Dehay Eritrea ኣብ መጽሓፍ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ዝተሞርኮሰ ሰፊሕ ዝርርብ! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 70,722

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

11 ай бұрын

Dehay Eritrea ኣብ መጽሓፍ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ዝተሞርኮሰ ሰፊሕ ዝርርብ!
ኣብ ህዝባዊ ግንባር፡ ኣባል ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈትን ማእከላይ ሽማግለን ኮይኑ ታሪኻዊ ውግኣት ዝመርሐ፡ ድሕሪ ናጽነት ምኒስተር ምክልኻልን ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብን ኰይኑ ዘገልገለ፡ ገዲም ተጋዳላይ 60ታት መስፍን ሓጎስ፡ ኣባል እቶም ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ንምሕደራ ኢሳይያስ ብትብዓት ዝመከቱ ኣርካናት እዩ።
ተጋዳላይ መስፍን፡ ምስ ፕሮፌሰር ዓወት ተወልደ ተወልደሚካኤል ብምዃን “An African Revolution Reclaimed” ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ናይ ነዊሕ ዓመታት ቃልሱ ዝገልጽ ሰፊሕን ዓሚቚን ታሪኻዊ ሰነድ ኣቕሪቡልና ኣሎ።
ተጋዳላይ መስፍን ብዛዕባ እታ መጽሓፍ ብዝምልከት ምስ ደሃይ ኤርትራ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ኣካይዱ ኣሎ ክትከታተሉና ንዕድም።
ነታ መጽሓፍ ከተንብቡዋ እትደልዩ ከኣ፡ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትእዝዙዋ ከም እትኽእሉ ምሰናይ ኣኽብሮት ንሕብር።
africaworldpressbooks.com/an-...
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
11 ሓምለ 2023
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 528
@Senay334
@Senay334 11 ай бұрын
እንዳ ተባልዑ መጽዮም ባ ነዚ ህዝቢ ወድኦሞ እዞም ሸፍቱ፥ ዝሕዝን እዩ
@wedikeshi3986
@wedikeshi3986 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ክንደይ ሰብ ኣጥፊኣኦም መጺኣኦምስ ከም ቁቡል ውሰድዎ ይብለና ።
@habtomberhe9915
@habtomberhe9915 11 ай бұрын
ይገርመካ ኢዩ እዚኦም ደም ኢዩ ዝጨንዎም😢😢😢😢
@-kidane7756
@-kidane7756 11 ай бұрын
do you think a revolution is a dinner party!!! Do you want hem to lie? Things happen!
@SkyEritrea
@SkyEritrea 11 ай бұрын
ታሪኾም ከመኣራርዩ ከይመቱ ይጓየዩለዉ ጽባሕ ባእልና ኣብሓቅነት ተሞርኪስና ክንጽሕፎኢና
@aneeri6921
@aneeri6921 11 ай бұрын
​@@SkyEritrea0:01
@taylorjames4003
@taylorjames4003 11 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ፡ መስፍን ሕጂውን ነቲ ኣብ ልዕሊ ናይ 73 ምንቅስቓስ ዝተፈጸመ ቕትለት ሎሚውን ይድግፎ ምዃኑ እዩ ዝነግረና ዘሎ። "ንሒደት ሰባት ምድሓንዶ ቃልሲ ምድሓን ይሓይሽ" ይብለናሎ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 11 ай бұрын
@taylorjames4003 መስፍን ዝበሎ ኢኻ ትደግም ዘሎኻ እምበር ናትካ ርእይቶ ኣየካፈልከን !!
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 11 ай бұрын
እዚ ገበነኛ ሰብኣይ ተኸሲሱ ኣብ ሕጊ ክቕርብ እዩ ዝግባእ ::
@nt1zone
@nt1zone 11 ай бұрын
U totally didn't get him....
@teweldedermas5057
@teweldedermas5057 11 ай бұрын
​@@user-xt6lt2zf3k እዛ ፕሮፋይል ድያ ኣብ ሕጊ ከተቕርቦ ፡ሽምካን መንነትካን ክትገልጽ ዘይደፈርካስ ናብ ሕጊ ከተቕርቦ ፡መን ሒዙካ ጀርመን ኣሎ።
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 11 ай бұрын
@@teweldedermas5057 ዓንጓር ! እቲ ኣርእስቲ ብዛዕባይ ኣይኮነን ::
@TV-qc2lu
@TV-qc2lu 11 ай бұрын
ገለ ካብ ትዕዝብተይ ኣብ ቃለ- ምሕትት ናይ ኣቦና : ኣያና ተጋዳላይ መስፋን . ሓጎስ ምስ ኩሉ ኣኽብሮቶይ : ቂር ዝብለኒ ! 1. ንምንታይ እዩ ተደልዩ An African Revolution reclaimed. ኣብ ክንዲ an Eritrean revolution reclaimed ምባል :: 2. ኣብ 73 ዝተቀትሉ ምሁራትን : ተቃለስትን ደቂ ሃገር ኣብ ናይ 70ታት ኮይነ ክሓስቦ ከለኹ ኢልካ : ውልቃዊ ኣተሓሳስብኦም ዶ ይሕሸካ ወይስ ውድብ ክትቅጽል ወይ ረብሓ ናይ'ቶም ኣብ 73 መንካዕ ኢሎም ዝተረሸኑ ዝብል ዘረበኻ ! -- እንታይ ድዩ ኔሩ ሕትኦም ክንደይ ሰባት እዬም ከ ! እቶም ዝተቀትሉ ኣብ ክልቲኡ 73 -(መንካዕ) 76(የሚን) ? 3. እቶም ናይ 76 ( የሚን) ከም ናይ 73 ዕድል ኣይረኸቡን ወይ ብባይቶ ኣይጸደቀን ትብል ኣለኻ ስለዚ ዘጽድቅ ባይቶ እንተኔሩ ንምንታይ ባይታ ኣይነበረናን ትብል ኣለኻ መን እዩ ከ ተሓታትነት ዝወስድ ! 4. ድሕሪ ናጽነት ን ሃገርን : ህዝብን ሓራ ከውጽኡ ንሜዳ ዝወረዱ ምሁራት ከሙኻኖም መጠን ስለምንታይ ሓላፉነት እኮ እንተዘይወሰድኩምሎም ከም ስዉኣት ንስድራቤቶም ናይ ሓርበኝኝት ወረቀት ክትህብዎም ዘይክኣልኩም ከም ታራ ተጋደልቲ ? 5. እዚ ናይ 73 እዚ ናይ 76 መቅተልቲ ብሉጻት ደቂ ሃገር እዚ ናይ G15 ወይ ናተይ (መስፋን-ሓጎስ )ማለተይ እየ : ናቶም መቀጸልታ እዩ ዋጋ ዘኽፉለና ዘሎ ዶ ትብል ? 6. ኣብ 80ታት ኢሰያስ ኣደስኪልካ ኔሩ ዝብል ክኣ ሰሚዐ እሞ ክሳብ ግንባር ምሉእ እንዳ መራሕካ ኢሰያስ ከደስክለካ ምሉእ power ስለ ዝነበሮ ድዩ ወይስ ብ ባይቶ እዩ ዝጸድቅ ንኽትድስክሉ :: እዚአን እንተዝምልሱለይ ወላ ዓካ- ዓካ እንተዝሓተለይ ይብል :: Note. ናይ 73 ከምኡ ውን 76 እንታይ ሕቶ ድዬም ሓቲቶም : ናይ ውልቀ ሰባት ሓሳብ ኢልካ ሰሚዐካ : ሕቶኦም እንታይ እዩ ኔሩ ምነገርካና ዶ ? ቀንዲ ነዚኦም ክቅተሉ ዝገበረ ቀንዲ ሽርሕታት ኢሰያስ ኔርዎን : ተኣሊምዎን ዶ ትብል ::
@BETESEB1972
@BETESEB1972 18 сағат бұрын
ብቀዳምነት ንህዝቢ ኤርትራ ንስካን ከማካን ህግደፍን ይቅሬታ ሕተቱ ????ካልኣይ መስፍን ሓጎስ ተሓታቲ መን እዩ መን ንመን ቀቲልዎ መን ኣዚዙ ኣብርሃዮ ሽፉን ዕፉን ዝኮነ ዘረባካ በዚ ዝታለል መንእሰይ የለን ይኣክለኩም ጉሕላታት ሳሕል 😢😢😢😢😢😢😢
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 11 ай бұрын
"ስለ ምንታይ ብቓንቃ እንግሊዝ፡ ስለ ምንታይ ከ ድሕሪ ክንደይ እዋን ኣብዚ ግዜዚ ክትጽሕፍ ደሊኻ" ይበል ሕቶታት❤
@nanuislaama3411
@nanuislaama3411 10 ай бұрын
All o
@user-xc4gv8iu1v
@user-xc4gv8iu1v 11 ай бұрын
ንመዓስ ዩ ከጽንሖ ዝብል ግዜ ዝፈቐዶ ዝብል ኩሉ ግዜ ፣ ንምንታይ ኢዩ ኩሉ ግዜ ቁጥብ ኢሉ ዝዛረብ፣ እሞ እቲ ትፈልጦ ተዘይኣፍለጥካና መዓስ ኢና ክንፈልጦ ክፈልጦ መሰሎም ዩ ትብለና ፣ ንከይትነግር ትፈልጦ ነገር ከይትነግርሲ መሰለዩ ትብል ኣለኻ፣ መን ደኣሉ ክነግረና ብዕምቀት ን ብቕርበትን ዝነበርካ ሰብ። እርጋን ኣርኪቡ ኣኣሎ ቀዲምካ ጥራይ ዳሕደሓዮ ፣ ግዜን ቦታን ረኺብካ ከለኻ፣ ህዝቢ ኤርትራ ደኣ ኣበይ ዕድል ምስ ረኸበ ኢዩ ሞ ክጽሕፍን ክምልእን። መስፍንሲ መሕረቕ ኢኻ ኩሉ ግዜ እዚ ቃለመጠይቕካ
@AbelBrhane3
@AbelBrhane3 11 ай бұрын
I believe that mesfin hagos will never share us. It seems he is hiding a secret he never say a word, just like a kid “I wish Isaias will die”. I don’t believe what he said. This is personal perception!
