EMN - ዓስከሬን ናይታ ስውእቲን ኣብ ማህጸና ዝነበረ ድቂን. . . ካብ ዕላል ስነጥበበኛ ኣረፋይነ ናትናኤል Eritrean Media Network

  Рет қаралды 53,007

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

EMN - ዓስከሬን ናይታ ስውእቲን ኣብ ማህጸና ዝነበረ ድቂን. . . ካብ ዕላል ስነጥበበኛ ኣረፋይነ ናትናኤል Eritrean Media Network

Пікірлер: 269
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 3 жыл бұрын
እሙን ሓቀኛን ኩነታትን ጉዕዞ ኤርትራ ንኽፈልጥ ዝውከሶ ረዚን ሰብ፡አረፋይነ ናትናአል፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@meharisium4865
@meharisium4865 3 жыл бұрын
9o9oo9oo99o99o
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 3 жыл бұрын
@@meharisium4865 እንታይ ማለትካ እዩ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 жыл бұрын
ኣታ "ነዘንቱ'ባ" ትብል ግጥሚ ገዲም ተጋዳላይ ኣረፋይነ፡ ሓንቲ ካብተን ንዘንተእለት ዘይሃሳ ስርሓት ስነጥበብ ታሪክ ሂወት ተጋደልቲ ኢያ
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 3 жыл бұрын
አሜን ይንበሩልና ጀጋኑና ቀዲሕካ ዘይውዳእ ታሪክ ጅግንነቶም
@searekeflu3021
@searekeflu3021 3 жыл бұрын
ብጻይ ኣረፋይነ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ ጽሑፋትካ ኩሉ የንብቦ ኢየ ንዓኻን ነቶም ከማኻ ከይ ተሓለሉ ንታሪኽናን ጅግንነት ተጋደልትናን ከይ ተሓለልኩም ብትሁቡና ሓቀኛ ምስሊ ገድልና ነመስግነኩም ብመልክዕ መጽሓፍ የሕቲምኩም ንውሉድ ወሎዶ ክትገድፉሉ ውን ተስፋ ኣሎኒ
@isaacgil6086
@isaacgil6086 3 жыл бұрын
ጅግና ጅግና ዩ ካልእ መለለዪ የ ብሉን። የቀንየልና ሰውራና!!!
@almazberhane2336
@almazberhane2336 3 жыл бұрын
እግዚአብሄ ምሳካ ይኩን ዕደመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ስድራቤትካ ሰማአታትና ወትሩ አብ ❤️ና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elisamahari7261
@elisamahari7261 3 жыл бұрын
Wwwww ኣረፋይነ ኣብ ፌስቡክ ናትካ ፍሬንዲ ካብቶም ዘድንቀካ ኢኻ።ለካ በዚ ታርኽ ጅግንነት ዝሓለፍካ ጅግና ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኤረ
@yonatanbokere2181
@yonatanbokere2181 3 жыл бұрын
Antay tibil fb please follow kigebro delye 🙏
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂይ ኤርይ ጀጋኑው ዘይምኖኦ ዕላል ኣየ ታሪኽ ኤርትራውያን መስተንክርን ዘስደምምን ብቂይ
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘገርም ታሪክ ኢዩ።ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዘይተፈጸም ታሪክን፡ጅግንነትን ዳርጋ የለን።ብቅዳምነት ሰውራ ኤርትራ ክዕወት ዝገበሮ እንተሃልዩ ከኣ ደቀንስትዮ ኣብ ሰውራ ምስላፍ ኢዩ።እዚ ከኣ ሳላ ጹፉን፡ዲስፒሊን ዘለዋ ምሕደራ ናይ ህዝባዊ ግንባር ኢዩ።ኣብ 05/2011 ኣብ ከባቢ ናቅፋ ዓስከሬት ናይ ስወኣት ኣብ ዝፈሓረሉ ዝነበር ምስ ኩሉ ንብረቶም ይጸንሑና ነይሮም ማለቲ ሚድዮ፡ሽዳ፡ኩፉፍ፡መርፍእ፡ላማ ከኡም ውን ምሉእ ጸግሪ ርእሶም ናይ ገሊኦም።ስለዚ ናይ ተጋዳላይ ኤርትራ ጸብጺብካን፡ጺሒፍካን ዝውዳእ ኣይኮነን።