EMN - ዕላል ምስ ኣባል 8ይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ህቡብ ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ገብረኣልፋ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 17,844

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ዕላል ምስ ኣባል 8ይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ህቡብ ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ገብረኣልፋ - Eritrean Media Network
/ officialeritreanmedian...
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 127
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 3 жыл бұрын
ዮናስ ሃብሮም ናይ ጽቡቕ ውዱን ጽፉፍ ሓቀኛ ኣብነታዊ ዜጋ ከማኻ ይብዝሑ ናይ መን ደኣ ክትወስድ ክበር ንበር። ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@helen1643
@helen1643 3 жыл бұрын
I am proud of you 👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 3 жыл бұрын
የቀንየልና ኩል ጊዜ ዕላልኩም ዘይጽገብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ብድሓን ምጹና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪👌👌👌👍👍👍
@abrahamhabtemariam5469
@abrahamhabtemariam5469 2 жыл бұрын
ጅግና ወድ ጀጋኑ ዮኒ ንበረልና ኩሉ ትሰርሖ የህብነና!!
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 2 жыл бұрын
ዮናስ ኣብራሃም ናይ ባሓቂ ዝድነቕ ጋዜጠና ጅግና ወዲ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 3 жыл бұрын
Ayewe Wed Zurey shikor Tetabateb Gemhalo and Gale Gemhalo 😭😭🇪🇷
@marybrhan4922
@marybrhan4922 3 жыл бұрын
thanks we will be the best of the best country, eri first of the world we will do it ,wowowooooooooo
@letina1242
@letina1242 3 жыл бұрын
Yonas hawna jigna Ertrawi
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
THANKS my love brother
@gw4841
@gw4841 3 жыл бұрын
ዮናስ አብርሀም ገብረአልፋብጣዕሚ ተደንቅ ዕሸል ሸዊት መንእሰይ በሊሕ መምህር ኢካ በሐቂ ወዲ ጅግና ሰውእ ኢካ ንስካ እውን አብአሰሮም መስመር ጵንዓት ትብዓት ሰላኩ ሰራዊትና መራሕትና ዳግማይ ብርሃን ናጵነት አጨቢትኩማ ጰባ ሰተዮ ቅሰኑ ሰማእታትና ሳላ ጅግና ዋርሳይ ይካአሎ
@marybrhan4922
@marybrhan4922 3 жыл бұрын
great job
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ኩቡራት ጋዜጠኛታት ኤፍሬምን ዮናስን ከምኡ'ውን ኣደለውቲ EMN። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 3 жыл бұрын
nice jeganu
@ermiaskidane1558
@ermiaskidane1558 3 жыл бұрын
ዮናስ ጀግና ወዲ ህዝባዊ ግን ባ ር ናይ ብሓቂ አንቅዓ ናትና ኮንካ ❤❤❤❤.
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
የቐንየልና ኤፍሬሚና ከምዚኦም ጀጋኑ ኣቕርበልና ሳምሶም ክኣ እንካዕ ብሂወት ሃለኻ ታሪኽና ጅግንነት ብጾትካ ከተዘንቱ ኣብቅዓካ
@samueleyob3981
@samueleyob3981 Жыл бұрын
ኣንበሳ ወዲ ኣንበሳ ጽቡቅን ጽፉፍን ታሪኽ ዘለካ ረቂቅ ታሪኽ ብዘገርም መንገዲ ትፈልጥን ትትርኽን ብኣኻ ዝቀርቡ ዘለዉ መደባት ኣብ'ዚ ቀዳማይ ተኸታታሊ እየ'ሞ ዮኒ ሓወይ በርትዕ ኣጆኻ ታሪኽና ኣፍልጠና ሓደራ እብለካ
@mesfunghebreab
@mesfunghebreab 3 жыл бұрын
ዘኹርዕ ዘሐብን ታሪኽ፡ ዕድመን ጥዕናን ንመንእሰያትን ራኢ መሪሕነትን ኤርትራ! ሓያል ኣበርክቶ ጽቡቕ ስራሕ EMN. ኣብ ጎንኹም ኣለና፡ ቀጽልዎ!!
