“ኤርትራዊ ዲኻ ትግራዋይ ኢሉ ንዝሓተኒ፡ ክልቲኡ’የ እንተ በልክዎ እንታይ'ዩ ክብል ዝኽእል፧” ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ጋ/ ኻልድ ዓብዱ

  Рет қаралды 16,338

SBS Tigrinya

SBS Tigrinya

20 күн бұрын

www.sbs.com.au/language/tigri...
ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያን ዘሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዝትንትን ነባሪ ሃገረ ሽወደን እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ብዛዕባ ታሪኹን ዘካይዶም ንጥፈታትን ሰፊሕ ዕላል ኣካይድናሉ ኣለና። ኣብዚ ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ዕላል ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝሰርሖም ስርሓት፡ ምስ መንነቱ ዝተኣሳሰር ዝገጥሞ ብድሆታትን ዝህቦ ምላሽን ገሊጹ ኣሎ። ሳልሳይን ናይ መወዳእታ ክፋሉን ኣብዝመጽእ ክቐርብ እዩ።

Пікірлер: 179
@abrahamtecle9119
@abrahamtecle9119 16 күн бұрын
ካለድ ንቡዙሕ ሕቶታት ብግልጽን ብፍልጠትን መልሲ ዝሃብካዮ ዝድነቕ ኢዩ። ኣብ ሕጊ ኣልቦ፣ ስርዓት ኣልቦ፤ ሕልና ኣልቦ፣ ፍትሒ ኣልቦ፣ መሪሕ ኣልቦ፡ ዝኾነት ሕጊ-ግደፋዊት ኤረትራ ካልእ ክትጽበ ኣይካኣልን፡ ንብድሕሪ ሕጂ ካኣ ኩሉ ክዕረ ናይ ኩላትና ቃልሲ ይሓትት።
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 17 күн бұрын
መርሐባ በየነ ኸምእውን ኩቡር ሐው መም ኻልድ ዓብዱ የቀኔልና ኻልድ ሐውና ኸም ወትሩ ንትምህርትኻን ንሰፊሕ ልቦናኻን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@tess8603
@tess8603 11 күн бұрын
ተጋሩ አዩኻ ናይና አንተበሉኻ ሐቂ ከይመስለካ። ጽልአዬ ፍተዎ ኤርትራዊዩ ሐዉኻ። አፍታሕ ዓይነክ።💒➕🕌🟰❤️ERITREA
@habtomabay5276
@habtomabay5276 16 күн бұрын
ኤርትራዊ ዲኻ ትግራዋይ ? እታ ሕቶ ንባዕላ ጌጋ እያ ~ ቕኑዕ ሕቶ ኤርትራዊ ዲኻ ኢትዮጵያዊ እዩ ✍️ ቑኑዕ ሕቶ ዝኾውን ትግራዋይ ኤርትራ ዲኻ ትግራዋይ ኢትዮጵያ እዩ።
@bwt376
@bwt376 14 күн бұрын
😂😂😂
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 14 күн бұрын
😂😂😂😂 tay tebl wedey
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 14 күн бұрын
✅✅
@MussieIsaacKesete
@MussieIsaacKesete 13 күн бұрын
Tigraway Eritrea zbahal yelen,Tigrigna Eritrea eyu zelo.
@habtomabay5276
@habtomabay5276 13 күн бұрын
@@MussieIsaacKesete What is the politics of hating your own identity ? What is the cure for it ?
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 18 күн бұрын
Kalid!!! Now, I know why you always impressed me on your Eritrean political analysis. God bless you for your civilized thoughts.
@mass-media6445
@mass-media6445 16 күн бұрын
Mr. Khalid speech was really great.
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 17 күн бұрын
Khalidom my favourite person ur my Idol Amlak Abzihu yibarka hawey natey 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@redbag3453
@redbag3453 15 күн бұрын
*ንሕና ተጋሩ ኣከለጉዞቶት ኢና* ብሒም ዝበለ ይሕርድ!!😮
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 14 күн бұрын
😂😂😂 men yu wekilka dekala te kenka ane tegraway akolgzay bel
@ukbayc
@ukbayc 17 күн бұрын
ዘግነትን መንነትን ነንበይኑ እዩ !!!!
