No video

ERISAT:ኢሰያስ መን'ዩ | ጉዑዞ ሂወቱ ካብ ቁልዕነቱ ክሳብ ሕጂ | ዶር መሓመድኬር ዑመር | 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 65,936

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

democracyinafri...
SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 242
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 жыл бұрын
ኢሰያስ መን'ዩ ክሳብ ሕጂ ክሓምዮ እምበር ክፈልጦ ዝኸኣለ ሰብ የለን።
@BeLLa-eo9xr
@BeLLa-eo9xr 2 жыл бұрын
Yappp
@tess8603
@tess8603 2 жыл бұрын
Great analysis Dr Muhammed ker and Thanks💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@kilogram5515
@kilogram5515 2 жыл бұрын
ድምጺ ናይ ዶክተር ጽቡቅ ኣይነበረን, ንመጻኢ ኣማሓይሹ, eri ሳት. And 10Q
@moed1964
@moed1964 2 жыл бұрын
Thank you, Doctor...the research valuable
@hailefessahaie6195
@hailefessahaie6195 2 жыл бұрын
ኣቶም እሕዋት እሳያስ መን ከም ዝኾነስ ንፈልጦ ኢና ከመይ ገርና ከም እነወግዶ እዩ ጠፉኡና ዘሎ::
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
mmm ኩሉ ኣብ ተቓዋሚ ኤርትራዊ ዝሰማማዓሉ ነጥቢ፥ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ፍጹም ውልቀመላኽን ሕገኣልቦን ብምዃኑ እዩ። ኮይኑ፡ እዚ ጋሻ ብዛዕባ ኢሳያስ ዘቕርቦ ርእይቶ በሎ ትዕዝብቲ ኣዝዩ ድኹምን ስምዒታውን እዩ። ሓደ ካብዚ ኢሳያስ ካብ ጀብሃ እተፈንጨለሉ ምኽኒያት፡ እዚ ዶክተር መሓመድኬር ዝበሎ ኣይኮነን። ኢስያስ ይኹኑ ብዙሓት ተጋደልቲ ከምኒ ሃይለ ዱሩዕ ፣ መሓሙድ ሸሪፎ ፣ ኢብራሂም ዓፋ ፣ መስፍን ሓጎስ ወዘተ ካብ ጀብሃ እተፈንጨሉሉ ምኽኒያት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣተሓሳስብኡን ኣተዓባብይኡን ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ኣንፈትን ስርዓትን መሪሕነትን ጀብሃ ቅያዳ ኣል ዓማ እዩ። በዚ እዩ ሃይለ ድሩዕን ብዙሓት ኣማኢት ኤርትራውያን ንጀብሃ ጠንጢኖም ንሱዳን ዝሃደሙ። ካብቲ ቀንዲ ምኽኒያት ጀብሃ ንብዙሓት ዝበዝሑ ምሁራት ክርስትያን ደቂ ከበሳ ሓሪዳን ሰሚማን ቀቲላ ፣ ንብዙሓት ኣሲራን ሰዊራን እያ። ነዚ ካብ ተጋዳላይ መሓመድ ብላታ ምስ ኣቶ ኣንቶኒዮ ተስፋይን ጋዜጠኛ ሳሙኤል ዓካዓካን ዝገበሮ ስምዑ። እዚ ጋሻኻ ነዚ ኩሉ ኣይፈልጦን እዩ ፣ ኣይሰምዖን እዩ ምባሉ የጸግም እዩ። ስለዚ እቲ ምኽኒያት ኣዝዩ ጸቢብን ወጋናውነትን ወይ ውን ድንቁርና ዘንጸባርቕ እዩ። ፖለቲካ ብኸምዚ ዝኣምሰለ ጸቢብ ወገናውነትን ድንቁርናን ስለ ዚዝወር እዩ ውን መብዛሕትኡ መንእሰይ ወለዶ ነዚ ዝበለየ ወለዶን ፖለቲካ ጀብሃ ናይ በዓል ዶክተር መሓመድኬር ዓኽጡፍ ኢሉ ዝነጸጎ። በዓል እዚኦም ኩሉ ናይ ህዝባዊ ግንባር ከም "ሰይጣናዊ" ፡ ነቲ ናይ ጀብሃ ድማ ኣቆናጂኻ መልኣኽነት ከልብሱ መዋእሎም ሓንቲ ከየፍረዩ ዓሪብዎም።
@tedrossemere3352
@tedrossemere3352 2 жыл бұрын
እወ ውልቃዊ ኣጀንዳ ንምስማር ዝተበገሰ በድሆ ዘቅረቦ ትንተና ኢለ ምገለጽክዎ ኣነ ። ማለት ታሪኽ ክትጥምዝዝ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ ፡ ታሪኽ ክትሰርሕ ድማ ስረ የድሊየካ። ስለዚ ዘየለ ኣምጺእካ ካብ ምትንታን ትምታ ውን ጽቡቕ ኮ ዩ ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
@@tedrossemere3352 ብዛዕባ ኤርትራውያን ልሂቃን ወይ "ኤሊት"፥ "ንኤርትራ ከድሕንዋ ድዮም ፧" ዝብል ሕቶ ግቡእ እዩ። ክዝከር ዝግበኦ ግና እቶም ዝበዝሑ "ተማሂርና ኢና" ዝብሉ ልሂቃን እዮም ፡ እቶም ቀንዲ መንሽሮን ሱርን ሕማም ፖለቲካ ኤርትራ። "ተማሂርና" ኢሎም ፡ ኣባሓጎታቶም እኖታቶም ፣ ታሪኾም ፣ ቋንቋታቶም ፣ ውርሻኦም ፣ መንነቶምን ባህሎምን ፈንፊኖምን ንዕቕ ኣቢሎምን ፡ ነቲ ባዕዳዊ ኢጣልያውን ዓረባውን ናይ ክራይ መንነት ዝኾነ ክዕቅቡን ከም ጣኦት ከምልኹን ፡ ኣብዚ ኩሉ ጸገም ዝወተፉና። ንኣብነት ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ንመጀመርያ ግዜ ናይ ገዛእ ርእስና ቋንቋታት ታሪኽ ፈንፊና ፡ ብሓዊ ዘንደድና ንሕና ኢና። እዚ ማለት፡ ነቲ ናትና ባህልን መንነትን ነብስና ፈንጂርና : ነብሰ ቕትለት ፈጺምና ማለት እዩ። እቶም ሓሰውቲ በዓል "ንዘይ ስንኻ ሑጻ ቖርጡመሉ" ተበለጽቲ ፡ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ሓደ ሰብ መንነቱ ቋንቋታቱ - ትግረ ትግርኛ (85% ኤርትራ ) - ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ በቲ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሰንፈላል ርእሱ፣ ንገዛእ ርእሱ ገና ካብ ዓረባውነት ሓራ ዘይወጸ ፡ ንኤርትራ ሓራ ከውጽእ ብቕዓት የብሉን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን መንነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@abrahatsenaregehey4442
@abrahatsenaregehey4442 2 жыл бұрын
ታሐቢእና ንዕፈር ጥራይ እስያስ ድእ ጅግና ከማኹም ትሐቢኡ ዘይዓፍር ብግብሪ ዘርኢ እዩ እቅራቢ መደብ ክእ ዓፍዓፍ እይትብል ሄኖክ
@zeresenaighebre4928
@zeresenaighebre4928 2 жыл бұрын
This is why you don't have many visitors. Why don't you talk about the current situation facing our country instead of going back 70 years.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
... ኢሳያስ ካብ ጀብሃ እተፈንጨለሉ ምኽኒያት እዚ ዶክተር መሓመድኬር ዝበሎ ኣይኮነን። ኩሉ ኣብ ተቓዋሚ ኤርትራዊ ዝሰማማዓሉ ነጥቢ፥ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ፍጹም ውልቀመላኽን ሕገኣልቦን ብምዃኑ እዩ። ኮይኑ፡ እዚ ጋሻ ብዛዕባ ኢሳያስ ዘቕርቦ ርእይቶ በሎ ትዕዝብቲ ኣዝዩ ድኹምን ስምዒታውን እዩ። ሓደ ካብዚ ኢሳያስ ካብ ጀብሃ እተፈንጨለሉ ምኽኒያት፡ እዚ ዶክተር መሓመድኬር ዝበሎ ኣይኮነን። ኢስያስ ይኹኑ ብዙሓት ተጋደልቲ ከምኒ ሃይለ ዱሩዕ ፣ መሓሙድ ሸሪፎ ፣ ኢብራሂም ዓፋ ፣ መስፍን ሓጎስ ወዘተ ካብ ጀብሃ እተፈንጨሉሉ ምኽኒያት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣተሓሳስብኡን ኣተዓባብይኡን ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ኣንፈትን ስርዓትን መሪሕነትን ጀብሃ ቅያዳ ኣል ዓማ እዩ። በዚ እዩ ሃይለ ድሩዕን ብዙሓት ኣማኢት ኤርትራውያን ንጀብሃ ጠንጢኖም ንሱዳን ዝሃደሙ። ካብቲ ቀንዲ ምኽኒያት ጀብሃ ንብዙሓት ዝበዝሑ ምሁራት ክርስትያን ደቂ ከበሳ ሓሪዳን ሰሚማን ቀቲላ ፣ ንብዙሓት ኣሲራን ሰዊራን እያ። ነዚ ካብ ተጋዳላይ መሓመድ ብላታ ምስ ኣቶ ኣንቶኒዮ ተስፋይን ጋዜጠኛ ሳሙኤል ዓካዓካን ዝገበሮ ስምዑ። እዚ ጋሻኻ ነዚ ኩሉ ኣይፈልጦን እዩ ፣ ኣይሰምዖን እዩ ምባሉ የጸግም እዩ። ስለዚ እቲ ምኽኒያት ኣዝዩ ጸቢብን ወጋናውነትን ወይ ውን ድንቁርና ዘንጸባርቕ እዩ። ፖለቲካ ብኸምዚ ዝኣምሰለ ጸቢብ ወገናውነትን ድንቁርናን ስለ ዚዝወር እዩ ውን መብዛሕትኡ መንእሰይ ወለዶ ነዚ ዝበለየ ወለዶን ፖለቲካ ጀብሃ ናይ በዓል ዶክተር መሓመድኬር ዓኽጡፍ ኢሉ ዝነጸጎ። በዓል እዚኦም ኩሉ ናይ ህዝባዊ ግንባር ከም ሰይጣናዊ ፡ ነቲ ናይ ጀብሃ ድማ ኣቆናጂኻ መልኣኽነት ከልብሱ መዋእሎም ሓንቲ ከየፍረዩ ዓሪብዎም።