@AbelBrhane3
@AbelBrhane3 11 ай бұрын
He was the main actor
@zakiwerede2317
@zakiwerede2317 11 ай бұрын
That’s my question, why is he distancing himself from the youth ?? What could possibly be the reason ?
@brged885
@brged885 10 ай бұрын
ፍርሒ ክሳብ ሕጂ ኣይወጻሉን ዘሎ😢😢
@bennn9280
@bennn9280 11 ай бұрын
The journalist's questions were precise and eloquent.
@hailenteklen
@hailenteklen 11 ай бұрын
Very good work from Veteran fighter mesfin hagos & i hope the book to be a historical source for our Generation.
@yohannesabraham7472
@yohannesabraham7472 11 ай бұрын
The translation to Tigrina should be done sooner rather than later. Mesfin doesn't have to necesserily do the translation himself. It can easily be outsourced to professional translators and done quickly which can then be proof read by him and others for completeness.
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 11 ай бұрын
Even though I dont share your pollitical views,I just want to add one thing,if this book belong tobthe Erirean struggale it would help if it was written on Tigringa.Finally,the narrator had to write it himself then translate it into English not the other way around.
@brave_newworld4628
@brave_newworld4628 6 ай бұрын
The book is a magnificent eye-wittness account of the most important details and events since 1967, written in a fantastic language and glamorous choice of words. A history book that left almost no stone unturned. I thank Mesfin for his highly appreciable participation in all ups and downs of the struggle and his vivid memory to remember every bit of it. Last but not least, I'd like to thank Prof.Awet for his amazing capability of the English language and his untiring effort to make such a great history book exist.
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 11 ай бұрын
ኣቶ፣/መስፍን ሐጉስ ምስጋና የቅርብ ።👊👊👊🗝️🟢🤝
@sielehabtom1524
@sielehabtom1524 11 ай бұрын
መጀምሪያ ሰላም ኩቡር ተጋዳላይ መስፉን ሓጎስ ግን ኣነስ ገለ ምሽጥር ዝሓዘ እዩ ዝመስለኒ ቢሉቡ ወይ ካብ ዊሽጡ ኣይመስለንን ብዝኮነ ግን ክብረት ይሃበልና ኩቡር ኣቦና
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 11 ай бұрын
Thank you for sharing your memory 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿.
@-kidane7756
@-kidane7756 11 ай бұрын
Thanks very much for the long expected book, hope others will follow suit.
@solomonhabton458
@solomonhabton458 11 ай бұрын
I wish this book to be written in tigrigna. Thank you
@SalehAbdela
@SalehAbdela 11 ай бұрын
ሐታታይ ወላ ውን ብቀረባ ትፎልጦ ተኾንኻውን አብ ሰብ ዝሰምዖን ዝርኦን ዕላልን ሕቶ ንጋሻኻ አቶ መስፍን ኢልካ ክትጽውዖ (ዕድመኡ ውን ) የገድደካ:: ሕቶታትካ'ውን ብሱልን አቀዲምካ ክትሐሰበሉን ይምረጽ:: አቶ መስፍን የዔርዮልካ እምበር ካብተን ናይ መጀመርታ ሕቶካስ ካብ ሞያዊ ሐታታይ ዘይትጽበዮ ኢዮ:: " ንምታንታይ ኢያ ብእንግሊዝ ኮይና ብትግርኛ ዘይኮነት " ብትግረ ኸ? ብዓረብ ኽ?ከምኡን እንተታኻኢሉ ብካልኦት ቋንቋ ትግርኛ ኸ? ኤርትራዊያን ዘይኮኑ አሕዛብ ታሪኽና ክፈልጥዎ አይግባእን ድዮ? እታ ሕቶኻ ክኽውን ዝነበሮ " አቶ መስፍን እዚአ መጽሐፍ ብኻልእ ቋንቋታት ኤርትራ ናይ ምትርጎም መደብ አለኾዶ? እታ thank you and okay ውን ብየቀንዬለይ : ሕራይ ወይ ብግርም እንተትካእ ናይ ሙልእ ብሙሉእ ናይ ትግርኛ ዕላል ምኾነ :: I don’t see any problem if Eritrean history history in English, French or other languages. If you’re thinking only locally you shouldn’t suggest it to be only in Tigrena, how about Arabic, Tigeigna and if possible other local languages. Not mixing some English words in Tigrena language interview doesn’t help to make the interview to be organic. The intellectual reformists who were given a bouges name by Nizghe Kiflu is not ሜንካዕ but መንካዕ :: I respect you and your effort to invite guests to educate us , however I see the need of huge practice in preparing your question and doing some research about the topic and the person. Finally I would to remind you one of the task of interviewer is to challenge their guests and to make a follow up question. This problem or basic lack of journalism ( frankly speaking more interviewer than journalists)is not only you but on most of Eritrean channels. As we are in developed world there are so many tools help us to improve our knowledge. As for Ato Mesfin I would to remember and challenge him to write everything he knows not what he would like to tell because it’s the history of all Eritrean and Eritrea. The history of Eritrea belongs to Eritreans . No body has more or less ownership of the history. Either tell it the way it was and the way it is . If not it’s disservice the country history and the people. አቶ መስፍን ዝደልዮ ጠራይ እዬ ዝዛረብ ምባል ብሞራልን ብሕጊ ታርኺ ውን ቁቡል አይኮነን:: ናይ ታሪኽ ኤርትራ ወነኒ ባዕሉ ሕዝቢ ኤርትራ ዝለዝኾነ ወይ እትፈልጦ ብግልጽን ብሐይቅን ምግላጽ ወይ ከአ ትም ምባል ይምረጽ :: ታሪኽ ናይ ህዝብታት ብትደክዮን ብዘይ ትደልዮን አይጻሐፍን እዮ እንታይ ደአ ከመቲ ዝነበሮን ከምቲ ሐቅታትን እዮ:: ዋና ታሪክ ኤርትራ ሕዝብ ኤርትራ እዮ:: If not it’s corrupting history!!
