ERISAT:መቃልሕ| ናይ ምርሻን ትእዛዝ ካብ ኢሰያስ ጥራይ እዩ ዝመጽእ| ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ።

  Рет қаралды 140,317

ERISAT

ERISAT

3 жыл бұрын

ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات

Пікірлер: 449
@warsayyekalo1160
@warsayyekalo1160 3 жыл бұрын
አታታ....... ከማኻ ይብዝሑ ካበይ ኢዮም እሞ ክመጹ? ብኽልተ ብልሒ ወይ ክልተ አፋ ካራ እንዲኻ ሓሊፍካ፡ ከም ሓጺን እንዲኻ ተቢዕካ ወጺእካ፡ ከየብዝሓልካ ምእንቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ነታ ዝተቃለስካላ ኤርትራ፡ ፍትሓዊት ኤርትራ ክትርኢ ምእንቲ፡ ኢሰያስ ድማ ብአኻ ክፍረድ፡ ነዚአ የብቅዕካ 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 3 жыл бұрын
]]] )
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 3 жыл бұрын
]p]
@wedieri7465
@wedieri7465 3 жыл бұрын
ወገንነት ዘየብሉ ጀነራል። ግን ንሓቂ ደው ዝበለ ጅግና። ኣጆኻ ኣቦና ጀነራል ተኸስተ። ኣምላክ ሰላም ይግበረልና።
@kidaneghebrekidan3499
@kidaneghebrekidan3499 3 жыл бұрын
Anta wedi kibret yhabka nay bihaki natu hibkayo
@BETESEB1972
@BETESEB1972 3 жыл бұрын
የቀንየልና ንመብርሂካ ክቡር ጅግና ብርጋዴር ጀነራል ብርሃነ ተከስተ ኣቦታትና እስካ ጽናሕ ኣነ ክስዋእ ኢሎም እዮም ሓሊፎም ዓሕ ።
@hailetsegai3965
@hailetsegai3965 3 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ጀነራል ኣብ ህዝባዊ ግንባር ክቱር ፍቕሪ ኣለካ እንታዎት ምኻንኩም ካባኹም ምግላጽ ኣይመድለይናን:ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ካብ ዝሓለፉ መግዛኢታት ብዝኸፍአ መንገዲ ውዘተ: ተገፊዕና ህግደፍ ዝገበርዎ ግፍዒ ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ: ጥዕና ይሃብካ::
@tediambes3908
@tediambes3908 3 жыл бұрын
ዘገርም ኣብ ዓለም ተሰሚዑ ዘይፈሊጥ! ጸላእቲና ብድሕረናን ብቅድመናን ሽግር!
@tediambes3908
@tediambes3908 3 жыл бұрын
ኣብ ዘበነ 21 ክፍለ ዘበን: ዓለም ኣብ ሓደ ሲም ካርዲ ኣቲያትሉ ዘላ ዘደናጊር ዉልቀ ሰብ ማለት ዲክታተር ካሊእ ዝበሃል የለን ። ሰብ ምግዛእ ምድንጋር የለን። ተሰማሚዕካ ተመሪጽካ ጥራይ ኢኻ ትመርሕ። ከተዳናግር ገለ ግን ትመርሖ ሰብ የለን ምናልባት ጥሪት: የእዱግ. ክትመርሕ ከተታልል ትኽእል።።።።።።።
@ahmadsaeedahmad3359
@ahmadsaeedahmad3359 2 жыл бұрын
@@tediambes3908 ط
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ብጾተይ ክዝክር ከለኹ ልዕሊ ኣሕዋተይ ነይሬ ብቲ ዝነበረና ሓልዮት ።ብፍላይ ገብረኣብ ፍሰሃዬ(ወዲ ፍስሃዬ)ምስ ርኣኩዎ ኣብ ዜና ወያኔ እዋይ ነብሰይ ክቆጻጸር ኣይክኣልኩን። ክልተሳዕ ሞት ቅድሚ 1988ኢና ኣብ ሓይሊ ኔርና ሕጂ ኸ እንታይ ክሰምዕ ። ኣነ ኣብ ኣጋር ከቢድ ብረት እዬ ነይሬ ።ውጉእ ክቡር ኢዩ ትብሃል ዘረባ ኣዚዬ እዬ ዝኣምነላ።አዳግሞ ትብሃል ግን ንኣምሓራይ ውን እይትፍቀድን ኢያ እዋይ ሕማቕ መዋእል ።😭😭😭😭
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 жыл бұрын
ኤርትራውስ ኩሉ መሰሉ ዩ ተገፊፉ ኣብዘይ ውግክ ኣቲካስ ክትውጋእ ከዳግሙካ ክትርሸን ኣዚዩ ዘሕዝን እዩ...ኢሳያስ ገዛ ገዛ ኣትዩ ክርሽነና ንጸበ ኣለና።😭😭😭😭😭😭😭😭
@samuelhabtemariam9161
@samuelhabtemariam9161 3 жыл бұрын
ገብራአብ ፍስሃየ ብርግጽ ብሕማምም አዩ ተሰዊኣኡ ኣዚ ወዲ ሃይለ ዝብሎ ዝሎ ምህዞ አዩ
@awethaile4524
@awethaile4524 2 жыл бұрын
Kubur Abona B. General Tekeste Haile mexhaf mulue meseta kedamot bzuh ena nixibe habaka & Thank you Erisat
@alitaha1157
@alitaha1157 3 жыл бұрын
Thanks B/G Tekeste Hayle and Honok .
@Berkey13
@Berkey13 3 жыл бұрын
Higdf kay-tefu ab Eritrea selam ylon.
@biniamtecle307
@biniamtecle307 3 жыл бұрын
ብጣዐሚ ዘሕዝን::
@gimjaamare509
@gimjaamare509 Жыл бұрын
Thanks Erisat. Long live to you hero General Tekeste Haile Why is Esayas fighting with Tigrai to help Amhara for 30years fighting with Ethiopia?