@michelle-i7o
@michelle-i7o 16 күн бұрын
እንታይ ማለትዩ ነንበይኑ፣ መንነት ትግራዋይ ዜግነት ኤርትራዊ ማለትካ ዲዩ? ከምኡ እንተኾይኑ ኢሎሞ ኢልካ እኻ እምበር ብዛዕባ ትግራይ ትፈልጦ የብልካን፣ ትግራዋይ ኢየ ትብል እንተኾንካ፣
@ukbayc
@ukbayc 15 күн бұрын
@@michelle-i7o ትግራዋይ ዝበሃል እኮ የለን መኽንያቱ ትግራይ ዝበሃል ስለ ዘየለ ትግራይ ትበሃል 15 ኪሎ ሜትር ካብ ዓድዋ ሪሒቓ ትርከብ ዓባይ ጨዓ ዘለታ ጎልጎል ካብ ጥንቲ ሸፋቱ ዓድዋ ክዘምቱን ዝዘመትዎ ክማቐልዎ ከልዉ ዝጫፋጨፍሉ ዝነበሩ መጸውዒት ጎልጎል እያ !! ንሕና ንፈልጥ ዓገመ ዓጋመቶት ራያ 70 እንድርታ ዝበሃሉ ጥራይ እዮም ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝቕመጡ ትግራዋይ መንነት ዝበሃል ናይ ደቂ ሕድርትና እዩ
@michelle-i7o
@michelle-i7o 15 күн бұрын
@@ukbayc ጽቡቅ አለኻ፣
@redbag3453
@redbag3453 14 күн бұрын
@@ukbayc ኣየ ደቂ ሾርሙጣ ደምብያ!! ኤርትራዉነት እዩ ዘየለ፡ ጥልያን ነታ ሾርሙጣ ኣዲኻ ተጋሲሱ ዘዉርሰካ
@Lqemhgawi
@Lqemhgawi 16 күн бұрын
Thank you Teacher kalid For your service and support to our community ❤
@Unitedworldsounds
@Unitedworldsounds 14 күн бұрын
Originally from Tigrai region. Most settled in Asmara city and surrounding All tigrigna speakers some having habesha names but firmly believe in Islam. “Jeberti “.
@yonas.w
@yonas.w 17 күн бұрын
ናይ ካሊድ ሓሳባት ምስማዕ ነገራት ብብዙሕ ኩርናዓት ክትምርምርዩ ዝገብረካ:: ደስ ዝብል ዘተ
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 16 күн бұрын
ኩቦር ሐወይ ካልድ ጹቡቅ አገላልጻ አቦ ሐቂ ድምጼ ዉጹዓት አንጸባርቅ ዘሐወይ ጎይታ ምሳካ ይኩን። ሕብርት መሰረት ዓወት እዩ 🙏🏾💕
@semiramusa3217
@semiramusa3217 16 күн бұрын
አታ ዱዑል ክልቲኡ ዝበሃል የለን ገዛካ ኪድ ሕጂ ዉን ።
@hailegebretsadik3398
@hailegebretsadik3398 16 күн бұрын
I am highly schorared Tigrayan. I dont judge people by their ethnic background. But honestly speaking, khaled Abdu is one of the smartest political analysts that I like. I like political analysts from Eritrea such as Bereket Yohannes, Jossy, Amanuel and Khaled Abdu. From the Tigray side, Alula Solomon, professor Ghelawdewos, Dr Muez etc. Respect Khaled Abdu ❤ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👏👍👍👏👏👍👍👏👍👏👍👏👍👏👍👏
@user-uk8bo1pv3p
@user-uk8bo1pv3p 16 күн бұрын
ዋይ ዋይ ኣይተ ጻድቃን ሓዉኹምሲ ዉሰዱልና ድኣ።
@kassahunmelese6151
@kassahunmelese6151 16 күн бұрын
Thank you Kaled Abdu ❤❤❤❤❤
@mathewospaulos8679
@mathewospaulos8679 13 күн бұрын
ካልደይ ኣቦ ሓቂ❤❤❤❤❤
@otcanful
@otcanful 10 күн бұрын
Khald ናይ ስደት መምህረይ, ኣያይ.
