰብን እዝጋብሄርን ዘፈትዋ ስራሕ ቀጸልዎ 🎉🎉🎉🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@amansaeedkyassin3722
@amansaeedkyassin3722 4 ай бұрын
ዋውው ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@genetmenghis7586
@genetmenghis7586 4 ай бұрын
እዋይ ሽኮር ኣደ ኤሪና 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💌💌💌🙏🙏🙏
@great2894
@great2894 4 ай бұрын
Rodi Shikor, you have such a very humble and kind heart. i am really impressed with what you did. i love Abuch too, apart from her Amharic, She is a pure Eritrean in Nature, She gives the gratitude with her heart, no more Lemechmech or bkyat like those in Addis do. i am really impressed. At last but not least My gratitude goes to Maebel, May God bless u abundantly. its a good initiative, keep it up
@user-bm6kc6xv8z
@user-bm6kc6xv8z 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ( ሺም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ናይ ብሓቂ ዋልታ ሃገር ዋልታ ህዝቢ❤🎉❤🎉🎉🎉🎉❤
@saratsegay1172
@saratsegay1172 4 ай бұрын
Rodasey shikor good jobb with alena walta hager keep it up 🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 4 ай бұрын
ዋዉ አዚዩ ጽቡቅ መደብ እዘን አዴና ድማ ክፍተዋኻ ኤርትራዊ ናይ ስራሕ ሰብ ጻዕራም ።ኤርትራዉነት ፍቅሪዩ ዋዉ ሰብ ንመን ይመስል ንናብርዑ ይመስል ሐቂ ብሐቂ እዞም ሓሳዳት ደጋላትወ ንህዝቢ ኤርትራ ዝጠለሙ ጠላማት ዝፈሐርዋ ጉድጓድ ጢሒሎማአለዉ ። አለና ዋልታ ሐገር ሮዳስ ጽብቅቲ አዚዩ ጽቡቅ መደብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@edenasfaha7435
@edenasfaha7435 4 ай бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ድብል መደብ ኣለና ዋልታ ሃገር ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከም ዝበሃል :ናይ ጹቡቕ ኣብነት ኢኹም እሞ ቐጽልዋ ::❤️🇪🇷👏👏👏
@user-iw8fi5iz9h
@user-iw8fi5iz9h 4 ай бұрын
ሎሚ ደስ ኢሊኒ ኣነ በጃኹም ከምዚ ቀጽልዎ ዓቅምና ምሓገዝና ብጣዕሚ ነመስግን ክብረት ይሃብኩም ❤❤❤
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 4 ай бұрын
ቢጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታሃገር ካሙዊን ጋዝጣኛ ሮዳስ ቢጣዕሚ ጺቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤
@NHM291
@NHM291 4 ай бұрын
ብቮለንታሪ ክሕግዝ ንዝደሊ ሰብ መታን ክሕግዝዎም Namber እንተትጽሕፍሎም ጽቡቅ ነይሩ ከም ሓሳብ ኢየ ማዕበሊኖ ❤❤❤🎉🎉
@fortunam2729
@fortunam2729 4 ай бұрын
Ezia xbqti hasab
@simotitesfagaber4575
@simotitesfagaber4575 4 ай бұрын
Wow nice ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾✌🏽
@menghistabsiele222
@menghistabsiele222 4 ай бұрын
The show was for the Noble cause Thank you for thanking care our Harding working Mom. This is not a handout it’s a hand up for hard working Eritrean. Thank you.
@mussiekaleab9979
@mussiekaleab9979 4 ай бұрын
እናመሰግናለን አለና ዋልታ ሃገር በዚው ቀጥሉበት 🙏🙏🙏
@maroso7422
@maroso7422 4 ай бұрын
አለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ አጆኹም። ነዚ ከምዚ ዝአመሰለ ክንሕግዝ ንደሊ ሐቤሬታ ሃቡ። 🙏 ። ደስ ዝብል ክብርቲ አደ ዝገበርኩምለን ተስፋ ዝህብ 🙏ክብሪ ይሃብኩም 🎉❤🎉🙏🙌
@biniamteklemariam2202
@biniamteklemariam2202 3 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይሃብኩም ነቶም ዝግንጽሎም ዘይረኸቡ ዝተሸገሩ ህዝብና ንረድኣሉ ኣምላኽ ጥዕና ይሃበልና
@layneteshome7090
@layneteshome7090 4 ай бұрын
ሰላም ኣለና ዋልታ ሃገር ናይብሓቂ ኣዝዩ መንፈስካ ዝትንክፍ ሰብኣውነት ብሓቂ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ንስነጥበባዊያና ንምትብባዕ እትገብርዎ ዝነበርኩም ኣበርክቶ ኣቃሊልካ ዘይርአ ገንዘባዊ ሓገዝ ምስ ህዝብኹም ብምትሕብባር ዘወፈኹሞ ኣድኒቅናኩም ናይ ሕጂ ድማ ዝበለጸ ተበግሶ ወስድኩም ነዞም ኣብነታዊያን ሰራሕተኛታት ምሕጋዝኩም ሰብን እዝግን ዝፈትዎ ስራሕ እሞ ኣዝና እዳኣመስገና ቀጽልዎ ንብለኩም ትሕዝቶኹም ኣምላኽ ይባርኸልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤
@selamitgerie7754
@selamitgerie7754 4 ай бұрын
አዝዩ ዝናአድ መደብ ቀጽልዎ አለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሰላም በብዘለናዮ
@meazabokretsion2025
@meazabokretsion2025 4 ай бұрын
Alena walta hager beti tsbuk etgebro beteami Lual mesgena ybtsehaka jigna wedizom jeganu admen tanan yhabka fetari 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯👍
@adhanettsegay561
@adhanettsegay561 4 ай бұрын
And Rodas gualey shikor, mikirti, tsibkti - you did an amazing job. I am so happy that this assignment was given to you. Great job!
