Embassy Media - 'ብመስዋእቲ ዝደመቐት ዕለት' 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 48,190

Eritrea EmbassyMedia

Eritrea EmbassyMedia

4 жыл бұрын

'ብመስዋእቲ ዝደመቐት ዕለት' 1ይ ክፋል - ዓውደ ዘተ ምስ ተጋደለቲ ህግ'
ኣብዚ ክም ዛዕባ ኣልዒልና እንዛረበሉ ዘለና ብረታዊ ቃልስን ጽልዉኡ ኣብ ኢትዮጵያን ብቕንዱ ኣበርክቶ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ቃልስታት ኢትዮጵያን ዝንበሮ ጽልዋን ንዝብል ሕቶ ምምላስ ኢዩ፥፥

Пікірлер: 100
@fitsumghebrai3721
@fitsumghebrai3721 4 жыл бұрын
ኣየ አወ ንጓል መምህር ዘይረኣየ፡ ንዓኣን ንኹለን ብጾተይን ምፍላጠንን ምስ ኣተን ምግዳለይን ን ነብሰይ ዕስለኛ እየ ዝቆጽራ፡ ዓወት ን ሓፋሽ
@amannegus8465
@amannegus8465 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RelTron-sn5we
@RelTron-sn5we 4 жыл бұрын
ጅግና ንበር።
@yemanetesfa4228
@yemanetesfa4228 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕብን ታሪኽ ኢዩ ከምዚ ኦም አንዳምጻአኩም ታሪኽ ኪግለጽ ኣልዎ ክብርን ሞጎስን ድማ ነቶም ኣብቲ ውዕሎ ዝነበርኩም ዘልኣለም ዝክሪ ንሰማአታትና
@sabatekle6948
@sabatekle6948 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና ህዝባዊ ግንምባር መድሕን ሃገር
@musietemelso2396
@musietemelso2396 4 жыл бұрын
እዚኦም ጀጋኑና ከምዚኦም አብ ዓለም አይተፈጠረን 🇪🇷🙏❤️ብሕጂ ውን አይፍጦሩን እዮም ፍሉያት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናንን ልብኻ ዝትንክፍ
@maekeleteklay3915
@maekeleteklay3915 4 жыл бұрын
ዕድመ ንህ.ግንባር ሓርነት ኤርትራ.
@freweiniyared3666
@freweiniyared3666 4 жыл бұрын
Thank you Yared for these great and amazing programme, keep it up. We need to dig more and more. We are hzbawi ginbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hamidedrisawate5045
@hamidedrisawate5045 4 жыл бұрын
ክብሪ ንዓኹም ኣርካናት ገድሊ, ምሉእ ጥዕና ይሃብኩም።
@danino5641
@danino5641 4 жыл бұрын
ዝኸበርካ ሓውና ያሬድ ስለቲ ሃገራዊ ኣበርክቶኻ ከየድነቅኩኻ ይተረፍኩን መደባትካ ወትሩ ይካታተሎ እየ ንሃገራዊ ጉዳያት ዝምልከት ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምስናድ ኣበርክቶኻን ተሳታፍነትካን ዕዙዝዩ ዘሎ ቀጽሎ እንዳበልኩ ነዞም ኩቡራት ሓርበኛታትና ድማ ካብ ብሱል ጥረ ኮይኖም ዝወጹ ክብርን ሞጎስን ናዓኹም በለልና፡
@dahlak8721
@dahlak8721 4 жыл бұрын
Pow jeganu
@solomontekle5405
@solomontekle5405 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓላላት ኣቦታተይ
@goitomberhane7470
@goitomberhane7470 4 жыл бұрын
Zelalemawi kbri nsematatna Awet nhafash Ksenu sematatna
@Andom885