@Love-dg3uh
@Love-dg3uh 2 жыл бұрын
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ, ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
mmmm ኢሳያስ ካብ ጀብሃ እተፈንጨለሉ ምኽኒያት እዚ ዶክተር መሓመድኬር ዝበሎ ኣይኮነን። ኩሉ ኣብ ተቓዋሚ ኤርትራዊ ዝሰማማዓሉ ነጥቢ፥ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ፍጹም ውልቀመላኽን ሕገኣልቦን ብምዃኑ እዩ። ኮይኑ፡ እዚ ጋሻ ብዛዕባ ኢሳያስ ዘቕርቦ ርእይቶ በሎ ትዕዝብቲ ኣዝዩ ድኹምን ስምዒታውን እዩ። ሓደ ካብዚ ኢሳያስ ካብ ጀብሃ እተፈንጨለሉ ምኽኒያት፡ እዚ ዶክተር መሓመድኬር ዝበሎ ኣይኮነን። ኢስያስ ይኹኑ ብዙሓት ተጋደልቲ ከምኒ ሃይለ ዱሩዕ ፣ መሓሙድ ሸሪፎ ፣ ኢብራሂም ዓፋ ፣ መስፍን ሓጎስ ወዘተ ካብ ጀብሃ እተፈንጨሉሉ ምኽኒያት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣተሓሳስብኡን ኣተዓባብይኡን ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ኣንፈትን ስርዓትን መሪሕነትን ጀብሃ ቅያዳ ኣል ዓማ እዩ። በዚ እዩ ሃይለ ድሩዕን ብዙሓት ኣማኢት ኤርትራውያን ንጀብሃ ጠንጢኖም ንሱዳን ዝሃደሙ። ካብቲ ቀንዲ ምኽኒያት ጀብሃ ንብዙሓት ዝበዝሑ ምሁራት ክርስትያን ደቂ ከበሳ ሓሪዳን ሰሚማን ቀቲላ ፣ ንብዙሓት ኣሲራን ሰዊራን እያ። ነዚ ካብ ተጋዳላይ መሓመድ ብላታ ምስ ኣቶ ኣንቶኒዮ ተስፋይን ጋዜጠኛ ሳሙኤል ዓካዓካን ዝገበሮ ስምዑ። እዚ ጋሻኻ ነዚ ኩሉ ኣይፈልጦን እዩ ፣ ኣይሰምዖን እዩ ምባሉ የጸግም እዩ። ስለዚ እቲ ምኽኒያት ኣዝዩ ጸቢብን ወጋናውነትን ወይ ውን ድንቁርና ዘንጸባርቕ እዩ። ፖለቲካ ብኸምዚ ዝኣምሰለ ጸቢብ ወገናውነትን ድንቁርናን ስለ ዚዝወር እዩ ውን መብዛሕትኡ መንእሰይ ወለዶ ነዚ ዝበለየ ወለዶን ፖለቲካ ጀብሃ ናይ በዓል ዶክተር መሓመድኬር ዓኽጡፍ ኢሉ ዝነጸጎ። በዓል እዚኦም ኩሉ ናይ ህዝባዊ ግንባር ከም ሰይጣናዊ ፡ ነቲ ናይ ጀብሃ ድማ ኣቆናጂኻ መልኣኽነት ከልብሱ መዋእሎም ሓንቲ ከየፍረዩ ዓሪብዎም።
@amatecle3111
@amatecle3111 2 жыл бұрын
ጉዑዞ ሺፊታ ካብ ንእስነቱ ክሳብ ሺምግልና ብዘይቁምነገር ን60ዓመት ክሳራ ጥፌአት ዕንወት ህሊቂቲ ወበስ
@sebkbur6019
@sebkbur6019 2 жыл бұрын
ክላእ ዓፋፍ ጀበርቲ ኢሰያስ ኣስላማይ ተዝኸውን ኣይምሓመኻዮን
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
ንሰብ መን እዩ ብዘየገድስ ናቱ እንተሃብካዮ እዩ ሰብን እዝግን ዝፈትዎ ፤ ወልደየሱስ ዓማር ከም መማህርቲ ኢሳያስ አብዝሃቦ ምስክርነት : " ኢሳያስ ኣብ ቀዳማይ ዓመት ዩነቨርስቲ ትምህርቱ ፈተና ተሪፉ ስለዝተሶገ መደቀስን መግብን ስኢኑ ብዙሕ ተሸጊሩ ከምዝነበረ የዕልል " ። ኩሉ ከምዝፈልጦ ግን ኣበዚ ዝበሃል ዘሎ ጊዜ ሓወቦኡ ንኢሳያስ ደጃዝማች ሰለሞን ኣብርሃ (INTERIOR MINSTRY) ናይ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ጉዳይ ምኒስትሪ ሚንስተር ድኤታ እዮም ነሮም እሞ ኣብ ገዝኦም ክዑቆብ ተኽእሎ ከምዝነበረ ክግመት ይከኣል ፤ ዶስ ዋላ ካብ እንዳሓወቡ እንተላይ እዩ ተሰጉጉ ነይሩ ?? ንዓይ ከምዝርደኣኒ ወልደሱስ ዓማር ኣብ ልዕሊ ኢሳያስ ኩቱር ጽልኢ ከምዝነበሮ እዩ ዘርእየካ ፤ እሞ ምናልባት እታ ነቲ ናይ ፊዝክስ መምህሩ ዝጸፍዓላ ኢድ ወልደሱስ እውን ጢዒሙዋ ይኸዉን እዩ ኢለ ክግምት ተገዲደ ኣለኹ ።
@samrawittedros6381
@samrawittedros6381 2 жыл бұрын
እንጌራ እዝጊ ብላዕ። እዞም ተማሂርና ዝብሉ ዝዛረብዎ ዘለዉ ለባም ከስተውዕል ዝኽእል ከምዘሎ ወስ ዘበልካሎም ተሓጊሰ። ጽልኢ ክልእ ዩ፥ ተቓውሞ ካልእ ዩ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
@@samrawittedros6381 ርሑስ ቅንያት በዓል ፋስጋ እንዳተመነኹ ንዝተዋህበኒ ግብረመልሲ የመስግን ። ብተወሳኺ ብዛዕባ ኢዚ ጎራሕን ተበላጽን ወልደየሱስ ዓማር ገለ ወስ ከብል : ካብ 1966-70 ዘሎ ጊዜ ብዙሓት መማህረቱ ዝነበሩ ደቂ ከበሳ ክርስትያን ብሃገራዊ ስምዔት ተደሪኾም ( ዋለኳ ብዙሕ ኣፍልጦ ናይ ገድሊ ኣይንበሮም ) ንቃልሲ ክዉሕዙ ከለዉ ንሱ ግን ጉዳይ ነብሱ ብምቃደም ሰጥ ኢሉ ትምህርቱ ክቅጽልን መጻኢኡ ከውሕስን እዩ መሪጹ ፤ ትምህርቱ ምስዛዘመ እውን ( ባዕሉ ከምዝገለጾ) ኣብ ETHIOPIAN HERALD ከምጋዘጠኛ እዩ ስሩሐ ቀጺሉ ።ኣብ ትርፊ ጊዜኡ ከኣ ናይቶም ፋናቲክ ሙስሊም ዝኾኑ ደቂ ሓወቦኡ ኣስላም መራሕቲ ጀብሃ ፕሮፓጋንዳ ይነዝሕ ከምዝነበረ ከይሓፈረ ባዕሉ ይገልጾ እዩ ። በታ ናይ ክርስተያን ሹሙ ገሩ ከኣ ንብዙሓት ደቂ ከበሳ ክርስተያን ኣታሊሉን አደናጊሩን አዩ ። ንባዕሉ ግን ናብርኡን እናካየደ ኣብ ሃገረ ስዊዝ ከተማ ጀነቭ ብምቾት እዩ ዝነብር ዘሎ ። ይኹን ደኣምበር ሕጂ እውን እቲ ናይ ምሁር ተበላጽነት ባህርዩ ከየቋረጸ ንዮውሃት ካብምድንጋርን ታሪኽ ምጥምዛዝን ዓዲ ኣይወዓለን ። ረቂቅን ሓደገኛን ዝኾነ ግናይ ሰብ ስዝኾነ ከኣ ብዓየኒ ነቀፈታ ክረኣይ ኣለዎ ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
@@samrawittedros6381 thanks 😊 🙏
@jususmezmur2879
@jususmezmur2879 2 жыл бұрын
ሕጅስ ተረዴእና ኢዩ ናይ ኤርትራ ጸላአቲ ሙሁራት አብ ወጻኢ ትነብሩ ኢኩም፡ ደስ ዘብል ጽንጽዋይ ፡ደስ ዘብል ጽንጽዋይ ናይ ዶክተረ
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 жыл бұрын
ናይ ዶክተር ድምጺ ቡዙሕ ጹቡቅ ኣይነበረን:: ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዛዕባ: ኢሰያስ ኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ዓለም መጽናዕቲ ክትገብረሉ ኣለዋ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ናይ ኢትዮጵያ ትዕድልቲ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም። ካብ ቀደም ካብ ግዜ ሃጸይ ተደሮስ፡ ሃጸይ የውሃን፡ ሃጸይ ምነሊክ፡ ሃጸይ ሃይለስላሴን ክሳብ ደርግን ኢህወደግን ክሳብ ሕጅን ወ.ዘ.ተ. ኣብ ነንሓድሕዶም ክቃተሉን ክዋግኡን፡ ዘይኮነ ታሪኽ ክጽሕፉን ክስንዱን እዮም ነይሮምን ክሳብ ሕጂ'ውን ዘለውን። ዋላ ሕጂ'ውን በዚ ልምልም ዝበለን ግን ዳሓን ዝኾነ ናይ ኣመራርሓ መንግስቲ ዘለዎ እዋን'ውን ገና በቲ ጸይቂ ወያነ ዘሳወሮን ኲናትን በቲ ዘሎ ልምሉም ኣመራርሓ መንግስቲ ኢትዮጵያን ገና ብዂናት ትሕመስ ኣላ። ሕጂ'ውን እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ መንግስቲ ካብዚ ልምሉም ኣመራርሕኡ ወጺኡ ነቶም ከዳዓትን ጠላማትን ጥቡቕ ስጉምቲ ወሲዱ እዩ ንኢትዮጵያ ከዐርያ ዘለዎን።
@saratesfagiorgis6898
@saratesfagiorgis6898 11 ай бұрын
Hé make it loud &clear about Isias thanks doctor Mohamed care
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
እዚኦም'ኮ ጸማማትን ዕዉራትን ፍጹም ብገንዘብ ዝተገዝኡ ደናቑርን እዮም፤ ስለዚ ኤርትራውያን ነዚኦም ዝንገር የብልናን።
@abrahmarey9086
@abrahmarey9086 2 жыл бұрын
Great job 👍
@yohannestseggai620
@yohannestseggai620 2 жыл бұрын
What a program in psycho-bubble of interviewer and interviewee!!
