ክሳብ ሐዚ ቤተሰበይ ኣይረከብኩን ፡ ኣብ ዓዲ ኣምሓራ ትሸዓተ (9) በይንና ተቆሪፅና ተሪፍና ፡ ንክልተ ሰሙን ውነይ ሲሒተ 👉 ተጋዳላይ ደስታ 0924693365

  Рет қаралды 38,293

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

8 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ክሳብ ሐዚ ቤተሰበይ ኣይረከብኩን ፡ ኣብ ዓዲ ኣምሓራ ትሸዓተ (9) በይንና ተቆሪፅና ተሪፍና ፡ ንክልተ ሰሙን ውነይ ሲሒተ 👉 ተጋዳላይ ደስታ 0924693365
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 248
@Desta_show
@Desta_show 8 ай бұрын
ፍሉይ ጅግንነት ነባር ፍሉይ ሓይሊ (ኮማንዶ) ትግራይ kzfaq.info/get/bejne/grGSma13ttLWeZc.htmlsi=FUsJXaLZvghwOCNK
@mangeshaalemseged1810
@mangeshaalemseged1810 8 ай бұрын
0000000000000000000000000000😊😊😊😊😊
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
​@@mangeshaalemseged1810 What is that?
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
Desta Show, please post TDF phone number for us. We want to help.
@TDF16
@TDF16 7 ай бұрын
ጅግናና ማዓረይ ❤❤❤❤ ሳላኹም ዶ ብርሃን ረኣይና ❤❤❤❤ መሊኡ ዓድና ነፃ ይግበረልና 🙏🙏🙏🙏 ሓለፍትና ሕሰቡሉ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 8 ай бұрын
❤❤❤❤ጀግና ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ🙏♥♥♥♥ሙሉኡ መሬት ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ነፃ ወፂኦም ምሰቶም ትፈቶም ቤተስብካ ብስላም ክትራኽብ ናይ ኩሉ ግዜ ፀሎተይ እዩ።🙏♥♥♥♥ ጋዜጠኛ ግን ብጣዕሚ ትጋገ ኣለኻ ኩሉ ግዜ ዝተምፀኦም ጀጋኑና ምሽጥር ዓወት ንክናገሩ ትገበር ኣለኻ ምንምታይ ግን ህዝብና እኮ ገና ነፃ ኣይወፀን 😢
@SelamAbraha-rw6me
@SelamAbraha-rw6me 8 ай бұрын
ጂግና እንዃዕ ብህወት ተርፍኻልና ❤ ልዕል ዕድሜ ጥራይ ለይኾነ ደቅ 16 ዝተጨወዩ ህፃውንትለ ኣለው ህዝብና እውን ብጥሜትን ሰኣን ሕኺምናን ኣብ ሕማቅ ኹነታት ኣሎ ስለዚ ድምፅ ንህዝብ ኢሮብ
@YaredEyasu-is3qc
@YaredEyasu-is3qc 8 ай бұрын
ናይ ተጋሩ ሕራነ ይገረመኒ:ከምዙይ ዝበለ ፅኑዕ ጀግና:ህዝቢ:እነቋዕ ከባካትኩም ተወለድና! ወርቂ ህዝቢ::❤❤❤❤❤❤❤❤
@gual70enderta17
@gual70enderta17 8 ай бұрын
ብዙሕ ስቃይ ሓሊፍኹም መግለፂ ኣልቦ ጅግነት ልገርም ታሪክ ናይ ወለዶይ ጅግንነት ልዕሊ ቃላት እዩ ክብሪ ልኣኹም ጀጋኑ መድሕን ህዝቦም እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ጅግናና ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ዓድና ሰላም ኾይና ምስ ስድራካ ብሰላም የራኽብካ ማዓረይ 😢😢❤💛❤🙏
@Alice-kr5op
@Alice-kr5op 8 ай бұрын
እንካን ብሂወት ተረፍካ ኩቡር ሐዉና ፈጣሪ ይመስገን 🙏🙏❤️
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 8 ай бұрын
ሓቢቢ እንኳዕ ተረፍካ ጀግና ሓወይ እቲ ታሪኩም ነበርያ ነበረ ይመስል ግን ክኣ ሓቂ ንህዝብኩም እንታይ ዘይከፈልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mise713
@Mise713 8 ай бұрын
ወዲ ዓደይ ማዓረይ እንቋዕ ብሰላም ተረፊካ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-jt9ge3bw2b
@user-jt9ge3bw2b 8 ай бұрын
ልጄ እንኮን ተረፍክ ተመስገን
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 8 ай бұрын
ጀግና ሓወይ እንቛዕ ብሂወት ተረፍኻ TDfይ🥺❤💛✊
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 8 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም አውፀአካ እግዚአብሔር 🙏❤️❤️🕊
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 8 ай бұрын
ብኻልእ ኣካዉን ተመሊስና ኣለና ቤተሰብ ❤️❤️❤️ ደስቱሽ TDF ሓዉናለ እግዚአብሔር ምስ ስድራኻ የራክብካ ወድኖ ❤️❤️
@Azebkiros-nv7cl
@Azebkiros-nv7cl 8 ай бұрын
ጅግና ብቻ ኣይገልፀካን ይውሐደካ እዩ ሓወይ ኣጆካ ተድልየና ኢካ❤❤❤
@Tewodros-tm7bs
@Tewodros-tm7bs 7 ай бұрын
Anzar Tay eyu bicha? Amhargna Siltun miqwanki di u?