@woldeabwoldaygoitom2812
@woldeabwoldaygoitom2812 3 жыл бұрын
ወያነ ደአ ትሕዞ መሬት እንበር ዝረገፈ ሰራዊት ኣየገድሳን ኢዩ
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 3 жыл бұрын
Thank you for your service Yonas 🙏, I see 👀 the upcoming Eritrea is on a very good hands of you
@gebresuskflay5788
@gebresuskflay5788 2 жыл бұрын
ውኣወወወ ዮኔ ሐወይ ጀግና ወዲ ጅግና ብሓቂ ደስ ዝብል ታሪኽ ብሓቂ ንፋዕ ጋዘጠኛ ኢኻ ዕድመን ጥዕናና ይሃብካ ኣምላክ ኤርትራ ከኣ ቀሰና ክትነብር ኢያ
@tsegaywelday5205
@tsegaywelday5205 3 жыл бұрын
8ይ ዙርያ ብዓይነት ሰብን ወንን ሓለፋ ነይርዎ።ብዓቅሚ ሰብ እውን ካብተን ዝሓለፋ ዙርያታት ዝበዝሓና ኔርና።18 ሽሕ ትዓላማይ እዩ ኔሩ።ሕጂ ክሪኦ እንከለኩ እቲ ናይ ሽዑ ሃገራዊ ወኒ ማዕረ ናይቲ ናጽነት ዘምጽኤ ተገዳላይ እዩ ኔሩ።እቲ ኣጋጣሚ ወያኔ ሃገረ ኤርትራ ንምውራር ድሮ 2ይ ወራር ኣበጊሱ ብምንባሩ ኣብ ድፋዕ ምስ ኣሕዋትና ንምጽንባርን ኣብ ጎኒ ኣሕዋትና ብሙኳን ኤርትራ ትሓቶ ክንከፍል ሓለፋ ህንጡይነት ። ከምዚ ዮናስ ዝበሎ እቶም ኣብ ዓሊቴና መረብ ዝተወዛዕና ሓለፍትና ከይተላለናዮም ድሕሪ ሳልስቲ ዝተሰውኡ ጀጋኑ ንፈትዎም የዕርክትናን መታዕልምትናን ብሓለፋ ንዝክሮም።ሓደሽቲ ብምንባርና ነቶም ስውኣት ክሳብ ብክዳን እዮም ተፈልዮም።እቲ ኩሉ ኩቡር መስዋእትን መከራን ሓሊፉ፡ኩሎም ጸላእቲ ኤርትራ ተቀቢሮም፡ሎሚ ኤርትራ ኣብቲ ዝላዓለ ብራከ ተቀሚጣ ኣላ።እዚ ግን ሳላ ስውኣት ደቃን ጽኑዕ መሪሕነታን እዩ።
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 3 жыл бұрын
እወ እወ እወ
@wegahtamiki1368
@wegahtamiki1368 3 жыл бұрын
Yes Behaki
@fevenrussom5426
@fevenrussom5426 3 жыл бұрын
ትምርትና አቃሬፅና 6 ማአሓዙት ኮና ኼድና 8 ዙር 😘🥰😘🥰
@wegahtamiki1368
@wegahtamiki1368 3 жыл бұрын
@@fevenrussom5426 aye Ewe halifu Ane kea nestey nate gn deki gezawtun ms hawey 7 sebat keydom kabau kea 3 tesewiaom 4 atyom hji btami eye zzkro kdey halifu
@shabaymender9126
@shabaymender9126 3 жыл бұрын
Eritrea ab berik tekemita ???? Beyenay Memzeni ?
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 22 күн бұрын
የቐኔልና ጭደድ ወለዶ ኤርትራዊ ዋርሳይ ገዲም።❤❤❤
@frewoiniakalu7757
@frewoiniakalu7757 3 жыл бұрын
ኣናብስ ኣጆኹም
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 3 жыл бұрын
I am so proud of you kubur haw Yonas wxae meat eka emo nzmexe hiwetka kea luol fetari newih edmn mulue tienan yhabka 🙏🇪🇷❤️
@youandiarethebest1596
@youandiarethebest1596 3 жыл бұрын
የናስ ኣብርሃም ገረኣልፋ, ካብቶም በላሕቲ ጋዘጠኛ ሃገርና
@sabatekle6948
@sabatekle6948 3 жыл бұрын
እንቃዕ ንዓኹም ገደፈልና ወዲ ጅግና ሙኻን ዝኾነ ሰብ ኣይረኽቦን ኢዩሞ ዕድመ ይሃብካ
@faniasli3707
@faniasli3707 3 жыл бұрын
Well come
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 жыл бұрын
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samrawitkesete5973
@samrawitkesete5973 3 жыл бұрын
Welcome yoni..kemzi tariki semiai ayxegbuno ye🥰🥰🥰
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
THANKS
@akilehab377
@akilehab377 3 жыл бұрын
I always thought, Yonas would be much older due to his precise and accurate knowledge of historical background to every program that he presents on Dimtsi Hafash. Thank you both and EMN.
