ERISAT: Ahmed Qeysi | ጉጅለ 15 ዝተኣስሩላ መዓልቲ ኢሰያስን ወዲ ኢፍሪምን ሬድዮ ርክብ ሒዞም መምርሒታት ይህቡ ነይሮም።

  Рет қаралды 86,554

ERISAT

ERISAT

2 жыл бұрын

SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 210
@maximusabi751
@maximusabi751 2 жыл бұрын
Ahmed Al Qeysi deserves honor for his honest and open mindset about the true nature of EPLF.
@temesgen704
@temesgen704 2 жыл бұрын
well said 👏
@etcetera3282
@etcetera3282 2 жыл бұрын
I can never get enough of what Ahmed Alkeysi has to say. What a great patriot. He sounds like someone I can take at his word. It's tegadalay like him that deserve the highest honor and respect. Whether we like it or not, Sibhat was the key culprit in what went wrong. If that man had sided with the call for change(and it wasn't even that...they simply asked Isaias to convene them. What was the big deal about that, unless Isaias had sth to run away from or face?), Isaias would not have dared to take the measures he did, since he wouldn't have the army to do his bidding. So, Sibhat is either an opportunist or else just stupid enough not to predict where things were heading from then on. Indeed, "With great power, comes great responsibility." And, I would say, Sibhat failed at that big time.
@abduali2
@abduali2 2 жыл бұрын
ኡንቃዕ ብዳሓን መጻአኹም ኩላትኩም ኣመንቲ ክርስትና ካኣ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ቀጽለ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ናይ ብሓቂ ካይ ኣመስገንኩካ ኣይሓልፊን አየ ምክንያቱ ኩሉ ካይ ሓባአካ ካይ ፈራሕካ ከምቶም ካሎኦት ከምዚ ኢልካ ምዝራብካ ተባዕ ውሳነ ንሕና አቶም ናኣሽቱ ዎሎዶታት ቡዙሕ ዘይ ንፎልጦ ስለ ዘሎ ግልጺ ኮይንካ ምዝራብካ ከመስግነካ ይፈቱ። ህኖግ ካኣ ቀጽሎ አዚ ትጎብሮ ዘለካ ዋላ ኩሉ ግዜ ተትምጾኦ ኣይምኖን ኤዩ
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 2 жыл бұрын
Qeysi you are hero keep it up 👍
@B.R.H-G.z.E.i8246
@B.R.H-G.z.E.i8246 2 жыл бұрын
ጀሃድ ጂግና የለን
@kidaneghebrekidan3499
@kidaneghebrekidan3499 2 жыл бұрын
I'm so proud you ahmed kesim
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 2 жыл бұрын
G15 and all elders arrested, killed by the leading Dictator " nay edom eyom rekibom". Because General Bitwededd Abrha keser kelo, Snkulan krshenu kelewu Entezqawemu neyrom nebsom aymhserun nana kaa aymlekemunann neyrom.
@danielhabte7847
@danielhabte7847 2 жыл бұрын
100% right
@micalzeru9002
@micalzeru9002 2 жыл бұрын
እዚ ኹሉ ምሁር እንዳ ተቀትለ ኣብ ሰውራ ከመይ ኢሎም ንሶም ዘይተቀትሉ ፧ ከመይ ኢሎም ኣብ ስልጣን ደይቦም፧ እዚ ኹሉ መንእሰይ እንዳ ተቀትለን ተረሸነን እንዳ ተኣሰረን ኣብ ሰውራ ንሶም ግን የማናይ ኢድ ኢሰያስ እዮም ኔሮም ። እዚ ሕቶታት ክምለስ ዘለዎ እዩ ። ኢዶም እዩ ረኺብዎም ን ኹሎም ደም ተጋደልትን ህዝብን ክዕዮም ሰማይ ደይቡ ጠሪዑ ኣኣብ ግዚኡ ኸኣ ኣረኻኺብሎም ። ኣምላኽ ዛድቅ እዩ ደም ሰብ ክድፋእ ስቅ ኢሎም ርእዮም ናይቲ ዝሞተስ ኣብ ግንባሩ እኳ ተወቂዑ ሓንሳብ እያ ኔራ ቃንዚኡ ንሶም ግን ብህይወቶም እንከለዉ መርገምን መስጣን ሓፊሶሞ ን ሞት ደልዮም ሲኢኖማ ።
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 2 жыл бұрын
@Mehretab Fesshaye ጌጋ ርድኢት ሒዝካ ኣለኻ ይመሰለኒ እቲ ጉዳይ ሕቶ ናይቶም ሰባት ዘይኮነ በቲ ዘሓተትዎ ኣጋጣሚ ተጠቂሙ በተዛማዲ ምስ ኩሉ ጉድለታቱ ሚዛናዊ ኔሩ ነዚ ጉልባብ ጌሩ: ነጻ ጋዜጣታት ዓጽዩ ንኹሎም መንእሰያት ጋዜጠኛታት ብዘይ ክሲ አሲሩ: ንኹሎም ናይ ኩሉኹም ክንሰምዕ ዝበሉ ሲቭልን ህዝብን ተጋዳለይን ብጃምላ ኣሲሩ : ስለዚ አቲ ጉዳይ ናይ ምልኪ ብወግዒ ምእዋጅ ዓመት እዩ። ኤርትራ ካብ 2001 ኣትሒዛ 15 ሰብ ጥራይ ድያ ከሰራ?