@Andom885 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ጀጋኑ ። ኣብዚ መበል 21 ክፍለ ዘመን ዘለናሉ ታሪኽ ናይ ምስግጋርን ምስናድን ዘለናሉ ህሞት ፡ እዞም ቅያ ንተኣምር ዝሰርሑ ሓርበኛታት ኤርትራና ኩሉ ኩሉ ዝኾኑ ማለት ፡ ኣቦታትና ኣያታትና የሕዋትና ብቐንዱ ድማ ጀጋኑ ዛ ኤርትራን ኣብቲ ድቕድቅ ጸልማት ንስለ ሃገር ንኩሉ ሽግር ዝተማቐሉን ፡ ንስዉኣትን ውጓትን ዝቐበሩን ብተግባር ዝሓንገሩን ፡ ዝተዋግኡን ዘዋግኡን ዝመርሑን ዝተመርሑን ፡ መወከሲ መጽሓፍ ዘየድልዮም ባዕሎም ታሪኽ ዝፈጠሩ ሓርበኛታት ክፋል ስድራ ዛ ሃገር ከዋክብቲ ንትሽዓተ ብሄራት ኣብ ሓደ ህርመት ልቢ ምቖት ሃገራውነት ዘስተኻኸሉ ደቂ ኣራዊት ሓርብርኛታት ኣያታት ነጻነት ኢዮም። ናይ ፍቕሪ ግዜኦምን ናይ ስድራቤታዊ ምእላይ እዋናቶምን ፡ ናይ ትምህርትን ሃብትን ግዚኦምን ናይ መርዓን ደርዓን ጸጋታቶምን ንሃግር ብምሃብን ብቐንዱ ድማ እዚ ክዳን ለበስን ብናይ ዓይኒ መነጸር ዝተሸፈነ ሰውነቶም ማለት ፡ ብጠያይትን ስኮጆን ዝተበታተነ ክቡር ሰውነቶምን ፡ ብቐንዱ ከኣ ንናይ ምንባር ግዚኦም ወፍዮም ንህዝቦምን ሃገሮምን እንሆ ኤርትራ ኩሉ እትሓትዮ ውሰዲ ክሳብ ክብርቲ ሂወት ዝበሉ ጀጋኑ ኢዮም ። ኩልኻ ኣብዙርያ ዓለም ዘለኻ ወራሲ ሕድሪ መንእሰይን ዓብን ንእሽቶን እንሆ ዛንታ ወሎዶ ቃልሲ ይትንተን ካብዞም ጀጋኑ ድማ ታሪኽ ተመገቡ። ኣዝየ ኢየ ተሓጒሰ ሰራሕቲ ቅያ እንከዘንትዉ ንዛንታ እቲ እናረሓቐ ዝኸይድ ዘሎ ፈተንቲ እዋናት ። በዚ ኣጋጣሚ ንኹልኹም ጀጋኑ ስለ እቲ ተወፋይነትኹምን ንታሪኽ ምዝንታውኹምን የመስግን ። ን ኤምባሲ መዲያን ኣካያዲ እቲ ቃል ሓተታን ንእተካይዶም ዕዉታት ሃገራዊ ውዕሎ ድማ ቀጽሎ ይብል። ካብ ድምጻዊ ዓንዶም ወዲ ቀሺ ( ደራሲ መጽሓፍ ጦፍ) ሰማእታትና ንዘንተ እለት ክዝከሩን ክኸብሩን ኢዮም።
@amanmisgina3336
@amanmisgina3336 4 жыл бұрын
ህግ ንድሞክራስን ፍትሕን ይንበር ንመዋእል ክንህሉ ። ሚስተር ያሬድ ኣይትጥፈኣና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩላኩም ኣርካናትና ።
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 4 жыл бұрын
Thank you antum jeganu. Salakum iye eritrawyi tebahile. Nay libi misgana yobxahkum
@fisseyawedi68
@fisseyawedi68 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ ኣርካናት ገድሊ ዘስደምም ታሪክዩ ያሬድ ከኣ መደባትኻ ናይ ብሀቂ ማሀሪ ስለዝኮን ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ ኻልኦት ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ጀጋኑ ኣሕዋትና ከተቅርበልና ብተስ ፋ ክንጽበየኻ ኢና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማታትና ዓወት ንሐፋሽ
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ኤረይ ክብሪ ንዓኩም እግዝአቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ብየማን ይምራሕኩም ጻማኩም ትክፈልሉ ዘመን የምጽአልኩም ንጀጋኑ ሰማእታትና ድማ ናይ ዘልአለም ሂወት ይሀበልና አይ ኤርትራውነት ሙቁር ቃንዛ ነቢዔ እካየ ዘይጸግብ
@saraasfa7825
@saraasfa7825 4 жыл бұрын
Amazing
@Ourvision971
@Ourvision971 4 жыл бұрын
Thank you embassy media for sharing this historical interview please keep it up we need more history specially during liberation time and after our independence a war with woyanes we have documented it.