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 3 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum deki erey jeganu
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
GOD bless you
@danielkidane4388
@danielkidane4388 2 жыл бұрын
Beyen halifuni ezi nay yoni interview thank you for all your service jornalist yonas abraham
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
መርሓባ❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷
@yassinibra7107
@yassinibra7107 2 жыл бұрын
Wellkam yoni merxaba jegna cedmen thicinan yahabk♥️♥️♥️♥️💯
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 3 жыл бұрын
ወዲ ዙረይ ኣንበሳ ብዙ ነገር ኣዘኪርካኒ 👍🏼👍🏼❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
@sarahkebede1728
@sarahkebede1728 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🙏
@PRGPRG-zg8jz
@PRGPRG-zg8jz 3 жыл бұрын
እዛ ወዲ ደርፍታት ገድሊ ዘምጽኣ ዝነበረ መደብ ጽብቅቲ መደብ ኔራቶ ድምጽ ደስ ይብለካ፡፡
@mohammedhasan519
@mohammedhasan519 3 жыл бұрын
EMN is so important chanel you have starting the funfmental issues
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
GOD bless her
@eritrewitasmara6740
@eritrewitasmara6740 3 жыл бұрын
መር ሐ ብአ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍
@tsegatekle3373
@tsegatekle3373 3 жыл бұрын
Merhaba yoni tau dehay anbesaw.
@mordechaibenbiniamin6679
@mordechaibenbiniamin6679 3 жыл бұрын
Nay bahaki mukur warsay belih mensey i proud you
@desaleteklay5218
@desaleteklay5218 6 ай бұрын
Yenas jegna sehul gororo edmen tenan❤❤❤
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 3 жыл бұрын
yonas namber1,tarik zfelt kab tarik zserhu zetwelde u btami eye zdnkeka kexlo
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 2 жыл бұрын
Egzabiher edmen teanan yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@geriegerie3568
@geriegerie3568 3 жыл бұрын
👍👍👍👍👍
@letina1242
@letina1242 3 жыл бұрын
Waw waw www
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 3 жыл бұрын
Wow
@johni7071
@johni7071 3 жыл бұрын
ዬኒ ዓቢ ሰብ ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ገጽካ ምርአየይ ደስ ኢሉኒ መማህርተይ አብ ኮሌጅ ማይነፍሒ 2004 አብኩሉ ንፉዕ ኢኻ ዘይርስዓ አብናይ ጉጁለ ኮሌጅ ማይነፍሒ ዝነበርኩሉ እዋን ንደርፊ ዝሰራሕካለይ ግጥሚ ክሳብ ሕጂ እየ ዝዝክራ ብልቢ የመስግነካ አብዘለኻዬ ንዓኻን ምስ ኩሎም ስድራኻን ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ
@charliemy1072
@charliemy1072 3 жыл бұрын
wel come abeyti sebat efi ms yonas
@nazubelang3631
@nazubelang3631 2 жыл бұрын
merhaba deki erey xbukat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷♥️🇪🇷💯♥️🇪🇷💯💯💋💯💯💯💯💯🇪🇷
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 3 жыл бұрын
merhaba jeganu amlak msakum ykun amien bahaqi
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 3 жыл бұрын
መርሓባ ጀጋኑ
@Blenay684
@Blenay684 3 жыл бұрын
Merhaba yoni hawey jigna
@eseyaskahsay4188
@eseyaskahsay4188 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏✅
@tesfamariamfsehaye2201
@tesfamariamfsehaye2201 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🛩✈
@michaelhaile8190
@michaelhaile8190 2 жыл бұрын
Abiet jigninet koraxinet!
