EMN - ኮሜዲ እንታይ ድዩ ወዲ ጀበሊ ምስ ጊል ላክሰምበርግ ቅድሚ ጥዕናኻ ቸክ ምግባር 36_ክፋል - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 39,392

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Жыл бұрын

ሰላም ተኸታተልቲ EMN | ህያብ ኣደን ካሊእ ተወሳኺ ፍርያት EMN STORE ንምዕዳግ - ብቐረባ ኣብዚ Link ክትረኽብዎ ትኽእሉ › emn.store/
EMN - ኮሜዲ እንታይ ድዩ ወዲ ጀበሊ ምስ ጊል ላክሰምበርግ ቅድሚ ጥዕናኻ ቸክ ምግባር 36_ክፋል - Eritrean Media Networ
/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 45
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 Жыл бұрын
ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ኣናብስ ማሃርትን ተማርትን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን, ይሃብኩም, ደቂ, ኤረይ 🇪🇷❤🙏❤🇪🇷🌹🌹👍👍👍
@dl4055
@dl4055 Жыл бұрын
Deqi erey xbuqat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@woldutiblez7239
@woldutiblez7239 Жыл бұрын
አሜን 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@frezgisalim6937
@frezgisalim6937 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 DEKRA halet admen tan yhabkem fetriiiiii
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 Жыл бұрын
መርሓባ ደቅ ኤረይ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ኣትጥፋኡና ጽቡቅ ዕላል ዋዛ ምስ ቁምነገር ነመስግነኩ 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🌽🌽🌽✌🏾🤚🏾👍🏾
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg Жыл бұрын
ሓደራ እዛ መደብ ከይተቋርጽዋ 👍🏽😍🇪🇷💐👏🏽
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@micaelzekarias1537
@micaelzekarias1537 Жыл бұрын
ዮኒን ወዲ ጀበሊን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምእንቲ ንዓና ክሕሸና
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 Жыл бұрын
Amlke edme jhbkume nklkummm ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 Жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ
@shamiropa858
@shamiropa858 Жыл бұрын
ماشاء الله ❤❤❤❤❤❤❤ربنا يحفظك يارب العالمين ❤❤❤❤❤❤
@yemanegoitom883
@yemanegoitom883 Жыл бұрын
ጽቡቅ ትንታነ ቀጽሉሉ ኣይተቃርጽዎ እዛ መደብ
@wedihadege1483
@wedihadege1483 Жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ በሊሕ ኢካ ሞ ቀጽሎ
@esayasdawit4644
@esayasdawit4644 Жыл бұрын
This is important edcution thank journalist yonas abraha head of our teacher wadi jebli...god bless you !
@dejuasli2712
@dejuasli2712 Жыл бұрын
Thank you so much 🥰 🥰 37 ክፋል please 🙏🙏🙏
@samsonrusom3492
@samsonrusom3492 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷✊✊
@Lovo2024
@Lovo2024 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰 Well come deki Eriy xebuk medeb eu newhe gize tektatln xebuk serah 💯
