EMNA "ልቢ-ተጋዳላይ፡ በይና ከተንፈርፍር ጸኒሓትኒ፡ ተኣምር'ዩ" ተጋዳላይ በረኸት ጸጋይ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 9,442

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

7 ай бұрын

EMNA "ልቢ-ተጋዳላይ፡ በይና ከተንፈርፍር ጸኒሓትኒ፡ ተኣምር'ዩ" ተጋዳላይ በረኸት ጸጋይ ERITREAN HISTORY AND CULTURE Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 60
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 7 ай бұрын
ጅግና በረኸት ነዚ ዘስደምም ቅያ ብምክፋልካ ንህዝብኻ ነመስግነካ ክብርን መጎስን ይሃብኩም፣ መንእሰይ ወለዶ ታሪኽካ ፍለጥ ተመሃር ኣሰሮም ሰዓብ።❤❤❤❤❤
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 7 ай бұрын
ሰነድ ኢኻ ትስንድ ዘለኻ ክቡር ኤፍሬም፣ ተኣምር ዝኾነ ታሪኽ ጀጋኑ፣ ክብርን መጎስን ይሃብኩም፣ ኣብዛ ሃገረ ጀጋኑ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን።❤❤❤❤
@abessamaria4155
@abessamaria4155 7 ай бұрын
Well cam Deke eri Jegnanu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@sammyabraham6645
@sammyabraham6645 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless Eritrea 🇪🇷 and the people, the land of heroes “ AWET NIHAFASH “ 👍
@user-xd8rl4uj2g
@user-xd8rl4uj2g 7 ай бұрын
Thanks more Efrem Gide Metshaf nay lbi ❤tegadalay Nay alemseged tesfay ala hmo Rekibka azetwelna belo Thanks more again ❤❤❤
@mathewosmengistu1592
@mathewosmengistu1592 7 ай бұрын
ሰላም ኤፍረም ግደ፡ ንተቅርቦ ዘሎኻ መደብ ብጣዕሚ ነመስግን። ንኩሎም ታሪኽ ገድሊ ከዘንትዉ ዝደልዩን ዓቅሚ ዘለዎምን ሓደ ሓፈሻዊ ታሪኻዊ ሃገራዊ ኣኼባ አንተዝዳለወሎም አሞ ታሪኾም ክስነድ ዳም ዳም ክብሃል ኣለዎ። ዓወት ንሓፋሽ።
@user-Eri
@user-Eri 7 ай бұрын
Welcome brother.
@hyabumengstab6803
@hyabumengstab6803 7 ай бұрын
Kuberu tegadeltna❤
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 7 ай бұрын
እንዃዕ ነዚ ከተዘንትው እ/ር ኣብቅዓካ ጅግና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 7 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ጀጋኑ ሳላኹም ኢና ንኔብር ደለና!!! ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👏👏🇪🇷👏🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤✊🇪🇷✊🇪🇷✊✊🙏
@rebeccaml4839
@rebeccaml4839 7 ай бұрын
Zelalemawi zekrey ne sematatna❤Awet nihafash and Awe ne Eritrea 🇪🇷❤️💪 Thanks to all Eritrean heroes 🙏❤️🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
@verenaromberg665
@verenaromberg665 7 ай бұрын
So Many Heroes we got ,so Little we Know them .
@fisaheyehadgu8628
@fisaheyehadgu8628 7 ай бұрын
መርሐባ በረኸት ጅግና
@rtkmaaa
@rtkmaaa 7 ай бұрын
Merhaba JIGNA Tegadalay 🇪🇷💪🇪🇷 And Thank you Efrom Ghde for the very amazing job you are doing for us 🇪🇷♥️🇪🇷
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 7 ай бұрын
Eternal glory to our martyrs & victory to the masses.✊🏿 🇪🇷 🐪
@tekleweinioqubamicael8321
@tekleweinioqubamicael8321 6 ай бұрын
ክቡር ጅግና ተጋዳላይ በረኸት እንቋዕ ጃብዚ ኩሉ ወጹኻስ ከተዘንትወሉ ኣብቃዓካ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@meharigebru4079
@meharigebru4079 6 ай бұрын
ነዚ ጅግናን እምኒ ዓረን ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና፡፡
@biniamteklemariam
@biniamteklemariam 7 ай бұрын
edmen tenan yehabka jigna tegadalay hawna Eritrawi kubur menenet ❤
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 7 ай бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI 7 ай бұрын
Merhaba jign wedi jeganu❤❤
@mesganaestifanos4472
@mesganaestifanos4472 7 ай бұрын
merhaba!!!!! ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 god give you long life.
