No video

EMN - ኣቦይ ንዋይ መንዮም ሳርፕራይዝ ( surprise ) ንዘይፈልጥዎም - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 73,080

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ኣቦይ ንዋይ መንዮም ሳርፕራይዝ ( surprise ) ንዘይፈልጥዎም - Eritrean Media Network

Пікірлер: 781
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ምስ ኩሉ ብቅዓትካ ትሕትናኻ ዪ ዘሕጉሰኒ
@awetgrmay518
@awetgrmay518 2 жыл бұрын
Wawwww respect ✊
@akelombahta7603
@akelombahta7603 2 жыл бұрын
ዮኒ ሓውና ኩሉ ዩ ዘጸብቀልካ እቲ ኛይ ቀደም ኣብ ዩቱብ ጸዓነልና ደቅና ከነዕብየሉ በጃካ፡💜💚💙💛
@attitud9506
@attitud9506 2 жыл бұрын
He cant do it Da zena yom zwnnwo
@brhaneselam577
@brhaneselam577 2 жыл бұрын
@@attitud9506 hatitu menalbat tsebuk neru
@ketemadebesay3296
@ketemadebesay3296 2 жыл бұрын
ኣብ ልዕሌኻ ሙሉእ ኣኽብሮት ኢዩ ዘለና ኣያና ዮናስ ናይ ቁልዕነትና ኣዘኻኺርካና እግዚኣብሔር ሁጉስ ናብራ ይሃብካ❤❤❤።
@faniasli6104
@faniasli6104 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢና እነመስግነካ ዮኒ ሓወይ ንድሕሪት መሊስካና ኣታ ቡሩኽ❤❤❤❤❤❤❤❤
@merkebhaile4923
@merkebhaile4923 2 жыл бұрын
ኣይአመንኩን !!! ዮኒ ብዓል ሕልና ፈጣሪ ዘመን ሂዎትካ ይባርኸልካ ዓቃቢ ባህሉን መንነቱን ጅግና ኤርትራዊ $# ደጊመ መስ ኩሉ ስድራቤትካ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🙏
@SelamErey3172
@SelamErey3172 2 жыл бұрын
💯 ገጸ ባህሪ ናይ ኤርትራዊ ኣቦ፤ ምውሳእካ፤ ቃላትካ፤ ኣዘራርባኻ፤ ኣስተናንፋስካ ከይተረፈ፤ ናይ ዕድመ ዝደፍአ ኣቦ... ብጣዕሚ ሓያል ስነጥበበኛ። ❤️🇪🇷💐❤️
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 2 жыл бұрын
ዮናስ ኣቦይ ንዋዩ ብጣዕሚ ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@habtomfoto5911
@habtomfoto5911 2 жыл бұрын
ኣነስ ፈጺመ ኣይገመትኩኻን ዮናስ ኢኻ ኢለ። Supper Talent.
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 2 жыл бұрын
ዋው ዮናስ ዲኻ ይፈልጥ ኣይነበርኩን ዋው ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@emteemte3985
@emteemte3985 2 жыл бұрын
yonas men ? ezi gezetegna baelu dyu?
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 2 жыл бұрын
@@emteemte3985 ewe kkkkk
@miliy9468
@miliy9468 2 жыл бұрын
ናይብሐቕ ሳብራይስ ትሐግሰ አድመን ጥዕናን
@miliy9468
@miliy9468 2 жыл бұрын
ዮናስ ናይብሐቂ ሳብራይስ ዝግጥመካ የለን ቀጽሎ ዓቢ ትምህርቲ አዩ ናይብሐቂ ♥️♥️🙏
@emteemte3985
@emteemte3985 2 жыл бұрын
@@peacetoallofus7428 eway ab gzie kulenetna yezenagaana neru mara eye zfetwo nere aboy nwaye
@fn7619
@fn7619 2 жыл бұрын
አሰይ ዮኒ ሐውና አዘኪርካና ጽብቅቲ መደብ ኔራ መኩርዒ ኢካ ኩሉ ነገርካ።🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@godislove732
@godislove732 2 жыл бұрын
ዋውው ዮናስ ዲኻ ኣቦይ ንዋይ፡ ማራ ንፉዕ ኢኻ፡ ንምንታይ ደኣ ድራማ ገለ ዘይሰራሕካ?
