No video

EMN - ኣነ ፡ሓደ ካብዞም ኣብዛ ብደረጃ ሃገር’ውን ፍልጥትን ፍሉይ ክብሪ ዝወሃባን ስእሊ ዘለኹ ብምኻነይ ሓበነይ .. Eritrean Media Network

  Рет қаралды 48,514

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ኣነ ፡ሓደ ካብዞም ኣብዛ ብደረጃ ሃገር’ውን ፍልጥትን ፍሉይ ክብሪ ዝወሃባን ስእሊ ዘለኹ ብምኻነይ ሓበነይ .. Eritrean Media Network

Пікірлер: 415
@sirakadam738
@sirakadam738 2 жыл бұрын
ለካ ብሂወት ከለኹም'ዩ እዞም ሰረቕቲ ሰሪቆሞ ጸኒሖም! ክብረት ይሃብኩም ጀጋኑ ኣያታትና🇪🇷🙏🐪 ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@asmarasolyna3115
@asmarasolyna3115 2 жыл бұрын
አይገርመካን
@semretberhe3092
@semretberhe3092 2 жыл бұрын
Sirqi iko wirish iyu..intay dia kgebru natom qiyya zeyblom .❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
ናየጋጣሚ ኮይኑ እምበር ጋልንስተይቲ ተጋዳሊት ክህልዎም ኔርዎም
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ታሪኽ ይሰርሕ እምበር ታሪኽ ኣየዘንቱን እዩ፡ ታሪኽ ጅግንነት ክዝንቶ ኣለዎ
@eritrawityeane337
@eritrawityeane337 2 жыл бұрын
44. Ayserqin eyu kea zeyserhuwo serihnayo kiblu endamatom sened gerom tarik kiserhu zftnu ygermeni
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 2 жыл бұрын
ጂግና ተጋዳላይ ካፒተን በሪሁ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ አብዚ ስእሊ ንላዕሊ አብ ዉሽጢ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ኢኹም ። Great History ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
@samsomwedieri447
@samsomwedieri447 2 жыл бұрын
እቲ ኣብ 90ን ኣብ ወራር ወያነን ዝተሰዉኡ የሕዝኑካ እዚ ኩሉ ሽግርን ኩናትን መስ ሓለፈ ሓሊፎም ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ❤🇪🇷❤
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 2 жыл бұрын
እዚ ናይ ጀጋኑ ወለዶ እዚ ዘይድገም ወሎዶ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ EMN ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ ታሪኽ በርብርዎ።
@tewoldegebreslassie7135
@tewoldegebreslassie7135 2 жыл бұрын
እዛ ብጀካ ስርቂን ብነብሳ ዘይትታኣማመን ጭፍራ ክኣ ከምናታ ስእሊ ጌራ ትጥቀመላ ኣላ። ዝገርም እዩ። እንቛዕ ብሂወት ከለኹም መግለጺ ገበርኩሙላ።
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ጽልኢ ጥራይ እስከ ብጅግንነት ኣቦታትና ከኣ ንተሓጎስ ፡ንዝኮነ ኣርእስትስ ናብ ጽልኢ ጥራይ
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 2 жыл бұрын
Haqika endika gin bhzbi Eritrea mnim tirtir yelen zey hafr dumus gebremaryam shmu dyom ziblu, ezom chofra weyane dea entay ke zeyserequ nibret shaebya & hzbi eritrean 👌🌹🇪🇷
@berhanemahari312
@berhanemahari312 2 жыл бұрын
ከመይ ኣለካ በርሁ መን ይንገርካ ዝወዓለ ነቲ ዘሕብንን ዘኩርዕን ቅርሲ ታርኽና ብጅግና ዋንኡ ብኣካል ብዝዕግብ ርእሰ ተኣማምነትን መንፈስን ዝሃቦ መግለጺ ሓበን እንዳ ተሰማዓኒ ኣብ ውሽጢ ሓጸር ግዜ ዓቢ ታኻዊ ፍጻሜ ንምሉእ ንኡስ ወሎዶ ዘስንቅ አገዳሲ ሕቶን መልስን
@AidaKidane-kp2dg
@AidaKidane-kp2dg 8 ай бұрын
ሃላው ፅልኢ ምስ ታሪኽካ ምንጋር እንታይ ኣተሓሕዝዎ ዶስ ተባህለ እዩ ​@@God-db9vp
@Ipraypeace
@Ipraypeace 2 жыл бұрын
ደስ ዝብለካ ርእሰ-ተኣማንነትን ናይ ኣእምሮ ናጽነትን፡ ብሓቂ ሓርበኛ !! ብሓቂ ብኹሉ እንትናኻ ንተጋዳላይ ትውክሎ ኢኻ!
