DW International ምስ 13 ክልላት ተወዳዲሮም ደረጃ ዝሓዙ ኪነ ጥበባውያንን ስነ ጥበባውያንን ትግራይ 2ይ ክፋል

  Рет қаралды 1,352

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

22 күн бұрын

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.co
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinternational
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 7
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 20 күн бұрын
መላእ ህዝቤ ትግራይና ለባምን ጀግና እዩ ❤💛❤💛❤💛❤❤💛❤💛💪💪💪💪💪💪
@saragezaw4834
@saragezaw4834 20 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕጉስ ኣገላለፅ ካብ መናኣሰይ ክስማዕ ደስ ይብል እዩ በርቱዑ ❤❤❤❤❤❤
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 20 күн бұрын
ጎበዞት ደቂ ዓደይ 🥰
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 20 күн бұрын
💪💪💪💪
@user-rk6li9oe2i
@user-rk6li9oe2i 20 күн бұрын
💪💪
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu 20 күн бұрын
ንሐይሊ ትግራይ ዝብተን ጸላኢ ጥራይ ከከውን አለዎ። ኩሉና ተጋሩ እዝይ ዕጥቂ ምፍታህ ተጋሩ አትሪርና ንቃወሞ። ሃይሊ ትግራይ ዋልታ ትግራይ ኢዩ። እንታይ ሂዝና ኢና ሰረዊትና እንብተን? ሃይሊ ትግራይ ዘዕጠቆ አካል የለን። ሰራውቲ ትግራይ ባዕሉ ህይወት ብጾቱ ገቢሩ ዝዓጠቀ ሰራዊት ኢዩ። ንስራውቲ ትግራይ ህዋህት ይኩን ሰካራም ጊታቸው ረዳ ሰራዊት ትግራይ ናይ ምብታን መስል ስልጣን የብሎምን። ንምንታይ ዲዩ መንእሰይ ትግራይ በረካ ወጽዮ? ንምንታይ ድዩ ተዋጊኡ ? ጊታቸው ረዳ ናብ ጊዝያዊ መርሂነት ከምጽእ ድዮ ትግረዋይ ወይኑ? ስለ ዝኮነት ኩላና ተጋሩ ምብታን ሃይሊ ትግራይ አትሪርና ንቃወሞ ንፍሹሎ ኢቲትልሚ ምፍራስ። ጊታቸው ሰካራም ድሁሉ ዓንጋር ይወገድ። ሃይሊ ትግራይ ምብታን መልት ትግራይ ምጥፍእ መለት ኢዩ ቀጥታ ትርጉሙ። እሞ ጊታቸው ረዳን ህዋህትን ይታኣገዱ። ሃይሊ ትግራይ በትሪ ትግራይ አብ ዲዱ ይሃዝ። ሊቀ መልኣክ (general )ምግበይ ንትግራይ ብስራውቲ ይምርሃያ ጹሩይ መንገዲ ትግራይ እስካብ ናሃንጽ። መስምጥ ከሃዲ ቲታቸው ረዳ ይወገድ ሰክራም። ሰራውት ትግራይ ምብታን መልት ትርጉም ትግራይ ኽጥፍእ ምቅብላ መለት ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ መስልካ ፍልጥ። ህዝቢ ትግራይ አብ ፕርቶርያ ከይዱ ዝፈረሞ ፊርማ አይንብረን የለን እውን። ጊታቸው ህዝቢ ትግራይ አይውከሎን። ናይ ፕሪቶርያ ስምምዕ ስለ ህዋህት ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ ሃይሊ ትግራይ እምብር ህዋህት አይኮነን። ህዝቢ ብይ ውድብ አይውክለን። ዓብ ዓለም