EMN - ርክብ ስድራቤታት ነፍ. ፕሮፍሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሴትን ፈጻሚ ሓደጋን ከመይ ነበረ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 173,934

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

2 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ርክብ ስድራቤታት ነፍ. ፕሮፍሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሴትን ፈጻሚ ሓደጋን ከመይ ነበረ - Eritrean Media Network

Пікірлер: 1 100
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 жыл бұрын
ብሓቂ ኣብ ኣቦኣን ኣዴኣን ኣሕዋታን ወሪዱ ዘሎ ሓዘን መስፈሪ የብሉን ። እግዚኣብሄር ብዓቢ ሓጎስ ይደብስኩም መሳኪን ወለዳ !
@wintaafeworki2810
@wintaafeworki2810 2 жыл бұрын
Ny bhaki betmi yehznaka meskin sedrbit Egzabiher xenat yehbkum 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
@kisanetshmangus8229
@kisanetshmangus8229 2 жыл бұрын
ጽንዓት ይሃብኩም ክብራት ስድራ ብሓቂ አምላክ አብ የማኑ ይቀበልኪ፡፡
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
ደሴት ኣብሞይኣ ኣትኪላ መስዋእቲ ምክፋላ ውን ክትድነቅ ዘለዋ ሓርበኛ ኣትለት ኢያ
@meryemabdelkadr432
@meryemabdelkadr432 2 жыл бұрын
እወ ጅግና ኣቦ ሓዘን ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃቦ 😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷
@selamg3325
@selamg3325 2 жыл бұрын
ከምናይ'ዛ ቆልዓ እዚኣ ጌሩ መዓንጣ ከብደይ ዝቀረጸኒ ሓዘን ኣየጋጠመን.. ደሴት ጽብቅቲ መንግስተሰማይ የዋርስኪ
@samrawitabraha6709
@samrawitabraha6709 2 жыл бұрын
Amen
@brhankone1406
@brhankone1406 2 жыл бұрын
ewe bhaki yehzin ,
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 2 жыл бұрын
ኩቡር ባህሊ፡ባህልና ኤርትራውያን፡ይዓንብብን፡ይተዓቀብን፡ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ፡ክብርቲ ሓፍትና ደሴት ሰማያዊት ኢዮርሳሌም ትቀበልኪ፡ስብሃት ለእግዚኣቢሔር !!!! ወለ ወላዲቱ ድንግል!!!! ወለ መስቀሉ ኩቡር!!!!ኣሜን!!!!!!።
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 2 жыл бұрын
ክብርን ምስጋና ንኩቡራት ኣቦታትናን ኩቡር ባህልናን፡ሓብትና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ።
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 2 жыл бұрын
ጽንዓት ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ ቤት ኢግዛኣብሄር ኣብ ዝፋኑ የምብራ ኣምየን✊🏾🙏🏾
@lovepeace1314
@lovepeace1314 2 жыл бұрын
ኡፍ ከቢድ ሓዘን ኢዩ ኣምላክ ኢዱ የንብረሎም ባህልና ካኣ የኩርዓካ
@tirhaszere7465
@tirhaszere7465 2 жыл бұрын
Ewayyyy Desiet. Mkirti. Nhanti kaliet entetsemes Meglexi ko siene dngrgr eluni Kemti hawuki zbelo kab akal tewahibki ktmlesi ente zkial mulue hzbki mmeleseki Azu ztesemaqani. Etom agaysh kiatwu kelewu Ezis nay mowusbo nay kidan tasrulu wuray da a mukone ember Ashibay nsdraki ntara eritrawi keman merir u Nehwata bzbelexe kednkom abzi edme zi ab smqit key atewu deleyti selam. Mukanom keyednekuwom ay halfn Nay welodom wesidom Kuburat abotatna elom bzey godolo dngl hbreteseb bhaki Menfes fetari zelewo hager ena nwunn Bejakum ab dege zelena kabzi nmhar nhna ena tekaeto nezi kubur wolodo ab hwetom gudat kewuru zwuqlu zelewu kab mesengelka ztefetre Kab anguqka zteweldu ketexntu twuqlu degagime bejakum kabzi nmhar Ndesu ab genetu nmulue sdran hzban xinqat yhab
