ERISAT: ጌታቸው ረዳ፡ ትግራይ ንምውሓስ ኣድላይ እንተኾይኑ ክሳብ ኣስመራ ክንከይድ ኢና | ተግባራዊ ድዩ? ዘተ ምስ ናኦድ በላይ

  Рет қаралды 34,401

ERISAT

ERISAT

3 жыл бұрын

ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 254
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 жыл бұрын
ናይብሓቂ ጽቡቕ ዝኾነ ኣገላልጻን ትንተናን ክቡር ሓዉ ናኦድ ከምዚ ዓይነት ዘተ ክቕጽልን ክምዕብልና ተስፋ ይገብር ብፍላይ ድማ ኣብዚ ተኣፋፉ ኩነታት። ንህዝቢ ትግራይ ድማ እንቃዕ ሓጎሰኩም ንውጹዕ ህዝቢ ዝስዕር ስርዓት የልቦን ትብዓትኩምን ጅግንነትኩም ዓለም ኣገሪሙ ንዓኹም የማስለና።
@mikeg1324
@mikeg1324 3 жыл бұрын
God bless people of Tigray and Eritrean Very nice analysis thanks for the lesson
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 3 жыл бұрын
ናይ ጉጅለ 15 ደአ ጌጋ ሓሳብ እዮም ሓሲቦም ምክንያቱ ጀጋኑ የሕዋቶም ስለ ዝሐተትዎ ዝመክትዎ ዶ አይኮኑነነ አብ በረኻታት ኤርትራ ደፊነዎም መፂኡ ነሳቶም እውን ጊዝያዊ ናይ ይሁዳ ሽመት ዓዚዝዎም ነሕዋቶም እንዳረአዩ ከምዘይረአዩ ዝሐለፍዎ ስለዚ ተጠቂሙ እዩ አብ ዝጠዓሞ ናብኦም ተመሊሱ ኤርትራዊ ስለዘየድልዮ።
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 жыл бұрын
THAT-IS THE TRUTH *GOD BLESS YUOR RIGHT FOCUS....IT IS THEIR HAND, THEY BETROY THEIR FRIENDS SO THEY GET THEIR HANDS...
@waltagerezghier2017
@waltagerezghier2017 3 жыл бұрын
Public consciousness is important to live in peace with neighbor countries
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 3 жыл бұрын
Thank you!!!
@EliasAraya-se4wg
@EliasAraya-se4wg 3 жыл бұрын
Noad, Your analysis is very informative and Hope all Eritrean scholars could bring the people to unity. I think you read the people’s perception on the situation. Could Eritreans bring change , Yes if only they know how to fight the regime.
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 3 жыл бұрын
የቐንየልና ሓው ናኦድ🙏🏾
@tkh4049
@tkh4049 3 жыл бұрын
I really like the way he always expresses the issue. It is an honest and genuine message.
@mussieteklezhgi9283
@mussieteklezhgi9283 3 жыл бұрын
ንምንታይ አብ ክዉን ነገር ዘይንዛረብ ህዝቢ ኤርትር ዘወረደና ነገር ብሐደ ኾይና ዘይአጥፋእናዮ ንህ ግ ደ ፍ ንምክልኻል ትግራይ ክንቃለሶ ንኽእል ኢና ማለት እንታይ ማለት ዩ? ንሕና እቶም ብሐቂ ሰላም ንደሊ ፍትሒ ንደሊ ንብል ኮይና ነቲ ሰርዓት ክአልይዎ እንተደለዮ እንታይ ዩ ጸገምኩም ከምዚ ሐውሲ ተደናገጽቲ ናይ ሀ ህ ግ ደ ዘምሰል ሐሳብ አይጠቅመናን ዩ ንሕና ሕማቃት ሰለ ዝኾነ አይአለናዩን ብዘረባ ዝእለ ሰርዓት አይኮነን ህ ግ ደ ፍ አበይ ሞ ተዝገብርዎ ሐይልታት ምኽልኻል ትግራይ።
@hirutkahesay6151
@hirutkahesay6151 3 жыл бұрын
ሀንቲ ህቶ አላትኒ ኤርትራን መራሒኣን ብዘይ ወያነን ኢትዮጵያ ክሀስቡ አይክእሉን ድዮም?
@segenm950
@segenm950 3 жыл бұрын
Intay alena mes weyane hezebna yehseben feraqan gen iseyse kelo dea
@diddidadda7679
@diddidadda7679 3 жыл бұрын
ወያነ ኸ ብዘይ ኤርትራ ክትሓስብ ኣይትኽእልን ድያ? ኣንጻር ኤርትራ ተንኮልን ጎስጓስ ክትገብር ጸኒሓን ኣላን።
@eritreaasmara8075
@eritreaasmara8075 3 жыл бұрын
@@diddidadda7679 kalbi issais
@gebreted2612
@gebreted2612 3 жыл бұрын
ወያነ ነቲ ብመንግስቲ ጥልያን እንግሊዝ ፈደራል ኤርትራ ሀይለስላሴ ደርጊ ተተንኪፉ ዘይፈልጥ ዶብን ወሰንን ኤርትራ ብመንግስቲ ህውሐት እዩ ተደፊሩ ድሕሪ ሚእቲ ዓመታት እዚ ድማ ዓባይ ትግራይ ንምስራሕ እዩ ተጌሩ ህዝብን ኤርትራን ከኽብሩ ተኺኢሎም ሰላም ኣሎ
@timoasmara6267
@timoasmara6267 3 жыл бұрын
The room temperature has started,the warm up is over and hope the game will be over for benefit of all the poor/simple people on both sides
@luel8814
@luel8814 3 жыл бұрын
አብ ባይታ ዘየሎ ኩነታት እዩ ዝገልጽ ዘሎ. ስምዒት ዝተሓወሶ ትንታኔ. ንግዜ ንሃቦ እሞ ክንርኢ ኢና. ናይ ትግራይ tv ዝሰምዕ ዘለኹ መስሊኒ
@gaya33gaya72
@gaya33gaya72 3 жыл бұрын
Thanks reasonable analysis sir
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 3 жыл бұрын
Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@theodrossegid2488
@theodrossegid2488 3 жыл бұрын
ERITREA BETTER UNITED WITH AMHARA.THEY ARE CLASS PEOPLE. Agane are bad .
