No video

EMNA ኣብዚ ዝብገስ ዘሎ 6ይ ወራር፡ ዝሰግእ ተጋዳላይ እንተሎ ኣብ ሱዳን ኣዕሪፉ ከምጽእ ይኽእል'ዩ ተጋ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ERITREAN HISTORY AND

  Рет қаралды 9,136

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

EMNA "ኣብዚ ዝብገስ ዘሎ 6ይ ወራር፡ ዝሰግእ ተጋዳላይ እንተሎ ኣብ ሱዳን ኣዕሪፉ ከምጽእ ይኽእል'ዩ ተጋ ኢሰያስ ኣፈወርቂ" ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 94
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 Ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@khasaihailetedla8105
@khasaihailetedla8105 Ай бұрын
ኣዬ ጅግንነት ጠራዕራዕ የለ ገለ የለ ብትሕትና ይዛረቡ ተጋደልትና መራሕቲ ዓዲ ገሊኦም ተዝኾኑ ባትልኦምን ካራባትኦምን ጌሮም ፉፍ ምበሉልና ክብሪ ይሃብኩም ኣርካናትና ❤❤❤❤❤❤❤
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Ай бұрын
Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 ✊✊✊✊🙏🙏🙏🇪🇷🌺✅👍❤️👍❤️👍✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
@tesfutekle7714
@tesfutekle7714 Ай бұрын
ጽባሕ ንግሆ ምስ ደለናዮ ከይንስእኖስ ታርኽና ይሰነድ ደኣ! ነመስግነካ ኤፍሬም ግደ🙏🇪🇷❤🇪🇷
@mehari_ffm
@mehari_ffm Ай бұрын
ዝኸበርካ ኤፍረም ግደ። ጅግንነትን ቆራጽነትን ትብዓትን አቦታትናን የሕዋትናን አብ ቅድሚ ክሳብ ዓንቀሩ ዝተዓጥቀ ጸላኢን ሰብአዊ አተሐሕዛ ሙሩኻትን ዝተገበረ ንኽትሰምዖ ምእማኑ ዝኸብድ ታሪኽ የሕሊፎምን አዉሪሶምን። ነዚ ታሪኽ ንኽንካፈል ዝገበርካ ክብረት ይሀብካ። ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ። 🙏❤️🇪🇷👍💪🎉
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 Ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዓወት ንሐፋሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 Ай бұрын
ህ.ግ.ሓ.ኤ. ነዊሕ ራእን ዕላማን ዘለዎ ዋልታ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኮይኑ ውልቃውነት ረብሓን ኣወንዚፍ ናጽነት ኣምጺኡ ወትሩ ሃገረይ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 Ай бұрын
መርሓባ ኤፍሬም ግደ ማህደር ጀጋኑና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
@amlesetshishay6627
@amlesetshishay6627 Ай бұрын
Anesi mera iye zhben eritrawi bmqaney kibrin megosin nswatinan ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@esayastesfamariam6931
@esayastesfamariam6931 Ай бұрын
Our Brave & Wariors Fathers!
@user-pd4if5xz4x
@user-pd4if5xz4x Ай бұрын
Berkat abotat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 Ай бұрын
ክብርን ሞገስን ንተጋደልቲ አቦታትናን አዴታትናን ኤርትራ::❤
@1956abraham
@1956abraham Ай бұрын
Thank you bro.. Efrem
@samrawitgebremesqel1444
@samrawitgebremesqel1444 Ай бұрын
💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 Ай бұрын
Wedi eri, jigna nemesgneka. Tarik jignnet eritrea tnegrena aleka, tebarek edme yhabka, nemesgneka.