@biniamhadish1054
@biniamhadish1054 17 күн бұрын
Thank you SBS and Beyene as well teacher kalid 👌🏿
@efremasmerom915
@efremasmerom915 13 күн бұрын
Brilliant aya kaled
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 10 күн бұрын
Mature politician man 💙💙💙
@AbrahamWghere
@AbrahamWghere 17 күн бұрын
ካልድ ንፉዕ ዝናኣድ ትንታነ።ኤርትራ ዓረባዊት እስላማዊት ኢያ ኢሎም ብመትከል ዝቃለሱ ማሕበራት ውልቀ ሰባት ኣለዉ።ንምንታይ ኣልዒልካዮም ዘይትፈልጥ?ንኣግኣዝያን ግን ኣብ ዝለቀቅካያ ቪድዮ ትጠቅሶም ዓገብ ከምዚ ኢልካ ዓዲ ኣየጋብርን።
@ziontsehaye934
@ziontsehaye934 12 күн бұрын
Great khalid ❤
@habtomtesfamariam2785
@habtomtesfamariam2785 11 күн бұрын
Bravo kalied ❤
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k 14 күн бұрын
Khalid is Tigrayan period!
@ukbayc
@ukbayc 17 күн бұрын
ትግራዋይ ዝበሃል የለን ኢትዮጵያዊ ዝበሃል እዩ ዘሎ !!!!!
@mikigesikon3560
@mikigesikon3560 17 күн бұрын
Kkkk bikehmey ane 1 aleku kulu gedifka zegnet aydelyen bezey meninet
@solomonhadgu5636
@solomonhadgu5636 15 күн бұрын
Tgraway mennet alo ethiopian zegnet eyu
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 14 күн бұрын
ፈሳዊ ከማካ መሲሉካ ወድወዱ ንዓስከሪ መንነትን ዜግነትን ፈሊካ ፍለጥ ዜግነት ጃኬት እዩ መንነት ቆርበት እዩ።
@ukbayc
@ukbayc 14 күн бұрын
@@zengisbagds4223 ክክክክክክክክክክክክክክ
@user-rl6ih6wd6e
@user-rl6ih6wd6e 14 күн бұрын
እዚ ድኣ ትግራዋይ እዩ ዝተምሃረ እንድዩ ኣይናትናን
@user-ur5yi5mm1r
@user-ur5yi5mm1r 15 күн бұрын
ኣብ ዝመሰየካ ስለትሓድርን ቀዋሚ መርገጺ ስለዘይህልወካን ካባኻ ንጥንቐቕን ንርሕቕን።
@DeaconMeron
@DeaconMeron 14 күн бұрын
Bravo Kalid
@user-ew4ws2yz9s
@user-ew4ws2yz9s 16 күн бұрын
good interview
@nationalinterest6656
@nationalinterest6656 16 күн бұрын
Wawwww really appreciated kaled abdu
@rutt6733
@rutt6733 15 күн бұрын
Zeginet iyu zeleka ,kid ni Tigray ,nay nebisika giber geldam hibey
@FT--tl2yn
@FT--tl2yn 15 күн бұрын
Good job SBS as usual
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 18 күн бұрын
Natkan yihayish kab isayas tenbenay hilim zibele tigreway
@amanuelhabtayeyenumberone1581
@amanuelhabtayeyenumberone1581 17 күн бұрын
Gis dumu
@nassermohammedburhan3188
@nassermohammedburhan3188 15 күн бұрын
Khald hero
@tesfaighebray6588
@tesfaighebray6588 17 күн бұрын
ካልድ ቁኑዕ ሰብ ። ከምዚ ዝበለ ልቦና ዘልርዎ ሰብ ክኽሰር የብሎን ዋላ ካብ ጁኑብ ይምጻእ ኣሽምባይ ካብ ትግራይ። እስካ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኢካ ።ሰብ ብሰብ ትሓስብ ሰብ ኢካሞ ፡ከማካ ይብዙሕልና።
@sabacuddus7319
@sabacuddus7319 17 күн бұрын
Khalid you are one of the best genuine Eritrean, so I personally proud of you and your best daily efforts God Bless you ❤🎉❤
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 15 күн бұрын
either Ethiopian or not. Eritrian Nigerian etc.....
@kidanehaddish
@kidanehaddish 13 күн бұрын
ካብ መቐለየ ከካሊድ ሓውና ብዙሕ ኣድናቒዩ ዘለካ ።ካሊድ ኩሉ ነገሩ ኣብ ቅንዕና ዝምስረትዩ። እዛ ሕቶሲ ኣብ መንጎ( ዜግነትን መንነትን )ፈላላይ ዘይምርዳእዶ ይኾን? ዜግነትስ ከምኩነታቱ እንተመንነቱ ግን ካሊድሲ ሕዚ ድዩም ፃዕዳ ኮይኑ ተወሊዲ እንግሊዝ ክኸውን ወይስ ዓረብ እታትግራዋይነቱ እያ ናብዛዓለም ኣምፂኣቶ ተፈጥሮዩ
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 13 күн бұрын
N Eritera Kulu Gezie Eti Kufue Zemeneyela Wela Bediun Bebeun Ereterawi Yekun Eriterawi Aykonen
@alemfitsum2227
@alemfitsum2227 15 күн бұрын
ካልድ ዕድለ ኣለካ ናይ ባሓቂ ሱዳን ዓዲ ውጹዓት ዓዲ ስለም ኢያ ስላማ ይመለስላ ህዝቢ ሱዳን ሕማቅ ዕድል ወሪዱዋ ዘይተጽበናዮ ካልድ ብስላም ተምለስና ግን ሓደራካ ጉዳይ ዓሊ ዓቡድ ሒዝካልና መልሲ ዋዛ ምስ ቁሙነገርር🎉🎉
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 17 күн бұрын
ካልድ ሀርበኛ ወዲ መሬት ለባም ስብ.
@HayeleHadush
@HayeleHadush 10 күн бұрын
ንፉዕ ከልድ
@EseyasPetros
@EseyasPetros 17 күн бұрын
Nfue haw kald enkae weaning ezi kulu fltet kon
@simreth3954
@simreth3954 9 күн бұрын
ናይ ክልቲኡ ተወላዲ ምካን ጸገም ኣይኮን እቲ ጸገም ግን ነታ ዓድና ናይ ጎረቤት ክትገብራ ምድላይካ እዩ
@Abi-hero
@Abi-hero 13 күн бұрын
አቶ ኻልድ ትግራዋይን ኤርትራዉን ክትከዉን አይትኽእልን ኢኻ። ሐዲኡ ምረጽ አብ ዝሐለፈ 3ዓመት ተጋሩ /ወያነ እስዕሩዬም ዝብል ስለዝነበረካ አብ ትግራዋይ ዘንቢልካ ነርካ ወያነ ምስ ተሳዕሩ ግን አብ ጃላ ዝአተኻ ትመስል? አብ ኤርትራ ቡዙሐት ተጋሩ ጣልያን ህንዲ የመን ነሮም ዬም። ከለ ካብዚኦም ንኤርት ኢሎም ከምዝተሰዉኡ ትፈልጥ ኢኻ። ምናልባት አብ ብረታዊ ቃልሲ አየበርከትኩን ኢልካ አይትሰከፍ አነ ንባዕለይ አየበርከትኩን ሳላ ሻለቃ ዳዊት አስመራን ባጽዕን ክብል የ አሕሊፈዬ። 🌿💙🌿💙🌿💙
@rutt6733
@rutt6733 15 күн бұрын
Tigraway ika tigraway
@noursaeed2635
@noursaeed2635 13 күн бұрын
መን ከም ካልድ ፈተው ጺላእ አዝማረኖ
@shambko
@shambko 13 күн бұрын
ባህላዊ መንነት ዝብሀል ያኢ አሎ?
@MikelNegash-m8h
@MikelNegash-m8h 17 күн бұрын
ኣጎዛ ኢጎዛ ኢንጽፉለይ
@kidanehaddish
@kidanehaddish 13 күн бұрын
ካሊድ ዓብዱ ትግራዋዩ ትብሉ ሰባት ንሓድነት ኤርትራ ኣብሓደጋ ዘእቱ ነገርዩ ሓደጋዩ ግደፋዋ
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 17 күн бұрын
Smart kald Abdu Amlak msaka
@jemalmaruf845
@jemalmaruf845 10 күн бұрын
Our king
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 15 күн бұрын
ሕጂ እዚ ገልዳም እንታይ ክብል እዩ ዝቃለሶ ዘለኹ መንግስቲ ምቅያርእዩ ክብለና እዩ እሞ እቲ ለውጢ ዝባሀል እንታይ ድዩ
@yosufalahad103
@yosufalahad103 14 күн бұрын
ሕጂ ከማን ኻልድ ዓብዱ አብኡ ትግራዋይ ሰለድኮነ ንኢርትራ አይውክልንዩ ምክንያት አለዎ
@stg248
@stg248 15 күн бұрын
Nemntay eka tkirartso explain endagbre.
@Agazian2016
@Agazian2016 16 күн бұрын
ሰላም ር/ብ በየነ ,ኣንባቢ ስፖርት ይህዉኸና ሎ ። ቁሩብ ህድእ ኢሉ ከንብብ ይኽእል ዶ???
@zera1464
@zera1464 16 күн бұрын
Kalid is our hero ever
@woldebruknegussie2713
@woldebruknegussie2713 17 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@selam8217
@selam8217 15 күн бұрын
የቀንየልና እትህቦ ትግራይ ኢትዮጰያዊ እድዩ? ዋላሰ 60አላታ እዩ ነገሩ ❤❤❤ ዘተረደአና ዋላሰ ሃለዉለዉ ዝአመሎም ናሱእዩ እትዓቅመሞ ህዝበይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ አአብዘለናዩ ካብ ሕልናዊን አተሐሳስባና ንቀይር ሳላም ቅሳነቱን ንህዝቢ ኤረትርን ኢትዮያን የዉርደልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇹🇪🇹
@abelsimon8114
@abelsimon8114 17 күн бұрын
Hayemanot ab poletika testeeno alewo .
@habteghebre785
@habteghebre785 17 күн бұрын
Aflto zeyblom ab midea mexiom zzarebiwo semieka tekrbo zeleka hitotat nibaelka gazetena bikue aykonkan kem beal khald ziameselu mihurat ztezarebiwo bfltet zteseneye ztezerbe abnet gerka tethato xbuk neru
@Eritreaplus
@Eritreaplus 15 күн бұрын
ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩናማ.. ትግራዋይ እዩ..
@barhat6362
@barhat6362 17 күн бұрын
Khalid, you are a proud Eritrean. Those who are asking your identity did nothing for Eritrea and Eritreans. Just be proud of yourself, God bless you.