@user-xv2qv9dw7i
@user-xv2qv9dw7i 3 жыл бұрын
Naod,very nice Explanation.
@tikelary6959
@tikelary6959 3 жыл бұрын
Very interesting analysis!
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 3 жыл бұрын
✊✊✊✊💝thankyou
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 3 жыл бұрын
He is smart analyst👍ambesa korats melekti
@GodisLove-hp9pf
@GodisLove-hp9pf 3 жыл бұрын
ፍትሓት ስረ የላ ተውዝ ይበሉ ንኤርትራ ! እዞም እብ ደገ ዘለና ድማ ዕቁር ሃብቲ ኤርትራ እና እብ ጉዳይ ጊታጀው ፍትሕ ስረ ሰብኣይ ኩን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filimonkahase5214
@filimonkahase5214 3 жыл бұрын
Yelen nhgdef nedhnelu meknyat yelen weyo eka tefeulna
@fithinkulu7154
@fithinkulu7154 3 жыл бұрын
No way! We will never save Issaias and his Higdf again. Eritrean Army will cooperate at some point with TDF.
@meazadesta6452
@meazadesta6452 3 жыл бұрын
ጌታቸው ደኣ ሰብኣይ ምዃኑ ኣርእዩካ ንድዩ
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 3 жыл бұрын
Thank you Henok
@samuelfekadu7833
@samuelfekadu7833 3 жыл бұрын
And...try it
@Wedi-Eri282
@Wedi-Eri282 3 жыл бұрын
ባዓል ምኒኑ ፤ ምኒን ካብ ምባል ከምዘይትሓልፉ ውሽጥኹም እንዳፈለጠ ሸንኮለል ክትብሉ ክትነብሩ ኢኹም ።
@PP-qo6uq
@PP-qo6uq 2 жыл бұрын
ብዛዕባ ትግራይ ናብ ኤርትራ ገጹ ከምዘየድህብ እመኑ።ብምንም ዓይነት መለክዒ ኤርትራውያን ብወያነ አይኮነንሲ ምስቲ ደረጊ ዝነበሮ ሓይልን ናይ ወጻኢ ብአካልን ብአጽዋርን ዝነበሮ ሓገዛትን ዝደርዓመ ምዃኑ ሰለዝፈልጡ።ተጋሩ ብዘይካ እታ እንኮ እንኮ ተዋጽኦም ናብ ኤርትራ ተንበረኪኵም ብሠላም ምንባር ፣ካልእ ፍጹም ፍጹም ፍጹም አማራጺ የብሎምን።
@goitomteklu6681
@goitomteklu6681 3 жыл бұрын
ሙሉእ ኣፍልጦ ዘለዎዶ ይመስል ብዛዕባ እዚ ኩነነታት እዚ ጋሻ። ኣገላልጻኡ ሰሓቢ ኣይኮነን ትኽስ የብለካ። ወዲ በረምበራስ ዓርከይ መሓሽካ መስለኒ ካብዚ።
@simonokubagaber9760
@simonokubagaber9760 3 жыл бұрын
i never got such an intelligent man, he is slow and mentally matured guy " thanks Naued"
@kudus7756
@kudus7756 3 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ናኦድ ዘይትፈልጦ ኣይፈልጥን ምባል ናይ ለባማት እዩ። ወያነስ ብግዜ ጀብሃ እዪም ቁርብ ምስ ጊቦዙ ባድመ ናትና እዩ ኢሎም ተበገሱ ግን ጀብሃ ቀልጢፋ ኣፍንጭኦም ሰይርዎም፡ ግን እሰያስ ኣቦ ጸይቂ ስለ ዝኾነ ክጥቀመሎም መታን ንዑ ባድመ ውሰድዎ ኢልዎም 1981።ሕጂ ኽኣ ኣይትጋገ ተጋሩ ኣኼስ እዮም ሃገር ከቁሙ ክኣ እንድዒ ንግዜ ንግደፎ ግን (ሃገር ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን እሰያስን ) ፍልይ ኣቢልካ ምርኣይ ከድሌካ እዩ መታን ዓዲ ብዴል ክትኣቱ። ግን እዚ ኩሉ ምስ ሙሉእ ኣኽቡሮት።
@senaitesfamichael7639
@senaitesfamichael7639 3 жыл бұрын
Fete tslae tgray hager kitkewun eya bsreom eyom zkionu blmano aykonen
@earthlingsunity7870
@earthlingsunity7870 3 жыл бұрын
Ata hawei weyane zeitbel tegaru kab tebel hzbi mulue mxraf xbuq aikonen shaebia tgrai atyom kuluna ertrawyan qetelti malet dina?