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 2 жыл бұрын
ኣታ ኑኡስ ወለዶ፡ብታሪኽ ኣርካናት ኣያታትና፡ንኹራዕን፡ንሰንድን፡ንዓቅብን፡ዓወት ንሓፋሽ።
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክርይብ ሓግዘኒ
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 2 жыл бұрын
@@iteentertainment ስምዓኒ ፡ልመና እኮ ኣብዚሕካ፡እቲ እዋን ይርደኣካ እንተሃልዩ፡ፈታዊ ዲኻ፡ጸላኢ መን ኢኻ!!?ኣብዚ እዋን 'ዚ ሱቅ ኢልካ ዝወሃብ፡ሳብስክራይብ፡ሊይክ፡ዲስላይክ የለን፡ተረዲእካኒ ክትከውን ተስፋ ይገብር
@eritrawityeane337
@eritrawityeane337 2 жыл бұрын
@@iteentertainment kid kemani wa guhaf fesisuna Entay eyu ezi ab egru seb koynka hliklik mbal srah serihka areyena bdhriu lemena ayedlyekan wa yblae alo elka mexika keyserahka subscrib tlmin kexliuka foe
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
መንእሰይ ይንቃሕ ይወደብ ይተዓጠቅ ብኩሉ!
@sahleamanuel9435
@sahleamanuel9435 2 жыл бұрын
ዮናስ ሓዊና ዪበል ኣቃራሪባ።በርቢሮ እስከ ታሪኽ ሃገርና።ክብሪን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክርይብ ሓግዘኒ
@mikimiki2824
@mikimiki2824 2 жыл бұрын
@@iteentertainment okkkk
@taz3739
@taz3739 2 жыл бұрын
ጅግና አይነብር ታሪኾም ንዘልአለም ይነብር ,እቶም ብሂወት ዘለኹም ሕሉፍ ታሪክ ገድሊ ብምግላጽኩም ብጣዕሚ ነመስግን🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ
@meron5303
@meron5303 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መዘከርታ ንመጻኢ ወለዶ፡ ነፍሲወከፍ ኤርትራዊ ምእንቲ እዛ ክብርቲ ባንዴራና እጃሙ ዘየበርክውተ ዘሎ ኣይመስለንን፡ ነዛ ብመስዋእትን ክቡር ደምን ዝመጸት ባንዴራ ዝቐደዱ፡ ልክዕ ልቦምን ኣታሓሳስብኦምን ምስኣ ከም ዝተቐደደ ክፈልጡ ይግባእ። "ኤርትራዊ ክቡር መንነት!!!"