@lemlemhaile1702
@lemlemhaile1702 4 жыл бұрын
Yes,this is the Eplf I grow up with! I miss this Eplf philosophy that made us who we are!Proud to be part of this journey! Long live hzbawi gnbarey!
@user-wm1ev2ge5b
@user-wm1ev2ge5b 4 жыл бұрын
Fasil nice job, keep it up.
@yohannesoqbe5860
@yohannesoqbe5860 4 жыл бұрын
The UNSUNG heroes of all times of Eritrea. The heroic deed should be told and will indeed
@E1991.
@E1991. 4 жыл бұрын
"Wanenetka" very powerful word thanks for explaining the meaning of it Abona jegna Kiberen Zikiren ne SEMATHAHTNA wetru ab Libena JEGANUNA ❤💚💛💙 ahhh begezah Hagerna Merihetna hezi kulu meswati kebid heyu.
@Sulinaist
@Sulinaist 4 жыл бұрын
Thanks deki Eriy ❤️❤️🌹👏
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 жыл бұрын
ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከማኹም የለን እዝኹሉ ዝገበርኩሞ ብኣምላኽ ጻማኹም ተፈደይዎ 🙏❤️🏅☀️🏅☀️🏅🏅🏅🌹🇪🇷 ስውኣትና 🔥ይቅሰኑ
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 жыл бұрын
ጂግናና 💕🏅☀️🙏👍🇪🇷
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 4 жыл бұрын
Tarik hezbawi genbar aydegmen eyu nhanti elama meklase.
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 4 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቀንየልና ብጻይ ያሬድ ገላጺ ጌርካ ብምቅራብካ በርትዕ
@bqse6142
@bqse6142 4 жыл бұрын
ኣርካናት ጀጋኑና ሰራሕቲ ቅያ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ተሓበኑ ኩርዑ ኩሩዓት ኢና ብኣኹም እንቋዕ ማልስ ሃገር ኮንኩም ሳላ ማልስ ድኾንኩም እኳ ታሪኽ ውዕሎኹምን ሃብታም ተሞክሮኹምን ግድምናኹምን ታሪኽኩምን ታሪኽ ስዉኣት ብጾትኩምን ከተሰጋግሩ ክኢልኩም ኣናብስ ኣናብር ናቕፋ ሳሕል ነፍቅረኩም ኣሕዋትና ክበሩ ከቢርኩም ንበሩ ገዳይም ተጋደልትና ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብኩም ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! ብጻይ ተስፋይ ያሬድ ጽቡቕ ስራሕ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ቀጽለልና ጥራይ ኣለና ኣብ መስመርና ብልቢ ነመስግን ኣብ 2ይ ክፋል የራኽበና ፨
@aklilughebretnsae295
@aklilughebretnsae295 4 жыл бұрын
Meglezi kalat Sienalu. Awet Nehafash Menkem H.G Hizbawi Ghinbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tw6331
@tw6331 4 жыл бұрын
ዘይተነግረምበር ዘይተገብረ የሎን አብ ኤርትራ
@zantahagerertra3268
@zantahagerertra3268 4 жыл бұрын
ያሬድ ኩሉ ቲ ኣብ ዓውዷ ሜድያን ካልእን ትገብሮ ጻዕሪታት ከመስግነካ ይደሊ:: ቀሊል ስራኀ ኣይኮነን ትገብሮ ዘለካ :ክትቅጽሎ ድማ ይትስፎ:: ኣብዛ 'ብመስዋእቲ ዝደመቐት ዕለት' 1ይ ክፋል ግን ከተላልዮም ከለኻስ ተጋደልቲ ከም ምኳኖም መጠን ኣብ ክንዲ "ኣቶ" ተጋዳላይ..ኢልካ ከተላልዮም ጉቡእን ጽቡቅን ኔሩ :: ምስ ሰላምታ::
@samuelfsha6365
@samuelfsha6365 4 жыл бұрын
Please ! Embassy media ምስ አዚና እንፈትዎን እነክብሮን ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም interview. ግበረልና ?