@Kdkdhehjdje
@Kdkdhehjdje 2 жыл бұрын
Wawwwww ygerm eyu befxum zeytxbeyo degagime reaya ayney dyu welas haki ele bitami nifue ayana yonas
@Amorawedigash
@Amorawedigash 2 жыл бұрын
ይግርም ኢዪ መን ምካኑ ክፍልጥ ይግዪ ጸኒሐ ብጣዓሚ ጅግና ኢዪ 👌
@habtetareke9215
@habtetareke9215 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ገሪሙኒ ዮኒ ሓውና ክሳብ ሕጂ ንስኻ ምዃንካ ይፈልጥ ኣይነበርኩን ናይ ብሓቂ ሳርፕራይዝ ጌርካና ፍሉይ ክእለት ኣለካ ከምቲ ትምነዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣ዮኒ ሓወይ ጥዑም ድምጺ ንስኻ ምዃንካ ኣይፈልጥን ኔረ እታ መደብ ግን ኣዝየ'የ ዝናፍቓ: ዮኒ ሓወይ ፍሉይ ክእለት ኣሎኻ: ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏💖🇪🇷::
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 2 жыл бұрын
Ewae nfelt ena, Maytemenay abinas aboy nway( Yonas) zeyfelt yelen, yebikana endika Yoni brukh 🙏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
@arsenalnederland1559
@arsenalnederland1559 2 жыл бұрын
You brought me back to my childhood memorable moment, correct me if i'm wrong, I presume approximately 20 years ago.
@merhawitesfai2962
@merhawitesfai2962 2 жыл бұрын
9
@taz3739
@taz3739 2 жыл бұрын
አቦይ ነዋይ ሓውና ዮናስ ኢኻ ንድሕሪት መለስካ አዘኪርካና ብጣዕሚ ዝካታተላ መደብ እያ ነይራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤👍❤
@desudesu693
@desudesu693 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዬኒ ናይ ቀደም ሂወት ገዛና ኣብ እዋን ቁልዕነተይ ኣዘክርካኒ❤🇪🇷🙏🙏🙏
@Eritraen
@Eritraen 2 жыл бұрын
እዋይ ኣታ ዮኒ ከመይ ተጻዉትካልና እንበር ብሓቂ ኢካ ተጻዊትካልና ዕድመ ይሃብካ ሞ ቅድም ከምዚኣ ዓይበት ሃንደበትነት ኣይራኣኩን ማኣስ ኢዩ ገጹ ዝከፍት ወይ ስሙ ኣይላለን እንድዩ ኢለ ክጽበ ጸኒሐ ተወዲኣ ንምንታይ ኢለ ደጊመ ተመሊሰ ኣይተረዳኣትንን ኣብ 3 ግዝየ ተረዲኣትኒ
@eritreanvoice-7480
@eritreanvoice-7480 2 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን እንዳተመነኹ፥ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስቶም ትናፍቀዎም ወለድኹም ገጽ ንገጽ ክትራኸቡ ሰናይ ምንዮተይ እዩ!ኣብ ቻነለይ ኣቲኹም መደባተይ ብምርኣይ ከተተባብዑኒ ብትሕትና ይሓተኩም
@jonasjonas9734
@jonasjonas9734 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሃንደበት ኮይኑኒ። እቲ ድምጺን ምስልን (ናይ ኣቦይ ንዋይ) ምስ ሰማዕኩን ረኣኹን ኣብ ገለ ስምዒት ኣትየ። ንድሕሪት ተመሊሰ። ቁልዕነተይ ዘኪረ! ጸኒሓ እታ ክላሲካል ምስ ጀመረት'ሞ ዳርጋ ንብዓት ስዒሩኒ። ኩሉ ፊልምታት ናይ ኣቦይ ንዋይ ኣበይ ኣሎ ሕጂ ዮናስ፧ ሓደራኻ ኣብ'ዚ ዩ-ትዩብ ኣውሪድካ ዝኽርና ኣሐድስ። ብዙሕ ግዜ ፈቲሸ ቀቢጸ'የ ነይረ'ሞ፣ ሕጂ ግን ባዕልኻ ተጋሊጽካ ኣለኻ። ሓደራ ዮኒ! ከም ናተይ ድሌት ዘለኩም ብላይክ ደገፍኩም ኣብ'ዚ ሓሳብ ግለጹ። ቁልዕነተይ ምቁርን ተዘካርን ክኸውን ስለ ዝገበርካዮ ምስጋናይ ነዓኻ ዮኒ ሓወይ🙏🙏🙏🙏
@asme3436
@asme3436 2 жыл бұрын
ኣነ ኣለኹ ካልኣይካ እዋይ ዝክሪ ክላእ ዋእ ጦብላሕ ኣቢልካና ጡዑም ሓላፉ
@barakbarak5472
@barakbarak5472 2 жыл бұрын
ክክክ ዮኒ ሸኺዐ ጸኒሐ ብኡነት ዮኒ መቅሰን ትሕትናኻ ድምጽኻ ኩሉ ነገርካ ውዱእ ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብሩኸይ
@samialyemane
@samialyemane 2 жыл бұрын
መዕበይና ኣቦይ ንዋይ🥰❤
@lunatewald4812
@lunatewald4812 2 жыл бұрын
🇪🇷 ሰላም ሰላም ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ የናስ ሐዉና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
@mussietekle554
@mussietekle554 2 жыл бұрын
Wwwwwwww!! Yonas, you bring all Eritrean back to our childhood memory. My tears are becoming a sea water, and I hope that you will continue to do now again.
