ERi-TV Documentary: እቲ ዓቢ ዛንታ - 1ይ ክፋል - The Larger Story - Part 1

  Рет қаралды 91,276

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

5 жыл бұрын

ERi-TV Documentary: እቲ ዓቢ ዛንታ - 1ይ ክፋል - The Larger Story - Part 1
እቲ ዓቢ ዛንታ - 1ይ ክፋል | eti abi zanta - part 1 - • ERi-TV Documentary: እቲ...
እቲ ዓቢ ዛንታ - 2ይ ክፋል | eti abi zanta - part 2 - • ERi-TV Documentary: እቲ...
እቲ ዓቢ ዛንታ - 3ይ ክፋል | eti abi zanta - part 3 - • ERi-TV Documentary: እቲ...
እቲ ዓቢ ዛንታ - 4ይ ክፋል | eti abi zanta - part 4 - • ERi-TV Documentary: እቲ...
እቲ ዓቢ ዛንታ - 5ይ ክፋል | eti abi zanta - part 5 - • ERi-TV Documentary: እቲ...

Пікірлер: 239
@Bdoho1985
@Bdoho1985 5 жыл бұрын
መመልሹ ዝኹላዕ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ናይ ባሓቂ ነዚ ስፍራ ጀጋኑ ኩሉ ኤርትራዊ ክነግዶ ኣለዎ
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 5 жыл бұрын
I can’t stop My tears 😭 ዝክርኩም ዝክሪ ታሪኽ ትእምርቲ ጽንዓት ሰራሕቲ ቅያታት ድፍዓትና መትከል መንነትና ኣዘዝትን መራሕትን ኣዘዝቲ ክፍልታትና ቲቪ ኤረ ብፍላይ ወዲ ቀሺ ምስቲ ጥዑም ድምጽካ ቀጽልዎ ሓደራ ኣብ ዝቅጽል ምስ ዝነበሩ እዝን ቁጽጽርን ግንባርን ብዝሰፈሐ ንጽበየኩም ባዶ 6 ባዶ 7 ባዶ ትሽዓተ ሰራሕቲ ቅያ ፈዳይን ንብሂወት ዘለው ብዓል ኣፍሮን ኩሒልን ዝከድዑሞ ክስራ ንብጾት ዘውረዱን ዝዝረበሉ ግዜ ዝኣከለ ይመስል ቀጽልዎ ሓደራ
@alemsegedkifle7181
@alemsegedkifle7181 5 жыл бұрын
Thank you so much ,this is what we need Eritrean's and we nedd more please
@Fetawihaqi
@Fetawihaqi 5 жыл бұрын
Nay bhaki des zbl eyu ab qexali yerakbena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷I 🇪🇷love🇪🇷 ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@kidanealexander46
@kidanealexander46 5 жыл бұрын
ታርኸይ ታርኽ ኣይታተይ ኣቦታተይ ጅግና ኢርትራዊ ኣስተዊዕል እዛ ሃገር ሰብ እያ በልዓ ብልማኖ ኣይ ኮነትን መጽኣ ስርዓት ከያዲ እዪ ኣብ ግዙ ስልዚ ብታርኽና ሕቡናት ንኹን
@kebromberhan7781
@kebromberhan7781 5 жыл бұрын
አብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይብሉ መስተንክር ጅግንነትን ታሪክን ዝተፈጸመ ታሪክ ኤርትራ ትራሕ እዩ ነዚ ከቢድ ታሪክ ዝፈጸመ እቲ መወዳድርቲ ዘይርከቦ ሐያል ህዝቢ ኤርትራ እዩ ዓወት ነዚ ዘይጻዓድ ህዝቢ ኤርትራ ዘላእለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ
@tesfalemyemane2234
@tesfalemyemane2234 5 жыл бұрын
God bless you Abona Gigna Tegadalay Mohammed Nor Idris
@user-bw2bu1qc6n
