DESTA MEDIA | ምርጫ ዓዲ እንግሊዝ 4 ሓምለ - ውፉይ ናብ ዓዲ እንግሊዝ- ኣቦ ወንበር ዓዲ እንግሊዝ- ሰሚራ ሰሚራ ብ ሂፕሆፕ ተሰሪሓ

  Рет қаралды 8,186

DESTA ENTERTAINMENT

DESTA ENTERTAINMENT

7 күн бұрын

donorbox.org/desta-media
Please Make sure to like & subscribe to DESTA TV KZfaq and turn on notifications to stay updated with all new uploads 🔔. Thank You!!!
Social Media Accounts:
Facebook: / marymagdalened
Instagram; maryshowonl...
Telegram- t.me/+qCPIHWzhPkQxODBk Tiktok- vm.tiktok.com/ZMLo9EQyL/?k=1
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat #Eritreanmusic #Eritrianguayla #bahlawimusic #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2024 #TigrignaDerfi2024 #TigrignaDerfi2024 #TigrignaDerfi2024
#AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2024 #TigrignaDerfi2014 #TigrignaDerfi2024 #TigrignaDerfi2024
#AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic
#NewEritreanMusic2024 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
#MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong
#EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic
#Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2024 #EritreanMusic2024
#Tigrignamusic2024 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic
#OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong
#Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy
#Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2024 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic
#Ethiopiansongs2024 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia
#EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2024 #bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2024 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2024 #TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi
#HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna
#TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2024
#TigrignaDerfi2024 #TigrignaDerfi2024 #TigrignaDerfi2024 #TigrignaDerfi2024 #TigrignaDerfi2024
#TigrignaDerfi2024 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #NewEritreanMusic2024 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2024 #EritreanMusic2024 #Tigrignamusic2024 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2024 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2024 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2024bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2024 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2024
©Copyright: DESTA TV 2024

Пікірлер: 69
@dawithaile1314
@dawithaile1314 5 күн бұрын
ጋዜጠኛ Desta Media ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ 💙💙💙💙💙💙💙💙
@dejenamine5274
@dejenamine5274 5 күн бұрын
Thanks sis💙💙💙💕
@hagoswaldeanes8634
@hagoswaldeanes8634 4 күн бұрын
ዋውው ብሓቂ ብርዲኢት እትቃለሲ ዋዕሮ ትጋዳሊት ኢኺ ሜሪ ጂግና ኣጆኺ ቀጽልዮ!!!!!!
@Canok341
@Canok341 5 күн бұрын
Great job merry beautiful haftna💙💙💙👏👏👏
@ediebeidu9889
@ediebeidu9889 5 күн бұрын
Great job Mary sister❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@okubaykidane9980
@okubaykidane9980 5 күн бұрын
Good job 💙🩵🩵🩵🩵🩵🦾
@hailuweld
@hailuweld 5 күн бұрын
ኣጆኪ ተባዕ ዋዕሮ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ትት
@weldaygebru2777
@weldaygebru2777 5 күн бұрын
ጽቡቅ ትንታነ ሜሪኮ
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 5 күн бұрын
ሜሪ ዎዕሮ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@kbriselam478
@kbriselam478 5 күн бұрын
This women so amazing 😊good job
@anghesomghebremeskel1695
@anghesomghebremeskel1695 5 күн бұрын
መደብኪ ደስ ይብል። ኣቀራርባኺ Professional. ቀጽልሉ።
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 5 күн бұрын
መሪ ለባም መምህር መደብኪ ብታኢሚ ዘገርም ትምህርቲ ዘለዎ ኣገዳሲ ኢዩ ተሃጉሰ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 5 күн бұрын
We want desta we want desta we want desta we want desta.
