ERISAT:ዕላል ምስ ተጋዳላይ ተስፋሚካኤል ተኽለብርሃን (ቅሱን) Part- 2

  Рет қаралды 13,778

ERISAT

ERISAT

4 жыл бұрын

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat

Пікірлер: 38
@haileotz6270
@haileotz6270 4 жыл бұрын
Great 👌👍 explanations
@b.t7164
@b.t7164 4 жыл бұрын
🙏WELCOME BROTHER 🙏 🙏🏅YOUR ARE 🏆OUR HERO🏅🙏
@efremtecle4234
@efremtecle4234 4 жыл бұрын
ተስፋ ይገብር ነቶም ዝወዓሉ ገድልና ከዘንትውሉ ቀጻሊ መደብ ከተዳልዉ:: ተስፋንኪኤል ሓደ ገጽ ይነግረና ኣሎ: እቶም ካልኣይ ገጽ ድማ ብወገኖም ከዘንትዉልና ከለዉ ሚዛናዊ ታሪኽ ንምሓዝ ይጠቅመና:: ካብ ህግ ወገን በዓል ኢሰያስን ሮሞዳንን ዝነበሩ ነቲ ጉዳይ ብኸመይ ይርእይዎ:: ኣባላት እታ ሚስጢራዊት ሰልፊ ዝነበሮ ኣብቲ ሰውራ ዝነበሮም ተራ ብኣሉታን ኣወንታን ብኸመይ ይገልጽዎ ምዕዳሞም:: ከም በዓል መስፍን ሓጎስ: ኮሎኔል ጸጉ:: ወዘተ ካብ ወገን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ'ውን ሓያሎ ኣለዉ ብህይወት:: ብፍላይ ድማ ኣባላት መሪነት ዝነበሩ ብህይወት ኣለዉ:: ሕሩይ ተድላ: ሑሰን ከሊፋ: መሓመድ ብርሃን ብላታ ንኽልቲአን ሰውራታት ስለዝፈልጠን: ወዘተ ብዝተረፈ ብታሪኽ ደርጃ ክንርእዮ ከለና ጽቡቅ ሓበሬታ እዩ:: ንዝበለጸ ድርዒ ግና ብዙሓት ክሳትፍዎ የድሊ::
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 4 жыл бұрын
ደስ ዝብል ሪኢቶ bro ናዓይ ዝገርመኒ ግን ማዕረ ክንድዚ ግህሰት እንዳ ወሮዶም ንገሊኡ ከም ምስጢር ይሕዝዎ ኣብ ገሊኡ ዝግበር ኣኸባታት ካኣ ናብ ግህሰት ዘምርሕ ቃላት ኣብ ቂድሞኦም እንዳ ዶሩጉሑሎም ምስ ዕጥቆም ከለዉ ትም ኢሎም መሰሎም ይጋሃሱ ናጽነት ሒዞሙልና ዝሞጹ መሲሉና እምበር እዚኦም ዳኣ እቲ ኖዖኦም ዝወርዶም ዝነበረ ሽግር እንድዮም ደርቤሙልና መኽንያቱ ሽፍታን ቁኑዑን ንኽትፈልዮ ኣይኮነን'ዶ ዓመታት ሓንቲ ወርሒ ውን እኽልቲ እያ። ነዚ ቀንጻሊ ውድብ ክመዝኑ ዘይምኻኣሎም ብጣዕሚ ይሕዝነካ ማዓንጣ ከብድኻ ዝቐርጽ ታሪኽ (ንቑሱን) ግን ብጣዕሚ እየ ዘመስግኖ እቲ ዝነበረ ህሉው ኩነታት ብትባዓትን ብጉልጽነትን ብተወፋትነትን ስለ ዝዕለለና ከምዚ ዝበልካዮ ውን እቶም ካሎኦት ኣቦታት ይሕመቕ ይጸብቕ ከምዚ ጌሮም ዝነበረ ታሪኽ ከዘንቱዉልና ብሃንቀውታ ንጽበ
@efremtecle4234
@efremtecle4234 4 жыл бұрын
ማማይ እያ ኩሉ ሙለይ ዓለመይ ሽግሮም ንኢሰያስ ብልክዕ ዘይምፍላጦም እዩ ነይሩ: ዳርጋ ኣብ መብዛሕቶም እቶም ዝቃወምዎ ዝነበሩ ከይተረፉ ኢሰያስ ካብ ስልጣኑ ክእለ ድልየት ኣይነበሮምን:: ጥራይ መቆጻጸሪ ንግበረሉ እዮም ዝብሉ ነይሮም:: እቲ ውድብ ፍጹም ብዘይ ኢሰያስ ክንቀሳቀስ ከምዘይክእል ሓሳቦም እዮም ዝንቀሳቀሱ ነይሮም:: እዚ ድማ እቲ ዝኸፍአ ኣምልኾ (personal cult) እዩ:: ሓደ ቃልሲ ኣብ ዘለዎ ዓላማን መደብ ዕዮን እዩ ክትኣማመን ዘለዎ እምበር ኣብ ውልቀ ሰባት ምኻን እቲ ዝዓበየ ውድቀት እዩ:: በቲ ውጽኢት ዝተበደሉ ብቀዳምነት ባዕላቶም እዮም::
@sabakidane4871
@sabakidane4871 4 жыл бұрын
እወ ረዚን ዋጋ ተከፊልዎ እዮ ናጽነትና
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 4 жыл бұрын
Jigna Tegadalay BABA ksun tsibuk tmhrti eyu nmenasey issyas texawitlna eyu bgrhnetna mezmizu
@aamutho7173
@aamutho7173 4 жыл бұрын
ዝግርም፡ታሪኽ ኣቦታትና
@fanuelnatnael8241
@fanuelnatnael8241 4 жыл бұрын
Qsun Jigna
@fedayn1838
@fedayn1838 4 жыл бұрын
Amlak tenasah endyu zbil xbuk zereba
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 4 жыл бұрын
ብኸመይ ኢና ዳኣ ጀጋኑ ክንብለኩም? ቀንጺሉኒ ቀንጺለዮ ጥራይ በቃ እሞ ካኣ ምስ ጸላኢ ከይኮውንስ ነንባዕልኹም ኮሙኡ ውን እቶም ኣሕዋትኩም መጋድልኹም እንዳ ተረሸኑስ ከም ምስጢር ትሕዝዎ ብዝኾነ ግን እቲ ዝነበረ ታሪኽ ይሕመቕ ይጸብቕ ስለ ዘካፈልካና ብጣዕሚ ነመስግን ክብሪ ይሃብካ
@berihalem9639
@berihalem9639 4 жыл бұрын
ጽቡቕ መብርሂ ክቡር ኮረነል ተስፋሚካኤል
@siumlebasi4061
@siumlebasi4061 3 жыл бұрын
jigna harbegna enqua nezi tarik ktnegr terefka
@hagosbeiene6850
@hagosbeiene6850 4 жыл бұрын
COUNTRIES WITH THE MOST DEBTS Eritrea: 129.4% of GDP Considered one of the most repressive and corrupt countries in the world, Eritrea has a national debt-to-GDP ratio of 129.4%. Significant military spending by the government has been primarily responsible for increasing the country’s level of debt and draining resources needed for constructing public infrastructure.
@SamsungJ-vl9wr
@SamsungJ-vl9wr 4 жыл бұрын
Ae
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 4 жыл бұрын
Gazenena gn bzuh ygodla alo nbayna koyna exiprencse ktgebr hagzwa erisat
@herisahussein8290
@herisahussein8290 4 жыл бұрын
Bezi nay denkaliya zeneberet abo wenber zenebere Ahmed Hilal ab keneday amet mehret tesewii???
@haileotz6270
@haileotz6270 4 жыл бұрын
Abona Kusum gedimtegadalay engkae aytesewaeka
@samiasfah9219
@samiasfah9219 4 жыл бұрын
Nbeal eziom semieka nezom ab fb zelewu denkoro mehaym ktsemie si semoyn mdrn eyu bew
@AM-mc6bs
@AM-mc6bs 2 жыл бұрын
ንተስፋሚካኤል ክዝክር ኮሎኹ እቲ ዝሐለፈ ህይወቱ ልክዕ ናተይውን ምኾነ/ምመሰለ ኔሩ:: ካብ ኩሉ ቅንዕኑእን ሰብአዊ ሕልንኡን ብጣዕሚ ፍሉይን ደፋርን ዝመስሎ ዝገልጽ ሰብ እዩ:: አብ አስመራ ካልአይ ደረጃን: Freshman Progam አብ አዲስ አበባ (ቀሃስ) ዩኒቨርሲቲን ከአ ምናልባት ናይ ሐደ ዓመት ፍልልይ ነይሩና ይኸውን: ማለት ተስፋሚካኤል ናተይ ሲንዮር ይኸውን:: ተስፋሚካኤል ንመዳ ዝወጸሉ አነ ግን professional training አትየ ካብ እቲ ከልበትበት ሰውራ ኢሳያስ ዲሒነ (ሕጂ ንድሕሪት ተመሊስካ ጥልመቱ ክትርኢ ኮለኻ ማለት እዩ):: 🔥💥🔥
@goitommekonnen1509
@goitommekonnen1509 4 жыл бұрын
ታሪኽ መስረቲ ውድባት ኤርትራ ታሪኽ ነንሕድሕድካ ናይ ስልጣን መን ጨበጠን፡ደማዊ ኩናት ምንባሩ ናጽነት ክናዋሕ ምኻኣሉ የሕዝን።
@mangomango4624
@mangomango4624 4 жыл бұрын
በጃኩም እባ ኣምጹልና ናይ ጀብሃ አነ ሕውስውስ ኢሉኒ ኣሎ ኣነ ምክንያቱ ኣቦታተይ ጀብሃ ዮም ነይሮም
@Nimrod_azmarino
@Nimrod_azmarino 4 жыл бұрын
Shet abilwo deribwo kensxlwo 1 Seb kemey geru eyu eidkum zethzekum anes Kab Beal Sudan etiyo derag Gele yewesdu nerom etom halfti eti Diktator kea mezmizwon eye zbel sewa do demu demu Kab belka dea hemam
@solomonimesghen5959
@solomonimesghen5959 4 жыл бұрын
መኤረምታ ዑመር እዛዝ አብ ሓልሐል ኢዩ ተሰዊኡ ።
@HiwetErikitchen
@HiwetErikitchen 4 жыл бұрын
ሰላም ብሩኻት Subscribe ኣብዛ ቻነለይ ተሓባበሩ
@tsegakelati7730
@tsegakelati7730 4 жыл бұрын
ስኣን ነዚ ሓደ CORONAVIRUS ኢሰያስ ዓጋመ ምቅባጽ ክንደይ ምሁር ጠፊኡ ከመይ ዝበለ ሕመቅ እዩ
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 4 жыл бұрын
እዚ ሰብኣይ ዓሚ ጌጋ ታሪኽ ተዛሪቡ ብብጾቱ ዝነበሩ ተጋደልቲ ከም ብዓል ኢዮብ በይን ጎጀላ ዓገብ ተባሃሂሉ ኔሩ፡ ሕጂ ብስምዒትን ታህዋኽን ይዛረብ ስለ ዝኾነ ብወገነይ 40%ኢዩ ቅኑዕ ኣሎ ዝብሎ ኣበርክትኡ ግን ኣብ ቦትኡ ኢዩ፡ ዝዛረቦ ዘሎ ፈላላይን ኣውራጃዊን ቃላት ኢዩ ብካልእ መንገዲ ክገልጾ ኔርዎ ኣውራጃዊ ስምዒት ከም ዘለዎ የርእየካ፡ ውድቀት ንኢሳይያስ ወዲ ተምቤን ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ።
@wedishaebya3269
@wedishaebya3269 4 жыл бұрын
engera ezgi blaea wedi haboboy ezi seb ezi no 1 awrajawi eyou mstom menkea gerom ketfewo nerwom lekbat sefari harich wedi my telamit
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 4 жыл бұрын
@@wedishaebya3269 ያ ለኽባጥ ኢዩ ብጣዕሚ ኣውራጃዊ ናይ ዓሌት ሰብ ኢዩ ካብቲ ዝገብሮ ቪዶታት ክትርዳእ ይክኣልዩ
@wilized8584
@wilized8584 4 жыл бұрын
ደሓን ደንቢያ ንደንቢያኣኻ ኮምኡ በሎም።ብዉራጛ ክም ትሓስብ ኣዉራጛዊ ምኻንካስ ብውራኣጛ ክሲስካዮ
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 4 жыл бұрын
Sukbel jufjuf abeadeka awraja tifelt Resah abzikone kemkelbi aytbah haki aywahatelkan tekoynu gesimo
@jambojojo648
@jambojojo648 4 жыл бұрын
Meskinay kisab hji aiwexelun eti awrajawi hmam
@herisahussein8290
@herisahussein8290 4 жыл бұрын
Bezi nay denkaliya zeneberet abo wenber zenebere Ahmed Hilal ab keneday amet mehret tesewii???
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 7 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 36 МЛН
መሳጢ ዕላል ምስ Awel  Sied - HRIYTI TV
8:11
HRIYTI TV
Рет қаралды 1,9 М.
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ፈታኒ መድረኽ  19-07-24
2:15:10
ERI -SHOW -WEDI TABA - MEDIA NETWORK
Рет қаралды 20 М.
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 7 МЛН