@michaelhaile2432
@michaelhaile2432 2 жыл бұрын
Brawo yonas haben hagerna eka
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 2 жыл бұрын
የኔ ያሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆ አንባኣር ክንድዚ ታርክን ትምህርትን ዊን ትዉኒን አኻ ወዲ ኤረይይይይይይይይይ ሓላል ማለት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 3 жыл бұрын
መርሓባ ዮኒ ሓወይ ወዲ ዙረይ 8ይ ዙር።
@user-iw8fi5iz9h
@user-iw8fi5iz9h 2 жыл бұрын
ወዲ ዙረይ ማዓረይ ሩሑስ ኣውዳኣመት ደቂ ኤሩ ጹቡቃት
@habtegajateklay2888
@habtegajateklay2888 3 жыл бұрын
Yonas abrham gerealfa ayrsakan ye bdmxika kemti zbelkayo eritrea deseat selam deseat hadnet hzbi eritrea ya mo thanks chare yenea
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 жыл бұрын
ዮኒ ዓቢ ሰብ እንቆዕ ንፈትዋ ገጽካ ረአና።ቅድሚ ኣብ ከምዚ ዓይነይ ደረጃ ምብጻሕካ ኑጹር ራኢ ዘለዋ መንእሰይ ኢካ ኔርካ።ዋላ ደኣ ብዕድመ ናይ ቁሩብ ትዓቤና እንተነበርካ ግን ከም ዓቢ ሰብ ንሬአካ ነይርና።ምክንያቱ ዮናስ ብንእሽተካ ኣትሒዝካ ለባም ሰብን፡ሁዱእ፡ፈቃር፡ዓቃል ብኩሉ ኩሉንተካ ኣዚካ ብሊሕ ሰብ ኢካ።ስለዚ እዚ ሎሚ ጋዜጠኛ ኮንካ በጺሒካዮ ዘለካ ሞያ ካብ ንእሽተካ ክትኮኖ ዝግበኣካ ኢዩ።ብዛዕባ ወራር ወያነ ዝበልካዮ ከኣ ኣብቲ ግዜ'ቲ ዋላ ብነኣሽተና ከለና ናብ ታዕሊም ናብ ጋሕቲላይ ምስ 13 ዙር ክንወርድ ዘይገበርናዮ ዳርጋ ኣይንበረን።እዚ ከኣ ካብ ወያነ ኣብ ሃገርና ዝኣቱ ቀላይ ባሕሪ ትወሓጠና ዝብል ጭሮሖ ነይርና ኣብቲ ግዜ'ቲ።ግን ኣዉ ከይበጻሓና ከም ቆጽሊ ሓጋይ ኣርጊፍኩም ናብ ዓዶም ሰዲድኩሞም።እቲ ብዛዕባ ጅግንነት ከኣ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ግዛእ ሃገሩ ኩሉ ብጅግንነት ክሓልፍ ወይ ክስዋእ ኢዩ ዝደሊ።ኣብቲ ዝዓቢናሉ ከባቢ ማለት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ስለ ዝተመስረተት እቲ ጅግንነት ልክዕ ከም ናይ ጽንጽዋይ ካብ ኣባታትናን፡ኣዴታትናን ካብ ንእሽተና እንዳ ተነገረና ኢዩ ዓቢና።ከምኡ ሰለ ዝኮነ ከኣ ኣብቲ ከባቢ ናይ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ወይ ባታ ታሪክ ከም ጽፍሒ ኢድና ጌርና ኢና ንፈልጦ።ኣባታትናን፡ኣያታትናን፡ኣዴታትና፡ኣሓትናን ከኣ ካብ ዝኮነት ገዛ ካብ 1 ክሳብ 7 ኣባላት ስወኣት ኣለዋ።ስለዚ ንሕና ኤርትራውያን ሂወትና ሙሉእ ብገዛእ ርእስና ምበር ካልእ ዝሕግዛና ኣላ ሓደ የለን።ነዚ ፈሊጦም ኢዮም ከኣ ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ባሕሪ ባራ ታዕሊም ክምስርቱ ከለዉ ብዕማኮ ሩዝ እናበልዑ ወይ ጥጥቖ እናበልዑ ሰውራ ዝመስረቱ።ኑጹር ራኢን፡ሉዑል ዲሲፒሊን ዝዉንን ሰራዊት ስለ ዝሃነጹ ሰውራና ኣብ ዓወት ክበጽሕ ኪኢሉ ድሕሪ ናይ መሪርን፡ጽንኩርን 30 ዓመት ናጽነት ዘምጹኡ።