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 жыл бұрын
ጅግና ብሓቂ ንስኻን ምስልን 1 ካብቶም ወከልቲ ጅግንነትናን ቃልስናን ኢኻ እቲ ዝገርም ካኣ ክሳብ ሕጂ ምስ ምሉእ ፍናንካን ሓቦኻን ኣብ ምክልኻል ሃገር ምህላውካ ኢዩ ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
መርሐባ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኤርትራዊ ቅያ ጀግንነት ይሰርሑ ጁንታዉያን ታሪኽ ይሰርቁ ኤርትራዊ ብጅግንነት ኮሪዑ እነብር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 2 жыл бұрын
Waw iam glad to see you alive our HERO father!!! We Eritreans are vey proud of this Sample Poster of our HEROES🇪🇷🐪🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaeleyasu7800
@michaeleyasu7800 2 жыл бұрын
ኣጆኩም በዚ ወን ተታሓሒዝናዮ አና ዘሎን ። ሰጋ ህዝባዊ ግንባር'ዩ ማሕላና
@berihumahari458
@berihumahari458 2 жыл бұрын
ወያነ ዕድሚኣ ምሉእ አብ ስርቂ ኢያ የሕሊፋቶ
@besm113
@besm113 2 жыл бұрын
ዘገርምዩ ናትና ነገርሲ ዓለም ናይዘበናት ብዘጣራጥር ስእልታት ክትነግረና ከላ ነቲ መዳርግቲ ዘይቡሉ ታሪኽን ብሂወት ከለዉ ከይተነግረና በኮንቱ ይኸዱ ኣለዉ።ናኣብነት ብዛዕባዛ ስእሊ ብዙሕ ተነጊሩናዩ።ግንእቲ ኣቡኡ ዝነበረ ከሎ ብቤላቤለው ክንገረና ዓቢ ድኽመትዩ
@kidaneemaha9478
@kidaneemaha9478 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🥀🥀🥀♥️♥️♥️♥️♥️✔✔✔✔👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌿🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌾🌾🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ።
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 2 жыл бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ እንቃዕ ብሂወትካ ሃለካ
@mathewosghebeye768
@mathewosghebeye768 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይሃበልና ! ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይምነየልኩም:: ነቶም ንዚ ክንርኢ ዝተበጀውልና ስውኣትና ከኣ መንግስተ ስማያት የዋርሶም::
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 2 жыл бұрын
ዘሕብን ታሪኽ ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@asmarasolyna3115
@asmarasolyna3115 2 жыл бұрын
እውይይይ ኡፍፍፍ ብሓጎስ ነቢዐ በጃኹም እዘን ክልተ ስእሊ ብኸመይ ንረኸበን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ❤
@simrettsaedu5303
@simrettsaedu5303 2 жыл бұрын
Nay behaki des zibl agelalxa.edmen tienan yhabka haweboy mearey.proud to be eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfuberaki2776
@tesfuberaki2776 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ማለት ኩርዓት ጅግንነት ተውፋይነት ጽንዓት ክቡር ጅግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ያህብካ ።
@teklittesfa9478
@teklittesfa9478 2 жыл бұрын
Jeganu arkanatena nebru keberu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷eritreawan hero comarde long live for ever ♥❤🙌
@erimother5294
@erimother5294 2 жыл бұрын
I am proud to be eritrea for ever
@tsehaytd9059
@tsehaytd9059 2 жыл бұрын
Amazing!!! my hero Berihu, I can't forget you in my childhood. Proud of you to see you again and I wish long life, 🇪🇷🙏😇
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 2 жыл бұрын
ንጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ንናጽነት ድሌት ኩሉ ሕልምታት ኤርትራ ንሓቂ ዘግሃደ አዩ ።
@arkobkobayent6797
@arkobkobayent6797 2 жыл бұрын
Bejakum elnakum tarik abotatna awrusuna. Azentwuwo bejakum. My country for life. Love you Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 2 жыл бұрын
ዩናሰ ገብረኣልፈ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ታሪክ ኣብ ምስናድ ምስጋና ይብጻሕካ። አቲ ኣብ ልብና ዘሎ ኩሉ ተቅርቦ ኣለካ የቀንየለና ቀጽሎ። ኣርካናት ግደሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘይትድገሙ ፍጥረት ጀጋኑ።
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክርይብ ሓግዘኒ
@wt7061
@wt7061 2 жыл бұрын
ኣሰይ ጆጋኑና እንቃዕ ኣትረፈኩም ታሪኽ ክትነግሩ ኣነ ኣብገዛይ ከም መላእኽቲ እየ ዝሳለመኩም ብኣኹም እያ ሃገር መጺኣ እንበር ሰረቅትስ ጻሓይ ኣሪባቶምአላ ንኺድ ጥራይ።
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና። ዓወት ንሓፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asterpawlos2230
@asterpawlos2230 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🇪🇷🇪🇷✊🏽
@Seysey770
@Seysey770 2 жыл бұрын
ታሪካዊት ስእሊ፡ ንጀጋኑ ስውኣት ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም፡ ንዝተረፍኩም ካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@mathewosghebeye768
@mathewosghebeye768 2 жыл бұрын
ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓልምና ክርስትያን ተብጅላ ተጋዳላይ ከኣ ንዓና ንኤርትራውያን ንናጽነትና ተሰዊእልና:: ክብርን ሞጎስን ይኹኖ ነቲ ምእንታና ዝሓለፈ: ክብዱ ብጥሙዩ ዝባኑ ብዕርቁ!!! ኤርትራና ብሰላም ትንበረልና ንሓዋሩ !!!!