@JjJj-rg1xo
@JjJj-rg1xo 11 ай бұрын
ኣብ ሑሉፍ ዝነብር ኣብ ዝሞተ፡ ኣብ መጻኢ ዝነብር ዘይተወልደ፡ ኣብ ዒንኪልል ዝነብር ዝዓበደ፡
@teklezghimichael6414
@teklezghimichael6414 11 ай бұрын
የቐንየልና ሳሚኤል ተጋዳላይ መስፍን ድማ እንቋዕ ዓወተካ
@aynalemtewelde6172
@aynalemtewelde6172 11 ай бұрын
Mesefen Hagoes if he writes a book, but he keeps himself secret, write a book not a whole one, in the first place if he wants to protect himself and the others too, because he is guilty himself as much as Isias I think consciously or unconsciously, In any case, he must leave the whole truth in handwritten, Before his death, in any case, the little he can do justice to the Eritrean people, he can free his soul, be remembered in a good way.
@taylorjames4003
@taylorjames4003 11 ай бұрын
ኣየ ሻዕብያ ድፉናት ሓንጎል፡ ብጀካ ቃታ ምስሓብ ካልእ ዘይፈልጡ፡፡ ከምቲ ሓደ ለባም ዝበሎዩ፡ ሻዕብያ ይኣርጉምበር ኣይልብሙን።
@kuludhrihager7270
@kuludhrihager7270 11 ай бұрын
Sahsah agame,HZBAWI GMBAR HGDFE dea mas kem your evil hwahat koynom.
@kuludhrihager7270
@kuludhrihager7270 11 ай бұрын
Mot mhasheka Anta kedae hasawi lekbat ferah,because of u G15 and G13 we lost our great heroes and our young people left and died in the Middle East Sahara.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 11 ай бұрын
ናይ 73 ዝተሓዋወሰ ስምዒት አሎኒ ይብል። መሊሱ ክኣ ብካልእ መንገድ ናይ መቅጻዕቲ'ስ ጌግኦም ደኾን ምተረድኦም ክብል ይውስኽ። ኣጸጋምነት ናይ ዝነበረ ኩነታት እናበለ'ውን ንቅትለት ናይ ንጹሃት የመኻኒ ኣሎ። ምንባቡ ግን ኣገዳስነት ክህልዎ እዩ።
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 11 ай бұрын
መስፍን ሓጎስ ክሳድ ሰብ ረጊጹ ብበትሪ ዝቕጥቅጥ ዝነበረ ገበነኛ እዩ ::
@eriboy6841
@eriboy6841 11 ай бұрын
Semai yeblkan oyy trah bel abzi konka
@bereketyshaq4904
@bereketyshaq4904 11 ай бұрын
ሕጊ ናይ ኩሉ ዓለም ሰውራ እዩ
@yonasmelke4929
@yonasmelke4929 11 ай бұрын
Hasawi eka lokmats
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 11 ай бұрын
@@yonasmelke4929 ሓሰኻ ብላዕ ኣድጊ ! ባዕሉ ምሽ ይምስክር ኣሎ !
@kakamhari1433
@kakamhari1433 11 ай бұрын
Mesfin resah
@msgeman258
@msgeman258 11 ай бұрын
Thank you ሓርበኛ መስፍን ከም'ኡ ዉን Dehay Eritrea(Samuel)
@kalMHe
@kalMHe 11 ай бұрын
Thank you all !!
@enoghe9474
@enoghe9474 11 ай бұрын
እዚ ቀታላይ መስፍን እቲ ኩሉ ሓቂ ንመነመን ቀቲሉ ክነግር ክዛረብ እዩ ዝግብኦ: ጸጸብቁ ጥራሕ ጌርካ መጽሓፍ ጺሒፍካ ኩሉ ሐሕማቁ ንሱ ስለዝተሳተፎ ጌዲፍዋ:: ድሕሪ ናጽነት ኣብ መሪሕነት ኔሩ ክንሱ ስለምንታይ ብመንካዕን ብለሚን ዝተቀትሉ ንስድርኦም ዘይተነግሩ: ሚንስቲ ምክልኻል ዝኣክል ደረጃ ሒዙ::
@habtomtsegay9115
@habtomtsegay9115 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ስሚ ዓካዓካ ኣዚኻ Amezing ሓያል ጋዛጠኛ ካብቶም ዘደንቆም ቡሩቱዕ ጋዛጠኛ ኢካ እሞ thanks you እምበር ናይ፡መስፍንስ ግበሮ እምበር ኣይትገበሮ ኢዩ ዓይነት ኢዩ፡ብዝያዳ ምስ ኣንበብናያ ክንፈርዳ
@teweldedermas5057
@teweldedermas5057 11 ай бұрын
ከመይ ማለት ግበሮ እምበር ኣይትግበሮ?
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 11 ай бұрын
I’m one of those members of Core 381, and I had little chance to know you with a great gratitude and trust. Thanks for writing our history.
@desalewoldu2475
@desalewoldu2475 11 ай бұрын
I just ordered the book from Red Sea Press after hearing the interview. I look forward reading it. Abona Mesfin is a man of character. Thank you Dehay Eritrea.
@nahomasress
@nahomasress 11 ай бұрын
How do you find it
@habtu1959
@habtu1959 11 ай бұрын
It's an appreciable interview and I would like to thank him for his book contributions as well as his service to the people and nation of Eritrea.
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 11 ай бұрын
Are you appreciating him for betraying our country?
@zbanhgi4397
@zbanhgi4397 11 ай бұрын
❤ 18:51
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 11 ай бұрын
P
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 11 ай бұрын
እዞም ናይ በጋሚዶን ዓዋሉን ሸፋቱ ጉጅለ ንናጽነትን ንምዕቃብ መንነትን ክብርታትን ህዝቢ ኤርትራ ዘይኮኑስ፡ ዝቕተል እናቐተሉ ዝምንዛዕ እናመንዝዑ ዝድፈራ ጎራዙት እናደፈሩን ናይ ሽፍትነት ሂወቶም ክመርሑ ኢዮም ንበረኻ ወፊሮም። ከምኡ ስለ ዝኾኑ ኢዮም ካኣ እዚ ሰብኣይ ነታ ድሕሪ ክንደይ ጎቦ-ጎቦ ሓንጢጠያ ዝብላ ዘሎ መጽሓፍ ከይሓፈረ ብቓንቃ እንግሊዝ ገይርዋ ፡እዚ ድማ መቐጸልታ ናይቲ ዝኸዶ ዘነበረን ዘሎን ካብ ህዝቢ ተሓቢእካ ምኻድን ንሱ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ማእከል ህዝቢ ኮይኑ መሳርዕ ናይ ህዝቢ ክብትን ዝጸንሐ ሰብ ዩ ኢለ የ ዝኣምን ።
@brave_newworld4628
@brave_newworld4628 6 ай бұрын
አብ ትሕቲ ጎቦታትን ስንጭሮታትን ዝግበር ዝነበረ ስርሒታት ዝነበረ ሰብ ጥራሕ እዩ ክነግረካ ዝኽእል። እዚ ኩሉ ዓመታት ካብ መስፍን ሓጎስ ንጽበያ ዝነበርና ከአ ነዚአ እያ። እንኳዕ አብዚ አብጽሓና። Better late than never!