@millimeter1030
@millimeter1030 2 жыл бұрын
ድምጺ መሓመድኬር ሕማቕ ኣሎ
@birhinsebhatu3490
@birhinsebhatu3490 2 жыл бұрын
Waw! The saying is true: ‘Birds of the same feather flock together’
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
If they see him that way ,he has acceptance
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 2 жыл бұрын
when will we have an alternative idea to our solution , I do understand it might help as history and for some sort of research. wen do we focus on real ideas and alternatives. just issias Shabia hugdef. this is truly bankruptcy.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
ብዛዕባ ኤርትራውያን ልሂቃን ወይ "ኤሊት"፥ "ንኤርትራ ከድሕንዋ ድዮም ፧" ዝብል ሕቶ ግቡእ እዩ። ክዝከር ዝግበኦ ግና እቶም ዝበዝሑ "ተማሂርና ኢና" ዝብሉ ልሂቃን እዮም ፡ እቶም ቀንዲ መንሽሮን ሱርን ሕማም ፖለቲካ ኤርትራ። "ተማሂርና" ኢሎም ፡ ኣባሓጎታቶም እኖታቶም ፣ ታሪኾም ፣ ቋንቋታቶም ፣ ውርሻኦም ፣ መንነቶምን ባህሎምን ፈንፊኖምን ንዕቕ ኣቢሎምን ፡ ነቲ ባዕዳዊ ኢጣልያውን ዓረባውን ናይ ክራይ መንነት ዝኾነ ክዕቅቡን ከም ጣኦት ከምልኹን ፡ ኣብዚ ኩሉ ጸገም ዝወተፉና። ንኣብነት ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ንመጀመርያ ግዜ ናይ ገዛእ ርእስና ቋንቋታት ታሪኽ ፈንፊና ፡ ብሓዊ ዘንደድና ንሕና ኢና። እዚ ማለት፡ ነቲ ናትና ባህልን መንነትን ነብስና ፈንጂርና : ነብሰ ቕትለት ፈጺምና ማለት እዩ። እቶም ሓሰውቲ በዓል "ንዘይ ስንኻ ሑጻ ቖርጡመሉ" ተበለጽቲ ፡ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ሓደ ሰብ መንነቱ ቋንቋታቱ - ትግረ ትግርኛ (85% ኤርትራ ) - ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ በቲ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሰንፈላል ርእሱ፣ ንገዛእ ርእሱ ገና ካብ ዓረባውነት ሓራ ዘይወጸ ፡ ንኤርትራ ሓራ ከውጽእ ብቕዓት የብሉን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን መንነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
Once, there used to be an intelligent man and politician in Edaga Hamus named aboy Muzzollo related to my dad. He can not be your father. :)
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 ዑጉመይ : ገይም ኦቨር ! ዓሻ ሐደ ደርፉ:
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
@@embaderho4807 ኣብ ፖለቲካ ሃገርና ዘይንሰምዖ ነገር እባ የለን፡ ዘገርም እዩ። እቲ ሃገራት ዓረብ ፈንፊነን ቱፍ ዝበለኦ ሰብ ፡ ካብ ሃገራት ዓረብ ሃዲሙ ኣብ ኣውሮጳ ፣ ኣውስትራልያን ሰሜን ኣሜሪካን ሃገራት ተሓቢኡ ደቁን ሰበይቱን ብኣውሮጳዊ መንነትን ቋንቋን እናዕበየ ፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ነቲ ዋና መንነት ኤርትራ ትግረ ትግርኛ (85%)ንዕቕ ኣቢሉ፡ ንባዕዳዊ ዓረብኛ ኣብ ሃገርና ኣብ ልዕሊ መንነትና ክጽዕኖ ህርድግ ክብል ንርኢ ኣለና። እዚ ግና ከንቱ እዩ ፡ ፈጺሙ ውን ተግባራዊ ኣይከውንን እዩ። ዓረባውነት ንዓረብ እዩ። ኤርትራውነት ድማ ንኤርትራውያን። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክወርስ እተሰወኤ ኤርትራዊ የለን።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
@@embaderho4807 ዓረባውነት ንዓረብ እዩ። ኤርትራውነት ድማ ንኤርትራውያን። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክወርስ እተሰወኤ ኤርትራዊ የለን።
@sesen7953
@sesen7953 2 жыл бұрын
ኣታ ሰብኣይ የለን ኣብ ኤረትራ ኢሰያስ ንወዱ ስልጣን ከረክቦ ኣይክእልን ኢዩ ዝብል አይሰማማዓለንየ ኣነ ። ንኢሰያስ ዝኸብዶ ነገር የለን አብ ኤርትራ።
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
ኣይተጋገኻን : ዓሻኽር ከምዚከማኻ ሒዙ ዝኸብዶ ነገር የለን: ተጋበሩ ልቢ ኢሰይያስ ክኸስቡ ክንደይ ዘለመኑ: ሕጂ ተቀይሩ እምበር: ብዝነበረኒ ውሽጣዊ ሓቤሬታ : ዳርጋ መብዛሕቲኦም ተጋበሩ ንእሰያስ ከም ኣርኣያ : ከም ምራሒኦም ይብህግዎ ክምዝነበሩ ይፍለጥ: ብውሽጢ ውሽጢ'ውን ከም "ዳዊት ገብረእዝጋብሄር" ካሎኦት ጸለዊቲ ዝባሃሉ ብዙሕ ክምዝለመኑ ናይ ትማሊ ዝኽሪ'ዩ ::
@sesen7953
@sesen7953 2 жыл бұрын
@@embaderho4807 : ተዘይ ተጋግየ ደርሆ እዩ ሽምካ ደርሆ ኸአ ሓርኢ እያ ትበልዕ ንስኻ ኽአ ዘረባኻ ሓርኢ። ኣነ ዝመስለኒ ርእይቶ ሂበ አለኹ ፣ከይምልሰልካ ጽሕፈትካ ብዝግባእ ክርደአኒ ኣይከአለን ኤረትራዊ ዲኻ? ቕድሚ ናዓይ መልሲ ምጽሓፍካ ስርዓተ ኣጸሓሕፋ ተማሃር።
@selamawitweldenseaweldemar4829
@selamawitweldenseaweldemar4829 2 жыл бұрын
ዝኮነ መንእሰይ ኣብ'ዛ ዓለም ዘሎ--ኣብ ቁልዑነቱ ይብኣስ ይርብሽ--ብዛዕባ ሓይሊ ምጥቃም ድማ ኣቦታትና ኣትሒዙ"ዓተር፥ጎበዝ ፥ኣርሓ"ዝብል ሽም ተዋሂብዎም ዓብዮም--ኣብ ዘበና ውን ኣለዉ"ካቦ"ኢሎም ዝሽይሙ ብዙሓት ኢዮም--እንተኾነ ናይ ንእስነትን ቁልዕነትን ተባሂሉ ዝርሳዕ እንበር ዝቅጽል ድርቅና የለን!! ስለዚ ዶኽተር ትኣክል ጸገሙ ኣብ ኣታዓባብይኡ ዝብገስ ክትብል ዘሕዝን ኢዩ ክክክክ!!ወላሓንቲ ሓድሽ ባህሪ ኣይሰማዕናን ንቡር ኢዩ ንኤሬትራውያን -እንታይ ኢዩ ፍረ መልእክትኩም ምርዳእ ኣብዩኒ
@etcetera3282
@etcetera3282 2 жыл бұрын
Sik'beli...ts'lil'ti, metaki'et...Isaias b'flay eten deki'anstio sle'etem'l'k'o ekin nay Eritrea shigir m'ftah ashegiru zelo.
@user-ip7bn4tm3o
@user-ip7bn4tm3o 2 жыл бұрын
ኣቲዮ ጉዳይ ግዛዕኪ ግዳ ዘይትገብሪ ? ? ከመይ ኢኒኡ ግዛዕ ኣብ ክልል ሲኦል ትግራይ ?፣?፣?
@shewitzemichal2259
@shewitzemichal2259 2 жыл бұрын
ኣብ ሰዲያ ኮፊልካ ሃተፍተፍ ናይዝበልካ ኣይኮነን ድሁላት ካብ ወያነ ኣይትሕሹን ኢኩም ንስኩም ሃገር ኣይኮነን ነብስኩም ክትመርሑ ኣይትክእሉን ኢኩም ድሁላት ፍጥረት ስረ ተዝነብረኩም ኣብታ ሜዳ ምውራድ ያ ንስኩም ኣቃሽሽኩም ኣብትበጽሕዎ የብልኩምን ከዳዕ ተቃዋማይ የለን
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
He is and he was more than welcome
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ስለምንታይ እዮም መራሕቲ ሳልሳይ ዓለም፡ ብፍላይ ካኣ መራሕቲ ኣፍሪቃ ንዝተቓወምዎም ናይ ፖለቲካ ሰባትን ክሳብ ንታራ ሰባትን ብመቕተልቲ ስጉምቲ ዝውሰድሎም፧ እዚ ዝገርም እዩ። ዝኾነ ሰብ በብዓቕሙ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ሃገሩ ዘሎ ምሕደራ ፍሉይ ርእይቶ ክህልዎ ይኽእል እዩ። ክሳብ ንሃገሩን ንህዝቡን ንጸላኢ ኣሕሊፉ ዘይሃበን፡ ኣሕሊፉ ክህብ ዘወጠነን፡ ስለ ፍሉይ ርእይቶን ተቓውሞን ዘለዎን ግን ጥራሕ ናይ ሞት መቕጻዕቲ ክውሰነሉ ኣይግባእን እዩ። እዚ ካኣ ፍጹም ገይጋ ስለ ዝኾነ ክእረም ዘለዎ ሃገራዊ ጉዳይ እዩ።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 жыл бұрын
Eway Anta Nay hegi Zeytegebrue Bnay Qedem Tarik Hangolna Sebebue!!! AYE Eretrawyan Nay mediea Jeganue 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
.... ንኤርትራ እዚ ኹሉ መስዋእቲ ፣ ስንክልና ፣ ድኽነትን ቃንዛን እተኸፍለ ንኣና ንኤርትራ ክትመስል እዩ። በዚ ኣብ ኤርትራ ኣብዛሒ መንነትና ባህልና ንትግረ ትግርኛ (85%) ካለኦትን ይጥርንፍ። ባዕዳዊ ዓረባውነት ክንወርስን ንዓረብኛ ልዕሊ ናትና ሕጋውነት ክልብስ ኢሉ ዝሞተን ዝሰንከለን የዋህ ኤርትራዊ የለን። ኣብ ታሪኽና ብዙሓት ሱሱዓት መስፋሕፋሕቲ መጺኦም፡ ቱርኪ ፣ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ወዘተ እቶም ወራዙትን ተባዓትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ኩሉ ዕብለላን ጭፍለቓን ሰጊሮም ናትና ክቡር ቋንቋታት፣ ባህሊ ፣ ስርዓትን ልምድን ኣውሪሶምና እዮም። ስለዚ ፡ ዝኾነ ሓላፊ መገዲ ካብ ዓረብ ፣ ኢጣልያ ፣ ኣምሓራ ይኹን ጀበርቲ ወሎ ፣ ቤጃ ሱዳን ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ሃገርና መጺኡ ክእዝዘና ወይ ክሸነልና ወይ መጽሓፍቲ ቋንቋታትና ብሓዊ ከንዲደልና ብፍጹም ኣይነፍቅድን።
@abdelhadiali2342
@abdelhadiali2342 2 жыл бұрын
23% tigrina in eritrea
@filieri9056
@filieri9056 2 жыл бұрын
ከምዚ ትብልዎ ዘለኹም እንተ ኮይኑ ኣቦ ህዝባዊ ግንባር፡ ኣቦ ኤርትራ ኢሰያስ ኢዩ ዝኸውን ዘሎ ማለት ዲዩ?
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
So logically most of us we use that saying in any occasion if people say something against u
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 жыл бұрын
ርህራሀ እዪ ዘይብሉ እዚ ጨካን ፍጥረት ብገለ እዪ ረኺብዎ ነዚ ምስኪን ህዝቢ ኤርትራ ኣምላኽ ደኣ የርህወልና እምበር !
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
So dr Hayle debas say is what I stated according ur own words
@etcetera3282
@etcetera3282 2 жыл бұрын
B'ta'emi h'maq audio...poor quality. I struggled to listen to the interview. Almost a torture.