@user-bw2bu1qc6n 5 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንስውኣትና ወትሩ ኣብ ፉኖት ሰማታት ኤርትራ ንኤርትራውያን forever like ሃቡኒ ደቂ ኤረ በጃኹም ከምዚታት ሓቀኛ ታርኽና ኣፍሉጡና ታሪኽና ኤርትራውያን ተመሲሎም ሕማቅ ታሪኽ ክነግሩና ዝውዕሉ ደለው ሉኡኻት ወያና መንነትናን ሃገርናን ከም ንጽልእ ይግብርና ኣለው እሞ በጃኹም ኣይተቃርጽዋ part-2 ከኣ ኣይትደንጉይና ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ንምትግባር ብዛዕባ ኤርትራውያትን መንነትናን ሕማቅ ኢዩ ክጽሓፍ ዝውዕል ዘሎ ።
@desongffm3884
@desongffm3884 5 жыл бұрын
Suq bel kurkur eti haqi do tefiuqa $$$$ agedisenaqa ember
@user-bw2bu1qc6n
@user-bw2bu1qc6n 5 жыл бұрын
@@desongffm3884 ሽርመጥሞጥ ግደፎ ወዲ ሽርሙጣ ድርባይ ዓጋመ እዚ ገዛይ ኢዩ ድልየተይ ክጽሕፍ መሰለይ ኢዩ ውጻእ ካብዚ
@desongffm3884
@desongffm3884 5 жыл бұрын
@@user-bw2bu1qc6n dem yehwatka inda seteka ka si gezay u suq eu zbhal suq wedzom ketelti seb
@davidharcot220
@davidharcot220 5 жыл бұрын
@@user-bw2bu1qc6n kisab hiji ayteredaakan malet diu nay eritra neger kulu KONTU mukanu ezis kiwuhdeka equ niakan zikemajan nasnetak kabzi ayhlef i can give chance if i am wrong correct me but be honest i know what you knew ok ?
@alextek8741
@alextek8741 5 жыл бұрын
@@davidharcot220 what are you talking about qondaf AGAME. Erittrea is for Eritreans ONLY, are you listening qomal kedami, lehasi shehani, go talk about Your kebele or kilil - Noo'shtey Tigrai - Idiot AGAME.
@EritreoTheo
@EritreoTheo 5 жыл бұрын
Thank you so much for uploading this wonderful documentary Denden Media.
@g.b334
@g.b334 5 жыл бұрын
ካልኣይ ክፋል ኣይ ትደንጉዩና ጀጋኑ ሰብ ስረ
@iahesthabte1143
@iahesthabte1143 5 жыл бұрын
ጀጋኑ ኤርትራውያን ሰራሕቲ ቅያ።🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪 ዘልአለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lulishow582
@lulishow582 5 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤርትራ ኣጆና
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 5 жыл бұрын
ዋዋዉዉ ኣናብስ ደቂ ኤረይ!!!!! ኣብ ድሃለና ንሃሉ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ዓወት ንሓፋሽ✊💪👈✊።
@berie7195
@berie7195 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መስተክር ዝኾነ ጅግንነት ኣቦታትና። ኣብዓለም መዋዳድርቲ ዘየብሉ እስከ ዓመት ዓመት ነክብሮ ንዘክሮ ደቂ ኢረይ ዓደይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️❤️❤️💋
@dahabteklezgi4173
@dahabteklezgi4173 5 жыл бұрын
Zelalemawie zekrie nsemaetatena awet nehafaseh🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@da8387
@da8387 5 жыл бұрын
Very touching and interesting documentary!!!