@tm.h.3262
@tm.h.3262 5 күн бұрын
ወጢጥና ዲናሞ ካብ ገዝኦም ናብ ቃልሲ ከነምጽኦም ሓደ እያ ትብጽሓና ንኤረትራውያን ።
@frtunatsegay4292
@frtunatsegay4292 5 күн бұрын
Marye❤❤
@simonhaile5777
@simonhaile5777 5 күн бұрын
ኣብ ሞንጎ ድምጺ ተቖሪጹ፡ ኽብርቲ ሓፍቲ💙💙💙💙
@Bluerevoluton
@Bluerevoluton 5 күн бұрын
Well done mary keep it 💙👍
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 5 күн бұрын
Meri shkor lebam wairo jgna ሃቀና ተቃላሲት ኣጆኪ ምሳኪ ኣለና ኣወትና ናይ ግድን ኢዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hailuweld
@hailuweld 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝብላዕ ዘረባ ሜሪ ኣጆኪ ጅግና በርትዒ ወደ ፊት
@Znab11
@Znab11 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙👌👌✅️
@tahirsaleh1369
@tahirsaleh1369 5 күн бұрын
❤❤❤❤
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 4 күн бұрын
Good Idea sister 👍👍👍 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@biriktigebrehiwot5904
@biriktigebrehiwot5904 4 күн бұрын
Thank you so much good job ❤❤❤
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 5 күн бұрын
🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@hailuweld
@hailuweld 5 күн бұрын
ኩልና ብዘይ ኣፋላላይ እቲ እንኮ ጸላኢና ካብ መውቅ ገዛን ዓድና ሃገርና ዘሳደደና ህግደፍ ንምእላዩ ኢደይ ኢድካ ንበል ኣሕዋት ብሕብረት
@yosefberhe5302
@yosefberhe5302 5 күн бұрын
እዞም ኣቦ ( ግርማይ ወይ ወዲ ፊተውራሪ ) ይበሃል ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ንዝሓለፈ ልዕሊ 25 ዓመት ኣብ ቃልሲ ዝጸንኸን ዘሎ ጀግና ኢዩ ግርማይ ኣዝዩ ስነስርዓት ክብሪ ህዝብን ሃገር ዘለዎ ሃገራዊ ንህግደፍ ልዕሊ ማንም ገቲሩ ዝቃወም ዘሎ ኢዩ ኣብ ዲሲ ንዝርከብ ተቃወማይ መን ኢዩ ግርማይ ወዲ ፊተወራሪ ኢልኪ አንተትሓቲ ጽቡቅ ኢዩ ኣነ ግና ይብል ኣብዚ ናትኪ ቻናል ዓዲምኪ አንተትሓቲዮ ክንደይ ምሓሸ ይብል ።
@user-my6wp6fz6s
@user-my6wp6fz6s 5 күн бұрын
I like you sister
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 5 күн бұрын
❤❤❤
@simonhaile5777
@simonhaile5777 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@michael-7474
@michael-7474 5 күн бұрын
👍
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 4 күн бұрын
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን
@helentum
@helentum 4 күн бұрын
ከማኺ ተባዕ ክዀውንየ ዝደሊ ጀግኒት
@Logosardatserona
@Logosardatserona 4 күн бұрын
ደስታ ንፍዕቲ ኢኺ ......ግን ስምዒታዊት አይትኹኒ.......
@sarwansarwan3666
@sarwansarwan3666 4 күн бұрын
ሜሪ ከመይ ዲኺ ተሀጉስኒ። ነዞም ህግደፍ ቤላ ጌርኪ ኢኺ ትማስይዮም። ትሽምጥጥዮም። ትላገጽሎም። ንዓይ ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ መጻወቲ ቆልዑ ቧንቡላ ኮይኖም እዮም ዝስምዑኒ።
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch 5 күн бұрын
❤💙💙💙💙👌⚘⚘
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 күн бұрын
Selam meri Anti zey tkuri way way naykedam azekirkna❤
@aidahaben8445
@aidahaben8445 3 күн бұрын
My beautiful girl keep taking
@telaabay1856
@telaabay1856 4 күн бұрын
Marry u r right good job.