@luchiahalie81
@luchiahalie81 3 жыл бұрын
ኣብ ህግደፍ ዘሎ ኩሉ በዒል ስልጣን ገበነኛ እዩ ከምኡ’ውን እቶም ደገፍቶ አምላክ ሰላም የውርደልና ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ቡሙሉኡ እቲ ዞባ ካብ ኩናት መክሰብ የለን ፍትሐውያን መራሕቲ ይሃበና አምላክ
@weiniamen2404
@weiniamen2404 3 жыл бұрын
ኣመን
@michalehabte8040
@michalehabte8040 2 ай бұрын
ካብ ትግራይ ትብል ኢተብያ ዘይ ትብል ንሕና ምስ ሃገር ምበር ምስ ዞባ ክህልወና ዘሎ ዝምድና ኣየድልየናንን ዩ
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 жыл бұрын
ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ናይ ብሓቂ ብልሓትካን ክእለትካን ትሕትናኻን ቅንዕናኻን ብንጹር የንጸባርቕ ከም ወትሩ ብሩህ ን ንጹርን መብርሂ።
@dawityohannes4740
@dawityohannes4740 3 жыл бұрын
Uo
@kayaskayaskayas3221
@kayaskayaskayas3221 3 жыл бұрын
Great analysis & explanation, thanks B/General Tekeste Haile.
@rezeneberhe818
@rezeneberhe818 3 жыл бұрын
Well come wedi Haile
@user-jf6ch7nu8v
@user-jf6ch7nu8v 3 жыл бұрын
ሓደ ጉጅለ ዶ ክንፈጥር ንህግደፍ ዝድምስስ ምሳይ ዝሰማማዕ ኣብዚ መልሱ ድሕሪኡ kemey kemnrakeb nHasbelu.
@aidaeritrin7944
@aidaeritrin7944 3 жыл бұрын
Nenihidhidina keynitefafae enda ferahna ember haqi aleka
@momona369
@momona369 3 жыл бұрын
ኣብ መስመር ኣለና ሓወይ👍
@user-wc6pb8lp3c
@user-wc6pb8lp3c 3 жыл бұрын
ሃገር ምድሓን ግዚኡ ኣብቂዩ ህዝብኻ ምድሓንዩ እዋኑ ኣነ ንህዝቢ ኣከለጎዛይ እንኾይኑ ቀዳማይ ኣለኹ ምስዞም ከብቲ ሓማሴን ግን ኣይኮነን ህወተይ ናይ ሓንቲ መዓልቲ ድቃሴይ ውን ኣይህብኔ
@aidaeritrin7944
@aidaeritrin7944 3 жыл бұрын
@@user-wc6pb8lp3c anta hamasien win tekawemti alena zikefeana nihzbi hamasien aytibedil
@kayaskayaskayas3221
@kayaskayaskayas3221 3 жыл бұрын
@@user-wc6pb8lp3c ኣከለጉዛይ ኣካል ኤርትራ ኮይኑ ክቕጽልዩ:: ዘበት ኣይንፈላለን::
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
ልጅ ኢሳያስ ኣብ ዉሽጢ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ተሓቢኡ ናብ ነጻነት ኤርትራ ዝበጽሐ ሓደገኛ ተዋሳኣይ እዩ። እዚ ሰዉራ ኤርትራ ከም መራሒ ተቐቢሉ ናብ ነጻነት ዘብጸሖ ሰብ ብጨካን ተዋስኦታቱ ብታሕቲ ታሕቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብታትና ቡዙሕ ጥፍኣት ኣዉሪዱ እዩ:: ኣብ ዓለም ንመጀመርያ ግዜ ነቲ ዝንዕቆን ዝጸልኦን ህዝቢ ዝመርሐ ኡንኮ መራሒ ዓለምና ንምኳን በቒዑስ፣ ሑሉፍ ሓሊፉዎ ብኾፍና ከለና ንጸላእትና ክሸጠና ከሎ ንሪኦ ኣለና:: ልጅ ኢሳያስ ነብሱ ስለ ዘይኣምን ካልኦት መዘንኡ ደቂ ሃገር ኣብ ኣብ መድረኽ ምስኡ ክርኣዩ ኣይደልን'ዩ፣ ኣብ ጎኑ ኮይኖም ናብ ህዝቢ ዝቐርቡ ሓለለፍቲ እንተ'ልዮም ግን ኣብ ቅድሚኡ ክንዲ ጻጸ ኮይኖም ዝርኣዩ ድርቁስ ቁሞና ዘለዎም ብሞራልን ብኣካልን ዝደኸሙ ሰባት ክኾኑ ኣለዎም:: እዚ ኸኣ ነቲ ናቱ ዓብላሊ ቁሞና ንህዝቢ ንምርኣይ ተባሂሉ ዝግበር እዩ:: በቲ ኻልእ ወገን ከኣ ኣብ ግዜ ሃገራዊ ባዓላት ኣብ መድረኽ ጸብለል ኢሉ ክርኣይ ምእቲ ጨጉሩን ጭሕሙን ጸሊም ሕብሪ ተለኽዩን ኩሉ ዓይነት ስነ ጽባቐ ተገይሩሉ መርዓዊ መሲሉ ኣብ ህዝባዊ መድረኽ ዝቐርብ ንፉዕ ተዋሳኣይ መራሒ እዩ (እዛ ጨጉርኻ ጸሊም ሕብሪ ምልካይኳ ተጋዳላይ ከሎ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ከሎ እዩ ጀሚርዋ):: እዚ ሕንቁቕ ልጅ ምስ ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ክራኸብ ከሎ ብዘይ ተሓታትነት ንበይኑ እዩ ብምስጢር ዝራኸብ:: ንኣብነት ድሕሪ እዚ ኩሉ ሚስጢራዊን ድራማዊን ፍቕሪ ምስ ኢትዮጵያ: ኣብይ ብዛዕባ ርክቦም ንመሳርሕቱ ክገልጸሎም ከሎ "ምስ ኢሳያስ ምስራሕ ከም ንቖልዓ diaper ምቕያር እዩ: ከም ቆልዓ ከይኩርየኒ ቡዙሕ እየ ዝካናኸኖ ነይረ" ኢሉ ከመይ ዓይነት ዘይቡሱልን ዉዱቕን ሰብ ምኳኑ ኣብሪሁሎም እዩ:: እቲ ካልኣይን ዝዓበየን ሃገራዊ ጸገምና ግን