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ምስ ኣምላክና ዝገበሮ ተበጃውነት ዝወዳደሮ የለን፡ እዚ ከምዚ ዓይነት ምንጽጻር ደው ነብሎ በጃኩም ኣሕዋት።
@user-hs2fl1mz9q
@user-hs2fl1mz9q 2 жыл бұрын
ድክምት ኣለኩም ኩላትኩም ተጋደልቲ እዚ መንእሰይ ከይፈለተ ጸኒሑ ብሕጂ ውን ኩላትኩም ተገዳልቲ ታሪኩም ንመንእሰያትና ከተማሓላልፉ ንላበወኩም ሓደራ ሓደራ
@gmekonnen397
@gmekonnen397 2 жыл бұрын
Our heroes because of your contribution we have a free country. We are proud of you.Long live to our heroes
@er-jw9vq
@er-jw9vq 2 жыл бұрын
,ማሻላህ ክቡራት ኣቦታትና ኣለኩም ዘይተሰማዓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።🇪🇷💪❤️ ጀጋኑ ሳሕለይ ። ዘርኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና።🇪🇷💪❤️
@bashailema9043
@bashailema9043 2 жыл бұрын
I am speechless! Thank you for your service to Eritrea and I wish you a long life!
@hygytth6tsjtj395
@hygytth6tsjtj395 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክቡር ሓውና ጋዜተኛ ብጣዕሚ ክትምስገን ይግባአካ ክቡር ጅግና ካፒተን በሪሁ ብሂወት ከለኻ ከተዘንቱ ምብቃዕካ ደስ ዝበልዩ ከምዚዩ ዘድልዮ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ብአካል ከተዘንትወሉ ከለኻ ወያነ ሰረቕትስ ከብተን ዓበይቲ ናይ ጅግንነት ፖስተራትና ቀዳመይቲ ተምይኖም ዝሰረቅዋ ነዛ ስእሊ እዝአያ ብጭብጢ ካአ ሓሰቶምን ስርቆምን አብ ቅድሚ ዓለም ይኽሽሑ ካልእ ገለ ገለ ነዛ ስእሊ ዝርአያ ሰብ ኩሎም ከምዝተሰውዩ ዝፈልጥ ሕጂ እቲ ሓቂ በሪሁ ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
@yerdanos1180
@yerdanos1180 2 жыл бұрын
Thank you for bringing the historical poster and the person who’s in the picture thank you I have this poster in my house I am so proud of my hero’s Edmen Tenan yhabkum Nozom b Hiwet zelokum Jeganuna Awetnhafash 🇪🇷💐🇪🇷💐💪💪🇪🇷💐🇪🇷💐❤️🥰
@kibromhabtemariam603
@kibromhabtemariam603 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣዚዩ መሳጢ ታሪኽ ከምኡውን ጽቡቕ ሕቶታት ፡ ክቡር ጅግና ካፕቴን በሪሁ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡ ናይ ዘንተ እለት ምስሊ ተጋደልቲ፡
@sabaackeza9826
@sabaackeza9826 2 жыл бұрын
ኩሉ ግዘየ በዛ ስእሊ ይሐስብ ነረ ምክንያቱ ካብተን ዝፈትዎን ፖስተራትና ስለዝኮነት ብሂዎትካ ከለካ ስለዝተርክካልና ብጣሚ ነመስግነካ ነቶም ነቶም ጀጋኑ ስዋትና ኣብ መንግስተሰማይ የንብሮም።❤❤🙏
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 2 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ብርግጽ ብጅግና ብዋና ልኽዕ ሰነድ ,ጸባ ስተ ዕድመ ይሃበልና ከተዘንትወልና ንመንእሰያት ተረኸብቲ ሃገር። ብዓጋመ ብዘይታሪኾም ተኺኽና ነርና, እሞ ሕጂ ብጣዕሚ ጽቡቕ ግርም ግርም ቃለ-መሕትት።GBU.