እዚ ከኣ ሳላ ፕረሲደንቲ ኢሰያስ ኣፎወርቂ(ኑጉስ ነገስታት) ኣብ ቻይና ናይ ወተሃደራዊ ፖሎቲካን፡ዲስፒሊን፡ምሕደራ ኡዝብን፡መሬትን፡ምዝላቅን፡ምጥቃዕን፡ፍቅርን፡ሓልዮት ኣብ ልዕሊ ሰራዊትን፡ሉዑል ተወፋይነት ከም ዝሕዱሩ ኣብ ዕላመኦም ናይ ካድር ትምህርቲ ዘኣመሰሉ ድሕሪ ምምሃሪ፡ምስ በጸቱ ኮይኮም ነዚ ዓርመሹሽ ዝኮነ ሰራዊት መስሪቶም።ውላዶም ከኣ ኣብ ውሽጥን፡ደገን ኣዝዩ ብሉዑል ንቅሓት ይሰርሕ ኣሎ።ስለዚ ንሕና ከኣ ከምታ ኣባታትና ዘረከቡና ሕድሪ ፡ኣብ ኣሰሮም ንዘለእለም ከነክብሮ ኢና ሕድሮም።ካብ ታሪክን፡ሃይማኖትን፡ባህልን ኣባሓጎታትና ካብ ንወጽእ ብሂወትና ኮሎና ሞት ይሕሸና።ስለዚ ሃገርና ኤርትራ ወዲ ኣፎም ኮሎ ክሳብ ምጾታት ዓለም ከማን ዝቀርበናን፡ዝደፍረናን፡ዝትንክፈናን የለን። ማይ ካብ በርቂ፡ፍትሒ ካብ ወዲ ኣፎርቂ።ብዝኮነ ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደን፡ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ብትገብርዋ ዘለኩም ብኩሉ ንጥፈታት ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጻሕኩም ብስም ጅጋኑ ሰማእታትና። ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@gw4841
@gw4841 3 жыл бұрын
takitt bereket ብጣዕሚ እቲ ዝግብኦ አገላልጳ ንቅሐትካ ሴንድካዮ በሐቂ የድንቀካ በሐቂ ቃላትካ መሳጢ በሐቂ ልክዕ እዮ ወዲሰብ ከሎ ብሂወቱ ጅግንነቱ ትበዓቱ ክግለጰሉ አለዋ እወ ከምዚ ዝበልካዮ ኩሉ ግዜ ክትዕወት እንተኮንካ ትሕዝቶ ትብዓት ናይ መራሕትና ጵንዓት ሰራዊትና ኤርትራ ቅሰኑ ሰማዕታትና ወርሳይ ይካአሎ አይጠለሙን አብ አሰርካ እዮም ዘለው ደግማይ ናጵነትና ጨቢጦሞ ብርሃን አርእዮምና ዕድመን ጥዕናን ቅሳነት ይሀብኩም ፈጣሪ ዓወት ነሐፋሽ
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 3 жыл бұрын
🐪🐪🐪💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊💪✊💪
@letina1242
@letina1242 3 жыл бұрын
EREY ambbley tselaetiki bmaedo ytemtuki
@ghenetbeyene8846
@ghenetbeyene8846 2 жыл бұрын
ዮናስ ሀወይ ጀግና ኣንበሳ ፕሮግራም ናትካ ብደንቢ ኢና ንከታተሎ ብዛኣባ ሁሉፍ ታሪክና ጀጋኑ የህዋትና ኣያታትና ኣቦታትና ሀደ ረዚን ታሪክ ኣምሂርካን ዮናስ ጀግና ወስከና ብሀረርታ ክንሰማካ ንስበየካ ኣለና። 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MaryameyMaryamey21
@MaryameyMaryamey21 3 жыл бұрын
ዝፈትዎ ናይ ድምጺሓፋሽ ጋዜጠኛ
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 2 жыл бұрын
የኔ ማለት ኮኮብ ጋዘጠኛ ሃገርና ኤርትራ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
Ann RIP
@Niyat-gi7dv
@Niyat-gi7dv 3 ай бұрын
Yonas jigna hawena
@negassinegassi9255
@negassinegassi9255 3 жыл бұрын