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 15 күн бұрын
ክልቲኡ አንተበልክዎ ዘይኮነስ በል አሞ አንታይ ከምትባሃል ሾዑ ክትፈልጥ
@netdona2
@netdona2 16 күн бұрын
እዚ ወዲ ኩሉ ዝብሎ ብዘይኩኡ ፈላጥ ሙሁር ሓቀኛ ብአንፃሩ ክአ በቲ ሐደ ወገን ስብ ከም ዘየለ ጌሩ ክዛረብ ቁሩብ መታን ሰብ ክአምንሲ ንብድሕሪ ሕጂ አብትገብሮ ቃለመሕትት consider it
@kidanehagos7457
@kidanehagos7457 17 күн бұрын
ብፍልጠት ይኹን ብብቕዓት ጥርዚ ዝበጽሐ ርእሰ ታኣማንንት ከምዚ ከማኻ ዘለዎም ሰባት ይብዙሑልና
@ftsumbeyene5091
@ftsumbeyene5091 14 күн бұрын
መንነትካ ትግረዋይ ኢኻ ኢሎም ከሳድዱኻስ ከመይ ኣይኮንኩን ኢልካ ትኸራኻር እቲ ትህቦ ዘለኻ ምኽንያት ብቑዕ ይኮነን እብል ብወገነይ
@eritreaalandofpromise971
@eritreaalandofpromise971 13 күн бұрын
ሎቕማጽ ንብለካ ክልቲኡ ዜግነት ዝበሃል የለን ሓዲኡ ምረጽ
@yonaskidane5398
@yonaskidane5398 17 күн бұрын
kald ur the best
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 16 күн бұрын
እቲ ሽግርና ቀልቲፉ ከይፍታሕ እኮ እዚ ሽግር እዚ እዩ ልዕሊ ኻልድ ዓብዱ መን እዩ ኤርትራዊ ሂወት ኣቡኡ ዝኸፈለ ኩሉ ዝግበኦ ዝፈፀመኣሕሕሕሕ
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 17 күн бұрын
Khakid bkulntiniu bikui seb eyu ab kulu atehasasibiu aredadiu agelalxiu tihtiniu akbrotu biabiu timhrtu blux eyu ezi tgraway eu zibl ayserhin Eritrea abzi hji ewan bitwldi tegaru eya timrah zela ziteweledkalu adi nsu eyu hagerka
@FevuTSmith1940
@FevuTSmith1940 17 күн бұрын
The best interview ever. Thank you both 🙏
@Kerar-Idris
@Kerar-Idris 17 күн бұрын
Zeymino Kalid Abdu interview bitami smart
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 12 күн бұрын
ኣንታ ሓውና ትግራዋይ እየ ዘይትብል። አንታይ እዩ ብሕማም ነብሰ ምትሓት ትሳቀዩ
@zera1464
@zera1464 16 күн бұрын
Beğene metkel zeybilu wedi Mengo ay mis shaebya ay mis de leyti fthi mergexika aflit kanga langa kulu gizie follow kalid mergexiu filut niftihi netom mesrhtika zineberu zitasru zikales zelo hero
@nalemna
@nalemna 17 күн бұрын
Entay 2abhaleka bemenenetka korika tegraway eye zegenet eeiterawenet Alenia zeytibl kemetsi naysweden eriterawit yekhefa yetsebik netselai yehilifu ayhebin eyu
@rutt6733
@rutt6733 15 күн бұрын
Hizbawi Ginbar aymilketekan iyu Kalid kid ni Tigray
@user-og7vx9qn9i
@user-og7vx9qn9i 14 күн бұрын
ሕጂ'ስ ጸገም የብሉን ትግራዋይ ምዃን ወይ ኤርትራዊ ምባል። ቐደም ብዘይምፍላጥና ኢኻ ተሸግረና ነይርካ። ኤርትራዊ ጥራይ ስለትመስለና ዝነበርካ። ዝገረመኒ ግን ትግራዋይ እንከለኻ ብትዉልዲ ፣ ነቲ ጥባሕ ጥባሕ እንዳበሉ ንሰራዊት ኤርትራ ህወሓት ፓለቲካ ዝሰርሕሉ ኣብ ዝነበርሉ ግዜ ተጣቕዕ ነይርካ👂🏻👂🏻
@kibretyemane3694
@kibretyemane3694 15 күн бұрын
Ethiopian Kald abdu nay aboka resa meas eka twesdo htetwo
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 17 күн бұрын
Nimntay ekum gin ab sdet endaneberna bizaeba mebinet alet alielkum tihatu kulu ab eritrea zitewelde eritrawi eyu ziegnetu
@Wedisoyra
@Wedisoyra 17 күн бұрын
ልዕሊ ካልድ ኤርትራዊ የለን❤
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 17 күн бұрын
100% ✅
@rutt6733
@rutt6733 15 күн бұрын
Tigraway iyu. Hito aleni tigraway mibal yehifir diyu?