ግን በቢጹሩብ ቀስ ብቀስ ኩሉ ክጻሕፍን ክስነድን ኢዩ።እቲ ቀንዲ ምስጢር ዓወት ናይ ህዝባዊ ግንባር ከኣ ንኩሉ ማዕረ ጛል ትኩን ወዲ ብዘይ ኣፋላይ ሃይማኖት፡ዓሌት፡ቤሄር ፡ወገን፡ቀቢላ፡ኣውራጃ ኩሉ እምነቱን፡ባህሉን ንሓንቲ ኤርትራ ጥራይ።እዚ እዩ ከኣ ኤርትራዊያን ዘክርዓና፡ዘሕብነና።ስለዚ ከምዚ ገርኩም ታሪክና እቶም ኣዉኡ ዝወዓልኩም ከትዘንትውሉን፡ክትጽሕፍዋ ኮሎኩ ንውሉድ ዋሎዶ ዘይሃሥስ ታሪክ ኢዩ።ስለዚ ንሱኩም ሃዋርያት ናይ ስዋእትና ኢኩም'ሞ ጌና እቲ ዘይተበርበረ ታሪክና ክጽሓፍን፡ክስነድን ኣሎዋ።ስለቲ ትገብርዋ ዘለኩም ክብርን፡ሓበንን ብስም ጀጋኑና ይብጻሕኩም።ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋእትና።ዓወት ንሓፋሽ!!!
@hiwotghebremichael6321
@hiwotghebremichael6321 3 жыл бұрын
ዮናስ ሐወይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ። ብትገብሮ ኩሉ ነገር ደስ እዩ ዝብለኒ። ፉሉያት ሰባት ታሪኽ ዝፈልጡ ብፍላይ ከተቅርበልና ነማሕጽነካ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 3 жыл бұрын
The best generation my heroes 🇪🇷Eritrea🇪🇷 ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘Eritrean never Neil down Glory to OUR Mass
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንስለ ኤርትራ ንዓኻ ይኹን ጅግና ሓውይ:: ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ::
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 3 жыл бұрын
ሰላም ሓው ኣራፋይነ ና.፣ ንእተበርክቶ ዓበይቲ ፍጻሜታት፣ ኣዝዮም ተባሃግቲ ኣደነቕቲ ዓበይቲ ታሪኻት ብጣዕሚ የ ዘድንቐካ ከማኻ የብዝሓዮም። ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ከም ወትሩ ሕጂ ውን ዓወት ንሓፋሽ
@AuraEritrea
@AuraEritrea 3 жыл бұрын
Thank you for interviewing one of the greatest Eritrean writers in poetry. Always admired.
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 3 жыл бұрын
ጋዜጠኛ ዮናስ ብእትገብሮ ኣበርክቶ እንዳመስገንኩ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ወርቂ ሚዛን ዝኾኑ ምዑታት ተጋደልቲ ብቅቐጻሊ ከትቕርበልና እምሕጸነካ::
@haileabtsegai643
@haileabtsegai643 3 жыл бұрын
EMN ተካይድዎ ምትሕልላፍን ምዝንታውን ሕሉፍ ተመኩሮን ጅግንነትን ዘመነ ገድሊ ምስጋናይ ወሰን የብሉን። ቀጽልዎ።
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 жыл бұрын
ግለጾ ጅግንነትን ቅያኹምን ኣረፋይነ ገሊጽካ ጽሒፍካ ቀለም ዘይኣኽሎ ታሪኽ ኢዩ ዘለና
@teswedigrma23
@teswedigrma23 3 жыл бұрын
ንጅግና ናይ ቅጽል ስሙ ጅግና ጥራይ ኢልና ክንሓልፎ ንግደድ ካልእ ዝብሃል እንተዝህሉ ውን ኣይትበቀሉን ኢካ ከምዚ ናይ ኣቦና ግን ልዕሊኡ ውን ክብሃል ይክኣል ሰላም ኣምላክ ን ኤርትራ ይኩን
@henosw3063
@henosw3063 3 жыл бұрын
Teawet teawet bhaki jgna Eritreawi nberelna Egzabiher edmen tenan yebzahlka 🇪🇷🌷🌻💐🌽🌹💪👍🇪🇷🇪🇷🌷🌻💐🌽🌹💪👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ir8rs9ow7g
@user-ir8rs9ow7g 3 жыл бұрын