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 2 жыл бұрын
@@selamnegusse3443 ብመጀመርያ ንልዙብ ኣመላልሳካ የድንቀካ፥ ብተወሳኪ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ፥ መዛረቢ ነጥበይ ግን ሕጊ ኣይተረግጸን ማለተይ ኣይኮንኩን፥ ክብሎ ዝደለኹ ግን ሕጊ ዝተረግጸሉ ዕለት ድሮ ናጽነት እዩ፥ ናይ ቃልሲ ገዲግካ ማለተይ እዩ፥ ሕጊ ንኽርገጽ ዝባረኹ፥ ከምኡ ውን ቀንዲ ተዋሳእቲ ኮይኖም ሕጊ ዝረገጹ ቀዳሞት ትሓተቲ ጉጂለ 15 ነዚ ስርዓት ሓዊስካ እዮም፥ ናይዚ ምስክር ድማ ማእሰርቲ ቢትወደድድ ኣብራሃ፥ ማእሰርቲ ኣብ ድሮ ናጽነት ዝተኣስሩ ሞስሊምን ይሕዋትና፥ ኣብ ማእከል ዓዲ ዝተረሸኑ ስንኩላን፥ ብዘይሕጊ ዝትእስሩ ተሃደልቲ ህያው ምስከር እዮም፥ ስለዚ ናይ ኢዶም እዮም ረኪቦም ወይ ድማ ባዕሎም እዮም ክሳዶም ሓኒቆም እንተበልኩ ናይ ርዲኢት ጥራይ ዘይኮነ ጻዕዳ ሓቂ እዩ፥ ወላ እቲ ድሒሮም ዝወሰድዎ ስጉምቲ'ውን ውአላ ቁኑዕ ይኹን ንዝያዳ ሓደጋ ዝቃልዕ ዝይትሓሰበሉ ስጉምቲ እዩ ብሃላይ እየ፥ ብሓፈሻ ንህዝቢ ለኪሞሞ እዮም፥ ተቕጥቂጦም እቀጥቂጦሞ፥ ብሓፈሻ ናይ ኢዶም እዮም ረኪቦም፥ ሕጂ ውን ንሕና ናይ ኢድና ከይንረክብ ምእንቲ ግቡእና ክንገብር ይግባእ። ምስ ኩሉ ኣብ ልዕሊኻ ዘለኒ ኣኽብሮት።
@emeamlakadey7927
@emeamlakadey7927 2 жыл бұрын
@@mihreteabfesshaye908 ክቡር ሓው እዚ ትብሎ ዘለኻ ኩሉ ሓቂዩ እንታይ ክብለካ ግን ይደሊ መስለካ ወላ ጅግና ቢተው ውን ካብዚ ትብሎ ዘለኻ ተሓታትነት ነጻዩ ማለት ኣይኮነን መኽንያቱ ክንደይ ምሁራት ዜጋታት መንካዕ የሚን ብዝብል ምስምስ ኣብ ሰውራ ብዘስካኽሕ መንገዲ ክቕተሉን ክሓቁን ከለዉ ኣባል እቲ ውድብ እዩ ኔሩ ብሓፈሻ ኩሎም ተጋደልቲ ብዝያዳ ክኣ እቶም ኤሊታት ( G15 + ቢተው) እቲ ጽቡቕ ነገሮም ክኣ ዝነበረ ጌጋታትና ኣሪምና ቁዋማዊትን ዲሞከሳዊትን ሃገር ንመስርት ሃገር ክኣ ንህዝቢ ነረክብ እዮም ኢሎም ስለዚስ እቲ ንሶም ዝኸፈልዎን ሕጂ ውን ዝኸፍልዎ ዘለዉ ምስዚ ንሕና ብዜካ ብኣፍና ዘረባ ዘበርከትናዮ ዘየለ ኣነጻጺርካ እሞ ክኣ ኣብዚ ናትና ዕድመ ከለዉ ብዘበርከትዎ መስተንክraዊ ቅያ ብኣያታትናን ኣቦታትን ክንኮርዕ እሶም ዝፈጸምዎ ጌጋ ከይንደግሞ እሞ ክልተ ግዜ ዋጋ ከይንከፍለሉ ክኣ ክንመሃረሉዩ ዝግበኣና ይብል። መኽንያቱ ኣቦታትና መሰረትናዮም ምሉእ ነገር ድኣ ኣይኹን እምበር እንተ ወሓደ ብዛዕባኣ ንዛረበላ ዘለና ልኡላዊት ሃገር ውን ክትህልወና ጌሮምዮም ስለዚ መስዋእቶምን ጻዕሮምን ረሃጽ ኣድጊ ምግባር ጽቡቕ ኣይክህበናንዩ በሃላየ ! እቲ ምንታይሲ ኣቦታቱ ኣሕሲሩ ዝኸብር የለን ! ዳርጋ ዝበዝሑ ኣባላት G15 ኣብቲ ምስተን ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ዝገበርዎ ቃለ ማሕተት ኩሎም ብጌግኦም ተኣሚኖምዮም ! እዚ ውን ዓቢ ነገር ኮይኑዩ ዝስመዓኒ ንዓይ ቁሩብ ክኣ ካብዞም ጎረቤትናን የሕዋትናን ተጋሩ ንመሃር ህወሓት ጌጋ ኣይነበሮምን ማለት ኣይኮነን እንተኾነ ግን ንሶም ብጥፍኣቶም ተኣሚኖም ህዝቦም ክኣ ይቕረ ኢልሎም ፡ ሓደ ልብን ቃልን ኮይኖም ክኣ መስተንክራዊ ዓወታት ይፍጽሙን ንስለ ድሕነት ህዝቦም ክኣ ደው ኢሎም ኣለዉ፡ ስለዚ ቁዱስ ቅንኢ ንቕናእ ! ኣብዚሐልኩም ምስናይ ይቕሬታ!
@Wedieritrea323
@Wedieritrea323 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ኣያና ኣሕመድ ኣልቐይሲ ስለቲ ትገብሮ ዘለኻ ኣዝዩ መሃርን ታሪኻውን ቃለ መጠይቓት ኣዝየ የመስግነካ ! ሓደ ካብቶም ተሪፎምና ዘለዉ ሓርበኛታት ስለዝኾንካ ንኤርትራ ኣዚኻ ኣገዳሲ ምዃንካ ከዘኻኽረካ እፈቱ ! ደጊመ ልዑል ምስጋናይ የቕርበልካ ! ሄኖክ ሓውና ከኣ ስለቲ ከይተሓለልካ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ዕግበተይን ኣድናቖተይን ይገልጸልካ ! በዚ ኣጋጣሚ እዚ ሓርበኛ ኣያና ኣሕመድ ኣልቐይሲ ዝገበሮ ዘሎ ቃለ መጠይቕ ኣዝዩ ኣገዳስን ታሪኻውን ስለዝኾነ : ክሓልፈና ከኣ ስለ ዘይንደሊ ነቲ ብወገን ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ሓሓሊፉ ዝረአ ዘሎ ናይ ኢንተርነት ምቁርራጽ መፍትሒ እንተልዩዎ ገለ ክገብር ክትሕብሮ እላበወካ ሄኖክ ሓውና !