@abrahamasefaw6738
@abrahamasefaw6738 7 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾
@yosefdarom6889
@yosefdarom6889 7 ай бұрын
Dear Journalist Efrem , thank you for all you are doing to bring the Eritrean struggle history to life and making the Eritrean people know it’s history. I know you have done so many interviews and you will continue to do so. I hope you have a plan to compile all these interviews to books or series of books.
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 7 ай бұрын
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 4 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 7 ай бұрын
Merhaba Merhaba Merhaba.
@maekeleyuel7855
@maekeleyuel7855 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tekleweinioqubamicael8321
@tekleweinioqubamicael8321 6 ай бұрын
ታሪኽ ገድሊ ማለተይ ኢየ ።
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 7 ай бұрын
Welcome ❤❤❤
@aliomerali6547
@aliomerali6547 2 ай бұрын
👍🇪🇷👍
@meharigebru4079
@meharigebru4079 6 ай бұрын
Efrem Hawuna Please Dhri Hji Hanti Shim "Zeydgemu-Metshafti"elka Atemqom Nezom Jeganu Abotatnan Adetatnan Kbrn Mogosn Njeganu Semaetatna Awet Nhafash!!!
@tesfuandemichael8083
@tesfuandemichael8083 7 ай бұрын
Idmen t.inan yhabka bro
@mysweethomeshow4094
@mysweethomeshow4094 7 ай бұрын
❤😂
@user-rp8rc2st8h
@user-rp8rc2st8h 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ብጻይ በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ደጊመ ከመስግነካ ዝደሊ ውን ኣበርክቶ ደቂኣንስትዮ ስለ ዝገለጽካዮ ጓለንስተይቲ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝነበራ ታራ ገሊጽካዮ እንዲኻ ኣብዝረገጽኩማ ረጊጽና ኢና ኔርና ። ካብ ሩባ (ደብረሳላ) ክሳብ ትመጺና ብማእከል ግንባር ክስንጠቕ ከሎ ዝሓለፍናዮ ሕጂ ኮይኔ ክዝክሮ ተሓዋወስ ኣብቲ ድፋዕ ኣብናይ ሚኪኤል መለስ ደርፊ ሄለን መለስ ደጊማታ ኣላ 😭😭😭😭 "ገድሊ ጥዑም"ኣነ ግን ኣብ ምረት ዘሎ መቀረት ብጣዐሚ እዬ ዘስቆርቁር ከምኡ ኢልና ዒላ እድሪር ካብ እንዳቆልቋል ከነንሳሕብ ከለና እቲ ወሓዚ ሩባ ኣካውሕ ኣካውሕ ኣብ ክ/ሰ 96ከርፋሕፋሕ ሂወት ኣይርሳዕን ኢዩ!!! ነዚ ኩሉ ሓሊፍና ሲ ምርጫ ዘይብላ ብሓደ ውልቀ መላኺ ክትውነን እዚ በላዒ ሰብ ክልተ ህዝቢ ኣይኮናን ምስህዝቢ ኢትዮጵያ ክብል ከሎስ ጻዕረ ኮንቶ ኮይንና❤❤❤
@fisaheyehadgu8628
@fisaheyehadgu8628 7 ай бұрын
መርሐባ
@helengmichael457
@helengmichael457 7 ай бұрын
🇪🇷✊🏾jaganuna🕊🫶🏾
@user-cb3qs4bn1x
@user-cb3qs4bn1x 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 4:38
@kisanetberhane-zy7iu
@kisanetberhane-zy7iu 6 ай бұрын
Beket jgna
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 7 ай бұрын
ኣነ ኩሉ ግዜ ናተይ ሓሳብ ወይ ኣምላኽ ዝብለኒ የ ዝምጽእ:እዚ ድማ እቲ ህዝቢ ክመሃረሉ ወይ ክፈልጦ ኣለዎ ብዝብል ሓሳብ ዩ:ስለዚ ምናልባት ምስ ናትኩም ኣርእስቲ ዘይኸይድ ክኸው ይኽእል ዩ:እምበኣር ናይ ሎሚ ኣብ ውሽጠይ ዝመላለስ ዘሎ ሓሳባት:ንሕና ከም ሕብረተሰብ ኤርትራ ናይ ዝኾነ ሕበረተሰብ ዓለም ክንጽልእ የብልናን:እቲ ቀንዲ ናይ ዓለም ጸገም መራሕቲ እምበር ህዝቢ ኣይኮነን:እቲ ጽልኢ ወይ ዓሌትነት ናይ ህዝቢ:ብጡዑያት መራሕቲ ይቕየር ዩ:ነኣብነት ሲንጋቦር ኣብ 30 ዓመት ከመይ ቀይሩዋ ብሓደ መራሒ:ቅድሚኡ ዝነበረ ዓሌትነትን ባእስን ዕንወት እታ ሃገር check ግበርዎ ኢኹም:ኣብ በዓል ኣመሪካ ጸለምቲ ስለ ዝኾኑ ሰባት ንኽንደይ ዓመታት ይሳቐዩ ወይ ይጠፍኡ ኣለዉ :እዚ ድማ ናይ መራሕቲ ጸገም ጥራይ ዩ:ኣብ እትዮጵያ ብናተይ ዝብልዎ መንግስቲ: ልዕሊ ሓደ million ህዝቢ ትግራይ ጠፊኡ:ዕላማ ዘይብሉ:ነቲ ዝነብረ ዓሌትነት ናይቲ ህዝቢ ድማ መሊሱ ሓዊ ኣእትይሉ:ኣብ ክንዲ ካብ ናይ ሲንጋቦሮ መራሒ ተማሂሩ:መፍትሒ ናይ ህዝቡ ዝኸውን:: Jesus christ is Lord.
