ERISAT: Hard Talk- 2ይ ክፋል መልእኽቲ ካብ ውሽጢ ዓዲ!

  Рет қаралды 1,642

ERISAT

ERISAT

Ай бұрын

Welcome to Erisat (Eritrean Sattelite Television).
Join this ERISAT channel to get access to perks:
/ @erisat
𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄
/ @erisatentertainmented...
#ERISAT #ERITREA ERISAT #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 20
@beyenekelati8070
@beyenekelati8070 Ай бұрын
Congra, Brorher!
@amanueltekle5579
@amanueltekle5579 Ай бұрын
ናይ ሎሚ ትምህርትስ ሃይማኖታዊ ኮይኑ
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay Ай бұрын
Excellent! Keep it up! Thank you..
@kidanemariamtesfamariam3616
@kidanemariamtesfamariam3616 Ай бұрын
ኣምላክ ናይ ኩሉ ኢዩ ኣምላክ ሕውነት ኢዩ ዝፈቲ ኣምላክ ኣብ መስቀል ተሸንኪሩ ምሕረት ሂቡና። 1፥ፕረሲደንት ኣብ እንዳማርያም ፋሲጋ ኣብዒሉ 2፥ኣብ ደብረ ቢዘን ነጊዱ ኣምላክ ሰላምን፡ ሕውነት፡ ጥዕናን የውረደልና። 3፥ቤተክርስትያን ካቶሊክ ጳጳሳት፡" ኣበይ ኣሎ ሐውካ" ዝብል ክፍጸም 4፥ ቤት ማእሰርቲ ዒራዒሮ ክዕጾ ንለምን 5፥ቅዋም ክትግበር። 6፥ ሀ፥ሐጋጊ ኣካል ለ፥ፈራዲ ኣካል ሐ፥ፈጻሚ ኣካል ብስሩዕ ክሰርሕ ንኣምላክ ንለምን ኣው ስዩም ጽቡቅ ትምህርቲ ሂብካ ኣምላክ ንብዓል ንሐቅን፡ ፍትሕን፡ ንርትዕን ድልየት ይፈጽም
@segen8531
@segen8531 Ай бұрын
ሓው ስዩም ኣምላኽ ይባርካ ስለቲ ሓቂ ንህዝብና ምዝራብካ ከኣ ካብ ልበይ የመስግነካ ❤❤❤
@amenred5124
@amenred5124 Ай бұрын
እዚ ህዝብና መስኪን እዩ.. ካብ ዓቢኡ ክሳብ ንእሽተይ ..ብሱል ኣይኮነን። ሃገር ናይ እምነት ይመስሎ..ውድቀት ፖሎቲካ ሓጥያኣት ይመስሎ…ኩሉ ብሰሪ ግህሰት ሓጥያኣት ይመስሎ…ካብ ኣብ ኤርትራውያን ወይ ድማ ብኤርትራውያን ዝተገብረ ሓጥያት ብካልኦት ሃገራት ዝተገብረ ይብዝሕ.. ካልእ ይትረፍ ግብረ-ሰዶም ፡ምንዝራን ሕጋውን ወግዓውን እዩ።
@Asmara-vx4kn
@Asmara-vx4kn Ай бұрын
ሃገር ናይ እምነት ኣይኮነትን ግን ከአ ተራ እምነት ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ቀሊል ኣይኮነን! ሃገር ድምር ናይ ባህሊ ፣ ሃይማኖት ፣ ፖለቲካ፣ ካልእን እዩ
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub Ай бұрын
ምስኪናይ ኣምላኽ፡ መጻወቲ ሰባት ኮይኑ ተሪፉ። ኣምላኽ ቅኑዕ ሓሳብ እዩ። ኣምላኽ "ንኣኻ ክገብሩኻ ዘይትደልዮ ንኻልእ ኣይትግበር" ዝብል ሰብ ንባዕሉ ዝምርሓሉ መምርሒ እዩ። ከም ህያው ቆጺርካ ኩሉ ከከምድልየቱ ሕነ መፍደዪ መሳርያ ዝጥቀመሉ ኣይኮነን። ኣምላኽ=ቅንዕና ካብ ኮነ፡ ናይ ኣመንቲ ብሃልቲ፡ ወይ ናይ ምስ እቶም ኣመንቲ-ብሃልቲ ዘይሰማምዑ ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ኣምላኽ ተቓዋማይ ኣይኮነ ደጋፋይ! ኣምላኽ ቅኑዕ ሓሳብ እዩ!
@segen8531
@segen8531 Ай бұрын
ኣምላኽ ግን ኣይትሓሱ ዩ ዝብል ፡ ሓቂ ምዝራብ ሓጢኣት እንድሕር ኮይኑ ግን ሃይማኖት ይትረፈና ።