@mikigggtv4524
@mikigggtv4524 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብሪን ዝክሪን ሰማታትና ናይ ዘላለም ይኩን ኤርትራዊ ማለት ሃበን ኩራት ኩሉ ነብስካ ታሪክ ማለት አዩ ንህና መኒሰያት ኤርትራ ከኣ ታሪክ ኣያታትናን ኣቦታትናን ኣደታትናን ተረዲና ኣብ ዘሃለና ነሃሉ ጉቡና ምካኑ ፈሊትና ክንነክሃሉ ኣለና ክሳብ መወዳታ ከኣ ታሪክ ኣቦታትና ኣደታትናን ኣያታትናን ክንደግም ደው አልና ኣለና ወትሩ ኣወት ነሃፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vy7wk1vu4k
@user-vy7wk1vu4k 5 жыл бұрын
ዎ ኤርትራ ኣብ ዘለኪዮ ሰላም
@user-mh1bv4db1l
@user-mh1bv4db1l 5 жыл бұрын
May God bless my beautiful country Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AuraEritrea
@AuraEritrea 5 жыл бұрын
Incredible historical facts and amazing bravery. Thank you for retaining the impossible history
@selemunberhe9722
@selemunberhe9722 5 жыл бұрын
ነዚ ታሪኽ'ዚ ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ከብልልን ከቆናጽብን ዝፍትን፡ወይሉኡ፡ ኤርትራ ሃገር ኮይና ክትነብር ዝገብራ በዚ ታሪኽ'ዚ ስለዝመጸት ዝያዳ ክብርትን ሕፍርትን ይገብራ።
@gomebeltetxego7165
@gomebeltetxego7165 5 жыл бұрын
Solomun berhe ajoka ane nska tray nfaker eidneid ntaha hazz ere ztamo ere yamo metxaeit beltxgti eritrean kthnetx eya korida bel metkel abesherr.
@Sulinaist
@Sulinaist 5 жыл бұрын
Eritrea hagerey azentiw kindey halifu kulu yrisai azenetuwo deki Eriy marat ❤️🇪🇷😘❤️🇪🇷😘
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 2 жыл бұрын
ኣገናዕ ተጋ. መሓመድ ኑር መግለጺኻ ፍጹም መግለጺ የብሉን ክበርንበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እናበልኩ እታ ኣካልካ ዝኸፈልካላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-jx1xu5zj3o
@user-jx1xu5zj3o 5 жыл бұрын
ከመይ ድኩም ደቂ ኤሪ ጻዕዳ
@bereketrustom7391
@bereketrustom7391 5 жыл бұрын
Kemey dikiy mequsen ❤❤❤❤🌟🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selyelove6784
@selyelove6784 5 жыл бұрын
Weresti hdri ajokum admen tanan yahakum deki erey bahabera btariku zkera kebiru u znebr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfalemyemane2234
@tesfalemyemane2234 5 жыл бұрын
Mewedadirty zeyblu Tarik Proud to be Eritrean
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 5 жыл бұрын
Very interesting doc, Eritrea is a land of hero's.
@matiwosmedhanie7160
@matiwosmedhanie7160 5 жыл бұрын
Eritrean hagray edi jeganu nebri kebr Eri xeda
@yemanegoitom6881
@yemanegoitom6881 5 жыл бұрын
eritrea is for ever
@fst5833
@fst5833 5 жыл бұрын
Nay bhaki tarik jeganu nberu nzelalem hanti mealti wn beritrea tetaratirna aynfeltn.
@hyabfkri3790
@hyabfkri3790 5 жыл бұрын
Wawww abona mehamed edris edmen tenan yhabka yekenyelna
@WediAraya4
@WediAraya4 2 жыл бұрын
I am from canada Thank you for uploding this important our heros documentary ተወሳኺ እዚ ከምዚ ዓይነት ኣገዳሲ ሃገራዊ ጅግንነትን ታሪኽን ብመደብ ቀጻልነት ብዘለዎ ክመሓላለፍ ግድነት እንተ ትገብሪዎ ከምይ ጽቡቅ ነሩ መስለኩም ምኽንያቱ እዚ ሸለል ክበሃሎ ዘይብሉ ታሪኽናን ሃብትናን ስለ ዝኾነ እዚ ከምኡ ክኸውን ናይ ውሽጠይ ባህግን ድልየትን አዩ ክብረት ይሃበለይ thank you
@demesasberhe3914
@demesasberhe3914 5 жыл бұрын
Yes Eriteran 🦁 proud of you Family.