@zeritadhanom6027
@zeritadhanom6027 4 жыл бұрын
ጀጋኑና!!!
@Agheb123
@Agheb123 4 жыл бұрын
ASSEY, ASSEY ASSEY, NBERULNA BAAL KURAT, HABEN HIZBI, BAAL KBRET ERITREA, NBERULNA ISHOK AYGAKUM!
@selamselam70
@selamselam70 4 жыл бұрын
Degagagime semayo mxgab saneyo GBU jeganu
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
ዕድል ኣለኒ ግንባር ኣለኒ ምስ ህግ ዘሰለፈኒ ተባሂሉ ሓቂ እዩ
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 4 жыл бұрын
We are very proud of our heros the concrete foundation of our GOLDEN history to the generation🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 4 жыл бұрын
welcome home Embassy media Erien!!!!thanks to our heroes have long live kebrn Mogosn Nswatien Awet Nehafash!!!!🎠🎆🎠🎆🎠🎠🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆
@merziteqeyemti5112
@merziteqeyemti5112 4 жыл бұрын
Wow keep bringing this stuff Yared nebsi!
@habtomissak3967
@habtomissak3967 4 жыл бұрын
Kbri niakum geganu ayatat
@msganayonathan5927
@msganayonathan5927 4 жыл бұрын
Jeganu embasi mdiya teawetu bjakum tarikna dgemuln awet nhafash
@teweldeemha8247
@teweldeemha8247 4 жыл бұрын
ጋዜጠኛ የረድ እካ መስለኒ ሽምካ እዚትገብሮ ዘለካ እንዳሓጸረ በጃካ ግዜ ሃቦ ታሪኽ ታሪኺ እዩ ታሪኽ ከኣ ኣይምሕሪን እዩ ።,
@merhawitecle6574
@merhawitecle6574 4 жыл бұрын
Tewelde Emha 1ይ ክፋል እዩ እዚ ክቅጽልዩ ኣጆኻ::
@abrahamg.krstos7591
@abrahamg.krstos7591 4 жыл бұрын
The same struggles new generations r strugglings
@yonastekeste5786
@yonastekeste5786 4 жыл бұрын
Gaganu meglxi yesano welatkum kaxelewo muhrna eti tarik
@zemerongebrengus5943
@zemerongebrengus5943 4 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ጀጋኑ ሓርበናታት ኣያታትና ኣቦታትና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም.ህግደፍ ፎር ኤቨር.
@hagosokbit7416
@hagosokbit7416 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamwerede8267
@biniamwerede8267 4 жыл бұрын
Hizbawu gnbar meftih nay kulu himamat medhanit eyu ezi medhanit ezi kea kulu Africawu ksetyo alewo Esukum mara habtamat murukatn eku mknyatu Edimekum abzi zeydemses Tarik yehlifkum natna Edme kea ab sedetin ab Facebook terishinayo thank you kbri nsemeatatna
@divotekie4389
@divotekie4389 4 жыл бұрын
Jeganu ajokum alena kem tmaly wala knedy natkum aynekalo gine alena.
@redaehabte3672
@redaehabte3672 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብሪ ንዓኩም ነቶም ካብ ብሱል ጥረ ዝተረፍኩም ጀጋኑ ደቂ ጀጃኑ ክብሪ ነቶም ንናጽነ ክብርቲ ሂወቶም ዝከፈሉ ጀጃኑ ሰምኣታት፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጠልጢሉ ዝነበረ ጸሊም ደበና ዝቀንጠጥኩምን ክብሪ ንዓኹም ንዘላለም!!!!!!!!!!!!