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 7 ай бұрын
Halami ehi neaka zmesl mengsti ktqyr hagerna ketetfealna kid tray tgray tsar bel ?
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 7 ай бұрын
@@dehabtekle4643 ኣነ እኮ እንታይ ምበልኩ ሓቂ ምፍላጥ ኣገዳስነት ስለ ዘለዎ:ከም በዓል ንስኺ ኣደታት ክትኾና ስለ ዘይከኣልክናኦ ህዝቢ ኤርትራ ይስደድን ይጠፍእ ኣሎ:ስለዚ ሰብ ባርያ ዝብሃል የለን:ስራሕ ናቱ ርኢኻ ግን ባርያ ከም ዝኾነ ትፈልጥ:ባርያ ዝበሃል ንሰብ ከሕጉስ ኢሉ ኣብ ዘይጉዳዩ ዘሳሲ ዩ:ስለዚ ኣብ ባርነት ናይ ኢሳያስ ኣይትንበር sis, ከምዚ ናትኪ ተግባራት ዘለዎም ከኣ ኣብ ኣመሪካ ኣለዉ:ኢንዲያን ዝበሃሉ ባራዩ ናይ ጸዓዱ:ተላኢኾም attack ዝገብሩኻ::ወዲ ሰብ ካብ ሕልናኡ ዝብሎ ወጻኢ ምንባር እንተ ጀምሩ:ከይሞተ ከሎ መይቱ ኣሎ ማለት ዩ:ካብኡ ዝዓቢ ሓጥያት ድማ የለን:ምኽንያቱ ኣምላኽ ኣብ ነቭሲ ወከፍ ሕልና ወዲ ሰብ ኣሎ:ነዚ ዘይግዛእ ሰብ ድማ ንዘላኣለም ናብ ሓዊ ይድርበ:ሰብ ርኢኻ:ከመይ ኢልካ ትጻርፎ ወይ ኣንጻሩ ሕማቕ ነገራት ትገብር? እዚ ዘይሰብ ከም ዝኾንካ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ ብግብርኻ:ወይ ከኣ ሑሙም ክትከውን ኣለካ::
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 7 ай бұрын
እዚኣ ሓቀኛ ታሪክ ብተጋዳላይ ኣለምስገድ ተስፉይ ብ1988 ፡ልቢ ተጋዳላይ፡ ጽሕፉ።
@ghirmaimeasho2655
@ghirmaimeasho2655 7 ай бұрын
ሓው ኤፍረም ግደ ታሪኽና ንኽስነድ ንሰብ ውዕሎ እንዳፈተሽካ ንእትገብሮ ዘለኻ ስነዳን ኣበርክቶን ማዕረ'ቶም ሰራሕቱ ሞሳን ኣኽብሮትን ዝግብኣካ ብሉጽ ጋዜጠኛ ምዃንካ ይምስክር!፡ ንዝያዳ ዕምቆትን ጽፈትን ምስናድ ታሪኽና ንኽሕግዘና ግን ነቶም ሰብ ውዕሎ ኣብ ክንዲ ብተናጸል ከከም ኩነታቱ ካብ ክልተ ሰለስተ ዘይውሕዱ ኣብ ሓደ ናይ ዘተ መኣዲ ብምቕራብ፡ ነቲ ምስ ምንዋሕ ግዜን ምድፋእ ዕድመን ከጋጥም ዝኽእል ምርሳዕ፡ እቶም ብሓንሳብ ዝውዓሉ ነቲ ክፍጠር ዝኽእል ሃጓፋት ኣብ ነንሓድሕዶም እንዳተማላልኡ ከዕሙቚዎን ክዓብስዎን ስለ ዝኽእሉ ተመራጺ ምኾነ ይብል። ምኽንያቱ እዛ ሎሚ ብዛዕባ "ታባ ዓሰርተ" ኣልዒኩማ ዝነበርኩም ወፍሪ ባሕሪ-ነጋሽ ( 8ይ ወራር) ብዕለት 10/10/1985 ምስ ምዝላቕ ባረንቱ ኢዩ ተጀሚሩ ኣሃዱና ኣብ ግንባር ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ኢና ኔርና፡ እታ "ዕለት 10 ወርሒ 10 ሰዓት 10፡10 ኣብ 10" እትብል ኣደናቂት ኣጋጣምን ዝኽርን ከኣ ደራሲ ዳዊት ዮውሃንስ (ወዲ ጆን) ሓንቲ ካብተን ተዘካሪት ጽሑፉ ኢያ ነይራ፡ ብድምጺ ሓፋሽ ዝሰማዕኩዋ ውን ይመስለኒ፡ ካልእ ኣብዚ ተጻሒፋ ዘላ ሓንቲ ርእይቶ ናይ ሓደ ሰብ "እታ ልቢ-ተጋዳላይ እትብል ሓቀኛ ታሪኽ ናይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ኢያ" ኢሉ ጽሒፉ ምስ ርኣኹ እተን ካብ ንቡር ቦትአን ወጺአን ግን ከኣ ዘይተጻሕፈለን ልብታት ተጋደልቲ ከም ብዓል በረኸት ጸጋይ ዝኣመሰሉ ሓርበኛታት ኣፎን እንተድኣ ከፊቶም ንሕና ኤርትራውያን ክንሕበነሉ እንነብር ታሪኽ ኣርካናት ወለዲ ኢዩ ዘለና! ስለዚ ኣብዚ ጎዶቦና ብዘይ ውዓልዎን ብዘይገበርዎን ከም ዋናታት ታሪኽ ኮይኖም የዒንትና ክድፍኑና ዝጓየይሉ ዘለዉ እዋን ኣብ ምስናድ ታሪኽና ብዘይ ቀልዓለምን ምግናንን ኢደይ ኢድካ ምባል ወዓል-ሕደር ዘድልዮ ጉዳይ ኣይኮነን!!!።
@ghebresari739
@ghebresari739 7 ай бұрын
Ya tibil aloka buzuh meswati hatitu ezy hager gazetgna bahali buzuh ka tewariduwo alokum ni hizbina mis tenbenay eseyas konkum . Kibirn mogosin ni sematatna
@wedimengsteab5347
@wedimengsteab5347 6 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር ፍጹም ውዱብ መለኮታዊ ሓይሊ ዝውንንዩ በቃ ። ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ከምዚ ገይርኩም ታሪኽና ክትነጉርና ሓጋዚዩ ብግብሪ ውን ከም ትምህርቲ ክተኣታቶ ኣለዎ እዚ ኣይርከብንዩ መንግስታዊ ትካላት ጸቂጠን ክሰርሓሉሉ ኣለወን ሰሪ ከምዚ ገይርካ ምምሃርዮም እዞም ቆልዑ ኣብ ደገ ወጽዮም መጻወቲ ጸላእትን ከዳዓትን ዝኾኑ ዘለዉ ከም ጻልጣ ወርቀት ናጻ ይጸንሕዎምሞ ብሓሶትን ታሪኽ ይጽሕፍሎም ደስ ዝበሎም ይመልእዎም ዋላ ነዴኻ ህግደፍ ቀቲልዋ ኤርትራ ሃገር ኣይኮነትን እንዳሉ ዘለን ዘየሎን ንርእሶም ይመልእዎም ልክዕ ይጋሰስዎም ኣለዉ ብደረጃ ኮማት ክስራሓሉ ኣለዎ ጋዜጢኛታት ውን ትዝሕሉ ኣለኹም ንነፍሲ ወከፍ ተጋዳላይ/ሊት ክትፍትሽዎም ኣለኮም ብቃላትን ብጹሑፍን ክትስንድዎ ኣለኩም ብኸምኡ ከኣ ተመሓላሉፍና ጽቡቅ ተበግሶ ትወስዱ ኣለኹም ኣበርቲዕኩም ስርሕሉ ካብ ባሕሪ ብማንካ ኣቕሪብኩምልና ኣለኹም ናብ ካብ ባሕሪ ብበራሚል ኣብጽሕዎ ኣጆኹም ብሃንቃውታ ኢና ንከታተለኩም ከም ናይ ተጋዳላይ ኣቦና መሓመድኑር በረኸት ብርሃነ ከምኡ ውን ናይዚ ኣቦና በረኸት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ህዝባዊ ግንባር ከም ዋህዮ ንሂወት ዩ። ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
@tekleweinioqubamicael8321
@tekleweinioqubamicael8321 6 ай бұрын
እዚ ታሪኽ ፍአድሊ ክዋራረስን ከይብተኽን ፡ብዝተኻእለ መጠን ምጥርናፍ ደቂ ሃዱታት ነበር ክጽቅጠሉ ይግባእ ፡ንወጻኢታት ካኣ ንኹሉ ነቲ ብታሪኹ ዝግደስ ኤርትራዊ ኣብ ደገን ኣብ ዓዲ ዘሎ ይኸውን።
