Dehay Eritrea ስለምንታይ እዮም ገዳይም ተጋደልቲ ኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ካሕሳይን ተቐቲሎም? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 10,538

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

2 жыл бұрын

Dehay Eritrea እቲ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ካሕሳይን ዝጸሓፎ ደብዳበ ትሕዝትኡ እንታይ እዩ ነይሩ? 5ይ ክፋል ዝርርብ ምስ ሓው ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ ንከታተል።
ኣዳላውን ኣቕራብን ጋዜጠኛ ሳሙኤል ገብረሂወት 26-04-22
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 40
@berhehagos864
@berhehagos864 2 жыл бұрын
ሰላም ሳሚኤል ሓውና ትገብሮ ዘለኻ ቃልምልልስ ብዙሕ ንመሃረሉ ኣለና ነመስግነካ ግን ፓርት እንተትጽሕፈሉ ንምክትታሉ ምመቸአና ነሩ ይብል ታንክስ
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 Жыл бұрын
Good Job Sami. ዕድመን ጥዕናን ንሓርበኛ ኣቦና መሓመድብርሃን ብላታ።
@josephabraham7788
@josephabraham7788 Жыл бұрын
Thank you Samuel! Really nice program & we are by your side!!
@seareabraham6840
@seareabraham6840 Жыл бұрын
ሳሚ (ዓካዓካ) brilliant journalist .
@sulemanabdu6346
@sulemanabdu6346 2 жыл бұрын
Free speech and press iam 46 years old from eritrea keren thank you
@millimeter1030
@millimeter1030 2 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ሓላል መሬት ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 2 жыл бұрын
እዛ መደብ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እንዳ መሰጠትኒ እያ ትመጽእ ዘላ፡ በዚ ዕድመ ኩሉ ኣጋጣሚታት ትኽክል ክዝክሮ ብምኽኣሉ እሞ ከኣ ካብ ጀመርቲ ብረታዊ ቃልሲ ብምዃኑ ዕድለኛታት ኢና፡ ኣቕራቢ ከኣ መደብ ብጣዕሚ ጽፉፍ ኣቀራርባ።
@danieltewelde1015
@danieltewelde1015 2 жыл бұрын
Thanks
@nasserahmed6758
@nasserahmed6758 2 жыл бұрын
ሐው ሳሚኤል መደብካ ብጣዕሚ መሳጢ እዩ።የቄንየልና እንዳበልኩ ነያና መሐመድብርሃን እዚኣ ሕተተለይ ።አያና ሀይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዔ) ቀቅድሚ ምእሳሩ ምስ ዳንኬል አብ ዝገበሮ ሕቶን መልስን ቅድሚ ሜዳ ምስላፎም ኣብ 1965-1966 ምስ ኢሰያስ አፈወርቂ ተማሓሒሎም ተወቂጦም ውድብ ከም ዝመስረቱ ይዛረብ። ንባዓል ግደይ ክፉሉን ወልዳይ ካሕሳይን እሱ ንኸሰላ ከም ዝሰደዶም ይዛረብ።እሞ ከመይ ትገልጾ ኢልካ ሕተተለይ ሐደራ ።የቄንየለይ።
@NMra.2023
@NMra.2023 2 жыл бұрын
Please while you are narrating specify dates.
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn 2 жыл бұрын
ድሕሪ ቡሕ ትዕዝብቲን ነዊሕ ግዜን ሓደ ስምዒት ዝተሰማዓኒ ኸካፍለካ ዓካ-ዓካ ሓወይ፣ ፕረዝደንት ኢስያስ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ደቁን ንብረቱን ሂወቱን ከፍሉ ክሳብ ጥራዩ ዝተርፍ ዝተቃለሰሉ ዕላማ፡ ነዞም ቡዙሓት ንሰምዖም ዘለና ዓበይቲ ቆሎውዕ ኣብ ሞንጉኡ ሰኹዑ ኸዕውቶ ምክኣሉስ ካብ`ዚ ዘለኹዎ ክሳብ ሰማይ የመስግኖ ኣለኹ። ብሓቂ ፕረዝደንት ኢስያስ ፍሉይ ሰብ እዩ። እቲ ኩሉ ዝወሰዶ ሕርያታት ሎሚ ኮይነ ክርእዮ ከለኹ እቲ ዝበለጸ ሕርያ እዩ። ሳውራ ኤርትራ ንውሑድ ህዝቢ ንእሽቶይ መሬት ጥራይ`ዩ ሓላፍነት ዘስኩሞም ነይሩ። እዚ 20 ዓመት ኣብ ሞንጎ ሃገርን ምዃን ሃገር ምፍራስን ዝተካየደ ቃልሲ ግን ብሚዮን ዕጽፊ ናይ`ቲ ንሓርነት ዝተከፍለ ዋጋ ይኸብድ። ብዝኮነ ነዛ መደብ እትመርሕ ሓው ሳሚኤል ውን እዚ ፕሮግረምካ ክሰፍሕ ስለዝግባእን ታራ`ውን ኣሎዎ ኢለ ካኣ ስለዝኣምን፡ ብዓይኒ ተቃውሞ ደምበ ጥራይ ኣይትተሓጸር…። ዑንቁሩዖብ ኣብ ዓለም እንታይ እዩ እቲ ዝገፈሔ ተባህላ ምስ ተሓተተት “ኣፍ ዒላ” ኢላ መልሳ ይበሃል። መክንያቱ ኣብ ውሽጢ ዒላ ኮይና ንኣፍ ዒላ ጥራይ እያ ክትሪኢ ትክእል። እዚ ጽላል ናይዞም የሕዋትና ማለት ደምበ ዕግሽግሽ ድማ ከምዛ ናይዛ ዑንቁሩዖብ ኮይኑ እዩ ዝረኣየኒ። ነቲ ዘድልየካ ጥራይ ምግላጽ፡ ነቲ ክትርእዮ ዘይትደሊ ምንጻግ። እዚ ተግባራት ዑንቁሮዖብ እዩ`ሞ ነቲ ክትርእዩዎ ክትሰምዑዎን ዘይትደልዩን ምርኣይን ምስማዕን ከድልየኩም እዩ። ሓሳበይ ብጉቡእ እንተተረድኢካ በጃኻ ነታ ዕንቁሮዖብ ካብቲ ዒላ ኣውጻኣያ። ብድሕርኡ ካልእ ዓለም ከም ዘሎ ክትማሃር እያ። እቶም ኣብ ጽላል ህግደፍ ተሓቁፍና ዘለና መንእሰያት ይኩን ዜጋታታት ኣፍ-ልብና ነፊሕና ሃገርናን ህዝቢናን እንብል ጌጋታት መንግስቲ ስለዘይንርኢ ወይ ለውጢ ስለዝርይንደሊ ወይ`ውን ከምቲ ቁንጣሮ ባሃማት ዝብሉዎ ደናቁር ስለዘኮና ዘይኮነ፡ ሓደ ጡዑይ ሰብ ስረ ከይሓዘ ኩስትሞ፡ ጫማ ዘይብሉ ካኣ ካልሲ ከም ዘድልዮ ስለ-ዘይንኣምን ኢና። ነዞም ኣቦና ድማ ጥዕናን ዕድመን ህብዎም ነታ ዝተቃለስላ ሃገርን ዝደከምሉ መሬትን ብሓፈሻ ኣፍራዩ ዕድሜኦም ዝሰውእሉ ዕላማን ባህጊን ብዓይኖም ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ብእግሮም ሸናዕ እንዳበሉ ኣብ ጎደናት ኤርትራ ክርእዮም ሰናይ ትምኒተይ ይገልጸሎም…🇪🇷🐪🇪🇷🐪
@bemnethailemichael5283
@bemnethailemichael5283 2 жыл бұрын
ወልዳይ ካሕሳይ ዘይኮነስ:ወልዳይ ግደ እዩ ምስ ኪዳነ ክፍሉ ኣብ ከሰላ ዝተቐትለ።
@fesehawold238
@fesehawold238 2 жыл бұрын
Thank you. I was confused, because from what I know Welday Kahsay surrendered to Ethiopia.