@merhawitecle6574
@merhawitecle6574 4 жыл бұрын
ዝገርምዩ ተጻዋርነት ዝነበረ ናይ ሎሚ ኸኣ ምኒኑታት ኤውሮፓ ኣትያ ተመስገን ኣይትብል ኣብ ኤርትራ ኣብ ኩሉ complain ጥራሕ::
@habtomissak3967
@habtomissak3967 4 жыл бұрын
Wey xinat
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 3 жыл бұрын
22:00 ነዚ ታሪኽን ጅግንነትን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብ ክብርን ሓበንን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነሰጋግሮ ኢና:: ተጋደልትና ሃገር ነጻ ኣውጺኦሙልና: ንሕና ከኣ ሕድሮም ወሪስና ሃገር ካብ ሓደጋ ወያነ ኣድሒንና ህላወ ሃገር ኣውሒስና: ነዛ ደም ዝተኸፍላ ሃገር ከኣ ኣብ ዘሎናዮ ሃሊና ሃገር ንብል ኣሎና እሞ ኣያታትና ክበሩልና:: ያሬድ ከኣ ከም ኩሉ ግዜ ይበል ስራሕ ጥራይ እየ ክብል::
@raeimetae9627
@raeimetae9627 4 жыл бұрын
🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@mogosmog8759
@mogosmog8759 4 жыл бұрын
ዓወት ንሓፋሽ
@yohanamesfin360
@yohanamesfin360 4 жыл бұрын
Eritrawnet bmenfesin betehasasiba eyu eti atihasasiba dma nab gibri Zikiyeyere WIDIB eyu. bdem Eritrawi eye elka etwdo Eritreawinet Ayneberenin Aykhiliwin eyu mknyatu bzuhat bdem Eritrawyan ena ziblu n Eritrea kshetu nryom Slezelena. Zelalemawi Kibrin Zikrin n Sematat Eritrea. We love you We respect you. We're all with us.Mulue Edmen tinan yhabkum jeganuna.
@binyamdebesay167
@binyamdebesay167 4 жыл бұрын
Koxilo
@tsegayhaile8004
@tsegayhaile8004 4 жыл бұрын
Ata beka bezolokumo tafikum rigumat sekay amtkmln
@habtomissak3967
@habtomissak3967 4 жыл бұрын
Kbri niakum ykun
@mbrakgigi2922
@mbrakgigi2922 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@efrimalem9645
@efrimalem9645 4 жыл бұрын
Kebri neaku jeganu abotatey
@luambeyene7026
@luambeyene7026 4 жыл бұрын
Jiganuuuuuuuuuuuuuu❤️🌹⛪️🌙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehariestifanos3696
@mehariestifanos3696 4 жыл бұрын
Edmen tenaen nakum yekun arkanat jegenuna
@salihmahmoud331
@salihmahmoud331 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️👏👏👏
@smanfitsum7838
@smanfitsum7838 4 жыл бұрын
zehebn tarik alena ertrawiyan
@tomitomi6008
@tomitomi6008 4 жыл бұрын
fisum mahansho dihiri gedli Ke tihiben do??????)thafirrrrr???? Iwe kuluna Ina nihiben binaytimali binay lomi Ke intay mibelkani Fisum hawey haki iski meliseley izigi kuhugoselka
@shikorinatatdeqierey91
@shikorinatatdeqierey91 4 жыл бұрын
ሓቅን ፍቕርን ህግሓኤ ዝስንቆም መሪር ቃልስን ገድልን ዘሕለፉ ዘይመስሉ ብርሃን ገጾም ሰብ መትከል ጀጋኑ ኤርትራ :: ታሪኽ ህግሓኤ ገና አይተነግረን ኩሉ በብዓቕሙ እንተዘውግዕን ዝጽሕፍን ክንደይ ቅያታት ምተነግረ : እታ ኣብዚ ግዜ እዚ ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ካብ መትከል ኤርትራውነት አንደልሂጻን ሸታሕታሕ ኢላን ዘላ መላገሲት ኩላ ናብ ልባ ምተመልሰት : ታርኽ ሓደሓደ እዋን ምስ ግዜ ስለዝሃስስ እታ ዋና ታርኽ ካብ እንታይነታን ታሪኻን እናርሓቐት ስለእትኸይድ : ደጋጊምካ ምልሳን ናይ ታሪኽ ኣገዳሲ ዝኸውንን ዝገብሮን ከኣ በዚ ምኽንያት እዚ እዩ :: ዓወት ንሓፋሽ ኣታ : ዓወት ንሓፋሽ ! ! !
@As22611
@As22611 4 жыл бұрын
Edmen tinan yhabkum jeganu sematatna kea nzenti elet ab libnan endatezekeru knebru yom
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 4 жыл бұрын
ERITREANISM GRITS!