@tadessemehari7423
@tadessemehari7423 2 жыл бұрын
በታኣ ቀለቢትካ ብድምጽካ ፈሊተካ
@filmon1239
@filmon1239 2 жыл бұрын
Wow can’t believe my eyes, I know aboy nway for almost 20 years and never thought this legend was playing them. Hat’s off to you yonas
@user-ik5cc9pn4f
@user-ik5cc9pn4f 2 жыл бұрын
ናይበሓቂ ሳርፕራይዝ ኢያ ዘይገመትናካ ጸኒሕና
@jiromsolomon8851
@jiromsolomon8851 2 жыл бұрын
wela ane
@yohabarustu4137
@yohabarustu4137 2 жыл бұрын
አዋይይይይይ ዮኒ ሓወይ ንስኻ ምኻንካ ዘይፈልጥ ነሬ ታንክስ ናብ ቆለነት መልስካና ♥♥♥♥
@zeraymhretab9007
@zeraymhretab9007 2 жыл бұрын
ዝገርም ተውሂቦ ኣቅለይ ሲኢነ ጸኒሐ ክሳብ ትውዳእ ዮኒ ናይ በሓቂ ሽርብራዝ!!!!!
@tomyteame9909
@tomyteame9909 2 жыл бұрын
ዋውውው ዮኒ ብሬድዮ ይከታተላ ነይረ ። ናይ ቁልዕነትና ኣዘኻኺርካና ንስኻ ምኳንካ ግን ይፈልጥ ኣነበርኩን ። ቀጽሎ ኣብ ስራሕካ ዕወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትካ ድማ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ ኣትጥፋኣና።
@adikhankhan2506
@adikhankhan2506 2 жыл бұрын
ቦውው ኣነ ብጣሚ ተገርመ ኣለኹ ማዓረ ክንድዚ ዝኸዉን ምምስሳል ብጣሚ እየ ዘመስግነካ ዮናስ ሓውና ናይ ባሐቅ ዓቢ መጽሓፍ እኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️ቀጽሎ ካብ ተኸተታልካ እየ
@user-jn2ic9mm2y
@user-jn2ic9mm2y 2 жыл бұрын
ኣሰይ ዮኒ ሓዉና ስነጥበበኛ ኢኻዉን ኩሉ ኢዩ ተዓዲሉካ።ሰነ ስርዓትካ ትሕትናኻ ኣዚኻ ትምስገን ቡሉጽ ጋዜጠኛ። በል ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ💪❤🇪🇷🙏💪❤️🇪🇷🙏💪❤🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MD-fq2en
@MD-fq2en 2 жыл бұрын
እዋይ ንእስነተይ ተዘኪሩኒ ኣቦይ ንዋይ። 30 ታት ኣትየ ድሮ
@helenkidane763
@helenkidane763 2 жыл бұрын
እዋይ ዪኒ ሰንበት ናይ ድምጽሐፋሽ ሮድዮ አዘክርካኒ አቦይ ንዋይ ሲ ንዓኻ ክርእይ ከለኹ ይዝክሮም እየ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ እዮም እንካዕ አምጻኻቶም🤗🤗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘❤🙏👍
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 2 жыл бұрын
ዮኒ ሓውና ኣነ ድኣ ይግጥመካ ኔረ የ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@birhanetekleab9907
@birhanetekleab9907 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዮኒ ሓወይ እቲ ተውህበካን ትሕትናካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 2 жыл бұрын
ናይ ቀደም ተዘክሮ ፡ኣቦይ ንዋዩ፡፡ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣምጺኻዮ ዮናስ ሓውና።
@brhane90
@brhane90 2 жыл бұрын
ዋይ ቡኡነት ኢዛ ሃገርናስ ክንደይ ሊቓውንቲ ኪኢላታት ኢዩ ዘለዋ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 2 жыл бұрын
Welcome yonas asli Aseyy deki Eritrea saeda ertrawenet kubur meninet abey neway kubur abowna Aseyy edme xega eyu my Allah bless Eritrea people and Eritrea hagerey
@yohannesaraya194
@yohannesaraya194 2 жыл бұрын
Yonas abrham kula dhrit melskaya..God bless you tium dhayu
@dreamteam7349
@dreamteam7349 2 жыл бұрын
ኣንነት ዘይብሉ ዜጋ ካብ መን ተፈጢርካ ደኣ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ዮኒ ቁልዕነተይ ኣዘኻኺርካኒ ተመስገን ናትና ምኻንካ።
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 2 жыл бұрын
I can’t believe it That’s you. ዮናስ Love you awesome character 👍👍😀🇪🇷🙏🏾
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 жыл бұрын
ፖው ሳርፕራይዝ ናይ ብሓቂ። ቁልዕነትና ኣዘኪርካና።
@alexbrhin2145
@alexbrhin2145 2 жыл бұрын
Wowww you remind me my childhood.yoni we have more respect for you. god bless you with your family 👪
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
ዋዉ ይናስ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ይሐብካ ሽማግሌ ሰብዓይ ኮንካ ብሐቂ ሰፕራይዝ ጌርካኒ አጋጣሚ አቦይ ንዋይ ትብል መደብ ከምድነበረት አይፈልጥንዬ ብሕጂ ክትጅምር ጽቡቅ ኔሩ ብዝኾነ እርጋን ዉን ዘጸብቀልካ ግሩም ሽማግለ ኢኻ ጸኒኽካ ዮናስ አቢ ሰብ በቲ ተቅርቦ ሕጉሳት ኢና ንበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🙏🙏🙏🙏
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 2 жыл бұрын
Ab konteyner Maytemenay hahhh elna nwuel nierna neboy Nway knsemie ufff tum gzie ❤️❤️❤️😍😍😍🇪🇷
@Isaac24ts
@Isaac24ts 2 жыл бұрын
ኦበይ ኑዋዪ ኣብ redio ንሰምዖም ነይርና ቁልዑት ይምህሩ ነይሮም 🙏ዕድመ ይሃብኩም
@noamihabtmariam1502
@noamihabtmariam1502 2 жыл бұрын
oh my God I can't believe that you are brilliant Jonas god bless you and my Eritrea 🇪🇷
@user-vx4oh6bh1e
@user-vx4oh6bh1e 2 жыл бұрын
ዮናስ ሓውና ብሓቂ መሳጢ ድርብ ብቅዓት ዘይተጸብናዮ ብጣዕሚ በዓል ዓቢ ሞያን ትሕትናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@zaraexpress7333
@zaraexpress7333 2 жыл бұрын
Thanks Brother for all your amazing works. 🇪🇷🎉👍❤️🇪🇷🇪🇷
@michaelestifanos4467
@michaelestifanos4467 2 жыл бұрын
Wwwww fantastique 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 i can believe it yone thanks for that 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Weteru Awet Nehafashe
@zufanyeabio2681
@zufanyeabio2681 2 жыл бұрын
Edman tenan yhabka fetari yoni hawey 🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bsratkeshi3591
@bsratkeshi3591 Жыл бұрын
እዞም አቦና ክጥዕም ዕላሎም አነ ካብ ቆልዓይ ከለኩ ምስ ዓበይቲ ዕላል ደስይብለኒ ካብ መምህርካ ዝበለጸ ታሪክ ክትማሃር ትክእል ዓብይ ነብይ ብሐቂ።
@dlietna.5468
@dlietna.5468 2 жыл бұрын
እዋይ ተዘክሮ ዮኒ ሓውና ድሕሪት መሊስካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ልዕሌኻ ብዙሕ ኣኽብሮት ከምዘለኒ ክገልጸልካ ይፈቱ
@weinighirmay7093
@weinighirmay7093 2 жыл бұрын
Oh my God. This reminds me my childhood and years back then. ❤️❤️❤️
@rebeccahaile3701
@rebeccahaile3701 2 жыл бұрын
