ዜና ፖሊስ: ኣብ ስርቂ ኣብያተ ቤተክርስትያናት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ጥርጡር ተቐይዱ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

  Рет қаралды 26,130

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

Жыл бұрын

ዜና ፖሊስ: ኣብ ስርቂ ኣብያተ ቤተክርስትያናት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ጥርጡር ተቐይዱ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Пікірлер: 44
@bqse6142
@bqse6142 Жыл бұрын
ሰላም ጀጋኑ ፖሊስ ሃገርና እዋእ እዚ ደይምዕሩ ሕማቕ ባህሊ ስርቂ ኣብ ኤርትራ ከምዚ ዓይነት ስርቅን ምትላልን እዚኦም ብዕቱብ ከቢድ መቕጻዕቲ ስጉምቲ ክውሰዶም ኣለዎም ኣብዛ ቅድስቲ ሃገርና ሕማቕ መንፈስ ከየእትዉልና ገጾም ትርሓቕ የቐንየልና ፖሊስ ኤርትራ 🇪🇷🙏🇪🇷👍👏
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI Жыл бұрын
Welcome dmtsi hafash ✊️💪🙏🇪🇷
@eritrea6227
@eritrea6227 Жыл бұрын
Viva polis 👮‍♀️ Eritrea jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊💪🇪🇷🇪🇷
@shinyblade4569
@shinyblade4569 10 ай бұрын
Police Eritrea very professional thanks for your excellence services and Eritrean people will support you to make sure our people free from criminals. THANKS .
@zeromhabtemariam9587
@zeromhabtemariam9587 Жыл бұрын
ኤረይ ዓዲ ሓቂ ዓዲ ሕጊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HAREGU1
@HAREGU1 2 ай бұрын
💖🇪🇷♥️ Merhaba Jeganu ♥️🇪🇷💖🌿🌹💯🙏❤️💕
@shimaykbreab9501
@shimaykbreab9501 Жыл бұрын
Welcome dmtsi hafash
@brktirezene5144
@brktirezene5144 Ай бұрын
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤🎉❤❤🎉
@meazadessh9400
@meazadessh9400 Жыл бұрын
Merhaba brukat! Himam gorebet temahalafi eyu emo eza brikti adina bejakum cab contamination haliwiwa. Bless you
@denkorosebyelen8873
@denkorosebyelen8873 Жыл бұрын
መንድዩ መራዚ?መራሒኪ ዶይኮነን ንህዝብና ዝምርዝ ዘሎ? ዝተጓሓፋ ኣባጊዕ ጥዑያቴን ኢሉ ንሓፋሽ ዝመረዘ፡ዝተጓሕፈ ዘይቲ ዝሸይጥ ተምቤናይ መራሒኺ እዩ
@yoyo93633
@yoyo93633 Жыл бұрын
@@denkorosebyelen8873 ዓረብ መጉሓፊ ዝስኣኑለን ሕሙማት ኣባጊዕ ክንጉሕፈልኩም ኢሉ ንህዝቢ ሸይጥሉ እወ
@hiwetgebrezgabiher5517
@hiwetgebrezgabiher5517 Жыл бұрын
ሰላም ፖሊስ አሪትራ፣ስለቲ ተቅርቡልና ዜና ነመስግነኩም።
@meazzarai6850
@meazzarai6850 Жыл бұрын
❤❤🎉🎉
@teweldebiniam8991
@teweldebiniam8991 Жыл бұрын
Entay dea eiu ezi seraqi gas enten demo zeble amharay diu wala tigraway
@muzitmeles9210
@muzitmeles9210 Жыл бұрын
Ezom ab eritrea zserku gubue mekxaeti kgberelom alewo. Neza enmkhala hagerna keyebelashiwlna
@Rafael_Yemane
@Rafael_Yemane Жыл бұрын
I love such interesting store and it's truth not a fiction
@bereketmeles-jc1yu
@bereketmeles-jc1yu 10 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Жыл бұрын
ዘይስማዕ የለን ሕልና አልቦ መዋረዲ ወለዱ እዋይ ታዓይነት ወለዶ መጺኦምና በዓል መሕፈር
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam Жыл бұрын
ነውሪ፥ኣይናትናን።ብዝገበርክዮ ጌጋ ተማህርካ ንህዝቢ ትክሕሰሉ ግዜ ክህሉ እዩ።
@dl4055
@dl4055 Жыл бұрын
Jeganu police eritrea ,thanks eri adey halal meriet ,gbue meqtsaeti DA habwom, teraiu zey felth srqi yre alo haderakum adey adi selam,hgi ktkonelna,kulna ntehababer,police eritrea kbrn megosn ygbakum
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ጭዋ ኣብ ጎኒ ፖሉስካ አስዩ ሚስጢር ዓወትና
@almazberhe5654
@almazberhe5654 Жыл бұрын
🙏👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ፖሊስ ኤርትራ ዝሕበነልካ ዝሕበነልካ መንደላይ ትዓወት ዕጸዶም ንስኻ አንከለኻ ብልሽውና ኣበደን ፖሊስ ኤርትራ አንከሎ ከምዚ ዘየለ ታዓወት ፖሉስ ኤርትራ ልቀሞም
@user-ez3qg6sj2d
@user-ez3qg6sj2d Жыл бұрын
አንታ እዞም ሰባት ኤዚአቶም ደም ህወሐት ከይህልዎም ምርግጋጽ የድሊ
@dl4055
@dl4055 Жыл бұрын
Haqka ika,eritrawi kemu zgebr yeblna ,kabzom rgumat gorebet eyom
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 Жыл бұрын
🇪🇷🙏🏽👍🐪🐪🐪💕
@masawa1894
@masawa1894 Жыл бұрын
ኢዝኦም ዘታልሉ ዝሰርቁ ጹቁዕ መርመራ ክግበረሎም መንነቶም አጻርወም ተጋሩ ከይኮኑ ኤረትራዊ አሰርቅን ኢዩ አብ ኤርትራ ዘለዉ ተጋሩ ተከታትልወም ዓይኑኩም ክፈቱ ክሎም ምስ አብደገ ዘለዉ ተጋሩ ምስ ወያነ ርክብ አለወም ክልካ ኤረትራዊ ከባብካ አጻርይ ተከታተል አይትዓእሹው ሽሕ ኢንተኮነ ሕያዋይ አይትኢመን ትግራዋይ ብስሚ ገሮም ከየጥፍኩሙ ሕጂ ክሎም ተጋሩ አብ ከምዚ ይዋፈሩ አለዉ
@diborahabtom9881
@diborahabtom9881 Жыл бұрын
Selam koynu tigraway Eritrea Ms atewe eu gebenat bezihu sala police dea ayemlutun eyom eber
@taqaraem.1521
@taqaraem.1521 Жыл бұрын
መርሐባ ደቂ ኤሬይ አነ ሐቤሬታ አላህኒ ሎሜ አብ ዐድና ነርና እቲ ሰበብ ሐዘን ግን ርህራሄ አይነበረን ሐንቲ ጋዝ እንተ በልናያ አይከውንን ተኸለኬኩ እላ አቅብጻትና አብ እንዳኮርያ ዘለው ዋላ ክልተ ካብ ሕዝና ገጽ ድበና አይረኸብናን ንግለገለ ግን ምሃብ ነይራ ነንሰምዕ ነርና ንምንታይ ንኹሉ ማዕረ ዘይኸውን ንገለ ብጹብቅ ንገለ ከአ ዕጽዕ እዚ ሕማቅ ብፍላይ ብሐዘን በጃኹም ፍታሕ ይገቦሮ ጀጋኑና መደብኩም ብጣዕሚ ጹፉፍ ዐድመን ጥዕናን ይሀብ ፈጣሬ ዐወት ንሐፋሽ
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын
ቀዳማይ ነገር ትግርኛኻ ኣጽፊፍካ ጽሓፎ ካላኣይ ኣብ መስመድያ ዘይኮንካ ትዛረብ ኣብታ ሳዓታ ንዝምልከቶ ሓቢርካ ሸቀቅ ዘይተብሎም ምስናይ ኣኽብሮት ፖሊስ ሓቢርካ? ስለዝኾነ ነቶም ዝሰርቁ ክሰርቁ ዕድል ሂብካዮም
@hiwetgebrezgabiher-xo7zz
@hiwetgebrezgabiher-xo7zz 5 ай бұрын
Entay semunawi daa. Ametawi ktblu alokum.
@fikadutekie9175
@fikadutekie9175 Жыл бұрын
ኣዝዩ ዝነኣድ ማሃሪ መደብ ኣብ ቀጻሊ ተቕርብዎም መደባትኩም ግን ናይ ድምጺ ምትዕርራይ ክትገብሩ ይላቦ::ድምጺ ንጹር የለን ምስትኽኻል የድሎ ኣሎ::
@taqaraem.1521
@taqaraem.1521 Жыл бұрын
ክልተ ካብ ሜእቲ ከለና ምዚ ኩሉ ማይ ወሐዘን ከአ ጋዝ አይኽልከልን እዩ ነውሬ ዐወት ንሐፍሽ
@berhanekidane5572
@berhanekidane5572 Жыл бұрын
Ziena Police DimTsi Hafash.......! Iti B´ Kuri Serihna Nz`gumat Tebahilu D`sedednayo : B´zuh Euro Deh´leche ""Parcels""_nan Kal´eä N´bretnan b-Sheckalo Post Office Asmara Teserickun :21 Postatatna :Geliu Dh´ri 6-Awarh, Geliu Dh´ri 2.Ämetat. , Immo ""Empty"" D´temelesena : Teri´änalu/Kesisnalu Bn´ääcket D´halefkumo De´a : Kenerachach´belkum Sledeynch´äldoyu: ab Eritrea D´techayesde F´gritat ""Thefts"" Tray Ina-ámza´äkum Achberti Higi ""Law and order"" Meng´sti Kt´meslu Tezm´muna..? 1) Ab 07/2017 Nay Hanti ""Hands"" Deybla FATNA SULIEMAN Äretay (Sub Zone Habero ) K´bur Nuwat D´hazet ""Parcel"" Abey Atowet...? 2) Halki Gedifka : WGA´A + MESDEDI´A = 179.00 EURO Iyu. M´sti Nawuti :2.Posts ,Decuments ,12 Photos Neyrom.............. 3) nGermenawi Tebeckay ""Rechtsanwalt"" D´techef´le 200.00 Euru Iyu 4) Waga Itom ""Hashish Terechibuwom""Tebahilom D´temelsuni Posts /Geli`om` "" Leer"" / 21 x 6.20 = 130.00 Euro.... Iti Ketedaluwo Dehl´cho ""Money and Nerves cost.................? Ab 1999 Neti ""Metkel-Ägri Tegadelti "" D´bll Awajj M´rkus Geyre 149.00 (b-Euro ) Sedide .Konsulat HGDF Frankfurt Gebituwo. Iti Nay ""Central Post Office Asnmara Proxy War "" Teckebilu K´waga´ana D´fetene FEGER Consulate Mulugheta Ghebreamlak D´feltta Hacki Iya. IMMO: POLICE Eritrea...! nRäsächum Fegag´r Ichum. Ab Social Media Mengsti Kt´meslu Aytd´kemu : D´amnekum Yelbon ::::::::::::::::::::::: Nm´ntay Post Yichun Nuwat Keynsed´d ""Sanction"" Tegeyrulna : Itom Teckebelti "" Posts & Parcels"" D´chatat Deyquenu D´zareblusi: Iti FEGER Mulugheta Ghebreamlak ,Intesi Kello Wey D´hri H´lawewu Kz´rebelu Iyu :::::::::::
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 2 ай бұрын
ካብዞም ዝሰርቑ ዘለዉ ኩሎም ትግራዎት ኢዮም
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 3 ай бұрын
አብዛ ብኸቢድ ዋጋ ኸፊልና ዘምጻናያ ሃገር ኸታልል ወይ ኸዳናግር ዝተረኽበ ሰብ ብዓይኒ ገበን ጥራይ ኽጥመት የብሉን ብድሕሪ መጋረጃ ስዉር አጀንዳ ኽህልዎም ስለ ዝኽኢል ንዝያዳ ምርምራ ናብ ዝላዓለ አኻል ኽማሐላለፉ ጥራይ ኢዩ ዘለዎም
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 Жыл бұрын
ወይ ጉድ ኢትዮጽይ መሲልዎ ዓዲ ተጋግዩ ክሰግር ኔርዎ ንትግራይ ።
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Жыл бұрын
ሕጂውን ፖሊስ ተዓዘብ!! ነቲ ካብ 1 ----- ክሳብ 65 ካብ 66---- ክሳብ 70, 75, 80 አድመ ዘለዎ 1444, ሪያል አዩ ኣብቲ ትካል ትዐና ዝኽፈለልና ኢለ ፅሒፈ :: ሓደ ካብ ጅዳ ወይ ካብ ርያድ ነቲ 10981 ሪያል ኩሎም ሓስየሙላ ስለዘለው ጠፋእና ተባሂሉ ደልዘሞ አለው :: ናይ ብሕቲ መአሰሳ ምስታ ትካል ጥ ዕ ና እታ ንሕና ንሕከመላ ትካል ጥ ዕና ንዓይ, ንስድራ - ቤተይን 6,500 ሪያል ተክፍለና :: መምህር ልዕሊ ዕ ድመ 4600 ሪያል, በዓልቲ ሓዳር 1600 ሪያል, ቆልዓ 340 ሪያል, ካልኣይቲ ቆልዓ 340 ሪያል :: ድምር 6500ሪያል :: ኣብ ቤት ትምህርቲ ልዕሊ ኤድመ መምህር 10981 ሪያል, ሰበይቲ - 3400 ሪያል 1ይ ቆልዓ ---1,444 ሪያል 2ይ --- ቈ ልዓ --- 1,444 ሪያል ትሕቲ ዕ ድመ መምህር ማለት ካብ 1---65 ዕድመ ዘለዎ ድማ 1,444 ሪያል ይከፍል :: ስለዚ ፖሊስ ተዓዘብ :: መምህር ትሕቲ ዕድመ 1,444 ሪያል ቆልዓ ትሕቲ ዕ ድ መ ድማ 1,444 ሪያል ኣኽፍሉና:: ብሩህ ነገር :: ቀሊት ዳይረክተር ቤት ትም / ኤርትራ ርያድ ታሕቲ - ላዕሊ ዕድመ ዘይብሉ አብ ወርሒ 7/2020 1,444 ሪያል ኢና ንኸፍለሎም ኢሉኒ :: አብ ወርሒ 8/2020 ናይ ህግደፍ / ሳልሕ ሳበ እቲ ነዛ ካንሽሎ ሕማቕ መንፈስ (666) ዘእተወላ ጸውዕዎ ምስ መፀ አሉ 1444 ኣይበልኩኻን ኢሉኒ :: ሓሳዊ ዳይረክተር እዩ :: ፖሊስ አኹል መረዳእታ ኣቕሪበ ኣለኹ :: ሓደ አብ ርያድ, ሓደ ( እቲ ምኽትል ትም / ሚኒስተር ) ምስክናይ 10,981 ---- 1,444 = ክፈሊ ዘይክኤል: 10 ዝኾኑ ጭብትታት ኣቕሪብና ክምቲ ዘክፈለኩም ንትካል ጥዕና ክንድኡ ከፊሉ ኢሉና :: ንመን ከድሕን እሞ ብሓሶት :: ሚኒስተር ጴጥሮስ! ኢሰያስ ኣይስማዕ :: ተዋርድካ :: 1000 ሪያል ስኡዲ = 4000 ናቅፋ, 10,000 ሪያል ከ!= 40,000 ናቅፋ :: ፈትሒ የለን :: ሕማቕ ግዜ ::ኣነ ዘድልየኒ ተቐቢለ ኢለ ብትግርኛ ኣይፈረ ምኩን ንሱ ብዓረብን ብትግርኛ ፅሒፉ ነታ ትግርኛ ክንዲ ዝህበኒ ኣንቢበ ክርድኣ ስለ ዝኽኤል ኣይፍርምን እየ ንኸይብል ንዓኣ ኣቐሚጡ : ነታ ናይ ዓረብ ፈርም ኢሉኒ :: እንታይ እዩ ኢለዮ? ብዛዕባ እቲ ተቐቢልካዮ ዘለኻ ገንዘብ እዩ ኢሉኒ ፈሪመ::ነቲ ዝበለኒ ሰምዔ ፈሪመ :: ብስርሑ ዝተኣማመን እንተኾይኑ ካልእ ዘለዎ እንተኾይኑ ግን ክንብብለይን ክገልፅ ለይን ነይርዎ :: ስለዚ ተሓታቲ እዩ :: ኣብዚውን ኣጭበርቢሩ ማለት እዩ :: 8 ሰባት ሓስዮም ዓቢጠሞ :: 1 አብ ርያድ, ሓደ አብ ኣስመራ ( ምኽትል ሚኒስተር ትምህርቲ ) ጴጥሮስ ሃይለማርያም 5 አብ ቆንስልያ ሓደ ድማ ሱዳናዊ ( ኢንሹራንስ ሓላፊ ). 8 ንቲኦም ሓስዮም :: አብጦሞ :: እንተ ኣሚኖም ኣነ ንበይነይ 1,200,000 ሪያል እንተ ሓቲተ እቶም 18+20 ህንዳውያን =40 ዝረብሔ b1,200,000 sr= 48,000,000 ርያልስ ፕላ ስ :: ክሕተት እዩ :: ኣበይ ይኤተው? ስለዚ መምህር ተኽለ ክአለ ኣለዎ ::ይግባይ ኢለ ኣለኹ :: ፖሊስ ፍልሖ ካንሽሎና ተዓዘቦም :: ክፍሊ ገንዘብ አብ ምስሪ ገዛ ገዝኡ ዝብል ወረ ንሰምዕ :: ደሞዝና 2300 ሪያል ጀሚርና አብ 25 ዓመታት 1200 ሪያል ተወስክኛ ::50 ሪያል ንዓመት :: 2300+1200=3500 riyal:: ኣየሕዝንንዶ? ካልእ ይትረፍ ህዝቢ ይፍለጦ ::
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Жыл бұрын
ተወሳኺ!! ፖሊስ! ካልኣይ ገበን :: ህዝቢ ኣብ ስዑድያ ገንዘብ ከፊሉ አዩ ዝቕመጥ :: ናይ ሰበይተይ,2ተ ደቀይን 15,800 ርያል ናይ 10/10/2020 ---- ክሳብ 28/10/2021 ምሕዳስ መቀመጥ ወረቐት ቅድሚ ኢ ጋ ማ ምውዳቐ 8/11/2020 አንሹራንስ ንዕለት 30/11/2020 ክልቲአን ቅድሚ ምውዳቀን ሂበዮ:: ዳይረክተር ሃቦ ኢሉኒ ሂበዮ ::ቅድሚ ወርሒ / ቅድሚ 2 ኣዋርሕ እንሹራንስ :: ንሱ 650 ርያል ከፊሉ ኣብ ክንዲ ዘሄድሰለይ ናይ ኢንሹራንስ ናይ 2021 ኣይኤማልአን ኢሉ ወርሕን 2 ኣዋርሕን ሒዝዎ / ኣውድቕዎ:: ዓ መ ት ሙሉአ ኣይተሓከምኩን :: ኣነ ንመን ክተርዕ :: ኩሎም ተወዳድቦም ካብ 1996 በብ ግዜኡ ስለ ዘጋልጾም ኣንጻረይ እዮም :: ኣብ 2011 ዝተገብረ ጥሮ ታ ካብ 120 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቤት ትምህርቲ ውሕስነት ማለት ቤት ትምህርቲ 120 መማህራን የብላን :: ነዞም 120 ኣነ b18 መማህራን ብቤት ትምህርቲ ክምትስራሕ ስለዝገበርኩ ካብ ስራሕ ከብሉኒ ንበይነይ ከማይ ዕ ድ መ ዘለዎም ገዲፎም ማለት ተኽለ 66, ኑርሑሴን 66, ናፍአ 65. ጡ ረ ታ ካብ 65 ዓመት ንላዕ ሊ ይአዝዝ.:: ንሰለስተ ኣዋርሕ ከነሄድሰልካ ኢ ሉ ዳይረክተር ነቲ ተሓዲሱ ዘሎ ናይ 10/10/2020 ------ ክሳብ 28/10/2021 ኣነ ኣብ ዕለት 25/10/2021 ን3ተ ኣ ዋ ር ሕ ከነሄድሰልካ ዝበለኒ : 5674 ርያል ከፊለ ጎሪሖም ወይ atalilomni ማለት እዩ :: 25/10/2021 ከፊለ -----ናርባዓተ መዓልታት የሔድሶም 5674 ሪያል ሰርቆምኔ :: ፖሊስ ኤርትራ ወደባት በዞም ዘቕርበልካ ዘለኹ n26 ዓመታት ሳቅየሙኔ ሕጂ' ውን ተወሳኺ መቐመጥ ወረቐተይ ም ስ ስድራይ ኣበላሽሞምለይ ብዘይ ስራሕ ኣብ ገዛ ን2 ዓመት ሙሉአ ኣብ ገዛ ማሕዩር ኣለኹ :: በደለኛ ግን ወዲ ሰብ ኮይኑ ኣይተቐ ዓን :: ይሰርሕ ኣሎ :: ንክቡር ፕረሲደንት ሓ ብ ሩ ለይ :: 30 ዓመት ዝመሃረ መምህር መብራህቲ ሃገር በዝኣኦም ተቤዲለ ::
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Жыл бұрын
ፖሊስን ድምጺ ሓፋሽን ነዚ ንዕስራን 25 ዓመታት ዝተበደልክዎም በብሓደ መረዳእታታት ኣቕሪበ ንምክትል ትምህርቲ ምንስቴር ኤርትራ ኣስመራ ካብ ወርሒ 6/2020 ንዳይረክተር ቤት ትምህርቲ ኤርትራ ጅዳ :: ንቆንስል ሓቲትና, ናብ ህግደፍ ሰድዱና : ህግደፍ ናብ ቤት ትምህርቲ ሰድዱና :: ብዘይ ፍረ ክንመላለስ 3 ኣዋርሕ ኣሕሊፍና :: መፍትሒ ስለ ዝሰኣንና ኣብ ወርሒ 9/2020 ንትምህርቲ ሚኒስቴር ኤርትራ ክሲ መስረትና :: ካብ ወርሒ 9/2020 ክሳብ ወርሒ 6/2021 ድሕሪ ዓመት ጉጉይ ዉሳኔ ሰድዱልና :: ይግባይ እለ:: ማለት ላአሊ ታሕቲ ዓድመ ዘይብሉ ካብ 1--65, ካብ 66--70,80 ዘሎ ዕ ድ መ ኣብ ትካል ጥዐና ኣልማማ ኻሴር / ክፍሊ ገንዘብ ንነብሲ ወከፍ መምህር 1,444 ርያል ስኡዲ ይከፍለልና :: ኣብ ቤት ትምህርቲ ግን ንልዕሊ ዕ ድ መ መምህር 10,981 ርያል ኣክፍሉና :: ንሰበይቲ 3400 ርያል, ንቆልዓ ትሕቲ ዕድመ ካብ 