@natitv3473
@natitv3473 3 жыл бұрын
Nska eka kfu wedza donkoro akilkum racist zkone reska selim tlyan fara wahid
@sabag2099
@sabag2099 3 жыл бұрын
Thanks dear 👍
@tadessekidane720
@tadessekidane720 3 жыл бұрын
ኣሕዋት ኣይትዓሽዉ። ትግራይ ሓይሊ እንተ ረኺቦም ብዘይ ባሕሪ ክነብሩ ባህሪያቶም ኣይኮነን። ሕጂ ናብ ኤርትራ ገጾም ክኣተዉ እንተ ፈቲኖም፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ሓደጋ ኢዩ። ኤርትራ ደኺማ ሓይላ ልኡላዊት ሃገር ኢያ። ልኡላውነት ንባዕሉ ዝዓበየ ሓይሊ ኢዩ። መንእሰያት ትግራይ ጥራይ ዝርይኮኑ ዝኾነ ህዝቢ ኣብ ማእከል ህዝቡ ሓያል ኢዩ። ካብ ህዝብኻ ወጺእካ ምውጋእ ቀሊል ኣይኮነን። ኣስመራ ምእታው ማለት ዓዲ ግራት ምእታው ኣይኮነን። እንተ ገይሮሞ ንኹልና ሕማቕ፡ ዝኸፍአ ንዕኦም። ሓውና ግን ነቲ ኩነታት በዛ ናይ ሎሚ ትርእያ ዘለኻ ትመስል። ቅኑዕ ድዩ ወይ መድለየ'ዶ ክበሃል ይኽእል ይኸውን። ኤርትራ ናብ ትግራይ እንተ ኣትያ፡ ብዕድመ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዩ። እቲ መንግስቲ ናይ ትግራይ'ውን ስለ ዝኾነ። ናታቶም ናብ ኤርትራ ገጽካ ምቁማት ንባዕሉ፡ ኣብ ዲፕሎማሲኦም ዓቢ ጸገም ክፈጥረሎም ኢዩ።
@selamsalam9086
@selamsalam9086 3 жыл бұрын
Yes keep up geganu
@elilhagos9952
@elilhagos9952 3 жыл бұрын
Smart guy Naod! He knows I say as in and out
@mikeg1324
@mikeg1324 3 жыл бұрын
International community was demanding Eritrean forces & Amhara militia should be out of Tigray toritory.
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 3 жыл бұрын
ኣብ ጎጃም ዘሎ ኣምሓራይ ምስ ኣብ ወሎ ዘሎ ኣምሓራይ ኣይብኣስን እዩ ከምኡውን እብ ኤርትራ ዘሎ ትግርኛ ምስ ኣብ ትግራይ ዘሎ ትግርኛ ንምንታይ ይበኣስ?? ምኒሊክ ዝገበሮ ዶብ ንዓና ከባእሰና ኣይግብኦን
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 3 жыл бұрын
እሞ ኪድ ናብ ትግራይካ ኤርትራ ግን ናይ ኤርትራዊያን እያ
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 3 жыл бұрын
ደንቆሮ!! እሞ ዒራቕ ቃንቃ ዓረብ ስለ ትዛረብ ሲ ምስ ህዝቢ ሊባኖንስ ሐደ ህዝቢ ወይ ውን ሐደ ሃገር እየን ማለት ዲእዩ ካብ መሳርሒ ካድራት ዓባይ ትግራይ ትግሪኛ ትኾኑ ታሪኽ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተጋሩን ፍለጡ ካብ ነበረ-ያ-ነበረ ጽውጽዋይ ሕልማ ደርሆ ክትደጋግሙ ትውዕሉ።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 3 жыл бұрын
በዚ ናይ ትግራይ ትግሪኛ ሰነ-ሐሳብ ሲ እንግሊዝ ዝዛረቡ ሕብረተሰብ አብ ደቡብ አፍሪቃ ስለ ዘለዉ ሲ ምስ አብ ከኒያ ዘለዉ ተዛረብቲ ሐደ እዮም ማለት እዩ። ዘይትማሃሩ ግዳ ካብ ዘየለ ጽውጽዋይ ክትጸውዩ ትውዕሉ።
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 3 жыл бұрын
@@wintahabtom9894 winta do ኢለሙኺ ሓቀይ?? ንምንታይ ኢኺ ቀልጢፍኪ ናብ ምጽራፍ ኣቲኺ??? መን እዩ ደንቆሮስ መርኣኹኺ ነረ!! ከልቢኣይትኹኒ ሕራይ ከልቢ ጥራይ'ዩ ንዘይፈልጦ ውሕውሕ ዝብል ከምዚ ከማኺ!! ዘይትፈልጥኒ በቃ ዕድሜኺ ሙሉእ ጸርፊ ኢኺ ተማሂርኪ??? ድንቁርናክኺስ ርኤኩዎ !!!
@diddidadda7679
@diddidadda7679 3 жыл бұрын
ትዕቢትን ፈኸራን ህወሓት፡ ዘይምእዛዝ ህወሓት ንማእከላይ መንግስቲ፡ ወያነ ናብ ኤርትራ ዝጠመተ መደብን ዝገብርዎ ዝነበሩ ጎስጓሳት ኣንጻር ኤርትራዊ መንነትን ሓድነትን እዚ ውን እቲ ቀንዲ ምኽንያት ምውላዕ ኲናት ኮይኑ ደሓር ከኣ ህወሓት ሰራዊት ኢትዮ ደቂሱ ከሎ ሓሪዳቶ ኲናት ከኣ ወሊዓ።
@abielhabte4425
@abielhabte4425 3 жыл бұрын
Am i seen some hair in the head of the journalist?
@yofamilyb6771
@yofamilyb6771 3 жыл бұрын
Keep going naod bro
@deressge451
@deressge451 3 жыл бұрын
ወልቃይት ፀገደን ራያንኮ ቅድመ 1947 ዓም ናይ ትግራይ እዩ ነይሩ ሃዲሙ ብዝኸደ ንጉሥ አይንግዛእይ ሰለዝበለ እዚዐን አውራጃታት ራያ ናብ ወሎ ወልቃይት ንቤጌምድር ዝተውሃባን.ትግሬን መግዛት አስርቦ ነው ኢሉ ኃይለሥላሴ አለውሃ ምላሽ ነይሩ ዶብ ትግራይ
@meazadesta6452
@meazadesta6452 3 жыл бұрын
ኢሳያስ ክጠፍእ ኣለዎ ሰላም ክንረክብ እንተኮይና
@tesfuwedieri3478
@tesfuwedieri3478 3 жыл бұрын
ናኦድ!ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 3 жыл бұрын
ISEIAS SEYTAN Wedi Tembien Coronavirus Nay Eritrawian Kab 1970 / 2021.
@deressge451
@deressge451 3 жыл бұрын
ሠራዊት ትግራይ በል ወያነ አይኮነን እዙ ሓይሊ
@theodrossegid2488
@theodrossegid2488 3 жыл бұрын
Weyane is dead.Say Ethiolia soldiers There is not Tigray no more .Ga.e is over.
@genetisaak8371
@genetisaak8371 3 жыл бұрын
@@theodrossegid2488 your funny 😄
@brave_newworld4628
@brave_newworld4628 3 жыл бұрын
ናብ አስመራ ክንከይድ ኢና እንዳበልካ ክትፍክር ካብ ምንባር እቲ መፍትሒ ናብ አስመራ ምኻድ እዩ። አበይ ከምእትርከብ ጠፊኡዎም እንተኾይኑ ኮምፓስ ይጠቐሙ። ብጃህራ ጸሚምና።
@destakiflemariam7439
@destakiflemariam7439 3 жыл бұрын
መበገሲ ኩናት ባድመ ኣይኮነን ኣንታ ሓውና፡ ኤርትራዊ ኣተሓሳስባ መካን ኣእምሮ እዩ፡ ንብሎ ብመርትዖ እዩ።
@tadessekidane720
@tadessekidane720 3 жыл бұрын
ዓቕሞም'ውን ኣይመስለንን። ብድሕሪኦም ካልእ ዝዓበየ ሓይሊ ምህላዉ ኣይትዘንግዕ
@tsegabeyena953
@tsegabeyena953 3 жыл бұрын
Thank you Noad hawna.xbuk agelalxa
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 3 жыл бұрын
Etiopia Fah, Fah tibel Selam Knrekb Selam Keliukumuna Abiy +ISEIAS SEYTAN Wedi Tembien.
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 3 жыл бұрын
How about Sudan.. Djibouti not only Eritrea for Tigray
@arfessa2571
@arfessa2571 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኒ ኢሳያስ ሽፍታ አሬትራ ሀገር ኣይኮነትን. ንህዝቢ አሬትራ ከም ሀገር ርኢዋ ኣይፈልጥን ኢዩ.
@mebrahtutesfatsion4223
@mebrahtutesfatsion4223 3 жыл бұрын
መጀመርታ ንህዝቢ ትግራይ እንቋዓ ሐጎሰካ ብዝሐፈዝካዮገ ዓወታትን ካብ ምዝንባል አብ ንቡርዉ ምምላስካን ዮሆና ክብለካ እፈቱ ከምኡ መልአኽቲ ናብ ገታቸዉ ረዳ ዝሐፈስካዮ ዓወት ክንዲ ትስዕስዓሉ ምሰ ተዓቅቦ ይሐይ መስለኒ ሎሚ አብ ኤርትራ አቲኻ ወራር ክተፍትን እንተ ፈቲንካ መደምደምታ ህላወኹም አብአ ክተብቁዑ ኢኹም ምኸኒያቱ ህዝባዊ ቃልሲ ከም ዘይሳዓር ክት ፈልጥ ይግባአካ ህዘባዊ ቃልሲ ስለ ዘይሳዓ እዩ ኻአ ተዓዊትኩም ኒኤርትራ ክት ወሩ አብ ትብገሱላ ሳዓት ዉሽጥን ደገን ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ የእዳዉ አጣሚሩ ከም ዘይ ጥምተኩ ወይ ዕንባባ ከም ዘየቀብለኩም ምግማት የድሊየኩሞ
@nuredinnetabay6364
@nuredinnetabay6364 3 жыл бұрын
Bro Naod, your analysis is great. But if Eritrea and future state of Tigray are democratic countries, they can coexist peacefully, because democracies never go to war with each other.