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
This is not contradictions
@atesfaye3141
@atesfaye3141 2 жыл бұрын
Erisat it’s Very interesting topic but the There is sound echo..coming from your gust you should monitor that before post it
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ብኽልቲኡ ወገን ክስዋእን ክማረኸን ከሎ ናይ ብሓቂ እዩ ዘሕዝነኒ ነይሩ። ኩሉ ግዜ ካኣ ብኽልቲኡ ውድባት ካብ'ቲ ገይጋታት ንነብሶም ንምንጋፍን፡ ነኒ ናቶም ቅኑዕ ምዃኑን እዮም ዝግለጸልካ ነይሩ። ምኽንያቱ ብኽልቲኡ ወገን እቲ መሪሕነት ጥራሕ ስለ ዝፈልጦ ንገይግኡስ ካኣ ስለ ዘይገልጸልካን። ኣየናይ እዩ'ቲ ሓቂ? ካኣ በቲ ናይ ክልቲኡ መሪሕነት ኢኻ ትሰምዕን ነነንሓድሕዶም ካኣ ቅወቓቐሱን። እዚ ካኣ ንነብሶም ናጻ ንምውጻእን እዩ ዝግለጸልካን፡ ብዙሕ መመኽነይታታት ዝቐርበልካን።ናይ ክልቲኡ ተጋዳላይ ካኣ በቲ ብውድቡ ዝዋሃቦ መግለጺ እዩ ዝሰምዕን ዝኣምንን። ኣብ ተጋዳላ ጀብሃ ዝነበረ ኣረኣእያ ግን፡ ብዘይ ስምረት ዓወት የለን ዝብልን ፍጹም ንስምረት እምነትን እዩ እምነት ነይርዎ። ሕጂ ኩሉ ሓሊፉ እንድዩ፡ ሓቂ ክግለጽ ግን ኣነስ ናይ ባሓቂ እየ ዝጽበዮ። እምበር ክልቲኡ መንእሰይ'ኮ ወዲ ሓንቲ ሃገርን ውላድ ሓንቲ ገዛን እዩ'ሞ'ቲ ሓቀኛ ታሪኽ'ዶ ምተነግረና? ምኽንያቱ እቲ ሓቅስ ሓቂ ስለ ዝኾነ።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ወያነ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ብፍላይ ካኣ ንህዝቢ ትግራይ'ኮ ብሓይልን ብጭቆናን ብምጭፍጫፍን ምቕታልን እዩ ዝሕዞ ነይሩን፡ ሕጂ'ውን ብኸምኡ እዩ ዝሕዞ ዘሎን። ሕጂ ካኣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ደቅኽን/ደቅኹም ዘየምጻእኩም፡ ዝሓባእኩም እንዳተባህሉ ንወለዲ ምእሳርን ክሳብ ምቕታልን'ውን ስጉምቲ ይወስዱ ኣለዉ። እዚ ግን ነቲ ዝሕሱን መንቃላወጥን ብወያነ ዝተቖጽረን ከም ባዓል ኣማኒኤል ናይ ኣሰና ሓሳውን ወ.ዘ.ተ ኣይእንታዮምን እዩ። ነተን ቁጻረኦም ጥራሕ ስለዝርእዩን ዝሓስብይን። ኣንቱም ሰባት ወያነ'ኮ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝገበሮ ግፍዕን በደልን ጭፍጨፋን ብዙሕ ግዜ ስለ ዝገለጽኩዎን፡ ብኹሉ ግዱስን ሃገራውን'ውን ስለ ዝተገልጸን'ሞ ንግደፎ፣ ንትግራዋይ'ኮ ንትሕቲ ዕድመ ክሳብ ብዕጸ'ፋርስ እንዳሃበቡን እንዳኣደንዘዙን እንዳኣገደደን'ኮ እዮም ናብ'ቲ ግጉይ ኲናት ዘአትውዎም ነይሮምን ዘለዉን። እዝስ ንህዝቢ ትግራይ ፍታሕ ከምጻኣሉ ኢሉ ዝስዕቦን ዝደግፎን እንተሃልዩ ካኣ እታ ርግምቲ ኢድ ወያነ እንዳቀጸልት ትገብሮ ዘላ ዓባይ ምስክር እያ'ሞ፡ እቲ ዘይበጽሖ ካኣ ክትመጾ እያ። ትግራይ ካኣ ፍተዉ ጽልኡ ተጋሩ ዝላዓለት ኢትዮጵያዊት ክልል እያ። ጽላለ ፖለቲካውያ ተጋሩ ግን፡ ግሊኦም ከምቲ ጻድቃን ዝበሎ ዓሰብ ናዓና እዩ ዝግባእ ክብሉ ከለዉ፡ ገለ ካኣ ኤርትራ ብታሪኽ ኣካል ትግራይ እያ ክሳብ ምባል'ኮ እዮም በጺሖም ዘለዉ። እቲ ኣብ ኢትዮዮጵያ ዝገብርዎ ዝነበሩን ዘለውን'ኳ 20 ክሳብ 30% ኣይምልከተናን እዩ ዝባሃልን እንተኾነ፡ እቲ 70 ክሳብ 80% ግን ይምልከትና እዩ እየ ዝብል። ምኽንያቱ ወያነን ንዕኡ ዝመስሉ ጽሉላት ፖለቲካውያን ትግራይን ኩሉ ኣረኣእዮኦምን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኾኑ። ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ግን መብዛሕትኡ ተገዲዱ እምበር ጸላኢናን ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራንስ ኣይኮነን። እኳዳኣ መብዛሕትኡስ ፈታዊና እዩን። ስለዚ ከም'ቲ መለስ ዜናዊ ዝበሎ ናይ ይምሰል ቃል፡ ንህዝቢ ከም ህዝቢ፡ ከም ጸላኢ ዝርኢ ፋሽሽትነት ስለ ዝኾነ። ዎዳሓንኩም። ኣጆና ኣጆኻ ኤርትራዊ።
@fessehasebhatu277
@fessehasebhatu277 Жыл бұрын
You want Ted sera Tegaru!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vy4qc9qt7g
@user-vy4qc9qt7g Жыл бұрын
ኢሰያስ ኣፈዎርቂ ተከላካሊ ህዝቡ ነዓኩም ከኣ ጽቡቅ ጌሩ ስለ ዝፈላጠኩም ነዛ ምችውቲ ሃገርና ፡ክብሪ ርእሱ ከይረኣየ ዝሕልዋ ዘሎ ጅግና መራሒና ፡ዩ
@habtomzewldi6176
@habtomzewldi6176 2 жыл бұрын
ንይዋይ ኣተፍ! ንይዚ ጅግና ወዲ ትግራይ ወድዞም ዓይበይቲ ዎሎዶ ኣፈወርቂ ደጀዝማች አብራሃ ኻሳ ንይሲ ኣይትፈልጥዎን መራሕሁም ተባሂሉ! ኣየ ኤርትራውያን ምሁራን ዘይ ኾውን መጽሓፍ የሕትምካ ክሽየጠለይ! ክኽኽ! ኻብ ሓደ ዶክተር ኤርትራዊ ሓደ ሓረስታይ ትግራዋይ ይበልጽ! ሕሕሕሕሕ ኣሕ ውኣነይ ስውኣትና 😭😭😭😭😭😭
@Rocky-life518
@Rocky-life518 2 жыл бұрын
Eritrean military generals will make sure iseyas son grabs power because he is their security! Other wise they will be facing justices
@user-cj1yn5hb2w
@user-cj1yn5hb2w 2 жыл бұрын
How come freshman lead to doctors ,BAS and Mastr holders this is mistry for me...
@user-ce6qt4ks8q
@user-ce6qt4ks8q 2 жыл бұрын
@mengiogba8584
@mengiogba8584 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ ትንተና ።
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
Saying
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
According ur own testimony
@aberaali1026
@aberaali1026 Жыл бұрын
ሻዕብያ አብ 1977 ከተማታት ተቖጻጺሮምሉ ዝነበሩ ዝነበሩ ግዜ ጥራይ ካብ ከተማ ጊንዳዕ ክሳብ ዓሰርተ ዝኾኑ ጆዋሲስ ኢሎም ምስ ወሰድዎም ካብአቶም ዋላ ሓደ ሰብ መላሲ ወረ አይተመለሰን እቲ አብ ከበሳታት ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ዩ ንሻዕብያ ዘይፈልጦም እምበር ብፍላይ አብ መታሕት ዝነብር ህዝብስ ጽቡቕ ጌሩ ዩ ዝፈልጦም ነዞም ጉሒላታት።
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
At the end do know what you’re said
@yohannestseggai620
@yohannestseggai620 2 жыл бұрын
Your way of analysis is not on sintific based facts but more of personalised hatred. All the characteristics you mentioned is typical of alfa male leadership traits with winning leadership qualities. Demonstrated successfully with creation of lndependence liberation front which eventually resulted towards liberation of the country. Give the person credit for his lion heartnes. Please, do not be projectionist of your traits to some one else. Let us be grown ups.
@mebtes
@mebtes 2 жыл бұрын
Please correct your spelling. You are not fit to critisis the doctor. Every body is very much interested on the leaders background. Can you provide as the history which he himself is trying to hide. Because he had no history of himself. He is coward never participate in a war.
@yohannestseggai620
@yohannestseggai620 2 жыл бұрын
@@mebtes It is a petty that you went for the spelling of scientific rather than the content of your doctor's psycho-bubble melt down. He did brought shame to himself not by me but by his own Graceless blubbering.
@yohannestseggai620
@yohannestseggai620 2 жыл бұрын
You are entitled to your opinions but your hatred could not write down a hero and a pillar of strength of the nation. Being sarcastic and unrealistic would not get anybody anywhere.
@johntes3329
@johntes3329 2 жыл бұрын
I am surprised, if he had a big family then where are they? If some of them are still alive, is there a way to get them or talk them?
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 жыл бұрын
መሪሕነት ብድልየትካ ኣይርከብን እዩ። ብተግባር ንፉዕ ተኾይንካ እሞ እንድሕሪ ብዝበዝሑ ተመሪጽካ ሃገራዊ ግቡእ የገድዶ እዩ።
@agimie2291
@agimie2291 Жыл бұрын
አሽንኳይ ወዱ እሱ ውን አኺልዎ እዩ
@gimjaamare509
@gimjaamare509 2 жыл бұрын
Thanks Dr. Mehammed for your great deed to inspire us the character of the sadist Esayas. Very sorry for the people of Eritreans who don't know him up to now! God bless you and Henok.
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
The fanatic Muslim Jebha ☪️ leaders aren't better than him, sorry 😐 😬 😅 😕
@wakjirabekele5466
@wakjirabekele5466 2 жыл бұрын
The late Dr Solomon Inquai of TPLF said when esayas went to addis ababa that he hoped esayas would visit him as their mothers were sisters. Also Afewerki , Esayas father when he was in prison in Mekele during the Mengistu period told Fisseha Desta , the vice president of the government, said in his book on the Dergue days and on Nahoo TV that Afewerki told him he was taken to Eritrea by his parents as a one year old baby and that he was completely Tigrean. Now my question is how does Esayas feel about his Tigrean background ? Did he say anything on record,. Of course , a mentally ill person like him would be in denial the evidence being that he rarely visited Tigray ( perhaps just once). The war on Tigray would also show his desperate attempts to dissociate himself from his Tigray identity and to be accepted as Eritrean. My own position is that the Esaya war on Tigray is a compensation strategy for the identity deficit deeply felt by the dictator. I stand to be corrected.
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
I mean do u know
@lchiahabtay5190
@lchiahabtay5190 2 жыл бұрын
Wekaru Gena key tewalede zbl,ktzarebu ikum
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
I do not think so ??????
@b.nehamedu8218
@b.nehamedu8218 2 жыл бұрын
🇪🇷🌹💊
@teklinoaxumino186
@teklinoaxumino186 2 жыл бұрын
ምስሉዩነት ተረፍ መረፍ ደቂ ዓስከር ጥልያን - ኣሓትካ ኣብ ትግራይ ኣትዮም ንጹሃት ናጨፍጨፉ ናራኣኻን ንሰማዕኻን "I Stand with Ukraine" ምባልካ መዝጊብናዮ ኣለና። ወረ ዘየለን ዘይተገብረን ቦግ ኣቢልካ "ኣብ ትግራይ ስደተኛታ ኤርትራውያን ያ ትተቐቲሎሙና" ኢልካ ጽውጽዋይ ኣለዎ !
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
የሑሞራና የወልቃይት ጸገዴ ህዝብ ፍጹም ትግራዋ ኣለመሆኑ ኣንድ ታሪክ ልንገራችሁ። ኣንድ ሰው ሲሞት፡ ትግራውይ ነው ወይስ ሰው ነው የሞተው፧ ብለው ይጠይቃሉ። {ብትግርኛ ክደግመልኩም፡ ኣንታ'ዚ ሞይቱ ዘሎስ ሰብ ድዩ ትግራዋይ፧ ኢሎም ይሓቱን ይጻወቱ ከም ዝነበሩ ኣዘንቲዎምልና ነይሮም።} ለትግራዋይ በጣም ነው የሚጠሉት። ስለዚህ ትግሪዎች ከሆኑ ለምን ለትግሬ ሰዎች እንድዚህ ይጠሉታል፧ ብ1977 ዓ.ም ብሁሞራ ሰግረን በጥሩ ኣቀባበል ትቀበሉንና፡ ዛቻና መሳቅ ጨወታ በጣም ስለሚወዱት፡ ጎንደሮች መሆናቸው ሲናገሩ ሰማናቸውና፡ እኛም ታድያ ጎንደሮች ከሆናችሁ ኣሁን እንዴት ከትግራይ ጋር ሆናችኋል፧ ብለን ስንጠይቃቸው፡ በሃይል ነዋ እንጂ እኛማ ጎንደሮች ነን ነው ያሉን። የሁሞራና የወልቃይት ጸገዴ ህዝብም ከኤርትራዊው በጣም ነው የሚዋደዱት። ስለዚ ነው በጣን ጥሩ ኣድርገው የተቀበሉን። ኣንድ ጨወታም ኣጫወቱን፡ ኣንድ ሃብታም የሁሞራ ገበሬ ትራክተር ልመግዛት ወደ ኣስመራ ሄደና፡ ገንዘቡ በትረንሽዋ መልቶ ይዞ ሄደ። የትራክተሩ ዋጋ ተነግሮት ዋጋው ከተርንሽዋው ቆጥረህ ውሰድ ብሎ ገንዘቡ በመሬት ገልብጦ ሰጠው። ሰውየው ዋጋው ቆጥሮ ወስዶ ቀሪው የሄ ገንዘብህ ነው ብሉ ቀሪ ገንዘብ ሲሰጠው፡ ኣየ ቅኑዓት ኤርትራውያን፡ ትግራዋ እንትዝኸውን ነይሩስ ኩሉ ወሲዱ ልክዕ ኮይኑ ኣሎ ምበለኒ ነይሩ፡ ብሎ ተደነቀ። ትራክተርዋ ከኣስመራ ራሱን እየመራ ወደ ሁሞራ ለመሄድ ነው ያሰበው። ኣይ ትራክተርዋ ብENE 3 ተጭና ነው የምትሄደው ስለው ሰውየው ተገረም። ታድያ ሁሉ ጨርሰህ ስጠኛ ኣለው። ታላቅ ማኪና ኣምጥቶ የማኪናዋ ክራይም ነገረው። ሰውየውም ኣሁንም ገንዘብህ ቆጥረህ ውሰድ ብሎም ደግሞ ገንዘቡ ስጠው። የክርዩ ዋጋም ቆጥሮ ወስዶ ብማኪናዋ ትራክተርዋም በማኪናዋ ጭነው ሁሞራ ደረሰና፡ ከዛ ጀምሮ ብዙ ትራክተሮች ከኤርትራ እንደገዙ ነገሩን። በዚህ ምክንያትም የኤርትራ ሰው ኣይሰርቅም ብለው ያምናሉ። የሄ ታሪክ የሁሞራ ሰዎች ነው የነገሩን።
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 2 жыл бұрын
"ዶክተር" ዝብል መዓርግ ሒዝካስ ንዓበይቲ ጸገማት(problems) ፍታሕ ዘምጽእ መጽናዕታዊ ድርሳን (dissertation) ድኣ መቕረብካ እምበር፡ብዛዕባ ኣተዓባብያ ናይ ውልቀሰባት ምኒን... ዘሕፍር ዩ!