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 15 күн бұрын
@@rutt6733 እቲ ዝሓፍር ዶንቆሮ ጥራይ'ዩ * ብመንነትካ'ዶ ትሓፍር ኢኻ !
@MikelNegash-m8h
@MikelNegash-m8h 17 күн бұрын
ካልድ ዑብዱ ዘ,ግራስ ኢዙ ግሪን!
@yenko123
@yenko123 4 күн бұрын
ከምዚ ናትካ ብቅልውላው መንነት ዝሳቐ ሰብ ብዙሕ መጸውዒ እዩ ዘለዎ። ተወሊጀ፥ ላንጋ ላንጋ ሞተ፣ ሰብኣይ ክልተ ነው ነጀው ክብል ሞተ፣ ኣይ ንግራት ኣይ ንዓውዲ፣ ሓዲግ መዲግ፣ እንዳ ክልተ ኣፉ፡ ወዲ ማልሻ ስርናይ፣ ወዲ ደርጊ፣ ውዒጊን፣ ኪሮስ ኣስፍሃ....ወዘተ 🙈🙈🙈🙈
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw 12 күн бұрын
ቆማል ክልቲኡ ስለ ዘይከኣል ሓዲኡ ኩን ይብለካ
@tedrostewelde287
@tedrostewelde287 17 күн бұрын
ካልድ ናይ ብሓቂ መምህር ኢካ 💎💎💎💎
@eyobgezai243
@eyobgezai243 15 күн бұрын
Kilae gdefena eske hatew ketew ethiopeawi dika eritrawi bel kali hatew ketew eyu tgray zbehal hager yelen
@beyangebrsus4974
@beyangebrsus4974 17 күн бұрын
Buluxe. Hasabe kabe buluxe. Sebe. Zerekebe kem zebahale beleke. Abaka eye rekibeyo. Ane. Kubur Hawue kalde Azeye eye. Zedeneqeka.
@tbarekyohannes
@tbarekyohannes 15 күн бұрын
እዚ ጋዜጠኛ አይሓፈርን ዲዮ ዝይረብሕ ሕቶ ክሓትት?
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 15 күн бұрын
እንታይ ድአ ትገብር ነርካ እዚ ኩሉ ዓመት
@shambko
@shambko 13 күн бұрын
አብ ሐዲኡ ርገጽ....
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 17 күн бұрын
** ክልቲኡ ክትከውን ዝኻኣልን ባህሪያዊ'ዩ * ኤርትራዊነት ዜግነት'ዩ * ትግራዎይነት ድማ ካብቲ መንነትካ ሓደዩ * ትግራዎይ መንነት ዘሎዎ ኢትዮጵያዊ ኸምዘሎ ኹሉ ትግርኛ ድዛረብ ሓደ ባሕሊ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ትግራዎይ አሕዎቱ ዝመሳስል ባህሊ ዘሎዎ ትግራዎይ አብ ኤርትራ አሎ ዝፈላልዮም በቲ ዘሎዎም ዜግነት ናይ ሃገር ጥራይ'ዩ ። ** ንካልድ ጅግና መንነት ቅልውላው ከምዘሎዎ ትሓስቡ ጥሪት ህግደፍ * ጀበርቲ ቅድም ምምጻእ ጥሊያን ዝነበሩን ነዛ ብጥሊያን ዝተፈጥረት ሃገርና ኤርትራ ብሓባር ኻብ ዝፈጠሩ ሓደ ክፋል ህብረተሰብ ኤርትራዮም ። ** ኣብ ሓምሳታት ድመጹ ወረቀት መንበሪ ዘይነበሮም ተጋሩ ዝተወልደ ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ሓዚልካ - ናይ ካልድ መንነት ምሕታት ድንቁርና ጥሪት ህግደፍ ጥራይ'ዮ ዝኸውን !! ** ኤራ ጥሪት ህግደፍ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምኩም ተደሚርና ዝበልኩም ጸማማት ነዚ ክርዳኣኩም ጋዶ😅😅😅
@edentsegai5801
@edentsegai5801 17 күн бұрын
ካብ ተጋሩ ዘይውለድ ኣይጭዋን ዝተባህለሉ ግዜ ኮ ኣዘካኪርካኒ አንታይ አሞ ኣለም ትሸዓተ ዘይትመልአ ዓሰርተ ዶ ኮነ ኣብ ጥቅሚ ምስ መጻካ ግን ዓዓድካ ዓዓሌትካ ሕተት ኮይኑ 😂
@yoelkm8178