ካብቲ ትሕትና ዘምሃረና ባህልና እዩ ዝጅምር:: ኣብ ባህልና ኣነነት ነዉሪ ስለዝኾነ እዞም ሊቃዉንቲ ኤርትራ ምስ ክእለቶም ከለው "ኣነ ንኤርትራ ክመርሕ ይኽእል እየ" ካብ ምባል ይቑጠቡ ኣለዉ:: ሕጂ ግን ንሃገርና ካብ ጥፍኣት ንምድሓን ኩሉ ክኢላ ወዲ ሃገር ብዓቕሙ "ክመርሕ ይኽእል እየ" ኢሉ ብዘይስክፍታ ክቐርብ ኣለዎ:: ንሕና ብወገንና'ውን ክነባራትዖምን ክንዓስሎምን ኣለና:: ብሕጽር ዝበለ ኣዛራርባ፡ ህዝብና ነዚ ጠላም ተዋሳኣይ ሰብ ካብ ዝቐብጾ ነዊሕ ዘመን ገይሩ ስለ ዘሎ: ናይዛ ሃገር ሓላፍነት ወሲዱ ምስ ኩሎም ክኢላታት ደቂ ሃገር ኮይኑ ዝመርሕ ሰብ ጥራሕ እዩ ጎዲሉና ዘሎ:: ህዝቢ ኤርትራ ብሙቕሉልነት ዝመለልይኡ ባህሊ ዝዓበየ ህዝቢ ስለዝኾነ ጉዳይ ሃገርና በዞም ዉሑዳት ሕልና ኣልቦ ተጨዉዩ ይርከብ:: ሙሁራትን ሕፉራትን ኤርትራውያን ንቕድሚት ዝመጹሉ ግዜ ኣርኪቡና ስለዘሎ: ንሕና ብወገንና ን'ዞም ናይ መጻኢ መራሕቲ ሃገር ንቕድሚት ንክመጹ ጸቒጥና ክንሰርሐ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነትና ይኹን:: ብርግጽ ሃገርና ካብዚ ሕጂ ዘላቶ ደረጃ ጥፍኣት ወጺኣ ናብ ጉቡእ ቦታኣ ብፍጥነት ክትምለስ እያ:: ክመርሕዋ ዝኽእሉ ሙሁራትን ለባማትን ናብ መድረኽ ዝመጹሉ ግዜ ከኣ ሕጂ እዩ:: ኩሉ ክመርሕ ዓቕሚ ዘለዎ ኤርትራዊ ብወገኑ ብዘይ ስክፍታ ንቕድሚት ክወጽእን ክመርሕ ከምዝኽእል ብቃልዕ ክእዉጅ ይግባእ: ንሕና ደቂ መሬት ከኣ ክንዓስሎምን ክንክተሎምን ኣለና:: ኣብ መወዳእታ፡ ልጅ ኢሳያስ ኣብዚ ደረጃ ዉድቀት ካብ ኣብጻሓና ብኤርትራዉያን ክፍራሕ ዘይኮነ ዘለዎ ብኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ዘለዎ ቦታ ክህደንን ስጉምቲ ክዉሰዶን ጥራሕ እዩ ዝግባእ::
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 жыл бұрын
the very amazing thing is that the Ethiopian people are 100m people and Eritrea is just 5m and 1.5m is outside the country and why are Eritreans being sacrificed to save Ethiopia while majority of the Amhara people are still intact as far as younger generation people...one can raise more than one million Amhara to fight in Tigray but why are we being slaughtered in Tigray to save Ethiopia 🇪🇹..my dear people can you think please and fight to save our country...
@thinktwice827
@thinktwice827 3 жыл бұрын
ቅኑዕን መስተውዓልን ጀነራል ንዓካስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@awettsegai2320
@awettsegai2320 3 жыл бұрын
Qakas kkkkkk where did you go for school
@kayaskayaskayas3221
@kayaskayaskayas3221 3 жыл бұрын
ኣሜን ይሃቦ::
@kayaskayaskayas3221
@kayaskayaskayas3221 3 жыл бұрын
@@awettsegai2320 ኣብ ምሕደራ ፋሺስት ህግደፍ ዳኣ ድንቁርና እንተዘይኮይኑ ዩኒቨርሲቲ ኣሎ ድዩ ??? ደንቆሮ ስለዝኾንካ ዝብሎ ክርዳኣካ ኣይክእልን: ጥሪት ህግደፍ::
@thinktwice827
@thinktwice827 3 жыл бұрын
@@awettsegai2320 kkkkkk do you have your own password .
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 жыл бұрын
YES-ONLY ONE B.G.TEKESTE W.HAYLE .ADENA NGSTE HAWELTE HADEKLNA AB ZELEKYO KBERE KBUR BSUL METEABYTE, HAW AREKEBKNA NKULU LEBAM MAY DECA WLUD MEDHANE ALEM.....PROUD
@mohammedturky8860
@mohammedturky8860 3 жыл бұрын
Tanks General Tekeste.
@NA-bb9cb
@NA-bb9cb 3 жыл бұрын
Thank you General zegerem Eyou huluf halifu ni abreham wedu AB seltan amziwo neze sekram mushmush iway hezbi Eritrea kesab kendezi tenaika🇪🇷🇪🇷
@zetamful
@zetamful 3 жыл бұрын
Clear explantion!! Thank you for this interview. I feel so pain about those killed I can't imagine.. I was waiting.
