ERISAT: ናይ ኣብይን ኢሰያስን ዝምድና ናይ ክልተ ጎራሓት ሓሞኹሽቲ ስንቆም ዝምድና እዩ | ጥዕሙዝጊ ጠዓመ |

  Рет қаралды 10,041

ERISAT

ERISAT

2 жыл бұрын

SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 22
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 жыл бұрын
Welcome erisat
@gimjaamare509
@gimjaamare509 2 жыл бұрын
Thanks Erisat now it seems our martyrs would sleep in peace. Eritrea would have it freedom peacefully with their people! God help everyone for democracy!
@berhanezewede1963
@berhanezewede1963 Жыл бұрын
Wel come tumay
@kendielmedia4621
@kendielmedia4621 2 жыл бұрын
እዛ ኣጻብዕ ናብ ካልእ እናዋጣወጥካ ድኽመትካ ምጉልባብ ክትፈትዉዋ ጉዳም ኢኹም። ገበን ዝፈጸመን ገበን ኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ ክፍጸም እንከሎ የእዳዉ ኣጣሚሩ ዝዕዘብን፡ ክልቲኦም ግጉያት እዮም። ሕድሪ ሰማእታት ድማ ኩልና ኤርትራውያን ኢና ጠሊምና። ከመይሲ፡ ስርዓት ኢሳያስ ሕድሪ ሰማእታት ክጠልም እንከሎን፡ ነቶም እቲ ዝተቓለስናሉ ዕላማ ተጠሊሙ ዝበሉ ክኣስር እንከሎ፡ ዝዓበየ ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ስቕታ ምምራጹ፡ ንሕና ድማ ነብስና ፈቲና፡ ነቲ ሕድሪ ሰማእታት ንምትግባር ዝጠልቦ ዋጋ ክንከፍል ፍቓደኛታት ስለ ዘይነበርና ስጋና ከነድሕን ንስደት ናምሪሕና። እዚ ድማ ጥልመት ሕድሪ ስዉኣት እዩ። ስለዚ፡ ንነብስኹም ካብቲ ኣበሳ ጥልመት ሓራ ከተውጽኡ ህርዲግ ኣይትበሉ።
@tediambes3908
@tediambes3908 2 жыл бұрын
Nay kilite ayashu eyu zibehal habibi
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 жыл бұрын
Erisat Diktatur Wufuy ✅ amxeluna
@1abahta
@1abahta 2 жыл бұрын
ሕቶ:: አብ ኩናት ሕድሕድ ዝሞቱ ኤርትራውያን ስውአት ክንብሎም ንኽእል ዶ?
@habtesushaile2519
@habtesushaile2519 2 жыл бұрын
ምህድስና ስድራቤታዊ ምብራስን ወግዕን ያታን ሕግን ሰረትን ሕጊ እንዳባን ክፈርስ እነኮሎ ዘጽቀጠ ዓሻን ነብሱ ዝፈቱን ሃርጋፍ ጥሙሕ ዘሎዎ ወሎዶ ዘስዓቦ ሰውራዊቃልሲ ህዝቢኤርትራ ዘይውክል ናይመንነት ቅልውላው ዘሎዎም ኣብ ነጻ ኤርትራ ኣሕሊፋ ዝሃበ ሕጂእውን ንዝተገብረ ገበን ዘይኣምን ኣብልዕሊ ቃልሲ ቃልሲ እናመኻነየ ሓሎዋሠውራ ንምሁራትን በላሕትን እናጥፍኤ ዝመጸ ግሩህ ተጋዳላይ ዝተሐንጸ ግዕዙይ ናይቃልስን ስዓብቱን ውጽኢት ንድንዙዝ ኣምሮ ዘሎዎም ኣውራጃ ዝውክል ውጽኢትን ፍረ እዩሞ ንዝተገብረን ንዝግበርን ሓድሽን ቅዲ ቃልሲ ዝሕተተሉ መድረኽ ይሓትት ።
@rchannel8106
@rchannel8106 2 жыл бұрын
ሰላም ይሕዋት ሙሉኡ ጥዕና ይምነየልኩም 300 እየን ተሪፈናኒ ሳብስክራብ ኣፑሮፋይለይ ሓጉዙኒ የቀኔለይ.
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 жыл бұрын