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 3 жыл бұрын
Wishfull thinking, ignoring the economic and mental capabilities.
@muhammadkhelil4993
@muhammadkhelil4993 3 жыл бұрын
Tigryans should get what Tigryans want. The concept of one Ethiopia that is dominated by one ethnic group is now obsolete. The horn of Africa should be reconstructed on the basis equality ,economic integrity and cooperation of various ethnic states.
@habtesushabte6330
@habtesushabte6330 3 жыл бұрын
Meretom,eko bklesmom eyom hzemo,hawena,henok,
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 жыл бұрын
TRUE-ANALIST-DEADLY*NAOD THEY WILL ANNEX BADME, W.SEGEDE AS WELL HUMERA&THEY WILL DO IT BECAUSE UNITY OF THEIR PEOPLE....
@yonasteklay8835
@yonasteklay8835 3 жыл бұрын
HgDerg keytedemsese selam yelen, ab Eritrea wey ab Tigray, HgDerg dima ab Asmara iyu zelo. Heji dima n' HgDerg zet'f'e zokone Eritreawi hayli selezeyele entay yegeber?
@JonnyBGood-vc4cr
@JonnyBGood-vc4cr 3 жыл бұрын
HgDerg. Perfect 💯👍🏾
@davidmehari3631
@davidmehari3631 3 жыл бұрын
It is just poletics. Tegaru got a lesson fro Eritrea what does it mean a independence state.Unlike eritreans Tegatru have a courage and tolrance to live together and buiuld up economy. ...
@habtommeresie2170
@habtommeresie2170 3 жыл бұрын
Kbi tawla tehasimom kunat awijimo si kemey elka ezi hto ezi thatt ?
@teweldemedhingebrecherqos5366
@teweldemedhingebrecherqos5366 3 жыл бұрын
Henok, I would rather recommend you to focus on our own problems. The UNITY of Eritreans is what is important for Eritrea now. Do not waste time to befriended with Tigrian leaders, they will never respect the sovereignty of Eritrea. And wedi Belay, It is matter of national interest for all, be it USA or else. We Eritreans will always stand for our country. But you guys if you can stop creating mental frailty in the people.
@redaabel7107
@redaabel7107 3 жыл бұрын
You looks like just get up from your sleep, Tigrian leaders they were recognize Eritrean sovereignty back in 1991 before we want to referendum.
@eritreaasmara8075
@eritreaasmara8075 3 жыл бұрын
Wuhsenet Eritrea mes wusenat Tigray nay geden eu so we should work together shekenat
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 3 жыл бұрын
ውጹ እንተዘይበሎም ትግራይ ደፊአ ትድርቢዬም ፈትዬም ከይፈተው ይድምሰሱ አብይ ውጹ ዝብሎም አይመስለንን
@aseralamana3969
@aseralamana3969 3 жыл бұрын
ህይ ሄኖክ እዚ ሓው ዘይፈልጦ ነገር ይገልጽ ኣሎ ወልቃይት ጸገዴ ጸለምቲ ሑመራ ሰሜን ቤጌምድር ራያ ክብል ከሎ እቲ ዘይፈልጦ ነገር ቅድሚ ክላት ሙቃሙ ወያኔ ባዕሎም ዝኸለልዎ እዩ ባዕሉ መንገሻ ስዩም ኣማሓዳሪ ትግራይ እንደራሴ ዝነበረ ትግራዋይ ዶብ ትግራይ ምስ ሰሜን ቤጌምድር ዶቦም ተከዘ እዩ ኢሉ እዩ ኢሉ መስኪሩ እዩ ንድሕሪት ተመሊስካ ፈትሽ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 3 жыл бұрын
ዶር ደብረጽዮን ግልጺ ገይርዎሎ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ጽልኢ የብልናን ምስቶም ገበርቲ ክፍእምበር!!
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 3 жыл бұрын
ኣብይ ውግእ እናገበረስ ውግእ ደው ኣቢለ ክብል ኣይክእልን!! Plus ናብቲ ውግእ ኣብ ምጅማሩ ዝነበረ ናይ ባንክ ኤለክትሪክ & ቴለኮምኒከሸን ዓጽይዎ!! እንደገና ኣብ ኣዲስ ብዝኸፍኤ መንገዲ ትግራዋይ ይኣስርን የጋፍዕን ኣሎ
@ambesagirkidane7633
@ambesagirkidane7633 3 жыл бұрын
ኣብ ሰዓት ዚኣ ከም ኤርትራውያን በሓባር ነዛ ሃገር ምስራሕ ከድልይ እዩ.
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r 3 жыл бұрын
Getachew well done!