@Freselemon348
@Freselemon348 2 жыл бұрын
መጽሓፍ እዮብ 26 2፤ ነቲ ሓይሊ ዜብሉ ኸመይ ዝበለ ሓገዝ ሐገዝካዮ፡ ነቲ ጽንዓት ዝሰኣነ ቕልጽምውን ኣድሓንካዮ። Oh lord bless those family 😢😢🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 2 жыл бұрын
Amen Amen
@solo6295
@solo6295 2 жыл бұрын
I’m proud to be Eritrea 🇪🇷❤️🇪🇷✅I love our couture ✅🇪🇷✅❤️✅🇪🇷✅✅rest in peace our sister ✅🇪🇷❤️
@bemnetghebrehiwet2259
@bemnetghebrehiwet2259 2 жыл бұрын
መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ እዮም እሞ ብጽኣን እዮም ልዑል ፈጣሪ ነቦና እዮብ ዝደበሰ ይደብስኩም ኩቡራት ስድራ ናይ በሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ሂብኩምና
@nazrietmengstab9174
@nazrietmengstab9174 2 жыл бұрын
ኣሜንንንንንን ኣቦታትትና እዋይ ዝባህልናስ ክጥዕም።ንኩሉና ጽንዓት ይሃበናንን ይሃብክሙን።
@TheZoma1961
@TheZoma1961 2 жыл бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ጅግና!!! እዚ ክቡር ባህልና ድማ ይዓቅበልና ክብሪ ንኣምላኽን ነዞም ኣቦታትናን::
@harertamengs6336
@harertamengs6336 2 жыл бұрын
ኦ ኣምላኽ እንቋዕ ካብዞም ሕፉራትን ሓዳጋትን ህዝቢ ኤርትራ ጌርካ ፈጠርካኒ።ንደሴት መንግስተ ሰማይ ንስድራቤትን ህዝቢ ኤርትራን ከኣ ጽንዓት እምነ።ኣብነት ኩሉ ኢኹም።Proud to be Eritrean!
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ማቴዎስ 5 7፤ መሓርቲ፡ ምሕረት ኪረኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም። ይብል እግዚኣብሄር። ንእግዚኣብሄር ምስጋና ይኩኖ ከምዚ ዓይነት ክቡር ሃይማኖትን ባህልን ዝሃበና ብዘይ ፈራዲ ብዘይ ፖሊስ ንኣምላኽ ሞንጎኛ ጌሮም ባዕሎም ይተዓረቁ፡ ኣብ ካልእ ዓዲ ከምዚ የለን፡ ብፍርድቤት ጥራይ ኢዩ ዝውዳእ፡ እቲ ዝገርም ገለ ገለ ባራዩ ጸዓዱ ዝኮኑ ኣሕዋትና ነዚ ክቡር ባህሊ ኢዮም ድሑር ዝብልዎ ። ንሓፍተይ ደሴት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ። ነዞም ኣዳለውቲ ናይዛ ቻነል ከኣ ኣዚና ነመስግነኩም ነቲ ክቡር ሓሳብኩም ከምዚ ንሕብረተሰብና ዝጠቅም ቀጽልዎ ኢኩም።
@saudibrahim3498
@saudibrahim3498 2 жыл бұрын
Mengeste semayat yewarsa tenant. Yhabom
@genetweldegergash7883
@genetweldegergash7883 2 жыл бұрын
Nay bhaki kndey des zebl eu mhret amlak zebzhakum sedrabet abzi sesean telmetn zebzha gezea ezgabher debsa eyob yedebskum nhabtna ka mengste semay yewarsa
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 2 жыл бұрын
Amen Amen yes nay bahki fikirin mehartin zterdiom family
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@solieri1soli692
@solieri1soli692 2 жыл бұрын
ኣምላክ ክብርን ባህልን ኣቦታትና ይሃብኩም ኩቡራት ኣቦታት ደሴት ሓብትና ከኣ ወትሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ልቢ ኤርትራዊ ታሪኻ ክዝከር ዩ
@habtendriaskidane6940
@habtendriaskidane6940 2 жыл бұрын