እዋይ ጉዳም ዮናስ ኣብራሃም ገብረ ኣልፋ በቲ ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ሮቡዕ ሚሸት ተቅርቦ ዝነበርካ ሰውራዊ ታሪኽና ኣዝየኢየ ዝካተተለካ ኔረ ፡ሓደግዝየ ውን ትረኻ ናይ ስርሒት ፈንቅል ኣቅሪብካ ኔርካ ብዙሕ ተማሂረ ክብል ይክእል ኣበ ገለ ገለ ነቶም ዝተጋደሉ ኣያታትና ውን ይእርሞም ኢየ ብሳላ ናትካን ናይካሎኦትን ኣስተዋጾኦ ብደቂቅ ታሪኽ ሃገረይ ከምዝፈልጥ ዝገበርካ ኢካ ፡ክገርመካ ግን ተጋዳላይ ኢካ ትመስለኒ ነርካ ኣብ ርእሰይ ካልእ ኢዩ ምስልኻ ኔሩ ፡ ብሓፈሻ ኩልኩም ዋላ ኣፍረም ግድ መደብ ሕርሻ ከትብልከለካ ዓቢ ሰባኣይ ነጸላ ዝተወንዘፈ ኢዩ ዝመስለኒ ኔሩ ቡዙሓት ናይ ራዲዮ ጋዘተኛታት ሂጂ ፈሊጥናኩም ዮናስ ኣብራሃም ገብረ ኣልፋ ዮናስ ኣብራሃም ኤፍረም ግደ ኣማኑኤል ገብራይ ሓደራኩምካኣ ን ገብረመስቀል ገብረዝጋብሄር ኣቅርቡልና። ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
YES
@desudesu693
@desudesu693 3 жыл бұрын
Nay nefue joinarest yezjerka ey ab medbe sewurawi medeb Radi Numa,so yoni hawey ayethmq edemen teanane yehbka Fetarii, qexilo zahwey!!!!
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 2 жыл бұрын
Nay bhaqi xbuq inteviw karne jigna.
@senayeri433
@senayeri433 2 жыл бұрын
ይገርም ዩ፡ ዮናስ ሓወይ ወዲ ስዉእ 😢
@sdetsdi4686
@sdetsdi4686 3 жыл бұрын
Azien bel Ebay karnie seb sre chegar danga
@amenaykentiba2721
@amenaykentiba2721 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም እዚ ናይ ሀገርና ታሪኽ ኩሉኹም ጋዜጣኛታት ኤረትራ ተቅርብዋ ብታሕጋስ ይሪኦ ይከታተሎ እንድየ ግን ምርዳእ አብይኒ ዝሎ ነገር እዛ ኤረትራና ንብላ ሲ 97% ክስታን ዓድና ከም ዝተዋገኩሙላ ጌርኩም ተቅርብዋ ይርዳአኩም አሎ ድዩ ጊደፉ ምፍልላይ መስሐቅ ጸላእቲ ከይ ትግብሩና ጸላእትና ብዙሐት እዮም መጀመርትኦ ወያነ ብምቅጻል ዓረብ ስለዚ ከምታ አቦታትና ሐደ ኮይኖም አስላማዮም ክርስትያኖም ብሐደ ኮይኖም ዘፅንሕዋ ዓዲ በጃኹም ንፍቅሪ ስርሑ ክስታናይ ኤረትራ ብደይ አስላማይ ወጋ የብሉን አስላማይ ኤረትራ ብዘይ ክስታናይ ሐው ዋጋ የብሉን ንሕሰብ አጸቢቅና አብዛ ኢንተርቪው ናህካ ከቢዳህካ ጀግና ማሐመድ ኢድሪስ ዓወተ ክትብል አይካአልክን ግን ናይ አቦና ወልዳአብ ወልደማርያም ግትብል ደጋጊምካ አብ ሱሳታት መን ኔሮም ሽሞም ጠፊእካ ዶ ?????????
@senayeri433
@senayeri433 2 жыл бұрын
ምኒስተር ታሪኽ ኤርትራ ሂበካ ለኹ ዮኒ
@yirgariesom8340
@yirgariesom8340 3 жыл бұрын
Kulu negerka habrom
@senayeri433
@senayeri433 2 жыл бұрын
ዝፈትዎ ሰብ ኣምጺኹምልና፡ ዮኒ ጂግና
@tsegatekle3373
@tsegatekle3373 3 жыл бұрын
Azya des zebl eyu yoni zhalefo jignnetn beti hayal senu agelalxau knsema abi haben eyu amo yoni hayetey anbesa admen tanan yhabka.