@simonafewerki1323
@simonafewerki1323 4 күн бұрын
ሰላም ሜሪ እዚ ዓጃው ሓንጎል አልቦ 500 ናቅፋ ሂቦም ኢዮም ሊኸሞ
@SamuelHagos-mi2lk
@SamuelHagos-mi2lk 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👌🏾👍🏾
@FinanFitwi
@FinanFitwi 5 күн бұрын
Kemziom koleu kneebi ygbae btaemi des bahalit kola❤❤❤❤❤
@helentum
@helentum 4 күн бұрын
ደስ ክትብሊ ቆጆዋ
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 5 күн бұрын
Betami Betami Betami zehezen tarik you zezarebuwo zelewu. aby alokum elom ab kendi zehatu. azeyoy zehezen
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 5 күн бұрын
ቑቡል ዘረባ ሓፍተይ አንታይ ከም ዘዛረቡ በልቦም ዶ ኤልከዮም አኪ
@Manka1973BN
@Manka1973BN 5 күн бұрын
Sorry, I'm not coming but I'll buy the ticket. Manka1973 and BN2022 forever ♥️ 🙏👏💪💙💙🌿💙💙💪👏🙏
@GoitomM
@GoitomM 5 күн бұрын
The same here and done already by post❤
@haliualemseged8274
@haliualemseged8274 5 күн бұрын
💙✅💙💙💙✅✅🌎🌿🌿💙💙💙✅✅
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 5 күн бұрын
Ambesa kemaki ybzaha agioki keslyo
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙👍👍👍👍🌹🌹
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 5 күн бұрын
Asyyyyy anbesa wofoy ajokum ajona zemdekiy
@habtomghebre5084
@habtomghebre5084 5 күн бұрын
ነዞም ሰብኣይ ዝሃብክዮም መልሲ ተፈትያትኒ። `ኣስላምን ክርስትያንን ክንዋጋእ ማለት ድዩ?` ኢሎም ዝሓተቱዎ መገርም እዩ። እንተ ኽኢልና ኩላትና ኣብ ሓደ ንተኣከብ። እንተ ሓመቕና ከኣ፡ በብዘለናዮ፡ ሃገራዊ ኣጀንዳ ኣልዒልና ንዘቲ ንቐጽል፡ ንቀራረብ፡ ንሕበር ኢልካ ምልባው ምሓሸ ይመስለኒ።
@letehaimanothaile1642
@letehaimanothaile1642 5 күн бұрын
Mikirti 💙🩵💙
@EruErena
@EruErena 11 сағат бұрын