ዮናስ ሐወይ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝኾን ስራሕ ኢኻ ተቕርብ ካብ ንዊሕ ግዜ ይከታተሎ ነይረ ዘገርም እዩ ንዐኻስ ግምት ኣይነበርንን ሎሚ ግና ኣብ ሐሳበይ መጺኡኒ ቁሩብ ደቃይቅ ቅድሚ ምግላጽካ ፈሊጠካ ብዙሕ ተሐጊሰ እቲ ኩሉ ርዝነትካ ድማ ኣመስጊነካ ኣብኩሉ ዘሎ ንጥፈታትካ ድማ ዐወትን ጥዕናን ዕደመን ይምነየልካ ቐጽሎ። ዐወት ንሐፋሽ ።
@gelebey
@gelebey 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓያል ስነ ጥበባዊ ዮናስ ሓውና! መደብካ ብጣዕሚ ኢና እንፈትዎ አነ ንባዕለይ አቦይ ንዋይ መን ምኻኑ ይፈልጥ አይነበርኩን ምስ ሰብ ብምልላይካ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ጌርካ ሰብ ብዝያዳ አድኒቑካ እየ ዝብል እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ! ካልእ ክብሎ ዝደሊ እንተሃልዩ ኤርትራውያን ቆልዑ ብሕልፊ አብ ደገ ተወሊዶም ዝዓብዩ ዘለዉ አብ ክንዲ ዘይጠቅም ባንቡላ ዝርእዩ እዛ ናይ አቦይ ንዋይ መደብ እንተትጀምራ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኔሩ ምኽንያቱ ብዛዕባ ባህሎምን ቓንቁኦምን ምፈለጡ ኔሮም ርግጸኛ እየ ነዛ መደብ ብዙሓት አብ ደገ ተወሊዶም ዝዓብዩ ቆልዑ ምፈተውዋ ኔሮም።
@rezenehabtegerish8294
@rezenehabtegerish8294 2 жыл бұрын
I cannot blieve are u yoni, u are a talent man realy, God blessed u, reze from canada,
@tsegazeabwoldu6413
@tsegazeabwoldu6413 2 жыл бұрын
ኣነሲ ንስካ ምኳንካ እፈልጥ ነይረ ሕጂ ግን ተጠራጢረ ዋእ ንሱዶድኣ ኣይኰነን እዩ፧ ኢለ። እዚኣ ዓባይ ድራማ እያ ሰሪካ። በል ክንድቲ ትብሎ ዕድመ ይሃብካ ደቂ ደቕካ የሕቑፍካ
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 2 жыл бұрын
እዋይይይይይ ክቡርርር ዮናስ ሓውይና ከምናይሎሚ ሳርፕራይዝ ኣብ ሂወት ኣጋጢሙ ኣይፈልጥን ዩ። በል እንስከ ዕድመ ን ጥዕናን ቅሳነትን ይፍጠረልካ፡ እምበር ኣቦይ ንዋይ ደኣ ዘዕቦይና character እንዴም ኣብ ሂወትና ቀደም ዮም ሰሪጾም ዮኒ። You have amizing talent
@salmanal6532
@salmanal6532 2 жыл бұрын
Aboy Neway really surprised me 😮 I was following you in Eri TV and never expect that you would be the same person. I admire you and hope to see you in great jobs like acting in films and you are the right person to act like “ABOY NEGEDE” and suggest you to provide audio books for the kids.
@merhawitesfaldet4277
@merhawitesfaldet4277 2 жыл бұрын
NEVER EXPECT THAT YOU WOULD BE THE SAME PERSON YONAS kkkkkkkkkkkkk,HAWINA,ERITREAN Maid network betami ena nekttela .
@eritreacayklingmedia782
@eritreacayklingmedia782 2 жыл бұрын
እዋይ ዮኒ ዲኻ ካብ ኩሉ ግን እታ ዜማ መእተዊት ድምጺ ናይ በጊዕ ደርሆ ዝነበረት ድሕሪት መሊሳትኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዮኒ (ኣቦይ ንዋይ)
@sereke50
@sereke50 8 ай бұрын
@Eritrean media network ፕሊስ ዮኒ ሓወይ እዛ ኣቦይ ንዋይ ወላ ብህዝቢ ክትምወል ከምዘለዋ ኣዝያ መሃሪትን ኣዘንታዊትን ንባህልናን ክብርታትናን እተዘንቱ ከሙኻና መጠን በጃኻ ክትጅምራን ከምቀደምካ ክትሰርሓ ክትደፍኣላ ንላበወካ ሓደራ የኒ ሓወይ ገለ ግበር 😍🇪🇷
@berhanetewelde499
@berhanetewelde499 2 жыл бұрын
I recalled to my memory more than 20 years ago. I new you from your sound when you came to EMN as a journalist and today I assured it. You are well talented person, GBU and long life.