@efremtekle920
@efremtekle920 Жыл бұрын
Nic bro
@senaitaraya2589
@senaitaraya2589 Жыл бұрын
ይቅሬታ ዕድመ ይኩን ጥዕና ከም ፍቃድ እግዚኣብሄር እዩ ዝከውን ።
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 Жыл бұрын
ሰናይት ኣርኣያ እንታይ ማለትክዩ "ጥዕና ከም ፍቃድ እግዚኣብሄርዩ"ማለትኪ ንመን ኣኺ ትቓወሚ ዘለኺ? ሰብ ንወዲ ጀበለ ዕድመን ጥዕናን ክምነየሉ ከሎ ኣብ እግዚኣብሄር ተኣሚኑ ዝብሎ ዘሎዶ ኣይኮነን? ዕድመን ጥዕናን ክህበካየ ዝበለ ሰብ ኣሎድዩ? ወይ ንዮናስ ጋዜጠኛ ንወዳ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ክህቦ ዝተመነየ ሰብ ኣሎ ድዩ? ከሉ ንሰብ ንዝኾነ ካልእ ሰብ ጽቡቅ ክምነየሉ ከሎ ዝምነዮ ኣምላኽ ንኽህቦ ዝምነዮ ዘሎ'ምበር ሰብ ዕድመን ጥዕናን ከም ዘይህብሲ ኩሉ ጡዑይ ርእሲ ዘለዎ ሰብ ዘይፈልጥ የለን። ስለዚ ከምቲ ጸጉሪ ምስንጣቅ ዘይከኣል ናይ ግድን ኣይኮነን ናይ ምቅዋም ኣመል ስለ ዘለካ ንኽሉ ክትቃወም። ዘይመስል ክትብሊ ክትብሊ ግዜኺ ኣይተባኽኒ።
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️🇪🇷
@banawelday1032
@banawelday1032 Жыл бұрын
ወዲ ጀቤ ሽኮርርር ክክክክክክ ጻዕዳ ሰብ ኣቁሲልካና አኮ ክክክክክ
@benamt9670
@benamt9670 Жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍
@brhanetekle7361
@brhanetekle7361 Жыл бұрын
Lucrative and recreational program
@hermonmlete8807
@hermonmlete8807 Жыл бұрын
❤❤❤
@biniamkebrom6818
@biniamkebrom6818 Жыл бұрын
👍
@eritrea2306
@eritrea2306 Жыл бұрын
Keytkorswo keynbeas 😂😍😍👌
@teklietweldgebrale4137
@teklietweldgebrale4137 Жыл бұрын
kkkkkkkk asha ay argn u wefi jebeli habibna
@nigistikiflom2209
@nigistikiflom2209 Жыл бұрын
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Жыл бұрын
ወዲ ከረን ዓርከይ ሎሚ ዓባይ ጌጋ ተጋጊኻ.. ሓቂካ ልቦና ዝዓበየ እዩ ግን እቲ ልቦናኻ ኣበይ እዩ ጎራሕ ዝብዝሐ ግዜ ምስ ተንኮል ክፋእ ኢያ ትግለጽ.. እዚኣ ሕማቅ ዓሻ ይበልጽ.. ልቦና አብ ዓለማዊ ነገር እንተኾይኑ ብ ኣምላኽ ዓሻ እዩ. አብ ቃል ኣምላኽ ለባማት ናይ ዛ ዓለም ዓያሹ እዮም ንደቀይ ዓያሹ ይብልዎም.. ደቀይ ክኣ ነቶም ለባምት ናይ ዛ ዓለም ዓያሹ ይብልዎ ብዙሕ ኣይኮነን ኸምዚ ልቦና ዘለዎ ዝገደዱ ናይ ሃይማኖት ሰባት እዮም እቲ ናይ ኣምላኽ ነገር እንዳሰምዑ ዝጠፍኡ አብ ቤት ኣምላኽ ከለው ዝጠፍኡ ይብሎም ኣምላኽ ዋላ መራሕቶም ኣነ መንፈሳዊ. Engineer church ይኸይድ ኣፎምን ግብሮም ኣንጻር. ዝዛረብዎ ናይ ሰማያት. Focus ዝገብርውክ ዝሓስብዎ ግን አብ ምድራዊ ናይ ስጋ እቲ ትምህርቲ 90% ስጋዊ.. ኣምላኽ እቲ ምድራዊ ዝሓስብ ንዓይ ቡክዕ ኣይኮነን ማለት ናብቲ ቤቱ ክመጹ ድልዋት ኣይኮኑን ብ ኣእምሮ ግን. ክኣ ጎራሓት.. ጎራሕ አምላካዊ ነገር ከም physics math engineering ትምህርቲ ኣይርድኦን. እዩ አብ ክልቱ ስለዘልኩ. ገርሂ እዩ ዝርድኦ ምክንያቱ ገርሂ ኣማኒ እዩ.. ጎራሕ ግን ነቲ ትምህርቲ ኣምላኽ ይኹን science ተውዩ ክርድኦ ይደሊ.. ስለዚ ናይ ዓለም. ለባምት መራሕቲ ሃገራት እዮም.. ዳርጋ ኩሎም ሓሰውቲ ኩፉኣት. እዮም ቤት ኣምላኽ ኩኣ ለባም ናይ ዓለም ኮይንካ ትመጽእ ዋላ እቲ ቃል ኣምላኽ. ከተንብቦ ኣይትኽእልን. በዚ እዩ ኣምላኽ ገርሂ ክይንኩም ምጹ ዝብል ገርሂ ኮይኑ ናብ.ኣምላኽ ይመጽእ መንፈስዊ ለባም. ኮይኑ መንግስተ ሰማይ ይኣቱ አብዚ ሕጂ ግዜ ግን ገርሕታት ውሑዳት እዮም እሞ ነቲ ብሉጽ ባሕሪ ገርሂ. ምስ ዓሻ ክትሪኦ ጌጋ ገርሂ ዝበለጸ እዩ.. ዝበዝሑ engineers ሳይንቲስት ገርሂ እዮም ኡቶም honest እዮም The most dishonest ናይ ሃይማኖት ሰባት እዮም.