@merhawi5795
@merhawi5795 6 ай бұрын
ተጋዳላይ ዕንዝራ ሽይንካ ደቅስ ህውታትያ ዋሒድ
@tesemadesta3026
@tesemadesta3026 7 ай бұрын
ብመጀመርያ በዚ ትገብሮ ዘለካ ቅያ ጀጋኑና ታሪክ ኤሪትራውያን ጀጋኑ ታሪክና ክንፈልጥ እትገብሮ ዘለኻ ኤፍሪኦም ግድ ብጣዕሚይ ነመስግነካ ቀጽሎ ክኣ። ኣብ ሰውራ ኤሪትራ ክሳብ ሕጂ'ውን ዝቅጽል ዘሎ ጅግንነትን ታሪክን ዘደንቅ ዘደንጹን ኣብ ዓለም'ውን ከምዚ ናይ ኤሪትራውያን ታሪክ ዝተሰርሐ ውይ ዝተፈጸመ ፍጻሜታት ዘሎ ኣይመስለንን፡ ምናልባት ቁሩብ ዝመሳሰል ኢንተሃለወ ናይ ውግእ ቭትናም ጥራይ ኢዩ ክመሳሰል ዝኽእል ግን ዋላድኣ ይኩን እምበር ንናይ ኤሪትራ ጅግንነት ዝወዳደር የለን። ኣብ ሰውራ ኤሪትራ ዘይተ ነገረ እምበር ዘይተ ገበረ ውይ ዘይተፈጽመ የለን። ስለዚይ ሰራሕቲይ ታሪክ ብህወት እንከለክም ኣብ ኤርትራ ቅድም ንናጽነት ድሕሩ ክኣ ንስለ ልዕላውነትና ዝተከፈለ ፍጻሜታት ጅግንነት ነዝይ ንኡሽተይ ወሎዶ ሓቀኛ ታሪክ ዛንታ ኤሪትራውይን ከተዘንትውልና ንላቦ። ዘላእለማዊይ ዝኽርን ንሰማእታትና! ዓውት ንሓፍሽ! ውድቀትን ሕስረትን ሞትን ቅብረትን ንጸላእትና፡
@yakobwelday5393
@yakobwelday5393 7 ай бұрын
@user-np1jn3se5d
@user-np1jn3se5d 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meharigebru4079
@meharigebru4079 6 ай бұрын
Efrem Hawuna Please Dhri Hji Hanti Shim "Zeydgemu-Metshafti"elka Atemqom Nezom Jeganu Abotatnan Adetatnan Kbrn Mogosn Njeganu Semaetatna Awet Nhafash!!!
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 15 МЛН
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН
Русалка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
New Eritrean |  መረብ ምላሺ | ብ ገብረ ንጉስ -  ቀዳማይ ክፋል
52:09
Mafia Boy Gets Revenge 🖤
0:38
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 28 МЛН
Зачем он туда залез?
0:25
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 2,9 МЛН
He understood the assignment 💯 slide with caution x2
0:20
Carlwinz_Official
Рет қаралды 10 МЛН
Кот Оказался В ЗАПАДНЕ🙀☠️
0:38
ИССЛЕДОВАТЕЛЬ
Рет қаралды 11 МЛН
She got an idea 😂😂 #shorts #viralshorts #funny #comedy
0:46
HRA CHALLENGE
Рет қаралды 9 МЛН