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 5 жыл бұрын
ሰማእታት ኤረይ እግዝአቢሄር አብ ገንት የንብርኩም፡ ልብና እዩ ሰፈርኩም እታ ብክቡር ደምኩምን ርሀጽኩምን ዝመጸት ኤርትራ ፈጣሪ ይሐልዋ
@lydiagebremical7283
@lydiagebremical7283 5 жыл бұрын
Merhaba deki Erey Jeganu zemenkum Egziabiher ybark
@adhanethagos8291
@adhanethagos8291 4 жыл бұрын
ኣብ ዓለምና ካብ ተፈጺሞም ዝበሃሉ ታሪኽ እቲ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ሓደ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ኢዩ። ክብርን ሞጎስን ነቶም ነዚ ዘብቅዑና ሙዑታት።ብጣዕሚ የመስግነኩም Eri tv ንስለ ነዚ ዓቢ ቅያ ዝሰነድኩምልና።
@ibrahimadem8039
@ibrahimadem8039 5 жыл бұрын
Erey adey adi jeganu Seb alewa eza hager
@YohdegoYosephe-ps1yk
@YohdegoYosephe-ps1yk Жыл бұрын
❤❤❤. VERY good job. We all promise to come and see the wonderful historical dennden. Bettna. VERY educational and emotional as the same time. Thank to those they pay heavy price for our free dome. We will keep the promise of our heroes. Thank VERY much.
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 5 жыл бұрын
Eway ezi tariknas semieka zeymno
@geregebre2742
@geregebre2742 5 жыл бұрын
ERITREA MAEREY KOKOB SEMAY SMKI KXWAE YDAFANEQ ENTAY ALEKI MISTIR GN WO EREYYY!!!!!
@abkwnnetemen6341
@abkwnnetemen6341 5 жыл бұрын
Kubur Tarik mes rezin melekti. Danke ERI TV.
@nzy4459
@nzy4459 5 жыл бұрын
ኣጀኹም ደቂ ኤረይ
@biniamteklemariam
@biniamteklemariam 5 жыл бұрын
Ezi eyo tarikna tariki Eritreawiya tariki nihin habon tariki jeganu kemti jigna abona Mehamednur zebolo beflay etom ab ruhuku zelowo kefeltewo alewom 👍
@lovehaniy7497
@lovehaniy7497 5 жыл бұрын
Tarik bwantatu kznto mray maere knday tum mukanus zfelto eu zfelto .awet nahafash! Eritrawnt kuratey eu!!!!!.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwetgebrezgabiher9747
@hiwetgebrezgabiher9747 2 жыл бұрын
ብሀቂ ልብካ ዝትንክፍ ታሪክ አዩ፣ኩሉ ጊዜ ከምዚ አንተተምጹኡልና ጽቡቅ ነይሩ፣አቲ ዝሐለፈ ጭንቅን መከራን ፣ንወዲ ሰብ ክበጽሖ ዘይካኣል፣ጸይሮም ጽመን ጥምየትን ተጻዊሮም፣ ህይወቶም ሰዊኦም ብርሀን ሂበሙና፣ኣምላክ ብርሀን ይሀቦም፣ብግብሪ ክስራሕ ከሎ ብጣዕሚ ክጽወር ዘይካኣል ጸበባ አዩ፣ንሕናከ አንታይ አዩ ግቡአና አልና ክንሐስብ፣ክንፍጽሞ ከኣ ብስዉኣትና ስም ክንምሕል ኣሎና።
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 5 жыл бұрын
Good job keep it up please To learn young generation
@natsnettsegai3078
@natsnettsegai3078 4 жыл бұрын
ኣሰይይይ እንቃዕ ከዚ ከይሮም ታሪኽ ዘጽንዑን። ውዲት ጸላእትናን ዝፈልጡን። ታሪክ ኣቦታቶምን ጸጋ ሃገር ዝሕልው የሕዋት ምህላወይ ኮሪዐ። መንእሰይ ናጽነት ይዕዘበኩም ኣሎ ትብል ቃል ወድ ቐሺ ከባድ መልእክቲ እያ ሞ። ታሪኽና ክውረቕ ኣሎዎ፣ ጽንዓት፣ ሕልና፣ ሓቦ፣ መትከል ንስነቕ። ንሱ ዝሰነቑ ኢዮም ሎሚ ከም ንዛረብ ዝገበሩና ሞ ፣ እግዚአብሔር ምስ ውጹዓት ስለዝኮነ ድማ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንና እዪ።
@mahanshohabtemikael
@mahanshohabtemikael 5 жыл бұрын
ኣጆኩም ምስናድ ኣይትሕመቁ ኣብመትከልኩም
@goitomberhane7470
@goitomberhane7470 5 жыл бұрын
Hageray adi tarik nbrlay
@mendelay6645
@mendelay6645 5 жыл бұрын
ዓክክክ ኣሎ ጌና እዚ ካብ ብሓሪ ብጪልፋእዩ ኣነዝብሎ ግን ኣበየለው እቶም ስነ ጥበባውያን ነዚ ዛንታ ወይ ግብሪ ዘየምጹልና ነዞም መንእሰያት ክኣ ኣጀኩም ክብሎም ይደሊ
@kidanenemariam398
@kidanenemariam398 5 жыл бұрын
Merhababo deqi eri
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 5 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!!
