Dehay Eritrea ፖለቲካ ጨካን እዩ ....! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 5,362

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

2 ай бұрын

Dehay Eritrea ፖለቲካ ጨካን እዩ ....!
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 33 ዓመት ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብዛዕባ ናጽነቱን ህሉው ኩነታት ሃገሩን ዘይሓስብን ዘየስተንትንን የሎን። ብፍላይ እቲ ንጽምብል ናጽነት ዝረአን ኣብ ጽምብል እቲ ብስራት ዝተሳተፈን ከኣ ፍሉይ ዝኽሪ ክህሉ ባህሪያዊ እዩ። ስለዝዀነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዕለትን ሰዓትን ብዛዕባ ኩለንትናዊ ጉዕዞ ሃገርና ክንግምግም ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ ከኣ እያ ደሃይ ኤርትራ ናይ ሓያሎ ገዳይም ተቓለስቲ ተመኩሮ ተቕርብ ኣላ።
ሎሚ ከኣ ምስ ሓው ክብሮም ዳፍላ ዝተገብረ 3ይን ናይ መወዳእታን ክፋል ቃለ መሕትት ነቐርበልኩም ኣሎና ክትከታተሉና ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
21 ግንቦት 2024
#eritreanmusic bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ!

Пікірлер: 19
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣገላልጻ ብሓፈሻ ፡ ደሃይ ኣይተጥፍእ ሓው ክብሮም ዳፍላይ።
@fiory25
@fiory25 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 2 ай бұрын
We don't oppose you but you telling the positive side if eplf but what about the negative side of the group killing money poor eritrean by halawa sewra even killing by gozomo .
@samsontekesteasfaha5127
@samsontekesteasfaha5127 2 ай бұрын
የቄኔልና አቶ ኩቡሮም ታፋላ ናይ ባሓቂ ጹቡቅን እዋናውን አስተምህሮካን ደጊሜ ነመስግነኻ ቀፅሎ ኢኻ ቡዙ ቅምነገር ስለ ዘለዋ ትምህርትኻ ❤
@akiyor3615
@akiyor3615 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ኣጆካ ከኣ ታሪኩም ብዝግባእ ፈሊጥና ዓቂብና ንዝጎደለኩም መሊእና ብልጽቲ ሃገር ክንሃንጽ ሕድሪ ክንከም ኢና ንሕና ደቅኩም።
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ትረኻ ቀጽልዎ ከምዚኣቶም ኣዚዮም ኣገደስቲ ኣርእስቲ ኢዮም ዘቅርቡ ።🙏🏿🙏🏿🙏🏿👍👍
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 ай бұрын
ናጥነት ክትመትያ አሉይከውን 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 2 ай бұрын