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 2 жыл бұрын
ደስ ዘበል ታሪክ የቀኒየሊና ተገዳላይ በርሁ 🇪🇷💯✅
@azaziokbazgi5268
@azaziokbazgi5268 2 жыл бұрын
wow wow what a beautiful history, Glory to our Martyrs. may Almighty GOD bless you all.
@user-gm9ju4le9g
@user-gm9ju4le9g 2 жыл бұрын
ብመጀመርያ ብጣዕማ ጾቡቅ ብህወት ምህላዉካ:: ወያነ ዝበሃል ፍጡር ሰብ ዘይብሉ ሐሶትን ስርቅን ፣ልመናን ዝዉህብቱኡ !!!!!!!
@issaiasfitwi5764
@issaiasfitwi5764 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል እዩ ግን እቶም ዘለዉ ኩሎም ተተቕርቦም ክንደይ ደስ ምበለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 2 жыл бұрын
Long live "HEROES" It is my fever & ofcourse every Eritrean fever picture. Proud of you Hero!
@anbessa91
@anbessa91 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ዘሕብን ዘሕጉስ ታሪኽ: ኤርትራዊ ክቡር መንነት 🇪🇷
@Hanagirl544
@Hanagirl544 2 жыл бұрын
My Favorite picture!
@user-jn2ic9mm2y
@user-jn2ic9mm2y 2 жыл бұрын
ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት።❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷✌️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@eriiistars3089
@eriiistars3089 2 жыл бұрын
ክብሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 2 жыл бұрын
I am proud to be Eritrean 💞💞💞🙏🙏🙏
@kestedebenachannel107
@kestedebenachannel107 2 жыл бұрын
ክብሪ ንኣምላኽ ኣቃልዕዎም፡ነዞም ታሪኽናን ሴአልታትናን ክሰርቁ ን መንነትና፡ኣኤሪትራውነት ካብ ኣፍና ከይነውፀአ ኪሳዕ ንሓፍርረሉ ድሰርሑ ደለዉ ጻላአትና መርዛማት ተጋሩን አኢትዮጵያውያን አንቃዕ ሓፈሩ። ኤሪትራ ንኤሪትራውያን ዓውት ንሓፋሽ። ህዝቢ ኤሪትራ።
@abebaderar8298
@abebaderar8298 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ገበርቲ ቅያ አብዛ ንነብረላ ዐለም ከማኹም አይተፈጥረን
@GodisLove-hp9pf
@GodisLove-hp9pf 2 жыл бұрын
ውይ ዞም ሰርቅቲ ጃንዳ ከለኹም እዩም ንቶም ጅጋኑና ክወስዱልና ደቂ ኤረይ ኣለኹም ዶ? ሓመድ ነሳኩም ወያነ ምስ ድቅኩም ናትና እዮም ናይ ኤትራና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣሰይ በሪሁ ጅግናና ኣብ ኣስርኩም ኣልና ጅጋኑና ( ተካላት ጎርቢት ረኽብና ኣያና በሪሁ)tell habuna bejakum knmsgnom ጋዜጠና ኣዚና ነምስግን
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 жыл бұрын
I’m proud of you my brother hero 💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@EritreaFamily.
@EritreaFamily. 2 жыл бұрын
Thank you So Much God Bless You All Eritrean People Keep GOING 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I am So Happy Of you 😀😗😗!!!!!
@mibrakhagos
@mibrakhagos 2 жыл бұрын
ኢኤምኤን ኣዚና ነመስን። ገና ብሂወቶም እንከለዉ እዞም ሓሳዳት ጎረቤት ክዘምቱና ምርኣይ ዝኸፍእ ነገር የለን። ንመጻኢ ወለዶ ክውረስ ዘለዎ ታሪኽዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ቀጽሉዎ ምስናድን ምስግጋር ታሪኽን ከቋርጽ የብሎምን
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክርይብ ሓግዘኒ
@michalgebre1289
@michalgebre1289 2 жыл бұрын
መነዲካ ዘሚቱካ ወዲ ጋህባ ቆርፋጭ
@mibrakhagos
@mibrakhagos 2 жыл бұрын
@@michalgebre1289 ሰራቒ ሞባእ ባዕሉ ይለፋለፍ 🤣🤣🤣🤣
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
@@mibrakhagos በቃ ጽልኢ ጥራይ እስከ ብጅግንነት ኣቦታትና ንሕሰብ፡ ካብ ብጽልኢ ካልኦት ንሳቀ፡ ኣብ ጽልኢ ምንባር ይትረፈና።
@mibrakhagos
@mibrakhagos 2 жыл бұрын
@@God-db9vp halewlew. Ayenay iyu tslii haki do aykonen.