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 5 жыл бұрын
Thank you ERITREAN FIGHTER'S
@user-gi6zi7rj2p
@user-gi6zi7rj2p 3 жыл бұрын
ሓርበኛ ኣቦና መሓመድ ኑር ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ መንእሰይ ኤርትራ ሓድነትና ነደልድል
@efremfsaha6780
@efremfsaha6780 5 жыл бұрын
ናቅፋ ርእሰ ከተማ ጽንዓት ኢያ ትክክል ናጽነትና ለሚና ወይ እግሪ ሓያላን ተንበርኪክና ኣየምጸእናያን ብሓይልና ገናሽል መንእስያት መባእ ከፊልና ኣምጺእናያ ሕጅውን ኣብ ኣስር ጀጋኑና ኣለና ክበሩ ንዘልኣለም ክቡራት ጀጋኑና ታሪክ ጀጋኑና ክድምስሱ ዝብገሱ ውሕዳት ኣይኮንን ብቅሩብ ትካቦ ተዓሽዮም ነቲ ታሪክ ጀጋኑና ኣይትተንክፉልና ተኪእልኩም ኣፍኩም ሕዙልና ኣብዚ ኣቲኩም ኡን ዲስላይክ ትገብሩ ዘለኩም ሕልናኩም ሕታቱ እቲ ሓቂ ሕልናኩም ይፈልጦ ኢዩ ግን ብግዚያዊ ረብሓ ኣይተፍህቡ ህዝባዊ ግንባር ንዘልኣለይ ነበር ክብሪ ንስውኣትና
@kaleabaraia4145
@kaleabaraia4145 2 жыл бұрын
ኣየወ ጀጋኑ ንዘይነበረ ሂወት ትሰዂዕሉ ታሪኽኩም ኣብ ደቅኹምን ደቂደቅኹምን ሓሊፉሎሞ ቅሰኑ ሰማእታትና።
@asmarayeritrea2151
@asmarayeritrea2151 5 жыл бұрын
Men kem shaebiyia
@zerayhabtay6413
@zerayhabtay6413 5 жыл бұрын
Kibrin mogosin ni Swatna Awet ni hafash 🇩🇰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 5 жыл бұрын
ብመደብኩሙን መግለጺኹምን ኣብ ስሚዒት ጠሊቐ ብኸመይ ገመስግን ይኽእል ውን ኣይፈልጥን መምህራነይ ነበሩለይ ክበሩለይ።
@bqse6142
@bqse6142 5 жыл бұрын
ኣሰይ ሃገር ጅግንነት ሃገር ሓበን ሃገር መንነት ሃገር ሕድሪ ኤረይ ወናኒት ቅያ ታሪኽ ሃገረ ሰማእት ሕጂ ግርም ከምዚ ጌርኩም ታሪኽና ደኣ ኣውሩሱና መንእሰይ ኤርትራ ተቐማጣይ ድያስፖራ ሰኣን ታሪኹ ምፍላጥ እዩ በቶም ፈሊጦም ደጽቀጡን ድጸመሙን ተታሊሎም ርእሶም ተሰሪቖም ኣንፈቶም ድስሕቱ ደለዉ ሞ ቀጽልዎ ኢሳቆም ወዲ ቐሺ ሓወይ ካልኣይቲ ፓርቲ ደኣ ቅልጥፍ ኢልኩም ስደድዋ ከምቲ ጭሮሖ ህዝባዊ ግንባር ውረስ ተወራረስ ወሪስካ ኣውርስ እዩ ነገሩ ሰማእታትና ብግብሪ ይደበሱን ይዘከሩን ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ !!!