@WeiniSolomon-pt1vj
@WeiniSolomon-pt1vj Ай бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ይበል ምውርራስ ታሪኽ ጅግንነት ኣገዳስን ምሃርን ዛንታ እዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ሰብ መትከል❤🇪🇷🙏
@nebu5224
@nebu5224 Ай бұрын
ጀጋኑ ኣርካናት ገድሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏 & ኤፍሬም ሓውና ከይተሓልካ ክትቅጽሎ ተስፋ ንገብር ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ❤️🇪🇷🇪🇷✊️
@dawitbahta8747
@dawitbahta8747 Ай бұрын
Wow our heroes
@gherekiflay1484
@gherekiflay1484 Ай бұрын
ኤፍረም ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ታሪኽና ከይተባሕጎገ ከሎ ላዕልን ታሕትን ኢልካ ከምዚ ጌርካ ብምስናድካ ብጣዕሚ ተሓቢነልካ ቀጸሎ በርትዕ ።ብምቅጻል እስከ ብጃካ ሕተተልና ነቶም ዓበይቲ ሓለፍቲ ኣቦታትና ከም ባዓል ፍሊጶስ፡ ወዲ ኤፍረም ዘማች ፡ኣብርሃ ካሳ፡ ወዘተ ብዛዕባ እዞም ስፖርታውያን ሃገርና ከም ባዓል ቢናም ግርማይ ነታ ካብ ኣፍ ሓርገጽ መንዚዖም ዘምጹዋ ሃገርና ኣቦታትና ሎሚ ብዓል ቢናም ግርማይ ኣብ ዓለም ሙሉእ ንኤርትራ ከጸዉዕዋ ከለዉ ዝስመዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን እሞ።ንሶም ከ ፍረ ጻዕሮምም ድሞምን ርሃጾምን ሰማይ ቀዲ ዱ ብደቆም ክርእዩ ከለዉስ ሓጎሶም። ክሳብ ክንድምንታይ ይከዉን ክግምቶ ይጽግመኒ
@GoitomHagos-n1d
@GoitomHagos-n1d 8 күн бұрын
Good🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
@mohammedatta236
@mohammedatta236 Ай бұрын
❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job ❤🎉❤🎉
@user-oo1vh2uk7z
@user-oo1vh2uk7z Ай бұрын
Eplf zeyberis hayli ❤💪
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d Ай бұрын
ሰሚዕካ ዘይጽገብ ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣብ ሓቅን ህድኣትን ዝነብሩ ታሪኽና ከምዚ ጌርኩም ምሃሩና በጃኹም ክንደይ ዕሱባት ደቃሉ ታሪኽና ክጥምዝዙ ሒኽ ክብሉ እዮም ዝውዕሉ ከምዚ ጌርኩም ኣፍሽልዎም ክብራት ጀጋኑ ኣቦታትና🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🍀🍀🌳🌳🌳🌳🍀❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@azmerateweldebrhan1091
@azmerateweldebrhan1091 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍
@teklearaya2622
@teklearaya2622 Ай бұрын
ከምዚኦም ይፍጠርዶ ነቲጥምየትን ድኻምን መስዋእቲን ብአኽብሮት ዘይክአል ከንሱ ዝኻአሉ ታሪኾም ክስነድ ንዳሕራይ ዎሎዶ ክምህር ዘለዎ ክምርን ሞጎስን ንዓኹም ተጋደልትና 💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷
@slasyohannes7682
@slasyohannes7682 Ай бұрын
ኤፍሬም እተቅርቦ መደባት ኩል ግዜ ኢየ ድከታተሎ ሃናጺን ኣንቃሒን ታሪኽና ከሃሲስን ከርሳዕ ንቀጻሊ ወለዶ ቀጽልዎ ምኽንያቱ ክንደይ ምረትን መስገደልን ተሐሊፉ ኢዩ ነዛህስገር ነጻ ንምውጻእ ቡሉጻት የሕዋትክና ከፊልናላ ኢና ሃገርናን ህዝብናን አምላኽ ባርኸና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@simontewelde177
@simontewelde177 Ай бұрын
Thanks 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@Sened65