ሓድነትና እዩ ኣጽዋርና ብሓቂ ከብድካ ዘመልእ ዘረባ።ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ኣምላክ ምስ ኪዳነምህረት ኣዴኡ ምሳና ኣለዉ።
@maharimedhanie3059
@maharimedhanie3059 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብታርኹምን ብጅግነትኹምን ንኾረን ንሕበን
@alexgmedhn9572
@alexgmedhn9572 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ታሪኽ ሰሪሕካ ብሓቂ ኣረፋይነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 3 жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ መርሓባ ደቂ ኩሉኹም መጽሓፍ ኣንቢብካ ዘይውዳእ ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብናየሕድሮ ዓወት ንሓፋሽ
@miriam-g6546
@miriam-g6546 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ሃየ ዳኣ ከለኹም ኣዘንትውልናታሪኽ
@desaledebesay6166
@desaledebesay6166 3 жыл бұрын
ኣያና ጅግና እድመን ትእናን ይምነየልካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Habtegafreeman
@Habtegafreeman 3 жыл бұрын
Admen teanan forever we’d halali meryet 🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gerensehailom7922
@gerensehailom7922 3 жыл бұрын
ኩሉ ዘይሙኖን ታሪኻውን መሃርን ዩ ሞ ብፍላይ እዛ ተሪኽ ዕሸል ኣብ ከብዳ ዝተረኽበት ጅግና ልእልቲ ጸሃይ ድርብ መስዋእቲ !!ተራኻቦም ከለዉስ መዓስ ንራኸብ ይብሉ ።ካብ ዝሓዝኩማ ክትውዳእ ነርዋ ዮናስ ሓወይ ጉዕዞ ገድሊ ከም ዝበሃል ኩሉ ገደል ዩ ሞ ።ሓንቲ ጅግና ብድርብ መስዋእቲ ስለ ዝኾነ ከኣ ኩልና ሸርርርርርር ክንብሎ ይግባእ ።ንታሪኽ ጸየቕቲ ከማን ሸር ክበሃል ይውዕል ኣሎ ሞ ።ንናቱን ንዓኻን ነቶም ካለኦት ጀጋኑ ከተቕርበልና ብዙሕ ሰብ ትጽቢት ኢና።ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robelamanuel3108
@robelamanuel3108 3 жыл бұрын
ሓርበኛ ተጋ. ኣረፈ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ።ታሪኽና ንኸተውርስና ካኣ ምሉእ ግዜን ዘይስልኪ ሓቦን ይሃልኻ።ጋዘጤኛ ዮናስ ኣብራሃም ካኣ ወራሲ ብሓቂ ዋርሳይ።ኩሉ በዚ መስኮት እትዕድሞም ፡እተቕርቦም ሰነዳት፡ታሪኽ፡መንብሮ ጽጉማት ስድራቤት ወ.ዘ.ተ።ብጣዕሚ ጽቡቕ ንስኻ'ውን ከይትስልኪ፡ከይትደክም፡ካብ መትከልካ'ውን ከምዘለኻዮ ክትቅጽለለይ ናይ ወትሩ ጸሎተይ'ዩ።ስለ'ዚ ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@solomonmichael9158
@solomonmichael9158 3 жыл бұрын
I like this guy u r hero
@habtonazu8434
@habtonazu8434 3 жыл бұрын
መርሓባ ጅግና ኣርፋይነ ጸቡቅ ኣገላልጻ ጀጋኑ ደቂይ ኤረይ
@tewoldegebreslassie7135
@tewoldegebreslassie7135 3 жыл бұрын
ከምቲ ዝበልካዮ ኣርካናትና ይግዕዙ ኣለዉ ምስ መግለጺ ዘይብሉ ናቶምን ናይ ብጾቶምን ዘደንቅ ታሪኽ ሒዞሞ ይኸዱ ኣለዉሞ፡ በጃኩም ተቐዳደምሉ ታሪኽና ተደብዮ ከይተርፍ
@breygebreyesus9790
@breygebreyesus9790 3 жыл бұрын
ዓይኒ ኣባይኪ ኤረይ. ታርክ ኤርትራ ጽን ኢልካ ክትሰምዖ ከለካ መኣዛ ምቀረቱ ቃላት ኣልቦ ብኩሉንትናካ ንኤርትራ ልዕሊ ምፍቃርን ሂወትካ ምሃብን እንተሎ ካብዚ ንሰምዖ ዘለና እዩ.