ዘየለ ነገር። ስለ ዝኮነ ኩሉካ መስልካ ፍልጥ። መስልካ ንሙሱዋት ንሰካራማት ንሰረቅቲ አህሊፍካ አይትሃብ። ኩሉና ተጋሩ መሰል ንፍጥ። መሰልና ንምዝንጡሉ ሰካራማት ሰረቅቲ አህሊፍና አይንሃብ። ሰካራም ጊታቸው ይቅር ሃይሊ ትግራይ ንባ ዕሉ ካብ ባርነት መስተ ቮድካ ሃራ ክውጽእ ኣይኽልን። ስለ ዝኮነ ጊታችው ይኩን ህዋህት ሃይሊ ትግራይ ናይ ምብታን ፍጹም ሞራላዊ ይኩን ሃጋዊ መስል ይቦሎምን። እዝይ ፍልጢካ ትግራዊ ህድሪ ስዋአትካ አኽብር። ሕጽዋንቲ ቆሉዑ ሀገር ትግራይ እናበሉ ሃንቲ ህይወቶም አውፍዮም። ተጋራ ዕዳ አለና። እቲ ዕዳና ናይቶም ዕሻላት ደቅና ንፍስ ሔር ሀዳራ ምዕቃብ ኢዩ። እሞ ሃድራ መስለና ንፍልጥ። መስልና ፈልጢና መስልና ንሃሉ። ጊታችው ሰካራም ከማ አእዱጉ ከም አባጊዑ ከም አጣሉ አይኮኩብነና። ንህና ተጋሩ ካብሰብ ንዕሊ እምበር ካብ ሰብ ንታህቲ አይኩንና። ንህና ናይ ጊታቸው ወይካዓ ናይ ህዋህት እንስሳታት አይኩንና። ንህና አላህም ክፍቲ አይኩናን። ንህና አባጊዕ ኣይኩናን። ንህና ግመላት አይኩናን። ጊታችው ሰካራም አብ ፕሪቶርያ ዝፈረሞ ነገር እንታህሊዩ ነአና አይምልክተን። ንባዕሉን ንትሁሙም ውድቡ ክምልከት ይክል። ሃይሊ ትጋርይ ማለት ህዋህት ፈጺሙ አይኮነን። ኅዋህት ይኩን ሰካራም ናይ ህዋህት ምስለኒ ጊታችው ሰራውቲ ትግራይ ናይ ምብታን መሰል የብሎምን። ትግረዋይ መስለ ፍለጥ። ብቱን ትተረዋይ (Diaspora) ንሕይሊ ትግራይ ብይ ኪነ ኪነት (Technology )ንቅነቶ አው ንዕጥቆ። ካብ ድህሪ ህዚ ህዋንት ስለ መጻኢት ትግራይ ክውስነልና አይንፍቀደሉ ፈጺምና። ህዋህት 100% ወዲቁ ህዝብና አወዲእዎ ኢዩ። ህዝብና አውዲኡ ናብ ናይ ዓቢይ አህመድ መስለኔ ጊታችው ረዳ ደብሪና አሎ።
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu 20 күн бұрын
አታ ወዲ አት ከዘራይ መንእሰይ ኤንግልዝና ብትግርና አይታዘረብ። እዝይ ቆልዓ ኣርምዎ። grace ኢሉ ብትግርና ይዛርበ አሎ። ዝተፈላለየ ላሳናት ምህዋስ ስሀተት ኢዩ። ንመድማጽትካ ንትይ ሃፍሽ ህዝቢ አይተክብርን ዘለካ። ናይ ተግራይ ብሃሊ ኪነ ጥበብ ንምዕቃብ እንድህር ኮይኑ አብዚ እንግሊዝና ብትግርና ምዝራብ ንምታይ?
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 34 МЛН
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 44 МЛН
Clowns abuse children#Short #Officer Rabbit #angel
00:51
兔子警官
Рет қаралды 79 МЛН
part'1"Eritraen Wedding ዳዊት ጸጋይ ምስ ኒያት ምስጉን ፡ tedros kahsay - (xaedu) ዓዲ ኣሮሞ & ነድወ'in addis abeba
31:07
Adna YouTube chanel ዓድና ዩቱብ ቻነል ( ዳዊት ጸጋይ)
Рет қаралды 17 М.
Mekatecha - ታሪኻዊ ድራማ ሃፀይ ዮሃንስ
18:41
Mekatecha Entertainment
Рет қаралды 4 М.
DW International  ስራሕቲ ሱር ኮንስትራክሽን ኻልኣይ ክፋል
35:32
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 34 МЛН