@STAMA123
@STAMA123 8 ай бұрын
❤❤❤ ጅግና እንኳዕ በህይወት ተረፍካ ተመስገን ንኹልኹም ጀጋኑና ፉሉይ ኽብሪን ፍቕርን አለኒ ❤❤❤❤❤
@merryorthodox2813
@merryorthodox2813 8 ай бұрын
ጅግንነት ተጋሩ ካብ ናይ ዓለም ይፍለ እዩ
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 8 ай бұрын
እንካዕ ዳሓንመፃእኩም ኣሕዋተይ ክብሪ ናዓኩም T.D F.♥💛🥰😘
@ghoiu911
@ghoiu911 8 ай бұрын
አንከኳዕ ተረፍካልና ዝሓወይ
@STAMA123
@STAMA123 8 ай бұрын
ኢሮበይ ብናማን ትግራዋይ አቤት ጅግንነት
@user-ut7zp2uz1y
@user-ut7zp2uz1y 8 ай бұрын
ተናጊርኻ ዘይውዳእ ታሪኽ! እንኳዕ ብሰላም ተረፍኻ መዓረይ
@serkalemabate4691
@serkalemabate4691 8 ай бұрын
❤እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ዝሐወይ ጀግንናና
@mekhonetay
@mekhonetay 7 ай бұрын
ልገርም ናይ ምስትዋስ ክእለት!! ዕለት ቦታ ጠቒስኻ ክንድዚ ዝርዝር ሃሳብ ምቕራብ ቐሊል አይኾነይ!! ይበል ጅግና ወዲ ጅግና!!
@mylove1520
@mylove1520 8 ай бұрын
❤❤❤❤ebran mogs. Nakom ahiwatay🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 8 ай бұрын
ተመስገን እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray 8 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ❤❤🎉🎉
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 8 ай бұрын
ዝገርም ጅግንነት እዩ ቃላት ኣይገልፆን ታሪክ TDF እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና TDfይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 8 ай бұрын
እስቲ ነዚ ጅግና ንሓግዞ።
@belaydorri6825
@belaydorri6825 7 ай бұрын
ዋይ ክንደይ ስቃይ ሓሊፍካስ ክተስምኦ ንኽትኣምኖ ዝኽብድ ብሂወቱ ክትሰምዕ ዘፀግም ፀገም ሓሊፉ እግዚአብሔር ምሕረት ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
You have an excellent memory; you remember everything, wow. Be blessed our heroes.
@temarutekle6341
@temarutekle6341 8 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ልብ ግበሩ ፍርቂ ህዝቢ ኣብ ኢድ ፀላኢ ዩ ዘሎ ከምኡ ውን ኩነታት ገና ዩ ዘሎ ህዝቢ ክንደይ ዝኣክል ተሳትፎ ከም ዝገብር ክፍለጥ ብፀላኢ ክጥቃዕ ኣይትግበሩ ደስታ ስማዕ
@SgtgSgtgw
@SgtgSgtgw 8 ай бұрын
ተጋዳላይ ምኻኑ ይፈልጡ እዮም
@Hiwot-go4ww
@Hiwot-go4ww 8 ай бұрын
Than you for service ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@salmo7382
@salmo7382 8 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤
@MeriyAbrha
@MeriyAbrha 8 ай бұрын
Enkae terfka zhawey🙏 kbri neakum ykun TDFey❤♥️
@desnetkbrom
@desnetkbrom 8 ай бұрын
ዘሓወይ ጅግና እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና❤❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 8 ай бұрын
አርሚ 33 በዛ እያ ዘይአተወትሉ ኩናት የለን ነዚ እዩ መስዋእታ ዝበዘሐ ይገርም😭
@MerMeri-vi8ti
@MerMeri-vi8ti 8 ай бұрын
እንቃዕ ብህወት ተረፍካ ጅግና ወዲ ዓደይ🙏ምስ ቤተሰብካ ብስላም ይራከብካ♥️🙏
@Moloz-ur8vi
@Moloz-ur8vi 8 ай бұрын
ትፈልጥ ሪኢቶ ኣምቢብኻ ዘይተስተኻኽል ተኾይንኻ ሳብስክራይብ ክንስሕብ ኢና ።ፍርቂ ህዝቢ ኣብ ኢድ ፀላኢ ላሃለወስ ንይቱብ ኢልኹም ኣብዚ ምስጥር ምዝርጋፍ ታይ ኣምፀኦ ፣እረ መዓዝ ኢና ንመሃር ብስሩ ዋይ ፣ ተኺእልኻ ናይ ስቪል ዝተጨፍጨፉ ኣምፅእ ናይ ጀጋኑና ገን ልግዚኡ ይፅናሕ በይዛኻ ርኢቶ ተቀበል። 😒 ጅግና ክቡር ሓዉን እንካዕ ኣምላክ ኣትረፈካ 👏
@gcsdxz1877
@gcsdxz1877 8 ай бұрын
ጀግና ወዲ ኢሮብ ❤❤❤❤
@hanakidu2846
@hanakidu2846 8 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ሓወይ።ምስ ቤተሰብካ ብሰላም የራኽብካ🙏🙏
@tmmchannel551
@tmmchannel551 8 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካልና ዝሓወይ❤ #ሳብሰክራይ ግበሩለይ ኣሕዋተይ
@TesfamicaelBahre
@TesfamicaelBahre 2 ай бұрын
ጅግና እንካዕ ብሂወት ተረፍካ እንካዕ ታሪካ ንምንጋር ንምስናድ ንፅዋ በፀሕካ
@almaz.8056
@almaz.8056 8 ай бұрын
We love you our hero’s TDF ❤️ we will never forget your service and your sacrifice ❤️
@EagleEye4118
@EagleEye4118 8 ай бұрын
Is weird, KZfaq ask me to rate your comments, I’m guessing they did report you as a negative comment even though you did not wrote any 😂. Yes we love ❤️ and stand with TDF. We should really help them to sand on their feet
@edenaraya9795
@edenaraya9795 8 ай бұрын
እንኳዕ ብደሓን ወፃእካ።
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 8 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና❤❤❤❤❤❤
@tigraylove9361
@tigraylove9361 7 ай бұрын
uffff አዚ ኩሉ መስዋእቲ ናዓና ክትብሉ ኣሕዋተይ big rispect l love u ❤❤❤❤ የቀኒየልና my hero🙏
@danielgebreamlak375
@danielgebreamlak375 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓወይ።
@selamselam894
@selamselam894 7 ай бұрын
አንኳዕ ስላም ተኣረፍካ ዝሓወይ ❤❤❤
@fanahailuabay752
@fanahailuabay752 8 ай бұрын
ጀግንነትን ፅንዓትን ተጋሩ መግለፂ ስኢነሉ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ንኡሰይ❤
@UseNot-lr3wx
@UseNot-lr3wx 8 ай бұрын
ጅገና
@Tewodros-tm7bs
@Tewodros-tm7bs 7 ай бұрын
Niakatkum Zifeter Egziabher abona kibryin misganan yibtsehayo.Amen,Amen.
@Hiwot-go4ww
@Hiwot-go4ww 8 ай бұрын
Thank you for service
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 8 ай бұрын
ጅግና ሐወይ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ🙏🙏💖💖💖😘😘😘😘😘
@user-dg6ng2fv1y
@user-dg6ng2fv1y 8 ай бұрын
ጅግና
@Mam-qw6ie
@Mam-qw6ie 7 ай бұрын
ጅግና ሐወይ እንኳእ ብሒወት ተረፍካ
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 8 ай бұрын
Anka bhiwet terefka jegnana❤❤❤❤❤❤
@seblehagos9075
@seblehagos9075 7 ай бұрын
Thank you for your service my hero ❤
@tdf12
@tdf12 8 ай бұрын
Tdf ናቱኩም ጅግንነት ኣብ ዓለም ፉሉይን መስተንክር ቅያ ሰሪሕኩም እዙም ኩሎም ሰራዊት ኣምሓራን, ሻዕቢያን ደገፍቶም, ሰራዊት ሶማል, ፋኖ ናይ ዓለም ሓገዛት uea, usa, au, ቱርኩይ, ይኩረይን. ኢራን, ቻይና, አዘርባጃን, በጣሚ ፉሉይ ጅግንነት እዬ ናትኩም ኣብ ዓለም ከምዚ ናትኩም ጅግንነት ተሰምዕኦም ዓለም የለን ❤
@Love-dy5ez
@Love-dy5ez 8 ай бұрын
እካዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓውና❤♥️💞
@benyamasgdom4722
@benyamasgdom4722 4 ай бұрын
My Heroes God bless you.
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
Thank you for your service, dear TDF. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go with your entire family, in Jesus' precious name l pray.
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 8 ай бұрын
ጅግና እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@astu195
@astu195 8 ай бұрын
wed Erobey Jigna❤❤❤
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 8 ай бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና❤❤❤
@user-gl1nq6ei9i
@user-gl1nq6ei9i 8 ай бұрын
Desteshe jegena hawey eqe behewet terefeka❤❤
@abebagebreegziabher4048
@abebagebreegziabher4048 8 ай бұрын
ኣንካዓ ብሂውት ትርፍኻ ጅጊና ❤️❤️❤️
@rutamebrahtu7254
@rutamebrahtu7254 8 ай бұрын
ክብሪ ናዓኩም T.D.F❤❤❤
@hiboobi9757
@hiboobi9757 8 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና❤❤
@xsvfr147
@xsvfr147 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@muzedebesay1345
@muzedebesay1345 8 ай бұрын
Tigray wedi Erob you are Hero
@freweinikinfe958
@freweinikinfe958 8 ай бұрын
ጀጋኑና
@FriwayniAbraha-nb8pq
@FriwayniAbraha-nb8pq 8 ай бұрын
Amlaky yeharka. Brhan getsu Wedi adey marrey ❤❤❤❤
@abby6h330
@abby6h330 8 ай бұрын
You are our Heroes ❤
@VbNm-xo2pn
@VbNm-xo2pn 8 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ጎይታዋይ❤❤❤ አይይ አሕዋተይ ክንደይ መከራ ሓሊፍኩም😢
@awetkedane3947
@awetkedane3947 8 ай бұрын
ወድ ሓዉ ኣቦይ እንቛዓ ተርፊካ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
@thestarman669
@thestarman669 7 ай бұрын
ኣምበሳ ጅግና ❤❤
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 8 ай бұрын
እንቓዕ ብህይወት ተረፍካ ናይ ንእሽተይ ለባምን ናይ ጅግና ጅግና እኻ ባዓልቲ ፍሉይ ናይ ታርክ ማህደር መዝገብት ክብሪ ተወንዘፍ ብፍላይ ዓድ ኢሮብ ሎዋላዊ 1/2 መሬቱ ብፀላእት ተታሕዙ እዩ ዘሎ ምስ ካልእ ይፈላለ ምዕራብን ደቡብን ብውሽጥ ዓዲ ፀላእ እዩ ተታሕዙ ዘሎ
@user-sc7ii1mb2s
@user-sc7ii1mb2s 8 ай бұрын
ደሰትሸ ጅግና ሓወይ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ❤
@haftombsrat6576
@haftombsrat6576 8 ай бұрын
ዝገርም ፅንዓትን ጅግንነትን ኣሕሊፍካ እንኳዕ እዙኩሉ መውቃዕትን ሽግርን ሓሊፍካ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ።
@elsafessehaye9397
@elsafessehaye9397 7 ай бұрын
Kibirin Zela sebgazetana Aeytsak🙏🏻🙏🏻🙏🏻💕💕🇪🇷🇪🇹
@bettybetty6542
@bettybetty6542 8 ай бұрын
እንካን አልሞትክ ቀሪ ዘመንክን በሰላም ኑር
@moe3000
@moe3000 8 ай бұрын
This interesting history must be documented for the next generations
@user-hp7ho2rp3s
@user-hp7ho2rp3s 5 ай бұрын
enikae እስ ሮሐህ ኖህ ራዕተም ደስታ ጅግና❤❤❤
@MdJahdul-xp6tm
@MdJahdul-xp6tm 8 ай бұрын
ደስትሸይ እንቋዕ ብህወቲ ተረፈካ ዛሓወይ ጅግና ወድ ዕጡቅ ሰንበቲ💪💪💪💊💛💛💘💘💘🔥🔥🔥💪💪💪💋❤💋💪❤❤❤❤❤💋💪💪💪💊🔥🔥💛💊💊💋💋💋❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
You are very handsome man. Be blessed.