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ክቡር ሓው
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 2 жыл бұрын
Haki
@haile.785
@haile.785 2 жыл бұрын
ኣህመድ ቀሲ ብጣዕሚ ንፍእን ሃቀኛ ተባእ ኢካ ኣብኩሉ ዘርባካ ርትኣው ኢዩ የቀነልና
@temesgendesbele3802
@temesgendesbele3802 2 жыл бұрын
*ስብሓት ኤፍሬም ናይ ኢዱ ኢዩ ረኺቡ እንቃዕ ኮነ! ማስጣ ህዝቢ ኤርትራን G15ን ኢዩ (ኻሕዳም) የቀንየልና ኩቡር ኣያና ተጋዳካይ ቀይሲ*
@semeresemere2594
@semeresemere2594 2 жыл бұрын
Sakit donkoro
@germayberhane4948
@germayberhane4948 2 жыл бұрын
ወዲ ኤፍረም ጅግና ናይ ጀጋኑ እዩ። ከምዚ ጀበሊ ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ዝሕባእ ኣይኮነን። ወዲ ኤፍረም ድማ ብዘልኣለም ብጅግንነቱ ክዝከር እዩ።
@sint6220
@sint6220 2 жыл бұрын
ኣሕመድ ቀይሲ ጅግና ተባዕ ተጋዳላይ ኩሉ እቲ ሓቂ ገሊጽካዮ ስብሓት ጎልፎ ግን ናይ ኢዱ ኢዩ ረኺቡ እዚ ከዳዕ
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 2 жыл бұрын
Thank you.
@samiahmed712
@samiahmed712 2 жыл бұрын
👍👍❤
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 2 жыл бұрын
Tebae jigna abona mhamed keysi wetru ethbena tarik nemesgn 💪
@banjim499
@banjim499 2 жыл бұрын
WELCOME ERISET 👈 thank you Ahmed, very interesting massage to all of us Eritrean people. As you said our soldiers should not involve in this war in the first place. Our soldiers are dying for nothing.
@msganatikabo307
@msganatikabo307 2 жыл бұрын
0n m
@osmanlagag2557
@osmanlagag2557 6 күн бұрын
HERO keysi patriot
@user-zs1ql8mj8r
@user-zs1ql8mj8r 2 жыл бұрын
መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ንስልጣኖም ክብሉ ንደቆም ዘይደንገጹ ንህዝቢ ከድሕኑ ኸምዘይክእሉ ታሪኽ ዝሰኖዶ ሓቂ እዩ።
@Meng430
@Meng430 2 жыл бұрын
ህዝቢ ድኣሞ ካብቶም ዓይኑ ክኾኑ ዝኽእሉ ዝነበሩ ተማሃሮ ዩንቨርስቲን ናጻ ፕረስን ጀሚሩ እንድዩ ቀዲሙ ዓፍንዎም፡ ሓቢርካ መከራኻ ምጽጋብያ።
@semumandom4715
@semumandom4715 Жыл бұрын
Lewasi
@godislovegodisoove2847
@godislovegodisoove2847 2 жыл бұрын
True 100 precent brother Ahmef
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 2 жыл бұрын
Henok, I think you could have asked some tough questions to Alkaisi then again you might not have him back as a guest. On your limited time tough and short questions. For example,has shabia been doing this for a long time Or if he knows other people that has been imprisoned Or killed for no wrong doing. The same thing for Mefin Hagos nobody asks him tough questions. This guys know a lot more than they’re telling us specially Mesfun he goes round and round and round when he can say short and honest answer. Sorry for being opinionated on your expertise.
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 жыл бұрын
ነመስግን ሓርበኛ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ፡ እንተ ናይ ጀነራል ስብሓት ግን ዘገርም እዪ ዕላማ ቃልሱ ዘይፈልጥ ተበላጺ እዪ ።
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 2 жыл бұрын
Asha, Guruh Amaniy Isaias.Belih ab qalisy Eritrea. Jigna Sibhat Efrem Hijy Win Nekbron Nifetiwon Ena, Beziy Mikniyat Dima Tesfa Egebir Ni Hizbiy Eritrea Yiqreta Kihato, Biflay Netom meqalistu Jiganu Deqom Zektimom Weldom Hazinom, Nashitu Eritreawan Journalists Kinday Tesfan Tahgasin Zineberom Ab Natsa Eritrea Ni 20 Amet Haqiqom Bizay Dimitsiy. Neziy Kulu Wala Bitsihuf KINASAHALU Egzabihar Yihagizo. Shimu Bikulu Hizbiy Eritrea Bi JIGNINETU TEKEBIRU Ni KINEBIR. Hizbiy Eritrea Yiqre Behalay Eyu
@mmanokocaroline8386
@mmanokocaroline8386 2 жыл бұрын
Let's not forget to blame ourselves especially diaspora .we are the one clapping our hand a lot instead instead asking them the right questions. But some still doing it .making one men always the right person. While they live in democratic countries. We like to cal Amhara people a donkey but I think now is right time to cal ourselves a donkey. U can't be rule for 30 years. Unless u dont have self confidence on ur self.