@biniyamgebrengus65
@biniyamgebrengus65 2 жыл бұрын
Yoni, ከም አቦይ ንዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ናይ ምውሳእ ተዉህቦ አለካ እም አብ ሐጲር ጊዜ አብ ኤሬ TV ንርእየካ ንኸውን: እም አጆኻ በርትዕ አምላኽ ምሳኻ ይኩን
@sabitaokubu2150
@sabitaokubu2150 2 жыл бұрын
ሀሎ ዮናስ መቸሞ ኩሉ እዩ ዘጸብቀልካ ብጣዕሚ ዘደንቅ ክዕለትን ተውህቦ ዘለካ ሐውና ወይ መምህር ኽሰምየካ ።ዮናስ ብሐቂ ተዋሳኢ አቦ ቆልዑት ምኻንካውን አረጋጊጸ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ👍👍👍💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈
@gezenatips
@gezenatips 2 жыл бұрын
Wow....ዲቂ ዝገርም ብቃዕት ኢዩ ዬኒ ሓውና ንህጻናትና ብዩቲብ ክትምህርልና ተስፋ ይገብር ዬኒ ዕድመን ጥዕና ይገበርልካ ፈጣሪ ቡሩኽ ሰብ።።
@Lidia1312
@Lidia1312 2 жыл бұрын
I miss home 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 best memories early morning with my mom's coffee...coming from church. 😍😍💞❤❤ thank you yoni! Deki eriye jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 best ever memories of childhood 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 abyo newaye 😍😍👏👏👏❤❤ thank eritrean media!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍👏👏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@beestrucking7377
@beestrucking7377 8 ай бұрын
I really surprised, ኣቦይ ንዋይ !!! ኤርትራዊ ኮኾብ ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmaraeritrea2930
@asmaraeritrea2930 2 жыл бұрын
I remember my lovely childhood in my beautiful Asmara xaeda thanks for sharing Yoni you are talented ❤️ ❤️ ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gerensehailom7922
@gerensehailom7922 2 жыл бұрын
ሎሞ ናይ ብሓቂ ኣገራሚት ከም ዓባይ ህያብ እያ ትቑጸር እዛ ንዓመታት ብሓቂ ብዕብየት ድዩ ወይስ ብፍሉይ ተውህቦ ትበሃል ዝነበረት መደብ ብጋህዲ ተጋሂዳ ንነዊሕ ተዓቂባ ።ዮናስ ለካስ ክሳብ ክንድዚ ተውህቦ ካብ ቅድም ዩ ጸኒሑካ ።ኣብዚ ቀረባ ግዜ ከም ዝተቓላቐልካ ዩ ሰ ዝርድኦ ነሩ ኩሉ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@berakikesete9517
@berakikesete9517 2 жыл бұрын
ክክክክክ ኢቲ ናትካ ክእለት ኣዝዩ ደድ ዝብል ኢዩ ኢታ ሻምቆን ክራርን ኣዘክካና ሰንበት ሰንበት ኢዩ ኔሩ ካልእ ውን ሃሰው በል ብጃኻ ጠጢዕሞ ይምነይልካ ወዲ ሃገረይ!!!
@Aaa-m21
@Aaa-m21 2 жыл бұрын
ዮናስ ሓወይ ዓቢ ሰብ ናይ ብሓቂ ን ድሕሪት መሊስካና።ቀጽሎ ጥራሕ እየ ዝብለካ።ኣግዚኣብሄር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ።🇪🇷
@tsehayeyakob
@tsehayeyakob 2 жыл бұрын
ኣዋይ ኣቦይ ኑዋዩ ባዓል ጡዑም ቃል ተዝክሮ ናይ ቀደም ኣዝኪርኩሙና ጥዕና ያሃቡኩም ብጃኩም ኣይትጥፉኡ
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 2 жыл бұрын
Omg neskia teray ketkwen enber neftewa nay Radio 📻 tekatalet nera ❤️tnx you kea
@davidyeh4038
@davidyeh4038 2 жыл бұрын
Wow Yoni Arkey, this is an amazing talent... Good job!
@MT1898
@MT1898 2 жыл бұрын
ፍልስፍና ህይወት#ሊቅ ስነ ልቦና ዳንኤል ጎልማን ዝበሎ፡ኣብዚ ኣለኩም።
@eriboy7277
@eriboy7277 2 жыл бұрын