@conbonove9426
@conbonove9426 2 жыл бұрын
ሎሚ ደስ ኢልና ጋዜጣኛ ዮናስ ብማዓርጎም ብክብረት ካፑተን ኢላካ ሰለ ዘተኣረምካ ንሶም ታሪኽ ዘይኮኑ ታሪኽ እዩ
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 2 жыл бұрын
Nay bhaqi btami des zibil Lela Kibrtatna Razan sili Bmlaykum azyu des zibl ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክርይብ ሓግዘኒ
@redseacamels7095
@redseacamels7095 2 жыл бұрын
ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ዕድለኛታት ኢና ነቲ ክብርናን መንነትናን ዝገልጽ ሰነዳዊ ኣሳእል ይኹን ታሪኽ ኣቦታትና ከምዚ ጌርኩም ነዚ መንእሰይ ወሎዶ መብርሂ ምሃብኩም፡፡ ኤርትራዊ ክቡር መንነት
@pawloshaile4453
@pawloshaile4453 2 жыл бұрын
Proud of you ደቂ ኤረይ
@awetfessehaye4224
@awetfessehaye4224 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ክቡር መንነት ።
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 жыл бұрын
Wwwww Eritrea 🇪🇷 we Anbesa 🇪🇷 Berhu edme yhbka 💯💯💯🌹🌹🌹🙏🏾
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 2 жыл бұрын
Thank you EMN, and thank you Berihu and the compatriots. Thank you also Yonas Abraham Gere-Alfa. You have amazing talent of journalism and reporting skills. Specially, your use of strong words of expressing situations. Thank you. E R I T R E A N I S M in Short!
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክርይብ ሓግዘኒ
@johnnyfessehaye4942
@johnnyfessehaye4942 2 жыл бұрын
እዘን ስእሊ. ወከልቲ ህሉዋትን ስውአትን ኤርትራውያን መንእሰያት ሰለዝኾና ንምዕቃበንን ምክንኻነንን ሓላፍነት ነብሲወከፍና ዩ. ነቶም ዝሓለፉ ዕረፍቲ ዘልአለም ይሃቦም ንዘለው ድማ ዕድመን ጥዕናን...ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክርይብ ሓግዘኒ
@johnnyfessehaye4942
@johnnyfessehaye4942 2 жыл бұрын
@@iteentertainment አብሽርካ ይባ. .
@damaeast6551
@damaeast6551 2 жыл бұрын
Congratulations to Eritrean people and captain Berihu.