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 жыл бұрын
ውልቀ ሰብ እዩ እንተኾነ ሃገር ዘጽነተ እዩ ብቡዝሓት ክጽናዕ ኣለዎ
@sint6220
@sint6220 2 жыл бұрын
ኢሳይያስ ውልቀ ሰብ ኣይኮነን ን60 ዓመታት ብፖሎቲካዊ ጸይቂኡን ስንፍንኡን ሃገርን ህዝብን ዘዕነወ ኢዩ ውዱቕ ብነብሰምትሓት ዝሳቐ ሰብ ኢዩ ግድን ኢዩ ሰብ ድሕረ ባይትኡ ክዛረበሉ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
@@sint6220 እቶም ከም ኣማራጺ ከተቅርቦም ዝደለኻ ሰባት ወይ ሓሳባት ክቀርቡ ኣለዎም ፤ ወግሐጸብሐ ምቁዛም ግን ፋይዳ የብሉን ጥራይ ዘይኮነ ልሙስነት እዩ ።
@sint6220
@sint6220 2 жыл бұрын
@@hailewolde1816 ብዛዕባ መራሒ ወይ ኣብ ፖሎቲካ ናይ ሓደ ሃገር ድሕረ ባይትኡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ ፡ ብፍላይ ከም ኢሳይያስ ገበነኛ ንነዊሕ ህዝቢ ኣዳናጊሩ ድሕረባይትኡን ታሪኹን ሓቢኡ ንህዝብን ሃገርን ከጽንት ዝጸንሐን ዘሎን ፡ ንድኳንካ ዝሕሉ ከማን መን'ዩ እሙን ዲዩ ኣይእሙንን ኢልካ ኢኻ ተረክቦ ግደፍ ንሃገር ፡ ኣብ ዓለም ዘለዉ መራሕቲ ብግቡእ'ዩ ኣታዓባብይኦም ደረጃ ትምህርቶም ወዘተ ኩሉ ንህዝቢ ዝነግር ወይ ዝሕብሩ ፡ እዚ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ ፡ ኢሳይያስ ግን ቅልውላው መንነትን ካልእ ሽግራትን ስለ ዘለዎ ድሕረ ባይታኻ ንዝብል ሕቶ ብተደጋጋሚ ተሓቲቱ ነጢርዋ'ዩ ዝኸይድ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
@@sint6220 ኣብዚ ዘቅረብካዮ ዕቃበ የብለይን ፤ ብዛዕባ ኢሳያስ ብፍላይ ክንዛረብ እንተኾና ግን " ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ " እዩ ዝኸውን ዘሎ እቲ ነገር ። ናይዚ ሓላፍነት ትወስድ ድማ ጀብሃ ከም ውድብ ሓለፍታ ከኣ ብቀንዱ እዮም ። ከመይሲ ብሰንኪ ናቶም ናይ ፖለቲካ ኤርትራ ኣተሓሕዛ ጉድለት ንኢሳያስ ሜዳ ኤሪትራን ፖለቲካ ኤርትራን ከምዝብሕት ጌሮምስ ሕጂ ፈርገጥገጥ ምባል እንታይ ረብሓ ከምጽእ ይኽእል ??? ኢሳያስ ናይ መንነት ቅልውላው ይሃልዎ ኣይሃልዎ ብዘየገድስ ኣብ ኤርትራ ገባርን ሓዳግን ኮይኑ ጸኒሑን ኣሎን ። እሞ ሕጂ መንነቱ ፈሊጥካ ኣይፈለጥካ ከምጽኦ ዝኽል ፋይዳ የብሉን በሃላይ እየ ።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ኩሎም ጽአላእቲ ህዝቢ ኤርትራ'ኮ ከም ባዓል ስዩም መስፍን፡ ኣባይ ጻሃየን ወ.ዘ.ተ. ኸም'ዚ ናይ ሕጂ ካኣ ከም ናይ መጀር ገብረመድህንንን፡ እንተስ ብኣምላኽ ክሞቱ እዮም፤ ወይ ካኣ በቶም ጀጋኑ ኤርትራውያን ርዋርሳይ ሃገር ከም ዝቕተሉስ ፍሉጥ እዩ።
@haileyetbarek8665
@haileyetbarek8665 2 жыл бұрын
ቅድም ክንዲ ዕሽሪት ኢሰያስ ንኤርትራ ዝገበሮ ግበሩ እሞ፡ ብዛዕብኡ ከተጽንዑ። ንምዃኑ ንገዛእ ርእስኹምከ ትፈልጡዋ ዶ
@awatemandela3925
@awatemandela3925 2 жыл бұрын
ኣይተጋገኻን፡እዚ መሓመድ ኬር ዝብልዎ ሓተላ ዝኾነ ሰብ፡ ንፕረሲደንት ኢሳይያስ ክርስትያን ስለዝኾነ ኢዩ ጸሊእዎ ናቱን ዘይናቱን ዚህቦ ዘሎ። እዚ ሰብኣይ ኣዝዩ ብእስላማዊ ስምዒት ዝተቖማጠዐ፡ ቆምጣዕ ዝኾነ ሰብ ኢዩ።
@haileyetbarek8665
@haileyetbarek8665 2 жыл бұрын
@@awatemandela3925 ገዛ ተጋጊኻ ኣለኻ። ርእይቶኻ እንዳጎሓፍ ደርቢየዮ ኣለኹ። እዚ ሕሱር ፖለቲካኻ ኣብ ትግራይ ጥራይ እዩ ዝዓዪ። ኣብ ኤርትራ ኣስላማይ ክርስትያን ዝበሃል የለን።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ሰብ ድላዩ ተቓውሞ ይሃልዎ ኣይሃልዎ፡ ንቐደም ግን ንህዝብን ንሃገርን ቀዳምነት ክንህብ ኣለና። እዚ ከየዕቆብካን፡ ነቶም ንመሬት ሃገርና ንዝወረሩን፡ ገና ካኣ ንወደባትና ከይተረፈ ደጊሞም ክወሩን ክውንኑን ዝሓስቡ ዘለዉን፡ ነቶም ጠላማት ወያነ፣ ነዚ ዝደልይዎን ዝምነይዎን ዘለዉን፡ ብጋህዲ ዝፍክሩሉ ዘለዉ ንመሬት ባድማን ንወደብ ዓሰብን ዋናታቱ ንሕና ኤርትራውያን ምዃናን፡ ክቡርን መሬትን ክቡር ሂወትን ተኸፊልዎ ናጻ ዝኾነን ፍጹም ብማንም ከምዘይትንከፍን፡ ክቡር መሬት ኤርትራ ምዃኑን ንምርግጋጽ ቀዳምነት ብሓድነት ከነረጋግጽ ኣለና።
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 2 жыл бұрын
President Esseyas Afewerqi is selfless, visionary, committed, hard worker,, decisive, has z ability to organize his forces even in the harshest times of war during z Eritrean struggle 4 independence and after to defend Eritrean sovereignty n Territorial integrity. What made him win the Eritrean struggle is his hard work n his ability to unite all the Eritrean factions in one.That also made him very popular among the Eritrean fighters and civilian population inside and in diaspora. All ur interview is fake.
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
መሓመድከይር፡ ኣብቲ እዋ'ቲ እቲ ታሪኽ ኮነ ኢልኩም ትሰግርዎ ኣለኹም እምበር፡ ኣስረተካሳስ እንተስ በዚ ምስ ኢሳያስ ይራኸብ ነይሩ ትብሎ ዘለኻ ድዩስ ወይስ ካልእ ምኽንያት'ው ነይርዎ፡ ብሃይለስካሴስ ሕማቕ ቲዕዝብቲ ተገይሩሉስ፡ ካብ ምምሕዳር ኤርትራ ኣልጊሱ ናብ'ታ ነቶም ዘይኣምኖም መአከቢት ዝጥቀመላ ዝነበረ የዝፋን ኣማኻሪ ኢሉ እዩ ንኣስራትካሳ'ውን ናብኣ ዳርጋ ከም ማሕዩር ዝገበሮን። ስለዚ ኣስራተካሳ'ውን ኣብ'ቲ እዋን'ትስ ብናይ ኤርትራ ጉዳይ 'ውን ይራኺብ ነይሩ ይኸውን እዩ'ውን የብለካ እዩ። እምበር ኢሳያስ ምስ ኢትዮጵያ ዳኣ ብምንታይ ምኽንያት እዩ'ሞ ክራኸብ? ከምዚ ትብሎን ትብልዎ ዘለኹምን ነይሩ እንተዝኸውን'ሲ ክሳብ ሕጂ እንታይ ትፈልጥዎ'ሞ ኣለኩም? ወይስ ትልእኾኹም ብጸላእቲ ዝተቖጸርኩምን ንሃገር ኣሕሊፍኩም ክትህቡን ኮይንኩም ኢኹም ትሕስዉ ዘለኹም? ሓቅን ቁምነገርን እተዝነብረኩም ካኣ፡ ወዮ ዳኣ ኣብ ካዕቢ ዘየኮራኾያስ ኣብ ካኢቦ ኪይንኩም እምበር፡ ዋላ ድሕሪ'ቲ ተሳዒርኩም ካብ ኤርትራ ዝወጻእኩምሉ ጀሚርኩም እንትርፎ ጉጅለታት ምጭጫሕን ገለኹም ካኣ ናይ ወያነ ተላኣኣኽቲ ተቒጺርኩም ምሕሳውን እምበር ካልእ ቁምነገር ዳኣ እንታይ ኢኹም ገይርኩም? ምስዓር'ውን ኣብ ጉድለትካ ስለ ዝምርኮስን። ንስኻትኩም ካኣ ብጀካ ሓሶትን፡ ክሳብ ምስ'ቲ ጸላእ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ምስ ወያነ ኮይንኩም ትፍትብዎ ዘከኹም ኩሉ ዝርእዮ ዘሎ ቁምነገረ ቢስ ኢኹም ኮይንኩም ዘለኹም'ሞ፡ ካባኹም ቁምነገር ዝጽበ እንተሎ'ውን ካብዚ ምኽንያታት ዘለዎ እዩ። ዎዳሓንኩም።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ኩልኹም ጎረባብቲ ሃገራት፡ ሰውራ ኤርትራ ካብ ግዝያት ገድሊ ጀሚሩ ንስዉኣቱ ዝገብሮ ዝነበረ መጸውዕን ዘይርሳዕ ክብርን ተዘሮታቱን፣ ምምሃርኩምን ከምኡ ዝመስል ምግባርኩምን ጽቡቕ እዩ። ግን፣ 1} ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሞተ ወታሃደ ሙቶዋል ዝባሃል ዝነበረ፡ ሕጂ ግን ተሰውተዋል ክባሃል ምጅማሩ ጽቡቕ እዩ። እቲ ሕጂ ኣብኡ ዝግበር ዘሎ ጉድለትን ግን ዘገርም እዩ። ንሱ ካኣ፡ ካብ ወታሃደራዊ ድስፕሊን ወጻኢ ዝኾነ ያዕያዕን፡ ታሪኽ ሂወቱ ከይተነበ ህዝቢ ይኻይድ ኣሎ ክባሃል ክስማዕ ከሎን እዩ። እዚ ካኣ ክዕረ ዘለዎ እዩ። 2} ጸኒሑ ካኣ ዘይመጹ ሰባት ስለ ዘለዉ ታሪኽ ሂወቱ ካብ ምንባብ ይጽናሕ'ውን ተባሂሉን እዩ። እዚ ኣብ ሓደ ሓርበኛ ዝተሰዋኣሉ እዋን ፍጹም ክድግም የብሉን። ካላእ ዝጎደለ ክማላእ ዘለዎ ካኣ፡------------- 3} ሰማእታት'ውን ብኽብሪ ክዝከሩ ስለ ዘለዎም፡ ማዓልቲ ሰማእታት'ውን ክግበር ኣለዎ። ምኽንያቱ'ቲ ካልእ ብፍላይ ካብ ግዜ ሃይለስላሴን፡ ደርግን፡ ኢ.ሃ.ዲግን {ኣብ ግዜ ወያነ} ኣብ ስልጣን ዝነበረሉን ተሪፉ እዩ ይትረፍ ካኣ። ምኽንያቱ ኣብ'ቲ እዋን'ቲ'ኮ ብወያነ ማዓት ገይጋታት እንድዩ ዝግበር ነይሩ፣ ንኣብነት ኣብ እዋነ ወያነ ግቡእ መርድእ ስለ ዘይነበረን ዘይተገብረን፡ እቶም ናይ ደቆም ኩነታት ክፈልጥጡ ኢሎም ንመንግስቲ ወያነ ዝሓተቱ ዝነቨሩ መለስ ባዕሉ እንድሕር ውላድኩም ዘይመጺኡኩም፡ ሞይቱ ማለት እዩ ኢሉ እዩ'ኮ ዘፋንዎም ነይሩ። ኣንታ እዚኦም'ኮ ፍጹም ናይ ሰብ ባህሪ ኣይነበሮምን የብሎምን'ውን። ስለዚ እዚ ክሳብ ወያነ ኣብ ስልጣን ኮይኑ ምስ ኤርትራ ዝገበሮ ኲናትን ሞት ወታሃደራትን ፍሹልን ፍጹም ገይጋ ስለ ዝነበርን፡ ስለ ዝሓለፈን ካኣ፡ ትሩፍ እዩ። 4} እዚ ሕጂ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወያነን ዝግበር ዘሎ ኲናትን ዝስውኡ ዘለዉ ወታሃደራት መንግስትን ግን ኣጀማንርኡ ዳኣ ካብ ድስፕሊን ወጻኢ ኮይኑ ተራእዩ ኣሎ እምበር፡ ብኸምዚ ምዝካርስ ጽቡቕ ተግባርን ክብሪ ንስዋኣትን እዩ። ቀጽሉን ስነስርዓት ካኣ ኣትሕዝዎን ዎዳሓንኩም።
@johnyakob199
@johnyakob199 2 жыл бұрын
Nskas nay bhaki Doctor eka way gudam hmet hasot wela wn eti tzarebo zereba klu zey bsulun zey luzbun ena ferahka kdm nebska naxa gerka tezareb ferah doctor!!!