@theworldbreath620
@theworldbreath620 5 жыл бұрын
Jeganu jegnenet abnatkom ewan neuro.nai heji denkoro weledo dema akelegozay wela akelemele endsa bele be aleten awrajan kebaalalae ne selato nefas enda habe ab sedet taguahifo alo.
@tesfabrhan6240
@tesfabrhan6240 5 жыл бұрын
ሓርበኛ ኣቦና ገዲም ተጋዳላይ ማሓምድኑር ኢድሪስ ጥዕና ይሃብካ። ንባዓል ንዓኻ ምስ ራኣዩ ኢዚኦም ኣጋዚያን ወይ ትግረ ትግኒኛ አንታይ ኩቡሉ ኢዮም።
@fst5833
@fst5833 5 жыл бұрын
Bhaki tarik ksnedn kngern alewo bkelil sle zeymexe kbrn megosb nsemaetat.
@kisanetyemane5264
@kisanetyemane5264 Жыл бұрын
ዋውውው ዝሑጉስ ታርኪ ዩ ዘለና አረይይ
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ኤረትራ ኣዘንትውሎም ደኣ ፡ ንህዝቢ ንገርሎም ኩሉ ጽንዓቶምን እምነቶምን ትሮምን ፡ መዳርግቲ ዘይብሉ
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Жыл бұрын
Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸🇪🇷❤️
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@nabiettwaldy5963
@nabiettwaldy5963 5 жыл бұрын
💖💖❤❤❤
@mengsmengs5927
@mengsmengs5927 2 жыл бұрын
ብታሪኽና. ንሕበን. ህዝቢ ኢና
@fsheymrara6746
@fsheymrara6746 5 жыл бұрын
Hji nzfetereley simiet kone eritrawian nza hji nhbenela hager zkhefelnayo waga blsaney kgeltso nsimitatey khasi eye slezi ?
@ghenetmedhane9393
@ghenetmedhane9393 5 жыл бұрын
,መንእሰይ ኤርትራ ነዚ ታሪኽ'ዚ ምዕቃቡ ግዴኻዩ: ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@luwamnatey245
@luwamnatey245 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤👍👍👍
@OLiJi_-mechant732
@OLiJi_-mechant732 5 жыл бұрын
Enda rayuna ngebr alena tarikna nskum negirkumna deykona nfelto menfesna keman aytefon u lokamx bzaba eti nhager dtsewe ድሕሪ ኣቡኡ ኣዲኡ ንስለ ሃገር ምሕላፎም ሂወት ከም ሓሞት ሓርማዝ ዓርዒራቶ ንዓዲ ጓና ከም ድተጠፍእ ድገብርኩሞ ወሎዱኡ ኣብ ፍቖዶ ሳህራን ባሕርን ተበታቲኑ ድጠፍእ ደሎ ወለድኡ ከ መነዲኹም ዩ ክሕተተልኩም ዩ ይነዓል ዚባላ
@OLiJi_-mechant732
@OLiJi_-mechant732 5 жыл бұрын
qqqq esa endiya akmka kale entay key tbln nsa kea xerfiya qqqqqq dey kemakan deki kemakan mskonu ahwatna ina berirna nab deynfelto adi guana dtefana bmejemerya ane abti derejaka weride kxerfeka gele aythsebo emo asha resi adgi adgi keman yhayish kabakas kalay keas entay ika tfelt nska eske ngereni politic sdet entay u eti tfelto leli sebka lebm eske ay tashu abi seb nhna tarikna axliena aykonan nzareb delena enbeshi eti anen nskan nmkahalu delena tarik mennetna nsom nhzbey ena belu seb bhaymanot ykun baliet key feleyu nharnetna entedey ykalesu men do mekberena u hji kem Eritreawiyan slezi eti xhuf tedey terediuka degagimka anbbo emo shiu kskoreka u ኣብዲ የነዓል መሰኽ