There is no freedom for land or for earth freedom is belonging for human being land is always free so , Eritrea people is never get freedom yet so you guys beter apologize for the people Like Abona Semere Solomon
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 ай бұрын
ትፈልጡዶ? እታ ኣብ ስትራተጂካዊ ምዝላቕ ዝቖመት ብርጌድ 31 *ማልሻ-ሻዕቢያ* ኢልና ንጽውዓ ከም ዝነበርና? ይዝከረኒ ብርጌድና 58 ካብ ላዕላይ ባርካ ማለት፡ ዓድ-መጃውራይ፡ ዓድ-ዑመር፡ ዓድ-ሑመድ፡ ድሉክ፡ መንሱራ፡ ሸበቕ ኣዝሊቕና ኣብ ግዝግዛ፡ ቆጋይ፡ ዓጋምቦሳ ዓሪድና ከለና ጸላኢ ን ብርጌድ 31 ዓሪዳትሉ ዘላ ታባታት ኣጽኒዑ ይፈልጦ 'ሞ ተደጋጋሚ ንዓኣ የጥቅዓ ኔሩ፡ ስለዚ ድማ ቀጻሊ ካብ መዝገባ ተዝልቕ ነበረት። ንሕና ረዳት ኬድና ነቲ ዝገደፉዎ ድፋዖም ከነምልሰሎምን ክንሽፍነሎምን ላሕ ንብል ኔርና፡፡ ኣቃውማን ኣወዳድባን ብርጌድ 31 ከምዚ ዝስዕብ እዩ ኔሩ፡ እተን ቀዲመን ካብ 1977 ጀሚረን ቆይመን ዝነበራ በራጊድ ካብ ነፍስ-ወከፍ ኣህዱታት ከከም ዝተነግረን ቁጽሪ ተጋደልቲ ከዋጽኣ ምስ ትሓበራ ሽዑ እቶም ሓለፍቲ ነቶም ካብ ኣሃዱኦም ዝሰዱዎም ዝነበሩ ተጋደልቲ ከም ምስጓግ ማለት'ዩ፡ እቶም ኣለዉ ዝብሃሉ ሃካያት፡ ሕማቓት፡ ሕልኩሳት፡ ሕንክሊፖሳት፡ ምትሪንጊታት ሰዲዶም ን ብርጌድ 31 ኣቖምዋ። ስለዚ እዛ ብርጌድ እዚኣ ኣብ ጎረቤትካ እንተዓሪዳ ከተግድዓካ ምዃና ተፈሊጡ ኩለን በራጊድ ይጽየንኣ ነበራ'ሞ *ማልሻ-ሻዕቢያ* ኢልና ንጽውዓ ኔርና። መወዳእታ በራጊድ 58, 70, 51, 77 ኣብ ግምባር ናቕፋ ዓሪድና። በራጊድ 4, 23, 44, 31 ድማ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ዓሪደን ማለትዩ። ብርጌድ 8 ከኣ እቲ ኣብ ምዝላቕ ዘጋጥማ ዝነበረ ከቢድ ክሳራ ሓንሳብ ንሓዋሩ ተደምሲሳ ማለትዩ። ዘገርምዩ! ሓንቲ ኣብዚ ዕላል ናይ ኩብሮም ዳፍላ ቂር ዝበለትኒስ ብርጌድ 32? ዶ 31? ምስ በለ እንታይ ኮይኑ ኣሃዱታት ህግሓኤ ዘይፈለጠን ኢለ!?
@mogosberhane9026
@mogosberhane9026 2 ай бұрын
ክቡር ሓው ብርጌድ 31 ኣብ ከባቢ 1978 ወርሒ ሚያዝያ ቅድሚ ምዝላቕ እያ ቆይማ! ብርጌድ 31 ሰፊሕ ታሪኽ ዘለዋ ብርጌድያ: ሓያልን ባህሪ ተጋዳላይ እንታይ ይመስል ኣብዛ ብርጌድ ኢኻ ትሪኦ:: ፋሉይ ኣቃውማ ካብተን ካልኦት ኣሃዱታት ዝነበራ: ፋሉይ ታሪኽ እውን ኣለዋ! ኣብ ጽንኩርን ብተብተብን : ብዘይ ኣገባብ እውን ክብሎ ይኽእል: ዝተኣከበ ተጋዳላይ እዩ:: ብዙሕ ክፋሉ እቲ ተጋዳላይ ነዊሕ እዋን ኣብ ክፍልታት ዝነበረ ኩይኑ: እቲ ካብ ተዋጋእቲ ኣሁዱታት ዝተኣከበ ተጋዳላይ እውን ብወለንታ ዝተሰዱ ተጋደልቲ ብዙሕ ሽግራት ዝነበሮም እዮም:: ተጋዳላይ ድማ ካብታ መሰረታዊት ኣህድኡ ኪድ ናብ ካልእ ተመዲብካ ክትብሎ ድማ: በቲ ግዜቲ ቅትለትዩ ንዕኡ( ደስ ከይበሎ: ድስፕሊን ኮይንዎ እዩ ዝቕበሎ:: ስልዚ ........ እወ እተን ካልኦት ኣሁዱታት ሓይሊ ምልሻ እናበልኩም ንዝረኽብኩሞ ተጋዳላይ: ብርጌድ 31 ተጋፍዑ ነይርኩም: ጸላኢ እውን ጥርቅምቃም ብርጌድ ይብላ ነይሩ:: ኣብልዕሊዚ እዚ ብርጌድ 31 ሓደ ካብቲ ሽግር: ወጽዓ ሽግር ዕጥቅን ስንቅን logistics ክትኣምኖ ዘሽግር ነይርዎ:: ኣብ ሓንቲ መስርዕ ሰለስተ ካላሽን: ክልተ ሰልስተ ኮለይ ዕጥቂ ብምባ: ዝተረፈ ጃለ: ትሕዝቶ ሕክምናሞ ዘገርም ነይሩ:: ስለዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ብርጌድ:31 : ተሳሒሉ ብጸላኢን ብነታቱ ወገን : ተገፊዑ ሓያል መስተንክራዊ ብርጌድ 31 ኮይኑ:: ኣብዚ እቲ ዘይርስዖ ነዚ ብርጌድዚ ዝመርሑ: ጅግና ስውእ ዳሊን ጅግና ኮሚሽነር ተኻታታሊ ሜላ ወልደዝጊዩ: ብፍላይ ወልደዝጊ ብዘሕዝን ነዚ ክምዚ ዝመሰለ እኩብ ተጋዳላይ: ከደልድልን ከወሃህድን : ኣብ ዝተወሃደሉን ድልድል ምስ በለ ካብ ሓደ ድፋዕ ናብ ካልእ ክስጋገር ብፈንጂ ተሰዊኡ:: ስለዚ ካብ ኩሉ ኣሃዱታት ብርጌዳት ህዝባዊ ግንባር ኣብቲ ግዜቲ 1. ኣርባዕተ ቦጦሎኒታት ነይርዎ 2. ካብ ሓለዋ ባሕሪ ማርሳ ጉልቡብ ባጽዕን ከባቢ ኣስምራን ክስብ ባርካ : እንገርነ: በጉ ንከረን ዓሪዱ ተሚጢጡ ሓያልን ታሪኻውን ጅግንነት ዝፈጸመ ፋሉይ ብርጌድ ነይሩ:: እዚ ኣሁዱዚ መጨረሻ ሰርት ክፍለ/ሰራዊት 61 ኣብ መጨረሻ ድማ ኮር 271 ሓያል መሰረትዩሞ ክቡር ሓው ኣብ ካልእ የራኽበና :: ታሪኽ 31 ብጭልፋዩ::
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 ай бұрын
@@mogosberhane9026 ዘልኩሲ! ዘልኩ'ደኣ! መጀመርያ ኣክንዲ ክቡር ሓው ትብል፡ እታ ብ ፕሮፈሶር ብጻይ ጎይትኦም በርሀ ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ማለት፡ "COMRADE" ትብል ቃል *ብጻይ* ኢሉ ተርጒሙ ንሕና ተጋደልቲ ክንጥቀመላ ብምባል ዝገደፈልና ታሪኻዊት ቃል *ብጻይ* እንተትብለኒ ክንደይ ባህ ምበለኒ ኔሩ። ናይ ትማሊ ታሪኽ ሎሚ ኩሓሒልካ ኣቋናጂኻ ኣይቅየርን'ዩ። ደሓር ከኣ እቲ ዝነበርኩዎ ገድሊ ነጋሪ ዛንታ 'ምበር ሰማዒስ ኣይኮንኩን።
@bh8509
@bh8509 2 ай бұрын
ዝኾነ ነገር ከየገደደካ ምቅላስ ምስዋእ ከመይ ኢሉዪ ዘሐብን ይዝኸዉን።
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 ай бұрын
መንእሰያት ማለትካ ብርጌድ ንሓመዱ ማለትካ ዲዩ እቶም መንእስያት። እቶም ትድግፎም ዶንጎላ ደርበይቲ ኣብ ሃገረ ስደት ።መልሲ ይጽበካ ኣሎ ህዝቢ ኣብታ ሕቶ ተዛረብ ኮለል ኣይትበል ንመንእስይ እንታይ ትብሎ ነጻነት ኣይመድልየናን ዝብል ንስኻ ክብሮም. ትድግፎም ሕቶ።ነጻነት ሃገር ዘምጽኤ ክብሪ ዘይምሃቦም በዞም ውሉዳት ትግራይ፡ምስ ናይ ወያነ ዘቃራርብካ ይመስል
@akiyor3615
@akiyor3615 Ай бұрын
መን ኢሉካ ባርያ እምኒ ናይ ሓላላት ኢዩ ምክንያቱ ዋላ እንተ ተሃረምካ ናይ ደኣይቅ ቃንዛ ኢዩ😂ህዝቢ ኤርትራ ግን 33 ዓመት ብዘይ ሕግን ፍትሕን ብህግድፍ ይግባዕን ይመውትን ኣሎ ስለዚ ተበራበር ወይ ድማ ወይልካ ብወንጭፍ ንሓመዱ ኣይትመሓን ኢካ ስቅ ኢልካ ወያነ ዶ ገለ ኢልካ ጥኒን ኣይትበል ንወያነ ንበልጾ እንብር ኣይበልጸናን ኢይይ😢
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 Ай бұрын
ፖለቲካ ሓያል እዩ ዕላማ ጽንዓት እውን ይሓትት እዩ ። ይአኽለኒ ከዕርፍ ከውርስ ከመሓላልፍ ዝበለ ኸአ ክብረት እውን እግበኦ"ዩ / እዩ ። ድሕሪ አቦኻ ጊደኻ እንድዩ ነገሩ ። ሩሑስ መዓልቲ ናጽነት ከአ !