ብሓቂ ኩብራት ወለዲ ምሕረት ዝገብር ካብ ኣምላኽዩ 'ሞ ምሕረት ይሃብኩም እግዝኣቢሄር ካኣ ን "ደሴት" ሓብትና ብዓይኑ ምሕረቱ ጠሚቱ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ ይቀበላ! ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ምሕረቱን ሰላሙን የውርደልና።
@user-mu6gr5jf8y
@user-mu6gr5jf8y 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ሙኻን ኩርዓት እዩ።
@Jusesmyking6625
@Jusesmyking6625 2 жыл бұрын
እቲ ሙሉዕ ምጽንናዕ ዘለዎ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምጽንናዕ ይሓብኩም ክቡራት ሰድራቤት። ኣጆኩም ኣጆኩም ልብኩም ብእግዚኣብሄር ይጽናዕ።
@eritrea2913
@eritrea2913 2 жыл бұрын
ብሓቂ ኤርትራዊ ምኻነይ ኮሪዐ እዚ ስለዝኾነ ባህለይ፡ ነዚ ከቢድ ሓዘን ምኽረት ዝገበሩ ወለዲ እግዚኣብሄር ጽንዓት ይሃቦም ንደሴት ድማ፡መንግስተ ሰማይ የዋርሳ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ሃብታም ባህሊ ኣብ ካልእ ክፍላተ ዓለም ስለዘየለ ይቕጽለልና ነዚ ክቡር ባህሊ፡ ኣዳለውቲ EMN ነዚ ዘቕረብኩሞ ናብ ህዝቢ ዓለም ክብሪ ይሃብኩም።
@kemalmahamednasseribrahim4612
@kemalmahamednasseribrahim4612 2 жыл бұрын
ስቅ እልና ኣይኮናን ህዝቢ ኤርትራ ኩቡር ህዝቢ ንብል። ናይ ብሓቂ ደሴት ብገንዘብ ኣይቲትመንን። ጽንዓት ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ።
@user-gz3ki2jp9q
@user-gz3ki2jp9q 2 жыл бұрын
ብሓቂ ኩቡር ሓው,ህዝቢ ኤርትራ ብገንዘብ ዘይትትመን ሂወቱ ንህዝቡን ሃገሩን እዩ ዝኸፍል፡ስለዚ ኢና ድማ ኮሪዕና እንቃዕ ኤርትራውያን ኮንና ንብል፡ስለዚ ንደስየት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንወለዳን ኣሕዋታን ብዓቢኡ ድማ ንህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት ይሃበና።
@user-zd2ui6fw2f
@user-zd2ui6fw2f 2 жыл бұрын
Enqa eritrawi konku kore n desit ka xenat yehbeke
@user-md7gn1jq9q
@user-md7gn1jq9q 2 жыл бұрын
ኣቱም ኣሕዋተይ ኤርትራዊ ኤርትራዊ ኣይትበሉ ዋ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ንኩሉ ዘኩርዕ እዩ ግንስለ ቪድዮ ዝተገበረ እዚ እምበር ብዙሕ ኣሎ እዩ ከምቲ ኣምላክና ዝብሎ እቲ ንርእሱ ልዕል ዝብል ትሕት ክብል እዩ እቲ ትሕት ትሕት ዝብል ከዓ ልዕል ክብል እዩ እዩ ዝብል እሞ ኤርትራውያን ርእስኩም ልዕል ኣይተብሉ።
@user-gz3ki2jp9q
@user-gz3ki2jp9q 2 жыл бұрын
@@user-md7gn1jq9q ሕጂ ውን ኤርትራውነት ኩቡር መንነት፡ብኤርትራውነቱ ዘይኮርዕ ኤርትራዊ የለን በጀካ ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም።
@adha-1991
@adha-1991 2 жыл бұрын
I am so proud to be Eritrean in good or bad times may God rest Dessiet in peace,amen 🙏 God give connfourt to her family and to all my Eritrean people 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Adina809
@Adina809 2 жыл бұрын
አብዞም ገዛ ወሪዱ ዘሎ ከቢድ መሪር ሐዘን ብጣዕሚዩ ድህዝን እግዚአብሔር ደበስ እዮብ ይደብሶም ንደስየት ጓልና ክአ አብ ገነቱ የንብርካ ፈጣሪ
@user-pc9ti3vj2b
@user-pc9ti3vj2b 2 жыл бұрын
ብመጀመርይ ክብርን ምስግና ይኩን ን ልዕል ፈጣሪ ሓፍትና ካኣ ኣብ ሰማይ ይቀበላ ፈጣሪ አዋይ ኣቶም ክንደይ ደስ ክብልካ አዞም ስድራና ዕድመን ጥዕናን ይህበኩም ፈጣሪ ኦ ኣምላክ ስደትና ይሕጽረልና ሃገርና ባርከልና
@gherghishtadeseshagu9608
@gherghishtadeseshagu9608 2 жыл бұрын
Yes I am proud to be Eritrean . this is how we are Eritrean. I love you my people . Rest in peace our hero.