@robsnet7976
@robsnet7976 11 ай бұрын
Dear Samuel , I can't wait to read the book and opine my views. So far , in this immediate interview , he reluctantly mentioned a statement " Men Kemzigebero RuduE'yu " refering to the the ugly and unfortunate incident of those who were executed under the pretext of "Yemin"/ MenkaE. Can he bravely tell the Eritrean Public who did it? Mesfin Hagos prefers to speak in parable through out his diaspora interviews and unlikely, that is the main point that he lost credibility to all his interviews all along.
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 11 ай бұрын
What is that you want to achieve that you believe it will have a positive contribution to the nation building process? The only criteria of evaluation of going public or not is the best interest of Eritrean people not your personal feelings. Could you please Inlighten us?
@haben524
@haben524 11 ай бұрын
@@user-ls9oh7wr8mif they were killed then that means crime was done. We need to know exactly who committed the crime. Is that simple. How is that hard to understand. Why can’t he say who did the crime. Why is he tryin for hide it??
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 11 ай бұрын
@@haben524 we are talking about the nation building process. Please focus and explain us how you believe what you want is a positive contribution to it. Thanks
@haben524
@haben524 11 ай бұрын
@@user-ls9oh7wr8m did you even watch the interview. It was not about nation building, the interview is about our history. If you want a discussion about nation building this is not the interview for you buddy. We are asking about why Mesfin is hiding our history and not telling us who committed the crime!!! And you are too by trying to change the topic.
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 11 ай бұрын
@@haben524 well then tell me what is history about in the first place ?
@berhaneh7587
@berhaneh7587 11 ай бұрын
ጽቡቕ ዝርርብ ሓው ሳሚ ምስ ጋሻኻ ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ መስፍን። ዝምስገን ስራሕ ክብሪ ይግብኣካ ታሪኽካን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ናብ ዋናታቱ ምምሕልላፍካ። ናይ የሚን ሰባት ዝኣኽሉ ኣብ ትሕቲ መሬት ሰፊሮም ክንሶም መን ፈጺምዎ ስለምንታይ ዝብሉ ሕቲታት እቲ ዝነበረ መሪሕነት ዘይምፍላጡን ክሓትት ዘይምኽኣሉን ኣዝዩ ዘቀንዙ ኢዩ። እታ መጽሓፍ ኣበይ ትርከብ ምሕባር ጽቡቕ ኢዩ።
@solomonsium4920
@solomonsium4920 11 ай бұрын
ዓካዓካ ንብዓልኻ መንካዕ ኢኻ።
@MrAkaasmara
@MrAkaasmara 11 ай бұрын
He’s past 80 years old and said he is waiting for the right time to write about Isayas..
@segidgebremichael3969
@segidgebremichael3969 11 ай бұрын
Where can we find the book? Is it going to be sell at Amazon book store?. We need a clear information please.
@samt7785
@samt7785 11 ай бұрын
See on the description box.
@arayabeyene9091
@arayabeyene9091 6 ай бұрын
Amazon
@Csk2020
@Csk2020 11 ай бұрын
ዓወት ንባዕሉ ቅኑዑን አብ ጎኒ ፍትሒ ደው ዝበለ አይኮነን " ተተሐቢእካ ንእሽቶይ ደርቢኻ ቅኑዕ ምምሳል አይካአልን። " ቪቫ ብርጌድ ንሐመዱ " ጥራሕ በሉለይ : ሎሚ ታሪኽ ንትንተነሉን ንትርኸሉን ጊዜ አይኮነን; " ንኹሉ ጊዜ አለዎ "
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 11 ай бұрын
ወያነ መሊአን ማእከል ፕሮፓጋንዳ እንዲያ ትውንን። ንስኻ ካበየነይተን ኢኻ? ካብታ ማእከል ምውሕሓድ ግብረሽበራዊ ስርሒት?
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 11 ай бұрын
Senef aytkun esu hager amxyu eyu eska hger gedifka hadimka ika
@brged885
@brged885 10 ай бұрын
​@@sidonatekeste5888ሃገር ኣምጺኡስ ገዲፍዋ ዶ ኣይሃደመን ንሱስ😂😂ብርጌድ ንሓመዱ ንብሃል❤❤❤
@brged885
@brged885 10 ай бұрын
​@@user-ls9oh7wr8mወያነ ክትብሉ ግን እርጋን ኣርኪባትኩም😂😂😂😂
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 ай бұрын
@@brged885መለማመዲ ኣንጭዋ "ልሂቃን" "ዩኒቨርስቲ መቐለ" እንታይ ትብል ኣለኻ? ናብራ ኣንጭዋ ተሰማሚዑካዶ? 🤣🤣
@aynealem6220
@aynealem6220 11 ай бұрын
ሳሙኤል, ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕቶ ሓቲትካዮ መስዋእቲ ዝተቐተሉ ንስድራቤቶም ዘይነገርክሞም ዝብል ሕቶ. ናይ መስፍን ነቓጽ መልስን መግለጽን ግን ኣይግድን. ንህዝቢ ዝድንግጸሉ ኣይመስልን. ካብ ቃንዛ ህዝብን ሓቂ ታሪኽ ምንጋርን ንቕጽኑኡን ኣነነቱን ክዕቅብ ይበልጾ. ኤርትራ ካብ ኢሰያስ ዝዓቢ ጸላኢ የብላን ክብል 20 ዓመት ወሲድሉ. ኢሰያስ ናይ ሓባር መንግስቲ ምስ ኢትዮጵያ/ሕዋሓት ኽገብር ሓሳብ ከምዝነበሮ ክነግረና ዳርጋ 30 ዓመት ወሲድሉ. በሓፈሽኡ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ሰዓብቱ ኣብቲ ኣንጻር ኣረሜን ኢሰያስ ከምቲ ዝድለ ከይቃለሱ ናይ መስፍን ሓበሬታ ሓቢኡ/ዓቂቡ ንነዊሕ ግዜ ምጋዓዝ ዓቢ ተራ ተጻዊቱ ኢዩ. ብዝኾነ ግን ዑዙዝ ምስጋና ይብጸሓዮ ታሪኹ ይኹን ታሪኽ ቃልሲን ተቃለስትን ዋላ ጎደሎ ይኹን ዝሰነደልና. ሕጂ እውን ግዜ እንኮለኻ ምቕልል ኢልካ ታሪኽ ተዛረብ. ንቓልስካ ብልቢ ክብሪ ኣለና.
@yosieftekie4986
@yosieftekie4986 11 ай бұрын
First l would like to say congratulations for writing this book. Thanks could you please tell where to get to buy ❤
@shewasium1294
@shewasium1294 11 ай бұрын
Thank you
@loli8ion
@loli8ion 11 ай бұрын
Mesfin, by virtue of barely surviving multiple unfortunate/deadly events; by virtue of living longer and living in overwhelmingly free democratic society, you have bee presented a golden opportunity to make many wrongs right, by simply stating ALL that you know, ALL that you remember, no wrong, right or indifferent, nothing but the truth about events as much as you can recall. The truth shall set you free! In my opinion, the sad and convoluted history of Eritrean struggle followed by “independence” has NO grace period, NO time sensitivity, NO national security dangers, NO expiration dates until the witnesses of the events are expired. “There is a way to be good again” The kite runner by Khaled Hosseini🕊
@haben524
@haben524 11 ай бұрын
@31:00 was an awful response. You should have condemn it completely. What happened to MenkaE was criminal act and it should have never happened. How are you even a little bit second guessing by saying “it sounded right at the time” really? Awful, horrible and very indicting response. You should know better. also I may say, you have been hiding for more than 2 years as Eritrea was in a state of war but finally decided to show up to sell your book. So out of touch!!!
@habenn7407
@habenn7407 11 ай бұрын
መንካዐ ሕማም አውራጃ ዝነበሮ ውዳቤ እኢዩ
@menkafirst
@menkafirst 11 ай бұрын
​@@habenn7407ተጋጊኻ መንካዕ ካብ ሰለሰተ አዉራጃታት ከበሳዮም። ከም አበነት 1 ሓመሰየን መብራህቱ ወልዱ (ብ peasant revoltionary ዝፍለጥ) ሚኪአል (ቀዳማይ ፋርማሲስት አብ አስመራ (farmacia cooparativa እምባደርሆ) አፈወረቂ ተኽሉ ((chemist) 2 አከለጉዛይ ዮዉሃነስ ሰባህቱ: ሙሴ ተሰፋነኪአል ብ (follow The Nile ኢሎም ነፋሪት ኢትዮጵያ ጠሊፎም ንሜዳ ዝወጹ ዝፍለጡ) ብጻይ ጎይትኦም በርሀ ናይ ሕጊ ምሁር ዲግሪ። ነታ comrade ትብል ብትግርኛ ብጻይ አሉ ዝተርጎመ : በዚ ምኽንያትዩ ድማ ብጻይ ጎይትኦም ተባሂሉ ዝጽዋዕ 3 ሰራየ ገብረአምላኽ ናይ ሶቭየት ሕብረት ምሁር ( ብ Maxim Corgi ዝብል ቅጽል ስም ዝፍለጥ ብሉጽ ብስነፍልጠት ስለ ዝነበረ litreture ሳርጎን አብ ትምህርቲ A list mathdmatician ሰለ ዝነበረ መምህሩ (ህንዳዊ ናይቲ ውሩይ ህንዳዊ mathematician ሳርጎን ዝበሃል ዝሃቦ ስም'ዩ። መሲሕ ርእሶም ቢዚነስ ዲግሪ 4 ደቂ ኣንስትዮ ደሃብ ተስፋጽየን አ/ጉዛይ አበራሽ መልከ ሐማሴን ክልቲአን ናይ መጨረሻ ዓመት ተመሀሮ ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ ዝነበራ። እቲ ናይ ሐደ አዉራጃ'ዮም ብፍላይ አ/ጉዛይ ዝብል ፕሮፖጋንዳ ብኢሳያስ አፈወርቂ ነቲ ምንቅስቃስ ንምብርዓን ዝሃንደሶ'ዩ። ብዝያዳ ክበርሀልካ: ካብ አከለጉዛይ በቲ ግዚቲ ፍሩያት ዝነበሩ 1 አድሐኖም ገብረማርያም (ኣምባሳዶር ኢሳያሰ ነበር) 2 በራኺ ፈንቅል ( ወዲ ፈንቅል መካኒክ ዝነበረ አብ ከተማ ከሎ) 3 ሃይለ ድሩዕ ወዘተ አንጻር መንካዕ'ዮም ነይሮም። ደቂ ሐደ ከባቢ'ዮምዉን። ንወዲ ፈንቅል ምስ ጀብሀ ዝነበረ ኩናት አብ ፍልፍል ብረን ሒዙ ከሎ ብድሕሪት ብተልእኮ ኢሳያሰ አብ ሳልሳይ ፈተነ። አብ ባሕሪ ባራ ንኢሳያስ ዝገበረሉ ዉዕለት/ favour ከይትጋለጽ። ንሰለሙን ወልደማርያም ( ሓማሴን) ብረቱ አሕዲጎም አሲሮም ንምቅንጻሉ ተሰኪሞሞ እንዳኸዱ ሙሴ ተሰፋንኪአል'ዩ አሕዲጉ ፈቲሑ ብረቱ አዕጢቁ ናይ ጀብሃ ምቅንጻላት ንቃወም እንዳበልና ብቅትለት ዝፍታሕ ሽግር አየንድግፍን ዝበለ። ሙሴ ካብ ዓዲ ፈኝዕ አከለጉዛዩ።
@zeraslasieshiker7478
@zeraslasieshiker7478 11 ай бұрын
Thanks Mesfin and Samuel. We need more of these books Abona Mesfin.
@SuperMobly
@SuperMobly 11 ай бұрын
JGNA hero 🙌
@GhebrezghiShimhalal
@GhebrezghiShimhalal 11 ай бұрын
Denial, nostalgia, and arrogance (DNA), upon which EPLF and Eritrea are built. We have to cure ourselves of these national sicknesses.
@surafeltsegay7210
@surafeltsegay7210 11 ай бұрын
My heart is broken, I have been hearing this story since 2012. Menkae and yemin. Lekes baclom fereti baclom qetelti sdrana. Gena not enough ab gexkan zre hatiat bzuh iyu tenexihka mkad ab fetafika ninuus welodo kea keydgem mihirka kid diyablos😢
@Laylaslaysit
@Laylaslaysit 11 ай бұрын
We need to own and document our history .
@medhane74
@medhane74 11 ай бұрын
I wish him the best but still I expected him to write all details including his mistakes . I believe in his 30 years leading there were up and downs. The second one is , even after independence there are a lot Eritrean disappeared while he was in position. I am sure he knows about those victimized Eritrean . So as a reader I want to learn and know what is the detail truth! Not only what he wants to tell me .
@anditk.f1470
@anditk.f1470 10 ай бұрын
He only wanted to tell what makes him look a hero. After all history favours those who narrates it. Nothing better to expect from such devils that murder their comrades for their opinion.
@wediEritrea
@wediEritrea 11 ай бұрын
One question to former tegadalay Mesfin is, how can he renegade to the people of Eritrea by making a compromise with weyane and assuming they will help him march to Asmara to be the leader of the nation. How can SHOULD that thinking goes thru his vein after being a hero and serving the struggle. His assumption with the leaders is different but to renegade his people is something he will die with his conscious. Why he wrote the book in english is simple, so the likes of Awet are thinking to win the young generation but this is only a dream
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 11 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ሳሙኤል እዛ መጽሃፍ ኣበይ ክንረኽባ ንኽእል እንተ ትሕብረና ጽቡቕ ኔሩ።
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 11 ай бұрын
ኣብ Amazon እንተዘየላ ኣይትፈትን። ልክዕ ከምዛ ናይ ብርሃነ ኣብረሀ ዝገበሩዋ፣ ገንዘብካ በሊዖም ትም ክብሉ ኢዮም።
@yohannestesfaldet1089
@yohannestesfaldet1089 11 ай бұрын
ኣብ መጠረሽታ ተጋዳልይ መስፍን ን ህዝቢ ኤርትራ መጽሓፈይ ንዓይ ደስ ዝብለኒ ኢየ ዝጽሕፍ እቲ ሓኺ ኣይነግረኩምን የ ኢልና ጉዳም ዩ ናይዚኦም ሲ
@Csk2020
@Csk2020 11 ай бұрын
ውዑይን አገዳስን ጉዳይ ጊሰን ( ጀርመን) ከሎ ነዚ ዘይእዋናዊ ጉዳይ ከተምጽኦ አይምተገበአን።
@bereketgoitom4938
@bereketgoitom4938 11 ай бұрын
Nay behaki
@dawitmichael2383
@dawitmichael2383 11 ай бұрын
No matter when and what the circumstances were ,its a crime to kill a human being. The perpetrators should face the law and justice should prevail. Mesfin is saying those people (someone's children, husband/wife, brothers and sisters) ,some how, were there at a time then evaporate like a thin air 😢 my thought is ..the enemy does come from far.