@Sened65 Ай бұрын
Eritrawnet kubur Mennet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🙏
@cheaisahlezghi7510
@cheaisahlezghi7510 Ай бұрын
ዝኸበርካ ኣቶ ኤፍረም። ብጣዕሚ ኑኡድ መደብ ኢኻ ተቕርብ፡ ግን እቲ ዝጥቀስ ቦታታት ብካርታ እንተዝስነ ጽቡቕ ነይሩ። ብዘይካ ተጋደልትን ፡ ደቂ'ቲ ከባብን ዝፈልጦ ዘሎ ሰብ ኣይመስለንን።
@MerhawitBrhane-w6r
@MerhawitBrhane-w6r 17 күн бұрын
Keep it up
@wediatoato6868
@wediatoato6868 Ай бұрын
ታሪኽ ክስነድን ክንገርን ይግቦኦ አብምስናዽኮ ፀገም ዘሎ አይመስለንን አብ ምንጋርን ምዝንታውን ግን አይግድን ነዚ ተበግሶኹም ግን ዝናአድዩ
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 16 күн бұрын
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aroneyob3836
@aroneyob3836 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dana.j9062
@dana.j9062 Ай бұрын
እወ ካብታ ኣብ ዘይሕለል መስዋእቲ ደምን ኣዕጽምትን ብጀጋኑናን ብሰማእታትናን ዝተረኽበት መሬት ምዃንና ኣዝዩ ዘኹርዕን ኣዝዩ ፍሉይ ዕድልን እዩ። እግዚኣብሄር ፈጣሪ ንዘልኣለም ንሃገርና ኤርትራን ህዝባን ካብ እቶም ኩሎም መርዛማት ተጻባእቲ መንሽሮን ንኹሎም ከዳዓትን ይሓልወም::✨️🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏✨️
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
አነስ መመሊሰ ይሕጎስ ይሕበን ኤሪትራዊት ሙካነይ ተቀዲሑ ዘይውዳእ ታሪክ ሰለ ዘለና ደቂ ኢረይ ከማይ ዲኩም ።ኤሪትራውነት ኩብር መንነት ነቅ ዘይብል መሪሕ ሀገረይ ከመይ ዲየ ዝሕበነሎም ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MahdereTeklay
@MahdereTeklay 28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hf3bd3ks1z
@user-hf3bd3ks1z Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️ Edman tenane yahabkume Gaganuuuuu
@user-tg8qq7lo6q
@user-tg8qq7lo6q Ай бұрын
❤❤❤🎉
@nopenot4058
@nopenot4058 Ай бұрын
Wedi Gide u doing everything right keep up the good work.
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 Ай бұрын
Welcome EMNA & Efrime Gidey
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 Ай бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@JacobNayadina
@JacobNayadina Ай бұрын
❤️❤️❤️🍾🍾🍾❤️❤️❤️👍🏽
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Ай бұрын
Welcome jiganu Abotatn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hansseman58
@hansseman58 Ай бұрын
Ajokum deki eri
@grmaytekle1007
@grmaytekle1007 Ай бұрын
ሃገረይ ኩሉ ኣቅምመይ ዚፈቆዶ ኒኣኪ
@EfremFoto-rz9ql
@EfremFoto-rz9ql Ай бұрын
Kebrin mogosin ni jeganunan❤
@ri-goblazt5894
@ri-goblazt5894 Ай бұрын
If only the EPLF treated imprisoned Eritrean citizens in their jails as well as they treated the Ethiopian war prisoners…!