@RelTron-sn5we
@RelTron-sn5we 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ። ብሕጂ ኣብ ዓለም ኣይኮነን ሲ ኣብ ኤርትራ ከማን ከምዚ ንስኩም ዝገበርኩሞ ጅግንነት ክድገም ዘይክእል ጅግንነት ኢኩም ፈጺምኩም።ጀጋኑ ጀጋኑ ጀጋኑኑኑኑ
@eritrawihgawi7749
@eritrawihgawi7749 4 жыл бұрын
ኣብዚ ግዜ እዚ ከኣ ሓንቲ ከይበርከትካ መጽኢካ ነቲ ከም ሰብ ክትሁሉ ዝገበረካ ክትጻረፍ ትውዕል እንቓዕ ህዝባዊ ግባር ኮንኩ
@hailetekle6023
@hailetekle6023 4 жыл бұрын
ኢቲም መረሕትኩም።18 ዓመት ተሓይሮም ዘለዉ፡ከ ደኣ ኣበይ ኣለዉ ዘይትብሉ
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 4 жыл бұрын
welka KEDAE nezi tarich ezi regitska mis tselae teasinka zeleka!
@awettesfay9638
@awettesfay9638 4 жыл бұрын
Agedasi family eyu ,ekub family hager yekum ,hayal hager dbehal dma hayalat familes ms zefri yu,hayal wdb gn melsi ay konen.family texeniten ,hayal wdb wn kmexie ay kieln yu .what is the problem of AMHARA they canot build strong families. So
@senayahferom514
@senayahferom514 4 жыл бұрын
ዛንታታት ጀጋኑ ኽቀርብ ኣዝዩ ኽተባባዕን ክቅጽልን እንድዩ ዘለዎ። እዞም ኣርባዕተ ጀጋኑ ብቀረባ ዝፈልጦም ጀጋኑ ኣያታትና እዮም። ጽቡቅ ጅግንነቶምን ታሪኾምን ኣብዛ ሃገርና ንዘልኣለም ተሰኒዱ ኽነብር እዩ። ታሪኽ ኽስነድ መሰረታዊ ነገር መን ኢኻ ኣበይ ተወሊድካ ዝብል ሕቶ ከይመለስካ ምዝላል ግን ሱር ታሪኽ ምምቃስ እዩ ። ብዘይካ ተጋ ስዩም ጎይትኦም ትዉልዲ ዓዱ ዓዲ ተከሌዛን ሙኻኑ ነጊሩ እምበር ፡እቶም ካልኦት ሰለስተ ጀጋኑ ተጋደልትና ግን ነቲ ዘፍረዮም ዓዲ ኣብኦም ዘሊሎሞ እዮም ሓሊፎም።እቶም ዘይነገሩ ሰለስተ ተጋደልቲ ዉን ፡እቶን ክልተ ደቂ ካርነሽም፡ እቲ ሓደ ወዲ ዓንሰባ ሙኻኖም እዮም። ኣርባዕቲኦም ጀጋኑ ንስለ ሃገሮም ተወፍዮም ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓድታት ሃገርና ዘሕብኑ ጀጋኑ ኣለዉና፡ ጀጋኑና ዘፍረዮም ዓዶም ኽነግሩ ግዴትኦም እዩ። ኽትእረም ዘለዋ embbasi media። ክብረት ይሃበለይ ።ዓወት ንሓፋሽ
@samsonderar9720
@samsonderar9720 4 жыл бұрын
ኩልና ሐደ ፡ብሀይማኖት ብብሔር ጎዶበይ ጎዶባካ አይንፋላለን።
@mehariestifanos3696
@mehariestifanos3696 4 жыл бұрын
Jeganu wetru awet nakum yekun! !!!!!