@yebyohabtemichaelsamuel5831
@yebyohabtemichaelsamuel5831 3 жыл бұрын
I'm happy to be Eritrean 🇪🇷💪🇪🇷🙏🇪🇷✊! Thank you for sharing our histories to my hero brother ,I'm so proud of you!
@ssolomon594
@ssolomon594 3 жыл бұрын
ድሕረ ባይታ ሙዚቃ ፡ቁሩብ ትሕት እብተዝብል ንሰማዒ ንጹር ምኾነ መስለኒ።
@kiflomnegash9998
@kiflomnegash9998 3 жыл бұрын
thank you our beloved brother arafa ine.that was the best Interview for me this Year.
@ybrahwelday1521
@ybrahwelday1521 3 жыл бұрын
ጂግና ተጋዳላይን ጸሓፍን ኣራፋይነ ናትናኤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@danielandom4601
@danielandom4601 3 жыл бұрын
ኣየ ታሪኽ !!!!ተሪኽካ ዘይውዳእ ኩበሩ ንበሩ ኣዘንቱዉ ጀጋኑና❤❤❤❤💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrahtumebre1092
@mebrahtumebre1092 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ተ/ጋ ህዝባዊ ግንባር ኣረፋይነ ነትናኤል ገሪሙኒ እዚ ኩሉ ንእሽተይ ትመስል ሲ ናይ 77 ተ/ጋ ኩሉላ ሰሚዐያ ብጣዕሚ ጹፋፉን ንጹር መልእክቲ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣብ መሳርዕካ ኮና ክንምክት። ክንቃለስ ድሉዋት ኢና ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓለም መዋዳድርቲ ዘይቡሉ ዩ ብሓድነትና ንፍለጥ ብልክዕ ኣጽዋርና ሓድነትንስዩ 🙏⭐🇪🇷♥️💯💪።
@tsehaitesfai4665
@tsehaitesfai4665 3 жыл бұрын
Awetine asalitone edimen ymenyelka kubure tegadalay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 3 жыл бұрын
እዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ቃለ-መሕትት ዋላ ሓንቲ ቃል.ውን ክትሓልፈካ ኣይግባእን፡ ስለ.ዚ እቲ ሙዚቃዊ ድሕረ-ባይታ ኣገዳስነቱ ዘይከሓድ.ኳ እንተኾነ፡ ትሕት ኢሉ ነቲ ቃላት ናይ ተሓታቲ ዘይዕብልል ክኸውን ጽቡቅ ነይሩ፡ ዝኾነ ኮይኑ ናይ ብሓቂ ዝምጎስ ስራሕ።
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 3 жыл бұрын
Edmen tienan yahabka fetariii baba Arafayne nhagerna E R IT R E A hzbnan ybarkelna medhanialem
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቁር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘልኣለማዊ ዘኽሪ ንስዉኣትና ይኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielteklehaimanot6137
@danielteklehaimanot6137 3 жыл бұрын
Arefaine Natnael is one of my social media friends, and I really enjoyed it what he shares about his Gedli Ertra experience and Eritreans history.Thank you.