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 3 жыл бұрын
Kkkkk abey da neru 8 zurey abey sebaey yegerme eyu
@hanasolomon4711
@hanasolomon4711 3 жыл бұрын
Ann
@bitowyesbitow7782
@bitowyesbitow7782 3 жыл бұрын
Eritv ን ድምጺ ሓፋሽን 30 ዓመት ዝዘመርኦ ኣብ ቃለ መጠየቕ ኣምጺኢክሞ፡ ዮናስ ግን ከም ጋዘጤኛ ብሉጽ ጋዘጤኛ ኢኻ፡
@nohisack7796
@nohisack7796 2 жыл бұрын
ዩናስ አብርሃም ብሉጽ ሃገራዊ ጆባእ አይትሕመቅ ሐቢቢ
@tsegayzede4867
@tsegayzede4867 3 жыл бұрын
ወያነ ኪትብሉ ዓለም ገዲፋትኩም ቃል ሸፋቱ ከተሳስዩ ውዱቃይ ተሕዝኑ ከደምቲ ብዛዕባ ዝመከነ 2ወደብ ትዓኑ ዘላ ሃገር ዝጠፍእ ዘሎ መንእሰይ ሕሰቡ ጉጅለ ሸፋቱ ሒዞምሙኩም ይጠፉኡ ኣለው ሓርነት ነቶም ኣብ ጎዳጉዲ ዝጸንቱ ዘለው ሃገራውያን ብሓፈሻ ንህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ol3er1qu3r
@user-ol3er1qu3r 3 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ መን ዱ ጀሚርዎ እቲ ኪናት፡ ንሶም ወራር ሻዕብያ ይብልዎ ንስኹም ወራር ወያነ ትብልዎ መን'ዩ እቲ ቅኑዕ ?
@user-Eri
@user-Eri Жыл бұрын
ዮናስ ንዓበይቲ ተጋደልቲ ቃለ-መሕትት ክገብረሎም እንከሎ: ስም ቦታታት ድዩ ስም ሓለፍቲ ክምልኣሎም እንከሎ: ኣብ ቀዳማይ ግዜ ገድሊ እሞ ድማ ኣብ እንዳ ስነዳ ዚነበረ ኮይኑ'ዩ ዚስማዓኒ ነይሩ። ቀጽሎ ኢኻ ዮኒ
@yohannes9891
@yohannes9891 3 жыл бұрын
ኩሉ ዝበሎን ዝተዛረቦን ዋላሓንቲ ዝእመን የቡሉን ወዲዙረአዩ ኣብሰፍኣ ዝበሃል ቦታዉን ብሓንሳብ ኦፒረተር ተማሂርና ወደኣሃዶይ ኢዩነሩ ኣብ 2ይ ወራር ይኩን 3ይ ወራር ሃዲምና ክንስና ሰራዊትና ፋሕፋሕ ኢሉክንሱስ ናይቦታ ምትዕርራይ ክንገብር ተባሂሉ ይብል መጅላግ
@maranatamaranata9274
@maranatamaranata9274 3 жыл бұрын
Tesfay hawey ab sefa enda kndey nierka hawey abeu nieru gn Tesewieu eu 😭😭😭
@yohannes9891
@yohannes9891 3 жыл бұрын
@@maranatamaranata9274 ክፍለሰራዊት 18 በርገድ 2 ነረ
@begooddogood8334
@begooddogood8334 3 жыл бұрын
1980 ተወሊድካ ክቡር ሰማእት ኣቦኻ ድማ 1978 ኣብ ምዝላቅ ን ኤርትራን ህዝባን በጃ ሓሊፉ። ኣብ ዓመተ ምህረት ቁሩብ ኣተመዛበለካን?
@derwegzumerfolg4725
@derwegzumerfolg4725 3 жыл бұрын
ኣነ ውን ከይገረመኒ ኣይተረፈን ታይ ግድኻ 50 ጸፊዑዋ ኣሎ
@sirakadam738
@sirakadam738 3 жыл бұрын
1988 kbl u eyu zkewn habayb
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 3 жыл бұрын
ወራር ወራር ወራር፥ ወያነ ወያነ ወያነ፥ IDIOTS መዓስ ኮን ኢኹም Maths, Physics, Biology እንዳበልኩም ትዛረቡ፥ ወያነ ወያነ ክትብሉ ሓደ ሚእቲ ዓመት ጌርኩም።
@bitowyesbitow7782
@bitowyesbitow7782 3 жыл бұрын
ን ኤሪትራ ካብ ደገ ዝመጽእ ሓገዝ ኣየድልያን ኢዩ ካብ UN, EU , ካብ ካልእን፡ ኣብ ደገን ውሽጥን ዘሎ ህዝባ ጥራይ ምኣኸላ ፡ግን ጽቡቕ ዝፈቱ መሪሕነት የለን......