@tesfalemyemane762
@tesfalemyemane762 5 жыл бұрын
Sekt sedetena ezy nebska fetika tesededkaio dolar kethafes tehasibu sedet kale koinu mes xenehaka halewele ezy nsy ERETRA jegnenet sey mes ezy natka sedet ketewedadero
@matiefrem9287
@matiefrem9287 5 жыл бұрын
Deqi erey fuluy simiet yeftreley nezi haqena documentary
@user-jx1xu5zj3o
@user-jx1xu5zj3o 5 жыл бұрын
2ይ ክፋል ሲኢነያ በጃኩም እባ 3ይቲ ሰሚዔያ ዋውውውውው
@henosw3063
@henosw3063 3 жыл бұрын
Merhaba merhaba TV Ereyy bzyada dma Esak btemi des zbl bzuh xbuk medebat eka tkrb mo aykem lomin bgakum nezi hadsh weledo bkemzi gerkum meharulna kemzo hadehade melmexti shehami nay zom gohafat weyane keykonu 👌👌👌👌👌👏👏👏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💐💐💐🌻🌻🌻🍎🍎🍎🍓🍍🌷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷❤️🇪🇷
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Жыл бұрын
ካብ መራሕቲ ስጋብ ተራ ተጋዳላይ ዝኸፈልኩሞ ዋጋ ን ናጽነት ኣዝዩ ዓቢ እዩ :: ክብሪ ይግባኩም i hope ተዕርፉሉ ግዜ ኣብ ቀረባ ክመጽእ :: ክብርን ሞገስን ንስውኣትና :: እዚ ዘሎ ወለዶ ክብሪ ሃገሩ ንምሕላው ሓላፍነት ኣለዎ :: 🇪🇷 one 9 love 🇪🇷
@Gigihabte3
@Gigihabte3 2 жыл бұрын
Yohanna Yohanna Enquae Abtsahana Hagossena Awet N’Hafash 🇪🇷🎉🇪🇷🎉
@sabafessahaye9106
@sabafessahaye9106 5 жыл бұрын
WOW I don’t know what to say.Are we alive. Thanks unbelievable.
@habtegebru5601
@habtegebru5601 5 жыл бұрын
Alguem ter meus contos e historia,
@yoninice6707
@yoninice6707 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haylealemayo7128
@haylealemayo7128 5 жыл бұрын
Eritrena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖💖
@selamtsegai9541
@selamtsegai9541 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🙏
@wedimahari1009
@wedimahari1009 4 жыл бұрын
exactly its true any things with out baith no have mean
@Medribahri291
@Medribahri291 5 ай бұрын
ነዚ ኩቡር ታሪኽ ኩሉ ክምሃረሉ ዝኽእል. ከምኡ ውን ኩሉ ክበጽሖ ዘለዎ እምባ ደንደን ተጋዳልይ መሓመድ ኑር ሳሚኤል ገ/ኣዶናይ ኩሎም እቶም መንእሰያት ጹብቕ ጌሮም ገሊጸሞ ምእንተ እዛ ክብርቲ ዓዲ ብዋዝ ዝይመጸት ዕድመ ይሃብኩም
@monno-eq2mj
@monno-eq2mj 4 жыл бұрын
i love mohammed nur Edris. He is very optimistic. i met him in Khartoum Eritran Embassy. He facilitated my Eritrean pass port easily and quickly. He also advised me not to foget my country where ever i go. "MOHAMMED NUR FOR ERITREAN PRESIDENT".