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub Ай бұрын
​@@segen8531 ሰገን (ጥዑም ሽም) ሃይማኖት ኣሎን ክህልውን እዩ። ሃይማኖት ማለት እምነት ማለት እዩ። መሃይምን = ብግዕዝ እሙን ማለት እዩ። ሃይማኖት ካብኡ ዝተወስደ እዩ። ንሓደ ሰብ፡ ንማሕበርካ፡ ንተሓባበርትኻ (ከም ማፍያ)፡ ንግላዊ ንኣካይዳኻን ኣመራርሓኻን፡ እሙን ክትከውን ትኽእል። ነቲ ሰባት ጠባይ ናይ ሰብ ዘልበስናዮ፡ ከም ሰብ ተቐያሚን ሕነ ፈዳይን ምጽዋት (ጉቦ) ተቐባሊ ጌርና ንወስዶ ኣምላኽ ንብሎ እሙን ክትከውን ትኽእል። እዚ እንተኾይኑ ግና ካብ ሰብኣዊ ኣረኣእያ ኣይወጻናን ማለት እዩ።
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Ай бұрын
@@segen8531ጽቡቕ ኣሎኻ ዘሎናዮ ዘበን ሓቂ
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Ай бұрын
ሓቂ ምዝራብ ገበን ኢዩ ኮይኑ፣ ንሱ ከይኣክል ካኣ ጸርፍን ዘለፋን ውን ይውሰኾ። የሕዝን
@Asmara-vx4kn
@Asmara-vx4kn Ай бұрын
ኣብ ናይ ኤርትራ ጉዳይ፣ ኣምላኽ ፍትሒ እንተኮይኑ ተቃዋማይ ምኾነ
@zachariaswoldemichael5068
@zachariaswoldemichael5068 Ай бұрын
When I was growing , I had never heard someone using "sihtet" to mean "mistake". Why do you use Amharic terminology when there is enough tigrigna vocabulary to express ideas. Shame on you. You need to learn tigrigna before you interview a guest. Shame on you.
@zachariaswoldemichael5068
@zachariaswoldemichael5068 Ай бұрын
Nonsense discussion. Can you not invite someone else or pick another topic. Very Very Very disappointing!
@X5avatar
@X5avatar Ай бұрын
ዱሁል ገጽካ ትከወል ሓጥያት ካብ ናይ ኣመሪካን ዩሩፕን ን ላዕሊ ሓጥያት ኣሎ በቲ ትብሎ መጽሓፍቕዱስ ተኸድና ማለት እዩ። ዶንቖሮ ቻይና ህንዲ በዘይ ኣምላክ ብሰላም ዘነብሩ ዘለዉ።ህዝቢ ኤርትራ ሽግርና ስንፍንና እዩ ምስ ኣምላኽ ኣይተተኣሳስሮ
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Ай бұрын
ስዲ ደፋር ካብ ጸርፊ ሓሊፍካ ካልእ ኣፍልጦ የብልካን
@elsaruth6746
@elsaruth6746 Ай бұрын
ካብ ትጻረፍ ሓሳብካ ጽይትገልጽ
@Asmara-vx4kn
@Asmara-vx4kn Ай бұрын
ድርባይ ኣመሪካን ዮሮፓን ናጽነት ህዝቢ ኣሎ። ከምቲ ዝዓብዱ ዝጽልዩ ከአ ኣለዉ! ኣብ ኤርትራ ግና ዝጽልዩ ሰባት እዮም ዝሳደዱ ዘለዉ!
@X5avatar
@X5avatar Ай бұрын
@@Asmara-vx4kn ኪድ ሓራኢ
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
00:24
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 7 МЛН
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
00:23
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 12 МЛН
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 12) - One Day With Alena Walta Hager
1:15:29