ሜሪ ሓፍተይ ኣብዚኣ ኣይትጋገዪ። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ጽቡቅ ስእሊ ክህልወኪ መታን ተገድስኪ ኣንብብዮ እዚ ርእይቶይ ከም ሓደ ፈታዊኺ ኣኽባርኺ ኣስላማይ ። ንኣስላም ደቂ ሃገር ዕድመ ኣየድልዮምን'ዩ ልክዕ እዩ ውን ቅልሲ ዕድመ ኣየድልዮን እዩ። ግን ንኸይንመጽእ ዝገብር ዘሎ ነገራት ፈልጥካ ፍታሕ ክግበረሉ ኣለዎ ምባል ብጣዕሚ እዩ ጠቃሚ ። በርከ ፈቲኻ ጸልእኻ ብሓደ እኻ ክትነብር ብዝተኻእለካ መጠነ ተሰማምዕካ ክትሰጋገረሉ ትኽእል ኩነታት ምፍጣር እዩ፥ ተዘየሎ እዚ 27:05 ክትብልዮ ጸናሕኪ ኣብቓልሲ ዝነበረ እዩ ዝመርሓካ ዝብል ዘረባ ካብ ሻዕብያ ዘፍሊ የብሉን። ጽባሕ ንግሆ ውን ጥፍጥፍ ኣብልና ድና ገለስ ንዓና ዝውክለና እና ኣብ ባርላማና ነቅርብ፥ ኣብቲ ላዕሊ መን ኮፍ ይብል ኣገዳሲ ኣይኮነን ሓሳብና ተወኪሉ ኣሎ ዲዩ የለን እዩ እቲ ኣገዳሲ😀፥ ኣይተቃለስካን እሞ ዝውክለካ ኣብ ፓርላማ ኣይክህሉን'ዩ እዩ ዘስምዕ፥ እዚ ድማ ኣብዚ እዋን ይርድኣኩም ኣይክህልውን ይኽእል እምበር ዕግርግር እዩ ክፈጥር ። ውፉይ ውን ኣብ ሓደ እዋን ተዘይተጋግየ እቲ እንጅነረ ሓው ንእስያስ ኣፍወርቂ ኣብ መድያታት ዝዛረበሉ ዘዝውሩሉ ዝነበሩ እዋን ከምዚ ክብል ሰምዐዮ " ሙሁር ኮንካ ኣብዚ ቃልሲ እጃምካ ዘየበርከትካ ጽባሕ ንግሆ መጽኻ ስልጣን ምሓዝ ዝብሃል የለን" እንታይ ማለት'ዩ እዚ ኣብቲ ዝመጽእ ስርዓት ናይ ምርጫ ቅጥዒ ኣብ ቃልሲ ዝነበረ ክወዳደር ኣይክእልን እዩ ማለት ዲዩ ፧ # መተሓሳሰቢ ኣስላም በይኖም ተጠርንፎም ድዮም ዝቃለሱ ዘለው ብሃይማኖቶም ዝብል ግጉይ መረዳእታ ኣሎ ብዙሕ ይዝረብ እዩ ኣብ ቱርክ ምስ እከለን እከለ ተራኺቦም ዝብሉ ንሰምዕ ፥ እንተሃልዮም ውን ብኾሙ ንዝቃለሱ ብዙሕ ዝስዕቦም ኣስላማይ የለን። * ኻልእ፡ ተሳትፎ ሙስሊም ኤልታትን ብዝሕን ኣብዚ ቃልሲ ነሩ እዩ ፥ 26:40 ደቂ ኣኽርያ ኣብ ማእከል ኣስመራ ጎደና ሓርነት ተቃውሞኦም ከስምዑ ከለው ኣበይ ነሮም እቶም ኻልኦት ክብሃል ማለት ዲዩ፧ ንእግረ መንገደይ ደቂ ኣኽርያ ጥራይ ነቲ ኣስላም የለውን ኮምኡ ውን ደቂ ኣስመራ የለውን ዝብል መልሶምልና እዮም ደቀ ኣስመራ ንወጽዓ ኣመን እሎም ዝቅበሉ ከምዘይኮኑ ። እሞ ካብ መዓስ ክጎድል ከም ዝጀመረን ኣረኣእይኡ ኣብዚ ዘሎ ምትእኽኻብ ናይ ብርገድ ንሓመዱ ይኹን ኤልታቱን ክቅይር ከም ዝጀመረን ክረዳኣኪ ክፍትን እየ ። ኣብዚ ግን ኣብ ቦታና ኮንኪ ክትርእይዮ ፈትኒ ። 1' ኣብ ግዜ ኩናት ትግራይ እዩ ዝጅምር፥ ኣነ ከም ሰብ ድሕሪኡ ድማ ከም ኣሳላማይ ህዝቢ ትግራይ ክጠፍእ ክጋፋዕ ደስ ክብለኒ ኣይክእልን እካ ድኣ ይሓዝን ተሳትፎ ሃገረይ ውን ሕርኽር ይብለኒ ካብዚ ወጻኢ ግን ካብዚ ኹሉ ሰራዊት ፈሊኻ ንሓደ ሕብረተሰብ ( ኣስላማይ ) ክህረም ምስ ረኣኹ እየ ኣረኣእያይ ክቅይር ዝተጀመረ እዚ ብመን ተዘሪቡ ክነግረኪ፥ ጀነራል ምግበይ ፥ ጀነራል ተኽለሃይማኖት፥ ዮሴፍ ገብሪሂወት ናይ (ፈልሲ) እዚኦም ሕጂ TDF እዮም ብሜድያ ወጽዮም እዞም ጥባሕ ጥባሕ እዮም ኣብ ቁዱሳን ቦታትና ዝሸኑን ዘራኽሱን ክብሉ ከለውስ እንታይ ዓይነት ኣረኣእያ ክህልወና ትጽበዪ ኣለኺ ኣብ ልዕሊ tdf ሜሪ። እዞም ጀነራላት እስከ ደሓን ደቂ ካልእ ሃገር እዮም ንበል ፥ ዮሴፍ ገብረሂወት ናይ ፈልሲ " እቶም ትግረ እዮም ጨካናት ዝብል ሓበረታ እዩ ዝመጸና" ማለት'ከ እንታይ እዩ ። ዉፉይ ንባዕሉ ንሕና TDF እና ክብል ከሎስ ከመይ እለ እየ ኣነ ከም ኤርትራዊ ኣስላማይ ምስ እዚኦም ዝተጠቅሱ ዝመርሕዎ tdf ተራኺበ ክሰርሕ ክጽበይኒ። 