@gebreted2612
@gebreted2612 3 жыл бұрын
እቲ ፍታሕ ዶብና መሬትና ህዝብና ከኽብሩ ኣለዎም
@semhargebreyohannes7737
@semhargebreyohannes7737 3 жыл бұрын
Akbirkumo dikum nisukum
@fyoritesfai3793
@fyoritesfai3793 3 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ዘዝወለዶም ደቁ ከጥፍኦምን ክኣስሮምን ካብ ዓዶም ከሳድዶምን ሃገራዊ ኣገልግሎት እናበለ ኣብ ዓቕሚ ኣዳም ከይበጽሑ ኣብ ሳዋ ወሲዱ ሓንጎሎም መሪዙ ጊሎት ጌሩ ንዕስራ ዓመት ሒዙ ኣሳቕይዎም እዩ ።ከይወልዱ ከይሓርሱ ንወለዶም ከይጥውሩ ፈቐዶ በረኻ ጎዳጉዲ ክኽዕቱ ኣብ ኩናት ክጥበሱ ንርኢ ኣለና ።ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ፍጹም ኣይወሓጠሉን ኣይቅበሎን።ሓይሊ እንተ ዝህልዎ ስጉምቲ ምወሰደ ነሩ።
@eritrea7175
@eritrea7175 3 жыл бұрын
I’m sorry but GAME OVER now
@genettesfay1731
@genettesfay1731 3 жыл бұрын
Anta etitrewi ay konkan dka ay tfrah erittewi ferah yeblnan nakom sle zro zelewo eyom naena zdfrna zelewo
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 3 жыл бұрын
raya ab enda iu zelo kulu gize ms halemu iyom amaharu nhna gn bhaylna hznayo alena
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 3 жыл бұрын
ንሕና ንቃለስ ድምና ነፍስስ ዘለና ልትግራይ ሃገር ልምግባር እዩ ኩሉ ንሕና ተጋሩ ምስ ኢትዮጵያ በሊዒት ድቃ ኣንቅፅሊ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ሃገሩ ትግራይ ክፈጥር እዩ ወያኔ ህውሓት ዶብባቶም ክዓፅዩ እዮም።
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
ትግራይ ሃገር ክትኮኑ ኣብ ጎንኩም ኣለና
@user-cr9wf8qp9f
@user-cr9wf8qp9f 3 жыл бұрын
Here konkum akarujuna selam kelikumuna iko ethiopia wen sele zeytdlykum keltifkum hegre ketkonu tekeilu ikum
@natitv3473
@natitv3473 3 жыл бұрын
@@user-cr9wf8qp9f I hope Eritrea wen fah ente zeblwa bflay nezom Kebilatat n denbyan ktetefu trah eyu zelkum rkusat alet
@michaelteklab8789
@michaelteklab8789 3 жыл бұрын
Khasblu eyom kigeru eyom gele do gele do hatewtew nweyane twekilka dika tizareb zeleka?
@theodrossegid2488
@theodrossegid2488 3 жыл бұрын
I THOUGHT THIS PROGRAM ABOUT ERITREA .But I founded weyane radio. Kedat HASEWETI.
@JonnyBGood-vc4cr
@JonnyBGood-vc4cr 3 жыл бұрын
HgDerg amharay suk bel
@earthlingsunity7870
@earthlingsunity7870 3 жыл бұрын
Hji ertra ente atyom tewerirna dina kinbel giega terewiena eyu zbahal! Ab adom hzbi abesabiskas werar! Habibi ab qedmiom zxenh kwrer dyu wala krwae nabom ngdefo ente adietatno mo kab shaebia zeihaysh yelen elel elen kqebeleom eyen
@travelwithmike8930
@travelwithmike8930 3 жыл бұрын
We are not pay 2% for the dictator because of travel to Ethiopia. If we pay 2% go to Eritrea and invest ur money in home land . ጎስጎስ ክግበር አለዋ ኤርትራዊ ናብ Ethiopia ክግይሽ ከምዘይብሉ .
@focus.15
@focus.15 3 жыл бұрын
ወያነ ክንየው ናይ ደባይ ተዋጋኢ ሓልፍ ዶብ ኤርትራ ጥሕሱ ሓይልታት ኤርትራ ከምበርክኽ ዘለዎ ተኽእሎ ብመዓየሪ ኩናት ባዶ ጥራሕ ዘይኮነ ነብሰቅትለት ወያነ ኮይኑ ትግራይ ፋሕ ፋሕ ናይ ምባል ተኽእሎ አዝዩ ልዑል እዩ! አብዚ እዋን እዚ ወያነ ሓደ ክገብሮ ዝኽእል ተኽእሎ እንተሎ አምሓራ ፍጹም ንምስዓር ዘለዎ ሓይሊ ሰብን ጸጋታቱን አወሃሂዱ አንጻር አምሓራ ብምግጣም ተጎቢጡ ዘሎ ምምላስ ኮይኑ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ. ኤርትራ እንኮ አመራጽ ብሰላም ፍታሕ ምንዳይ ዝብል እዩ!
@Aklilusas12
@Aklilusas12 3 жыл бұрын
ናኦድ ሓውና "ዶክተር ጸይቂ እንታይ ዶክተር ክትብሎ?" ኢትዮፎርም ኣይሰማዕካዮን ዲኻ ታሪኹ? ሻብዓይ ክፍሊ እኳ ንጋዶ፤
@meharihabtemariam3035
@meharihabtemariam3035 3 жыл бұрын
Elmo elka eske aytibel. Can you speak the same quality of English as Dr. Abiy speaks??