@Waesay
@Waesay 2 жыл бұрын
Thank you so much Is very nice to see them on life 🇪🇷❤️
@EldanaHenok
@EldanaHenok 2 жыл бұрын
Aye ewe bjeka srqi tarik zeyblom gorebet gud rekibna Eritrawi tarik yserih weyanay tarik yseriq gud eu bless our hero🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👊👊👊
@bbnaam9220
@bbnaam9220 2 жыл бұрын
WAUW!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤😘❤🇪🇷nay bhaki zfetwa sili kan bzuh mftawu hanti ab salon HANTI AB MEDEKESI GEREYA AMLAG YBARGKU. DEKI EREY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤😘❤ AB KDUN YENBRKUM 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘❤😘🇪🇷 MEGLETSI IQAIYE ZEYBLE AB THTI AMLAG B JGNENET AMTSSIKUMA HIJI MIKAB IYU SRAHNA
@rebeccahaile3701
@rebeccahaile3701 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣንታ ጅግና ኣነ ከይበልኩም ንሕና ጥራይ ክትብሉ ንዐኻትኩም ሒዛ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ እዛ ሀገር ኣብዚ በጺሐ ብሐቅን ብቅንዕናን ደቂ ሐቂ ብሐቂ እቲ ጻማኹም ብኸንቱ ኣይተረፈን ኣፍሪኹም ክሳብ ሕጂውን ከየዕረፍኩም መግለጺ ክርከበኩም ወይ ክዋዳደረኩም ዝኽእል ኣብ ምሉእ ዐለም የልቦን ኩሉ ብደሞዝ እዩ ዝሰርሕ ንኤርትራ ምድራ ህዝባ መትከላን መግልጺ የብሉን ግን ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ንመንግስታ ህዝባን መሬታን ዐይኒ ሕሱም ይድፈነላ እቶም ክእለት ዘልኩም ከአ ታሪኽ ጸሐፉ ጸሓፉ ጸሐፉ ዐወት ንሐፋሽ።
@weinifre8265
@weinifre8265 2 жыл бұрын
Long live our heroes 🙏 ❤ 💙 I'm proud to be 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯
@Hzbawit
@Hzbawit 2 жыл бұрын
I'am soo soo Proud of my historie which is the most richest & a highly EXPENSIV, which means🤔 you have it or you don't have it 👀 But you know what? WE ERITREAN GOT IT!! Then we need to protect it🐪🤔 to the fucture generation+++++🤝🇪🇷🤝❤🎖🏅🥇🎋🌷
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክርይብ ሓግዘኒ
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 2 жыл бұрын
ኣየ ጉብዝና ናይዞም ኣሕዋትና!ዓለም እሽክ!
@Ipraypeace
@Ipraypeace 2 жыл бұрын
"እቲ ዝህብ ተሓጒሱ ይሃብ" ድዩ ዝብል ቅዱስ ጽሑፍ፡ ኣጉባዝ ጔርትራውያን ተጋደልትን ምንኣሶም ዋርሳይ የሕዋቶምን ከኣ ብታሕጓስ እዮም እታ ዝፈትውዋ ሂወቶም ነቲ ኩቡር ህዝቦምን ሃገሮም ወፍየሞ። ይገርመካ ምሽ!
@aronkahsay7834
@aronkahsay7834 2 жыл бұрын
egermekau nay lomi meneseyat kea nab banguladihs xeriom kkk
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 2 жыл бұрын
@@aronkahsay7834 ብርግጽ
@weinighirmay7093
@weinighirmay7093 2 жыл бұрын
I admire u for discovering and bringing very interesting prog.Well done and thank u Yonas.A.G.Alfa.
@mibrakyohans1612
@mibrakyohans1612 2 жыл бұрын
Jeganu deki Eriy edmen tenan yhabkum fetari Zelalemwi kbri mogsn nswatna Eritreawnet kubur menenet 🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌺🌺
@selambrhane810
@selambrhane810 2 жыл бұрын
Eritreawinet kubur meninet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@ksadadishurum4426
@ksadadishurum4426 2 жыл бұрын
Wawwww btaemi abi neger eyu bhiwetka keleka zeyhass sened nktrie zebqeaka yonas geralfa btaemi ktnead zgbeaka seb eka thank you qexlo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏✊✊✊✊
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 2 жыл бұрын
Yonas hawey ms meserahtka thank you so much u doing an amazing job keep up wedy Erey 👏🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@whdesta4655
@whdesta4655 2 жыл бұрын
YOU are lucky to be i this pictur our Hero. Thank u EMN.