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 2 жыл бұрын
Before he leaves ELF he was a leader of 5th mesree that present tha kebesa people .
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
ንኢሳያስ መንነቱ ሃይማኖቱ ኣውራጃኡ ኮታ መግለጺ እንታውነቱ ስልጣን ጥራይ እዩ ። በንጻሩ መንነት መስረትቲ ጀብሃን መሰላቶምን ዓረባውን እስላማዊን እዩ ። እዚ ዝሕላገቱ ፖለቲካኦም ከኣ እዩ ኣብ ህዝቢ ኤሪትራ ( ብፍላይ ከበሳዊ ክርስትያን) ተቀባልነት ክረክብ ዘይከኣለ። ሕጂ ብመንነት ኢሳያስ ፖለቲካ ክሰርሑ ምፍታኖም ከንቱ ከምዝኾነ ተረዲኦም ንነብሶም ምፍታሽ ምሓሾም ።
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 2 жыл бұрын
Esayas Keysi grew up as normal kid but he may have inherited evil spirit from his family genes. Why was esayas keysi successful was starts in GeraGr sudan about 20-30km from the town of Karora specific named AdeBoNa. 1973 Esyas kicked from the progressive TegadeLti and he saw no hope of he could be accepted by the progressive TegadeLti. Finally he decided to surrender to Haileslassie regime but two groups the Tigre and The Afars organized by Humed KArikare and another named Basco told him they could bring arms and food from sudan from two direction from the sea on the island Abida by boat and on land MeraFit Swakin by camels. Once the arms arrived he Esyas Ambushed the Tegadelti that were resting under the trees surrounding the water hole. From that moment he had great chance to stand again overall by the help of the tigre and the Afars since then the Keysi esayas got stable ground. 1975 several Kebesa youth most of them who had minor education made in masse toward esayas. Esyas become magnets of the Kebesa particularly the youths from surrounding of Asmera wanted to see him and become his team of Gedli. Bitter jealous, competition begun between these trying to reach and impress esayas therefore several of them killed and poisoned to death not by Esayas but the envy between them heated and killed each other. The killing and jealous made and realized esayas he was the center of the gravity so he took advantage of it , he kept corrupting them some overly stressed and turned crazy, some committed suicide. He the Keysi esayas chose these he trusted and liked the rest he assigned Alisaid Abedla to kill them by landmine, poisoning and by extreme emotional and mental abuse. By 1979 his core structure made of the Kebesan's particularly from his town men. Another reasons that made esayas so successful was education. Many people do not know that esayas had many classes that constituted all fields and educated himself in Beirut, rome, Milano, egypt, Tripoli and in germany plus he read several well known newspapers and magazines of the world this also made him to maneuver and get experiences of the entire departments / K'F'LtaT of the GedLi. Why Esayas Keysi likes Rashaida starts from Humed KariKare the eritrean navy general who made business with the Rashaida since 1970s including the time he saved esayas from surrender to ethiopia. this person Humed karikare avoids public including several people who knew him since the 70s, 80s, and 90s said he never participated gatherings.
@focus.15
@focus.15 2 жыл бұрын
መንነት ኢሳያስ ኖንያ ፍጥረት ወዲ ሰብ ሓራግፅ ቀላይ ዓዲ ሃሎ ከይተረፈ ዝፈልጥዎ ክነሱ ግን ምስሉይነት ኤርትራውያን መስፈሪ የብሉን ኢሳያስ መንዩ ዝብል ጭርጭር ዓበደ አበይ ኢና ክንሽርፎ!
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 2 жыл бұрын
እዚ ሰብዚ ይዝከረኒ ሐው ሕሙም ጨጉሩ ጎፈርየ አብ ካምቦሽታቶ ላዕልን ታሕትን እናበለ እንታይ ይብል ንሰምዖ ነርና አየ ህዝቢ ኤርትራ ብኢሳያሰ ክትምርሑ ኢሳያሰ አብ ገዛና ክበልዕ ምስተቀረብና ብዱካ ዝበአስስ ሃገር ከመርሕ ወይ ጉድ እናበለ ይዛወር ክንሰምዖ ደድሕሪኡ ንኸይድ እናሰሐቅና ደሐርከ አብ ቀላይ ማይባውዛን አጥሊቁ ቀቲሉዎ ባዕሉ ከምዝጠለቀ ከምስል ንሱ ግና ትዕረብ ትጋሕ ካብ ኮምቢሽታቶ አብ ካልእ አይትረኽቦን ኮፍ ከማን አይብልን መሕደሪኡውን አብሰካላ ካተድራለ ኢዩ
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 4 ай бұрын
ሐው ጥዕና ዘይብሉ አብ ጎደና ኮምቢሽታቶ ቅድሚ ካተድራለላዕልን ታሕትን እናተዛወረ ክንሰምዖ ደድሕሪኡ ንኸይድ ንሱ ኸአ አየ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ አብ ገዛና ብዱኳ ዝበአስ ክርሐኩም ተሕዝኑ ይብል ነሩ ድሒሩኸ ኢሳያስ ጉዱ ሰለ ዘጋለጾ ንቀላይ ባውዛን አውሲዱ አጥሊቁ አቅቲሉዎ ንሱ ግና ካብ ኮምቢሽታቶ ናብ ካልእ ከይዱ አይፈልጥን አብአፍ ደገ ካተድራለ ይሐድር ነሩ
@yohanatesfaye7378
@yohanatesfaye7378 Ай бұрын
ጉጊይሐበሬታአዳሐብኪሰብአይተደናግሩመደናገሮሐሰዉቲኢሳያሰጁግናእዩ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
እዚ መሓመድከር ዑመር፡ ንፕረሲደንት ኢሳያስ ምስ ሩስያ ወጊኑ ዘሎስ፡ ንኣመሪካ ቅርሕንቲ ስለ ዘለዎ እዩ ኢልካ፣ ንስኻ'ኸ በቲ ኣመሩካ ንኤርትራን ህዝባን ዝገበረቶ በደልን ክሳብ ምሻጥ ንኢትዮጵያን፡ ክሳብ ሕጂ ካኣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ትገብሮ ዘላ ተጺኖን እገዳን ንስኻ'ኸ ከምይ ኢኻ ትርእዮ? ወይስ ንወቃዊ ጠቕምኻ/ኹም ዝተሸጥካ/ኩም ኢኻ/ኹም? ከምዚ ትዛረብን ትዛረቡን ዘለኹም፧ ኣነ ግን እቲ ኩሉ ጥዑይ ኣእምሮን፡ ኣፍልጦ ታሪኽ ኤርትራ ዘለዎን ኤርትራውስ ናይ ኣመሪካ ቅርሕንቲ ዘይብሉ ኣሎ ኣይብልን እየ።
@teclezghighebray3553
@teclezghighebray3553 2 жыл бұрын
Tegaru bizaeba eritrea aimlketekumn u
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 жыл бұрын
መን ምዃንካ ክፈልጥሲ ምስ መን ከምትዘውር ንገረኒ። ስለዚ ካብ ብደገ ኮይንካ ብናይ ሓሰውቲ ወረ ትኣምን ብተግባር ምስኡ ተቓለስ እሞ ክትፈልጦ ኢኻ። ዝሓስብ ሓንጎል ተለካ ግን ብተግባር ንልዕሊ 50 ዓመት ዝመርሔ ፕረሲደንት ክሳብ ክንደይ በሊሕ ምዃኑ ክርድኣካ ምኸኣለ ኔሩ።
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 2 жыл бұрын
በሊሕ ማለት ግና ኣእምሮኡ ጥዑይ ማለት ኣይኮነን። ብዛዕባ psychopathy, ብዛዕባ malignant narcissism ክትፈልጥ ፈትን። ብዙሕ ነገር ክትፈልጥ ኢኻ። እመነኒ!😂
@sint6220
@sint6220 2 жыл бұрын
ኢሳይያስ ፈራሕን ጨካንን ኣጽናትን ብነብሰምትሓት ዝሳቐ ህዝብን ሃገርን ዘጥፍአ ኢዩ ተማሃር
@tedrossemere3352
@tedrossemere3352 2 жыл бұрын
ንዝፈልጦ ኢዩ ውሽጢ ቤቶም ዘየምሓደሩስ ብ ሓደ ድንቂ መራሕ ሃገር ከከሻምሹ ምርኣይ ይገርም ኢዩ።
@filieri9056
@filieri9056 2 жыл бұрын
ሓንቲ ሓቂ ተዛሪብኩም፡ ኢሰያስ ካብ ቀደም ዓቢ ነገር'ዩ ዝሓልም ኢልኩም ኣይተጋገኹምን ይዝከረኒ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ንጉዳይ ቅድድም ብሽክለታ ሃገርና ኣብ ኣፍሪቃ ተዓዊቶም ምስ መጹ ኣመልኪቱ ብደረጃ ዓለም ንሕሰብ ኢሉ ነሀለካ ወያ ዝበላ ኮይና 😋
@BeLLa-eo9xr
@BeLLa-eo9xr 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣 the best comment 👌
@senumediatv
@senumediatv 2 жыл бұрын
Memhr Mahamed umer
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
Most people they use the word crazy So am not trying to be defensive
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
So, according what u are trying to say about him indirectly if you know what you’re saying, he was a leader
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ኣንታ እንታይ ዳኣ ተወደብ ናይ ተጋደልቲ ኤርትራ ትስዕስዑ ዘለኹም፧ እዋእ እሞ ኤርትራውስ ዋላ ተወደብ ሳዕሳዒቱ ኮላይ እዩ ሚሂሩኩም ነይሩ። ከምቲ ገብሩ ኣስራት ዝበሎ ንሽሕ ሃመማ ሓንቲ ፍሊት፡ ንሽሕ ኣናጹ ካኣ ሓንቲ ድሙ ኢኹም ንኤርትራዊ። መሊሱ ካኣ ገብሩ፡ እቲ ኲናት ክንዲ ዝተኸፍለ ሂወት ይከፈል፡ ክንዲ ዝወሰደ ግዜ ይውሰድ ክቕጽል እዩ ዝበሎ፡ ነዚ እንዳሰማዕኩም ኢኹም፡ ከም ሓንቲ ፍሊት ንሽሕ ሃመማ፡ ከም ሓንቲ ድሙ ካኣ ንሽሕ ኣናጹ ኮይንኩም ትፈልሱ ዘለኹም። እስከ ስምዑ ኣንቱም መንእሰያት ትግራይ፡ ካብ ደቂ ገብሩ ኣስራትን ከምኡ ዝመስሉን ኣብቲ ከምዚ ኢሉ ዝተዛረበሉ ኲናት ተሳቲፎም'ዶ ርኢኢኹም ትኾኑ፧ ንምሸቱ ካኣ ንመንእሰይ ትግራይ ናብ ሓዊ ጠቢሱ ከም መንግስቱ ሃይለማርያም እዩ ሃዲሙ ዝኸደ። ንኸዳዕ ግን ሓሶት፡ ስርቂ፡ ክድዓት ወ.ዘ.ተ ኣየሰክፎን እዩ'ሞ መንእሰይ ትግራይ ካኣ ነዚ ኣለሊኻን ፈሊጥካን ምስ ጎረቤትካ ህዝቢ ኤርትራ ክትዕረቕን፡ ንሃገርካ ኢትዮጵያ ካኣ ካብ ከዳዓት ወያነ ክትከላኸለላን እዩ ዘለካ። ወዳሓንካ።
@meharitekletsion9183
@meharitekletsion9183 2 жыл бұрын
ካብ ብትንታና ባኣካል ዶኦ ትሮኦ ይለካን ፍጉር
@teclezghighebray3553
@teclezghighebray3553 2 жыл бұрын
Esyas jigna beakum dikummat hangol zileal aikonen afirkum gorerekum nekixkum ekum titerfu gohafat
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
???
@danielberhane6922
@danielberhane6922 2 жыл бұрын
Esu jigna bakum ziglex aykonen atum riesi akat esubat wahid. 🇪🇷💪❤🇪🇷💪💙🇪🇷💪💚🇪🇷💛💪❤🇪🇷💪💙🇪🇷💪💚🇪🇷💪💛🇪🇷💪💖
@arayated5608
@arayated5608 2 жыл бұрын
ብቱኻት ሐሞት ,,, " ምስ ስብሓት ነጋ ኣብ ዝተራኸብክሉ,,,,, "ዶክተር" ህለወ ኤርትራን ልእላውነት ኤርትራን ንምጥፋእ ምስ ሃቂኑ ብቀትሪ ዝሓለም ትራኸብ ድኣ ሞ': ብተዛማዲ ንስኻን መካይድትኻንስ እንታይ ዶ' ይፈልየኩም እዩ ካብ ህውሐት::
@Goluj199
@Goluj199 2 жыл бұрын
Nskum ukm humumat ,Isyas humum du teu mchem xsboq geru fah fha ablna eu,tabnat
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
ኩሉ ኣብ ተቓዋሚ ኤርትራዊ ዝሰማማዓሉ ነጥቢ፥ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ፍጹም ውልቀመላኽን ሕገኣልቦን ብምዃኑ እዩ። ኮይኑ፡ እዚ ጋሻ ብዛዕባ ኢሳያስ ዘቕርቦ ርእይቶ በሎ ትዕዝብቲ ኣዝዩ ድኹምን ስምዒታውን እዩ። ሓደ ካብዚ ኢሳያስ ካብ ጀብሃ እተፈንጨለሉ ምኽኒያት፡ እዚ ዶክተር መሓመድኬር ዝበሎ ኣይኮነን። ኢስያስ ይኹኑ ብዙሓት ተጋደልቲ ከምኒ ሃይለ ዱሩዕ ፣ መሓሙድ ሸሪፎ ፣ ኢብራሂም ዓፋ ፣ መስፍን ሓጎስ ወዘተ ካብ ጀብሃ እተፈንጨሉሉ ምኽኒያት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣተሓሳስብኡን ኣተዓባብይኡን ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ኣንፈትን ስርዓትን መሪሕነትን ጀብሃ ቅያዳ ኣል ዓማ እዩ። በዚ እዩ ሃይለ ድሩዕን ብዙሓት ኣማኢት ኤርትራውያን ንጀብሃ ጠንጢኖም ንሱዳን ዝሃደሙ። ካብቲ ቀንዲ ምኽኒያት ጀብሃ ንብዙሓት ዝበዝሑ ምሁራት ክርስትያን ደቂ ከበሳ ሓሪዳን ሰሚማን ቀቲላ ፣ ንብዙሓት ኣሲራን ሰዊራን እያ። ነዚ ካብ ተጋዳላይ መሓመድ ብላታ ምስ ኣቶ ኣንቶኒዮ ተስፋይን ጋዜጠኛ ሳሙኤል ዓካዓካን ዝገበሮ ስምዑ። እዚ ጋሻኻ ነዚ ኩሉ ኣይፈልጦን እዩ ፣ ኣይሰምዖን እዩ ምባሉ የጸግም እዩ። ስለዚ እቲ ምኽኒያት ኣዝዩ ጸቢብን ወጋናውነትን ወይ ውን ድንቁርና ዘንጸባርቕ እዩ። ፖለቲካ ብኸምዚ ዝኣምሰለ ጸቢብ ወገናውነትን ድንቁርናን ስለ ዚዝወር እዩ ውን መብዛሕትኡ መንእሰይ ወለዶ ነዚ ዝበለየ ወለዶን ፖለቲካ ጀብሃ ናይ በዓል ዶክተር መሓመድኬር ዓኽጡፍ ኢሉ ዝነጸጎ። በዓል እዚኦም ኩሉ ናይ ህዝባዊ ግንባር ከም "ሰይጣናዊ" ፡ ነቲ ናይ ጀብሃ ድማ ኣቆናጂኻ መልኣኽነት ከልብሱ መዋእሎም ሓንቲ ከየፍረዩ ዓሪብዎም።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
እዚ ድዩ እቲ "ሲያሳ" እትብልዎ ፖለቲካኹም፧ ሓደ ሰብ ንገዝእ ርእሱን ኣተሓሳስብኡን ገና ካብ ባርነት ወይ "ዓቢድነት" ናይ ዓረብ ሓራ ዘይወጸስ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ "ሓራ ከውጽኣካ እየ ፡ ሓድሽ ሕጊ ቅዋም ክጽሕፈልካ እየ" ፡ እናበሉ የታልልዎ። እንታይ እዮም ዝበሉ፥ ንደርሆ ከታልልዋ፡ ብመጽዓን ኣሰርዋ።
@menkafirst
@menkafirst 2 жыл бұрын
Zeg Dagmawi ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብ ብወገነይ ዝፈልጦ ፥ ምፍንጫል ብዝምልክት ኣፍልጦይ ክሕብር ፥ እዚ ኣርእስቲ ሰፊሕ'ዩ። ኣብዚ ብሓጺር ከተቅርቦ ኣሸጋሪ'ዩ። ካብ ዘመነ ክፍልታት ጀብሃ፥ ልዕለዋይ ባይቶ፡_,,_ወዘተ ጀሚርካ ምስ ዝግልጽ'ዩ ምሉእ ስእሊ ክወሃብ ዝከኣል። ስለዚ ድማ ካብታ ግደ ናይ ርእሰ ፋሽስቲ ኢሳያስ ኣብ ምፍንጫል ካብ ጀብሃ ብዝምልክት'ዩ። ግደ ኣይነበሮን ማለት ሃንዳሲ ናይቲ ምፍንጫል ኣይነበረን መሳርሒ ናይቶም ሃንደስቲ ኮይኑ ግን ቀጺሉ። ኣብ ልዕለዋይ ባይቶ እቲ ኣብ ውጻኢ ኮይኑ ዝመርሕ ዝነበረ ኣካል፣ ኣብ መንጎ ዑስማን ሳልሕ ሳበን እድሪስ መሓመድ ኣደምን ዝነበረ ግርጭት ተባሊሑ ኣብ ብሓባር ክሰርሕሉ ዘይክእሉ መድረኽ ኣትዮም። በቲ እዋንቲ ኣብ ሜዳ ኮይና ትመርሕ ዝነበርት፣ ካብ 1969-70 ቅያዳ ዓማ /ጠቅላሊት መሪሕነት ኮይና 38 ኣባላት ዝነበርዋ ፥ ዋና ጸሓፊ ኢሳያስ ኣፈውርቂ'ዩ ነይሩ። ብዓል መስፍን ሓጎስ፥ ሰለሙን፥ ሮመዳን መሓመድ ኑር፥ ኣሰመሮም ገረዝጊሀር፥ ዑማሮ (መሓመድ ዓሊ) ብግዜ ክፍልታት መራሒ ናይ 4ይቲ ወገን ዝነበረ ቀይሕ ባሕሪ፥ በቲ ግዜ'ቲ ንክርስትያን ዝሓርድ ዝነበረን ካልኦትን ይርከብዎም። ዕስማን ሳልሕ ሳበ ንምፍንጫል ምስ መደበ፥ ካብ ጠቅላልት መሪሕነት ነቶም ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ወዲቡ፥ ካብ ክርስትያን መስፍን ሓጎስ ዘለዎ ህዝባዊ ሓይልታት ተጠሚቆም ተፈልዩ። ደቂ ማርያ ቀይሕ/ማርያ ጸሊም ድማ ብዓል ኣቡ ዕጃጅ ኣቡ ጥያራ ዝርክብዎም ዑበሊን ብዝብል ስም ተፈልዮም። ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ ምፍላዮም ምስ ብጻዩ መሓምድ ዓሊ ዑማሮ ብምስጢር ተዛትዮም። ድሕሪ ዝርርብ፥ ኣቀዲሙ ኢሳያስ ናይ ካብ መዝንት ምውራድ ደብዳበ ክጽሕፍ። ጺሒፉ ድማ። ብትግርኛ ናብ ዝኸበርኩም ቅያዳ፥ ኣነ ክሳብ ሕጂ ኣብ በሊሕ መላጸ ተወንጫፋይ ጩግራፍ ኮይነ ከግልግል ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ግን ይኣኽለኒ ብምባል ናይ መዝነት ምውራድ ሕቶይ የቅርበልኩም። ብድሕሪኡ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ብዓረብ ተመሳሳሊ ጽሑፍ ድሕሪ ምቅራብ እግዚኣብሀር ሽሻይ ቃልስና ይሃብና ዝትሕዝቶኣ ብድሕሪ ኢሳይስ ሓደ መዓልቲ ሊኢኹ ። መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ምስ ሳበ'ዩ። ኢሳያስ ናብቶም ኣቀዲሞም ተፈልዮም ኣብ ዓላ ዝነብሩ ብኣብርሃም ተወልደ ዝምርሑ፣ ብስልፊ ናጽነት ዝፍለጡ ይጽንበር። እዚኣቶም ቅድሚ እዚ ንዛረበሉ ዘለና ምፍንጫል ዝተፈልዩ'ም ምስኡ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን። ኢሳያስ ኣብኡ ምስ ተጸንበረ ናይ ባዕሉ ዝርዝር ኣለዎ። ብዝኾነ ንሕጂ፥ ንኣብርሃም ተወልደ ብስካንዳል መራሒ ሰልፊ ናጽነት ኮይኑ ስለዚ ብ1970 ካብ ጀብሃ ዝተፈንጨላ ህዝባዊ ሓይልታት ኩሎም ቀይሕባሕሪ + መስፍን ሓጎስ+መሓመድ ዓሊ ዑማሮ። ዑበል ማርያ ቀይሕ/ማርያ ጸሊም። ኢሳያስ ንኣብርሃም ተወልደ ቀቲሉ ሰልፊ ናጽነት ርስቱ ምስ ገበራ ሳልሰይተን ኮይና። ኢሳያስ ምስ ሳበ ኣብ ሽርክና ምስ ኣተወ ካልሽናት ገንዝብ ወዘተ እቲ ሰልፊ ናጽነት ዝነበረ ናብ ህዝባዊ ሓይልታት 2ይ ወገን ይቅየር። እቲ ናይ ሳበ ድማ ህዝባዊ ሓይልታት 1ይ ወገን ይኸዉን። ድሓር ንመንካዕ ንምውቃዕ ብ72 ብዘይ ጉባኣ ናይ ሰለስቲኣን ውድባት መራሕቲ ተሰማሚዖም እቲ ውድብ ሓደ ኮይኑ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኣርትራ ተባሂሉ። ኣብቲ ምጀመርያ ግዜ ሓለፍትን ቀንዲ እሙናት ሓለዋ ሰውራ ካብ ዝነበሩ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ብዓል ዓሊ ሰይድ የመን በብኡ ( ኣዲኡ'ያ ካብ ዓፋር) ዓብደላ ኣደም፥ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ወዘተ ይርክብዎም ንሓበረታ፥ ጀጋኑ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክም ባዓል መሓመድ ሂላል ኣውን ነይሮም እዮም። በሕዋቶም ዝትርቀትሉ። ኣነ ኣብ ኢትዮጵይ ዩኒቨርሲቲ ወዲኣ ብ1974 ተሰሊፈ ፥ በቲ ግዜቲ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ናይ ዜና ሓላፊ ነይሩ። በቲ ግዜቲ ኣነ ኣብ ሓይሊ ዓሊ ኢብሪሂም፥ ጋንታ ማሕሙድ ሃንደበት፥ መስርዕ ወዲ ዑቅቡ ብረን ይሕዝ ነይረ። ኣብ ኣኸባ ናይ ሓይልና፥ በረኸት በርሀ ዓማ ፖለቲካል ኮምሽነር ሓይልና (ካብ ሓማሴን)ዝነበሮ ዝመርሖ ኣኸባ ' እንድሕር ንጸይቅታት ጀብሃ ክነዓሪ ተፈሊና እቶም ዝጽይቁ ዝነበሩ እንያይ ኮይኖም ተፈልዮም ? ኢለ ስልዝሓተትኩ ፣ተኣሲረ። በረኽት ሚዒዱኒ። ብ1976 ምንቅስቃስ ኣነ ካብ ፍልፍል፥ ብጻይ ጎይትኦም በርሀ ካብ ናቅፋ በርኻት በርሀ ካብ ሳሕል ተለቂምና ኣብ ዝተኣሰርናሉ ግዜ፣ በረኸት ክም እሱር ተጽሊሉ ጥራሕ ነብሱ ሪእዮ። ድሓር ምስ ብጻይ ጎይቶኦም ተቀንጺሎም።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
@@menkafirst ነዚ ብሱሉን ጭቡጥን ሰፊሕ መልስኻ ክብረት ይሃበለይ። ኣብ ብዙሕ ቦታ ዘርጊሐዮ ኣለኹ።
@menkafirst
@menkafirst 2 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 Thanks my tigrina app, for the time being, is unavailable write u soon
@teweldegebremariam8837
@teweldegebremariam8837 2 жыл бұрын
We would not expect from the Camps of the Defeated Traitors to shower praises to the victorious leaders of the Mighty EPLFs? We had also heard similar remarks from the defeated Dergi Generals. Fortunately for all these defeated Camps, notwithstanding their cowardly complaints and denials, the stamp of defeat we put on their backs with hot iron bar is to stay for perpetuity. Their lot is to bark till life parts with them.
@samuelandrew4636
@samuelandrew4636 2 жыл бұрын
Teredikayo: esayeas lualawinet nay Eritrean and tigray demdmo alamau hasawi ikonen
@ppzz9818
@ppzz9818 2 жыл бұрын
He can't even explain elf was a terrierist organisation.
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
ኢሳያስ ንተኸተልቱን ደገፍቱን ቅዱስ ሚኪኤል ፤ ንተቃወምቱን ዝጸልእዎን ከኣ ጋኔን እዩ ። ሓደ ሓቂ ግን አሎ ኢሳያስ ናይ "ፖለቲካ" መሪሕነት ብቅዓትን ቁመናን (CARISMA) ዘለዎ ሰብ እዩ ። ከም ሰብ መጠን እውን ፈታውን ጸላእን ክህልዎ ባሀርያዊ እዩ ። ኣነ ዝገርመኒ ግን አብዚ ቅነያት እዞም ናይ ጀብሃ " ኖስታልጂ " ዘለዎም ውልቀሰባት ኣብ መዲያ እና ቀረቡ ፤ ናይ ኢሳያስ ስም እናልዓሉ ( ወልደሱስ ዓማር መ,ብርሃን ብላታ ወዘተ) መማህረትና ፡ መቃልስትና ነይሩ እናበሉ ታሪኽ ጠማዚዞም ከቅርቡ ይዕዘብ አለኹ ። ናይ ሰብ ሽም ብምድዋን ዝርከብ ፖለቲካዊ ረብሓ ከመዘየለ ግን ክሳብሕጂ ዝተረደኦም ኣይመስሉን ። ዘዕውት ፖለቲካ ምስትሰርሕ ጥራይ ኢኻ ሽቶኻ ከተዕውት ትኽል ፤ ካብኡ ዝተረፈ ንሃጀምጀም ጥራይ እዩ ።
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 2 жыл бұрын
ስታሊን፣ ሂትለር፣ ኤል ዱቸ፣ ፍራንኮ፡ እዚኣቶም እውን ሰብ ግርማ (charismatic) ኢዮም ኔሮም። ቲቶ፣ ቻውቼስኮ፣ ካስትሮ፣ ፒኖቼ፡ እዚኣቶም እውን ሰብ ግርማ (charismatic) ኢዮም ነይሮም። ኃይለሥላሤ፣ ኤል ኑሜሪ፣ ኣል በሽር፣ ኣል ሲሲ፣ ጄ. ቡርሃን፡ እዚኣቶም እውን ሰብ ግርማ ኢዮም።😂
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
@@samuelghebreghiorgis5603 እሞ ኣይሓዝካንን ማለት እዩ ። እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ክውንነት ፈቲና ጸሊእና ንሱ ኮይኑ ፤ ናይዞም መማህርተይ ኔሩዶ ዓርከይ ኔሩዶ እናበሉ ከዳናግሩ ዝፍትኑ ዘለው ንምቅላዕ ዝገበርክዎ ፈተነ እዩ ነይሩ ። ኢሳያስ ናይ ምልኪ ባህርያት ከምዘለዎ ርዱእ ኮይኑ ፤ እሞ እታ ደሞክራሲ ደኣ በየን ኣቢላ ትምጻእ ??
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
@@samuelghebreghiorgis5603 እፍሊ ወኻሩ ከካብ ተሓቢኦምዎ ዝነበሩ ጉድጓድ ቅልቅል እናበሉ ከዳናግሩ ክፍትኑ ዕድል ክወሃቦም የብሉን ፤ እንተለፍለፉ እውን ተቀባልነት ዝረኽቡሉ ስለዘይኮነ ።
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
ስማዕ'እንዶ :የሱስና : መድሃኒና እኻ ዝብሉዎ ኣይሰማዕካን ዲኻ ? ካብዞም ምናፍቃን ከይትኾውን : ኣንታ ሓውና " ከርዝማ (charisma) ከመይድዩ ? ቋንቋታት ትግሪይና :ዓረብ እንግሊዝ ሓናፊጹ ስለዝዛርብ ድዩ ? ሓንቲ ነገር ግን ኣላ ኣስላም ኤርትራ ሓጎፋይ እሎም ተቀቢሎሞ ኣብዝብጻሕ ኣብጽሖሞ:: እንተ እቶም ክም ቁዱስ ሚኪኤል ነምልኾ : ንማይና እኽልና ግርህ እሉ ኣይጥዕሞንዩ : እዚኦም ክስሙሙኒ እዬም ዝብል ጭንቀት ኣሎዎ ::
@samtikokesete180
@samtikokesete180 2 жыл бұрын
Eti doctor zezentewo adlay or teqami kkewn ykel u tekone gazetegnatat nayzi medeb atehatatakum qrub amehaysh ablwo aby title kolo whud seb yrelkum alo eskum ka ktsemu fetnu you know meila tetekemu
@merigualkeren6510
@merigualkeren6510 2 жыл бұрын
Eseyas Men Eiu ??????????? Beka Mewaelkum Eseyas Men Eiu Kitiblu Gohafat 🤣🤣😍😍
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 2 жыл бұрын
ጉሓፋት'ኳ 'ይኮኑን። መሓመድ ኬር ኣብ ዝኸዶ፡ ማዕጾታት ሳይንስ፡ ንዑኡ ረሑዋት ኢየን። ሄኖክ ዕዉት ኢንተርፐራይዝ ዘመሓድርን ብዛዕባ ዓዱ ዝግደስ patriot ኢዩ። ንስኺ እተርእይዮ ገለመለ አለኪ'ዶ!?😂
@merigualkeren6510
@merigualkeren6510 2 жыл бұрын
@@samuelghebreghiorgis5603 entay emo tifelteni. dehar kea ezi diu memzenitat koynu, timhrti dinkurina ember atehasasiba ayekiyirin eiu. Adom zishetu antsar hizbom zikalesu ab mediya wetsiiom Eseyas Men eiu entebelus ayegerimin endo. Atehasasibaka amabil muhurat elka zemlekayom sebat hizomika yitefu alewu. Rise teamaninet atri.
@hakima8589
@hakima8589 2 жыл бұрын
Bravo you right.
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 2 жыл бұрын
@@merigualkeren6510 ትምህርቶም ወይ ከኣ ሞያኦም ከም መምዘኒ ኣይሮቋሕኩልክን። ዝመዘንኪዮም ንስኺ ኢኺ። "ጉሓፋት" ሰሚኽዮም። ንባህረያቶም ክትገልጺ እንተደኣ ደሊኺ ግና፡ ካልእ ስነ-ኣእምሮኣዊ ቃል ኣምጽኢ። ብትግርኛ እንተደኣ ጸጊሙኪ ካልእ ኣማራጺ ሃሰው በሊ። ንስኺ'ኸ ጉሓፍ ኣይኾንክን? እንታይ ደኣ ኢኺ?!😂
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 2 жыл бұрын
Kubur presdant isayas afwerki dea eti jgna merahi kerni Africa 🌍
@aberaali1026
@aberaali1026 2 жыл бұрын
Jeganu ab bereka terifom wefirom ember aytemelesun esayas jigna koynu ayfeltn mnalbash neaka jignaka ykewn shlet algefif.
@user-pn4uy6nv3f
@user-pn4uy6nv3f 11 ай бұрын
Why are you so concerned about his past
@adhanomghebreysus8757
@adhanomghebreysus8757 2 жыл бұрын
do you know what no one hate more than me to hgdf and I don't get it to talk too much about Esayas the worst ones are peaple who follow him what ever he said for the last 50 years comparing to them Esyas is an angel please try to talk some thing how to get rid of this regime period
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 4,7 МЛН
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
00:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 13 МЛН
а ты любишь париться?
00:41
KATYA KLON LIFE
Рет қаралды 2,9 МЛН
ምስጢር ዋዕላ ህግደፍ - ብኣስመሮም ሃይለ
25:04
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 4,7 МЛН