@yoelkm8178 16 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ስቅ ኢልካ ኮለል ኤርትራዊ ዲኺ ኢትዮጳዊ እንተ ተባሂልካ ሓንቲ ኢያ እታ መልሲ ወይ ኤርትራዊ ኢየ ወይ ክኣ ኢትዮጳዊ ኢየ ኢኻ ትብል ስቅ ኢልካ መንገዲ ጓል መንገዲ ምምጻእ ኣየድልን ኢዩ።መንነት`ዶ ገለ`ዶ ክትብል ግን ካልእ ኣበር ዘለዎ ኢዩ፣ስለዚ ወይ ኤርትራዊ`የ በል ወይ ክኣ ኤርትራዊ`የ በል።
@art-co2kl
@art-co2kl 13 күн бұрын
ኤርትራዊ ምካን ብቀሊል ትረክቦ ኣይኮነን ኪልቲኡ ዝብሃል መልሲ የሎን ኪሊልካ ትግራይ እዩ ሃገርካ ኢትዮጵያዊ እቲ ዝሓመቀ ሰብ ብሕልና ዝሞተ ነቲ እንታይነቱ ዋላ ኢዩ ዝጽይኖ ንስካ ውን በዚ ተለኪፍካ ኣሎካ ብኪልልካን ኢትዮጵያካን ኩራዕ ሰብ ሓደዩ ዓዱ።
@sami85berhe18
@sami85berhe18 17 күн бұрын
Mnm
@shambko
@shambko 13 күн бұрын
አማኒኤል ሳህለስ ናይ ታሪኽ ተመራማሪ?????
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 17 күн бұрын
Sheger Eritrawe ayfethen eyuo kolo wedi hawebeo way wederjeo merahi kekwen zedeli ezi hemam ab Somali teraeyuo hager atfeoma abzi zelato besha hej bokolo negera zedkemet koyena Somali kabeo temharo
@user-xt1hb9wq2p
@user-xt1hb9wq2p 17 күн бұрын
ኻልድ ዓብዱ፡ ኣብነታዊ ስብ
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 17 күн бұрын
ሸፍታ ነባር ተጋዳላይ እንተ ዝነብር (ተጋዳላይ ካልድ ) ምበልካዮ ኔርካ . ነቲ ኩቡር ሞይኡ ጋዜጥነት ግን ከሊእካዮ. ዝገርም ዩ.::እሞ ካኣ ንባዕልኻ አብቲ ሞያ እና ሃለኻ
@ukbayc
@ukbayc 17 күн бұрын
ሕጂ ውን ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ !!!!! 100% ኤርትራዊ መንነት ክህልዎ ኣለዎ!!!
@nakfakarura5670
@nakfakarura5670 16 күн бұрын
There is no such thing as 💯 Eritrean. We all come from somewhere. Open your mind.
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 1,6 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 60 МЛН
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
00:18
HaHaWhat
Рет қаралды 23 МЛН
Hagerey TV ዝርርብ ምስ ዮሴፍ ገ/ሂወት J-Studio
1:50:57
ሃገረይ TV
Рет қаралды 15 М.
Interview 6 Kuppel Abraham
5:07
IUFRO Headquarters
Рет қаралды 50 М.
EMS Special ትግላችን እስከ ቀራኒዮ ነው Tue 23 Jul 2024
8:58
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 21 М.
Tv Sened Eritra   BG Tekeste Haile Interview Part 16 ,           May 7 2021
1:14:22
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 46 М.
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 1,6 МЛН