@gebrhiwotgebretnsai1920
@gebrhiwotgebretnsai1920 3 жыл бұрын
God bless ERISAT and Henoc interviewed with General Tekest Hale and continue 30 years with out any constitution and parliament sistem 6 million Eritrean people migrant tragedy life and death in the Mediterranean sea and deserted to go to Europe everywhere in the world refugees why one person Isayas Afewki with out any action Gebrhiwot GEBRETNSAI uk England
@M-vr7zo
@M-vr7zo 3 жыл бұрын
ቤተክርስትያን ካቶሊኽ ዝተዘምተ ንብረት ከይትገዝኡ ዶ አይበለትን ቅድሚ ሰባ።ሰረቕቲ እዮም የሕዋትና ከላስ።
@user-ot9vz9om9n
@user-ot9vz9om9n 3 жыл бұрын
Heni Thank you jegna bergdal genral tekste Thank you very much kemey gerna lewti kenmxe nekl ka tetbrehalna xebuk neru mezi agatimu zelo Xebuk edlat heni hawey jegna tekalasay ka nemsfen hagos bejaka akreblna
@bashailema9043
@bashailema9043 3 жыл бұрын
Bless this General! He is very courageous and very intelligent man. I wish him a long life and we thank him for his long service to Eritrea.
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር ጀነራል ተኽስተ ሃይለ ካባኻ ብዙሕ ተማህርና!!!!
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 жыл бұрын
ክቡር ሓርበኛ ጀነራል ተከስተ...ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ..ቀደም ንልዑላውነትና ንእስነትካ ወፊካ.ሕጂ ንሓርነትና ብሓቂ ትቃለስ ዘሎካ ኣብነታዊ ሃገራዊ ኢካ።ከማካ ይብዙሑልና።
@tesfazemo5930
@tesfazemo5930 3 жыл бұрын
ጀነራል ተከስተ ኣብ መቁነን መኢካብ ትወዒል ዘለጋ ሰብ ሰልሚንታይ አካ ትሕሱ ዘለካ ። አዚ ህዝቢ መጻወቲ ገርኮሞ ። ደው ኣብሎ ሕማቅ ታሪክ ኣይትግረና ።
@josephjoseph9440
@josephjoseph9440 3 жыл бұрын
Articulate! Thank you General.
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 3 жыл бұрын
አቱም ሰባት ኩሉ ወያነ ትግራዋይ እዩ ኩሉ ትግራዋይ ካኣ ወያነ ኢዩ። ሰራዊት ኤርትራ አሕዋትና አቦታትና አደታትና አዝማድና ኢዮም። ተጋሩ ዝገብሩዎ ዘለዉ ጸለመ አብ ሊዕሊ ሰራዊትና ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ።
@yonasteages2600
@yonasteages2600 3 жыл бұрын
ኡዋይ ኤርትራዊ ረኺብዎ ዘሎ ሑሉፍ ሓሊፎም ሲ ን ዝተወገኤ ምርሻን
@hazekaasmera1414
@hazekaasmera1414 3 жыл бұрын
Wow nice interview
@Jaki197
@Jaki197 3 жыл бұрын
ጅግና ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ቀንዲ ንዓኻ ፍሉይ ዝገብረካ ካብብዞም ሳሕለኛታት ንኹሉ ብቑኑዕ መንገዲ ስለ ትኸዶ ኢኻ።
@saratekle1029
@saratekle1029 3 жыл бұрын
Thanks very much
@kirosabbay6523
@kirosabbay6523 3 жыл бұрын
ማኣርግ ዘለዎም ይመስለኒ ንምንታይ ብማኣርጎም ዘይትፅዎም::
@aruaki4454
@aruaki4454 3 жыл бұрын
ተረፍ ጁንታ ዕላማ ኢሱ ህወሓት ምጥፍእ እዩ እዚ 03 ድማ ኣካል ሕጽቦ ስለ ዝኮነ 03 ጥራይ ተጸንንዑ ጥራይ እንበር ሰራዊት ኤርትራ መን እዩ እንታይ እዩ ንፈልጦ ኢና ኣካሉ ስለ ዝኮና
@berhanemedhanie2930
@berhanemedhanie2930 3 жыл бұрын
ጽቡቅ መግለጺ፡
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu 3 жыл бұрын
With all due to respect to Brig. General Tekeste Haile; and this writer has a very deep admiration and regard for his heroism and sacrifice, but, there is something off about this interview. It seems that this detailed discussion of Eritrean troops misdeeds and the going ons among Eritreans military personnel (presumably very delicate info) as very inappropriate and misplaced during this time. How is it that this website and all others are just interested in using the talking points and lies of Eritrea's enemies without verification. Even if it is so, how about something like national interest and safety or national self preservation. As someone said, 'If you tell the truth it become a part of your past. If you lie, it becomes part of your future.' So, time will tell if Woyanne's accusations of Eritrean soldiers are true. However, there are many other elements of this war that is affecting Eritreans deeply--i.e. all Eritrean refugees and even in the military personnel who are deeply affected by this war. Say, have you seen any of the Tigreans ever ragging and mocking their own people the way these Eritrea websites do? Who cares that DebreTzion's car was seen in Asmara--unfortunately, that kind of thing happens during war all the time. So, here we are with Esayas' autocratic regime devastating Eritrean society and you guys are just talking about the misdeed of your own defense forces, what's the point.
@fsahaghebru8120
@fsahaghebru8120 3 жыл бұрын
Devilish EPLF right from its inception, nothing is new. It is good that Brigadier General Tekeste is telling the Eritrean people the TRUTH.
@hiwetberhe3001
@hiwetberhe3001 3 жыл бұрын
Thank you Henok for bringing us one of our Hero BG.Tekeste Haile. Is there anyway you can give me his contact information? I think it we can help him to get him help to pay for his teeth, and glasses if he need to change his eyes prescription. GoFundMe would be helpful. Thank you again.
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 3 жыл бұрын
ዋ..ዕ...ሮ!!!!!