@ahmedbashier6340
@ahmedbashier6340 2 жыл бұрын
Rest in peace hero sister
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
RIP 😭😭😭😭😭💔💔💔
@yorusalemghebregiorgis2366
@yorusalemghebregiorgis2366 2 жыл бұрын
Kuburat weledi xnat yhabkum beltom zelewo thgosu ygberkum. N desyet ka mengstesemay yeworsaa.
@kefabairu945
@kefabairu945 2 жыл бұрын
Right God bless our people God bless Eritrea::
@hierankibrom115
@hierankibrom115 2 жыл бұрын
መሓርቲ ምሕረት ኽረኽቡ እዩም እሞ ብጹአን እዩም። ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ
@hermonyemane3421
@hermonyemane3421 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡራት Eritrean Media Network 🇪🇷 ናይ ሓገዝ Gofound ክፈቱልና ወይ ስድራቤት ክሕገዙ ገስጉሱልና ኩልና ክንሕግዞም። ከምቲ ደሴትን ስድራቤታን ንሃገርና ዋጋ ዝኸፈሉ ፡ንሕና ከኣ ዕዳና ክንከፍሎም መታን ። ክብረት ይሃበልና ፡ ኩልና ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃበና ።
@samrawitabraha6709
@samrawitabraha6709 2 жыл бұрын
Amen 🙏 nay behaki. Mengste semay yewarsa.
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 жыл бұрын
🙏ገለ እንተዝግብ ጹቡቅ ንኤሩ ብሽማኣ ገለ ነገር ንእሽተይ ምስ ተበዑ ስድራቤታ
@me-msd9407
@me-msd9407 2 жыл бұрын
Nay bhaqi xbuk hasab eyu ezom kuburat sdra khgezu alewom . amlak kae xnat yhabom.
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 2 жыл бұрын
እዋይ ኣነ ስድራይ ተዘሚትኩም ብሓቂ ኣምላክ ምሉእ ጽንዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣይክኣልኩን ኣነስ እንተኾነ ኩብር ባህልንልምድን ህዝቢ ኤርትራ ዘተግበርኩም ኢኹም ሞ ኮሪዕና ኢና
@user-ym3ew9dr1e
@user-ym3ew9dr1e 2 жыл бұрын
I’m proud to be Eritrean wetru hzbey lebam🇪🇷🇪🇷❤️🩸
@sami.tesfalide
@sami.tesfalide 2 жыл бұрын
መግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዘሃብተይይ ስድራቤት ጽንዓት የብኩም ኣምላክ
@zufantewelde892
@zufantewelde892 2 жыл бұрын
I'm so lucky to be from this country! R.I.P my sister!
@samritube6
@samritube6 2 жыл бұрын
ንወለዲ ኣዚዩ ከቢድ ሓዘን አዩ አግዚአብሄር ብ ዓቢ ሓጎስ ይደብስኩም ን ደሴት ከኣ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቲ አምላክ ይቀበላ አሜን አሜን አሜን ።
@ermyasayele
@ermyasayele 2 жыл бұрын
I respect the parents, Speacaly her daddy is amazing. Real hero!!!!
@pawlosgere088
@pawlosgere088 2 жыл бұрын
እዚ ባሃልናን ክንደይ ይጥዕም ኢዩ ክብሪ ንኣቦታትና ንሓብትና መንግስቲ ሰማያት የዋርሳ ንስድራቤት ጽናዓት ይሃብኩም ።ዓለም ምንበሪና ዝይኮነት ታሪኽ ሰሪሕናል ንክንከይድ ኢና መጺና ስለዚ እዛ ሓፍትና ታሪኽ ዝይመውት ኣለዋ
@relaxationheaven9019
@relaxationheaven9019 2 жыл бұрын
ክቡር ባህሊን ስርዓትን ዝወለዶ ለባም ናይ ምሕረት ውሳኔ፡ ልዕሊ ቃላት ዝኾነ፡፡ ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤት ደሴት!