@bereketesak7370
@bereketesak7370 3 жыл бұрын
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷Arefayne NatnaEl I was following your writings. Am so happy to see and hear you. Thank you so much for your service. Proud having you 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐢🐢🐢🐢🐢🌷🌷🌷🌷🌷
@samuelbrhane6492
@samuelbrhane6492 3 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ታሪክ ኤርትራ ክዝንቶን ክትረክን ዘለዎ እዩ። ካብ አረፋይነ ናትንኤል ብዙሕ ክንምሃር ንክእል ኢና በጃካ አብ ሐጺር ግዜ ካላአይ ከተቅርበልና ብትሕትና ይሐትት።
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 жыл бұрын
Nay kedme kolu eritreayan mes nay lomi bezuh felely alna. Nay lomi nebse fetwet alna hagerna abe kendi nkelakel nehanxe nab sedet amrihna. great interview thnxs🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👏👏👏🙏🙏❤❤❤❤❤
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 жыл бұрын
ጅግና ሓየት ሰራሕ ቅያ፣ ዮናስ ነመስግነካ ንኣረፋይነ ዘቕረብካልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ብጻይ ኣረፋይነ።
@samrawitisak4324
@samrawitisak4324 3 жыл бұрын
Well it is beyond words, and thank you for everything sir 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 жыл бұрын
ብሓቂ ንዓለም ስዒርኩም ነጻነት ዘምጻኹም ጀጋኑ
@asmeronghebremicael4490
@asmeronghebremicael4490 3 жыл бұрын
Thank you so much for sharing this !!!
@bqse6142
@bqse6142 3 жыл бұрын
ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ብጻይ ኣረፋይነ ብልቢ ድኾርዓልካን ድሕበነልካን ተጋዳላይ ሓያል ገጣማይ ስነ ጥበባዊ ጅግና ኣብ መትከልካን ኣብ ሕድርኻን በዓል ኪዳን እዋይ ታሪኽ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ተኣምር ድኾነ ቅያ ታሪኽ እቲ ደሔጉሰካ ድማ ደኺመ ከይበልካ ኣብ ፈይስቡክ ኣብ ትዊተር ሃገራዊ ዕማም እተበርክቶ ዓቢ ውጺኢታዊ ኣወንታዊ ድኾነ ማሃሪን መሳጥን ጽሑፋትካ ብዙሕ ተማሂርናሉ የቐንየልና ጽሑፋትካን ግጥምታትካን ኣይፈለየና ሓደ ካብቶም ተኻታተልትኻ እየ ክቡር ብጻይ ኣረፋይነ * """"እታ ነዘንቱ ትብል""" መን ኢኻ እባ * ንገሮም * ኤርትራዊ እየ * በሎም ትብል ግጥምኻ ሰብ ኣጸሊላ እያ ሰሚዕካ ደይትምኖ ቀጽሎ ተባዕ መምህር ኣረፋይነ ዮናስ ሓውና ድማ ነዞም ኩሎም ሰብ ውዕሎታት ታሪኽና ድትርኹ ብዙሕ ንማሃር ኣለና የቐንየልና ስዉኣትና ብግብሪ !!! ንደብሶምን ንዘክሮምን !!! ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷✊💪🇪🇷🙏
@nebiatberhe5043
@nebiatberhe5043 3 жыл бұрын
ታሪኽ ኤርትራ ኣብ ዓለም መወዳዶርቲ አይርከቦንዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ጀጋኑና
@maekeleteklay3915
@maekeleteklay3915 3 жыл бұрын
ረዚን ታሪኽ ~ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ። ተጋዳላ አረፋይነ ናትናአል ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ከምኡ 'ውን Sozialmedia ሰለ ኩሉ ኣበርክቶካ ተገዳሰነትካ ሓበሬታካ ኩነታት ሃገርና ንክንፈልጥ ህልው ፖለትኻን ኣሰተምህሮን ጎስጓስን ስለ ትምህርና ካብ ብልቢ የመሰገንካ።
@bereketesak7370
@bereketesak7370 2 жыл бұрын
🎀❤🍒🌽💐Bxay Arefaine our HERO thank you for your service❤🎀🍒❤🎀
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 Жыл бұрын
You Realy BlessedBrother you Envolved all these things You realy Strong Man Bless
@blackshadoweri9518
@blackshadoweri9518 3 жыл бұрын
It’s very touching Piece of Eritrean history Thank you Arefaine for your commitment and dedication.