@desbelezewde1815
@desbelezewde1815 3 жыл бұрын
ኢሰያስ ብሰብ ኣይኮነን ዝጠፍእ ሕጂ ግና ባኣምላኽ ክጠፍእ እዩ ምስቶም ንህዝብና ክፉእ ዝገብርዎ ዘለዉ ክጠፍኡ እዮም እቶም ኣሕዋትና ዝርሽኑ ዘለዉ ኩሎም ክጠፍኡ እዮም ንሕና ጥራሕ ኣብ ዓለም ድምጽና ነስምዕ ሕጂ ኣሕዋትና ሕቶታት የላዓዕሉ ስለ ዘለዉ ንሕና ክንድግፎም ኣለና
@user-ri4cy5bz5s
@user-ri4cy5bz5s 3 жыл бұрын
ኣብ ዓለም የእውካ ሞ ፍታሕ ክንደየናይ ኣብ ሜዳ ምውራድ እያ እታ ፍታሕ
@siemhailom3154
@siemhailom3154 3 жыл бұрын
ኣይ ከሰርናን 100% ነቲ 20ዓመት ዘሳቀየና ጸላኢ ናብ ክህልወሉ ዘይክእል ደረጃ 7metre dying
@niguseabrha681
@niguseabrha681 3 жыл бұрын
Thanks general
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 жыл бұрын
ኩቡራት ኣሕዋት ኣብ ግዜ ሰውራ ዝነበረ ሰራዊት ሃገራዊ ጉቡኡ ፈሊጡ ነንሕድሕዱ ተኸባቢሩ ዝኸይድ ዝነበረ ተባዕ ተጋዳላይ ብስነስርዓትን ብስድራቤታዊ ሞራልን ስነስርዓትን ዝዓበየ እዩ ኔሩ። እዚ ናይ ሕጂ ሰራዊት ግን ብፍላይ ነቲ ስርዓት ኣሚኑ ዝጎዓዝ ዘሎ ሰራዊት ግን ህዝቢ ከጽንት ሃገር ከብርስ ዝተመልመለ ሰራዊት እዩ። ልክዕ ከኣ ከምታ ዝተማህራን ዝተነግራን እዚ ዘይበሃል ህልቂት ዕንወትን የካይድ ኣሎ። እቲ ከብድኻ ዝቐርጽ ግን ነዚ ስርዓት እዚስ 30 ዓመት ተቓሊስና ኣምጺእናዮ። መስኪናይ ህዝብና እግዚኢቢሔር ናይዚ ሕሰምን መከራን እዚ መወዳእታ የርኢኻ 🙏🙏🙏
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 3 жыл бұрын
Jigna ayana general Tekeste haile Amlak edmen tinan yihabka kubur haw henok ka beti tigebro zeleka yekenelna.
@hagos2587
@hagos2587 3 жыл бұрын
ካብ ኣዛዚ ተግባሪ ዶ ኣይገድድን፧ ህዝባዊ ደንባር ዘይምርሻን እንታይ ቁብነገር ዶ ነይሩዋ እዩ፧
@er937
@er937 3 жыл бұрын
Wise general 👏👏
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 2 жыл бұрын
ንኡድ ስራሕ ጠቃሚ መደብ
@NA-bb9cb
@NA-bb9cb 3 жыл бұрын
Eritrea hagere semaitat iya Esyas izi guhila mendelay temen dekala aregit seytan mesti ashaaa wedu kesadu kekurez alewo. 🇪🇷🇪🇷
@josephabraham7788
@josephabraham7788 Жыл бұрын
ኣብዮት ደቃ ትበልዕ ዝነበረ ናብ ህግደፍ ተቐይሩ! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ጀነራል ተኸስተ!!
@asratbahta9210
@asratbahta9210 3 жыл бұрын
ውይ አብ ትግራዋይ ጥራህ ዝጭክኑ መሲሉኒ አታ አራዊት እኮ ንመሰሉ እበልእን ታይ መአት እዮ ዝስመእና አምላክ ይፍረድ
@cornerstudio1752
@cornerstudio1752 3 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ኪሳብ ሕጂ ካብዞም ናይ ኤርትራ ተቃወምቲ ዝበሃሉ ብዛዕባ ሕሉፍ እምበር ብዛዕባ መጻኢ ዝዛረብ ዘየለ። ኩሉ ግዜ ግምትኩም ጌጋ እዩ
@ibrahimsiraj7408
@ibrahimsiraj7408 3 жыл бұрын
Eritraweain neza like kingeber keman Aykalnan. Intay ke Akmina?
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 жыл бұрын
EPLF was then but we are witnessing totally the opposite ones who shoot their own kind and unheard-of in any wars. the dictatorship hates Eritreans so much so even the wounded and helpless are not spared...wow how unlucky are we God..
@parisawi1545
@parisawi1545 11 ай бұрын
❤❤🌷🌷
@untitled2834
@untitled2834 3 жыл бұрын
You are right god bless you and Eritreans
@ka7484
@ka7484 3 жыл бұрын
Sound system is not good.
@thuglieflief1643
@thuglieflief1643 3 жыл бұрын
😭😭🇪🇷
@andesereke2041
@andesereke2041 3 жыл бұрын
Nice thanx
@abdusiad8729
@abdusiad8729 3 жыл бұрын
Welcome ersat n b/G tksita
@awetkidane3916
@awetkidane3916 3 жыл бұрын
እቶም መራሕቲ ከፍለ ሰራዊትን ኣዘዝትን መቀጸልታ ናይቶም ዝነበሩ ባዕዳውያን እዮም ውሽጦም ስነልቦና ናይ ኢትዮጲያ ዝሓረሩ እዮም ቅንጣብ ፍቅሪ ህዝቢ ኤርትራ የብሎምን ኤርትራ መሬታ እንበር ህዝባ ኣየድልየናን ዝብል ቴማ ሒዞም ዘለው እዞም ሰባት ናትና ኣይኮኑን ሃገር ምድረበዳ ክገብርዎ ነቂሎም እዮም፡ገለ ክንፈብር ተዘይክኢልና ኦሮማይ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ካብ ዝሓቱ ስጉምቲ ዘይወስዱ ወትሃደራት ዘየላዕሉ ምበር ሕቶ ደኣ ክስውርዎም እንድዮም
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 3 жыл бұрын
ብብርጌዶም ምስ ሰራዊት ትግራይ ኮይኖም እንተወሓደ ነሰራዊት ኣምሓራን ኣቢይን ዘይድምስሱዎም። ብድሕሪኡ ንሰራዊት ኢሳያስ መርከቡሉ።
@anedo3886
@anedo3886 3 жыл бұрын
Thanks General Tekeste Haile for the very articulate clear analysis, long live wedi Haile
@amanielabrham9540
@amanielabrham9540 3 жыл бұрын
Zerei msnat point
@asterh3793
@asterh3793 3 жыл бұрын
He.information
@kahsayalem5736
@kahsayalem5736 3 жыл бұрын
ግደፍ ዝተኸግአ ዘይተወግአ ክንደይ ከም ዝተረሸኑ ንፈልጦም ኣለውና
@user-wb8oc3le7h
@user-wb8oc3le7h 3 жыл бұрын
እልፊ 6ይ ክፍሊ ጀነራላት ሃገር ኣብሪሶም ወለዶ የጽንቱ ኣለዉ ።
@berhanehagos25
@berhanehagos25 3 жыл бұрын
ሕቶይ ናይ ሀይለስላሴ ጉዕዞ ነይሩ 23 ዓመት ሓሊፉ ብድሕሪኡ መንግሥቱ መጺኢ ድሕሪኡኸ መን ተወሰኾ ።ወያናይ ኢሳያስን ብልጽግና ዓባይ ኢትዮጵያ ዶአኮን ትርጉሙ ።ትግራይ ዓባይ ትግራይ ።ኢትዮጵያ ዓባይ ኢትዮጵያ ።ንመጻኢ ስለ ሕግታት ዓደቦ ኤርትራውያን ።ክፈልጦን ጸላኢኡ ይኹን ፈታዊኡ ።መበቆል ዓዱ ከላሊ ኣለዎ ድሕሪኡ ኢህን ምሂን ትበሄል ።
@newyear1949
@newyear1949 3 жыл бұрын
እዝሰብ ቁኑዕ እዩ
@tediambes3908
@tediambes3908 3 жыл бұрын
እዚ ዝበሃል ዘሎ በሓቂ ዲዩ ተፈጺሙ ፣ሰማዒ ደንጺዎ ። ካብ ተሳተፍቲ ኣብቲ ጉዳይ ዝነበሩ በኣካል ብዕዲል ኣብ ገለ ነኣብነት ሱዳን ዘኣተዉ ወይ ካሊእ ካብ ቃሎም ዘይተስሙዑና፣
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 жыл бұрын
B.G -TEKESTE I NEED TO READ YUOR MAJIC WISDOM ,YUO ARE ONE BEST SO I HOPE TO WRITE A BOOK NOBEL PRISE 2021,,,,
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 жыл бұрын
B.G.TEKESTE IMYUOR BRO DECAMHARE ON ONE CLASS IN-THE SAME TABLE I REMEMBER BEST TIME AT 8thBRO YEMANE WASE WITH ME EVEN IN MASSAWA.MAMA NGSTE, ALMAZ SIS....MEMHR TECLE NEBARAY .SO YUO HAVE GREAT, POTENTIAL FULL OF GIFTED POWER TO DELEVER A NICE BOOK OF ALL ODDS IN ....
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 жыл бұрын
PLESE-MY YUONG BRO ESSAYAS W.HANNES FROM K.AMBABA WHO MASACARED BY CO.H.SALAH H...IN SELAHTA OR 6WERAR THIS MISSION TOLD ME ONE OF BEST BRO, FRIEND INTIMATE I DON'T WANT TO MENTION HIS NAME.BUT IF YUO REMEMBER THE TRAJEDY DEATH ON THAT PARTCULAR EPISOD *DHRE MESMER HALAFE AB TOYOTA LAND CRUSSER YELLOW THAT TOYOTA IT WASE INDECAMHARE AFTER 1991.BUT THIS TRAYTER IS INAFTER 10 YEARS OF ARREST DUO TO FRONT IN 1991HE HASE DONE A GREAT FAYLER HIS BAD MISSION WITH DERGE HE PLAYED A GREAT ROLL OF MASSACRE AS A REDIO SIGNAL DUO TO THIS ACTIONSPINOGE 10YEARS INCASTODY, -IT IS TO BE*HUNGED LIKE SADAM FOR HIS DIDS TRAYTER BUT HE IS NOW IN GREAT BRITAIN LIVING DRING TIMMORTON IN ASAYLEM, BUT THERE IS GOD .NOW ONLY B.GENERAL TEKESTE WHEAN YUO WRITE A BOOK I NEED THE NAMES OF SO MANY MARTAYRS LIKE MY 14 YEARS* ISSAYAS W.HANNES W.AWALOM &YUOR TALLENT SISTER HAMBLE *DEHAB TESFASYON G.HER ...I HOPE TOWRITE THE WAY THEY PASS &THEIR NAMES.LONG LIVE ALL SON OF DECAMHARE BY THE NAME OF MIGHTY *MEDHANE ALEM OF DECAMHARI.....
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 3 жыл бұрын
ህግደፍ ህዝባዊ ግንባር ኣይኾን
@tesfayakal5228
@tesfayakal5228 3 жыл бұрын
Nay bihaqi belihn koratsin haqena General
@yoseftsehay8640
@yoseftsehay8640 3 жыл бұрын
ዲክታቶራት ኣብታ ናይ ቅብጸት አዋን፥ ክወድቁ ከለዉ፥ ክተት ቀንዲ በጥፊኢቶም አዋን ናይ ተስፋ ምቅራጽ ዝጥቀሙላ ቃላት ኢየን፥ መንግስቱ ኣብታ ናይ መወዳአታ ናይ ኩናት ካርትኡ፥ ሁሉም ነገር ወደ ሰመናዊ ግንባር፥ ከምዝበለን አንዝክሮ ጉዳይ አዩ፥ ህጂ ድማ መራህ ኣጋንንቲ ኢሰያስ ናይ መወዳአታ ቁማር ተበሊኡ ናይ ቅብጸት ፈተነ ክተት ክተት አንየበለ ክህደሰና የብሉን፥
@azebhbetzion8958
@azebhbetzion8958 3 жыл бұрын
Anta amlaky bejaka endo itia hiyawyti idka tmsana mihiret gberhna ewe bedinaka ena 🙏🙏🙏
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 3 жыл бұрын
Too much of the past. Why dont you have more analysis of present?
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 3 жыл бұрын
ኤርሳት ጀጋኑ ኣብ ጎዲንኩም ኣለና። ኣጆኩም ኣቦና ተከስተ ሃይለ ሓበና ኢካ።
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 3 жыл бұрын
ጽቡቅ መግለጺ ኩቡር ጀነራል ተከሰተ ሃይለ❤❤❤❤❤
@eri9319
@eri9319 3 жыл бұрын
?????
@senaittesfe8571
@senaittesfe8571 3 жыл бұрын
Btami ayu zehzneka nahna nay eritrawyan neger!!!! Away yhwatey😭😭😭😭
@etcetera3282
@etcetera3282 3 жыл бұрын
Ay'keser'kan...aman-b-aman.
@cellam1960
@cellam1960 4 ай бұрын
አነ ዝገርመኒ አብ ቃልሲ እትፈልጦ ኡብ አየር ምብታን ዘሕፍር እዩ ብፍላይ ወተሀደራዊ ን ጸጥታዊ ጉዳይ ዐገብ
@elsagebrehiwet6295
@elsagebrehiwet6295 3 жыл бұрын
ዓሕ እዋይ ህዝበይ ኣንታ እንታይ ኢና ኮይንና ? ከም ህዝቢ ክሳብ ክንደይ ኢና ወዲቅና እዚ ውሩዙይ ህዝቢ ነዞም ኣዛብእ ክወልድ እዞም ጀጋኑ ኣቦታትና ብጻየይ ኣሕሊፈ ኣይህብን ኣዋልድና ኣይንህብን ኢሎም ስለህዝቦም ዝሓልፉ በዓል ባቤኔ ባህታ እዚ ዓገብ ነውሪ ዝብል ህዝቢ ብሓደ ኢሳያስ ተዘሪኦም ክኹብከቡ ደቂ እዚ ህዝቢ ክበሃሉ ድዮም እዋይ ዝብሎ እኮ ጠፊኡኒ ኤህ ኤህ ደኣ ኢሳያስ ዘርኢ መርገም እረ በጃኹም ነዚ ነውራም ስራሕ ኣብ ኣሕዋትና ክፍጸም ስቅ ኣይንበል በጃኹም ብሱዳን ድዩ ብኢትዮጵያ መእተዊ ንድለይ ህዝብናን ኣሕዋትናን ነድሕን ንሕና ውን ስቅ ኢልና ክንሰምዕ ብገበን የሕትተና እዩ።
@EritreanScholarsMedia
@EritreanScholarsMedia 3 жыл бұрын
Very smart General
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 3 жыл бұрын
ጽቡቅ መግለጺ፡ ግና ነዚ ሓቂ ኣብ ባይታ ዘሎ ምኳኑ፡ ካብ ባረንቱ ኣብ ዝረኸብኩዎ ፐርሰናል እንዳ ሓንቲ ካብዘን ብርጌድ ዝነበረ ኩሉ ነጊሩኒ ኔሩ። እቲ ፍጻሜታት ዝበልኩሞ ኹሉ ሓቂ እዩ።
@sebtelam2826
@sebtelam2826 3 жыл бұрын
Emo derewo eti haki ::esom kea ab kemey rdiet alewu? Krub abrhayo
@meazatekle5925
@meazatekle5925 3 жыл бұрын
Kulu meneseyn sebe siltann afom athzu kemzeysamamu giru Hatatie zeyblu dema ne Abreham wedu kulu arekibwo bkedemu deletu esu eyu neru Bkemu dema eyu kulom asirwom kale Abrham mes arege nwedu yemahalalflu edablu kkxlu eyom Gen Amlak khgezena eyu
@fetweweldemicael4070
@fetweweldemicael4070 3 жыл бұрын
ካብ 1999 ጀሚሮም ናይ ሞት ቢይን ከም ዘህለፉ ኢይትርስዕ ።
@josijosi1566
@josijosi1566 3 жыл бұрын
80 Sheh merukat Dergi teklbwom nerkum xeltkum hakufkum tehderu nerkum
@amanuelberhane6897
@amanuelberhane6897 2 жыл бұрын
Hero
@semeregebre2835
@semeregebre2835 3 жыл бұрын
ኣራዊት መራሒ ኤርትራ ወለዶ ኤርትራ ኣንፂቱ ወለዶ ተጋሩ ንምንፃት ዕማም ካብ እዚ ጅምር ፀኒሑ ኣሎ። መወዳእዳ game over ኢሣያስ ኣፈወርቂ ኒርእሱ ሒዝዎ ከምዝኸይድ ዘይምፍላጡ እዩ።
@efremogbamicael729
@efremogbamicael729 3 жыл бұрын
ብዛዕባ ምፍራስ ገዛውቲ ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ ብዓበይቲ ዓድን መራሕቲ ሃይማኖትንተሓቲቱ ብይሁዳ ኢሰያስ ዝተዋህበ መልሲ"ክስራሕ ኣይነበሮን ክፈረስ ድማ ኣይነበሮን' ሕጂድማ ሕብእቲ ሰልፊ የላን ሃገራዊ ድሕነት ግን ኣላ ኩርኩር ኢሰያስ ኣብርሃ ካሣ::
@fsahaghebru8120
@fsahaghebru8120 3 жыл бұрын
Etom snkulan entay diyom? Eplf do aykonun zqetelwom? AstewEl deA General. May habar?
@user-fu9sq9ps2u
@user-fu9sq9ps2u 3 жыл бұрын
Isayas wedi kelbi serawitna reshinka tikeyd mesiluka kitgozaze ika kem biray maltika tetsebe 😡
@kayaskayaskayas3221
@kayaskayaskayas3221 3 жыл бұрын
ኣብቲ ሰታይ ደም ሰብ ሽፍታ ዓድሃሎ ዘሕደርናዮ ክቱር እምነትን ግርህነትን ሎሚ ረዚን ዋጋ የኽፍለናሎ::
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 3 жыл бұрын
ኢሰያስ ካብታ በረካ ዝወፈረላ ሰዓት ካብ ኤርትራዊ ምቅታል ዓሪፉ አይፈልጥን ኢዚ ቡዳ ኢሰያስ ዘይገበሮ ክፋእ የለን።
@abogida669
@abogida669 3 жыл бұрын
kilae eimtsuts hilikus eizy tsegiey hizika zimetsie lewity yelen moytika hameda ayergitsika dihul
@elltatikabo1741
@elltatikabo1741 3 жыл бұрын
They are paying the price for the nation.
@wedihaile4532
@wedihaile4532 3 жыл бұрын
I like wedi Haile’s and Dr Asefaw explanations.
@yoseftsehay8640
@yoseftsehay8640 3 жыл бұрын
ኮሮነል ኣስመላሽ ወዲ ሃፍቲ መቃልስቱ ከም ዝገልጽዎ ምሃይም ከምዝኮነ በት ትምህርቲ ኣትዩ ዘፈልጥ አተን ኣብ መዳ ፍደል ምጽሃፍ ትግርኛ ናይ 2 ኣይ ክፍሊ ዝምዘን ፍልጠት ዘለዎ ኮይኑ ኣብ 72 ብርገድ ኣብ ትህቲ ፕጥሮስ ሰለሙን ከም ተራ ስለያ ኮይኑ ዝሰርህ ዝነበረ ኮይኑ፥ ቀንዲ መለለይኡ ግበር ኢልካዮ ንምንታይ ዘይብል አሱብ ጨካን ናይ ኣውረ ባህሪያት ዘለዎ ሰብ ከምዝኮነ ፍለጥቱ ይዛራቡ ሳዲስት ኢሳያስ ኣሺሃት ደቂ ህፍቲ ኣብ ሳህል መልሚሉ ሂዝዎም ዝኣተወ ንህዝብን ሰራዊትን ክቀትሉ ብግቡአ ዝተመልመሉ መብዛህትኦም ኣብ ሃገራዊ ድህነት ብብዝሂ ኣለዉ፥
@shunumii7214
@shunumii7214 3 жыл бұрын
ንስኻ ኢኻ መሃይም። ኣጸቢቕካ ሕተተሉ'ሞ መልሓስካ ክትሕይኽ ኢኻ። እልፊ መሃይማት ኣብዚ ማሕበራዊ መራኸቢ ከየረጋገጽኩም ትጽሕፉሞ እቶም ካልኦት መሃይማት ድማ ደጋጊሞም የቃልሕዎ። ስለዚ ኩሉ ዝበሃል ሕሶት ስለዝበዝሖ ከምዘለዎ ተዘይተቀበልካዮ ይሕሸካ። እንተደሊኻ እስኪ ንጀ/ል ተኸስተ ሕተቶ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 жыл бұрын
@@shunumii7214 ፈለጥኩ ፈለጥኩ አይትበል ሐለፍቲ ክሎም ሕልና ዬብሎምን ማለት አይኮነን ግን። አብ ክሉ ግንባር ብዙሕ ብዙሕ ጎድ ተጌሩ ዘይተሰምኤ ብዙሕ ከምዘሎ ክትፈልጥ ይግባእ። ብአካል አብ ካናዳ ደሎ ወዲ ሓማሴን ባእሉ ኢሳያስ ስላጥ ብምባል ዝፈልሔ ማይ አብ ነብሶም ዳፍሰሰ ዛሳቅዬምን ዝምርምሮምን ከምዝነበረ አለም ብአለም እዩ ሰሚእዎ። አነ ግን ዝገርመኒ ብኸምዚ አሳቂዩካ ዳሕራይ ብረት ሒዝካ ትገድፎ ብኸመይ ማአንጣ አብ ኢሳያስ ኤርትራዊ ብኸመይ እዩ ተዘሪጎ ጥራሕ እዩ መልሲ ሲኢነላ።እምበርከ ብኤማት ሚምጣእ ናይ ጸላኢ ከይጸርሐ ዝሐጅም ብኸመይ ምኣንጣ ተዘሪጋ።
@yoseftsehay8640
@yoseftsehay8640 3 жыл бұрын
Shunu mii ከም ኣዛራርባካ ኣምቲ ብደም ኣሺሃት ኣሪትራውያን ኢዱ ዝመሽመሸ ኮሎነር ኣስመላሽ ወዲሃፍቲ ኢድ ዘለካ ኮይንካ ይመስለኒ ቀጨውጨው ኢሉካ ነዚ ወንጀለኛ ትህለቀሉ ኣለካ፥
@alextesfay3301
@alextesfay3301 3 жыл бұрын
@@yoseftsehay8640 ኮረኔል ወዲ ሓፍቲ ፊኖ ወዲ ኣስመራ ኮይኑ ካብቶም ብሉጻት ተማሃሮ ብምኻን ክሳብ 12 ደረጃ ትምህርቱ ዝዛዘም ኣዝዩ መስተውዓልን በሊሕ ሰብ ከም ዝኮነ ኩሉ ሰብ ይፈልጥ ፡ማትሪክ ተፈቲኑ ናብ ሜዳ ከምዝተሰለፈ ይፍለጥ።ኣብ ሜዳ ስታፍ ስለያ ከቢድ ብረት ነሩ ዲሒሩ ኣብ ክፍሊ 72 ተሳሒቡ ሓላፊ ዞባ ሳሕል ስለያን ጸጥታን ነሩ ዲሒር ድማ ሓላፊ ዞባ ምብራቕ ስለያን ጸጥታን ኮይኑ ሰሪሑ ። ሰለዚ ሰበይ ንኮረኔል ወዲ ሓፍቲ ኣይትፈልጦን ኢካ ስቕ ኢልካ ኣብ social media ዝተዘርግሐ ወረ ሒዝኩም ኣይዛረቡ
@meronkifle9492
@meronkifle9492 3 жыл бұрын
Emo Hager da wedi nay Family ya koyna wedu
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 3 ай бұрын
መስደመም ዘይንሰምዖ የብልናን ኣየ ኤርትራውያን
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 7 МЛН
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 22 МЛН
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 56 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile answer public questions    9 april 2022
1:24:46
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 29 М.
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 7 МЛН