@abbyok3893
@abbyok3893 2 жыл бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ኣሕመዲ ቀይሲ ብ/ሚ በሊሕ አተሓሳስባ ንበረልና በፍላይ ምሰ ወይነ ዘለና ኩነታት አብ መጸኢ ከቢድ ኮይኑ ይሰማዐኒ ካብ ተጋደልቲ አበርሄት
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 2 жыл бұрын
Voice is very low, but thank you so much
@berketokubay5988
@berketokubay5988 2 жыл бұрын
ሰላም በመጀመርታ! በጃኹም ካብ ኮለል ንብል ካብ ሜዳ ጀሚርካ ምስ ምሉእ ጌጋታቶም ኣብ ውሽጢ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፎም ናይ ዓባይ ኢትዮጵያ ኣታሓሳስባ ከምዘለዎ እንዳፈለጥኩም እሞ ብትውልዶም ስግር ዶብ ኤርትራ ፡ እታ ቀንዲ ኣካይድኡ እንዳፈለጥኩም ተወሳኺ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ልዕሊ መናእሰያት ዝግበር ዝነበረ ምጭፍጫፍ፡ ተጋደልቲ ብህዝቢ ከምዝጽልኡ ምግባር ብድሕሪኡ ኹናት ወሊዕኻ እቶም ሓለፍቲ ምኩራት ህዝባዊ ግንባር ተጋደልቲ ክጠፍእ ከምዘለዎ ኣብ ኩናት ምድቓቕ ፡ ኢትዮጵያ ሓንቲ ካብ ዝታዓወትዋ ብጣዕሚ ኢሰያስ ኢትዮጵያዊ ምዃኑ ብሚስጢር ምሓዞም ብዕላመኦም ንኤርትራ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቖማ፡ እሞ እቲ ዝኸፈአ ሕጂ እዚ እንዳራኣዩ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ሒዝካ ኣብ ጎደናታት ብቑሉዕ ሕድሪ ስዋኣትና እንዳጠለሙ ነዚኦም ኢና ሕጂ ክንተሓሓዞም ዘለና ብመዝገብ ሒዝካ ምሕረት ከይግበረሎም ብሜድያ ጎስጓስና ኣይነቋርጽ፡ ሕጂ ውን እቶም ዓይኒ ብርኪ ዘለና በጃኹም ኣብዚ ናይ ይኣክል ጎስጓስ ብናህሪ ንስራሓሉ ፡ ኤርትራ ንዘልኣለም ክትነብር እያ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ሰማእታትና!! 5/ይዙር
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 2 жыл бұрын
The best word to describe Sbhat Efrem is a shame. Because I have never seen a shameful person like him. Everyone including G15 denied the people and the people didn't stand for them.
@tesfaluulmichael1897
@tesfaluulmichael1897 2 жыл бұрын
Look at Sibhat Efrem now , a dead man walking . Poor & Sad ending .
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 2 жыл бұрын
@@tesfaluulmichael1897 yeah you are rght. He is so poor more than we think..............shame ending.....
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 2 жыл бұрын
I agree with you wholeheartedly. He is a shame and dishonorable.
@doromdorom5271
@doromdorom5271 2 жыл бұрын
Nice keysi
@tsegaiabraha4814
@tsegaiabraha4814 2 жыл бұрын
Right now the question is not what we need to do the question is how to do it?
@abdulkadirbider914
@abdulkadirbider914 2 жыл бұрын
Thank you Erisat for the informative discussions and interviews with such patriotic personalities.
@yafetfshaye3499
@yafetfshaye3499 2 жыл бұрын
HARBENA ABONA JIGNA TEGADALAY NBERELNA
@fthinhzbieritrea1399
@fthinhzbieritrea1399 2 жыл бұрын
Ayana Ahmed alqeysi yekenelna.
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 2 жыл бұрын
ISU Tsekhthi Gerulkn! Bichha MeLhaS. Selam Tegadalay Al Kaisi.
@Dermastekluar
@Dermastekluar 3 ай бұрын
ብዛዕባ እቶም ኣብ 2001 ኣብ እንገርነ ዝበሃል kebabi barerntu ብ 5ይ መስርዕ ተቀቲሎም ዝተባህለ ኮ/ል ተስፋማርያም ኣስፍሃ (ጉልቡብ)ን ብጾቱን እንታይ ትብል ናይ ብሓቂ ከ 5ይ መስርዕ ድዮም
@debesaykidane6841
@debesaykidane6841 2 жыл бұрын
No more bro
@nosacurry4257
@nosacurry4257 11 ай бұрын
Ah ezi woyal
@aronmhretab324
@aronmhretab324 2 жыл бұрын
Tekekl aloka
@beyenemussie3990
@beyenemussie3990 2 жыл бұрын
ያኸ ካብ መዳ አትሕዝኩም መንካዕ ፡የሚን ፡ዝንቡዕ፡ ዝንቡል እንዳበልኩም ነንሕድሕድኩም ተበላሊዕኩም ዝአተኩም እኹም ውልቃዊ ጽልእ'ሞ መዳርክቲ የብልኩም'ኒ ዓለትነት'ውን ዝገደደ ። ብፍላይ ድማ ተዛረብቲ ትግርኛ ተበለጽቲ እኹም።
@danielhabte7847
@danielhabte7847 2 жыл бұрын
Beyene, can you please explain what the Tigrigna speaking benefited over the none Tigrigna speaking?
@beyenemussie3990
@beyenemussie3990 2 жыл бұрын
@@danielhabte7847 ግደፉና ያኸ አሽካዕላል'ዚ ብዛዕባ መኽሰብ አይተዛረብኩን ወይ ድማ ተጠቀምቲ እዮም ካብ ካሎት አይበልኩን ።ዘዛርበኒ ብግቡእ ትፈልጦ እኻ ጋል መንገዲ ምድላይ ድማ ነሱዩ ባህርኩም ዩ ተዛረብቲ ትግርኛ ። ሩሑቅ አይቲኺድ ነአብነ አብዚ መድያ 3አዉራጃ ከመይ ነንሕድሕድኩም ትባልዑ።
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 жыл бұрын
ተጋዳላይ ኣሕመድ ስለ ብሱል መግለስካ ነቀንየልና
@161-iq3
@161-iq3 2 жыл бұрын
🕌🇪🇷🙏
@haile.785
@haile.785 2 жыл бұрын
ንቢተውደድ እተዝድህንዎ ነሮም ሃለፍቲ ይኩን ህዝቢ ኣይምተብደለን ንርሪ ፡ወዲ ኤፍሮም ግን ናይ ኢዱ ኢዩ ረኪቡ።
@user-fu2jn9rf9n
@user-fu2jn9rf9n 2 жыл бұрын
Bitew keman nay edu eyu rekibu miknyatu Bitew keman kindey Seb eyu atfiu Zeytfelt entekoynka Tarik fetish
@spxcify
@spxcify 2 жыл бұрын
@@user-fu2jn9rf9n ok can you tell us please????
@user-gl3hd2dm6y
@user-gl3hd2dm6y 2 жыл бұрын
ባዓል ብተወደደድ ከ ንጽሃን ዲዮም ኩሎም ኣሕዋቶም በሊዖም ኣብ መወዳእታ ከኣ ተበሊዖም ።ይቅጽል ድማ ኣሎ በዓብዩ ከኣ ንጸንት ኣለና።
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 2 жыл бұрын
Beal haki jigna tegadalay keysi
@petrosgebreamlak2965
@petrosgebreamlak2965 Жыл бұрын
Tari hiwetu hteto
@mustofaidris1017
@mustofaidris1017 2 жыл бұрын
I know EPLF after independence of Eritrea and I had participated in national service . At that time I was working in different part of ministry of defense but I understood EPLF the most dictator organisation Even if some body talks for the favour of the people .that don't accept him But they humiliate him and punish him .at the end they give him warning not to bring such questions or ideas This way of treating young generation. Now make Eritrea to pay precious life of children of people for nothing At the end Mr Qeisi was one of the leaders that establish this type of government So Eritrea people not responsible of what is going on in Eritrea The only responsible EPLF members (active and Duskul).
@hdebesai3033
@hdebesai3033 2 жыл бұрын
ኣቦና ጅግና ቀይሲ ጽቡቅ መግለጺ ኣጆዃ።
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 2 жыл бұрын
Even in 2013 Asmara Forto mission General sebhat Efrem was ሬድዮ ርክብ layer to Isaias Afworki also in 2001 G15 I don’t know his mentality is badly given ካብ ጀነራል ናብ ዉልቀ ስብ ዝውደቀ see what happened to him in 2018 in his home ፍተነ ቅትለት ኢዱ ለሚሱ 🏠 almost Isaias killed To general Sebhat this is hand blood 🩸 disaster Thanks Tegadalay Ahmed Al Keysi
@fkadutesfargaber7468
@fkadutesfargaber7468 2 жыл бұрын
we all now erisat is TPLF suporting TV
@mendelayjgna648
@mendelayjgna648 2 жыл бұрын
Selam kbur Qeysi nYhuda Esayas khanqwo nierwom btami ayom tegagyom
@tiganijohar2678
@tiganijohar2678 2 жыл бұрын
እስያስ ዝበልዕም እምበር ን እስያስ ዝበልዑ ኣይርኣናን
@danielwater1321
@danielwater1321 2 жыл бұрын
Henok menemeria neti nsle Eritrea eteberkto zeleka blux srah yemesgneka NGedim Tgadalay Harbenha abona Ahmed Alqeysi enkae bdhan mexaeka kem wetru nxbeyeka ena, edmen Tienan khbeka fetari ymneyelka, Lebrwa N Henok,( Harbenha ) Abona Hmed Alqeysi elka entetxw'o xbuq mkone.
@amrasuliman8395
@amrasuliman8395 2 жыл бұрын
What was thé idology of g 15
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ቀይሲ እቲ እተቅርቦ ትንተና ርትዓውን ሓቅን ብምኻኑ ኣድናቆተይ ይገልጽ:: እቲ መንእሰይ ወለዶ ከኣ ከም መወከሲ ሓቀኛን ሚዛናውን ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ክጥቀመሉ ይላቦ
@banjim499
@banjim499 2 жыл бұрын
@@moss446 👈your comment it does not make sense. What do you mean?!!!
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 2 жыл бұрын
If etiopia is disintegrated, the problems will spill over into the neighboring countries. That is why we care, so their problems doesn't spill over on our side. You treat the matter on its Roots.
@micalzeru9002
@micalzeru9002 2 жыл бұрын
እዚ ኹሉ ምሁር እንዳ ተቀትለ ኣብ ሰውራ ከመይ ኢሎም ንሶም ዘይተቀትሉ ፧ ከመይ ኢሎም ኣብ ስልጣን ደይቦም ኢሰያስ ምስኡ ዘሰማምዖም ተዘይህሉ ከመይ ኢሉ ኣብ ሽመት ኮፍ ክብሉ ስቅ ኢሊዎም እቲ ኹሉ ዓመታት፧ እዚ ኹሉ መንእሰይ እንዳ ተቀትለን ተረሸነን እንዳ ተኣሰረን ኣብ ሰውራ ንሶም ግን የማናይ ኢድ ኢሰያስ እዮም ኔሮም ተዘይወዓልዎ ኣጽቂጦም ግን ርእዮሞ ስልጣኖም ስለ ዘገደሶም ። የእዳዎም ብ ደም ወዲ ኤርትራ ዝሓጸቡ ዝግበት ምስ ገበሩ ከምስሉ ተቃዊሞሞ ን ኢሰያስ ከይቀደምዎ ቀዲምዎም ከኣ ንሱ ማዕረ ኢሰያስ ዘይኮኑ ልዕሊኡ እዩ ገበናቶም ምኽኒኣቱ ንሶም ኤርትራውያን ደቀባት እንክንሶም እዮም ኣብ ቅትለት የሕዋቶም ሓቢሮሞ ን ኢሰያስ ዓጋመ። ኢዶም እዩ ረኺብዎም ን ኹሎም ደም ተጋደልትን ህዝብን ክዕዮም ሰማይ ደይቡ ጠሪዑ ኣኣብ ግዚኡ ኸኣ ኣረኻኺብሎም ። ኣምላኽ ጻድቅ እዩ ደም ሰብ ክድፋእ ስቅ ኢሎም ርእዮም ናይቲ ዝሞተስ ኣብ ግንባሩ እኳ ተወቂዑ ሓንሳብ እያ ኔራ ቃንዚኡ ንሶም ግን ብህይወቶም እንከለዉ መርገምን መስጣን ሓፊሶሞ ን ሞት ደልዮም ሲኢኖማ ። ኣይተናቁጹና ደሃይ ዘይብሎም የሕዋትና መናእሰይ ኤርትራ ኣብ ዓሰብን ናኹራን ዊዓን ገርገራን ዓዲ ኣበይቶን ትራክቢ ሳዋን ዒራዒሮን ኣብ ፍቀዶ ቤት ማእሰርቲ ድምጹ ዘስመዓሉ ዝሰኣነ ንጹህ መንእሰይ ኤርትራ ተዛረቡ ።
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 2 жыл бұрын
Eritrean Democratic Justice. EDJ not PFDJ. Previously: Eritrean People Liberation Front= EPLF=HIZBAWI GIMBAR
@hiwetwolderaphael6578
@hiwetwolderaphael6578 2 жыл бұрын
Kesirna eba
@shunumii7214
@shunumii7214 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እዞም G15 ዝበሃሉ ዘለዉ ህዝቢ ክዝክሮምን ኣብ ጎድኖም ክስለፍን ዘግብር እንታይ ጽቡቕ ነገርዶ ጌሮሙሉ ኢዮም። ስንኩላን ክርሸኑ ከለዉ ተቓውሞዶ ኣርእዮም ኢዮም። ብኣንጻሩ ፕረሲደንት ኮይኑ ሃገር ንኽመርሕ ኢዮም መሪጾሞ። ብተወሳኺ ኣብቲ ዝተንቀሳቀስሉ ጊዜ ኢሳያስ ኣብ ህዝቢ ህቡብን ቅቡልን ኢዩ ነይሩ። ምኽንያቱ ኣፍልጦና ናይቲ ውድብ ኣወንታዊ ኢዩ ነይሩ። ንሳቶም ኣብቲ ኲናት ዝተሳተፈ ውላድ ሓው ሓፍቲ ዝነበሮም ኣይመስለንን። ህዝቢ ግን ድሃይ ደቁ ብህይወቱ ይመጸኒዶ ዋላስ ተሰዊኡ ኢዩ ኢሉ ከብዱ ሓቚፉ ኢዩ ዝነበረ ድኣምበር ናይ ደሞክራሲን ካልእን ሕቶ ኣይነበሮን። ስለዝስ ሕቶኦም ናይ ግሎም ደኣምበር ናይ ህዝቢ ሕቶ ኣይኮነን። ስለዝኾነ ህዝቢ ኣይሓገዞምን ዝብል ኣበሃህላ ቅቡል ኣይኮነን።
@berhetensea451
@berhetensea451 2 жыл бұрын
Wedi Efriem has paid dearly for his backstabbing, and he remains confined to a wheelchair having survived an attempted assassination . Use and throw is the trade mark of Iseyas the Ethiopian. Thank you Teghadaly Ahmed for the much needed clarification about the costly traitor Sebhat.
@negodatatselam443
@negodatatselam443 2 жыл бұрын
Anta Ahmed Qeysi Kindey Halewlew Kitibil Eka Kindi Ribie Sibhat Efrem Zeybilika Si Kurub Eti Tizarebo Fileto ..Aytihafirin Dika .
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 2 жыл бұрын
PFDJ leaders, "God Isaias, may we have a parliament meeting?" Isaias, "Shut up; I will call a meeting when I see it deemed." For the real God's sake, these men behaved like obedient students and not like leaders. A people that they forced to submission cannot stand up against them. Hundcaped veteran freedom fighters whom the government summarily shot in 1994 cannot defend them; EDF who were betrayed by these very leaders in the EDF's uprising of 1993 cannot defend them.
@mercinegash8202
@mercinegash8202 2 жыл бұрын
zkeberka jegna Ahmed Alqeysi Hager tshyet ala Eseyas hlmu semirlu iyu kulukum ab sdet zelekum jeganu, politcian, activst Zhilna alena Hager Nab ethiopia trkeb ala, Hzbi alealwo abegswo dekimna alena
@amanueltesfamikal7135
@amanueltesfamikal7135 2 жыл бұрын
Nisukum tekawemti zeykonkum bi hizbin hagerin kitshikutu zelekum ekum mikniyatu witsietkum nidhrit enber nikidmit zekiyid sile zeyblkum usubat
@johannesafeworki2433
@johannesafeworki2433 10 ай бұрын
wedi efriyem ( qendi shumu endargathew thilahun eyu
@focus.15
@focus.15 2 жыл бұрын
ERISAT ከም ገመል ንድሕሪት ትሸይን-ትሕቶ ይኹን ፅፈት ስራሕ ይጎድላ አሎ እዚ ከአ ክኢላ ናይ ምሕደራ የብላን: ወግዒ ድያ ተቕርብ ጽውጽዋይ ክርደአካ አይኽእልን:
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 2 жыл бұрын
ስብሓት ኤፍሬም ካብ ገድሊ አትሒዙ ደም ኤርትራዊ አናቀለደ ዝመጸ ወዲ ጠላሚት እዩ። ካብ ሰቡ ንላዕሊ አየበርከተን ። ጃሱስ ናይ ጋኒን ዓዳሃሎ እዩ። ጀነራል ጻድቃን አብ አስመራ ካስቴሎ ሪስቶራን ኢሰያስ ከመይ ከምዘለፎ ብዘይ ገለ መልሲ ተጸሪፉ ስቅ ዝበለ ጃሱስ ጀነራል እዩ። ጀጋኑ እንዳ ቀጸለ ዝመጸ ካብ ጌዘ መንካዕ ፣ የሚን ፣ጉጅለ 15 ፣ ወድ ዓሊ አንዳ ሓሳዊ ፈታዊ ነብሱ እምበር ብጻይነት ዘይብሉ ካሕዳም ፈሳዊ ክብል ከለኹ ሓሳዊ እዩ። እንኳዕ አይሞተ አቲ ቃንዛ ይፍለጦ።
@robelkubrom7782
@robelkubrom7782 2 жыл бұрын
Askut nejis
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 2 жыл бұрын
@@robelkubrom7782 ስብሓት ከዳሚ ኢሰያስ እኮ እዩ። ንኢሰያስ ሰለዘገልገለ ጀነራል ሂብዎ። እንታይ ጅግንንት አለዎ።
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 2 ай бұрын
መም. ኣልቀይሲ 'ኢሳያስ ፍሉይ ፖሊቲካዊ ሱፐር ማን ኣይኮነን: እታ ፍልልይ ንሕና እምነትን ግርህናን ስለ ዝነበረና ጥራይ እዩ' ይብል። ዝገርም'ዩ! ተቃለስቲን ተጋደልቲን ሰባት: ብሰሪ ቅንዕናኦምን ተወፋይነቶምን ብልሖምን ጀግንነቶምን ብሓደ ክፉእን ሓሰዊን 'character' ሓቂቆም ዝተርፉላ ሃገር! Thank you.
