ERISAT : ዓብደላ ጃብር ከድዓት ኢሉና | ኩሉ ክርእዬ ዘለዎ ኣንጠልጣሊ ዛንታ

  Рет қаралды 75,265

ERISAT

ERISAT

7 ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @erisat
𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 461
@ERISAT
@ERISAT 7 ай бұрын
ኣባላት ኤሪሳት ክትኾኑ ንትደልዩ ኣብዚ ብምእታው ኣባላት ክትኾኑ ንዕድም 👇 kzfaq.info/love/uGlhBoxVNUBIAtP4-0Kqfwjoin
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 7 ай бұрын
ብእሳት ጎሞራ ትለብለቡ ሓሳካት ሸየጥቲ ሃገር ጠላማት ባኣኩም ዝታለል የለኒ ዓለታውያን ኢኩም ቅልውላው ማንነት ከዲዓት
@mostt7794
@mostt7794 7 ай бұрын
There was a guy from Adi-keih I’ve his name he’s short, in 40s by that time purposely prisoned with us by the regime. He should be the one who failed that escape mission.😢
@fevenabraham9406
@fevenabraham9406 6 ай бұрын
😢😢😢😢😢😥😥😥😥❤💙💙💙
@dashimetayshow
@dashimetayshow 7 ай бұрын
Prison break ናይ ባሓቂ እዚ ኢዩ ። ኣቤት ሕሰም ። ይርጋ ዓርከይ እንቋዕ ጥራይ ካብዞም ኣዛብእ ብሰላም ወጻእካ
@Yonas.Ztekahde
@Yonas.Ztekahde 7 ай бұрын
ዓሕ እዚ ኮይኑ ህይወትና ኣብ ዩንቨርሲቲ ከምዚ የሕሊፈ ዝብል መንእሰይ ዘይብላ ሃገር 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@bereketmengstab6638
@bereketmengstab6638 7 ай бұрын
ኣብ ዊዓ ኣብ ነፍስወከፊ ለይት ኣብ መደቐሲኡ ብውሑዱ 1 ሓደ ሰብ ሞይቱ ኢዩ ዝሓድሪ ብ ዓይኒና ዘጋጠመና ኢዩ: :ኢት ቦታ ሰብ ንክጠፊእ ኮነ ኢልካ ዝተሃንደሰ ኢዩ ! ገሊኡ ብኣራዊት ገሊኡ ብሕማሚ ገሊኡ ብጥይት ጠፊኢኡ ኢዩ
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 7 ай бұрын
እዚኦም ነጻ ኣውጺናኩም ይብሉና
@isurafelkif
@isurafelkif 7 ай бұрын
እዘአ ታሪክ ክፅሐፍ አለዋ ፊልሚ ከሰራህ አሎዋ ንዋሎዶ ከቅመጥ አለው የለውን ድዮም ከምዚ አይነት ተሰኒድዋ አለዋም
@jusesmylord914
@jusesmylord914 7 ай бұрын
ነዚ ዛንታ ምቅራብካ ኣዝየ ይመስግነካ ዊዓ 2009 ዝወርደናሉ 23 ዙር ከም በዓል ሕምብርቲይ ዝበሃሉ ብተዲኖ ንሓደ ተዓላማይ ኣብ ርእሱ ምስ ሃረሞ ከይጸንሐ ሞይቱ ፥ ክንደይ ሰብ ከኣ ቀቲሎም ፥ ኣንቅጺ ዝበሃል ሕማም ኣብ ሓደ ለይቲ ከኣ 30 ክሳብ 40 ዝኮኑ ከኣ ይሞቱ ኔሮም ፥ ዎዓ ዝበልዓቶ መንእሰይ ህግደፍን ጊዜን ታሪኽን ክሓቶም ዪ። ብድሕሪ ናብ ሓሽፈራይ ተቀይርና ከቢድ ዛንታ ሓቂፉ እዚ ወሎዶ እዚ ። ኣየ ኤርትራዊ ምኻን። ፥ነዚ እዪ እዚ ኩሉ ዋጋ ተኸፊሉ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-cd6ik4ey2l
@user-cd6ik4ey2l 7 ай бұрын
😢😢😢 yahzin btami zanta Eritreawi menesay
@M-vr7zo
@M-vr7zo 7 ай бұрын