@aronwedieri
@aronwedieri 2 жыл бұрын
Welday kahsay be hiwetu alo
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
@@aronwedieri ወልዳይ ካሕሳይ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ 2022 ኣብ መበል 81 ዓመቱ ኣብ ሕመኣ ከምዝዓረፈ ሓበረታ አሎኒ ፡ መንግስተሰማያት የዋርሶ ።
@aronwedieri
@aronwedieri Жыл бұрын
@@hailewolde1816 ewe tesbuk aleka may rest his soul in peace he is my uncle actually
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
@@aronwedieri ንዝሃብካኒ ግብረመልሲ የመስግን ። ንዓይ ከኣ ብጻይ መቃልስተይ ( ሓለቃይ ) እዩ ነይሩ ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
ጋዜጠኛ ምስጋና ይብጻሕካ ፡ እንታይ እሞ ክትገብር ጋሻኻ ሸተት ሸተት እናበለ ፡ ኣብ ገሊኡ ይሞልቕ ኮይኑ እምበር። መሓመድ ብላታ ኣብ ገለ ሸነኻቱ ነቲ ኣብ ፈለማ ገድሊ ዝነበረ ተሳትፎኡ ክገልጽ እኳ እንተፈተነ ፡ ነቲ ቀንዲ ነዚ ናይ ሎሚ ወለዶ ኣገደስቲ ጉዳያት ግና "እዚ ነዊሕ ግዜ ዝወስድ እዩ ፡ ኣብ ዩትዩብ ገሊጸዮ እየ " ፡ እናበለ ክጎስዩ ፈቲኑ እዩ። ሞትን ቅንጸላን ናይ ገዳይም መንእሰያት ደቂ ከበሳ ብቅያዳ ኣል ዓማ ጀብሃ ዕሽሽ ኢልዎ ክሓልፍ እዩ መሪጹ። ኣብቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዘይኮነ ሃጠቀጠው ናይ ገዛእ ርእሱን ፈተውቱን ዛንታ ግን እብ ብዙሕ ክፋላት ግዜ በሊዑ እዩ። ሕጂ እቶም ንናጽነት ኤርትራ ክብሉ ጥራይ ዝወፈሩ ገዳይም መንእሰያት ምሁራት ተጋደልቲ ኣያታትና በዓል ኪዳነ ክፍሉ ፣ ወልዳይ ግደ ትኵእ ይሕደጎን ... ካለኦት ብዙሓት መዛንኦም ደቂ ከበሳ ስለምንታይ ብጀብሃ ቅያዳ ኣል ዓማ ንሞት ከም እተሓርዱን እተሰመሙን ፡ ክንደይ ዝኣኽሉ ብስም "ስርየት ኣዲስ" ከምእተሰወሩን ብዕምቆት ክሕብር ኣይደለየን። እቲ ዘገርም ከኣ ሓሓሊፉ "ኣብዝን ኣብትን ኩሉ ኔረ እየ ፣ ንኹሎም እፈልጦም እየ ፣ ካድረ ኔረ እየ ፣ እቲ ጕዳይ ይፈልጦ እየ ... "፡ እናበለ ይደጋግም ግና ነቲ ቀንዲ ወሳኒ ሞት ፣ ማእሰርቲ፣ ምስዋርን ምቕንጻልን ጉዳይ እቶም ኣማኢት ብስርየት ኣዲስ ዝብል ምስምስ እተቐዝፉ ተጋደልቲ ክዛረብ ኣይደልን። ሓቆም እዮም ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ፣ ዘይተገብረ ታሪኽ የለን ክበሃል። እዚ ግና ሓድሽ ኣይኮነን ፡ ነቲ ናይ ህዝባዊ ግንባርን ኢሳያስን ታሪኽ ኩሉ ጕሓፍ እዩ ዝብልዎ ይነግሩና ፡ ነቲ ናይ ጀብሃን ቅያዳ ኣል ዓማን ክፍኣትን ጽንታን ግና ቀለም ቦያ ለኻኽዮም ኣቆናጅዮም እዮም ዘቕርቡልና። ከምዚ ዝበለ ሽፍንፍን ጽውጽዋይ ስለ ዘለዝነግሩ ፡ እዚ ንኡስ ወለዶ ፈጺሙ ዘይስዕቦም ወረ ዋርሳይ ወለዶ ብፍጹም ነጺጕዎም እዩ ። For more information on victims of Jebha and Ghedli in general, visit the Eritrean Human Rights Electronic Archive website at -- ehrea .