2' ኻልእ ጸገም ናይ ዘይመሳተፊና ኣብ ምጅማር ናይዚ ዘሎ ማዕበል እቶም ጸለውትን መራሕቲን ስማዊያን መራሕቲን ኣብ ልዕሊ ኣስላም ዘለዎም ጽልኢ ብግልጺ ዝዛረቡ እዮም ንኣብነት ዋዘማ ፥ ጆን ብላክ ፥ ዮሴፍ ገብርሂወት (j studio) ብግልጺ ኣስላም ዝጻረፉን ዝፍክሩን ነበሩ እዮም ኣብዚ ምናልባት እሞ እሶም ውልቐስባት እዮም ወነንቱ ኣይኮንን ዝብል ዘረባ ክመጽእ ይኽእል ይኸውን፥ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ግን እሶም እዮም ዘማእዝንዎ ነዚ መንእሰይ ነዚኦም ዓገብ ክብል ዝፈተነ ከመይ ተቃውሞ መጽይዎ ርእናዮ እና እስኺ ንባዕልኺ ውን ዓዚዝ ሃብተየስ ኽስቶ ኽስቶ ክእለዩ ኣለው ሕብረተሰብ ዘቀይም ነገራት ስለ ዝተራእዮም ስለ ዝበለ ጥራይ ነዚኦም ኣሊኻ ድኣ ቃልሲ እንታይ ክተርፎ ዝብል ዘረባታት ሰምዐልኪ ነረ። እሞ ውልቀሰባት ምቅብጣር ዘይተረፈካ ሓደ ግዚፍ ክፋል ናይ ሕብረተሰብ ኤርትራ ቦኽሩሉ ዘሎ ጸገም ኣለልኻ ፍታሕ ክትገብር ተበግሶ ምውሳድ ንምንታይ እዩ ከም ኣገዳስነት ዘይብሉ ዝርአይ። ገለ ካብቲ ዝብልዎ ክህበኪ ናይ ዮሴፍ (j studio) ካብ ብዙሕ ክልተ " ኣስላም ማዓኮርኩም ትሓጽቡስ መለግለግ ዝብል መግብታት ከም ብዓል ጸባ ግመል ስጋግመል ስለ ትበልዑ እዩ " 😊😂 imagine ሜሪ ሽኮር ከምዚ ዓይነት ዘረባታት ዝዛረብ ነበረ ክመርሕን ወይ ከም ኣብነት ክንኣድን ክውደስን ክትርእይ ከለኻ ። ኣብ ኻልእ ኣጋጣሚ ድማ ፍጹም ኻብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣብነት እዩ ዘቅርብ እሱ ይብል " ኣብዚ ስቅ እልካ ንማዕርነት እልካ ዓቅሚ ዘይብሉ ኣብ ስልጣን ከተምጽኦ ከምዚ ናይ ሻዕብያ ንኩናማ ክውክል እልካ ዓቅሚ ዘይብሉ ጀርማኖ ናቲ ኣብ ስልጣን ኮፍ ምባል ምሳና ኣይሰርሕን እዩ " ክገርመኪ ናይ ባዕልኺ መጽናዕቲ ክትገብሪ ትኽእሊ እኺ ጀርማኖ ናቲ ምሁር ድዩ ብቅዓት ነርዎ ድዩ ኣይነበሮን ክንደይ ድግሪ ሕዙ ንመዳ ተሰሊፉ ክገርመኪ እዩ ። ንምናትይ ከምዚ ይብሃል፧ ካልእ ዋዘማ ዝብሃል ንሓደ ጽልኢ ናይ ኣስላም ከም ዘለዎ ብግልጺ ዝዛረብን ዝፍክርን ዝነበረ እሞ ድማ ዝብሎ ዝነበረ ብተግባር ዝፈጸመ ሂወት ሰብ ኸጥፍእ ዝፈተነ ገበነኛ ተኣኪብካ ገንዘብ ሓገዝ ገርካ ካብ ግቡእ መቅጻዕቱ ከተድሕኖ ምፍታን ኣብ ርእሲኡ ብዓል ውፉይ ብጻይና እዩ ሓውና እዩ ክንሕግዞ ኣለና ክብሉ ክትርእይ ከለኻ እንታይ ክንሓስብ ትጽበዪ፥ ኣብቲ ናይ ፍርዲ መስርሕ ውን ብጣዕሚ ዝገርመካ ተርእዮ እዩ ነሩ ብወገን ገበነኛ ዝመጸ ብዝሒን ብወገን ግዳይ ዝኾነ መንእሰይ ድማ ምስ ኣኽባሪ ሕግን ምስ ተርጋማይን ጥራይ ደው እሉ ክትርእይ ዝፈጥረልካ መረዳእታ ሕሰብዮ እሞ፥ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኣብ እስራኤል ዝተቀትለ ዑመር ዝብሃል ኣስላማይ ኤርትራዊ እቶም ጠበቃታት ናይ ጥርጡራት ዘምጽእዎ መጎተ እንታይ ነሩ መስለኪ መባኣሲናን ጠንቂን ግዳይ ኮይኖም ዘለው ደግፍቲ ናይ ስርዓት ህግደፍ ኮይኖም ከጥቅዑና መጽዮም ዘይኮነስ እዞም ውልቀሰባት ደገፍቲ ናይ ሓማስ እዮም ነሮም ዝብል እዩ እዚ ሕጅስ ኣበይ ከተእትዎ ትኽእል ታሪኽ ይብሃል። እሞ ድማ ተቃወምቲ እና በሃልቲ እዮም እዚ ዝገብሩ ዘለው ። እቲ ዑመር ዝብሃል ሓውና ድማ ኣባል ስምረት ነበረ ደሓር ከም ሰቡ ካብቲ ቃልሲ ነዊሕ ቅድሚ ኩናት ትግራይ ዝተኣለየ ኣብ ናብሩኡ ነበረ ሰብ እዩ፥ ግን ክኣ ክዝረበሉ ኣይሰማዕናን ።
@EruErena
@EruErena 11 сағат бұрын
ብዝኾነ ኣነ ብወገነይ እዞም ሰባት እዚኦም ኣብ ዝተናወሐ ደሞግራፊ ናይ ህዝብታት ንምቅያር ዕላማ እዩ ዘለዎም ዉፉይን በረኸት ካሕሳይን ብፍላይ ብዙሕ ግዜ ዘምልቅዎ ዘረባታት ኣሎ ኣብ ናይ ፍናን መደባቶም። ብዙሕ ግዜ ውን ገጋ መረዳእታ ድዩ ዘለዎም ወይስ ኪነ እዚ ድማ ንዓይ ዘርብሕ ኣይኮነን ስለዚ ሜሪ ሓፍተይ እስኺ ደሓን ኣማራጽታት ከተምጽኢ ነገራት ብብዙሕ ኣንፈት ክትርእዪ ትኽእሊ እለ እየ ዝግምት ስለዚ በጃኺ ተመጽዮም መጽዮም ተዘይኮይኑ ግን በቃ ዝብል ዘረባታት እመንኒ ኣይክጠቅመናን እዩ። ደሓር ኣስላም ከመይ ይህረሙ ኣለው ኣብዚ ሜድያ ብምርኣይ ጥራይ ውን እኹል እዩ ምኽንያቶም ክትፈልጥ ።
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 5 күн бұрын
Fara wedi fara, fara Gual fara abet kitbetshu lokamts
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 5 күн бұрын
ጽቡቅ ኣለኪ ሃኒሱ ኢዩ ዝግባኣ ዶንንቆሮ ባሪያ ህግደፍ ኢያ ክክክክክክ
@woldeamlake.7019
@woldeamlake.7019 4 күн бұрын
Be careful, beautiful girl, you can advocate for election, but not who to elect
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 4 күн бұрын
QEDEM HAQKI NETI QOLAWN XBUQ MEBERATE XBUQ. BHAQI
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 5 күн бұрын
ሃንሱ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@hailuweld
@hailuweld 5 күн бұрын
ግንባርኩም ትፍረስ ባራዩ ደናቁር
@haliualemseged8274
@haliualemseged8274 5 күн бұрын
Kkkkkkkkk
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 5 күн бұрын