@user-dj5lb1hi2u
@user-dj5lb1hi2u 2 ай бұрын
ዝኾነ መላግቦ ምስ ዝጎድሎ ጠንበስበስ እዩ ብቀረባ ካብ መዓስከር ዝተኣካከቡ ደርግ ንስርዓት ሃይለስላሰ ምስ ዓለውዎ 60 ረሺኖም መላግቦ በቲኾም ንኢትዮጵያ ኣብ ድንግርግር የእቲዮማ እክፋእ እጸብቅ መላግቦ ኣይንብተኽ ከም ብዓል ክብሮም ብውድዓዊ ዝርእዩ ጽቡቅ ክዕቀብ ድኹም ከይድገም በዚ ወለዶ ኣገደስቲ ብምኻኖም ሳሙኤል ብዝተፈላለየ ኣርእስቲ ክብሮም ደክተር ኣሰፋው ጀነራል ተኸስተ ዶክተር ሕሩይ (ተጋዳላይ እዩ ዝፈትዋ) ደክተር በረከት ኣቅርቦም ሓደራኻ መላግቦና ከይብተክ
@temesghenmehari2057
@temesghenmehari2057 Ай бұрын
ሓደ ካብቶም ውሑዳት ሓበን ሰውራ ኤርትራ : ብሂወት ዘለው ቅርሲ'ዚ ሕልፍ ወለዶ መላግቦ ነዚ ንኡስ ወለዶን ህያብ ኤርትራናን ኢኻ'ሞ ጥዕናኻ መሊኡ ዕድመ ክህበካ ንዝኣምኖ ኣምላኽ እምነ። ኣብ ረድዮ ኤረና ሰሙናዊ መደብካ ዝነበረ ብህንጥይነት ካብ ዝነበሩ መንእሰይ'የ። ንዝነበረኒ እምነት ኮነ ኣመለኻኽታን ቃልስን ተወፍይነትን ሕብረተ-ሰብ ኤርትራን : ፍረ ብርኩ ዝመጠወሉ ሰውራ ኤርትራን ዝያዳ ኣብዚ ጽንኩር እዋን ብተምሳጥ ክሕበነሉ ዓቢ ተራ ተጻዊትካ'ኻ። ታሪኻዊ ሰነድ መጽሓፍ ንሕብረተ-ሰብና ክተቐብሎ እዋኑ ሕጂ እዩ። ንኣዳላዊ እዚ መደብ ተ/ይ ሳሚኤል ዓኳዓኳን ተ/ይ ክብሮምን ኣባኹም ዘለኒ ክብሪ ወሰን የብለይን። ሃልውልና !
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 2 ай бұрын
አንታ ሰብአይ እምበርከ ህዝቢ ኤሪትራ ንናጽነት አይተዋግኤን ዲኻትብል ዘሎኻ፡ ዳፍላ ሕቶኻ ተረዳእ ሸፋቱ ዝብሉስ እንታይ ትብሎም ኢዩ ዝበለካ፡
БОЛЬШОЙ ПЕТУШОК #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 11 МЛН
EriPlanet :- Interview with artist Tesfay wata /Last Part/
47:22