@saramesmer3494
@saramesmer3494 3 ай бұрын
Well done you doing good job bless ertrawnet kubur mannet 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👍👍👍
@meazabokretsion2025
@meazabokretsion2025 4 ай бұрын
Merhabae Rodi shikor admen tanan yhabki fetari ✅️❤️🇪🇷👍✅️🇪🇷👍✅️🇪🇷✅️❤️🇪🇷✅️🇪🇷✅️💯❤️✅️
@YonasBeyene-om1bj
@YonasBeyene-om1bj 3 ай бұрын
ብሐቒ እግዚአቢሄር አምላክ ይሐግዝኩም ፡ ጊን ሐንቲ ብቓንቓና ሐንቲ መዓልቲ ምስ ዋልታ ሃገር ተትውስክላ ደስ ምበለኒ
@aaaagggg5196
@aaaagggg5196 3 ай бұрын
Nay behaki tsibuk medeb tebareku deki Erey 🙏 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️
@titititi2598
@titititi2598 3 ай бұрын
Aseyyy Ertreawinet kubur mennet ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💐💐💐🌹🌹🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️❤️
@EritreanQueen
@EritreanQueen 4 ай бұрын
Good job 👍🎉 i have no words to Explain!!!!! ግን ኣብ ክንዲ ሃለክቲ ነገራት ከም በዓል ጋዝ፡ ፍሪጅ፡ ንስራሕ ዝሕግዙ ነገራት ተመረጽቲ ምኮኑ ይብል ኣነ ከም ሪኢቶ 'ያ ምስናይ ኣክብሮት 🙏🙏። i love 🇪🇷🇪🇷💯👌 more ❤️❣️🫶
@anngreen3106
@anngreen3106 4 ай бұрын
Do your part
@aduadu7632
@aduadu7632 3 ай бұрын
Tay emo keabselom eyu frj tay keqemtulu eyom. Ezi zgebrwo zelewu niedeyom anes kbur haw wey hafti❤
@hiwetalmedom4943
@hiwetalmedom4943 3 ай бұрын
Tsbuk aleka gn kab frij gele saminatat Derek negerat ruz ades gel tezikewin nihina ka joni nigebrelu program tezigiber nikindey mibetsahina
@NHM291
@NHM291 4 ай бұрын
መግለጺ ዘይርከቦ ስራሕ ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ ማዕበሊኖ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 4 ай бұрын
Admen tanan yhabkum alena walta Hager, nay bhaki zehbin srah,ab alem ,hzbey kibritatey,hagerey,xugum wegeney zble n zelalem kebiru ynebir b seb ykun b amlak kea asbi alewu,kuluna wegenatna bflay hzbina hagerna nhagiz,eritrawinet kubur meninet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@haileletekidan6702
@haileletekidan6702 4 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እምበር ደሃይ በትና ሕጉስ ኢለ ሓጎስ ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@esayasmeasho341
@esayasmeasho341 4 ай бұрын
ጽቡቕ ግበር ንመን ንማንም ተባሂሉ፡ ኣለና ዋልታ ሃገር ጽቡቕ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 4 ай бұрын
Wow ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ደስ ዝብል ሰለማዊ ህዝቢ ተመስገን በሃሊ አቅራቢት መደብ ከአ ሽኮር ደስ ትብለካ she is the right person for the job beautiful smile
@danielokubamariam7097
@danielokubamariam7097 4 ай бұрын
Hi Mabel Hawey, bitamy tehebin seb eka. I really appreciate for your support to our community. We will talk as a family and we will increase the monthly payment for this kind of support. You really touched my heart. Thanks
@azaleshmogos4693
@azaleshmogos4693 4 ай бұрын
Alena walta Hagerman des zbil Egzabhr amlak selam yewerdelna nfiat ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 31 МЛН
Who has won ?? 😀 #shortvideo #lizzyisaeva
00:24
Lizzy Isaeva
Рет қаралды 64 МЛН
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 76 МЛН
Heartwarming moment as priest rescues ceremony with kindness #shorts
00:33
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 37 МЛН
ሓሳባዊ መግለጺ!
10:36
The blue RuBRGIED NHAMEDU ZOBA ISRAEL
Рет қаралды 2 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 672 М.
지민 (Jimin) 'Who' Official MV
3:28
HYBE LABELS
Рет қаралды 16 МЛН
Zattybek & ESKARA ЖАҢА ХИТ 2024
2:03
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 485 М.
Nurmuhammed Jaqyp  - Nasini el donya (cover)
2:57
Nurmuhammed Jaqyp
Рет қаралды 200 М.
Iliyas Kabdyray ft. Amre - Армандадым
2:41
Amre Official
Рет қаралды 1,3 МЛН