እየ HGdf 33 ዓመት ብዛዕባ መስዎእቲ ሕጂ ድማ ኣብ መቃብር ኬድካክ ቁዘማማማማ 💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀እዎይ ሕፍሩ እቱም መህፍራት ሐፊርና ሐኒኽና ዓርማና ዓርማ ድኽነት 🤮🤮🤮🤮 እዘን ዕልልልልል ዝብላ እቲ ዕልልክን ናብ ብኽያት ይቀይርልክን።👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿
@lion4as520
@lion4as520 5 күн бұрын
Zerii mergemmin TDF means Burger ni hamatu Wifuy Eritrea for Eritreans Agame rigumati Gorebeti bizaiba kuntiiii tibeli zela tigraweyti Adetatkum hisebu don't waste your time Kondafati aytisemuni ekum deaa emberii Eritrea alenaa laaa Arawit Eritrea Mendelay Hiririi beluu
@gm5215
@gm5215 5 күн бұрын
ጥሪት ህግደፍ ስለ ዘይርደኦም ጽቡቕ አለኹም ትህልኽ ቀጽልዎ በልዎም
@tm.h.3262
@tm.h.3262 4 күн бұрын
ኤረትራስ ናይ ክርስትያንን ናይ አስላምን እያ ዶ በለ ወዲ ፊተው. መን ከ ናይ ሓደ ሀይማኖት ዝበለ አሎ ንሕቶ ብሕቶ ክምልሳ ኔሩዎ ውፍይ ።
@dejenamine5274
@dejenamine5274 5 күн бұрын
Thanks sis💙💙💙💕
@dejenamine5274
@dejenamine5274 5 күн бұрын
Thanks sis💙💙💙💕
@DESTAENTERTAINMENT1
@DESTAENTERTAINMENT1 5 күн бұрын
You are so welcome 🙏🏽
@DESTAENTERTAINMENT1
@DESTAENTERTAINMENT1 5 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
3 ስግንጢራት ባህሪ ደቀ’ንስትዮ!
19:48
Aklilu H.michael
Рет қаралды 23 М.
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 20 МЛН
ОДИН ДЕНЬ ИЗ ДЕТСТВА❤️ #shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 9 МЛН
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 47 МЛН
UNTV: Hataw Balita Ngayon | July 9, 2024
40:17
UNTV News and Rescue
Рет қаралды 293 М.
Climbing from $6,000 to $150,000 Monthly revenue
46:46
Henok Msghina
Рет қаралды 29 М.
ኣብ ቻርለት ሎሚ 3 ሓምለ 2024 ፈደረሽን ስፖርት መለይ ጀሚሩ
13:53
ADEY KOTA TUBE (ዓደይ ኮታ)
Рет қаралды 3,4 М.
КАКОЙ ЛОГОТИП ЛУЧШЕ? #Shorts #Глент
0:32
ГЛЕНТ
Рет қаралды 3,1 МЛН
I Can't Believe We Did This...
0:38
Stokes Twins
Рет қаралды 82 МЛН