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 4 жыл бұрын
ኣንቱም ክቡራት ተጋደልቲ: ከምቲ ዝበልኩሞ ንምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ ኢልኩምን ተረዲእኩምን: እንተድኣኮይንኩም ተቓሊስኩም ከምኡ ድማ ነቶም ዝተሰውኡ ኣሽሓት መንእሰያት ምስንናይ ኣሕዋትኩምን ኣሓትኩምን: ክትዝክሩን ከተኽብሩን እንተድኣኾንኩም: ካብ ኣብሕሉፍ ምንባር ሓራኾይንኩም ምሕሳብዶ ኣይምሓሸኩምን? እቲ ከርተት ዝበልኩምሉ ገድሊ ድኣ: ኣይብሓደ መጽነቲ ስርዓት ህግደፍ እንዶ ተጨውዩስ: ንህዝብኹም ከፍልስ ትምልከቱዎ ኣየለኹምን:: ወዮም ኣብ ጎቦን ጎላጉሉን ሳሕል ዝወደቁ ብጾትኩም መስዋእቶም ክጥለም እንዳተመልከትኩምስ ንናይ ሎሚ ህዝባዊ ግንባር ምውዳስ ናታቶም ክሕደት ምኳኑስ ቁሩብዶኾን ኣይስቆሮኩምን? ህዝባዊ ግንባር ክንዲ በዓለ ሰንበትን በዓለ ዓርብን: በዓለ ረቡዕ ገቢሮም ኢሉ ሓደ ካባኻልኩም ብሓበን: እወ መጽነቲ ኢሰያስ ድኣ ብዘይካ ንህዝብን ባህልን ኤርትራ ምጥፋእ እንታይ ድማዕ ክገብር ተራእዩ:: ንስኻትኪም ድማ: በጃኻትኩም ብዛዕባቲ ወይ ኣብቲ ብዘይ ብስለት ኣእሙሮ ዘሕለፍኩሞ ሂወት ኣይትንበሩ:: ዓቐበት 60 ዓመታት ተጊኩም ክልተ ጾግሪ ዘውጻእኩም ዓበይቲ ዓዲ ኢኹም:: በደላት ህዝብኹም ተመልከቱ:: ህዝባዊ ግንባር ከምቲ ዝተንተንኩሞ እንተዝኸውንን ሎሚ'ውን እንተዝህሉን: ስለምንታይ ኣብእርጋንኩ ኣብስደት ትነብሩ ኣሎኹም? ብሓቂ እቲ ቃልሲ ንራህዋ ህዝብን ንፍትሒን ኔሩ እንተዝኸውን: ንህዝቡ ሓብሒቡ ነቶም ብጅግንነት ዝወደቑ ዜጋታቱ ሓወልቲ ኣይምተኸለሎምንዶ? በቲ ንምእንቲ ህዝብን ሃገርን ኢልኩ ዕድመ ንእስነትኩም ኣሕሊፍኩም ደምኩም ክንዲ ዘፍሰስኩም: ዝለዓለ ኽብሪ ይብጻሕኩም:: ግንከ: ነቲ ምሃሪ ወድብዶ: ንሒወትና ዝሰርዐዶ: ንወትሩ ዘይንርስዖ ብወዘተ.... ዝበልኩሞ ወደሳ: በጃኹም ኣብ ሕልሚ ኣይትንበሩ:: ሎሚ ኣብ ባይታዘሎ ኣእሙሮኹም ከፊትኩም ተመልከቱ:: ዓሻሲ ስቕ እንተበለ ለባም ይመስል ከምዝብሃል: ስቕ እንተትብሉ: ብዝያዳ መጸበቐልኩም ነቢሩ:: ወይ ድማ ከም ህዝብኹም ዓገብ በሉ:: ዘለዓለማዊ ኽብሪ ንሰማእታትና::
@abtesfaglobal150
@abtesfaglobal150 4 жыл бұрын
Wey halewlew! Kndey ke tdefr wedey tm belu ktblom?
@selamnkulu5349
@selamnkulu5349 4 жыл бұрын
Beqa tarikum aytingeru elkayom.