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ንጋልና ደሴት መንግስተሰማይ ንወለዲ ጵንዓት ይሃቦም.🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@robelkidane8119
@robelkidane8119 2 жыл бұрын
ንኹላትና ጽንዓት ይሃብና ኩቡራት ስድራ ንዳቡይ ኪዳነ ክምቲ ንእዩብ ዝደብሱ ደበስ እዩብ ይደብስኹም 😭😭😭😭😭💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhaniefekadu7056
@medhaniefekadu7056 2 жыл бұрын
ክቡራት ኣቦታትና ነዓና ክሕሸና ንበሩልና ክበሩልና🇪🇷 ነዓኹም ዕድመን ጥዕናን ን ደሴት ሓፍትና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ። God Bless you all 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@gobishzeray791
@gobishzeray791 2 жыл бұрын
RIP dessiet ንስድራ ድማ ጽንዓት ይሃብ. ኣብ ዓለም መወዳርት ዘይርከቦ ባህልን ልምድን ኤርትራያን
@habtom5113
@habtom5113 2 жыл бұрын
ኣቦታተይ ጀጋኑ ሓዳጋት 🇪🇷👌👍👏👏👏👏
@justloveinmyheart5336
@justloveinmyheart5336 2 жыл бұрын
ን ሙሉእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ ን ኾኾብ ሃገርና ዝኮነት ደሴት ሓፍትና ድማ መንግስተ-ሰማይ የዋርሳ እግዝኣብሄር ። ነዚ ሰናይ ምሕረት ምውሳንኩም ነዓና ዓቢ ትምህርቲ እዩ ሞ እግዝኣብሄር ፍጹም ምሕረት ይሃበልና ኣሜን።
@user-vw8oi9ls3b
@user-vw8oi9ls3b 2 жыл бұрын
ኩቡራት ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም.ደሴት ሃብትና ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበላ. በረኸት ኣቦታትና ይሃበና. ክቡር ባህልና ሰላምዩ ዝህብ.
@mikes8190
@mikes8190 2 жыл бұрын
Oh my God wow, Eritreans are such a great decent people. Rich culture and values. Amazing people. Very decent society.
@ezgharyagoitom8977
@ezgharyagoitom8977 2 жыл бұрын
ኤርትራውነት ምትሕግጋዝ ምርድዳእ ክብን እዩ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ከምዛ ቆልዓ ጌሩ ዘብከየኒ ሓዘን የለን
@azahielmengis8767
@azahielmengis8767 2 жыл бұрын
This is our culture and values of Eritreans society to keep it up from generation to generations l.
@tesfetekle27
@tesfetekle27 2 жыл бұрын
ኣዚዩ ደስ ዘብል ኢዩ ስድራቤት ደሴት ጽንዓት ይሃብኩም ዝተረፉ ውላድኩም ኣምላክ ይባርኸልኩም
@God2344
@God2344 2 жыл бұрын
I' proud to be🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 deset keydatna n kulu eritrawi gn nkeda ember aynmelsan, wetru ab lbna aleki💐💐 fshktea kab ayney zeykeyd zkri desetey💐💐
@issaiasbetsueamlak9528
@issaiasbetsueamlak9528 2 жыл бұрын
ክቡር ባህልን እምነትን ዩ ዘለና ደቂ ኤሬይ ብርኽቲ ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ።
@iikk7431
@iikk7431 2 жыл бұрын
The real virtue of Eritrean people . Rest in peace hero .peace and solace to the family such a great phenomenal decision . Respect to all priests and teachers ,family members God bless you all .