Wufuy👑 king amxeluna
@samuelgirmay893
@samuelgirmay893 2 жыл бұрын
Beal wufuy josi abakum interviw kegebru aynedelen ena
@user-li3vh2dd6g
@user-li3vh2dd6g 2 жыл бұрын
እርሳት ናይ ትግራይ ወያነ እምበር ንኤርትራዊ ትውክል ትሕዝቶ አብ ኤርትራወያን ኤርትራውነት ነጸብራቖ የብላን ኩሉ ትሕዝቶአ አጀንዳ አተሓሳስባን ወያነ ባሕርያት ተምሳል ዝሓዘትኢያ።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
መንግስቲ ኣመሪካ ይኩኑ ሃገራት የአራብ ሱኡድን አምረትን ዋና መሳሰይ ኮይኑ ምስኦም ክሰርህን ኣብ ምብራቅ ኣፍሪቃ ሃዋክን ኣብ ጉዳይ ንብሲወከፍ ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይቶም ጣልቃ ብምአታውን ተቃወምት ሃይልታት ብምአጣቅን ህውከት ብምፍጣር ኩናት ቀንዲ ሚንጪ ኣታዊኡ ዝኮነ ስርኣት ህግደፍ ፥ኢሳያስ ኣብዝሃለፈ አዋናት ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ተከሲሱ ኣብ ህቡራት ሃገራት ኣብዝነበረሉ አዋን ኣመሪካ አያ ፥ጉዳይ ኣሪትራ ናብ ህብረት ኣፍሪቃ ክምለስ ኣለዎ ብምባል፥ኣመሪካ ቀንዲ ኣንቃፊት ኮይና ንሳዲስት ኢሳያስ ክካላከልሉ ጸኒሆም አዮም፥ኣብዚ አዋን ግን ሳዲስት ኢሳያስን መጋብርቱን ምስ መንግስቲ ኣመሪካ ዝበተከን መንግስቲ ኣመሪካ ኣሪትራ ዝነበራ ፖሊሲ ዝቀየረት ትመስል፥ስለዝኮነ ወኪል ኣመሪካ ኣብ ኣሪትራ ኣቶ ስቲቨን ኣብ ናይ ተቃወምቲ መድያ ወይ ሲምፖዝዮም ቀሪቡ መንግስቱ ኣብ ኣሪትራ ዘለዋ መርገጺ ኢዩ ገሊጹ፥ ምክንያቱ ህግደፍ ብሃሶት ንስርኣት ኣመሪካ ክከስስን ስለዝተገብረ ነዚ ኣብ ልአሊ መንግስቲ ኣመሪካ ህግደፍ ዝዛረበሉዘሎ ጥቀና መልሲ ንምሃብ አዩ ዝነበረ ናይ ኣቶ ስቲቨን ትረካ፥ሃንቲ ኣባይ መልአክቲዝመሃላለፎ አንተነበረ ህዝቢ ኣሪትራ ሺግሩ ባአሉ ክፈትህን ኣመሪካ ጉዳዩ ክትፈትሃሉ ከምዘይኮነት አዩመግለጺ ዝሃበ፥ሃዋኪ ጸረ ሰላም ዝኮነ መራህ ጉጂለ ህግደፍ ኣብዚ አዋን አታ ናይ ኩናትን ህውከትን ከም ኣታዊ ምንጪዝጥቀመላ ካርታ ዝሃረርትን ተቀባልነትን ጸብለልነትን ኣብ ፖሎቲካዊ አንወትስለዝኣተወ ኣብ ኣዲ ሃሎ ኮይኑ ኣብጪንቀት ኣትዩ ከምዘሎ ንማንም ብሩህ አናኮነ ይመጽአ ኣሎ፥
@bobsmart8302
@bobsmart8302 2 жыл бұрын
ሰላም ጥዑማ እቲ ኣብ መንጎ ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን ዘሎ ርክብ ናይ ክልተ ጎራሓት ሓሙኽሽቲ ስንቆም እንተበልና ይሓይሽ። ንሕድሪ ስውኣት ዝጠለመ ህዝቢ ኤርትራ እምበር ንህግደፍ ጥራይ ዝምልከት ኣይኮነን። ንመዳጎኒታት ህግደፍ ክሕሉ ዝሓድር እቲ ህዝቢዩ። ህግደፍ ገረብ ብሓኽላ ዝብል መርዛም ሰሚዕናዮ ዘንፈልጥ ሸርሒ ብጉቡእ ተግቢርዎዩ። ደቆም ካብ ላምፐዱዛ ክዝቆቁ ክለሃዩ ዝሓደሩ ኤርትራውያን እዮም። ኣብ ልዕሊ ናይ ሃይማኖት ኣቡኦም ቅትለት ተፈጺሙ ፍትሓት ኣይንገብርን ዝበሉ ቤተ ክርስትያን ስደት ኤርትራውያን እየን። ሕጂ ድማ ኣብ ልዕሊ ጎሬቤት ህዝቢ ትግራይ ናይ ቅትለት ፈተነ ክግበር ዘዳኸረ ህዝቢ ኤርትራዩ። ንህግደፍ ክስዕስዕ ትራእዩ ሞት ጎረቤቱ ክኹንን ግን ዓቐብ ኮይናቶ። እቲ ዘገርም ግን ሕጂ ሓሙኽሽቲ ከም ዘስነቁዎ ምስፈለጠ ኣብክንዲ ዝምለስ ጌና ነቲ ሓሙኽሽቲ ሸይጠ ርእሰማለይ ዶኾን ይረክብ ኢሉ ናብ ዝገደደ ዉርደት ኮቦሮ ሒዙ ምንቃዱዩ። ትሩፍን ጥምዙሕን ህዝቢ ብዘይ ቀልዓለም።
@tom6352
@tom6352 2 жыл бұрын
እንታይ ማለትካዩ ፡ ገሌኹም"ሲ ፉሉያት ኢኹም ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ፡ ካብ ርእሲ ህዝቢ ውረዱ በጃኹም ስቃዩ ጼርዋ ስቃይኩም ጽሩ ።
@samuelgirmay893
@samuelgirmay893 2 жыл бұрын
Deleyti fethi dea imo tefetawi talk show jeystdio Asena Fenanap exetera eyom
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 жыл бұрын
Yes,✊✊✊✊💝🎤🔊🌻🌻🌻🌻ፋትሔ ንሕዜቤ ኤርትራ .
@samuelgirmay893
@samuelgirmay893 2 жыл бұрын
Ane zegermeni ab erisat zelekum kabaka jemirka deleyti fethi ena dikum ketblu beka kemza zeynefeltekum ketkonu tedelyi nay gazetena bekat yeblekum amselutat
@gm5215
@gm5215 2 жыл бұрын
እወ ናይ ክሊቲኦም ዘይምርድዳእ ዝመስል ጉርሒ ወይ ምድጋር ኮይኑ ኢዩ ዝመስለኒ ናይ ክልተ ዓመት ዘብ ዘብ ኣብ ሓጺር እዋን ክብተኽ ኣይክእልን እዚኦም መታለልቲዮም ኣይንዘንጋዕ ህዝበይ
@EriCoralo23
@EriCoralo23 2 жыл бұрын
እሞ መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ምዓስ ትገብሩ ኣለኹም? ንስኹም ብመልሕስኩም ተላኽዑን ተባልዑን ተደናግሩን መን ክኣምነኩም። መንግስትና ምስ ሰራዊቱን ህዝቡን ኮይኑ ሃገር ይሕሉ።9 ቢሄራትና ከም ሐደ ሰድራ ከምዝሰርሓ 2 ሃይማኖታትና ከምዝከባበራ በዓላትን ምዓልቲ ስዉኣትና ደቒቕ ከየሕለፈ ኣብ ሰዓቱ ብሓንሳብ ደዉ ከምንብል ምግባሩ እዚ ቀሊል ከይመስለኩም ንህዝቢ ንምጥርናፍ። ዋጋ የብልኩምን Game over👎
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 жыл бұрын
ስቅታ ኣመሪካ ዶ በልካ ? ? ። ኣመሪካ ምዓስ ኢያ ስቅ ኢላ ። በትሪ እገዳ፡መንግስቲ ምልዋጥ ፡ጉስጋስ ንስደት ምትብባዕ። ስቅታዶ ምበልካዮ ። ትንታነኹም ኣብ ጽልኢ ተመርክስኩም ካብ ወያነ ትዕወት ዝብል እካ ዘይተዓውተትሲ፡ ምስ ጎሬበትካ ዘይምዝራብ ንወያነ ማለትካ እንድዩ ። ኣዋያትኩም ተፈሊጡ ዕሱቡነት፡ በልስኪ ኣስተዋጽኦኻ እስኪ ንገርና ቃልሲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ጡዑምዝጊ እቶ ዘረባ ዋጋ የብሉን።ንብስኻ ሓራ ግበራ ሃዳሚ ተበላጺ ኢካ እቶም ልእላውነት ምሕላው ሰለም ዘበሉ ኢዮም.። ናይ ኣመርካ ፈጻሚ ጉዳያት ቃሉ ቃል ኣምላኽ ሰምዕኩም ማለት ዓወትዶ ።
@AfariMoranZelzalDogShity
@AfariMoranZelzalDogShity Жыл бұрын
ዕቩድ ሻዕቭያ ዶግ
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 7 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 33 МЛН
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 17 МЛН
Pakistan Funds Terrorists In India, While In Debt For Essentials
10:28
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 7 МЛН