@jemalmaruf5586
@jemalmaruf5586 2 жыл бұрын
Ahmed xibuk agalixa
@chapnehani2528
@chapnehani2528 2 жыл бұрын
ሓቂ አዚንአዮ ዘለና አንድዪ
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 2 жыл бұрын
Sefhat efrem nekolena Eritrawyan beabea Eritrean kola telemo 1 kojele 15 talemo 2 ne wad ali sefhat efrem heji ab nefso reewo
@johnandebrhan4203
@johnandebrhan4203 2 жыл бұрын
ኣብ ከምዚ ዝበለ ኣዝዩ ኣገዳሲ ቃለ መሕተትሲ ብዛዕባ ኣጎር ኣድበርታይዝ ኣይመድለየን
@eriforum9493
@eriforum9493 2 жыл бұрын
ህዝቢ ክጠልሞም ጠንቂ ናይቲ ሮቃሒ ኢሰያስ ቀዲሙ ህዝቢ ኤርትራ ብሃገሩ ዝመጾ ከምዘይማታእ ስለ ዝፈልጥ G15 ሃገር ኪሒዶም ዝብል ግስጋስ ገሩ በታ ናይ ውልቁ ቲቪ ገሩ ኣእምሮ ህዝቢ ሓጺቡ በይኑ እሙን ኮይኑ የእሚንዎ። በዚ ኸኣ ኩሉ ተጋዳላይ እዚ ኹሉ ደምና ኣፍሲስናስ ሃገር የሕሊፎም ክህብዎ ኣብ ዝብል መደምደምታ በጺሑ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ሓቂ ጠፊእዎ ኣስቂጡ ኣሎ።
@yafetfshaye3499
@yafetfshaye3499 2 жыл бұрын
Naybehaki esayas texawitulna
@muluasfaha2
@muluasfaha2 2 жыл бұрын
ኣንታ ሃገር ካብጉጀለ ቲብጽሆ አሪትራዊ ኣሎ ነዛ አሪትራ ቲብሃል መን ፈቲርዋ ሌአሊ ዱራኣ ኣይ ቲብጻሃኩሚን በሎም
@samuelsaleh464
@samuelsaleh464 2 жыл бұрын
Firihe EU zeyflitewo Koynom ay konun Nieu Akabisom Lome korieom Aab ggezeom mihalewo Zi kulu Mekera Ay mihalewn
@tesfagabergebreselasie6433
@tesfagabergebreselasie6433 2 жыл бұрын
ኢሱ ባዓለገ ዘልሉ ዘልሉስ ኣብ ኣይከሰርናን አዩ ዛዓለለ ህዝቢ አረትራ ካኣ ውርደቱ ብደው ሬአይዋ
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 2 жыл бұрын
Isais guhila kulu gizie nijeganun muhuratin muruzat merahiti hager kab Isais zibelezu kemu bitami ainu dem zimelio zololo zeleme hade qenai seb rebuhu iyu slezi ahiquwom telam seb.
@tegadelketsali5184
@tegadelketsali5184 2 жыл бұрын
ህዝቢ ህዝቢ ትብልሲ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመት ዕድመ ነጻነት ህዝቢ ብዛዕባ እዚኦም ዝፈልጦ ነይርዎ ድዩ?
@mercinegash8202
@mercinegash8202 2 жыл бұрын
Hzbi kqales ko nexa politicawi medrek kthbo aleka, sle zikone kea hzbi wan’net yeblun
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 2 жыл бұрын
Shefatu nshefatu atfiommom shue etom bhiwet zelewu dma nhzbi ka yetsntwo alewu tewedia. Kulom ketelti endyom abza hasab aredadakum tezey tekyiru lele ktblu ktnebru ekum bmrseretu sewra Eritrea nhzbi eritra eyu sieru anberkikwo nkalie zsearo hyli yelen bzaeba eti shftntu zeythato.
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 2 жыл бұрын
Kulu biEritreawian serawit abalatin niEthìopia zihiluwuo zelowu ala meniiseatina ab kulu yiqizefu alewu wana zeibulu hager
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 жыл бұрын
ኤሪሳት ሎሚ ዝብላዕ ሰብ ኣክሪብካ
@abduali2
@abduali2 2 жыл бұрын
ወዲ ኤፊረም አዚ ኹሉ ጅግንነቱ ብኻ ምስኦም ትኣስሩ ማሓሸ
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 2 жыл бұрын
አበይ ዘሎ ጅግንነት ?
@yergalmgoytom8752
@yergalmgoytom8752 2 жыл бұрын
@@robrobyadolisrobrobyadolis3563 abedekamo tfelto nska wedi tor serawit zneberka
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 2 жыл бұрын
@@yergalmgoytom8752 ኣንታ'ወዲ ቅጥቃጥ: ጀጃው ከምኡ ርእየ ኣይፈልጥን : እንተ'ቶም ጀጋኑ ሓሊፎም እዬም:
@mussiemezengie2703
@mussiemezengie2703 2 жыл бұрын
Anta eskas entay aynet gazetenga elu you need to come up with positive thing why you alway scatching wounds please go find another job
@misghnawoldegebriel6768
@misghnawoldegebriel6768 2 жыл бұрын
Lie after lie
@eseyasgrmay5102
@eseyasgrmay5102 2 жыл бұрын
Erisat thshu kab kulom tekawemtu zbhalu
@berihalem9639
@berihalem9639 2 жыл бұрын
መሓመድ ኣልቀይሲ ቀዲሕካ ዘይውዳእ ታሪኽ ዩ ዘለዎ
@semeresemere2594
@semeresemere2594 2 жыл бұрын
Lekbat Ane zegermeni si hademka mexeka hiji ab nay polotika wetemtem aytebelu deki melesha sernay kondaf barya
@nugusekahsay6845
@nugusekahsay6845 Жыл бұрын
ኣሞ ኣንሀለ ዚዘሮኣ ኣዩ ኣጺዱ ። ብ10 አድ ካኣ G15 ይበልጹ ካብዚ ንሱ ዘሎዎ
@mebrahtuteklit1834
@mebrahtuteklit1834 2 жыл бұрын
ኣነ ትገርመኒ ነገር ኣላ ቀጻሊ እብ እዞም ኤሪ ሳት ገዳይም ተጋደልቲ ከምጹኡ ከለው ብዛዕባ ኩቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ይዛረቡ ወዲ ኤፍሬም ኣብ ከብድኹም ኣቲኩም ,እዚ ሰባኣይ ብዛዕባ ወዲ ኤፍሬም ምስ ሓተቶ ብመስለኒ ወዲኢዋ ይሑሱ ስለ ዘሎ እዩ, እቲ መልሲ ኔሩ ወይ ኣይነበረን እዩ ሃለውለው ኣይ ትበል!!!