@robelhawey7296
@robelhawey7296 2 жыл бұрын
Eritrea 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 жыл бұрын
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ማለት ክቡር ህዝቢ ብሓቂ ወላዲ ጀጋኑ።
@mehretgerezgihre6049
@mehretgerezgihre6049 2 жыл бұрын
Wawww zedneq tarik🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eritreawii keburr menenet♥️♥️♥️
@eriboy6841
@eriboy6841 2 жыл бұрын
ኣብ ሕቖይ kwuqeta qosera ሒዘ ኣለኩ 🇪🇷💪
@eritrawityeane337
@eritrawityeane337 2 жыл бұрын
Proud on u 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amore033
@amore033 2 жыл бұрын
አነውን ክስዕበካ እየ
@edensolomon8113
@edensolomon8113 2 жыл бұрын
Eritrea stay forever
@user-yd9bn3ik2v
@user-yd9bn3ik2v 2 жыл бұрын
Waw berhu merah hayley neru dhri 25 amet good to see you 😍🇪🇷
@gmosobhager5908
@gmosobhager5908 2 жыл бұрын
Wawww Seni❤ ታሪክና
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክርይብ ሓግዘኒ
@furtunarezene3481
@furtunarezene3481 2 жыл бұрын
Wow fantastic 💪🇪🇷💪🇪🇷💞💪💞🇪🇷
@shenhattesfamichael5356
@shenhattesfamichael5356 2 жыл бұрын
I proud of you, bhiwet alewu yger eyu, so that GBU ♥
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 2 жыл бұрын
Wow wow you are lucky. Eritreawi kubur meninet 💪👍👌🐫🙏🇪🇷💋🌹❤😘🤗🔥
@haben312
@haben312 2 жыл бұрын
I am Proud my Father Fisehatsion
@Ipraypeace
@Ipraypeace 2 жыл бұрын
Haben Fisehatsion፡ ትሕበን እወ ከመይ ዘይትሕበን፡ እስኻ ጥራይ ዘይኮነ ኩሉና ኤርትራውያን ክንሕበን ኢሉ እኳ'ዩ፡ "ሓበን" ኢሉ ሰምዩካ።
@haben312
@haben312 2 жыл бұрын
@@Ipraypeace Thank you !
@loveyouall1996
@loveyouall1996 2 жыл бұрын
እቲ ዓቢ ምስጋና ንኽፍሊ ሰነድ፣ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ኩሉ ግዜ አብ ጸበባን ዓወትን ብግቡእ ታሪኽ ጀጋኑ እንዳተሰነደ ንህዝቢ ኤርትራ መምሃርን ታሪኽና ክንፈልጥ ገይሩና፣ ነመስግን ንዘልአለም ስዋአትና አብ ግብሪ ይዘኩሩ።
@samraghebre4874
@samraghebre4874 2 жыл бұрын
Wawwww long life to our hero’s
@sempremelhor2163
@sempremelhor2163 2 жыл бұрын
ወያነ ሓሶትን ስርቅን ናይ ኣቦታቶም ኢዩ ሓሶትን ስርቅን ከኣ ካብ ኣቦታቶም ወሪሶም፡ ንሕና ኤርትራውያን ግን ታራክ ንሰርሕ፡ጅግንነት ከኣ ካብ ኣያታትና ንወርስ ፡ኤርትራ ሃገረይ ሰላምኪ ይብዛሕ፡ ተመስገን ፈጣሪ ወዲሓሳድ ወያነ ዘይሙካነይ
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
Thanks 🙏 God bless you 🙏 ❤
@eritrea6227
@eritrea6227 2 жыл бұрын
Hezbiwi genbar jigna nay jignau end Eritreawi kibur menenet 🇪🇷🐪❤️🇪🇷🐪❤️🇪🇷❤️🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷✊💪🇪🇷🇪🇷
@eridemocracy251
@eridemocracy251 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ዕድል በሪሁ ሓወይ ነዚ ክትስንድን ከተዘንቱን ምብቃዕካ ክብሪ ይሃብካ ታሪኽና ታሪኽ ዎለዶታት ኤርትራ ስለዝኾነ ከምቲ ዝበልካዮ ኩሉ ወሎዶ ኤርትራ ክዕቅቦን ከውርሶን ኣለዎ ነዚ መደብ ተዳልው ዘለኹም ድማ ኣይትሕመቑ ቀጽልዎ እንዳበልኩ ገና ዘይተበርበረ ታሪኽ ኣለና እሞ ሃየ ደኣ ኩሎም ጀጋኑና ከለው ንሰንዶም
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 19 МЛН
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 192 МЛН
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 48 МЛН
Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
28:43
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 450 М.
Eritrea B'Zebene Bahre Negestat-by aba Franchesco Alvarez Trgum Hayle Bokre - PART 1
31:08
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 19 МЛН