@emahatsionyohannes9717
@emahatsionyohannes9717 2 жыл бұрын
bi dahan temeles kibur haw
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Жыл бұрын
ወልዳይ ግደይ ኢዩ ተጻሒፉ ዘሎ ወልዳይ ካሕሳይ ኣይኮነን ኣጻርዮ መንዩ ሓቀኛ ስም ኣቡኡ የዳናግረና ኣሎ።
@sultansalih776
@sultansalih776 2 жыл бұрын
MR Samuel ! i will write by english , bc i can not write athere lunaguge aswell i am weak in english too. anyhow mr blata lair bc iampart his life . yes hefought aginst enemy but he worst in ELF bc he had not love eritea neverless .can u ask him . why did he be in eritrea leader afterbe out from elf..i love erirea but the truth remained truth ,bc frist revolution freedom from jubrta ( mr kabiera) although he is from ethopia in orgine but he learened in egypt in 1907 and hecame in1917 ( not julany koberia ) mr blata had three sons ordoughter. did they love eritrea more than sweden ? although all had born in sudan.answer is no (100percent) but hesaid athere things ( isaisas afewerk genuis but he is best coward man ) he afriad from child but he become herowhen he found people looklike cat. i am sure mr blata be ashy bc i knew his life and tesfy degega from 1984 till 1990 and osoman khlefay and athers too.they plied as they owner eritrea . i swear mr samuel at i serach deeply atifound the truth in 1987 at last i found it ( ELF is ball to arab and dictorishp iin ethopian as well EPLF is religion too at weare victim to their agend if usa not welive as problem till now. isisas belong to x ahamed nuser belong x butpeople let go hell. anyhow mr blata must stop talk history bc i will say some things let himhunghimself.
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 жыл бұрын
Samuel welday gdey eu zbhL welday kahsay aykonen
@hamidaliadam7629
@hamidaliadam7629 2 жыл бұрын
محمد ببرهان. ومؤتمر ادوبحا. التاريخى وظهو ر التنافس الفكري 1 التيار العروب الوطنى 2 حزب العمل الثورى 3 تيارمجمواعة اسياس. افورقى
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 Жыл бұрын
መን ቀቲሉዎም?