😯😯😯😯🤔 am proud 👏 for you 🇪🇷🇪🇷 oh my god 😳 nmejemerta gzia yoni mukanu felite , ሓደ ግዜ ተማሃሮ 8ይ ክፍሊ 2009 ዳ ተማሃርና ከለና ብዛዕባ ኣቦይ ንዋይ ዕላል ምስ ከፍትና ኣቦይ ንዋይ ንሽተይ ወዲ እዩ ምስ በልኩ ንቅብል ኣቢላ ዘይትርዓሳኒ ቅያሕ ጋል እወ ብልክዕ ሓወይ እዩ ኢላትኒ ኣያመንክዋን ሕጂ ኣሚነ ይብለኩም Thank you so much 🥰 ♥
@bereketdesta2593
@bereketdesta2593 2 жыл бұрын
😀😀😀
@tekluabrhaley840
@tekluabrhaley840 2 жыл бұрын
ከመይ ከመይ ኢይ ኣይ ተረደእትን ብዚ ኾነ የናስ ኣያንና ዕድመን ጥዕናን የሃብኻ
@solomontesfaldet8490
@solomontesfaldet8490 Жыл бұрын
መምህር ዮናስ ኣብርሃም መጀምርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣቦይ ንዋይ ኣብቲ መጀመርታ ክትጅመር እንከላ ዝነበራ ዕላማ ንመንነትን ባህልን ንክብርታትን ቋንቋን ንክብርታትን መንነት ትግርኛ ንክትገልጽን ከተብርህን ኢኻ ጀሚርካያ። ብርግጽ ክኣ ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ ብመሪሕነትካ ሰሪሒና። ኣነን እቶም ናይ መጀምርታ ቆልዑት ኮይንና ምሳኻ ንዋሳእ ዝነበርና ውን ፣ ኣብ እሩሙን ዘይእሩምን ኣብ ነውርን ዘይነውርን ኣብ ጌጋን ቅኑዕን ፣ ኣብ ቅንዕናን ትሕትናን ኣብ ስርዓትን ዲሲፕሊንን ኣብ ቃላት ግሲ ትግርኛን ኣጠቓቕምኡን ካልእን ቡዙሓት መልእኽትን መብርህን ሂብካ ስለዝምሃርካና ብዙሕ ከሲበን ከሲብናን ኢና።ብዙሓት ቆልዑ ውን ኣዚና ንጸሉ ኔርናን ብዙሕ ትምህርቲ ይቐስሙን ይምሃሩን ኔሮምንዮም። ድሒሩ ግና ናይ 9 ቀምሽ ቀቢላ ዝብል ዕላማ ኤርትራውነት ዘየለ መንነት ንኽስራሕ ቀንዲ ዕንቅፋት ስለዝኾንና ኢና ካብ ሚድያን እቲ ነፍቅሮ ዝነበርና ሞያን ከምንእለን ከምትዕጾን ጌሮማ። ንስኻ ውን ኣጥዒኻ ኢኻ ትፈልጥ። ንዓኻ ውን ኣብ እንዳ ዜና ሲሒቦም ፣ ካብቲ ትኣምነሉን ተፍቅሮን ስራሕ ከምትእለ ጌሮሙኻ። ሕጂ እቲ ዝገርመኒ ነቲ ትፈልጦን ኣብ ውሽጢ ልብኻ ዘሎ ሓቂ ገዲፍካ ባርያ ናይቲ ስርዓት ኮንካ ናይ 9 ቀምሽ ዘየለ ናይ ሓሶት መንነት ቀንዲ ተጣባቕን ኣገልጋልን ኮንካ ክርእየካ እንከለኹ ብጣዕሚ ይግረም። በል ነቲ ሓቂ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ መንነት ህዝቢ ትግርኛ ንሕና እቶም ቆልዑ ተማሃሮኻ ንቕጽሎ ኣሎና ፣ ንስኻ ክኣ ምሳት ዓሌታዊት ስርዓት ኮንካ ንኸተጥፍኦ ህርድግ ትብል ኣሎኻ። መንዩ ክዕወት ብሓደ ኣሎና። ወድሓንካ 11:16
@selamfqri8084
@selamfqri8084 2 жыл бұрын
Eta muzikas fluy smiet fetirately love you wedi erey
@genettekeste3951
@genettekeste3951 2 жыл бұрын
ዋው ዮናስ ጂግና ቢታሚ ዚቡቅ ኣዳናጊርካኒ ዋላ ደጋጊመያ ሪኤያ ኢዲመን ትናን ይህቢካ ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ👉💚❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💔
@eritreanayeritrawyan4711
@eritreanayeritrawyan4711 2 жыл бұрын
Waww my God Yonas zbhal enber ayenay eu yfelt ayneberkun thanks yoki abi tewhbo emo kea Tebay 100% GBU ❤🇪🇷❤🙏Thanks so much
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 жыл бұрын
Waww really surprised me and Yoni wonderful Talented 👏👏👏
@jaynjonas
@jaynjonas 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ። ናይ ብሓቂ ነቲ ናይ ዓበይቲ ኣቦታትና ገጸ ባህሪ ተላቢስካዮ ኢኻ።
@eteridt4194
@eteridt4194 2 жыл бұрын
ዮናስ ሓውና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይወስኽካ ፡ ኣነ ካብቶም ብኹሉ ወገንካ ዘድንቐካ እየ፡ ንበር ክበር።
@hermonzeweldi4233
@hermonzeweldi4233 2 жыл бұрын
ብሓቂ ዘሐጉስን ዘገርምን ዮናስ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@samitihabte34
@samitihabte34 2 жыл бұрын
Eway my childhood memories I grew up hearing aboy nwayu yoni hawey you are the best story teller ever .
@yosiefhaile7107
@yosiefhaile7107 2 жыл бұрын
Keep your committed approach and right conscience. The respect you show to others is your summarized values. The transition music and sheep In the play click our sence of childhood, sence of classmates and the whole family members.
@mulugetakidene4681
@mulugetakidene4681 2 жыл бұрын
ይበል ዮኒ ኣቦይ ንዋይ ደስ ዘብል እዩ ተዘክሮ ኣዝዩ ተፈታዊ ባህልና እንዳ ኣስተማቀርና ዝሓለፍናዮ እግዛብሄር ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ
@relaxationheaven9019
@relaxationheaven9019 2 жыл бұрын
እዞም ሰብኣይ ክፈትዎም መዓት የ፡ ብሓቂ ንስኻ ኢለ ኣይገመትኩን ኔረ። ጽቡቕ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ፡ ብዙሓት መንእሰያት፡ ናይ ቀደም ቆልዑ በዚ ስራሕካ ብስነምግብር ዝተሃንጹ ከም ዘለዉ ርግጸኛ የ።
@solozera8594
@solozera8594 2 жыл бұрын
መርሓባ ዮናስ ሓውና ብጣዕሚ ነመስግን እዛ መደብ ክትቕጽል ኣለዋ መደብ ኣቦይ ንዋይ ተባሂላ ግዜ ይወሃብ ብፍላይ ንህጽናትን ወቅታዊ መደባትን ዘለዎ እንተተቅርብ ጽቡቅ ኔሩ ይቀነልይ።
@wedihdri9031
@wedihdri9031 2 жыл бұрын
Yes very important we need it.
@haniyo2210
@haniyo2210 2 жыл бұрын
U remind me my childhood yoni. God bless u more.
@tesfuberaki2776
@tesfuberaki2776 Жыл бұрын
ዋውውውውውውው መግለጺ ቃላት የብለይን አድመን ጥዕናን ያሃብካ።
@huruybono1049
@huruybono1049 2 жыл бұрын
Eway aboy nway 😂😂😂 zeytexebenayo
@shewitghebrekidan7127
@shewitghebrekidan7127 2 жыл бұрын
Wow Yonas, I can’t believe that is you! Good work!
@kokobbeyney4900
@kokobbeyney4900 2 жыл бұрын
OMG! ቁልዕነተይ ዘኪረ ኣብ ጎኒ ኣቦይ ተሓቂፈ እየ ዝከታተሎም ኔረ ኣቦይ ንዋይ መጽዩም ክበሃል ከሉኹ ኩሉ ነብሰይ እዝኒ እዩ ዝቅየር ኔረ ሕጂ ኣብ ስደት ኮይነ ነቲ ግዜ'ቲ ክዝክር ከለኹ ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይክእልን'የ😰💔 ናብ ሃገርና ብሰላም ንምለሰሉ ግዜ የምጻኣልና ፍጣሪ🇪🇷🙏❤
@merkebselam963
@merkebselam963 2 жыл бұрын
በጃኹም ኣቦይ ነዋይ እዚ ወግዒ ኣቦይ ነዋይ ቀጽልሉ።ዕብየት ኣሎ,ዩ ይርዳና,ዩ ግን ኣጆኹም ሓቦ በሉ በጃኹም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
@ikkanalles4097
@ikkanalles4097 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ዝገርም ብቅዓት እዩ። ክሳብ ክንድዚ ብቅዓት ኢኻ ትውንን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@oneeritrea
@oneeritrea 2 жыл бұрын
Oh my God! ብፍጹም ነዓኻ ሓሲበካ ኣይፈልጥን።ዋው ክሳብ ክንደይ ተደኒቀን ተሓጒሰን ከምዘለኹ ክነግረካ ኣይክእልን እየ።ክሳብ ሎሚ ኣብ ዕላላተይ ክላገጽ ከለኹ ከምዚ ናይ ኣቦይ ንዋይ ጌረ የዕልል። የቀንየልና ኣብይ ንዋይ፡ ልቦናኹም ትምህርትኹም ኣይፈለየና፡ንዓኹም ድማ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ።እሜን።
@hanaemohammedhagos1295
@hanaemohammedhagos1295 2 жыл бұрын
የቐንየልና ብሓቒ ጥዑም ቑልዕነት የሕሊፍና
ሓበሬታ -21.08.2024
Alena Walta Hager
Рет қаралды 968
Challenge matching picture with Alfredo Larin family! 😁
00:21
BigSchool
Рет қаралды 40 МЛН
Comfortable 🤣 #comedy #funny
00:34
Micky Makeover
Рет қаралды 16 МЛН
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 14 МЛН
Challenge matching picture with Alfredo Larin family! 😁
00:21
BigSchool
Рет қаралды 40 МЛН