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 3 жыл бұрын
@@meharihabtemariam3035 ከመይ ኢሉ ክምልሰልካ ብትግርኛ ጽሓፈሉ ሰበይ
@david2358
@david2358 3 жыл бұрын
Yajemia bzaeba eritrea n eritrawyann tenzareb do aymehashen
@wesamawelkir2645
@wesamawelkir2645 3 жыл бұрын
Ember do eritrawe eyu
@muhammadkhelil4993
@muhammadkhelil4993 3 жыл бұрын
Excellent analysis and the perfect description of Iseas's deranged state of mind.
@zenatesfay4979
@zenatesfay4979 3 жыл бұрын
Kkkkkk
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 3 жыл бұрын
Welcome ኢሰያስ ኣብ መቕለ ኸይዱ ተዋጊኡ ህወሓት ኣስመራ ከይዱ ዘይዋጋኣሉ ምኽንያት፡የለን፡
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 3 жыл бұрын
ሓውና ዝሰሓቶ ሓቂ ኣሎ። ኣብዚ ግዜ፡ ሕውሓት 2 ግንባር ክኸፍቱ ኣይደልይን እዮም። ክሳብ ክንድዚ መሃይማይ ኣይኮኑን። ናይ ሕጂ ቀንድን ወሳንን ግንባር ንደቡብ፡ ብፍላይ ድማ ንምዕራብ ትግራይ ንምውሓስ እዩ። ሕቶ ሃገር ምኻን ዘይምኻን ናይ ሕጂ ቀዳምነት ኣይኮነ። ስለዚ እቶም ቀዳምነታት፡ 1) ብደቡብ ንዘስገኦም ሓይሊ ምምብርካኽ፡ 2) ናብ ኤርትራ ዘቕነዐ ስትራተጂ፡ ብፍላይ ድማ ዝተዘምተ ንብረት ምምላስ፡ ቀጺሉ ከኣ ኣዝዩ ወሳኒ ዝኾነ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ክህልዎም ዘለዎ ዝምድና እዩ። እዚ ብሓይሊ ወይ ድማ ብሰላማዊ መንገዲ ክኸውን ይኽእል። እዚ ድማ ነዊሕ መስርሕ ዘድልዮ እዩ። በቲ ኢልካ በዚ ግን ገና ከቢድ ዋጋ ክኸፍሎ እዮም። ኩሉ ግን ኣብ ኢዶም ኣትዩ ኣሎ።
@Fitahkabamlak3002
@Fitahkabamlak3002 3 жыл бұрын
Henoga zitefelaleye sine hasab zelewom aziom nikuhat sebat bi miedamka des zibil nihna kia buzuh filtet nikesim.
@godsfavson
@godsfavson 3 жыл бұрын
Eritrawean hazulna keteblu ekum and no body will
@mateosmehari3709
@mateosmehari3709 3 жыл бұрын
እዛ eri ትብል ደምሲስካ ethsat እንተትብላ መሓሸካ ፡ ፡ ምኽንያቱ እታ eri ትብል ዋናታት ደምዮም ዘምጽእዋ ስለዘለዉ ፡ ፡ በዚ ሽም ናይ ኤርትራ ኣይትሸቕጥ ፡ ፡
@sabag2099
@sabag2099 3 жыл бұрын
Ata eziom kemey elom hager kkonu entay alowom nabta qedem lementi kea ymlesu eziom hager Ethiopia ekua hizom aykealuwan
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
ጽቡቅ መግለጺ ሓው ናኦድ
@medhaneberihu2642
@medhaneberihu2642 3 жыл бұрын
Eta wedi weyin tazrob falet chenawi eritrea hager fereqan
@rahmasaadooo4503
@rahmasaadooo4503 3 жыл бұрын
Enitay yizareb alo bitezewawari tigirai tirina yibil alo.eti kalie zega suk elu yiriaka do yimesileka?
@meron5303
@meron5303 3 жыл бұрын
ተሳዒሮም ዘይኮኑ ኣቐዲሞም መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣወጅዎ (ceasefire) ወይ ድማ ግዝያዊ ናይ ዂናት ዶው ምባል እዩ ብመንግስቲ ትወሲኑ ዘሎ ክሳብ ወርሒ9። ምኽንያቱ መራሕቲ ህዉሓት ክሳብ ሕጂ ንህዝቢ ትግራይ መከላኸሊ ነብሶም ብምግባር ዘይተኣደኑ መንእሰያት ሂወቶም ኣብ ዘየድሊ ዂናት ስለ ዝሰኣኑ፡ ሰለዚ ብሰላማዊ መንገዲ ንገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንምቕራብ ደው ዝብል ኣይኮነን፡ ወያነ ምሽ ንኣስመራ ክሳብ ባድመ ዘብጽሕ ዓቅሚ ይኹን መሪሕነት የብሎምን ኣብዚ ሕጂ እዋን።
@natitv3473
@natitv3473 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkk aytgagekan belh eka ayselkukan
@keleteasfaha3462
@keleteasfaha3462 3 жыл бұрын
አብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ኤርትሬን ብመሰረቱ ግርጭት የለን። ካብቲ መሳርሒ ኮሎንያን እንግሊ ጣልያንን ዝነበረ ንጉስ ዳግማዊ መነሊክ ዝጀመረ ጥራይ እየቱ። ጸኒሑ ድማ አዞም መንነቶም ንምዕራባውያን ዝሸጡ አግዲዶሞ። ኢሰያስ ልኡኽ ምዕራባውያን ኮይኑ እዩ ዕንክሊል ዝብል ዘሎምበር ቅንጣብ ሕዝባዊ ዓላማ ነብሉን።
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 3 жыл бұрын
ጣሪኽ ጥልመት ዮሃንስን ኣሉላን ኣብ ልዕሊ ንጉስ ወልደሚካኤልን'ከ?
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 3 жыл бұрын
ናኦድ ውዕል ስታትስኮ ኣንተ እኳ ኣብ መንጎ ክልተ ሃገራት ዝግበር ናይ ይብጻሓኒ ኲናት እዩ! ብዛዕባ ባድመ ከኣ ካብ ስታትስኮ ኣንተ ዝወጸ ጉዳይ ይመስለኒ!
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 жыл бұрын
Kubur hawey dr abiy nay toksi dow mbal sgumti ayweseden mkan sle zabeyo yo
@tseghayghebrat5433
@tseghayghebrat5433 3 жыл бұрын
Nfue Naod
@hirutkahesay6151
@hirutkahesay6151 3 жыл бұрын
ህልም ተፈርቶ ሳይተኛ አይታደርም ። በጃኻ ተርጉመሉ ናኦድ!!!!!
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 3 жыл бұрын
Oromo n naxnet yqalesu alewi bshagu win yqalesu alewi tekebibo iyom amaharu hji
@mussietekeste7177
@mussietekeste7177 3 жыл бұрын
ጌታቸዉ ዝበሎ ኡሉ: ትንተና ዝብገር ኤርተራዊ መራኽቢ ብዙሃን ምስምንታይ ይቑጸር? ጌታቸዉ ይኹን መሰልቱ: እንተኺኢሎም እንታይ ክገብሩ ይኽእሉ ብዘይ ትንተና ንልዕሊ 28 ዓመት ብግብሪ አርእዪምና እዪም። መዓስን ስለምንታይን: ይፍክሩ ወይ ይልምኑ: ዝኾነ ወልቀሰብ ይፈልጥ።ኵናት ባህላዊ ጸወታና እዩ: ነቶም ካልኦት ህዝቢ ኢትዪጵያ ከፈራርሕሉ ይፍትኑ ይኾኑ። ናብ ኤርትራ እንተመጺኦም ግን: ኩዳ ዓረዛ ከምዝመሀሩ ስለ ጽቡቕ ጌሮም ዝፈልጡ: አይውዕልዋን እዪም።ንዓኻትኩም ግን አብ ክንዲ ብጉዳይ ሀገርኩም ብገዳይ ጎረቤት ሀገርኩም ከም ትትንትኑ ጌሮምኹም።
@saidabdelhay9977
@saidabdelhay9977 3 жыл бұрын
Is this guest talking about his wishes while pretending to be political analyst
@chriskesete2112
@chriskesete2112 3 жыл бұрын
erisat hemak alaki.
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 жыл бұрын
Hanwke ህሳወኤ ስላኣ ኤርተራኣ አንታየኤ ይብልው ኣትምልስውን ኤክውም ብኣል hanwke ዝግድይክውም ኤይው ዝህማምክውም ህስወት
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 3 жыл бұрын
ሰብእይ ኢኻ ናኦድ ብልክዕ ንትመን ጭርኡ ዘይምሓዝ፡ ወይ ድማ ጭራ ነብሪ ኣይትሓዝ ኢዩ፡ ኩሉ ኢልካዮ ሰብኣይ ኢኻ ጅግና ብሓቂ ንከዳዕ ኢሳይያስ ብልክዕ ፈሊጥካዮ
@llovemycountry.1631
@llovemycountry.1631 3 жыл бұрын
Eza Media Tigraweyti ena konet do tmexiee ala haqey.
@jemilanuru39
@jemilanuru39 3 жыл бұрын
ጎበዝ ጋሻ
@kinenahabena1172
@kinenahabena1172 3 жыл бұрын
tigray bgdi zwesedeto meret nab wanatatu kimles alewo.
@sabag2099
@sabag2099 3 жыл бұрын
Neoakum hizu yfetn imo ab gudguadu msakum hawisna ketwekum ena and Naod also can't be able to investigate he is not millitary science professional and how can ypu say congrats to tigray people and those weyane their already lost their all values, they are can't get now anyways no more weyane and degefti weyane time is went out
@tsegaia2909
@tsegaia2909 3 жыл бұрын
ኢሳያስ ኣይሰምዖን እምበር ንኢሳያስ ሕጂ ተድልዮ ዕርቂ ምስ ህዝቢ ኤርትራን ስልጣን ናብ ህዝቢ ምሃብ ።እዚኣ እንተገይሩ ተዓዊቱ እንተዘይገበራ ውዱቅ መራሒ እዩ።
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
እዋይ ስሐቅ ሞይተ
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
መን ድአ ይብሉኻ ንስኻ ኸ
@timoasmara6267
@timoasmara6267 3 жыл бұрын
One of the possibilities because he is smart for evil
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 10 МЛН
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
00:16
Mini Katana
Рет қаралды 28 МЛН
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 2 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 205 МЛН
ከይዲ ሰለስተ ዓመትን ነስሓ ሳወትን ኣብ ፖለቲካ ትግራይ . . .
1:01:29
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 3,1 М.
Tigray Media Network ቀንዲ ነጥብታት ጌታቸው ረዳ Jul 30, 2024
46:25
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 10 МЛН