@huseinahmed5670
@huseinahmed5670 11 ай бұрын
ጋዜጠኛ ሳሚ(ዓካ ዓካ) ክሕተት ዝግበኦ ሕቶታት ሓቲትካ ፡መልስታቱ ግን ዓቅልኻ ዘጸንቅቅ ንኽትሰምዖ ዘጥፋእካዮ ግዝየኻ የጣዕሰካ ።
@tesfit1000
@tesfit1000 11 ай бұрын
ጽቡቅን ዘሐጉስን እዩ ናይ አያናን ኣቦናን መስፍን ሓጎስ ታርክ ሂወቱ ክጽሓፍ ብ መስርሕ ታሪኩን ታሪክ ቃልስን ዋጋ ዝተኸፍሎ ነዛ ሃገርን ህዝብን ዋጋ ዝኸፈሎ ዕድሚኡን ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉ::
@samsonm2011
@samsonm2011 11 ай бұрын
amico mio, le tue guance hanno bisogno di un reggiseno
@dendeneritrea9494
@dendeneritrea9494 11 ай бұрын
❤❤❤ well done
@henosdawit9271
@henosdawit9271 11 ай бұрын
How can I get the/buy the book
@tekestetekeste276
@tekestetekeste276 11 ай бұрын
Danke
@Mahlet162
@Mahlet162 11 ай бұрын
ብመጀመርያ ሰላም ክቡር ሓው ጋዘጠኛ ሰሙአል። ንክቡ ተጋዳላይ መስፍን ዘቕረብካልና የቕንየልና። ሕቶ ኣላትኒ ን ክቡር ተጋዳላይ መስፍን። ስለምንታይ እዩ ን ኢሰያስ ኣፈወቂ ክንደይ በላሕትን ምሁራትን ተጋደልቲ ሕሪዱ ረሺኑስ ከቃልዖ ዘይፈቱ እንታይ እዩ እቲ መኽንያት? ክንድዚ ምሽፍፋናት ዝገብረሉ ዘሎ ንእስያስ? ከም ኡ ከም መስፍን ሓጎስ እንድዮም እዞም ኩሎም ብኮንቱ ተረሺኖም ዘለው ተጋደልቲ? በራያ ስላሰ ዝተፈጥሩ። ርሕራሐ ድዩ ዘይብሉ ኮይኑ ዋላስ ፡ ኩሉ ቃለመሕትቱ ዘይ ጉሉጽነት ኮይኑ ኣሎ?❤❤❤❤❤
@berhanetecle9023
@berhanetecle9023 11 ай бұрын
መስፍን እኮ እዮ ናይ ኩሉ ተሐቲቲ
@fishalehabte7353
@fishalehabte7353 11 ай бұрын
ዝከበርካ ኣቶ መስፍን ሓጎስ !! ኣብታ ትቅጽል ናይ ትግርኛ መጽሓፍካ ጠንቂ መቅተልቲ ማሓበር ስንኩላን ማይ ሓባር ብዝሖም ኣበይ ተቀቢሮም ስለምታይ ንስድሮኦም ዘይተነግሩ ካብቲ ብዙሑ ዝጽበዮ ክትከዉን ይላቦ ።
@yonasghile9153
@yonasghile9153 11 ай бұрын
Where can we buy the book?
@hwedghebert1999
@hwedghebert1999 11 ай бұрын
Good job 👏
@Alpha-gw8ys
@Alpha-gw8ys 11 ай бұрын
Where can I get the book?
@Sador_1
@Sador_1 3 күн бұрын
Jigna Mesfin. Thank you dearly for this memoir♥
@timandeme9636
@timandeme9636 11 ай бұрын
አበይ ክትርከብ ትኽእል እዛ ናይ ጀጋኑ አያታትና ታሪክ ዝሓዘልት መጽሐ::
@medeber0077
@medeber0077 11 ай бұрын
ክሳብ 2002 ክጽሕፍ አይክእልን ክትብል ከለካስ እቲ ድሕረካ ዝተስለፈ ኢስያስ ድዩ ከልኪልካ ዝሕዝን እዩ ሕጂ ድማ ተረፍ ንዘለካ ዕድመ አብ ስደት ክትበሊ ገርኳ ብጣዕሚ ሐዚነልካ
@nosacurry4257
@nosacurry4257 11 ай бұрын
Where is Tewelde Eyob ?
@yessir9421
@yessir9421 11 ай бұрын
መጀምርታ ብጻይ ቀጺሉ ባርያ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ነበር፡ ክሳብ ዝጉሓፍ ማለት'ዩ።
@yosephtesfay6913
@yosephtesfay6913 11 ай бұрын
The interviewee is saying that, he wrote what he wanted to be written. So can we consider it as a true reflection of the history of what had happened in the past? It seems subjective and biased information.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
እታ ዝዓበየትን እታ ዝበለጽትን መጽሓፍ ናይ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ገና ኣብ ርእሱ እያ ዘላ ፡ ስጋብ ሎሚ ኣይተጻሕፈትን ኣይተሓትመትን። እዛ መጽሓፍ ብዓይነታን ትሕዝቶኣን ኣብ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ መወዳደርቲ የብላን። ነዛ ኣብ ኣእምሮ ናይ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ዘላ መጽሓፍ እትበልጻ ፡ እታ ኣብ ርእሲ ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘላ ጥራይ እያ። ንሳ ብምንም ተኣምር ክትሕተም ኣይትኽልን እያ። ምኽንያቱ ፡ ውልቀመለኽቲ ናይ ብሓቂ መጽሓፍ ሓድጊ ኣይገድፉን እዮም። ንመጽሓፍቲ ናይ ተጋደልቲ የማነ ተኽለገርጊሽን ተስፋይ ተምነዎን በቲ ዘዘንተዎኦ ምስጢራት እንተ ተገሪምኩም ፡ ነታ ዘይተሓትመት መጽሓፍ ናይ መስፍን ሓጎስ ኣንቢብኩም ፡ ብዛዕባ ኤርትራን ገድላን ካልእ መጽሓፍ ምንባብ ኣይከድልየኩምን እዩ። ሓደ ሰብ አብ ኣብ ዓለም ሓንሳብ ጥራይ እዩ ዝነብር። ስለዚ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ነታ ገና ኣብ ርእሱ ዘላ መጽሓፍ ፡ ኩሉ ዝረኣዮን ዝሰምዖን ዳሕዲሑ ጽሒፉ ፡ ካብዛ ዓለም ከም ኩላትና እንተዝሳናበት ፡ እቲ ዝዓበየን ዝበለጸን ታሪኽ ምገደፈ ኔሩ። ኣብዚ ክተሓባበርዎ ዝደልዩ ብዙሓት ፈተውትን ሊቃውንቲ መሓዙትን ከም ዘለዉዎ ኩልና ንፈልጥ ኢና። እሞ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ፡ ሃየ ትብዓት ጌርካ ነዛ መጽሓፍ በጃኻ ጽሓፋ። ከምዚ ኣድሓኖም ገብረማርያም ዝገበሮ ፡ ነታ መጽሓፍ ኣብ ርእሱ ሒዝዋ ንመቓብር ከይከይድ ሓደራ።
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 11 ай бұрын
ኣይትጸበ። ንሳ ኣይክኻስሳን እዩ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
@@eritreanhiwot4667
@weyni4695
@weyni4695 11 ай бұрын
Haki zereba eyu kubur haw
@nakfa8195
@nakfa8195 6 ай бұрын
Ezi guday zi haki zeyblun eti metsihaf nay mesfun hagos exact zeykone drama eu bezi guday zi zitalel eritrawi keltifu nab machelot keydu kihiseb ygbeo gzekum aytiktelu deki eritrea hagerey ::bzkone samuel hawey niaka nemesgneka ena kem eritrawi hawna ente ni ayana mesfun hagos gin meret eritra trekan tirdeakan sle zela blash eu ezi tarik natka slemntay eka haki zeytzareb ayana mesfun hagos zegerm eu ab air port egipt eye zeleku
@adamismail9137
@adamismail9137 11 ай бұрын
Firstly I appreciated Mr . Mesfin Hagos and I wish for him healthy may God long live . Samuel G / hiwet too. Again my idea is we Suffering by the lack and absence of Democracy system. So I hope including this Matter. Thank you Very much!
@user-yc1oh7ei1i
@user-yc1oh7ei1i 11 ай бұрын
ንቲ ኣብ ፎርኖ ጠቢስካዮ ዝብሉካ ዝኪርካ ዮ ዶ ።
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 11 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@sengalogbu1072
@sengalogbu1072 11 ай бұрын
Thank you guys. Keep the good ups.
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 11 ай бұрын
My only problem is he wrote it with Prof Awet. Awet is not the right person to affiliate. Just refer to all his previous interviews to be able to know and determine his intellectual ignorance.
@brhanselam
@brhanselam 11 ай бұрын
I don't mean to belittle him but I agree with you whole heartedly Awet is not an intellectual nor prolific writer. I think this book is written by a ghost writer. Another reason is why was the book written in English. May be to please their western masters.
@haben524
@haben524 11 ай бұрын
I agree awful decision by Mesfin to include Awet in this project. They both showed awful judgment by making this in English first. Are they out of their mind?? Mesfin should have wrote it in a language he is familiar with then translated it to whatever language. I don’t think this is going to go well, there will be many people and tegadelti line up to tear apart their decision. Awful, awful, awful. 😢
@brhanselam
@brhanselam 11 ай бұрын
@@haben524 Hi Haben, If I am not mistaken Aewet is an apologist of the "ትግራይ ትዕወት" I hope I am wrong but I fear I am right.
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 11 ай бұрын
The same here. Not to belittle him. But he is an apologist of the Western pseudo liberal democracy, apologist of TPLF elites and their agenda 📋 whether deliberate or out of intellectual ignorance, and to some extent obsessed excessively with anti Eritrean sentiments. That is what I noticed. Why would he advocate to write it in English...He intentionally wants to humiliate the Eritrean revolution in the eyes of his Western bosses. Anti Pan Africanist indeed. I don't mind revealing facts but his his intention is evil from what I understand. I hope he also writes about the brutality of TPLF elites and their genocidal war in the entire region including Somalia, South Sudan etc
@tesfaynetsereab59
@tesfaynetsereab59 11 ай бұрын
I agree
@TV-qc2lu
@TV-qc2lu 11 ай бұрын
እንድዒ ክኣ እምበር ! ኣብ 1966 እዩ ተሰሊፋ ዝመስለኒ ኔሩ ! ምኽንያቱ ኣብ 1967 ጉባኤ ሱሉሳዊ ኪዳን የመን ተሳቲፉ እዩ :: ካብ ኣፋ ዝሰማዕክዎ እዩ ::
@tesfagergishsereke144
@tesfagergishsereke144 3 ай бұрын
★ ኣገደስቲ ሕቶታት ጉቡእ መልሲ ዘድልየን ። 1, ኣውራጃ ማለት እንታይ እዩ?? 2, ኣውራጃ ማዓስ ዓመተ ምህረት እዩ ቀይሙ?? 3, ኣውራጃ ክልላዊ ካርታ ወይ ደረት ኣለዎ ድዩ? ብመን መዓስ ዓመተ ምህረት ከ ተከሊሉ?? 4, ኣውራጃ ብሓደ ሕጊ እንዳ ባ ድዩ ዝምራሕን ዝፍረድን ወይ ካልኦት ሕግታት እውን ኣለዉዎም?? 5, ኣውራጃ ፖሎቲካዊ ቅርጺ ምሕደራ ዶ ወይስ ትውልዳዊ ዓሌታዊ ቅርጺ ኣቃውማ እዩ አለዎ?? እቲ ቀንዲ ኣቃውማ ናይ ኣውራጃ እንታይ እዩ ዕላምኡ??? 6, ንኩለን ኣውራጃታት ኣማእኪሉ ዘማሓድር ሃገራዊ ሕግን ስርዓትን ከ ኣብ ዘመን ኣውራጃታት ነይሩ ዶ???
@fitsumfesseha8334
@fitsumfesseha8334 11 ай бұрын
Where can we get this book
@samt7785
@samt7785 11 ай бұрын
It is on the desciption.
@efremsamuel9087
@efremsamuel9087 11 ай бұрын
Thanks Sami hawey.where can I find the Book.
@haben524
@haben524 11 ай бұрын
The link to the book is in the description box.
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 11 ай бұрын
@@haben524 is this reliable channel? It may be a scam like what we have seen with the the distribution of Berha Abrehe's books ! Why not Amazon?
@zenithalem5503
@zenithalem5503 11 ай бұрын
Heroo❤❤❤❤❤❤❤
@medhanyesemere9933
@medhanyesemere9933 11 ай бұрын
ታሪኽ ሃገር ከዘንቱ እየ ኢልካስ መሊስካ ካኣ ዝደለኽዎ እየ ዘዘንቱ?
@berhanejosef3613
@berhanejosef3613 11 ай бұрын
Thank you Samuel. I appreciate your intervju with Ato Mesfun Hagose. Please can you give me information about the book. Where i found this book.❤
@haben524
@haben524 11 ай бұрын
The link is in the description box.
@ghirmaytekie2108
@ghirmaytekie2108 11 ай бұрын
Where can we get the book please
@haben524
@haben524 11 ай бұрын
The link to the book is in the description box.
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 11 ай бұрын
@@haben524 is this reliable channel? It may be a scam like what we have seen with the the distribution of Berha Abrehe's books ! Why not Amazon?