@blockbosses3860
@blockbosses3860 5 жыл бұрын
ክምዚኦም ዓይነት መንእስያት ክትርኢ ከለካ ኩርዓት ይስምዓካ
@lwamghebremedhin6353
@lwamghebremedhin6353 5 жыл бұрын
Be proud your self
@user-vk3qw2wm7l
@user-vk3qw2wm7l 5 жыл бұрын
Eba denden tsewar
@razrazene6443
@razrazene6443 5 жыл бұрын
Eritrea is for ever history
@Eritrea32
@Eritrea32 5 жыл бұрын
ኣናብስ ዓደይይ!!! ሰፍ ዘይብል ረዚን'ዩ ታሪኽኩም"" ሊላይይይ"""
@danielkidane5169
@danielkidane5169 5 жыл бұрын
Anes nay gele sebat hatewketew kismie kelekus tarik da kebidna keykewun ele nnebsey yhata shabia serahti Kiya tsbuk medeb
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 2 жыл бұрын
Nay bhaki libka zeresris tarik tewerares 🇪🇷❤❤😒😒😒🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤⚘
@brktirezene5144
@brktirezene5144 3 ай бұрын
ሰይ ኤርትራዊ ሓበን እስኺም ትወርስዋን ትኾርዑላልን ትስስንላን ኤርትራ ትኹን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eriangelino7800
@eriangelino7800 5 жыл бұрын
The details of Eritrean history is yet to be told by Eritreans to the world. We must tell our story in our terms since we have all the facts and resources in our hands. Some already started to spoil the history painting it the fal s e portrait of our country. We must use people like Mohammed Idris with great Eritrean Spirit ["I can do it, despite all the constraints."]
@Zaydom1104
@Zaydom1104 3 жыл бұрын
Kab Abatatina kebid awarsamina keydom. Eza hager nabakum elem eyom neana awrsamina hji ka nhina Alenaajukm . kibrin misganan nswatina ykeun Awet nhafesh.
@theworldbreath620
@theworldbreath620 5 жыл бұрын
Waaaw semoon anbesa 100%nehade hezbi fah ketebelo tedelika 1tariko tehdego 2,be aleten awrajan dema fah tebelo. Menesey ertra melah,men eyo be awrajan aleten fah fah ketebel zeeelemeka zelo????? Tegaro fahfah abilom kesawetolka eyo eti elana.
@godaiftv8319
@godaiftv8319 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷
@filinlomiaminkantsbahatgan8975
@filinlomiaminkantsbahatgan8975 5 жыл бұрын
Kemzi gerkum tarikna maharuna xema nay sametatna tarikom mflat iyu
@ismaelmahmud452
@ismaelmahmud452 5 жыл бұрын
ብታእሚ ንፉዓት እቶም ኣሕዋትና ተግባር እምበር ምግላጽ ኣይክእሉን እዮም ስለዚ ከጽልዎ
ERi-TV Documentary: ዛዛሚ ኩናት - 1ይ ክፋል
34:59
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 50 М.
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 16 МЛН
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 55 МЛН
Survival skills: A great idea with duct tape #survival #lifehacks #camping
00:27
ERi-TV Documentary: ዛዛሚ ኩናት - 2ይ ክፋል
32:19
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 100 М.
ስርሒ  ኤርትራውያን ኮማንዶ |  ክፋል 22
26:33
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 90 М.
ዝኽሪ 'ታ ቦጦሎኒ | Story of one heroic battalion - ERi-TV Documentary
45:49
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 253 М.
Jul 22/2024 ኣብ ኒስ ዘሎ ጽንብላት  ጽምብል ኣስመራ bbc ድሕሪ ዓወት
28:36
Кого она вытащила из воды?😱
0:51
Следы времени
Рет қаралды 2,1 МЛН
Как котики ложатся спать, до конца!
0:31
🌀 Вирусные видео
Рет қаралды 6 МЛН
Помог🤣#сериалы #фильмы
0:28
Кинокомбо
Рет қаралды 2,5 МЛН