@tekleshishayabraham4696
@tekleshishayabraham4696 6 ай бұрын
ምጹው ዝኮነ ሰብ
@muntasirsalih1623
@muntasirsalih1623 Жыл бұрын
Countain
@samibest9099
@samibest9099 Жыл бұрын
EMN ብኣኻትኩም ሕጉሳት ኢና፡ቐጽልዎ እዚ መደባትኩም፡ካብኡ ናብኡ ግና ነዞም ኣርካናት ጀነራላትናን መራሕትናን ኣምጽኡልና ደኣ ከይነገሩና ህይወት ተርክቦም ኣላ !
@yadielchelsea8158
@yadielchelsea8158 Жыл бұрын
Ya eza gal Luxembourg zeleki eba hi belni
@arongoitom6374
@arongoitom6374 Жыл бұрын
ዩኒ ክፋላት ቁሩብ ትጋገዩ ኣለኩም ክፋል 36 ኢኩም ዘለኩም መስለኒ ግን 37 ክፋል ኢልካ እሞ፡ ኣብ ጽሑፍን ቃልን ሓደ እንተዝከዉን ግርም ምኮነ ፡ ካልእ ግን ብመደባትኩም ኣዚየ ሓጉስ ብፋላይ ዮኒ ክትምስገን ዝግበኣካ ብሩክ ቅኑዕ ሓላል ኢካ እሞ ቀጽሎ
@febuawseana203
@febuawseana203 Жыл бұрын
Jebeli aleka dika bselam mxae
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 Жыл бұрын
ናይ ወድጀበሊ ዕላል ንምታይ'ዩ ዘይምኖ ? ዘንበብካያ ኩልኻ መልስ።
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 Жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ እተን ዝዛረበን ቃላት እንግሊዘኛ ፉፋትየን ንምዃኑ እንግሊዘኛ ክዛረብ ይኽእል ድዩ? ናሓቲትካ ቋንቋ እንግሊዝ ክዛረብ ከሎ ኣስመዓና ዮናስ። ብዝተረፈ ዝተመረቀሉ ዩኒቨርስቲ ዘይተገልጸሉ ዘደንቅ ሰብ'ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃሃቦ። መደባቱ ክቅጽል ከኣ ንጽበ ብርግጽ ብዙሕ ትምህርቲ ክንከስበሉ ኢና።
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
😍 ወዲ ጀበሊ ብፍላይ አብዘን ኤውሮጳ ካናዳ ኤሜሪካ ወዘተ ተትነብር ኔርካ ብዝያዳ ብዙሕ ጠቓሚታት አፍልጦ ዘለዎ ሐበሬታታት ናብ ህዝቢ መተሓላለፍካ ኔርካ ግን አብዞም ዝአስሩ ዝቐትሉ ዘፅንቱ ሀገር እንዳተቐመትካ ከምድላይካ ንኸይትዛረብ ፍርሕን ስክፍታን ከምዘለካ ይፈልጥ Otherwise ተቕርቦ ዘለኻ መደባት ብዙሕ ዓመታት ቤትትምህርቲ ከይድካ ዘይትረኽቦ ፍልጠት ስለዝኾነ ማራ ክትምስገን ይግባእ ብዝተረፈ ጥንቅቕ እንዳበልካ ዋላ እዚ ምሳኻ ዘሎ እውን ኤእ ካብዞም ናይ እዝኒ ክኸውን ይኽእል እዩ🙄
@eruasmera6176
@eruasmera6176 Жыл бұрын
Nay bhaqi💯👌kzrab kalo firhat kam zalwo yrdaka malat btime yitnqaq ebeeee friedom zaybla hager🤐🤐😒😒
@abrehamawalom4592
@abrehamawalom4592 Жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ኣቦና ወዲ - ጀበሊ ከምኡ’ውን ጋ/የናስ፥ መጀመርያ ነቲ እተቕርብዎ መሃርን ኣዛናግዕን መደባትኩም የድንቕ፥ ኣብ ዝቕጽል መደባትኩም, ብዛዕባ ንወልፍታት ዝምልከት ገለ እንተ ትብሉና ጽቡቕ ኔሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit Жыл бұрын
Eway eze bahelina bezuh memheyshe yedli alo beka serfi nemahayshe yehwat
The day of the sea 🌊 🤣❤️ #demariki
00:22
Demariki
Рет қаралды 100 МЛН
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41