@zenithalem5503
@zenithalem5503 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 11 ай бұрын
Very excellent journalist ❤❤❤❤
@user-om6wo3mh9j
@user-om6wo3mh9j 11 ай бұрын
Mesfum hagos nayzom ab sahl zketelkayom 3000 muhuran ke shelel elkayo gudam zkone zbe
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 11 ай бұрын
Gazetegna btemi eye zednkeka ente ezi sebay ezi emu dahrayu ygedid nbelaei seb aytekeskwon dima yble nbelaei seb dea kemey gerka kttekso museu geben slezigeberka ketelelo aytkeln gin dlemntau eka abzi hji ewan neza metshaf tbla zeleka kttsihf felika ane tiey eye neyre nmbal diyu dahrayka ygedid zehzn eyu.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ስርዓቱ ኣባሓጎታቱን ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ገድሊ ፡ ብናይ ክራይ መንነት ክብርን ቋንቋን ልቦና ገዚኡ ፡ ነባሪትን ጽንዕትን ሃገር ዝሃነጸ ሕብረተስብን ሰውራን የለን። ኤርትራውነት ዘኹርዕ ፡ ህዝቢ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ናቱ ምስ ዘኽብር እዩ። ህዝቢ ኤርትራ መሪር መስዋእትን ረሃጽን ዝኸፈለን እተጋደለን መንነቱ ክብሩን ቋንቋታቱን ክዕቅብ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ መንነት ክልቃሕን ክካረይን ፡ ብናይ እንዳማቱ ወድኽደኽ ክብልን ኢሉ ኣይተጋደለን። ናጽነትን ሓርነትን ማለት ነቲ ናትካ ፈንፊንካ ፡ ነቲ ናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት ኣንጊስካ ተዋሪድካ ምንባር ኣይኮነን። ኤርትራ ኣዝዩ ዘሕብን መንነት ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ ፡ ኣብዚ ትግራይት ትግርኛ ናይ 85% ህዝቢ ኤርትራ ይውክል። ከምዚ ኮይኑ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ በዚ ዘሕብን ናትና ቋንቋታትና ንመሃር ኣለና። እንተኾነ ግና ብኤርትራዊ ቴለፎን ኤሪተል ክንድውል እንከለና ፡ ካርታ ኤርትራ ኣብ ኢንተርነት ክንርኢ እንከለና ፡ ኣብ ክንዲ በቲ እንኾርዓሉ ቋንቋታት ትግራይት-ትግርኛ ብባዕዳዊ ቋንቋ ዓረብኛ ኢና መልሲ እንረክብ። እዚ ነቲ ናትና መንነት ዘንእስ ፡ ነቲ ክብረትና ዘዋርድ ፡ ነቲ መስዋእትና ከንቱ ዝገብር እዩ እሞ ፡ መንግስቲ ኤርትራ ንኽብረት ህዝቢ ኤርትራን ህዝባን ኢሉ መኣረምታ ይግበረሉ። ስለዚ እቲ መልሲ ሓደ ብቋንቋ ግእዝን ኣህጕራዊ እንግሊዝኛን ዶ ኣይምሓሸን፧ ነቲ ናቱ ዘየኽብር ፡ ነቲ ክብሩ ዘይሕሉ ከመይ ኣቢሉ እዩ ዓለም ክብሪ ክህቦ፧ ስለዚ ንሕና ነቲ ናትና ነኽብር ፡ ነቲ ባዕዳዊ ዓረብኛ ኸኣ ልዕሊ ዕስራን ክልተን ሃብታማት ሃገራት ዓረብ ሓለውቲ ኣለዋኦ። .
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 11 ай бұрын
Well come mesfn hagos gigna tekalisu zekalese. Eza meshaf Btgrina. Ketekirbelna Btesfa nisbe EDMen tienan yhabka ❤❤❤❤❤
@zebib9761
@zebib9761 11 ай бұрын
Not a hardtalk😊
@dawitabraham1088
@dawitabraham1088 11 ай бұрын
Hi toto Eba. Entay eu Eti gegatat zibllo zello
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 11 ай бұрын
ህወት ታሪክ- ተወልደ. ዓብየ. ሞተ ኮይኑ ታሪክ መስፉን። "መፈጸምታ ዘይብሉ ጉዕዞ"
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 11 ай бұрын
ተስፋ ዘይብልካ ትረፍ ኣንታ ድሩዝ ጓሓፍ
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 11 ай бұрын
ይርዳእኩም!
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 11 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓርበኛ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ !!!! እታ (ኣነ ሞ መን ኮይነ ኢየ ታሪኽ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ክጽሕፍ) እትብል ቃልካ ንትሕናኻ እትገልጽ ደስ ኢላትኒ ግን ድማ እስኻን መሰልትኻን ዘይጽሓፉ ዳኣ መን ክጽሕፍ መን ከዘንቱ ድማ ገሪምኒ። ኣርካናት ኤርትራ ቅያኹም ዓለም ዘገርም ክንሱ ህዱኣት ምዃንኩም ቆሎ ጥጥቆ ዘይምዝራብኩም ድማ ካብቲ ዘሐብን ንመጻኢ ውን ብርዝነት ዘዘክረክም ኢዩ እሞ ካብቲ ክልመድ ዘለዎ ኢዩ። ታሪኽ ግን ኣብዚ ክጠቅሶ የብለይን እትብሎ ኣለኻ እሞ ዋላ ንድሕሬኻ ዝተርፍ ሰኒድካዮ ዝተርፍ ግበር ኢለ ክላበወካ እደሊ። የቀንየለይ።
@kidanehagos7457
@kidanehagos7457 11 ай бұрын
😂ኩሉ መልስታቱ ሕቶታት ዘልዕል'ዩ ግሉጽነት ዘይብሉ I think this book is dead on arrival ..ተቐባልነትን እምነት ናይ ዋናኣን ትሕቲ ባዶ'ዩ.." ዝደለኹዎ'የ እኮ ዝጽሕፍ ገሊኡውን ገዲፈዮ ክኸውን ይኽእል'የ" መስፍን:: እዚ'ሞ ሚዛናዊ ወይ ፍትሓዊ ድዩ?
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 11 ай бұрын
ያያያያያያ
@fiory25
@fiory25 11 ай бұрын
ሰላም ጋዜጠኛ ሳሚ (ዓካ ዓካ) ደግመ ሰላም ይብለካ!! ቅድሚ ሕጂ ውንንመስፍን ሓጎስ እንተ ተኻእሉ ኣቕርበልና እለካ ነረ::መኽንያቱ ካብ ሰባት ሰምዕካ ካብምዝራብ ካብ ባዕሉ ክንሰምዕ ኣለና እለ ስለ ዝኣምን እየ::ኣብ ነብሰ ወከፍ ሰብ ውን ክብሪ ኣለኒ::እንተ ተኻእሉ ሕቶ ንመስፍን ሓጎስ ? ኣብቲ ላዕላይ መሪሕነት ዝነበረ ኩሉ ተሓተቲ እዩ ይብል ኣሎ እሞ ንኣብነት ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣብታ ሕብእቲ ሰልፊ ኣባል ኣይነበረን ከመይ እሉ ተሓተቲ ይኸውን? ከምኡ ውን ንዓልሳይድ ከምዚ እለዮ ነረ ካብ ምባል ንዝመተ ሰብ ብጉድለትካ ተኣምንካ ንህዝቢ እቕረታ ምሕታት ዶ ኣይመሓሸን?
@brged885
@brged885 10 ай бұрын
ይገርመካ ኢዩ ባዕሉ ካብቶም ኣዘዝቲ ኣባል ከሎ፡ንዓሊ ሰይድ ወንጂልዎ😢😢ኩላ ክትሕተት ኢያ ሓደ ብሓደ😢😢😢
@wolduhabte1726
@wolduhabte1726 11 ай бұрын
Why the book English?
@amenred5124
@amenred5124 11 ай бұрын
Link to buy the book 📖
@solomonliza
@solomonliza 11 ай бұрын
ዳሃይ ኤርትራ ትዓምብብ❤
Final muy inesperado 🥹
00:48
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 19 МЛН
I wish I could change THIS fast! 🤣
00:33
America's Got Talent
Рет қаралды 75 МЛН
Super gymnastics 😍🫣
00:15
Lexa_Merin
Рет қаралды 108 МЛН
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 5 МЛН
Tv Sened Eritra 5 January 2019 Mr Mesfin Hagos Interview Part 3-2
1:00:02
ታሪኽ ደግያት ባህታ ሓጎስ by ሊንጎ
1:06:44
Gize ግዜ Media
Рет қаралды 16 М.
Eritrea B'Zebene Bahre Negestat-by aba Franchesco Alvarez Trgum Hayle Bokre - PART 1
31:08
Final muy inesperado 🥹
00:48
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 19 МЛН