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 Жыл бұрын
ኣብ ዘበነ ክፍልታታ ንኹለን ብሄራት ኤርትራ 1,2,3,4, ዕድል ናይክፍልታት ከቑማተዋሂበን .. ንደቂ ከበሳ ግን ክፍሊ ከቑሙ ኣይተፈቕደን ዘገርም 40/100 ዝውክል ካብ ህዝቢ ኤርትራ ንምንታዩ ከምኤርትራዊ ዘይተቆጽረ መሓመድ ብርሃን ኣብርህ ታሪኽዩዚ ካልኣይ ግዜ ከይድገም.. .... ካልእ 1975 ኣብመረብዓት ከሰላ ዝተባህለ ቦታ ናይማሕበራዊ ጉዳያት ተ.ሓ .ኤ ዝነበርካሉ ንዑ ተማሃሮ ተመዝገቡ ማህደረ ትምህርቲ ንደገ ክትከዱ ኢልካና ተመዝጊብና ግን ዋላሓደ ወዲከበሳ ኣይሰደትካን ብሙሉኡ ዕድላት ንኻልኦት ብሄራት ኢኻ ሂብካዮ ንሰኻ መደብ ነይሩካ ይኸውን ግን ብሙልኣትና ደቂ ከበሳ ተምሃሮ ኣብከሰላ ዝተመዝገብና ቂምታ ኣብልዕለኻ ሒዝና ኢና ግን ኪዳነ ክፍሉ እንተ ዝነብር እቲ ጸገምቲ ኣይምገጠመናን ነይሩ ... ..ይርዳኣናዩ ብዛዕባ ሰውእ ኪደነ ክፍሉን ሰዉእ ወልዳይ ግደን ኣይ ገለጽካዮን ንኽትገልጾውን ሞራል የብልካን ግን ቀለተ ደሪዕ ብዓል ኢራ ገሊጹልናዩ ኣብከሰላ በ1975,,,,,,,
@robichannel7718
@robichannel7718 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ነዛ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ ካብ ኩሉ ጸገም የድሕነኩም ብር ክትብሉ ታሕጎሱ ወፊርኩም እተዉ እንዳበልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብስክራብ ሓጉዙኒ የቀኔለይ ካብ ልቢ የመስግን ።
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 Жыл бұрын
ኩቡር ተጋዳላይ መሓመድ ብላታ ሕቶ ኣሎኒ ብዛዕባ ሰውኣት ኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ግደን መንዩ ቀቲሉዎም ንምንታይከ ተቐተሎም ? ኣብሪሀዮ ኣሎኹ ብዛዕባዞም ብጾት ትብል ኣሎኻ ግለጾ ታሪኽዩ ኣይትዓፍኖ....
@mengstabasmelash2021
@mengstabasmelash2021 2 жыл бұрын
መአረምታ መምህር ወልዳይ ካሕሳይ ንመግስቲ ኢትዮብያ ድአዩ ኢዱ ሂቡ በር አይተቀተለን ብሂወት ውን አሎ
@edagahamushamus3173
@edagahamushamus3173 2 жыл бұрын
Realy ? Where is Welday Kahsay now??? It would be great if he was interviewed here .
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Жыл бұрын
Zeg Dagmawi ክቡር ሓው ዘግ ዳግማዊ፡ ናይ ካልኦት መንእሰያትና ኣይፈልጥን ብዙሓት ደቂ ከበሳ ብቅያዳ ኣልዓማ ይቕተሉ ነይሮ እዮም ብርግጽ፥ እንተ ኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ግደይን ብኢሳያስ ከም ተቐትሉ ብዙሓት ገድስይም ተጋደልቲ ብዓል ኣቦይ ወልደምስርያም ኣብርሃምን ካልኦትን መስኪሮሞ ኣሎው፣ ተፈታዊ ቶክ ሾው ወይ ሰልጠነ ግርማይ ኣቲኻ ስምዓዮ፣ እቲ ኣሕሊፉ ዝሃቦም ግን ፍካክ ግደይ ዝብሃል ብለናይ ኢዩ ኢዮም ዝብሉዎ። ኢሳያስ ቅድሚ ዝኾነ ተጋዳላይ ብኪዳነ ክፍሉ ከም ዝጀመረ እዮም ዝምስክሩ ስለዚ ሓቂ ሒዝናን ኣርጊጽናን ድኣ ንጽሓፍ፡ ምስናይ ይቕሬታ።
@alayeesami
@alayeesami 2 жыл бұрын
It would be educational if Ato. Blata stick with the time of his struggles instead of saying this Dictator. The Dictator Issayas came after 1991 so whenever Ato. Blata speaks he should talk about Issayas as fighter and leader of the struggle. This will be our Eritran history. There are a lot of people listening this interview who supports Issayas as president and the fact of this history will be worthless . Stay with the time frame of the struggle.