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 2 жыл бұрын
መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ ኢዮም እሞ ብጹኣን ኢዮም። ብሓቂ ደስ ዘብል እግዚኣብሄር ዝፈቀዶ ኢዩ ዝከውን ብዘይ ናይ እግዚኣብሄር ፍቃድ ንሂወትና ዝወስዳ ወልሓደ የለን እሞ ነቦና እዮብ ዝደበሰ እግዚኣብሄር ይደብስኩም።
@mikialem5005
@mikialem5005 2 жыл бұрын
kibuir bahli kibur hibreteseb very proud to be 🇪🇷, to the Family much respect 🙏🏾 👍
@abrahamteuldeberham5821
@abrahamteuldeberham5821 2 жыл бұрын
ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኹም:: ክብር ባህሊ ኤርትራዊ እዩ::
@user-pd6xr7hj9l
@user-pd6xr7hj9l 2 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይከበር ይመስገን ጽንዓት ይሃብኩም በቶም ዝተረፉ ዉልድኩም እግዝኣብሄር ይደብስኩም እንዳቦይ ክዳነ
@temesgenamlak6912
@temesgenamlak6912 2 жыл бұрын
አሜን
@afrahsuleiman4880
@afrahsuleiman4880 2 жыл бұрын
Betami hazina I am not stop I am crying eigzabier xeniat yehbkuom... super family
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 2 жыл бұрын
I am proud to be Eritrean God bless Eritrea and Eritrean People 💯💯💯💞💞💞💯💯💯🙏🙏🙏
@user-hi1bt2fr4s
@user-hi1bt2fr4s 2 жыл бұрын
ኡፍፍ ናይ ብሓቂ ሕማቅ እንዲዩ ተረኪቡ💔😭 ክቡራት ወለድና ኩቡር ዓቅሚ ነብሱ የክብረካ እዩ፡ሞ ክቡራት ወለዲፍቅርኩም የዕብዩ🙏❤
@samielberhe5708
@samielberhe5708 2 жыл бұрын
I am proud to be eritrean... may your soul rest in peace our hero, and condolences to all her families, relatives friends... 🙏 🙏 🙏.
@simretbahta9661
@simretbahta9661 2 жыл бұрын
I proud to be Eritrea
@jamalhamye7859
@jamalhamye7859 2 жыл бұрын
ክብረት የሃብኩም ኣቦታት ንዓለም ዝምህር ባህሊ ንሓፍትና መዋቲት ብሰላም ትዕረፍ ኣብ ገነቱ ይቀበላ።
@weldshyosef5188
@weldshyosef5188 2 жыл бұрын
I am proud to be Eritrea and I love my calture. Rest in peace to our hero the one professional eritrean cykelest💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@senaittesfaye1227
@senaittesfaye1227 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen rest in peace my dear sister and am proud of am eritrean. We have beautiful culture and religion
@danielteklay7460
@danielteklay7460 2 жыл бұрын
I m very proud to be Eritrean God bless deset's family and rest in peace deset
@misgnasyum9175
@misgnasyum9175 2 жыл бұрын
ጅግና ጅግና ይወለድ እግዛብሄር ጽንዓት ይሃብኩም እግዛብሄር :: ምርቃ ናይዞም ኣቦታት ይብጻሕኩም ኣቦን ኣደን ኣጆኹም ሓዘንኩም ኣይተምርርዎ እዚ ጌርክሞ ዘለኹም ምሕረት ኣብነት ንዓለም እዩ:: ንሂወትኩም ድማ ልክዕ ከምኡ ማሓርዋ ከይተሕዝንዋ እግዛብሄር ኣጸቢቁ ክሕጎስ ::
@meashoamanuel8215
@meashoamanuel8215 2 жыл бұрын
Amlak xnat yhabkum sdrabiet Desiet💖💖 kemuwn nkulatna ERTRAWYAN afkerta💖💛💗
@rbifnteyestabey6602
@rbifnteyestabey6602 2 жыл бұрын
😥ኣሕ ጸላም ማዓልቲ'ወ ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ስድራቤት !!! "ደሴት ሓሊፋ ዘይርሳዕ 🇪🇷 ታሪኽ ገዲፋ" መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ደሱ Hero ...🙏...
@teweldetadese6656
@teweldetadese6656 2 жыл бұрын
I am proud to be Eritrean ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Rip our lovelie Sis .
@samrutekleab4290
@samrutekleab4290 2 жыл бұрын
God bless Eritrea and Eritrean people. I am proud of Eritrean people and rest in peace our sis.
@awetyosief7862
@awetyosief7862 2 жыл бұрын
ደበሳ ኣቦና እዮብ ይደብስኩም፡ ናይ ብሓቂ ዘኹርዕ ባህልን ሕብረተሰብን። ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንሓፍትና ደሴት ኣብ'ታ ዘይ ትሓልፍ መንግስቱ የንብራ ፈጣሪ!!