@fevenrussom5426
@fevenrussom5426 3 жыл бұрын
አይከሰርናን እንዳበለ መራሒኹም ናይመን ደአ ክትወስዱ
@fevenrussom5426
@fevenrussom5426 3 жыл бұрын
@@FetariSdetnaYhxrelna16 ezi zemlhskum emo aby kiwghlna anes xreti 🇪🇷 ey amlak ne malhska ybrko
@fevenrussom5426
@fevenrussom5426 3 жыл бұрын
@@FetariSdetnaYhxrelna16 emo agama zaykonku bahli deka agam kuni tblni amlak be mehratu ytamtka
@fevenrussom5426
@fevenrussom5426 3 жыл бұрын
ሓቂ ምዝራብ ምንሻው አይኮን እሞ ኤርትራዊ ሓጺን እዩ ለቢሱ በሉና ወይ ጉድ ዘይ ኩርምትኻ ሑጻ ቆርጥመሉ እዬ አነ ንባዕለይ 8ዙር እየ ከንደይ ብጾትና እዬም ሀሊቆም ህጻውንቲ ጠፊኦም
@bitowyesbitow7782
@bitowyesbitow7782 3 жыл бұрын
ርእሰ ሙርኮሳ መቸም ረዲኤት ዘይምቕባል ማለት እንተ ኮይኑ፡ ንዓለም ምሉእ ስደቴኛ ብምልኣኽ ካብ ቀዳሞት ሃገራት ግን ኤሪትራ ኢያ፡ ርእሰ ሙርኮሳ መቸም ኣብ ሃገርካ ገዛ ካብ ምስራሕ ኣይክልክልን ኢዩ፡ ርእሰ ሙርኮሳ ባሕርኻ ፡መሬትካን ካብ ምጥቓም ኣይክልክለካ ኢዩ፡ ርእሰ ሙርኮሳ ን ዜጋታትካ ኣብ ደገ ዘለዉ ኣብ ውሽጢ ትካል ይኹን ገዛ ካብ ምስራሕ መቸም ኣይክልክልን ኢዩ፡ ናይ ኤሪትራ ርእሰ ሙርኮሳ ዘይኮነ ፡ ርእሰ ሉኽሰሳ ኢዩ፡
@fevenrussom5426
@fevenrussom5426 3 жыл бұрын
ስቅ በሉ ኢትዮፕያውን ሀሊቆም አይትበሉ ኤርትራዊ ኸአ ሓጺን ድዬ ለቢሱ ትዕቢተኛታት
@tewelde9778
@tewelde9778 3 жыл бұрын
ሱቅ በል ንስካ ፡ኤርትራዊ አብ መሬቱ አቦታትካ (ኢትዮጵያ ውያን )ከ አብ መሬት መን ዱክዒ ኮይኖም በሃም።
@tesfagabergebreselasie6433
@tesfagabergebreselasie6433 3 жыл бұрын
ኣታ ሕማቅ ጎረበት የብልኩምን ሕማቅ ግረበት ንሱኩም ኢኩም ኣብዘይኮነ ትህውቱቱ ሳልሳይ ወራር ወያኒ ቁሩብ ተዝቅጹሉ ነሮም ክፊኣትኩም መራኣኩም ነርኩም ኢኩም ስዕረትኩም ዳኣ ኣይትኣምኑን ኢኩም ኢምብውር
EMN - ደሃይ ገድሊ - Eritrean media Network
58:38
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 19 М.
EMN - ብጠንቀምቀም ዝፈሸለ መደብ ጸላኢ Eritrean Media Network
10:41
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,7 МЛН
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 24 МЛН
Gym belt !! 😂😂  @kauermotta
00:10
Tibo InShape
Рет қаралды 18 МЛН
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 107 МЛН
EMN - ንስለ ምድሓን ብጻያ ዝኾነት ጥራያ - Eritrean Media Network
1:20:50
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,7 МЛН