@amannegus8465
@amannegus8465 3 жыл бұрын
Brilliant ! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍 We expect more, more, more and more from you. Please keep working hard to teach and inspire our young generation. Thanks Yonas Abraham as well 🙏
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ኣረፋይነ ናትናኤል ኣብ Facebook friends ኢና:ንሱ ዝጽሕፎ ኩሉ ንሃገራዊ መንነትን ታሪኽን ከምኡ'ውን ኣገደስቲ ጥቕስታት ብምጽሓፍ ይፍለጥ።ኣጆኻ ቀጽሎ:ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@abdyasn4568
@abdyasn4568 3 жыл бұрын
መጽሓፉ ናዉቲ ቲስእነሉ፡ ረዚንን ቡሉጺን ናይ ጂጋኑ ታሪኽ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁💪
@temesghenghezai1
@temesghenghezai1 2 жыл бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና። ንስለ ቃል ኣይኮንኩን ጂግና ዝብለካ ዘለኩ።ሓደ ጅግና ከብለካ ዝክእል መለክዒታት ስለዘማላእካ ኢየ።ኣብ ዝርዝር ክኣቱ ዓቅሚ የብለይን ግን ከምዚ ኣብዚ ጌዜ እዚ ንርእዮ ዘለና ብኣፍካ ጆግና ሙኻን ዘይኮነስ ብቃልን ብግብርን ሂወትካ ኣብ ትኣምነሉ መትከል ወዲእካ ምሕላፍካ ኢየ።
@sofiayohannes5996
@sofiayohannes5996 2 жыл бұрын
ጥዕና መዋአል ይሃብኩም ታሪኩም ክትስንዱ ሰብ ታሪክ።
@user-ke2hr7gw2g
@user-ke2hr7gw2g 3 жыл бұрын
ሓድነትና ነትርር !! ኣረፋይነ ናትናኤል ናትካ ታሪክ ኣዝዩ ሰፊሕ ብኸምዚ ዝውዳእ ኣይኮነን ፡ ጋዘጤኛ ዮናስ plssssss ደጊምካ ኣብዝሰፍሓ ምስ ትርጉም ናይ ግጥምታቱ ከተምጽኣልና ይላበወካ!! ዓወትን ኣሳልጦብ ኣብ ስራሕኩም ደቂ ኤረይ።
@baqr4383
@baqr4383 3 жыл бұрын
ዮናስ ምስ መሳርሕትኻ ምስጋና ይብጽሓካ።ኩሉ ተቕርቦ ፕሮግራም መሃርን መሳጥን እዩ። ኣረፋይነ ድማ በሊሕ ትሑት ኣስተውዓሊ ንርሑቕ ዝጥምት ብዙሕ ከተፍሪ ትኽእሎ ዘለካ ዘይውዳእ ዕቑር ፍልጠት ዘለካ ኢኻ።ዕድመን ጥዕናን ምስ ስድራቤትካ ይምነየልካ።
@ghrmaytesfay7414
@ghrmaytesfay7414 3 жыл бұрын
አድመን ጥዕናን ይሃብካ ገርም ዝርባ
@dsolomon7150
@dsolomon7150 3 жыл бұрын
Arefayne great story we need to hear more of that. 👍👍🇪🇷
@abdyasn4568
@abdyasn4568 3 жыл бұрын
ቡሉጽን ኩቡሪን ሓርበኛ sr. Arefaine🦁🇪🇷❤️💪
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 3 жыл бұрын
Yonas hawey enqae dehan mexaka, eway kthiem tezentiyu zeywdae tarik Eritraei , Arefayne Natnael edmen tienan ymineyelka kubur hawey. 🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍❤❤❤❤💐💐💐💐
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ኣረፋይነ ናትናኤል: ካብቶም ዝፈትዎምን ዝሕበነሎምን: ኩለንትናኡ ሙሉእ ኤርትራዊ እንቃዕ ናትና ኮንካ: ክቡር ዮናስ ንተቕርቦ ምሩጽ መደባት ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም: ንበሩልና🙏🙏🙏::
@habtom5113
@habtom5113 3 жыл бұрын
ናይ ኤርትራዊ ታሪኽ ኣይተንግረን እምበር ዘይተገብረ ታሪኽ የለን
@jebefuzum1304
@jebefuzum1304 3 жыл бұрын
ኣረፋይነ ማለት ዛር ፍልጠት ኣብዚ ናይ መኸተ አውን ኣንጻር ሚድያታት ድጂታል ወያነ ዝፍንዎ ብዙሕ መካቲ ዝኮነ ጽሑፋትን ግጥምታትን ጠቅስታትን ከይተረፈ ብዙሕ አዩ ኣበርኪቱ
@Sunshine-oo2qp
@Sunshine-oo2qp 3 жыл бұрын
Natnael , I follow you on Twitter. An amazing man! Niberelna! Salakum dehar dima warsay hagher dew Ella! SiwaAtna wetru ab llibna Eyom!