@yeshilegese6274
@yeshilegese6274 8 ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ኩሉ ክሓልፍ'ዩ። ጅግና ብሰላም ምስ ስድራኻ የራኽብካ!!! ፈጣሪ ሙሉአ ብሙሉእ ሓዊኻ ዳግም ንሪአካ ይግበረና ሙቁረይ።
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 8 ай бұрын
Wey menaesey ahwatey lihimak gize li hilkit , li chigir tefetirkum eqae emo mis hiwetika terefka temesgen dihri hexi le fetari misaka Yukun ze hawey ❤
@asmeretgebru6478
@asmeretgebru6478 8 ай бұрын
መግለፂ ስእናልኩም ♥️❤️♥️🙏
@feralmtesfay1571
@feralmtesfay1571 8 ай бұрын
አቱም አሕዋተይ ኺናት ዘይተወደአ ዝኹላይ ሚሲጥር ዛሕ ተብልዎ 😢😢
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 8 ай бұрын
ጀጋኑና ንዓኹም ዝከውን ቃላት የብልናና ብሓቂ አነሰ ግርም እዪ ዝብለኒ
@Jerigalhaylish-is5ox
@Jerigalhaylish-is5ox 7 ай бұрын
ጅግና ወዲ ዓደይ❤❤❤❤ ❤
@AbrehAsan-zs7yr
@AbrehAsan-zs7yr 3 ай бұрын
ጅግና ተገዳላይ ድዘለአለም ንበረለይ❤
@AbrehAsan-zs7yr
@AbrehAsan-zs7yr 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-fm1nd5zx2q
@user-fm1nd5zx2q 8 ай бұрын
❤❤❤
@mosesadulis1443
@mosesadulis1443 8 ай бұрын
እህህህህህ!
@user-lv5rp4xf3h
@user-lv5rp4xf3h 4 ай бұрын
ጅግና እካእ ብሂወት ተረፍካ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 8 ай бұрын
Ak. Uaye. Ahwatey. ✝️😢🙏🙏🙏❤️🕊️
@fderfeet7866
@fderfeet7866 8 ай бұрын
ኣሕዋተይ እንኳዕ እስት ተረፍኹም🥺
@user-dn5tl8kk9g
@user-dn5tl8kk9g 7 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ጅግና ሓውና❤❤❤❤
@meazaabraham3382
@meazaabraham3382 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-er7sn2zr2h
@user-er7sn2zr2h 8 ай бұрын
Daseta hawey❤❤
@karozimathestar929
@karozimathestar929 8 ай бұрын
ስድርዑ ኣብ ፀገም ተእትዉ ምኳንኩም ፍለጡ።
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 13 МЛН
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
Женская драка в Кызылорде
00:53
AIRAN
Рет қаралды 385 М.
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 78 МЛН
ድዕፎ Coming soon...❤
0:28
ድዕፎ ሚድያ
Рет қаралды 2,4 М.
ሩታ የእርግዝናውን መልስ ሰጠች.አብርሽ ደስተኛ ሆነ🙈❤️
21:46
我说我不是故意的,你们信吗
0:25
侠客红尘
Рет қаралды 21 МЛН
Роналду совсем другой! 😱
0:45
КиноСклад
Рет қаралды 9 МЛН