@samimati9066
@samimati9066 Ай бұрын
ኣቤት ታሪኽ ሰሚዕካ ዘይ ምኖ ኣብዚ ዓለም ዘደንጽወንን ትሪኽ ህዝባዊ ግንባር ካብ ናይ ሰብ ፍልይ ዝበሉ እዚ ኩሉ መስገደል ክሕለፍ ኢልካ ዘይ ካኣል ኪኢሎም ኣብዚ ደረጃ ክበጽሕ ክሳብ ሕጂ ዘይ ተመለሰለይ ሕቶ ኢዩ ክብርን መጎስን ንዓኹም ጀጋኑና ኤፊ ድማ ከምዚ ዓይነት እንዳ ኣምጻኻ ነዚ ህዝቢ ተሪኹ ከተፍልጦ ንምሕጸነልካ ንኺድ ጥራሕ ደቂ ኤሪ ብርሃን ኢዩ ቅድሜና
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 Ай бұрын
Efi plz ni dnish bteketatali part serieka akrbelna buzuh tarik alewo
@LovelyBamboo-wx5qx
@LovelyBamboo-wx5qx Ай бұрын
Kemzi tarikna knfelt zgbrkana bteami ena nemesgneka
@astermogos3105
@astermogos3105 Ай бұрын
❤......
@Habenfu
@Habenfu Ай бұрын
6ወራር ብጣዓሚ ሓያል ውግእ እዩ ኔሩ መሊእኩም ጽደቁ እቲ ታሪክ ክኣ መሉእ ኣምጹልና ምስ መራሓቲ ብርጌድ ዝነበሩ ብሂወት ዘለውና ሕጂ ታሪኽ ኣዛዝቲ ናይቲ ግንባር ዝነበሩ ብዓል ቤጥሮስ ሰለሙን ክኣ ኣምጽሉና ወላ ንዕኦም ተኣሰርክሞም ታሪኾም ግን ኣምጽዎ😢❤
@tesfatsionsium9560
@tesfatsionsium9560 Ай бұрын
edemen teenan yhabkum geberti kiya jeganuna
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 Ай бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ajokum deki erey meksenat
@zetawbrhane5652
@zetawbrhane5652 Ай бұрын
💖💖💖🌷🌷🌷🐪🐪🐪🌷💐🌷💐🌷💐🌷
@adhanomg9315
@adhanomg9315 Ай бұрын
If history is not written and not told, and then it erased & faded as the history. It needs to be written history book so all the students can learn the history of Eritrea 🇪🇷 that took 30 years and cost highly price of 65,000 youths.
@DanielTella
@DanielTella Ай бұрын
ታሪኽ ክትረኽ ከሎ ዝፈጥሮ ኩርዓት ወሰን የብሉን። ታሪኽና ግን ከቢድ ዋጋ እዩ ተኸፊልዎ፣ ነዚ ነባዊ ሃዋህው ከደላድሉ ሂወቶም ዝኸፈሉን ህልዋት ጀጋኑና ግና ብምንታይ ቃንቃ ክትገልጾም ትኽእል፣ ንህልውን መጻእን ወለዶታት ክትሕተት ዘለዋ ሕቶ ስለዝኾነት ኩሉ ወለዶታት ድማ መታን ክሰምዓን ክርእያን ኣብ ሓደ ብርኽ ዝበለ ቦታ ተጻሒፋን ተቐሪጻን ተወቂጣን ትሰቐል። ኩሉ ወለዶታት ምስ ደረጃ ንቕሓቱ ኣተሓሳስቡኡን ክሓስበሉን ከስተንትኖን ብዝለዓለ ደረጃ እናተርጎሞን እናገለጾን መታን ክኽእል ኣብ ልቢ ወለዶታት ተወቁጡ ክቕመጥ ክኽእል ኣለዎ። እዚ ሓላፍነት ናዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ እዩ፣ The code to access our great history should live in the heart of generations, where generations will be able to define at the highest level throughout generations.
@Cliques996
@Cliques996 Ай бұрын
ስረ ዝዕጥቕ ይዕጠቕ :ስሩአኡ ክፈትሕ ዝደልኻአ መገዲ ክፉት ዩ ኢልና /😂😂😂ሞይተ!!