@sultansalih776
@sultansalih776 2 жыл бұрын
goodindeed bc iknew himpersonly
@nurahmed3563
@nurahmed3563 2 жыл бұрын
ናይዝጊ ኽፍሉ ጀማሪ ምንቕስቃስ ኣሕዋት ኣጋዝያን ኢ ዩ የብሃል .... ሓቅነት ኣለዎ ዲ ዩ?
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ባኣል ሃውታትያን ገለኩም ህዝቢ ቻይናን ህዝቢ ኣሪትራን ምንም ዘራክብ ህብረተሰብኣዊ ባህልን ዘይብሉን ሂኩም ክትመጹ ከለኩም፥ገሊኩም ናይ ባኣስ ፍልስፍና ፥ብመሰረቱ ኩሉኩም ምርሁና ከይተባሃልኩም አትመርሁ ግበሩ ከይተባሃልኩም ምስ ህዝብና ዘይከይድ ሰብ ገበሮ አምበር ድልየት ህዝቢ ኣሪትራ ዘየንጸባርቅ ሃውታትያ ዱፉን ሃንጎል ሂዝኩም ንስካትኩም አትመርህዎ ብርጁዋዊ ናይ ኣዋሉ መራህቲ ሰውራ ፥ ነቲ ግና ቅድሚ 5 ሚአቲ ሺህ ኣመታት ዝህለፈ ኣቃዉማ ህብረተሰብ ብአንዳ ዝነብር ድሁር ህብረተሰብ ክትመርሁ ምፍታንኩም ከም ተመክሮ ህዝብና ኣቲዩዎ ዘሎ ናይ ምንጻት መገዲ ከተድህንዎ ኣይካኣልኩምን፥Rip Rip Rip ኣሪትራ ፥
@rezenehabte5467
@rezenehabte5467 2 жыл бұрын
I know him this guy in dekemhare when he was a meyior but he was amazing corapt I never trust any eplf guy tegadalay . They are lairs and killers.
@eritimes
@eritimes 2 жыл бұрын
Please know first how to spell words!
@rezenehabte5467
@rezenehabte5467 2 жыл бұрын
@@eritimes kliea sakit eki nisiki shabyia sele zeymeharunia endinia emo nemarrom zelenia hingugu
@asterh3793
@asterh3793 Жыл бұрын
Welday.
@asterh3793
@asterh3793 Жыл бұрын
Wedai.Ghidey.i..you.zibehal.tarik.metsaweti.aykonen.afka.deytatsu.ab.Kassala.meat.gezeb.ny.sikulan.geka.niwetsai.zikedu.Aslam.tirai.ítem.nerom.ab.1976.july.hademás.nefarit rusu.zitehame.panalize.zikone.nab.Cairo.kikeyid.tebahilu.ny.rI.i.jine.hotel.gedifeyo.ikkid.aykid.ayfelitin.
@bw6073
@bw6073 2 жыл бұрын
Thanks
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 124 МЛН
Does size matter? BEACH EDITION
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 20 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 59 МЛН
Robert Greene: A Process for Finding & Achieving Your Unique Purpose
3:11:18
Andrew Huberman
Рет қаралды 10 МЛН
ታሪኽ ሂወት ሓርበይና ኪዳነ ክፍሉ
38:00
Agaiazian.tv
Рет қаралды 10 М.
Interview 6 Kuppel Abraham
5:07
IUFRO Headquarters
Рет қаралды 50 М.
Wolfram Physics Project: A Discussion with Jim Gates
2:43:04
Wolfram
Рет қаралды 31 М.
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 124 МЛН