ንስኻ ዉን በኸምዚ ዝብሎ ዘሎ፡መከራ ዝሓለፍካ ኢኻ ትመስል እሞ እንተተዝንተዎ ጽቡቕ ኔሩ።
@biniamtekie2716
@biniamtekie2716 7 ай бұрын
እዚ ዝዝረብ ዘሎ ሓቂ እዩ ኣነ እዞም ናይ እንዳኩማንዶ ከለኹ ይፈልጦ እየ ብ ጅማል ይመሓፈር ኔሩ ብዓል ሕምብርቲ ምስ መጹ ኣነ ካብ ዝንጎ ኡሱር ቤት ወጼ ናብ ብሎክ ፈንቅል እየ ኣትየ ዓራግን ሓልሓልን ውን ጽቡቕ ጌረ እየ ዝፈልጦ ምኽንያቱ ካብ ዊዓ ሰለስተ ግዜ እየ ሃዲመ ወጼ ክሳብ ምሳይ ከሊ ብጥይት ተሃሪሙኒ ሰብ ኣነ ተታሒዘ እየ ሓንቲ ግዜ ሕማም ቅድሚ ምምጹኡ ሃበግበግ ግን ኣነ ወጼ ካብ ዊዓ ኣብ ኤርትራ ከለኹ እንታይ ዘየጋጠመና። ከም ሓበሬታ ዝኣተኽዎ ኡሱር ቤት ዊዓ፡ምዒጥር፡ናቕፋ ኣቦይ ሩጉም ምስ ተዓሊም፡ገርገራ ፡ኣደርሰት፡ ኣንደር ተስነይ፡ሓሽፈራይ ፡ዓዲ ኣቤ እንዳጉፉፋትን እንዳኬይዝን፡ ማይ ስርዋ፡ደቀምሓረ ማይ ይ ዕዳጋ ኡሱር ቤት ኣብ ከባቢ ኣስመራ ፖሊስ ጣብያ ገዲፍካ ማለት እዩ፡ቤት ትምህርት ፍላንድ ሙሴ ብድሆ እዚ ካብቲ ዝበጻሕክዎ ዉሑድ እዩ ካልእ ከስዕበልኩም እየ። ተወሲኸ ሓሶት ከይመስለኩም እምበር ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ከምዚ እዩ ታሪኹ ሕጂ ኣብ uk ዓዲ እንግሊዝ ይነብር ኣለኹ ኣብ ሽግርን መከራን ዘለኹም ከምስይ የማስልኩም ድሕሪ ፈተነ ዓወት።
@mikeberhane
@mikeberhane 7 ай бұрын
@@biniamtekie2716 ውጻእ መዓት ኢኻ፡ እንቅዋዕ ናብዚ ዘለኻዮ ናይ ሰላም ኣየር ከተተንፍስ ኣብቃዓካ። ግን እቲ ዝሕለፍ ዘሎ ሽግር ኩሉ ክፍለጥ ስለዘለዎ፡ ምእንቲ እቶም ኣብኡ ተሪፎም ዘለዉ ፡ በጃኻ ኣዘንትዎ። እንተ ዘይኣዘንቲኻዮ፡ ከምዘይተገብረ ከይከውን፡ ሓደራ።
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 7 ай бұрын
ታሪኻዊት ቃለ ምልልስ ናይ ብሓቂ ንቡዛሓት ዝተበተና ኤርትራውያን ስድራ ቤታት ትውክል ታሪኽያ❤
@yemanefissahaye9006
@yemanefissahaye9006 7 ай бұрын
ትኪን ተባዕን መዉጺኢ ኣይስእኒን እዩ ከም ዝባሃል፡ ዕድለና ኮንካ ብሂወት ምንባርካን ታሪክ ከይዕፈን ምስክር ኮንካ ምረት ዊዓን ህግደፍ ጸላኢ ኤርትራዊያን ከም ዝኾነ ብንጹር ክትገልጽ ዝካኣልካ ነቶም ናይ ምልኪ መጋበርያ ልቢ ካብዚ ክማሃሩ ዘቕረብካዮ ዝንእድ እዩ።
@user-ee4zt5cq7i
@user-ee4zt5cq7i 7 ай бұрын
እዛ ሃገርናስ እንታይ መርገም እዩ ወሪድዎ በየን መጹና እዞም ልኡኻት ሳጥናኤል:እግዚኣብሔር ይቦንቁሶም ዘርኦምን ዓሌቶምን ርጉማት ፍጥረት😢😢 ሻዕብያ ዘርኢ መርገም😢
@BERHEMEBRHTOM
@BERHEMEBRHTOM 7 ай бұрын
ዝገርምዩ እዚኦም ቃልሲ ኢሎም ካብዝጅምሩ ክሳብ እዛ መንግስቲ ኮይኖም ዘልዎ ህዝብና ቀሲኑ ኣይፈልጥንዩ እግዚኣቢሄር ንሶምን ዘርኦምን ይንቀለልና
@amanuelberhe4345
@amanuelberhe4345 7 ай бұрын
ገለ ዘይንፈልጦ መርገም ጸኒሑና እምበር እዚ ህዝቢ ዶ ከምዚ ምረከበ😢
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez 7 ай бұрын
😢😢😢😢
@teswedigrma23
@teswedigrma23 7 ай бұрын
ጫሕማ ኣምላክ እንቃዕ ካብ ኣብ ሓርገጽ ብሰላም ወጻካ፥እንበር እዚኦም ደኣ ባዕሎም ኢዮም ጉድጋዶም ዝፍሕሩ፥ "ዓበደላ ጃብር ከኣ ባዕሉ ኣቲዪዋ ኣሎ"
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino 7 ай бұрын
እስሩቤት ዊዓ ኣብ 2007 ነረዮ ኢየ ፡ ካብቲ ክፍሊ ታዕሊም ፈንቅል ፡ ዓራግ ፡ ሓልሓል ዝበሃል ወጻኢ ናብ ሩባ ሓዳስ ፍንቲት ዝበል ኣብ ሓደ ጎቦ ዝሰካሕክህ እሱሩቤት ኣሎ ፡ ነቲ ጎቦ ከምዚ ባዓቲ ኩዒቶም እሱሩቤት ሰሪሖሙሉ ፡ ኣብ ዊዓ ዘሎ ሙቀት ሃሩር መቸም ዘይስኽሓሉ ሰብ የለን ፡ እሞ ከኣ ኣብ ጎቦ ባዓቲ ሰሪሕካ ንእሽተይ መተንፈሲ ጌርካ ሰብ በብሪጋ ኢዩ በታ ንእሽተይ መተንፈሲት ኣፍንጭኡ ዘውጽእ ፡ ኣቡኡ ዘሎ ጭካነ ብፍላይ ደቂ ኣንስቲዮ ኣቡኡ ዝተኣሰራ ኔረን መጻወቲ ናይቶም ሓለውቶም ኢየን , ጥራሕ ነብስን ጌሮም ከቢቦም ነብሲክን ተሓጸባ ይቡሉወን oooh my God ፡ ክንደይ ሰብ ሞይቱ ኣብቲ እሱሩቤት ብ ሕጽረት ትንፋስ ብጭንቀት ብብስጭት ፡ ኣብ ዚንጎ ውን ዝእሰሩ ኔሮም ፡ ኣብቲ ነባልባል ዝኮነ ሃሩር ሲ ኣብ ዚንጎ ክኣ ሰብ ዪኣስሩሉ በቃ ሙት ማለት ኢዩ ። ዘስካሕክክሕ ኢዩ ናይ ዊዓ ተጸውዩ እውን ኣይውዳእን እንዲዩ ምሽ ንሓዉካ ወዲ ዓድካ ብጻይካ ንጻላኢካ ውን ኣይትምነየሉን ኢካ ።
@medeber0077
@medeber0077 7 ай бұрын
እንቆዕ ነዚክትጸውየሉ አብቃዓካ ናዞም ጨካናት አረሚን ግንናይኢዶም ክረክቡ ቀሪቦም እዮም አጆና 👍🏽🙏
@merhawitesfamicael6648
@merhawitesfamicael6648 7 ай бұрын
እዚ ዛንታ ናይ ነፍሰወከፍ መንእሰይ ኤርትራ እዩ ቃንዛ ወሎደይ ዘብቅዐሉ እዋን ግድን ክከውን እዩ💙💙💙💙
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair 7 ай бұрын
Wow that's amazing story, this guy is really story teller, it's so sad I can't even stop crying, great job Dani
@Wediembaye1997
@Wediembaye1997 7 ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም ወጻእካ ጫሕማ ዓቢ ሰብ እዚ ካኣ ኣብ ክሉ መንእሰይ ከም ዝኾነ ዘሎ መናባብሮና ዩ ዝገልጾ።
@medhanieberhane7012
@medhanieberhane7012 7 ай бұрын
ኣነ ኣብኡ ኔረ 2008 ክሳብ ሕጂ ስንብራቱ ኣሎ ምሳይ :ዊዓ መንእሰይ ዝጸነተላ ቦታ ኢዩ: thank you bro ዝበልካዮ ሓቂ ኢዩ::
@danielhabte7100
@danielhabte7100 7 ай бұрын
ኣዝዩ ዝሐዝን ዛንታ ኤርትራዊ ኣብ ግዜ መግዛእቲ ህግደፍ😢😢😢
@habteabyemane9700
@habteabyemane9700 7 ай бұрын
ዝገርም ዛንታ ሓደ ውጹዕ ኤርትራዊ። እቲ እሙን ከልቢ ውን ኣካል ናይቲ ወጽዓን ጭቆናን ምዃኑ ድማ ዝገርም ዛንታ። ይርጋው ሓውና ኣብ ውሽጥካ ናይ ደራሲ ዕቁር ሃብቲ ኣሎካ'ሞ ዛንታኻ ብምጽሓፍ ጀምሮ።
@robelfitwi2342
@robelfitwi2342 7 ай бұрын
ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኢነዬ😢😢 ኣሕ እዚ ኮይኑ ዕጫና😢😢
@HagosAbebe-th9pf
@HagosAbebe-th9pf 7 ай бұрын
መሪር ዛንታ ኢዩ ብሓቒ ነዚ ንምዝንታው ብህወት እንቛዕ ነባሪ ሃለኻ።
@elcabron3575
@elcabron3575 7 ай бұрын
Thank you Erisat for showing us the reality of our home. Enkwan amlak haleweka zehawey.
@mostt7794
@mostt7794 7 ай бұрын
Ah taking me back, I was there prisoned. Escaped miraculously from naval base while taking us to Aseb. Praise lord I’m living a life never dreamed before. Thanks for sharing this painful story!
@mostt7794
@mostt7794 7 ай бұрын
Really? That’s should not be true. If you remember only two guys escaped from that naval base and neither of us do support that shit. By the way I recently come to know that there is a guy who purposely prisoned with us in Wia’.
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 7 ай бұрын
why u dont tolck tell the true like him to oll eritrean if u are there by dictater killer eseyas bro
@thomasabraha3274
@thomasabraha3274 7 ай бұрын
እንታይ ኢና እሞ ክንብል፡ ካብ ኣእምሮ ንቡር ሰብ ወጻኢ ዝኾነ ግፍዒ፡ ክንደይ ነገር ክወጽእ ኢዩ ጽባሕ፡ ኣምላክ እንካዕ ከምዚ ኢልካ ከተዘንቱ ኣብቃዓካ
@XYONAWI
@XYONAWI 7 ай бұрын
My heart broken when you find your dog😢😢😢😢😢
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 7 ай бұрын
ይርጋዋ ጫሕማ ማለት the great men 🎉❤🎉❤🎉❤
@Lqemhgawi
@Lqemhgawi 7 ай бұрын
No words to express this story 😢 my friend had same story.😭 thank you yrgaw and dani for sharing with us
@miletebahta7184
@miletebahta7184 7 ай бұрын
እዋይ ህዝበይ ዝረኽቦ እንቃዕ ብሂወት ተረፍካ ሓደር ይብለካ እዚ ታሪኽ እዚ ኣብ መጽሓፍ ከተስፍሮ መጻኢ ወለዶ ክመኣረሉ💔💔💔
@EriMoralMedia
@EriMoralMedia 7 ай бұрын
ንምንታይ ኣብኡ ይኣስሩኹም እትብል ሕቶ ብዝግባእ መሊስካያ ሓው ይርጋ❤ ንቑሕ❤❤❤
@gebraiendrias7267
@gebraiendrias7267 7 ай бұрын
Congratulations from mysterious escape from death and arrive safely in (Canada).Argaw. It sounds like frightening.dream.
@yonnaskahsai-hk8rh
@yonnaskahsai-hk8rh 7 ай бұрын
ዘገርም ታሪኽ ይርጋው ሓውና እንቋዕ እግዚአብሔር ካብቶም ህልዋት ገበረካ የቐንየልና ። 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@gimjaamare509
@gimjaamare509 7 ай бұрын
Thanks Erisat and thanks my hero son that God saved you. Wonderful story and your faithful dog i weap with you!
@user-ik9ow8uk4o
@user-ik9ow8uk4o 7 ай бұрын
2008 wia kalat yebleyn zantay u so never give up.
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 7 ай бұрын
አዴኻ ትበላዕ እዝ ኩሉ መከራን ሽግርን ኣሕ መጨረሽኡ እንቆዕ ብሒወትካ ወፃእኻ
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ ይርጋው ሓወይ እንኮዕ ተረፍካ ❤❤❤❤
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 7 ай бұрын
አምላክ እንቃዕ ብሰላም አዉጻአካ ልክዕ አለካ ከልብን መራሕቲ ህግደፍን መወዳደርቲ የብሎምን😢😢
@mulugetahadush7599
@mulugetahadush7599 7 ай бұрын
ይርጋው ሓወይ እንቋዕ ምስዘወጹ ወጻእካ ዘሕዘነኒ ግን ናይቲ ጅግና ከልብኩም ዛንታ ዩ ኣብ ኤርትራ ወጽዓ ይፈላለ እዩ ርእሱ ዝተረገጸን እግሩ ዝተሃረመ ሓደ ኣይኮነን ስለዚ ኢና ከኣ ክሳብ መስዋእቲ ንቃለስ ዘለና ምክንያቱ ሕሉፍ በሳላን ዓድታትና ድፋዕ ስለዝኮነ ። 5:23
@tesfayzekaryas4837
@tesfayzekaryas4837 7 ай бұрын
ናይ ብዙሕ ግዝየ ትዝታ ገርካለይ ኣንዉ ኣብውኣ ነረይ ብሓቅ ጽብቅ ገልስካዮ
@samsonberhane1925
@samsonberhane1925 7 ай бұрын
Yirgaw, you are a hero, well done, I which you all the best
@tahirsaleh1369
@tahirsaleh1369 7 ай бұрын
Nezom sheftu kea seb ydgfom. Mengostu dea entay gerona😢😢
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 7 ай бұрын
ዊዓ ማለት ገሃነም ምበልኩዋ
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 7 ай бұрын
ዊዓ ማለት ኢሳት ሓዊ ማለት ኢዩ ካብዚ ምውጻእ ዕድል ኢዩሞ ኢንኮዕ ብሰላም ወዛእካ ይርጋው ሓወይ❤❤❤❤
@kidanetesfa5447
@kidanetesfa5447 7 ай бұрын
እህህህም ዝገርም እዩ ዋላ ንከልቢ ኣረካኪቦሙሉ እንቓዕ ኣምላክ ኣውጻካ ጫሕማ ኣጆኩም ክንምለስ ኢና ዓድና፥
@letayhabteghergis2037
@letayhabteghergis2037 7 ай бұрын
So sad when it will be over the heart breaking for younger generation instead they build a lot of knowledge freely mind I hope one dayGod help and solve the problem
@vodafonepartneragenturwehr2703
@vodafonepartneragenturwehr2703 7 ай бұрын
❤😂Amlak Rahwakan Selamkan Yebzhayo bruk wedna Msmuluat sdraka❤
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 6 ай бұрын
ብጣዐም ዘሐዝን ታሪኽ : እዋይ ህዝብና ረኸቡዋ ዘሎ ሺግር ዝሕዝን እዩ : my brother god bless you with your family ዘሐወይ .🙏🏽🙏🏽✌🏽💝💐🌺🌼🌻🌸🌼🎄
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq 7 ай бұрын
This story is story of every Eritreans it breaks down to hopeless nothing but to die
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 7 ай бұрын
ሓውልቲ ግበርሉ ነዚ ከልቢ ንሱ ይሓይሽ ካብ ጀነራላት ሻዕብያ
@tesfamichaelabraham1871
@tesfamichaelabraham1871 7 ай бұрын
ዝገርም ዛንታ ኣዚዩ የሕዝን እንቋዕ ከተዘንትወሉ ኣብቅዓካ ዝተረፈ ሂወትካ ዓወትን ሓጎስን ይምነየልካ ።
@embatekera9244
@embatekera9244 7 ай бұрын
Nay Wiaa Alemti Zneberu Seb Zesakyu Zneberu Ab Europa Bett Elom Alewu Temesasilom. Lkiee Kemzom Asgerti Ab Hgi Kenekrbom Ygbaie. Thank you Sle Medebkum ❤🙏
@Tsigetesfatsion.
@Tsigetesfatsion. 7 ай бұрын
Ete wedi amene aregay matiwos ezom yezker
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 7 ай бұрын
Excellent description! Thank you!
@Habesha_insider
@Habesha_insider 7 ай бұрын
ነቢዐ ዛንታ ሑልፍካ ሰሚዐ😢 ኣቤት ወ ክንደይ መንእሰይ ኣደዳ ሞት ኮይኑ ዓሕ😢
@mogoszemichael626
@mogoszemichael626 7 ай бұрын
Also, my past life was the same here I came from the desert way of Libya and we were arrested by military forces in Sudan afterwards we returned to Eritrea and immediately got into Teseney underground jail after that we went to Hashferay the place harassed mentally and physically by Army of over there Finally, some of us went to Afaabet we were punished for no reason, no shoes, no Shower, five litres of water for eight persons and three bread a day per person extremely hard to live eventually I escaped with two guys from the camp. It’s a sad story for all Eritrea adults and young the worst thing is our fathers are soldiers of the country 😭
@RGS905
@RGS905 7 ай бұрын
ኣገራሚ ዛንታ ኢዩ 🤔 ዛንታ ኩሉ ኤርትራዊ።
@atsbeha
@atsbeha 7 ай бұрын
It is really heart breaking but i admire your confidence✌️
@SkyEritrea
@SkyEritrea 7 ай бұрын
ጫሕማ ዓርከይ እዛ ናትካ ታሪኽ ኣብ ኩላትና ኤርትራዉያን ብፍላይ ከኣ ኣብ 1990 ንድሕሪት ዝተወለድና ኢያ ዘላ፣ ኣነ ዛንታይ ተዝሕክየኩምከ እንታይ ምበልኩም እስኹም ምስ ጫማኹም ሃዲምኩም ንሕናግን ጥራሕ እግርና ኢና ካብ ተሽኪል ሃሪብና 😭 ካብ ምዕጢር ደበሳይ እዚ ሕጂ ኣብ ሳዋ ዘሎ ኢዩ ኔሩ ኣብ ምዕጢር፣ 24ዙር ኩላ ትዝክሮ ኢያ ፣ክንደይ መንእሰይ ዝብኢ በሊዕዎም 😭
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez 7 ай бұрын
Bejaka tarkeka azentewelna menesey Tarik hgdef keflto😢😢😢
@dawitgaym9235
@dawitgaym9235 7 ай бұрын
Abzia Gzi ezia Ane abeu nire kulu haki eu 😢😢😢😢😢
@user-hy7uw7vv2j
@user-hy7uw7vv2j 7 ай бұрын
ተብረኽ ይርጋው ሓውና፥ ጽቡቕ ኣዘናትዋ፡ መሪር ታሪኽ፡ እዚ ናተይ እቲ ዝቐለለ ካብ ታሪኽ ኤርትራውያን እዩ ዝበልካያ ኣዝየ ተገሪመ፡ ነቲ ናብራ ሲኦል ንቡር ጌርና ወሲድናዮ፡ ኣምልኽ ካብ ዝፈጠሮም ፍጡራት ደቂሰብ ንወላሓደ ዘይበጸሖ ንዓና በጺሑና ግን ከኣ ከም ንቡር ወሲድናዮ፡ ከማና አብዚ ምድሪ እንበር ዶ ፍጡር ወድሰብ አሎ ትብሎ፡ ዛንታ እቲ ብሓደራ፡ ግን ከኣ ብዘይማሕላ ዝተቐበለ ከልብኹም መሳጢት ዛንታ ኔራ፡ ንስኻ ውን ጽቡቕ ገርካ ኣስሚርካላ፡ ካብቶም ሕድሪ ሃገር ብማሕላ ደም ተቐቢሎም፡ደም ዘንቡዑና ሻዕብያ ካሕዳማት መወዳድርቲ የብሉን።
@yonnaskahsai-hk8rh
@yonnaskahsai-hk8rh 7 ай бұрын
እዋይ ኤርትራዊ መንእሰይ ይዋእና ።
@ariamemun9576
@ariamemun9576 7 ай бұрын
ሰላም የቀነልና ጋዜጠኛ ክቡርሓው ንይርጋው እንቋዕ መዋፀኦ ፈጠረልካ … ሞት ንሻዕብያን ኸራኹሩን በራዩ ህግደፍ🥲🥲🥲🥲🥲
@estifanosmassias686
@estifanosmassias686 7 ай бұрын
Sorry 😢 to hear 👂 our people are really suffering hgdef !!!!??????
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h 7 ай бұрын
ዳኒ ጽቡቅ መደብ ግን ኑጹር ኣይኮነን መቃልሕ ሙዚቃ በዚሕዎ ከምቲ ምስ ሂኖግ ትገብሩ ጌርኩም ኣመሓላልፍዎ። ዘሕዝን ኢዩ ኣምላኽ ዲኣ ምሕረት የውርድ ኢምበር
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 7 ай бұрын
ሻዕብያ ኤርትራውያን ኣይኮኑን መቓብር ኣባሕግኡ ክርኢ ምስ ከደ ኮ መን ምዃኑ ፈሊጠንና
@tebeagasa7221
@tebeagasa7221 7 ай бұрын
Enkoa abzi abqeakum bro, nezi sreat bteami zefrho ekub sebn piron trazn eyu ezien neti sreat azyen asgeatn eyen thanks Daniel and Erisat 🙏❤💙💙💙💙💙💙
@abitifili3597
@abitifili3597 7 ай бұрын
እዚ ሓሶት ዝመስሎም ሰባት ይህልዉ እዬም ? ዊዓ ካብ ምጅማሩ እየ ዝፈልጦ! ነቶም ጀማል ዝመርሖም ኣሃዱ ኣብ ገደም ክዕለሙ ይፈልጦም መጠርሽትኡ እዚ ከም ዝኸውን እፈልጥ ኔሩ : ጀማል ማለት ጨምላቕ ሰብ እዩ
@efoytabegetag2365
@efoytabegetag2365 7 ай бұрын
Amazing story our people are suffering this is majority of Eritrean youngester story it’s very sad.
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 7 ай бұрын
Yes (3) am there prison I remember it’s trauma every prisoner I don’t for get ii bad place ? Thanks am out in Canada 😢
@bitatv6004
@bitatv6004 7 ай бұрын
ሂወት ዊዓን ኪሎማን ምስ ረኣኹ ንነብሰይ እምበር ከ ኤርትራዊ ድየ ኢለ ሓቲተያ።ክሳብ ሎሚ መልሲ ኣይረኸበን ሕቶይ😢😢😢😢
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez 7 ай бұрын
Yegerm eyu adena mkanu zeteratr endeyu natena nger😢😢😢
@blessedbychrist8306
@blessedbychrist8306 7 ай бұрын
This is a heart breaking story😭 I can’t stop crying. At the same time, thank God that you made it🙏
@arontesfazghi3779
@arontesfazghi3779 7 ай бұрын
Me too I have cried almost for an hour while driving.....I have heard stories like thise many time but now days I dont why I felt some desperation about our home land...we miss home guys
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 7 ай бұрын
Me too!
@elsaberhane1370
@elsaberhane1370 7 ай бұрын
Ewayyyy nay adina neger riesika zesihit zanta 😭😭😭😭😭😭😭 belske enqae biselam wesika ketezentiwelu bekaeka azika edilena eka adeka kea natka himak aytiriayi eluwa 💙🙏
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 7 ай бұрын
ይርጋው ሓውይ እዚ ኩሉ ክተዘንትዎ ዝጸናሕካ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ስድራ-ቤት ዘሎ በሰላ እኳ እንተኾነ ሓደ ካብቲ መሪ ታሪኽ ስድራ-ቤታት ኤርትራ'ዩ 😢😢😢 ሻዕብያ ጭቃ ዘይምሕር ጨካን ፈራሕ'ዩ ሕጂ ግን ንበገስ ካብ ሱሩ ክንምሕዎ ነዚ ዝመሽመሸ ሱር ዘይብሉ ስርዓት ኣብ ሓራ ኤርትራ ክርእየካ ወይ ውን ክትርኢ ተስፋ ይገብር ይርጋው ጅግና ❤🎉❤🎉❤🎉
@gheretsegay7513
@gheretsegay7513 7 ай бұрын
Ezi zbilo zelo kulu haku iu nezi hasot zbil ete haliu nibaelu haswu iu ane hade kabitom maekel slitena halewo zineberku ye zmiskirelika zeleku
@xaka5505
@xaka5505 7 ай бұрын
❤ ዝገርም ኢዩ ካብዚኦም ንላዕሊ መን ገዚኡና ረጊጹና ቀቲሉና ዓበይቲ ኣሕዋተይ ኣየታተይ መዛኖይ ኣብ ኣብ ሳህራ ፡ባሕሪ ኢዮም ተሪፎም ኢለ ኢየ ዝሓዘን ነይረ። ግን ካብኡ ብዝገደድ ኣብታ ዓድና ንብላ ምድራዊት ሲኦል ዓዲ ዝጠፍኡ ይበዝሑ። ዘሕዝን።
@Dannytube46
@Dannytube46 7 ай бұрын
Wow especially the dog part break my heart 😢😢😢😢
@SimonJoshua321
@SimonJoshua321 7 ай бұрын
Painfull but you are not alone brother , ganin zkone sirat.
@alleyesonme303
@alleyesonme303 7 ай бұрын
ልብኻ ዘንጠልጥል ዕላል ብሓቂ I'm so glad to hear❤
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 7 ай бұрын
ብትኽክል ኢሳያስ ሃገራውነትና ኣጥፊኡ ሃጽ ኢልና ህዝብናን ሃገርናን ገዲፍና ከምንወጽእ ጌሩና።
@hasibkesete4826
@hasibkesete4826 7 ай бұрын
Erga arkeye zanta 2008 deheret meliskana habibi❤ ane Mulue hasib
@amanuelmulugeta4475
@amanuelmulugeta4475 7 ай бұрын
Mule asli
@girmayberhane3708
@girmayberhane3708 7 ай бұрын
ውዓ ምላት ጽልማት ግሓንሳብ እያ ኣብ ውዓ ዝምቱ ምንእስያት ምኣልያ ይብሎምን :: ስብ ማልታው ዝሃድም ምዓት ስብ ብትምልክትልይ ዝርሽን ንዝኾን ስብ ኣብ ውዓ ዝንብር ሕትቱ ዝድንጹ ትርኽ ክትስምዑ ኢኹም :: ብጥምትን ብሕማም ብምርሽንት ኣብ ውዓ ዝጥፍእ ምንእስይ ማእልይ ይብሉን
@MFish7980
@MFish7980 7 ай бұрын
Thank you brother, for sharing your painful story with a happy Ending. But, the story of your DOG makes me Cry !! I hope to tell us more of your stories ,in the FREE Eritrea !! HIGDEFAWIAN EDKUM AYTS-ANU !! Thank you brother Daniel !!
@adonay7097
@adonay7097 7 ай бұрын
This is the real history of Eritrean. God Bless You
@mercinegash8202
@mercinegash8202 7 ай бұрын
Bravo enquae hasabka Semere,,,, mekerana mwudae abyu
@privacyrespected
@privacyrespected 7 ай бұрын
ጽቡቕ ኣዘናትዋ፡ ናይ ይርጋው ጥራሕ ኣይኮነን፡ ናይ ብዙሓት ዲማ ዩ። ዛንታ ማለት ትሪኽ ዩ ኩሉ ሰብ ዛንትኡ ክርስዕ ከም ዘይብሉ፡ ምክንያቱ ኣበሃህላ ኣሎ ዛንታ ዘይብሉ ፡ ሎም ከም ዝተወልደ ዩ ። ስለዚ ዛንታ ሓይሊ ኣሎዎ። so inspiring.
@ruth2579
@ruth2579 7 ай бұрын
😢😢😢eway meneseyat Eritra entay aynet gfi iyu ezikulu 😢😢😢
@senaittekie8544
@senaittekie8544 5 ай бұрын
it's true I was also one of those fleeing from wia in 2008 everything he told was right and terrible I escaped at night from ria it was a hard time.
@millionbahta9166
@millionbahta9166 7 ай бұрын
He is right about wia my friend use to tell me the story it was heart breaking
@michealmehari577
@michealmehari577 7 ай бұрын
በጃኻ ዳኒ ሓወይ part 2 ብሁጹጽ ግበራ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ ኤርትራ ሲኦል ያዓኸ
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 7 ай бұрын
ነዛ ቃለመሕትት ደጋጊመ ሰሚዐያ ንብዓት ስዒሩኒ። ህዝቢ ኤርትራ መዓት ወሪድዎ። ስለዚ ኣብ ደገ ዘለዉ ጥሪምባ ዝነፍሑ ደገፍቲ ደመኛ ጸላእቲ ምኻኖም ከይንዝኖግዕ።
@shishayweldegergis8825
@shishayweldegergis8825 7 ай бұрын
ኣየወ ዝሓለፍናዮ ግፍዒ ኣብ ዊዓ ጋሃንምእሳት ዝኾነት ሃገር።
@misghinashishay5764
@misghinashishay5764 7 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሕልፈት ኣዘንቲካ ዝውዳእ ኣይኮነን
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 7 ай бұрын
እንቋዕ ካብ ሸፋቱ ህግደፍ ኣምለጥካ❤ ኣብዚ ኣብ ትግራይ ሻዕቢያ ዝፈጸመቶ ወራርን ዝሃለቑ ኤሪትራውያንን ግዳይ እንቋዕ ኣይኮንካ😮
@NardosMulugeta-lz9bz
@NardosMulugeta-lz9bz 7 ай бұрын
My beloved brother you are hero 🎉❤
@yordanosa9646
@yordanosa9646 7 ай бұрын
Oh my gosh it’s sad to hear our young generations history💙💚💙💚💙💚💙💚💙
@millimilan2962
@millimilan2962 7 ай бұрын
ዝገርም ታሪክ ንስካ ዕድለኛ ኢካ አምላክ ረዲኡካ ብጣዕሚ ክንደይ ከአ አለው ወዲቆም ዝተረፉ አየ ህግደፍ እንታይ አቢሶም እዚ ኩሉ መከራ
@amenred5124
@amenred5124 7 ай бұрын
I was there for about three months in terrible weather
@mikeberhane
@mikeberhane 7 ай бұрын
እንቅዋዕ ከምዚ ኢልካ ክትጸውየሉ ኣብቃዓካ። እዞም ንሕና ዝብሉ ነዚ ሰሚዖም ቁሩብ ክሓስቡ፡ ንመንእሰያት ክድንግጹ፡ ተስፋ እገብር።
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 7 ай бұрын
ይርጋው ሓወይ መጽሓፍ ኣዳሉ ብዛዕባ እዚ ዛንታ !
@tesfaluulmichael9222
@tesfaluulmichael9222 7 ай бұрын
😢 ዘገርም እዩ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሽግር።እንታይ እዩ በዲሉ እዚ ኹሉ አደራዕ ዝወርዶ ዘሎ። አምላኽ ሙዋጽእ ይፍጠረልና ካብዚ ዐማጺ ስርዓት ህግደፍ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 7 ай бұрын
ድሕሪ ናጽነት እንታይ ማለትካ'ዩ? ነየናይ ኢኻ ናጽነት ትብሎ ዘለኻ!? ናጽነት ማለት እንታይ ማለት ድዩ!?
@tesfaluulmichael9222
@tesfaluulmichael9222 7 ай бұрын
@@woldaislassie2930 ጽቡቕ አሎኻ፤ ጽንተት እዩ ክብሀል ዘለዎ። ይቕሬታ።
@Yemane-bilenay
@Yemane-bilenay 7 ай бұрын
08/ 2008 wia arag nere anewin . Nay Bhaki kulu Tsibuk gerka geliskayo .enkae bselam wetsaeka brother 🙏💪🩵🩵🩵🩵🩵
@saarebereket2539
@saarebereket2539 7 ай бұрын
እዋይ ሓወይ እንታይ ዝበለ መኻልፍ ደኣ'ዩ ገጢምካ።በል እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓካ
@fitwighezai6907
@fitwighezai6907 7 ай бұрын
ኣነ ንዊዓ ኣይፈልጣን ኢየ። ኣብ ነሓሰ 2005 ሓደ ኣገልግሎት ዓላማይ ናይ ዊዓ ኣብ ቀዳማይ መደበር ምሳይ ተኣሲሩ ኔሩ። ብምእሳሩ ድማ ሕጉስ ኔሩ ፡ ካብ ኣብ ዊዓ ኣብዚ ይሕሸኒ ይብለኒ ኔሩ።
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
00:18
HaHaWhat
Рет қаралды 23 МЛН
Vodcast 02 | ዘይምርድዳእን ፍትሕን | Part 1
35:02
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 34 М.