@mehreteabghenrekidan5357
@mehreteabghenrekidan5357 Ай бұрын
Eza qal qdmi hji semieya nere endye enqae bwealta tedegmet ty tegadelti kbri nakum
@dana.j9062
@dana.j9062 Ай бұрын
ክሳብ ክንደይ ምኩራትን ተጻዋርነትን ትሑታትን ምዃኖም ክትፈልጥ ትኽእል ኢኻ፣ ብተመኩሮኦም ጀጋኑናን ሰማእታትናን ዘገርም ፍሉይ ታሪኾም ክነግሩ ከለዉ:✨️🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Ай бұрын
My new electrik bike has found lost i sew it abaut 1030 pm I Did not out fro my room the all the day from yesterday 1 30 pm today i inform the night shft city plaier grup by telephon. As soon asi known.
@kulunatbah-mg7vk
@kulunatbah-mg7vk Ай бұрын
Hii ketslo
@micaelsolomon1472
@micaelsolomon1472 Ай бұрын
ገለ ሩሙሳት ነዝ ቃልስ ህ.ግ ኸቛናጽቡ ዝፍትኑ አለዉ።ህ.ግ ሳላ እት ብመትከል ዝአምነሉ መሰል ወድ ሰብ ካአ መሰል ሙሩኻት ብተግባር አርእይዎ።መንግስት ኤርትራ እት አብ ዘበነ ቃልስ ዘጥሮዮ ተመክሮታት ነዝ ኹሉ ዕንቅፋታት በዲሁ አብዝ ሕጅ ዘለናዮ ብሩህ መጻእ በጺሕና።ኸምዝ ጌሮም ታሪክ ዝነግሩ ዘለዉ ናይ ዘመነ ቃልስ ኽብር ይኹኖም።
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 Ай бұрын
ኣነዝፈልጦ ከማን ኒረሩ ኦሮሞ መራሒጋንታ እንዳ 12 4ይ ብርጌድ እንዳርባዕተ❤❤❤❤😂
@ramandebene1131
@ramandebene1131 Ай бұрын
ህግሓኤ ዝተዓወተ ብዝሒ ሰራዊት ስለዝነበሮ እኹል ዕጥቅን ስንቅን ስለዘነበሮ ኣይኮነን እንታይ ዳኣ ሓያልን ቆራጽን ውፉይን መርሕነት ስለዝነበሮ እዩ ብፊላይ ጽንዓትን ተወፋይነት ጅግንኔትን ኩቡር ተጋዳላይ ኤሰያስ ኣፎርቅን እምነትን ጽንዓት ተጋደልትን እዩ ስብ ዓወት ኣብጽሕዎ። ምስ ናይ ወይስኔ 3 ወራር እካ ርእናዮም እና ቤት ጽሕፈት ካይ ዓጸው ባንደራ ካየውረዱ ዝሃደሙን እድና ንሃብ ዝብሉን ማስ ናይ ወጽኢ ሓይልታት ዝተመሻጠሩን ዝተመርከኩን ተጠላቅና ዝበሉን። ኩቡር ፕ/ ኤሰያስ ስብ TV እና መጸ ንህዝብን ሰራዊትን ጽንዓቱን ተውፋይነትን ህዝብ ክጽንዕን ሞራል ክገብር ዝገብር ዝነበረ እንተ ኣማሓደሪት ሓደ ብሓደ ርእናዮም መን ይሃድም ነይሩ መንከ ጸንዑ ምስ ህዝቢ ደው ዝበሉ ንፈልጦም እና ፍርቅለይት ዝሃድሙ ርእና፡ ህዝቢ ኤርትራ ግን ክሳብ ክብደይ ጽኑዕ ምስ ሰራዊቱ ክሳብ ክንደይ ተወሃህዱ ይሰሪሕን ሞራል ይህብ ነይሩ ዘኹሪዕ ታሪኽ ርእና እና ብጣዕሚ እዚ ህዝቢ ጽኑዕ ውፉይ ጅግና መራሒ እንተረኽቡ ጅግና ህዝቢ ምኻኑ ኣመስክሩ እዩ።
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 Ай бұрын
ብቐዳምነት ጽሕፈትካ ኣማሓይሽ። ብኻልኣይ ደረጃ ነቲ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ዝነበረ ቃልሲ ኣፍልጦ ኣለካ ድዩ? ዶስ ካብዞም ኢሰያስ ብነዊሕ ገመድ ዝኣሰሮም ኣኽላባት ኢኻ?
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj Ай бұрын
​@@abrahamkidane9170Neseka K Entay Afleto Aleka Kemaka Denakur Ab Mealti 25 Sebat B Hamed Meserahku Neyere
@ramandebene1131
@ramandebene1131 Ай бұрын
@@abrahamkidane9170 ኣበይልካዮሞ ሰንፍ ብዛዓብ ጅግና ክትረኽ ኮሎ ዓቅሉ የጽቢብ ውጻኣት ይሕዞ ሃለውለው ይብል። ብነውሕ ገመድ ናይ ጽልእን ድሕረትን ድንቁሪናን ስንፊናን ከብ ዓለባ ሳሬት ተኣስርካ ኣብ ጽልማት ትነብር ከማኻ ሰነፋት ተድንቅ ክሳራ እኻ፡፡ብዛዕባ ኣፍልጦ ብጀካ ከም እንስሳ በረኻ ንኸብዱ ጥራይ ዝነብር እንተዘይኮይኑ ኩሉ ኤርትራው ይፈልጥ እዩ ርእሱ ዝዓጸወ እንተዘይኮይኑ። ብዚ ኣዘራሪባኻ ሕብሪኻ ሕብሪ ከዳዓት ጸረ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ምኻኑ ርዱእ እዩ ከምኡ ተበልካ ኣይገሪምን ንሓደ ሰነፍ እንተዘድንቅ ምስ ሳእንኻ ምስ ሓደርካ። ብዛዕባ ጽሕፈት እንተተረድኡካ ጽሕፈተይ ኣኸለ።
@ramandebene1131
@ramandebene1131 Ай бұрын
@@abrahamkidane9170 ህግሓኤ ኣብ ታሪኽ ናይ ዓለም መወዳድርት የብሉን እዚኻኣ ጽንዓት ውፉያት ካብ መትከሎም መሬትን ሰማይ እንተዝላገብ ምንቅ ዘይብሉ መራሕትን መሰረትን ተጋደልት ስለዝነብሩን ዘለውን እዩ። ፊቶ ጽላእ እዚ እዩ እትሓቂ ካልእ መርሕነት ወሳኒ እዩ ግደፍ ውድብ ዝኣክል ጅግና መራሕ መስሪዕ እንተሃልዩካውን ኣብ ኩናት ዕውት እኻ ከምዚኸማኻ ደንቆሮ ግን ኣይመርሑ ኣይምሪሑ ከም ፓባጋሎ ዝተባህለ ክደግሙ ጻሓይ ትዓርቦም።
@kidantekle2443
@kidantekle2443 Ай бұрын
Please like, share, comments and subscribe ❤❤❤❤❤
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 Ай бұрын
ኣዘዝቲ 6ይ ወራር ዝነበሩ ኣርካናት ተጋድሎ ሕጂ ኣበይ ኣለው ስለምንታይ ግና ኣስማቶም ታሪኮም ክዝንቶ ዝይትደለየ ክስብ ሕጅ! እቶም መራሕቲ ኣርካናት ኣብ ኣንደራት ተሽሪቦም ኣለው ።
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 Ай бұрын
Agame geza tegagika aloka qondaf
@abdelamuhammad5054
@abdelamuhammad5054 Ай бұрын
Neti hizbawi gnbar zbehal nernayo . Kembeal dinish falso( sleves) ntariku ngleseb(n isseyas afwerki ) ahlifu ziheb tegadelay alo ile ayaminin nere .
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 Ай бұрын
Abb 6 werar kabtom ni Sudan 🇸🇩 zihademu dikka (falso)
@eagleke4101
@eagleke4101 Ай бұрын
Emo eseyas balu sle zfrhe 6y werar ab dege yehlifwo
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj Ай бұрын
Eske Zeykewen Aytezareb Iseyas Kab Meas Hadimu Yefelet Nesu Endu Merahiom Neyru Ezi Zeykewen Zereba Gedefo Hataf
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 Ай бұрын
ክክክክክክ ቆማል ከም አቦታትካ መሲሉካ እዞም ከማካ ጻሕጻሕቲ አብ ግንባር ዘይነበሩ ዘውረዩልካ ትደግሞ አሎካ ሰበይታይ ናይ ሰበይታይ ይደግም ንሱ ዘይብሉ ኩናት አብ ኤርትራ አይተገበረን ዋላ ንአቦታትካ ውዒግን አብ ሳሕል ኮይኑ እዩ ዝመርሔን ኔሩ መሸተ
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 Ай бұрын
ክክክክክክ ቆማል ከም አቦታትካ መሲሉካ እዞም ከማካ ጻሕጻሕቲ አብ ግንባር ዘይነበሩ ዘውረዩልካ ትደግሞ አሎካ ሰበይታይ ናይ ሰበይታይ ይደግም ንሱ ዘይብሉ ኩናት አብ ኤርትራ አይተገበረን ዋላ ንአቦታትካ ውዒግን አብ ሳሕል ኮይኑ እዩ ዝመርሔን ኔሩ መሸተ
@rumenege6356
@rumenege6356 Ай бұрын
ወለይ ጌና ክሳብ ሕጂ፡ኢሰያስ ዝብሉ ልባማት እባ ኣልው እዮም። ወዮ ደኣ ትሕዝቶኹም ካብኡ ዝኸፈአ ዕላማኹም ፈሊጡ ዝስዕበኩም መንእሰይ የለን እምበር፡በቃ ሓደ ኢስያስ ንሱ እኳ ኢትዮጱያዊ ትግግራዋይ ንኤርትራ በይኑ ከምዝተቓለሰላ ከምዝተወልደላ ጌርካ ምቕራብ ውጽኢቱ ንሕስረትኩም ምኽዓብዩ።
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 Ай бұрын
ዓወት ሰውራ ኤርትራ ድምር እኩብ ናይ ኩሉ ተጋዳላይን ህዝብን ኢዩ። ኢሰያስ ኢሰያስ ክትብሉ መልሓስኩም ሸይቡ፣ ናይ ብሓቆም ኢዮም እዞም ናይ ሕጂ መንእሰያት ተጋዳላይ ይሽይብ እምበር ኣይልብምን ክብሉ።
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj Ай бұрын
Entay Emo Tefelto Melemexi Desti Weyane iseyas Eti Nefu Merahi Behageru Zehaseb Hade U Ember Rinayom ina Etom Kaleot Si
@user-bq6up7cv3q
@user-bq6up7cv3q Ай бұрын
Adghes trdeo hi rdon ei Kab hamd nab hamd kamze natka athsasba zelow ey
@user-bq6up7cv3q
@user-bq6up7cv3q Ай бұрын
Adghes trdeo hi rdon ei Kab hamd nab hamd kamze natka athsasba zelow ey
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj Ай бұрын
@@user-bq6up7cv3q Melemexu Desti Wyane Ezi Nay Eritrawian U Wexae Kabzi Teref Weyane
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 Ай бұрын
Esu da eti haden zeydgemn emun korats zeynbrkek zeysegd genzeb zeyegagyo eti inko shim nhbi hagerna esu shim nhbi zeyblu kofo yelen kem nay wedi afe korats merahi ab alem yelen smart merahi bnghuau nay Amerika shirhi dfelete abey emo edme awatsaulu entezbhal kulatna hzbi eritrea fefrki edmena mehabnayo emo nzelalem e Eritrean mmerha
Challenge matching picture with Alfredo Larin family! 😁
00:21
BigSchool
Рет қаралды 40 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 46 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 42 МЛН
Challenge matching picture with Alfredo Larin family! 😁
00:21
BigSchool
Рет қаралды 40 МЛН