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 2 жыл бұрын
You do not have any potential at all so get off.
@emeamlakadey7927
@emeamlakadey7927 2 жыл бұрын
Ewe jigna nieru ketema mis atewe indemo may Hawisu : Gida kumneger gber Eti Abi Ganen Edun Egrun Seyru bwelchair kemzkeyid gerwo alomo Welchair Leakelu abzi kbur mibal zitekmo yeblun Bareyu Higdef. Defirkin dhayu kithata zeytkielas abzi wuhwuh tibla dinzuzat Riesi !
@yafetfshaye3499
@yafetfshaye3499 2 жыл бұрын
Kab jigna nab zsenkelet wekarya tekeyru seb ab hluf aynebrn eyu kulfu asmera msatewe fetihwa eyu
@seidomer5457
@seidomer5457 2 жыл бұрын
Isyas yireyeka alo huh keybileka ab Yemen key yerkibeka. Isyas jigna iyu WA aytehasu eski
@berketokubay5988
@berketokubay5988 2 жыл бұрын
ኣሕመድ ቀይሲ ሓርበኛ ሰብ ታሪኹ እዩ ዝነብር💚💚🇪🇷
@ramandebene1131
@ramandebene1131 2 жыл бұрын
Abeyedeka neyrka wedi qeysi. Kan lowoqota tihni konkum fokiskum fokosti. Wedi Efrem jigna e u. Fesamat ab TV wexiekas zirig zirugat. Ehimo terakibom entayimo. Husurat.
@maytemenay5913
@maytemenay5913 2 жыл бұрын
ትኽክል ውፍይ " ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ይኣርግ እምበር ኣይልብምን ኢዩ!!'
@ephar133
@ephar133 2 жыл бұрын
ሐቆም እዬም እባ ብሩህ መጻኢ ሽፍታ ክብሉ ለካ ቅድሚ ብሩህ መጻኢ ባዕሉ እቲ መንግስቲ እዩ ከዳዓት ኢሉ ዛዘሙ ህዝቢን ህዝባዊ ግምባርን ዝኸደዓ ነውራም
@spxcify
@spxcify 2 жыл бұрын
Wedi efriam lokumax amlek hasebu hibewo aloo hamak terik
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 2 жыл бұрын
ኤርትራውያን ንኽብሪ መንነቶምን ባህልታቶምን፣ ንኽብሪ ኣቦታቶምን እኖታቶምን ኣድፊሮም፣ ንወዲ ካብ ትግራይ ዝተሰደት ጸማቊት ስዋ ዝወለደቶ ዕዋላ፣ ንኤርትራን ህዝባን ክቆጻጸር ስልጣን ኣረኪቦሞ።
@same8813
@same8813 2 жыл бұрын
ጥልመት ሲ ብለውጢ ገሊጽዎ ቀይሲ ንጉጅለ 15 ዘሕዝን መግለጺ ኣሕመድ ቀይሲ ምስ ወያነ ወይ ምስ ኣሸቀልቲ ወያን ዝወገነ ኣንጻር ሉኡላውነት ኤርትራ ዝከደ መሪሕነት ንስልጣን ኢሎም ዘበገስዎ ናብ ክሕደት ሃገር ዝማዕበለ ከም ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ምንባርካ ሓቀኛ ታሪክን ሰኒድካ ምሕላፍ ኣይማሓሸካ ቀይሲ
@chapnehani2528
@chapnehani2528 2 жыл бұрын
አታ ሰበይ ከመይ ዝበሉካ ሕስር አካ ንስካ ዋላ ናይ ስርናይ ነርካ ትከውን ርሕቅ ኣዲ ምሕሰዊ ጀጋኑ አይተንአስ ከምአሞ ወልሓንቲ አይገበርካን ንስካ ትግራይ ትዕወት አንዲካ መንከሽከሽ
@andatyemane2906
@andatyemane2906 2 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ክሳብ ሕጅ ኒህዝቡን ሃገሩን ይቃለስ ኣሎ በናና ረጊጽኩም ዘሻተትኩም ኒሲኩም ጥራሕ እኹም
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 жыл бұрын
እዚ ጠላም ናይ አዱ ረኺቡ
@resomoscar6112
@resomoscar6112 Жыл бұрын
ኣብ ፖለቲካ ሓቂ ሒዝካ ዘይክትዕወት ትክእል ኢካ ዓባይ ዘረባ
@aslierda7149
@aslierda7149 2 жыл бұрын
I HOPE to see the END of DIA::::::::::::::
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 Жыл бұрын
ካብ መራሕቲ ህግሓኤ ከም ቅ ቀይሲ ቅኑዕ ኣሎ ኣይብልን። እንተለዉ ድሕሪኡ ዝስርዑ እዮም። ንፖለቲካ ኢሉ ድማ ሓቂ ሓቢኡ ኣይዛረብን እዩ። ከሙ ስልከ ዝኾነ እዩ ድማ ኢሰያስ ድሕሪ ናጽነት ብቐጥታ ዘደስከሎ።
@andatyemane2906
@andatyemane2906 2 жыл бұрын
Hasawi medenager
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 15 МЛН
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 14 МЛН
Получилось у Вики?😂 #хабибка
00:14
ХАБИБ
Рет қаралды 7 МЛН
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 15 МЛН