@user-kd7lt2cu5r
@user-kd7lt2cu5r 2 жыл бұрын
ክብርናን መስገን ንክብረት ኣብታትና ወለድናን
@elsabereket9381
@elsabereket9381 2 жыл бұрын
It’s very hard to lost such a precious angle 😭but very proud of her family 😭😭😭rest in peace .haben hager 🇪🇷
@tsigehanaasefeha2547
@tsigehanaasefeha2547 2 жыл бұрын
God bless you Mr Kidane and your family. It's very sad about our young little star, we lost our beautiful bright young lady. Mr Kidane you are an hero to make such peaceful decision. May God give you grace and peace with whole your family. Really you are truly an amazing person. We are proud to be Eritrean like you. Rest in peace our little daughter Desiet. May God give you rest next to Him.🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕😭😭😭😭😭😭😭
@tesfana7084
@tesfana7084 2 жыл бұрын
Proud people! who have no accepted reparations. God bless the family and R.I.P our cute sister.
@michaelteweldeberhan6619
@michaelteweldeberhan6619 2 жыл бұрын
ንደሴት መንግስተ ሰማያት ንስድራቤ ጽንዓት የሃብኩም።ንሐደጋ ገባሪ ምሕረት ምግባርኹም።ንሕብረተሰብ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ።
@alaytewelde8020
@alaytewelde8020 2 жыл бұрын
መሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ እዮም እሞ ብጹኣን እዮም ወ ማ 5፥7 ብሓቂ ክቡራት ስድራ ንስኩም ቃል ወንጌል ፈጺምኩም ኢኹም እሞ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብኩም ይኽፈልኩም ደበስ እዮብ ዝደበሰ ድማ ይደብስኩም ንደሴት ከኣ ኣብ የማኑ የንብራ እግዚኣብሄር።
@ermyasayele
@ermyasayele 2 жыл бұрын
This is great culture. You guys should be keep it. There is not such kind culture at anywhere else.
@edensolomon8113
@edensolomon8113 2 жыл бұрын
I am proud be Eritrea love our country rest in peace 🙏 our sisters we love you forever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖
@tesfa1222
@tesfa1222 2 жыл бұрын
Eritrea🇪🇷 Lond of wisdom, God bless you my people
@sabamicheal9644
@sabamicheal9644 2 жыл бұрын
Rest in peace l am proud to be Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤ this our culture
@letayhabteghergis2037
@letayhabteghergis2037 2 жыл бұрын
It’s really wonderful everyone pain communicating by Word of God solving the problem God bless you the family & R.S.P .
@solsolrora7076
@solsolrora7076 2 жыл бұрын
As a mom I can't imagine how they are broken,heart broken rest in peace little princess.
@ngstitesfay4679
@ngstitesfay4679 2 жыл бұрын
ሓቅኺ ሞት ዉላድ ቅርጸት ዩ።😭😭😭😭😭ጽንዓቲን ጽርቱን ይሃብ ኣሜን
@atakltielias
@atakltielias 2 жыл бұрын
May God rest her soul in Peace 🙏 and strength to the family and all Eritrean people and lovers, what a beautiful culture, proud to be Eritrean 🇪🇷💗, may God bless our Eritrea 🇪🇷 🙏 and the whole world 🌎 ❤.
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 2 жыл бұрын
I am so proud to be Eritrian , in good time or bad time all ways share and sapot, that's what God want us to caring and sharing ,and that's what my beloved people doing , may God bless my beloved people,🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@tsehayemael491
@tsehayemael491 2 жыл бұрын
ሙሉአ ዕርቂ ይግብርልኩም መንግስተ ሰማይ ንደሴት ኣብ ሃገር አሪትራ ክብርቲ ትኹነልና
@tesfitteklesenbet1200
@tesfitteklesenbet1200 2 жыл бұрын
I'm so proud to be eritrean , wonderful culture. Rest in peace sweet angel. Deset.
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 2 жыл бұрын
ዋይይይ ኣካእሎ ይሃብኩም ወለዲ ባህልና ጥዑም ንኮኮብ ሃገርና ውልዳ ሓፍትና ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ወላዲኣ ብፍላይ ብሓቂ ከብድካ ይበልዐካ
@cheaisahlezghi7510
@cheaisahlezghi7510 2 жыл бұрын
ዕምባባ መሮር - ዕምባባ ሃገር፡ ደሴት። ብሰንኪ ዕረፍትኺ ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ልኡምን ባይታ ዘይወድቕ ዘረባታትን ብሓቂ ክቡር ባህልን ብዙሕ ተማሂሩን ክመሃር'ውን ስለ ዘብቃዕኪ። ጽንዓት ንክቡራት ተጋደልቲ ወለድን፡ ቤተሰብን፡ ስፖርተኛታትን፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻን። ዓቢ ምስጋና ድማ ንEMN.
@elizabethbelay8515
@elizabethbelay8515 2 жыл бұрын
💛💚💙❤ so ist Eritrean culture . 🚲
@Asmerasweet
@Asmerasweet 2 жыл бұрын
God bless this family.🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ihavehope7119
@ihavehope7119 2 жыл бұрын
May God have mercy on her and forgive her and give patience to her family and all the Eritrean people 🙏🏻❤️ 😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I am so proud that I am from this country and that heroic people I love dear fathers ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 жыл бұрын
I love our father’s God bless them
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 2 жыл бұрын
Wow, very courageous move to show forgiveness and Love. May God bless The Family of DESIET KIDANE and the other other Family. DESIET is part of Life, I will never forget her beautiful life, her innocence and Her Heroism. She is an Eternal Champion. She is Eternal Flame of Hope and Success. Her spirit has become a spirit of Love for all Eritrean, to say the least. I wish to see: DESIET Flame 24/7 somewhere in ERITRA. May be infront of the Eritrean Sport's Federation. 💗☮️Love and Peace💗☮️ E R I T R E A N I S M Lives!
@gmekonnen397
@gmekonnen397 2 жыл бұрын
Very difficult situation . At this time people are being mean, greedy &want to have what they do not belong to them. On the other hand to see Desiet’s family to give forgiveness for someone who is responsible for Desiet’s life is God’s way and blessing . I am sure the Almighty God is going to bless them more an he will give them anther Desiet. We all need to learn from this lovely family. May Almighty God bless this family give them your strength and comfort . It is incredible that shock the entire Eritrean people around the world. May Almighty God rest Desiet in peace
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 2 жыл бұрын
My condolences to the family. I am proud to be Eritrean.
@mtesfay161
@mtesfay161 2 жыл бұрын
ጽንዓት ይሃብኩም ስድራና ።ብሓቂ ለባማት ስድራ ። ክቡር ባህልና ናፊቅናዮ እግዚኣብሄር እንኳዕ ብሰላም ይቕረ ብይቕረ ዛዘምኩሞ። ብሓቂ ዘጋጥሙ ኣሉታዊ ነገራት ብኸምዚ ክዛዘሙ ቅዱስ ሓሳብዩ'ሞ ብሕጂ ሓዘን ኣየስምዕኹም ደስ ኢሉና።
@tesfa1222
@tesfa1222 2 жыл бұрын
መንግሥተ ሰማያት የዋርስኪ ደሴት ሓብተይ። ጽንዓት ይሃብኩም ክቡራት ለባማት ወለዲ። ❤🇪🇷👏
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 2 жыл бұрын
ደሴት ጅግና ኣቦኣ ጅግና ኩቡር ኤርትራዊ ኩቡር መንነት
@praise8413
@praise8413 2 жыл бұрын
Btaemi lbi ztnkif.😢😢ንመላእ ስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብኩም።
@michielhaile3034
@michielhaile3034 2 жыл бұрын
ኣቤት ትሕትና ልቦና ኣምላኽ ነቶም ተሪፎም ዘለዉ ክንዳ ሽሕ ይግበረልኩም ንደሴት ሓፍትና ኣምላኽ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ
@naser7828
@naser7828 2 жыл бұрын
Eritrawi kubur mennet xnat yhabkum sdra 🇪🇷❤🌹
@hiwetyifter2770
@hiwetyifter2770 2 жыл бұрын
rest in peace sis deset am proud by my our Eritrean proud culture
@alemseghedkebreab6427
@alemseghedkebreab6427 2 жыл бұрын
ደቂ ኤረ ከምዚ ኢና ባሓንሳእ ንሓዝን ባሓንሳእ ንሕጎስ ይቅረ ንባሃሃል እዚ እዩ ካኣ ደቂ ሓደ ልቢ ዘብለና ንስድራ ጽንዓት ይሃብ ንዴሰት ሓብትና ካኣ መግስተሰማይ የዋርሳ 🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🙏
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 33 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
عسير: التاريخ غير المكتوب | بودكاست فنجان
3:43:37
إذاعة ثمانية
Рет қаралды 10 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН