EMN - ኣደንቒ ትንታነ ወዲ ጀበሊ ኣብ ፍቕሪ. መርዓ. ገንዘብ. ዝምድና. ሃብቲ. ድኽነትን Eritrean Media Network

  Рет қаралды 226,754

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ኣደንቒ ትንታነ ወዲ ጀበሊ ኣብ ፍቕሪ. መርዓ. ገንዘብ. ዝምድና. ሃብቲ. ድኽነትን Eritrean Media Network
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 440
@yemaneghebremariam2826
@yemaneghebremariam2826 3 жыл бұрын
Please ዮኒ part 2 አስዕበልና ወዲ ጀበሊ አይምኖን ኢዩ (አዘናጋዕን ማሀርን )
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 3 жыл бұрын
ስብ ካብ ዘይፈልጦ መጽ ናብ ዘይፈልጦ ይኽይድ ናይ ብሓቂ ወዲ ጀበሊ
@madenamadena7662
@madenamadena7662 3 жыл бұрын
ስላም ናዓኩም ዩኩን ተካታተልቲ ኤሪትሪያን መዲያ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ኣብ ዝለኩሞ ፍቅርን ስላምን ይሕዋተይ ናተይ
@samiwediqerin7689
@samiwediqerin7689 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዕድን
@abdulkadirnurhusen6242
@abdulkadirnurhusen6242 2 жыл бұрын
"እዞም ዘይተማሃርና ግን ንሓስብ " ጽብቅቲ አባሃሃላ እያ ! አገናዕ ወዲ ጀበሊ
@angesomghebrengus6995
@angesomghebrengus6995 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ኣብ ኤርትራ ልዕሊ ሚእቲ ዓመት ዘቑጸረ ወለዶ ዘለካ ሰብ ኢኻ ስለዚ የመናዊ ኢየ ከይትብል ንስኻ ኤርትራውን ፈረቓን ኢኻ።
@edenwinea
@edenwinea 2 жыл бұрын
I agree with you 💯
@andomestifanos8556
@andomestifanos8556 3 жыл бұрын
ናይዚ ሰብኣይ ዘረባ ዋዛ ዘይኮነ ዓቢ ትምህርትን ቁምነገርን እዩ።
@user-ko2ju5hz8w
@user-ko2ju5hz8w 2 жыл бұрын
Yes
@mohammedseidmosman2858
@mohammedseidmosman2858 2 жыл бұрын
ዐቢ ሰብ
@millebereket8155
@millebereket8155 3 жыл бұрын
የቐኔልና ዮኒ። ወዲ ጀበሊ ጥዑም ዕላል፡ መሃርን ኣዘናጋዕን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ኣብ ቀጻሊ 'ውን ኣስቴር (ኣስቱካ) መሓዛ ወዲ ጀበሊ ከትምጽኣልና ይምሕጸን።
@nebiywelday9076
@nebiywelday9076 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ካብ ዓቢ ሰብ ዓብይ ትምርቲ
@RBLTVEntertainment
@RBLTVEntertainment 2 жыл бұрын
ኣይተማህርኩን ትብል እምበር ፍሉይ ናይ ኣጋላልጻ ብቕዓት ኣለካ ወዲ ጀበሊ, ቅድሚ ሕጂ ኣይፈልጠካን'የ ግን ናትካ Interview ብጹመና ካፈ ኣንዳ ሰተኹ ከይተረድኣኒ 1ይ ክፋል ወዲአያ ኣለኹ። 2 ይ ክፋል ድማ ግዜ ምስ ረኸብኩ ክሰምዓ'የ ትሕትናካ ስለ ዝመሰጠኒ'የ Comment ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ጋዜጠኛ ውን ብቑዕ ንፉዕ ሰላም ወሰናይ
@elizabethfetwiborgetto7118
@elizabethfetwiborgetto7118 2 жыл бұрын
Pp
@lulilove8534
@lulilove8534 2 жыл бұрын
Skbel fokis Neshnesh zkonka seb
@samitesfay495
@samitesfay495 2 жыл бұрын
ኣነ ከምዚ ከማኻ ጌሩ ዘጽልኣኒ ሰብ የለን ሕሱር
@user-ed6ci5gb2i
@user-ed6ci5gb2i 2 жыл бұрын
እዚ እንዳ ኤርትራውያን ኢዩ ሻሕ ዊዒጊን ከዛብ
@majormajor4628
@majormajor4628 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ዓቢ ሰብ
@naganaga1965
@naganaga1965 2 жыл бұрын
This man more educated then educated people I love my country Eritrea when I see happy people like him
@jossyaferhom305
@jossyaferhom305 2 жыл бұрын
@Nega Nega You are absolutely right he is such a genius and humble 👏man Bless him
@tesfagaberande9878
@tesfagaberande9878 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ዓቢ ሰብ ቡዙሕ ኢና ካቡ ኒምሃር ዒድመን ጢዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@yosiefghebre6831
@yosiefghebre6831 2 жыл бұрын
እም ን ወዲ አፎወርቂ ዝሀበ መዐንጣ ካበይ ትምፃእ.
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ በሊሕ ኣእምሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምኡ ዉን ዮኒ ምቁሉልን ሙኩርን ብቁዕ ጋዜጠኛ
@keshitecle6550
@keshitecle6550 3 жыл бұрын
ደጋጊምኩም ተምጹልና ትኾኑ ንወዲ ጀበሊ ፣ የቐንየልና ከኣ ፣ ዕድመን ጥዕናን ንኹሉኹም
@meleyhailemeley2964
@meleyhailemeley2964 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ማሻላህ ወዲ ጀበሊ ናይ ስነ ልቦና መምሀር ኢኻ ። ናይ በሓቂ መምህር 🤝😇🙏🇪🇷ሽኮር ሰብኣይ ኣንበሳ
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
🙏🇪🇷❤️💐መርሓባ ደቂ ኤረይ 🙏🇪🇷❤️💐
@nazretzerufaiel1675
@nazretzerufaiel1675 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝድነቅ ዕላል ኣዘናጋዕን መሃርን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ኣብ መንጎ ድካን ስኡንን ዘሎ ፍልልይ ዓባይ ትምህርቲ ወሲደ።ብጣዕሚ ነመስግን ዮናስ ።
@girmaykidane7955
@girmaykidane7955 2 жыл бұрын
ኣነ ምሳካ ዉዒለ መሓደርኩ: ንበር እስከከማካ ይብዝሑ::🏆💯💫
@hiwettekle8076
@hiwettekle8076 3 жыл бұрын
የኑ ናይ ወዲ ጀበሊ ዕላል ካባ ንላዒል ምሕር የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 3 жыл бұрын
Very intelligent minds and very educational thanks EMN.
@selfreliance8999
@selfreliance8999 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ፊኖ አዝማሪኖ brilliant mind.
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 3 жыл бұрын
ብሩክ ፈጣሪ አብዚሑ ይባርካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ባዓል ዓቢ ልቦና አዚና ኢና ንፈትወካ .ለውሀትካን ቅንዕናካን ከምቲ ብጽቡቅ ታሪክ ዝፍለጥ አቦና አባ ሐበሽ የማሳስለካ ንበረልና
@mamaafrika111
@mamaafrika111 3 жыл бұрын
ዮኒ በጃኻ ወላ 10 ክፋል ግበራ ናይ ወዲ ጀበሊ ኣይ ሙኖን እዩ ::
@siedamahmud3728
@siedamahmud3728 3 жыл бұрын
ናይባሓቂ ጹቡቅ ኣቀራርባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይባሓቂ መሃሪ ዚኮነ መደብ
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 3 жыл бұрын
Our brave and very professional journalist!!🇪🇷👑❤️Yoni!!
@arkubaentertiment
@arkubaentertiment 3 жыл бұрын
ዕላል ወዲ ጀበሊ ኣዚዩ መሳጥን መሃርን ስሚዕካዮ ዘይምኖ እዩ ። ብሕልፊ ኣብ ኣጋላልጻ ናይ በሓቂ ከምዚ ዓይነት ሰባት ተረከብቲ ኣይኮን ኣቦታትና ክምስሉስ ካብ ምህሮ ኣእምሮ ይብሉ። ናይ በሓቂ መዓረ ክንደይ ሓያላትን መስተወዓልቲ ምኻኖም ትምሃር። ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ።
@hypehv5836
@hypehv5836 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ንበኣል ከማይ ወኪልካ ስለ ዝተዛረብካ ካብ ልቢ የመስግነካ ተባረክ
@goitomzere9293
@goitomzere9293 3 жыл бұрын
ወድ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። አዛራሪባኻ አጋላላጳጵኻ ኩሉ አታሓሳስባኻ ደስ ዘብል
@jebertihalal333
@jebertihalal333 3 жыл бұрын
ያ ወዲ ጀበሊ ኣስሊ ኣዝማሪኖ
@luliabest786
@luliabest786 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ኣያና እንዲኻ እዚ ቃላትካ ዋዛታትካን የዕቢዩና ዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እቶም ዝላለዩኻ ዘለው ድማ ክብሪ ከምዝህቡኻ ርግጸኛ የ።
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 3 жыл бұрын
ዕላል ወዲ ጀበሊ ሳሓቅን ሓጎስን ትምህርትን ይህበካ ሓኪም ብዘይ ዶክቶር ዩ የቅንየልና ኣዳለውቲ መድብ ሑጉስ ማዓልቲ ዩ ወዲ ጀበሊ ኣስሊ
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 3 жыл бұрын
ምስ ዓቢ መምህር ስነ ልቦና ኣውዒልካና።
@issayasnewatu9452
@issayasnewatu9452 2 жыл бұрын
ለባም ወዲ ጀበሊ ዓቢ መምህር፡ንዓኻ ምስማዕ ሓደ ዓሂ መጽሓፍ ምንባብ ይቁጸር፡ቁምነገር ዘለዋ መጽሕውፍ።
@segummedia
@segummedia 3 жыл бұрын
He is a great comedian, he needs only opportunity and support to brodcast his talent. Plz give him!
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 3 жыл бұрын
I agree with you. He is incredibly very talented individual. He need to be given an opportunity.
@nevergiveup6333
@nevergiveup6333 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ መምህረይ☝️❣️very big respect ✊
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 жыл бұрын
ናይ ወዲ ጀበሊ ዕላል ካብቲ ደስ ዝብለንን ዘይመንዎን እዩ 💕💕💕💕💕
@samuelteklezghi3289
@samuelteklezghi3289 3 жыл бұрын
This man is genius, and talented lecturer as well, thanks for your time.
@salahh3618
@salahh3618 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ናይ ባሓቂ ናይ ሂወት መጽሓፍ ኢኻ እሞ ረቢ ዕድን ጥዕናን ያሃብካ መጽሓፍ ድረሰልና በጃኻ ፍልጠትካ መታን ወቂቡ ክነብር በጃኻ
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 3 жыл бұрын
Edmen tenan deqi erey halalat 🇪🇷🇪🇷🍓🍇🍊🍒🍍🍓🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 3 жыл бұрын
ኤርትራውያን ከመይ ትኾኑ ጥዑም ዕላል ደስ ዝብል ንበሩ ዋዛን ቁምነገርን ማሃሪ እግዚአብሔር ኤርትራ ይባርኽ
@selamdebas2033
@selamdebas2033 2 жыл бұрын
amennnnn
@user-bw9pp2gu1f
@user-bw9pp2gu1f 2 жыл бұрын
amenn amennn amenn
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደጊምምና ክንርኤካ ♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹
@romadanmohammed2917
@romadanmohammed2917 3 жыл бұрын
Beunat Azmarino elaka aloku thank you wadi jabali
@habtomissak3967
@habtomissak3967 2 жыл бұрын
Edmen tienan yhabkum zebenkum ybark egziabher
@michaelkifle5191
@michaelkifle5191 2 жыл бұрын
ወዲ ጀብሊ ናተይ ምስነብስና ክንላለ ትገብረና ኣለኻ ብጣዕሚ ተፈጥራዊ ሳይኮለጂካልሊ ኢኻ
@user-fe6wh6cw7g
@user-fe6wh6cw7g 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ መምህር ከይተማህረ።
@mehreteabtesfalidet8129
@mehreteabtesfalidet8129 2 жыл бұрын
ሰላም ወሰናይ ብሓቂ ትሑት ሰብ! ኣብ ብዙሕ ሕብረተሰብ አብ ባይታ ዘየሎ ምዝራብ ልሙድ እዩ፥ ሕማቅ ከሎ ንፉዕ ዝኸውን፥ሓሳዊ ከሎ ሓቀኛ ዝኸውን ሰብ ብዙሕ እዩ፥ ብዙሕ ሕማቅ ታሪኽ ከሎዎም፥ እንዳ እጌሌ ኢንዲና፥ርቡሓት ኢንዲና ዝብሉ ብዙሓት ኢዮም እዚ ሰብ እዚ ግን ጻድቅ ሰብ ክበሃል ይከኣል ። እግዚኣብሔር ይባርካ
@habtomtsehaye3518
@habtomtsehaye3518 2 жыл бұрын
ብሓቂ ዘይተማሃረ መምህር ስሚዕካዮ ዘይጽገብ ቃላት ሙሉእ ጥዕና ይምነ ምስ ዮኒ
@eritreaasmera8876
@eritreaasmera8876 2 жыл бұрын
Anta kemey zbele resi u mgramey wedie Thanks Yoni hawey ketslwo♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🇪🇷
@ERI291-
@ERI291- 3 жыл бұрын
የቀንየልና ኩቡር ኣቦና፡ ፍላስፋ ስነ ልቦና
@nahomyohannes1675
@nahomyohannes1675 2 жыл бұрын
You are very smart man. I like your grace bless you big man.
@teamemossur7752
@teamemossur7752 3 жыл бұрын
I habe so amzaing the way of he used to describ ...words
@Musie-ju9vy2fd10
@Musie-ju9vy2fd10 3 жыл бұрын
ዋውውውውው
@yoni4422
@yoni4422 3 жыл бұрын
Yoni the great ..... keep it up ..... you are doing great.
@tsegabutsamlak9976
@tsegabutsamlak9976 2 жыл бұрын
Big techer thanks
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
THANKS
@user-fy7eh7zi6i
@user-fy7eh7zi6i 3 жыл бұрын
ሰላምምም ሰላምምምም ከባቢ ማርካቶ ዝኣቦኩምምም
@biniamtesfa1250
@biniamtesfa1250 3 жыл бұрын
Thanks more nay lomi ab qexali kea knmesagen zeymtlam
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 2 жыл бұрын
amazing man God bless you 🙏
@samsonmogos6084
@samsonmogos6084 3 жыл бұрын
Betami des zebel nay aimro temhrti thanks.......
@khalidalamin7448
@khalidalamin7448 2 жыл бұрын
ሰላም ዮኒ,,,,, ኩሉ እተቕርበልና መደባት ዝድነቕን ዝምስገንንዩ እሞ ኣገናዕ ኣጆኻ ቀጽሎ እብል። እዚ ሎሚ ዘቕረብካልና (ወዲ-ጀበሊ) ካኣ ብፍላይ ኣዘናጋዒ፡ ኣጻናናዒ፡ መኻርን መሃርን ጥራይ ዘይኮነ ፍልይ ዝበለ ናይ ኣገላልጻ ተውህቦ ዘለዎ ብቐሊሉ ሓሳባቱ ናብ ተዓዛቢትን / ሰማዕትን ከብጽሕ ተኽእሎ ኣለዎ። ዮኒ ,,,, ሎሚ ኣብ ስደት ዘሎ መንእሰይ ማእለያ ዘይብሉ ሽግር እዪ ዘሕልፍ ዘሎ (ወዲ -ጀበሊ) ሓደ ካብቶም ስደት ዝጠዓሙ ኣያታትና ብምዃኑ ነዞም ኣብ ታኼላ ሽግር ንዘለዉ መንእሰያትና እንዳ ተዋዘየ ማዕዳ ኣይሰኣኖን'ዩ እሞ በጃኻ 3ይ ክፋል 4ይ ክፋል እንዳ በልካ ነዚ ከምዘይተማህረ ዝዛረብ ናይ ስነ-ልቦና መምህር ብቐጻሊ ኣቕርበልና። ንእትገብሮ ዘለኻ ሞያዊ ሓላፍነትን ሙቕሉል ኣቀራርባን ተመስገን። ንወዲ-ጀበሊ ካኣ ክብርን ሞጎስን ኣብጻሓልና።
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 3 жыл бұрын
This is probably the most valuable information for us! Keep it up!
@Erinashuker2009
@Erinashuker2009 2 жыл бұрын
Thanks EMN and yowhans
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
NICE to see you
@habtoomamanyes3121
@habtoomamanyes3121 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ብኹሉ ነገርካ መኸየፍ ኢኻ ቀጽሎ ክብረት ይሃበልና ዮኒ ሓውና 🇪🇷
@simonbeyene7279
@simonbeyene7279 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ንካልእካ ሸዉዶ ንሳኻ ኣይተማሃርካን ጥራይ ዘይኮንካ መምህር ሂወት ኢኻ፡ I proud of you ሕኪያኻ ካብ ቀደም ኢዩ ዝምስጠኒ ብዘይቀላለም ኢኻ ኬፍ ትበኒ ተስፋ ገብር ዛ ኢንተርቪው ክትበዉሕ.أنا فخور بك
@ERI-rk1ye
@ERI-rk1ye 3 жыл бұрын
THANK YOU YONAS
@merhawidawit9736
@merhawidawit9736 2 жыл бұрын
ዋውውውውው ውዲ ጀበል በሊሕ ይሙሮ ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም
@esutekie360
@esutekie360 2 жыл бұрын
Yoni hawey nabhaki kemzom aynet sebat meharu zkonea kalat zedolyona zelewo ❤️❤️❤️❤️
@saeedyehdego4835
@saeedyehdego4835 3 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱ ዝዓበዩን የመናውያን ሱዳናውያን ናይጀርያውያን ጁቡታውያን ን ኤርትራን ህዝባን ከመስግኑዎን ዘሕለፍዎ ሙቁር ሂወት ከስተማቅርዎን ኢካ ትሰምዕ ዘይከምዞም ጎረቤትና
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 3 жыл бұрын
Ezom gorobiet dea teway endyu eti libom hasadat
@rim735
@rim735 3 жыл бұрын
Bhaki
@biniamweldegebriel7101
@biniamweldegebriel7101 3 жыл бұрын
ህንዳውያን ውን
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 жыл бұрын
ክርስዑ ዘይግብኦም ወነንቲ ከተማ ኣስመራ ኢታልያውያን ድማ ረሲዕካ፡ ብዘይኣወንታዊ መግዛእቶም ብዘይቀልዓለም ካልእ ተሕዝን ባዞ ኣፍሪቃዊት ከተማ ኮይና ምስሃለውት ኔራ፡ ኣብ ምቅልጣፍ ናጽነት ኤርትራ ውን ምስገና ዝግብኦም ዘየጠራጥር ብኢደዙሪያዊ ሰኒ ተራ ተጻዊቶም ኢዮም እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን፡ መግዛእቲ ጣልያን ወላ ኪኖ ኤርትራ ደሚሩ ክሳብ ሕጂ ዘይምቅጻሉ ኣዝዩ የጉህየኒ!
@JESUS-711
@JESUS-711 3 жыл бұрын
Ygermka eyo,nay gorebetnase zereba yeblun hasadat tenki sdetna endyom
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 3 жыл бұрын
ብምቕሉልን ውሕሉልን ኣዘራርባ ኣዝዩ ዓቢ ትምህርቲ ናይ ምትሕልላፍ ክእለት ዘለዎ ወዲ ጀበሊ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@roxyjones8335
@roxyjones8335 3 жыл бұрын
ዋው ይገርም ረዚን ዘረባ እድሜን ትእናን ይሀብካ
@biniammaekele7111
@biniammaekele7111 2 жыл бұрын
ደስ ዘብል ዕላል ብጣዓሚ እዩ ስሒብኒ ኮሙኡ ዉን መሂሪኒ
@HERMELA0714
@HERMELA0714 Жыл бұрын
Thank you Abo Memhr Nay Lbona nezi interview natkas ab Spotify kemzi motivation life elka tetietwo kemey seb mfetewo👏🏽♥️♥️♥️
@user-xz4gm1tu6r
@user-xz4gm1tu6r 4 ай бұрын
Very brilant persone
@yohannesarayawoldegebriel7428
@yohannesarayawoldegebriel7428 2 жыл бұрын
Wow you are super mind. God bless you!
@yonasdebesay1235
@yonasdebesay1235 3 жыл бұрын
Nay bahaqi Tiena zihb Zereba kab nay zebena muhrat bahaltis nska eka muhir emo edmen tienan yhabka fetari !!!
@elnatanberhane320
@elnatanberhane320 Жыл бұрын
Yoni thanks
@user-qe7ce8bb5h
@user-qe7ce8bb5h 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ነብሲ ዘይምኖ ዕላልካ ዋዛ ምስ ቁምነገር ካልአይ ክፋል ክንጽበ ኢና ..... Thank you 🙏 ዮናSina
@user-ri4cy5bz5s
@user-ri4cy5bz5s 2 жыл бұрын
ፖው እዋይ ወዲ ጀበሊ ለባም በሊሕን ተዋዛያይ ወዘተ.... ❤🙏🇪🇷
@indianapolisthecolts5525
@indianapolisthecolts5525 3 жыл бұрын
I like this channel , he has good and important programs
@negassinegassi9255
@negassinegassi9255 3 жыл бұрын
ስላምካ ይብዛሕ ኩቡር ጋዘጠኛ ዮናስ ። ናይ ወዲ ጀብሊ ፍልስፍናዊ ትምህርን ምኽርን ዋዛን ኣብ ምዕራባዊ ሃገራት ብናጻ ዝርከብ ኣይኮነን ዓቢ ክብሪ ዘለዎ ሞያ ኢዩ። ምስቲ ኣብ ዓድና ልሙድ ዘይሙካኑ ግን ኣብ ሓጺር ግዝየ ዝቕየር ኣይኮነን ፡ግን ባዓቕምኻ ብመደብ ፓርትታት ገርካ እንትተዳልዎ ዉጺኢታዊ ሙኮነ ንወዲ ጀበሊ ውን ኩቡር ሰነድ ኮይኑ ንወሎዶታት ምመሃረ ። ወዲ ጀበሊ ዝህቦ ፍልስፍና ቅኑዕን መርትዖ ዝተረጋገጸኢዩ ዋላ ዋዛ እንዳ ሓወሰ ውን ዝምቡዕ ኣበሃህላ ወይ ጌጋ ምሉእ ሓሳባት ኣጥቀምንዩ ስለዚ ቡቑዕ ፍላስፋ ኢዩ። ሕቶ ኣላትኒ ሕተተለይ 1፡ ንሕና ደቂሰባት ወለድና ወይ ስድራቢትና ነኽብር ንሕግዝ ሲ ስለ ዝወሎዱና ዲና ወይ ስለ ዘዕበዩና ክብሪ ንህቦም ።ሕተተለይ የቀንየለይ
@betrihaki3884
@betrihaki3884 3 жыл бұрын
Yonas kulu program tekribo MARA KEF ALEWO, I think Yonas is so good journalist, he is OPRAH of Eritrea
@berakihedru2468
@berakihedru2468 3 жыл бұрын
Liked
@genetmehari2793
@genetmehari2793 2 жыл бұрын
So smart thanks for sharing aboye
@mosesmoses7893
@mosesmoses7893 3 жыл бұрын
Waw ykenyelna 🌷
@f.t8710
@f.t8710 3 жыл бұрын
MERHABA DEKI EREY XBUKAT FTRET🇪🇷❤🌹👍
@edenwinea
@edenwinea 2 жыл бұрын
Wow very wise man 👨 God bless you🙏 stay long live
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 жыл бұрын
Ewye Ewye Amlke edme yhbka Azena nafkenkum Ewye Ewye sedte Eritreaw nafkenkum 💒💒💒💒💒🙏🏾❤
@AA-wh6sv
@AA-wh6sv 3 жыл бұрын
Selam deki erey ab wishtin degen zelekum. Nie bihaki kab mihro aimro zibelwo. Kabu buzuh kimahar kiile.🙏💐 Yonas
@tehabenhizbey4778
@tehabenhizbey4778 3 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ብተፈጥሮኡ መስሐቕን ዓቢ ልቦናን ኩሉ ኣፍልጦ ዘለዎ ናይ ብሐቂ ጽሩይ ዜጋ እዩ። እቲ ኩሉ ብንእሽቶኻ ዘጓነፈካ ሽግራት ዓቢ መምህር ጌይሩካ ኢለ ይኣምን።ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይትምነየልካ!!!!
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 2 жыл бұрын
ኣገናዕ እንዳ ኣዛናኻ እትምህር ሓየት፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።🙏🙏🙏👍👍
@sirakyonas6403
@sirakyonas6403 Жыл бұрын
Woww what an explanation we need like this man more because of his more experience. To explain about real life of our society thanks wede jebele and Yonas
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 3 жыл бұрын
You have good talent about jokes. We like very much.
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 3 жыл бұрын
Selam kemelokum Eritrya mdya Wede Jeabli btami msati maharin Azyu des zblaka Qexlyo qexlna kinsmo ndeli
@tedrossemere3352
@tedrossemere3352 3 жыл бұрын
Wawwwww exprince.
@dani-zj2jd
@dani-zj2jd 3 жыл бұрын
Bravo
@aziebghebremicael9441
@aziebghebremicael9441 3 жыл бұрын
Edmen tenan yehbka fetari 💪💪🇪🇷🇪🇷
@amanuelisayas6406
@amanuelisayas6406 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ምምጻእኩም ካብ ልቢ ኢና ነመስግነኩም ኣነስ ሰሚዐ ዘይጸግቦ እንድዒ።
@rebeccamichael6591
@rebeccamichael6591 3 жыл бұрын
Kabe Lebame & Teume sebe Teume Elale & Temhert Wede gebele Amlake yebareka Edmen Teanan yehabeka ❤🙏
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 3 жыл бұрын
مرحبا بك يا غالي ربنا يحفظك حبيبي انا ،،✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷
The day of the sea 🌊 🤣❤️ #demariki
00:22
Demariki
Рет қаралды 99 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 170 #shorts
00:27
КАРМАНЧИК 2 СЕЗОН 7 СЕРИЯ ФИНАЛ
21:37
Inter Production
Рет қаралды 479 М.
The day of the sea 🌊 🤣❤️ #demariki
00:22
Demariki
Рет қаралды 99 МЛН