1---40 ድማ 1,444 ርያል ዐ ኣክፍሉኒ :: ብመሰረቱ ንሕና ክንከፍል ኣይግባኣናን አዩ :: ስለምንታይ ብቤት - ትምህርቲ አዩ ዝኽፈል :: ሕቶ? መጀመርያ ካሽር ስለምንታይ ክፈሉ ኢሉና? ካብ 2002 ክሳብ 2018 ብቤት ትምህርቲ ተኸፊሉ :: ልዕሊ ዓድመ መማህራን ቤት ትምህርቲ ኤርትራ ርያድ ውን 1,444 ርያል አዩ ዝኽፈለሎም ::10981 ርያል ካበይ መጽአዑ? ፖሊስ!!ኤርትራ ኣጭበርቢሩ አልና ከሲስና :: ናይ ሓንቲ መዓልቲ ሕቶ ዓመት ሙሉአ ክሳብ ካብዝን ካብትን መዐበጥኢ ዝረኽብሉ ግዜ ህብዎም ናብቲ ትካል ጥዓና ከይዶም ሰበ- ስልጣን 10981ርያል አየ ዘኽፍሎ ኢልካ ወረቐት ኣዳልወልና ኢለሙኒ ኢሉና :: ስለዚ 10981 ርያል እዩ ዝኸፍለኒ ዝብል ወረቐት አንተ ዓምሳዖም አዝውን ምጭ ብ ር ባ ር ማለት እዩ :: ስለዚ ንስግር ባ ሕ ሪ ዜጋኻ ፖሊስ ድምጺ ኹኖ :: መምህር ተኽለ በላይ :: ስለ ዝኸሰስና ጥሮታ አሉ አቲ ናይ ህግ ደ ፍ ካብ ስራሕ ብቶንኮል ስድራ ብትና በታትንዎም :: ንህንዳውያን 900 ርያል ንሓደ ዝደረጃና ማለት ኣነ BA ህንዳዊ BA : ዘለና ንዓይ 200 ርያል ወስኩና :: ወደባት ካብ ስራሕ ዶው ይብል ህንዳዊ ይሰርሕ ::ተዓዘቡ ብልሽውና ምሕደራ :: ኣድልዎ :: ስለዚ ፖሊስ ገንዘብና ሰሪቖም ካብ ስራሕ ዶው ኣብሎሙና ታሕሳስ 2020. ፖሊስ ብዙሕ ግፍዒ አዩ ዘሎ :: ኣነ ካብቲ ካሼር 32,000 ርያል አሓትት :: ካብቲ ምሕደራ ድማ 1,200,000 ርያል አሓትት :: አብጦሞ ኣለው :: ፖ ሊ ስ ድምጽ ኩነኒ ::
@brhaneberakie5670
@brhaneberakie5670 Жыл бұрын
ናይ ውልቀሰብ ንብረት ሰሪቆም ኢልኩም ብገበን ትሓትዎም ኣልኹም ንብረት ህዝብን ሃገርን ከይ ኣኽሎ ንህዝቢ ከም ንብረቱ ገሩ ኣብ ሃልሃልታ ኩናት ዘእቱ ዘሎ ሽፍታ ኢሰያስ ዘይትሐትዎ
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 47 МЛН
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,7 МЛН
ኤርትራን   ቢንያም  ግርማይን | 02.07.2024
1:37:04
Alena Walta Hager
Рет қаралды 43 М.
Мировой Рекорд по Засыпанию (@DazByron )
0:30
Голову Сломал
Рет қаралды 10 МЛН
小丑的猫咪摇太可爱了!#天使#小丑#家庭#搞笑
0:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 9 МЛН
Why Is He Unhappy…?
0:26
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 63 МЛН
Арбузорезка 🍉
0:42
Сан Тан
Рет қаралды 4 МЛН