Рет қаралды 32,974
ኤርትራን ዓለምናን፥ ዶር/ ግዴዎን ኣባይ
ኤርትራዊያን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ውጻዕን ነቲ ርእሰ ኣውደ-ኣመት ሃገራዊ በዓልና ንመበል 30 ዓመት ብክብርን ብሓበንን ኣብ ትሕቲ ፍሉይ ኩነት ንጽምብል ኣለና ። ፍሉይነቱ ድማ እቲ ንነዊሕ ዓመታት ንዞባና ክሕምስ ዝጸንሐ፥ ንዓና ከም ህዝቢውን ዘይርጉእ ኩነታት ጉርብትና ብምፍጣር ሰፍ ዘይብል ክሳራታት ዘኽፈለና ‘’ጭፍራ ወያነ‘’ ተደምሲሱ ናብ ሓድሽን ፍሉይን ተስፋ ዝህብ ናይ ዞባና ፍሉይ ፖለቲካዊ መቐይሮ ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን ብክብርን ሞጎስን ይጽምበል ምህላዉ እንቋዕ ኣብዚ ኣብጽሓና ።