EmbassyMedia - ' ኤልሻዳይ' 20 ሰነ 2024

  Рет қаралды 934

Eritrea EmbassyMedia

Eritrea EmbassyMedia

Ай бұрын

ንኹሉ ነገር መተካእታ ኣለዎ። እታ ሓንትን እንኮን መተካእታ ዘይብላን ግን ሂወት ትንፋስ እያ። ወዲ ሰብ ከኣ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ህሞት ከይቀደመቶ እንከላ ክቕድማ ይህንደድን ዝኸፈለ መስዋእትነት ኸፊሉ ከናውሓ ይህርደግ። ይትረፍዶ ምእንቲ ካልእ ክውፍያን ከበጅዋን እዋና በጺሑ በትራ ከተወጣውጠሉ እንከላውን ንዕቃበአ ላዕልን ታሕትን ክብል ይርአ። እንተ ንሕና ኤርትራውያን ግን ነታ ሓንትንመዳርግቲ ዘየብላ ሂወቶም ከይበቐቑ ምስ ሞት ተራጺሞም ሂወት ዝሰኹዑ ሓወልትን ኣኽሊላትንስለዘለውና ብእኦም ሰሲንና ንስስን ኣለናን ወትሩ ድማ ክንስስን ኢና። ስለዝኾነ ድማ ጀጋኑና ኤልሻዳይ እዮም ዝነበሩ ዘለው ዘልኣለም ድማ ዝነብሩ። ስለዚ ድማ ኣብ እዛ መብጽዓና እነሐድሰላ መዓልቲ እዛ ግጥሚ ንዕኦም ከም ንእሽቶ ህያብ እውፍያ።

Пікірлер: 8
@alem2627
@alem2627 Ай бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና! 🕯🇪🇷🕯
@menilekkenfe4708
@menilekkenfe4708 Ай бұрын
Eternal glory to our martyrs 🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🙏
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 Ай бұрын
ዘልአለማዊ ኽብረን ሞጎስን🕯 ን🕯ሰ🕯ማ🕯ታ🕯ት🕯ና🕯ቅሰኑ ቅሰኑ ሰማታትና🕯🕯🕯🕯🕯❤❤❤
@solomonyemane7196
@solomonyemane7196 Ай бұрын
🕯 🕯 🕯 🙏
@mecheyhone2203
@mecheyhone2203 Ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብር ከም ሽምኣ መኪኮም ንኣና ብርሃን ንዝሃቡና ሰማኣታትና❤❤❤❤
@user-hc4ve1ei4b
@user-hc4ve1ei4b Ай бұрын
🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@user-uz3vl7rz8j
@user-uz3vl7rz8j Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 25 күн бұрын
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔💔💔😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 8 МЛН
ሓሳባዊ መግለጺ!
10:36
The blue RuBRGIED NHAMEDU ZOBA ISRAEL
Рет қаралды 2,1 М.
When an RV meets a zombie outside #rv
0:21
campingWorld
Рет қаралды 16 МЛН
The FAST and FURIOUS Table Hack 😱
0:29
LosWagners ENG
Рет қаралды 19 МЛН
Waka waka #4 🤣 #shorts
0:15
Adani Family
Рет қаралды 13 МЛН
ЖВАЧКИ!!!
0:47
Li ALINA
Рет қаралды 3,1 МЛН