@abrahamtesfa9424
@abrahamtesfa9424 4 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ቃልስን መስዋእትን ከምቲ ንደልያ ሃገር ዶ ኾይና?እዞም ኩሎም ምሳና ዝነበሩ አብ ፍቆዶ እስርቤት ዝጠፍኡ ብዛዕብኦም ዝኪርናዮም ዶ ንፈልጥ? ሃገር ንመን እያ ትኸውን ነቲ ዝተቃለሰላ እንድሕር ዝይኮነት እንታይ ዘመኽሕ አለና ኩላህና ነታ ንፈትዋ ሃገር ነቶም አብ ቃልሲ ኢዶም ዝይሓወሱ አረኪብናዮም ወጺና ።
@meron5303
@meron5303 4 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ኣብራሃም መጀመርያ (ኮይናዶ?) ካብ ምባል ከመይ ኔራ ኢልካ ምሕታት ኣገዳሲ ኮይኑ ይመስለኒ። ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘለዉ የሕዋትናን ኣቦታትናን (ofcourse) ይዝከሩን ፈረቓን። ብተወሳኺ ኢዱ ዘይሓወሰ ኤርትራዊ የብልናን ኣብ ዂናት ይኹን በብመድረኹ ኣብ ህንጸት ሃገር። ስለዚ ኣብ ጌጋ ርድኢት ስለዘለኻ ናብ ልብኻ ተመለስ ንቓሕ ክብለካ ይደፍር ጌጋ መናብርቲ ናይ ደቂ ስለዝኾነ።
@MN-zv9gi
@MN-zv9gi 3 жыл бұрын
Shit system
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 4 жыл бұрын
መሳኪን ተጋደልቲ ህግሓኤ ን ተልእኾን ዕላማን ምስጢራትን መንነትን ወዲ መድህን በራድ ክሳብ ሕጂ ብዘይምፍላጥኩም ሃገር ዑና ኮይና እምበር "ዕድል ኣሊኒ ግንባር ኣሎኒ ኣብዛ ቅንዕቲ ዉድብ ዘሰለፈኒ" ኢልኩም ተሰሊፍኩም ኢኹም እንተኾነ ግን ዕላማን ምስጢራትን ናይ ኤሱ ወዲ ቴምበን ብዘይ ምፍላጥኩም ንሕና መንእሰይ ወለዶ እግርና ናብ ዘምርሓና ፋሕ ብትን ኢልና!!!
@awettesfay9638
@awettesfay9638 4 жыл бұрын
Hgi ke. neru tay y abs.tebelalia,seleste generation atfia generation ykealo,warsay gedim ,hadish warsay , dma tkeyd ala gena dma : eti shuu ztehanxe bkiat aytetekemelun .blash blash.
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ዝተኸተሎ ሜላ ፡ ከመይ ጌሩ ፡ንህዝቢ ኤርትራ በታትኑ ፡ናይ ዉልቂ መልኽቲ ባይታ ዘጣጠሐ ን ዝተባብዐን ፡ጽያቅ ዉድብ እዩ ነይሩ። ንሓርነትን ናጽነትን ህዝቢ ኤርትራ ዝተቃለሰ ዘይኮነ ፡ ንናይ ዉሑዳት ጥቅሚ ኣጀንዳ ዝተቃልሰ ዉድብ እዩ ነይሩ።
@tw6331
@tw6331 4 жыл бұрын
ወዲ ለማኒት ረጋጺ ጻሕሉ
@mihreteabmedhane7708
@mihreteabmedhane7708 4 жыл бұрын
But right now HIGDEF KidnPid for Hizibawi ginbar ,but where are they now. I LOVE HUYS .I HIT HIHDEF.
@letumeksen2831
@letumeksen2831 4 жыл бұрын
Bealum hagof yelen jeganu, Bi Isayas Afewerki gn hager tehamisa eya deki 60 deki 80 adme hiza terifa ageb belu ab Eritrea keynkum hager amxiena ayti belu hiji kemey alena belu Hiji ygedid kabti zhalefe werar dea 😂😂😂😂
@tomassankara644
@tomassankara644 4 жыл бұрын
ዕላማኹም ነዛ ሕጂ ዘላ ውድቅቲ ኤርትራ እንተኔሩ እንዃዕ ፍረ ጻማኹም ኣርኣየኩም
Embassy Media - 'ብመስዋእቲ ዝደመቐት ዕለት' 2ይ ክፋል
35:30
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 77 МЛН
One moment can change your life ✨🔄
00:32
A4
Рет қаралды 33 МЛН
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
00:24
JULI_PROETO
Рет қаралды 14 МЛН
#EmbassyMedia - #Eritrea - Exclusive Interview with Samuel GhebreAdonai
41:39
Eritrea EmbassyMedia
Рет қаралды 60 М.
ERi-TV Documentary: ዛዛሚ ኩናት - 2ይ ክፋል
32:19
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 100 М.
Eritrea B'Zebene Bahre Negestat-by aba Franchesco Alvarez Trgum Hayle Bokre - PART 1
31:08
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 77 МЛН