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 3 жыл бұрын
Thank yonas for bringing us such important person very crucial information knowledgeable person my hero stay strong 💪 it makes me happy knowing that I am Eritrea 🇪🇷 thank you so much to our hero for your bravery,courage and dedication
@hiwotghebremichael6321
@hiwotghebremichael6321 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንአረፋይነ!!!
@johnbaraki5399
@johnbaraki5399 2 жыл бұрын
ኣረፋይነ ብጣዕሚ ጎበዝ ገጣሚ እዩ ብፋይ 'ነዘንቱ' ትብል ግጥሚ መሳጢ እያ
@joniande3608
@joniande3608 3 жыл бұрын
I am proud to be from u ERI 🌾 🌾 🌾 💕 💕 thanks y&a
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. 3 жыл бұрын
Arefayne our hero.! ተቢዕ,በሊሕን ብቁዕን ወዲ ኤረይ።!
@alganishyhdego1085
@alganishyhdego1085 2 жыл бұрын
Merhaba er media Arefane hawey jigena ayenebrn eu tariku eu zwores Awet nhafashi 😭😭🤩
@aronalex8700
@aronalex8700 3 жыл бұрын
we proud of you sir Natiale hero.
@elsaasrat4976
@elsaasrat4976 3 жыл бұрын
ይቀንየልና ብተቅርበልና ታሪክ ጅግንነት ዋርሳይን ይካ ኣሎ ብራቦ ቀጽሎ
@user-pr9vo8bw1o
@user-pr9vo8bw1o 3 жыл бұрын
Qal kubur tegadalay arafayne atswarna hadinetna iu ::
@gennettekeste6301
@gennettekeste6301 3 жыл бұрын
Yonas Bitami zibuq medebika qezilo thanks
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 3 жыл бұрын
ጅግና ኢካ ናይ ብሓቂ
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖ ምቁር ተሪኽ ፈልፋሊ ዓይኒ ማይ።
@teaghes7654
@teaghes7654 3 жыл бұрын
ምድርን ሰማይን እንተ ተላገበ ከም ዓይኒ መርፍእ ኩሉ እንተ ጸበበ ኣርህው ተብሎ ንኹሉ ቐንጢጥካ ተጋዳላይ ዝብሉኻስ እንታይ 'ዩ ፍጥረትካ እትብል ደርፊ 'ያ ብመሳርሒ ትስማዕ ዘላ። ቁሩብ ትርብሽ ትኸውን 'ያ፡ ቮልዩም ትሕት እንተ ዝብል ምበለጸ ኔሩ ይኸውን። ነቲ ቀንዲ ድምጺ ዕብሊሉዎ ኣሎ። ብዝተረፈ ብጻይ ኣረፋይነ ቀጽሎ፡ ክብርን ምስጋናን ድማ ይግባኣካ።
@abebaderar8298
@abebaderar8298 2 жыл бұрын
ጀጋኑና ንበሩልና
@davedavies8188
@davedavies8188 3 жыл бұрын
EMN please ...when doing these interviews,can you please please lower the background music ?
@gualereygualerey101
@gualereygualerey101 3 жыл бұрын
Geganona zelalem ab libna sefrom ❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪💪💪💪
@ed2821
@ed2821 3 жыл бұрын
Unity of all Eritreans is the bottom line of our national existence. " House divided against itself cannot stand" 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 We have a very unique history.
@peaceforall7653
@peaceforall7653 3 жыл бұрын
Tx hero bro,this is our history .wres tewerares .
@yohabarustu4137
@yohabarustu4137 3 жыл бұрын
Geganuna edmennn tenann yhabkum br kitblu tehagosu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💞💞💞💞💞💞
@lulabahare4788
@lulabahare4788 3 жыл бұрын
Memhr nay bhaki ! God bless you brother
@yemaneembaye7983
@yemaneembaye7983 3 жыл бұрын
Aye jigna malet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷💐💐💐💐💐🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌾🌾🌾🌾🌾🌾♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🌻💐🌷💐💐🌷🇪🇷🌾🌾🇪🇷🇪🇷🎄🎄🎄🎄🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🍁🍁🍁🍁🍁🍀🍀🍀🍀🍀♥️♥️🍀🍀🍀♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍓🍓🍓🍓🍓🍇🍇🍇🍇🍇
@rahawatesfaslasie9291
@rahawatesfaslasie9291 2 жыл бұрын
Nay Bahaki Kitaminn , Kitmlkomn aleka klu Ab A'Miro iyo 😍💯🙏🏼🙏🏼 edmen Tinan Yihabka Nattnael Gigna
@helutewelde9546
@helutewelde9546 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Jigna nay bhaki Edmen Tienan yhabka Arefaine ms sdrabetika
@temyrezene5898
@temyrezene5898 3 жыл бұрын
Arefaney borok hawey TEBAREK
@fanialchimar4027
@fanialchimar4027 3 жыл бұрын
ኣዝዩ ደስ ዘብል ዕላል ምስ ተጋዳላይን ጋዘጥኛን ኣረፋይነ ናትናኢል ።
@danielghirmai2098
@danielghirmai2098 3 жыл бұрын
Baba arefaine edimen tienan yhabka kubur tegadalay
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 3 жыл бұрын
Deky Erey jeganu sesunlna nberluna nzentielet 🙏✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bicherzere6312
@bicherzere6312 2 жыл бұрын
BIHAKI kabitom Zidineku Jigina eika Arefani bitaemi Zidinek zimihern eu kulu eti tishifo God bless you more and more 🙏 ❤ ❤ 🇪🇷
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 3 жыл бұрын
🇪🇷❤️🌹🇪🇷🇪🇷❤️
@samrawitisak4324
@samrawitisak4324 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaywelday5205
@tsegaywelday5205 3 жыл бұрын
ሰውራ ኤርትራ ኣብ ውሽጡ ዝትሃንጸ ጽንዓትን ነቅ ዘይብል መትከልን ብሓቂ በቶም ሰብ ውዕሎ እውን ምስጢሩ ንምግላጽ ክከብዶም ክትርኢ እንኮሎካ፡ክሳብ ክንደይ መሪርን ንክትጽመሞ ዓቅሊ ዝሓትት ምንባሩእዩ። ዋላ ኳ ከም ብዓል ኩቡር ኣረፋይነ ናትናኤል ንታሪክና ኣብ ምስፋሕን ምጽሓፍን ዘይሕለል ጻዕሪ የካይዱ እንተለው፡ግን ክሳብ ክንድቲ ክትረክን ክጽሓፍን ብዘይምክኣሉ ስክፍታ ይፈጥረልካ። በጃኩም እዞም ጀጋኑ ብህይወት እንከለው ጸቂጥኩም ታሪክና በርብርዎ፡ታሪክ ህዝባዊ ግንባር መመሊሱ ንወለዶታት ሓበን ዝፈጥር ፍሉይ ታሪክ ካብ ዓለም እዩ ሞ ፡ንጅግና ኣረፋይነ ናትናኤል ብልቢ ነመስግኖ፡ዮናስ ኣብርሃም ትገብሮ ዘሎካ ኣበርክቶ መወዳእታ የብሉን። ነዛ መደብ በጃኩም ከይተድክምዋ።
@rozinabeyene428
@rozinabeyene428 3 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum fetari deqi erey ajokum
Midday News in Tigrinya for July 22, 2024 - ERi-TV, Eritrea
22:41
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 1,9 М.
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 5 МЛН
EMN - Meron Estifanos | msaki - Eritrean Media Network
6:05
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 10 М.
EMN - Salem Goitom| Dhan Kuni Wshate - | Eritrean Music- Eritrean Media Network
4:55
EMN - Gaewa_ጋዕዋ - Eritrean Media Network
33:32
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 7 М.
EMN - ሻዕብያ | Shabia  - Eritrean Media Network
3:04
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 7 М.
EMN - Meron Estifanos | kalashiney | Eritrean Music- Eritrean Media Network
4:34
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 4,7 М.
EMN - Meron Estifanos | Nakfa - Eritrean Media Network
5:56
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 3,3 М.
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН