Eritrea music Abraham Afewerki - Mnbar/ምንባር Official Audio Video

  Рет қаралды 8,089,438

Abraham Afewerki Music Channel

Abraham Afewerki Music Channel

5 жыл бұрын

Eritrea music Abraham Afewerki - Mnbar/ምንባር
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
Subscribe now: / @abrahamafewerkimusicc...
Find us on facebook: / aamusicc
/ abraham.afewerki.9484

Пікірлер: 1 500
@eriboy5331
@eriboy5331 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ድሕር 5 ዓመት ኣብ ኢሮፓ ኮለል ሎሚ ኣብ ፍራንሳ ናይ 10 ዓመት ሂቦምኒ ኮንግራ እስከ ቦልኒ ካብ ሎሚ ትደግምዋ ዘለኩም 21 04 2021🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fifaclubworldcuphighlits1744
@fifaclubworldcuphighlits1744 2 жыл бұрын
congra zearkey
@eritreanyouth4160
@eritreanyouth4160 2 жыл бұрын
congra ዝዓርከይ እንኳዕ ኣሐጎሰካ🎁🎁🎁🎁🎁
@semerefesum663
@semerefesum663 2 жыл бұрын
ኣድና ክንከይድ ዳ ክይትብሉ።
@amirferej146
@amirferej146 2 жыл бұрын
Congra habibi
@awetweldrufal3379
@awetweldrufal3379 2 жыл бұрын
Congratulations my dear brother from the other mother love you bro 🎹🎸🎶🎛🎸🎶🇪🇷
@ZAGRAEntertainment
@ZAGRAEntertainment 4 жыл бұрын
ዝያዳ ትማል እናሻዕ ትፍቀር ውትሩ ዘይትመውት ከም ሓድሽ ትፍጠር ኣንታ መምህር ሂወት ኣብ ተስፋ ዝነብር። መን እሞ ከይህሎ ተስፋኻ ዘይዝክር 💓💓💓💓 ፍቕሪ ኢልካ ሓሳባት ትዕንብብ ተስፋ ኢልካ ምኽርታት ትምግብ ምንባር ኢልካ ፍጡራት ትቅልብ ዓለም ኢልካ ምስጢራት ተላዝብ። 💓💓💓💓 ሓለንጊ ፍቅርካ ውትሪ ተዘካሪ ሞያታት ዕዮኻ ንኹሉ ማሃሪ ተስፋታትካ ኩሉ ሳሓቢ ንልቢ ኣንታ መምህር ሂወት ኣንታ መምህር ፍቅሪ። ♥️♥️ኣብርሸይ)♥️♥️ (ፊሊ)
@mogosaregay
@mogosaregay 8 ай бұрын
👏👏👏
@alexanderfitsum9609
@alexanderfitsum9609 2 ай бұрын
👏👏👏👏👏👏👏👏
@eagleriver2751
@eagleriver2751 5 жыл бұрын
🎶ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር..ምንባር ሓያል ሙኳን ጸዋር🎶 ኣብርሸይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ❤🇪🇷
@meaditv2000
@meaditv2000 5 жыл бұрын
#0001 ምንባር ====== ጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ጀሚራ ምንባር ንኹሉ ምጅማር በብመንገድና ሂወት ንስጉማ በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ከይገብረካ ምጽዋት መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ንዘለካ ምፍቃር ሸውዓተ ጊዜ ወዲቕካስ ሸሞንተ ጊዜ ትትስእ ምስ እምባ ኩርባ ክትወጽእ ኩሉ ክንኪ ዘይኮነስ ንክውስኽ እዩ ዝነብር ዝጽዕር ዓቕሙ ዝገብር ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ ዕድለይ ኣይትጥለምኒ ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ሓያል ምዃን ጸዋር ፍትሓዊትያ ዕድል ንሳዲያ ትህብ ንሳዲያ ትኽልክል ዕድልካ ከተጸብቕ ትባላሓት ዕድልካ ክትመርሕ ጻማ ኣለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ትሰርሕ ኣቤት ትጽመሞ ነብስኻ ትገንሕ ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር እታ ናይ ሓባር ሞያ መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ ምንባር ሓያል ምዃን ጸዋር ኣይትተሓለሊ....... ዓለም ናይ ጸዋራትያ ናይ ሰብ ዓቕሊ ክገጥማ'የ በሊ ልዕሊኣ ሓይሊ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጽውዕ ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሙቕካ ጠምት ንቐል ብምሉእ ሓይልኻ ሰናይ እምነ ንውሉድ ወላዲ ብርሃን ንጉዕዞ እዩ ተስፋ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሽቶ ንዝሃቀነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ዝተፈተነ ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን - ንቡር ሕልሚ ንቡር እዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ እኽእሎ እየ ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ ዘይጽንቀቕ ሂወት እህንጠ ድሙቕ ጊዜ ዘይስልቹ ወቕቲ ቅድሚ ጻሓይ ምስ ደበና በርቂ ማዕዶ ዝርኤሉ ለይቲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ሽቶ ንዝሃቀነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ዝተፈተነ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ንጉዕዚዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሙቕካ ጠምት ንቐል ብምሉእ ሓይልኻ ሰናይ እምነ ዕሸል ንዓኻ ሂወት ትጅምር ገና ትላለ ዘለኻ ገጥ ኢልካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ ድሙቕ ሂወትየ ዝምነ ድኽም ውዒልካ ብፍሬኻ ተዕርፈሉ ወናኒ ፍቕሪ እየ ዝምነ ናፊቕካ ዓጊብካ ትሓድረሉ ስቓይ ሕማም ዝሰገሮ መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ ምረት ኵናት ንዝርኤ መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጸውዕ ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ክምነ ላዕሊ ጠምቱ ናብ ሽቶ ንዝሃቀነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ዝተፈተነ ሰናይ እምነ ንውሉድ ወላዲ ጸኒዕካ ይውዳእዩ ጉዕዞ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሙቕካ ጠምት ንቐል ብምሉእ ሓይልኻ እንታይ እዩ ምንባር ምስበልኩ ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ ሎሚ ምሳና ዘየለ - ክምህር ኢሉ ከምዝተፈጥረ ትርጉም ኣዊጃ ሂወቱ ኣብክንዲ ሂወት እምነት ምስኣፍቀረ ምምባር ንመን ክግበኦ ምስ ሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ። ~~~ኮኸብ ሰነ-ጥበባዊ ነብስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ~~~
@mba3949
@mba3949 5 жыл бұрын
Thank you! 😭😭😭
@danielshumbay5594
@danielshumbay5594 4 жыл бұрын
Eza hanti gtmi mlieti kaset kitsrah tikiel eya. Eway lbona...
@danielshumbay5594
@danielshumbay5594 4 жыл бұрын
Astat 400 words with perfekt 1Initially ( Traditional and modern poem) 2.Maingoal( reption, contrast, enderim, alliteration e.t.c 3. Reflection ( comparison, metaphor, besjeling,personification,symbol, motive e.t.c I hope in Eritrea future students that they will be learned their language and how to write poem and literature from Abrham Afewerki. Believe me this is in the short time.
@user-hm5nv2wl5n
@user-hm5nv2wl5n 4 жыл бұрын
Kemu ms xhafkaya kem testemakro gerkani eu thanks more bro
@semsen2652
@semsen2652 4 жыл бұрын
Eza gtmi nska Xbuk gerka xihifkaya thank you hawey
@zerayasefa710
@zerayasefa710 5 жыл бұрын
ተመስገን ስለ ዝብልን ደርፍኻ ስለ ዝሰምዕን ዓቅመይ ጌረ ይውዕል ኣለኹ ኣበርሸይ ተመስገን ኣምላኽ
@rmati6159
@rmati6159 3 жыл бұрын
Waw esu yu MNBAR HABIBI FORSA ❤️❤️
@zerayasefa710
@zerayasefa710 3 жыл бұрын
R Mati 😎 Brother
@sabagerensea2610
@sabagerensea2610 3 жыл бұрын
Nay behaqi xebuqi aleka habibi 😔🤘👍🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@BIGBOSS-tt1if
@BIGBOSS-tt1if 3 жыл бұрын
አየ ህግደፍ ናይ ኢድካ አይትሳአን
@temeharithaki600
@temeharithaki600 3 жыл бұрын
@@zerayasefa710 ñm J Ooop 99999999p999999999 alllllmy h Hhhhhhhjiimmmmmmmmmmmòm M .Ĺ
@amanhadish6878
@amanhadish6878 5 жыл бұрын
ኣብርህሽ መምህር ሂወት እስኪ like ኣግርጭው ኣብልና ኣፍቀርቲ ኣብራሃም ኣፈወርቂ
@tsegaigebremichael3793
@tsegaigebremichael3793 4 жыл бұрын
ኣብርሽ ናይ ሂወተይ መምህረይ ኢኻ
@unitedsouth736
@unitedsouth736 4 жыл бұрын
King of ትግርኛ you are in our heart for ever
@habtomokubagabr6319
@habtomokubagabr6319 3 жыл бұрын
ኣብዚ ቀረባ ግዜ ተስፍ ቆሪጸ ቀኔ ኣብዚ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ደርፊ ዘወር ኢለ ተስፍ ጌረ ኣለኩ ኣምላክ ይመስግን
@user-sh4rr2un4r
@user-sh4rr2un4r 3 жыл бұрын
ane wn stress gere aleku lenkine kemaka yemasleni 😩
@anbesajirsolomun1529
@anbesajirsolomun1529 3 жыл бұрын
Nay abrham derfi gigna eu desmyeka
@godschild9020
@godschild9020 2 жыл бұрын
Niaka yemasilena etiom tesfa zigorexna
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 Жыл бұрын
@@godschild9020 ኣጆና ብሩኸይ። መድሃኔኣለም ምሳናዩ።
@tesfitabraham3092
@tesfitabraham3092 Жыл бұрын
ሕጂ ከ ከመይ ኣለካ ክቡር ሓው?
@temesgensemerab3380
@temesgensemerab3380 5 жыл бұрын
ቻው ጭንቐት ፈዉሰይ ረኺበ ኣብርሽ ወትሩ ሙዚቃኻ እንዳ ሰምዓና ኣብ ልብና ኣለካ
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 5 жыл бұрын
Like ክልምን ኣይኮንኩን ዝጽሕፍ ዘለኹ:የግዳስ ገለ ሰባት ንጥበብ Dr ኣብራሃም ከም ተራ ጥበብ ኣቕሊሎም ዝሪእዎ ስለዘልዉን ትርጉም ኣልቦ ናብ ካልእ ፋሕ የብልዎ ስለዘለዉን እየ:: ምንባር ብቓል ዶ/ር ኣብራሃም ነዚ ይመስል!!!! Thanks a lot to for uploaded it again because Dr Abraham's lyrics are more than medications to us and Respect to the Legend Dr Abraham Afewerki!!!!Your words are in everyone's memory and we'll never forget you... because you're such a unique person to us🇪🇷❤🎸!!!! Rest in peace Dr!!!!
@asufaeitihopia9058
@asufaeitihopia9058 2 жыл бұрын
U
@loveaa9214
@loveaa9214 4 жыл бұрын
ኩሉ ናይ ኣብርሃም ደርፊታት ዝፈቱ ኣብዚ like yeqsneni.
@selammebrahtom3214
@selammebrahtom3214 3 жыл бұрын
Ane aleku
@loveaa9214
@loveaa9214 3 жыл бұрын
@@selammebrahtom3214 Yehfsss abile like hbeki !!! Ab srah ab tmrti msay endakede. Ab tmrtki srahki awet ymneyelki
@semirayu2gerie57
@semirayu2gerie57 3 жыл бұрын
I
@semirayu2gerie57
@semirayu2gerie57 3 жыл бұрын
@@selammebrahtom3214 p
@semirayu2gerie57
@semirayu2gerie57 3 жыл бұрын
@@selammebrahtom3214 .
@merawediandat6238
@merawediandat6238 5 жыл бұрын
ምንባር'ሲ ንዓኻ ያ ትግባእ ኣብርሽ ኣቦ ሕልና ።
@halohalo4477
@halohalo4477 4 жыл бұрын
Do
@fyorikesete215
@fyorikesete215 4 жыл бұрын
❣🙏
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 3 жыл бұрын
@@halohalo4477 yes
@efremmahari8264
@efremmahari8264 2 жыл бұрын
የነብር ኣሎ ። ብንባር ማለት ብዙሕ እዪ ትርጉሙ ውን ኢሉ ነሩ ። ብ መንፍስ ወትሩ ኣውሽጥና ኣሎ ።
@kendrickmaurice5419
@kendrickmaurice5419 2 жыл бұрын
you all prolly dont give a shit but does someone know a way to log back into an Instagram account?? I was dumb lost the account password. I love any help you can offer me
@user-qn1cl3wu1h
@user-qn1cl3wu1h 5 жыл бұрын
ኣንጊሀ ተንሲአ ነ ስራሕ ክግስግስ መዓልታዊ ዝቆርሶ ነገር እክለማይ ዘይኮነ ቃላትካ ዩ ምቁር ቁርሰይ ብፍላይ ❤ምንባር❤ መምህረይ ኣይሞትካን ኮ
@Samri_
@Samri_ 5 жыл бұрын
Abrshey abo fikri ኣቦ ተስፋ ኣቦ ሓልዮት ኩሉ በቃ!! እዚ ደርፍታትካ ኣብቲ ጡዑም ግዜ ኢካ ደሪፍካዮ ሕጂ ቢሂወት ተትሁሉስ ካብዚ ንላዕሊመደረፍካ ማለት እዩ'ኮ ብድሕረካ ኩሉ ተቀይሩ😭ነነባዕልና ንጫካከነሉ:ንቃተለሉ ግዜ በጺሕና!! ኣነስ ዝሞትካ ኣይ መስለንን😭💔
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ታይ'ሞ በላዕቲ ሰብ ከለው ዓለም ከመይ ኢሉ ክሓልፈላ ኣብርሽ ኣዛብእ ረኪበሞ ' ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ ነይስተ ሳምሪ (እሰያስ ዝብሃል ጋኔን ኮፍ ኣቢልና ሰላም የለን)
@biniamberhane636
@biniamberhane636 5 жыл бұрын
Behaqi zhawey enkoa ayehalew aberhimo kesabe heji gezie
@adelabrar2828
@adelabrar2828 5 жыл бұрын
ናይ በሃኪ
@gwalteddy6858
@gwalteddy6858 4 жыл бұрын
ሳምሪ ወናኒት ሙቁር ቃንዛ 😭😭😭😭
@merrydray9961
@merrydray9961 4 жыл бұрын
.
@herihero4255
@herihero4255 5 жыл бұрын
ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ንቡር ሕልመይ ንቡር እዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ ይክእሎ እየ ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ ዘየጽገብ ሂወት ክምነ ዱሙቅ ግዜ ዘየሰልች ወቅቲ፡፡ #ኣብረይ_ኩሉ_ኢካ ነዓይ
@iameritrean1062
@iameritrean1062 5 жыл бұрын
*ብሰም ኣብሪሂሞ ኣብ ኩለን ደርፍታቱ ኪድና ላይክ ንግበር ብጃኩም ሓደ ካብቲ ናይ ምባር ትብሪቲ ድሕሪ ቃል ኣምላክ ቃል ኣብሪሂሞ ኢዩ ምሳይ ዝሳማማዕ ላይክ ይግበር ኣብቲ ደርፊ ኣነ ኣየድሊንን ኢዩ ላይክ ነታ ድርፊ ግን ሸለል ኣይንበሎ ኩላትና ደልትቲ ፍትሒ ወላ ደገፍቲ ኣብሪሂሞ ኣቦ ኩሉ ኢሪኢትራዊ ኢዩ*
@HZEntertainment3961
@HZEntertainment3961 4 жыл бұрын
Thank you so much bro, but I have it already for all of his music, stay on love bro ♥️💙♥️💙♥️💙♥️🙏♥️💙♥️🙏♥️🙏♥️👃🙏♥️♥️🙏♥️
@kibromkidane2474
@kibromkidane2474 4 жыл бұрын
Eshi zihawey behaki ebtay ke yikfe
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ኣለኻ ከምቲ ዘትተባባዓና ፍቕሩ ዝገልጸልና ንሕና ውን ምሳና ከም ዘሎ ንሕሰቦ ምሳና ዩ ካኣ ዘሎ
@merhawithabtom2068
@merhawithabtom2068 2 жыл бұрын
YESSSSSEEEE AYEKEMAENE EMEBER EWEYYYYYYYYYYY MERHAWET HABTOUME YEBEHAÆE SORRE IS KOUMENTE BEÆESSS TANESS SO MAJEY'S OK 😂😂🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔😗😗😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😭😭😭😜😜😜😝😝😝😜😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💅💅💅💅💅💅💅🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓😱😱😱😱😱😱😱😱😱💔💔🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙉🙉🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👨‍🎓👩‍🎓👩‍🎓👩‍🎓👨‍🎓👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👨‍🎤👨‍🎤👨‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👨‍🎤👨‍🎤👩‍🎤👨‍🎤🤰🤰🤰🤰🤰🤰🤰🤱🤱🤱💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🧛‍♂️🧛‍♀️🧛‍♀️🧛‍♀️🧛‍♀️🧛‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♂️🚶‍♂️🚶‍♂️🏃‍♂️🏃‍♂️🧖‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️🏃‍♂️🏃‍♂️🤷‍♀️🏃‍♂️🤷‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🛌🛌🛌🛌🛌🛌🕴🕴🕴🕴🗣🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳👤👥💔💔😭💔👫👫👫👫👫👫💏💏💏💑👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧😭😭🙏💔💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🛀🛀🛀🛀🛀👯‍♀️👯‍♀️👯‍♀️👯‍♀️👯‍♀️🗣🗣💔💔💔💔💔💔💔👣👣👣👣👣💔💔💔💔💋💋💋💋💋🕶🕶🕶🕶🕶🕶🧦🕶💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥🗯🗯🗯🗯🗯🗯🗯🗯💣💣💣💣👖👖👖👖👖👖🧤🧤🧤🧤🧤🧤🧤🗨👕🗨👞👞👞👞👞👞👞👞👞👞👞👡👡👡👡👡👡👡👡👢👢👢👢👡👢👢👠👟⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑📿📿📿📿📿📿💄💄💄💄💄😭😭😭😭😭😭😭😭🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔😎😎😎😎😎😎😭😭😭😭😭😭😭🤓🤓🤓🤓✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍🙏🙏🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌💔💔💔💔💔💤💤👣👣👀👀👀👀👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👅💝😭💔🕶🧤👖👖👖😭😭😭💣💣💣💣💣💣💣⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑😎😎😎👨‍🍳👩‍🍳👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🎓🧕🧕🧛‍♂️🧛‍♀️🗣🗣🗣🗣🗣🗣🏃‍♂️🚶‍♀️
@merhawithabtom2068
@merhawithabtom2068 2 жыл бұрын
BESEM NEFESHER ABERGAM ADORKE,MEWETAT TENESOU KEBÆ SEME MOU MESETOUM SETENSEOU,KETETENSEALENA,OG BELESSGOOdNaessssss,eeemesou,soumage Netoume Neberhame,etefoutowrwwwwwKoulakoumesselameselame,kolekoume,behabera,men Amen Amen Amen,agemerou,zewedane thenkewwwso magge///_||||||☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆¿¿¿¿¿♡♡♡◇◇◇◇◇◇~~~~~~~~~~~●●●●□●●□2~""$$$$$$$$$$$$$$$$$$$@@@@@@@€€€€££_€€£££@@@¥¥¥¥₩₩₩₩₩₩₩₩₩£££@@@$$$$$$$%%%%%%%%%%???????+++++++++++++++$$$%"!!!!!!!!!########
@user-pn7zo6ed5i
@user-pn7zo6ed5i 4 жыл бұрын
ምንባር ንዘለካ ምፍቃር 👈 ሸውዓተ ጊዘ ወዲቃስ ሾምንተ ጊዘ ትትስ💪 ምንባር ንመን ይግብኦ ካብ ሕመቀይ ካብኡ ተማሂረ 💪ኡፍ ዓጽሚ ዝሰብር ሓያል ግጥሚ ❤
@maraya5990
@maraya5990 5 жыл бұрын
Our best and legand artist Abraham afewerki we love u ♡u are always in our heart♡🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@user-rw2ob7pw6m
@user-rw2ob7pw6m 5 жыл бұрын
ተኸይፉና ኣሎኹም ኣብርሸይ ኣቦ ሙዙቋ
@fanielgebrihiwet6277
@fanielgebrihiwet6277 4 жыл бұрын
*ተስፋይ ኣብ ዝጽንቀቐኒ ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ከምዚ ናይ ዝተፈላለየ ብዝዕባ ማሕበራዊ ሂወት ዝገልጽ መጽሓፍ ዘንበብኩ ውሽጠይ ዘይፈልጦ ሓይሊ ካብ ውሽጠይ ይምንጩ*
@geramekonen4393
@geramekonen4393 2 жыл бұрын
I too sir
@munaghirmay5323
@munaghirmay5323 Жыл бұрын
mi too ❤️❤️
@user-bf6jj2ed9h
@user-bf6jj2ed9h Жыл бұрын
ዚንሁዋ ሂዩኢሂ
@eritreatibarekx4013
@eritreatibarekx4013 6 ай бұрын
amen
@eriboy8597
@eriboy8597 5 жыл бұрын
ምምህር ፍላስፋ በዓቢኡ ፍቕሪ ኢኻ!
@halefomaregawi4094
@halefomaregawi4094 Жыл бұрын
ኣብሪሞ"ስቃይን መከራን ዘሕለፈ መቀረት ጥዕና መን ይነግሮ"እወ ኣታ መምህር ሂወትን ፍቅርን ኩሉ ጊዜ ኣብ ልበይ❤❤❤❤ሓሌ እየ ወድ ትግራይ 👌🌎🍎❤
@user-hd2rz7mb7b
@user-hd2rz7mb7b 5 жыл бұрын
ኣቢተይ ዝፈቱ ከምዚ ከማይ እንተሎ ላይክ
@danielabreha5834
@danielabreha5834 5 жыл бұрын
ንዓኽውን ንፈትወኪ ኢና
@messikane274
@messikane274 5 жыл бұрын
Shikor l love you
@streritube1948
@streritube1948 4 жыл бұрын
ኣብርሸይ ምምህር ሂወተይ ኮታስ ፍቅሪ ዩ ንዓይ
@tsinatbrhane1356
@tsinatbrhane1356 4 жыл бұрын
@@danielabreha5834 gunuf
@samisami5687
@samisami5687 4 жыл бұрын
sestar eke
@mekelletigray3048
@mekelletigray3048 4 жыл бұрын
ኣታ ኣነስ ናይ ኣብርሽ ትህቲ መዝሙር እየ ዝሰምዖ ኣብ ስደት ኮይነ ተስፋ ዘስንቀኒ
@samsonestifanos4323
@samsonestifanos4323 3 жыл бұрын
Ewe xbuq aleki abi fqri eyu zdeli nieru
@erishkor1103
@erishkor1103 5 жыл бұрын
ኣነስ ደርፍታት ኣብራሃም ክሰምዕ ከለኹ ነብሰይ ምቁጹጻር ይስእን. ንብዓት😢 በዚ መጹ ዘይበልክዎ ብ ሙጉርተይ ወረር ይብለኒ. በዚ ምክንያት ምስ ሰብ ኮይነ ደርፍታት ኣብራሃም ክሰምዕ ኣይክእልን እየ. ኣብራሃም ነዓይ ኩሉ ነገር ኢዩ.
@solomonboy8069
@solomonboy8069 5 жыл бұрын
Eri shkor wala ane kemaka eye ab beyney tezeykoynu ms seb Never
@user-lt6sr4ek3t
@user-lt6sr4ek3t 5 жыл бұрын
Me too 😭💔 ዋላ ኣነ ደርፍታት ናይ ኣብርሃም ክሰምዕ ንብዓት ዮ ዝስዕረኒ ኣብርሸይ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብርካ 🙏💞
@michaelkifle7508
@michaelkifle7508 5 жыл бұрын
aykemayn habibi
@habensameul3526
@habensameul3526 5 жыл бұрын
Wela ane habibi
@tesfuweldu5578
@tesfuweldu5578 4 жыл бұрын
Me too
@biniamkesete3584
@biniamkesete3584 5 жыл бұрын
Ah ate jegna nska’s ketnber nerika gn Dehn Ana eko darfeka enta sema betami eya zehgos mesay km zelka eya dema zehseb 🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
----ከመይ ዊዒልኩም ደቂ ኤሪ----------- ሓውኩም ፉግራ እየ ሰላም ሰላም ኢልና ኢና #ኣብርሃም ኣፎርቂን #የማነ ባርያ ደርፎም ልዕሊ ዝኾነ ንሰምዖ ንስተማቅሮ 🌹 ክብረት ይሃቦም ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም 🙏🙏🙏😍 እዚ መልእኽቶም ሓሳቦም ብስነ ጥበብ ጌሮም ንወለዶታት ከም ዝሰጋገር ጌሮም እዮም 🌹ንሕና ከ መልእክቶም ሰሚዕና ኣብ ተግባር ከ ከመይ ኢና ኣፍካን ተግባርካን በብይኑ ተኾይኑ ትርጉም የብሉን ፍቅሪ ስኒት ሓድነት ምክብባር ፍልልይካ ምጽባበ ኮታስ ኩሉ ኢሎሞ እዮም እሞ ንጥቀምሉ ኣለና ዶ?? ወላ
@rbl.6917
@rbl.6917 5 жыл бұрын
wiz Fugra ይገርመካ ዩ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ And የማነ ባርያ ሰሚዕካ ቅሳነት ወይ ሰላም ዘይትቀስም እንተ ኮንካ ትርጉም የብሉን ።
@wizfugra2920
@wizfugra2920 4 жыл бұрын
@@rbl.6917 ግደፍ ግደፍ ከይ ተወድኣና በዚ ዓቢ ጸ ሰብኣይ ዶ ኣምሲለያ መልሲ ሕቶይ ኣብምልሱይነት ምንባር ይኣክል
@freedomrobel2559
@freedomrobel2559 4 жыл бұрын
AFI nay mudey 🎸🎛🎹🌹
@fyorikesete215
@fyorikesete215 4 жыл бұрын
❣🙏
@meronking3761
@meronking3761 3 жыл бұрын
ኩል ግዘ ጽብቅ ምስ ጸሓፍካ
@hennygirmawi3898
@hennygirmawi3898 Жыл бұрын
አብርሽ ትግርኛ ባልሰማ ኖሮ ይቆጨኛ ነበር። አንተ የትግርኛ ሙዚቃ ንጉስ ነህ። እኛ ተጋሩ እንወድሀለን❤❤❤
@nebyu2692
@nebyu2692 Жыл бұрын
😂😂😂እንታይ ድኣ ኣምሓርኛ፡ ፅሑፍ
@moonlight-tf2sg
@moonlight-tf2sg 5 жыл бұрын
abrihimo ንሕና ውን ሰናይ ንምነየልካ ኣብቲ ዘለካዮ ደላይ ፍቅሪ ደላይ ሰላም ኣብርሃም ብርሃን
@abielt962
@abielt962 5 жыл бұрын
Lomi Hade Memahirtey Kemzi Eluni Hade Xada Fetena Nay Makina 7 gizie Terfu Aneki Behaki Emo Nay Abreham Afewerki Zey Tiderfelu 7 gizie Wedika 8 gizie Titis Tibil Eleyo Sehak Meytu Abrihimo we miss/love you all time ❤️❤️
@debasmelesdebasmeles3956
@debasmelesdebasmeles3956 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk
@fanielgebrihiwet6277
@fanielgebrihiwet6277 4 жыл бұрын
ኣስሒቅካኒ ወዲ ኤረይ በይነይ ክስሕቅ ጸኒሐ እዘን ጻዓዱ ኢንተሪኣአናኒ ጽሉል እቱ ክብላኒ እየን
@debasmeles9233
@debasmeles9233 4 жыл бұрын
ልክዕ ኢኻ መሊስካሉ
@muluehabteswitzerland9825
@muluehabteswitzerland9825 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkk 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ቅኑዕ መልሲ እዪ ክብረተይ ሓንቲ ግዜ ክዕወት ምኳኑ ክኣምን ኣለዎ ከም ኣብርሃም ዝበሎ ደቂ ኤረይ ንበሩለይ
@user-dc9bu7qu7p
@user-dc9bu7qu7p 5 жыл бұрын
ኣብራሃም ኣፎርቂ'ሲ ነዓይ ተስፋ ገረ ክነብር እዩ ደሪፍዎ ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎደኣኒ መግልጺ ሲኢነልካ ኣብረሃመይ ባቃ ፍቅሪ ኢኻ (ኩሉ ነገር)
@user-wg4zm5fy3p
@user-wg4zm5fy3p 2 жыл бұрын
ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር ናይ ብሓቂ ደስ ዝበለትኒ ኣበሃህላ ኣብርሸይ ኣቦ ጥበብ
@FF_SALU_D
@FF_SALU_D 3 жыл бұрын
መምህር ሂወት ኣብርሃም መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ❤️🙏🙏🙏
@hagertv8595
@hagertv8595 5 жыл бұрын
Abriham Ariham hasikana Nabey gedif kana abzi mis belaeiti 😭😭😭 miss more ❤
@user-zi1pu4wg7i
@user-zi1pu4wg7i 4 жыл бұрын
One of the best Eritrean Singer Love you From Ethiopia.
@Pink-tj3ex
@Pink-tj3ex 2 жыл бұрын
"ብርሃን ንጉዕዚዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ"
@beylulgebrelul9624
@beylulgebrelul9624 5 жыл бұрын
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ናይቲ ኮኮብ ዝኮነ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ደርፊ ዘውረድካ ። እዝነይ ጡዑም ድምጺ ከስተማቅር ጀሚሩ
@omeromer2105
@omeromer2105 4 жыл бұрын
ኣብራሃም ብረዝደንቲና አንተትከወን ሃገርና ምማዕበለት ሰደት መብቀዓዐ አንታይ አሞ ዓለም ጎደሎ
@filieri9056
@filieri9056 5 жыл бұрын
Mara zxebeya zneberku derfi eya ezia Mnbar nay bhaki 😭😭😭😭😭😭😭 We love you abrhimo rest in peace bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 best music ever
@oldtrafordmanunited9935
@oldtrafordmanunited9935 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ደምበር ዶ ፍትረት ናይ ሰብ ኣለዉ አዚ ኣብራሃም ዚብልዎ ኣብቲ ግጥሚ ዘሎ ትሕዝቶ ኢሞ ኣስተውዕሉሉ
@Yonah2
@Yonah2 4 жыл бұрын
Aygermekan
@user-eq9xz2vn4x
@user-eq9xz2vn4x 3 жыл бұрын
Zegerm eyu
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 3 жыл бұрын
ብዘለካ መንበር እየ ነይብሓቂ ዘይምኖ ደርፍ እየ ግዘ ወድቅክ ትትስእ7 ወድቅክ 8 ትትስእየ
@behonest6456
@behonest6456 3 жыл бұрын
Kkkkkkk ygermeka yu wedi erey ,amlak keybeqeqe yu ጥበብ hibwo.
@habtomfish4419
@habtomfish4419 2 жыл бұрын
Abrham is the bright of life and the teacher of life::
@abrahamnerayo4842
@abrahamnerayo4842 3 жыл бұрын
Born for art and we are blessed to have you Legend Abraham
@milliondesbele6232
@milliondesbele6232 Жыл бұрын
Whenever I hear Abraham's song, my mind almost takes me to a new world, the king of wisdom, Abraham 
@mafiamonkey5725
@mafiamonkey5725 2 жыл бұрын
*4:47 ሰናይ ይምነ ዕሸል ንዓኻ ሂወት ትጅምር ጌና ተላለ ዘለኻ ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ😢*
@aronwedieri
@aronwedieri 4 жыл бұрын
Abrhimo every single day I listen to ur music and I feel like I am in college you are the teacher off life you was a golden gifted to us minbar si naka eya tegbaka nera halal
@alexdd8625
@alexdd8625 5 жыл бұрын
Abzi aleka derfi,❤️
@eritreanbeautifulcountry3228
@eritreanbeautifulcountry3228 5 жыл бұрын
Tesfa thbeni derfi,sewate gzia wedika semonte gzia tesie,kabti bzuh zgetmeni kulu aykonen zgodani,😭😭😭😭😭😭 mimbar(2) hayal mukan xewar,abrhimo abo fkri.
@filiteame3639
@filiteame3639 4 жыл бұрын
I do know, How exactly Explain Abrhimo song. Abrhimo is a singer, To Explain love and social life by singing exactly. So Abrhimo is the best singer.
@danielaraya5784
@danielaraya5784 3 жыл бұрын
Enkuae kabakum tefeterku deqi Eria 🇪🇷shikorat Hawkum kab 🇻🇳Tigray 🐅
@user-wq8mk2xh7t
@user-wq8mk2xh7t 4 жыл бұрын
*ካፍቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ*
@alhasun-dm8op1lb2x
@alhasun-dm8op1lb2x 3 жыл бұрын
🌹
@GantaYoFi
@GantaYoFi 5 жыл бұрын
Thanks ! Abraham Afwerki. This is what keeps me going. I love you . Minbar ne Abraham tigebeo
@merontesfazghi5221
@merontesfazghi5221 5 жыл бұрын
Thanks for uploading this song I’ve been looking for it ❤️❤️🇪🇷
@teklemultimikweldemichael9963
@teklemultimikweldemichael9963 5 жыл бұрын
መርሓባ ኣብርሃም ኣፈወርቂ። መሃርን መጸናንዕን፡ ሓቦ ዘስንቕ ኣቦ መምህር። ኣብ ዘለኻዮ ሰናይ ዕርፍቲ።
@elsahagos1792
@elsahagos1792 5 жыл бұрын
ኣብርሽይ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርካ ፈጣርይ 👍💖💖💖❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹
@Godenatattiktok
@Godenatattiktok 5 жыл бұрын
ምንባር ንጉሆ ንጉሆ ምጅማር ምንባር ዕላማ ናይሓባር ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር ምምባር ሓያል ምዃን ጸዋር ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር :: ምዓልታው ጉያ ምምባር እቲ ናይ ሓባር ሞያ :: ምንባር ንመን ትግብኦ? ንዓይ ግዲ 🤩 like ሃቡኒ ኩላ አታ ግጥሚ ክጽሕፈልኩም 😂😂
@meharigebreigzabiher3499
@meharigebreigzabiher3499 Жыл бұрын
ምንባር ንጉሆ ንግሆ ምጅማር ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር ምንባር ተፈቲንካ ምንባር ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
Wow tnx more regatino ቃላት የብለይን ነዛ ደርፊ ክገልጽ ካብ ነዊሕ ዝጽበያ ዝነበርኩ ደርፊ እያ ክኣ 😘...... *ምንባር ንመን* ...... 😘
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 жыл бұрын
እንታይ ገባሪት እያ እዛ ርጋኣት ኣምሽይ ! ን 6 ዓመት ዝኣክላ ድም ዘበዐትና እንድያ ከተመስግን ደሊኻ ን ኣብሪሂሞ ኣመስግኖ
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
@@efremmeheri2691 abraham balu endu gin dagmay knsemo zgbret bala eya
@jiddojarmon3255
@jiddojarmon3255 Жыл бұрын
No one will never replace him , he was the king of African music, big love from Sudan 🇸🇩, listening this right now in Washington DC
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 Жыл бұрын
you are right brother abreham is art u know well about music love to my sudanse shab
@neemrodgaim
@neemrodgaim Жыл бұрын
Shukren .he is just like Mahmoud Abdul Aziz in Eritrea
@juliogct
@juliogct Жыл бұрын
Teddy Afro replaced him
@shukrimohammed1015
@shukrimohammed1015 4 күн бұрын
Iam from somalia 🇸🇴 and I love Abraham afewerki songs 🎵
@lamiastella1844
@lamiastella1844 2 жыл бұрын
ንስራሕ ክኸይድ ከለኹ ንግሆ ንግሆ ካብ ስራሕ ክምለስ ከለኹ ምሸት ምሸት ሰሰለስተ ግዜ ይሰምዓ ምዓዝ እዚ ጥራሕ ድራር ክሰርሕ ከለኹ ውን ኩሉ ግዜ ተስፋ እተስንቕ ደርፊ እያ ፣መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ?
@xtxones
@xtxones 2 жыл бұрын
Ab bota tsari tesfa 🥰✅💎
@meleymeley8215
@meleymeley8215 2 жыл бұрын
Ane ka nay Tigrinya 1st songs eya
@tesfalemgoytom
@tesfalemgoytom 2 жыл бұрын
Ane aleku kemzi natka
@frehiwettesfahanes4032
@frehiwettesfahanes4032 2 жыл бұрын
Me too guys
@habteabeyob7391
@habteabeyob7391 2 жыл бұрын
Me
@hasoonsied4281
@hasoonsied4281 5 жыл бұрын
እዛ ደርፍስ ተስፋ ተስንቅ ኮይና እያ ትስምዐኒ ብፍላይ ኣብ ስደት ንነብር
@alekobini7357
@alekobini7357 5 жыл бұрын
ኣብርሸይ አዚስ ኣብ ፋርማሲ አዩ ክዝርጋሕ ዘለዎ ያ ፈውሲ ርአሲ አዩ አዚ ደርፊታቱ ያክ
@habeshatube1615
@habeshatube1615 2 жыл бұрын
I' am from ethiopia i love abrham afeworki
@saronseyoum507
@saronseyoum507 4 жыл бұрын
Every day I find myself listening to your songs and I truly meditate on it. Missing you so much Abraham!
@user-qh2xx5tk7h
@user-qh2xx5tk7h 5 жыл бұрын
Legendary proud🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bereketgoitom3370
@bereketgoitom3370 5 жыл бұрын
Ahhhhhhh abrshey drftatu kseme keleku megbi kemzeydleni tfelt do tkewn 1 hade 1 gze were beyney eye ms selka zell emmmmmmmmmmmmm
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 4 жыл бұрын
Yemane (barya)abrham Afeweki btami eye zefkrom nebyat abotatna eyom R.i.p 😍⚘❤💒🇪🇷
@wedihagos1533
@wedihagos1533 5 жыл бұрын
ኣብርሽ ኣቦ ጥበብ ውሉድ ባርያ 100%
@georgedrar3963
@georgedrar3963 5 жыл бұрын
Anes kdmia atia nbaxa zkedkala ab Alba rekibeka nere kulu gize trayenia egzabher nebska ab genet yenbro Abraham abo Musik😘🙏😘
@simondebesay6496
@simondebesay6496 4 жыл бұрын
Nur dankeshön abrhamn baryan hiwetey!!
@maroontesfazghi3513
@maroontesfazghi3513 5 жыл бұрын
Menabar elama nay habar menbar nezeleka mefkar thank you Abraham for everything ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 5 жыл бұрын
The king of eritrean music RIP my lovely singer
@medhaniegenzebu6945
@medhaniegenzebu6945 5 жыл бұрын
ምንባር ሓይል ምኾን ጸዋር ምንባር ንዘልካ ምፍካር ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 5 жыл бұрын
Xelim Kokob Mezena Albo,Amlak Ab genetu yeqemtka.⚘⚘⚘⚘🌺🥀🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dreamdoit9434
@dreamdoit9434 3 жыл бұрын
RIP~ ABRHAM~AFWERKIE 😢❤💧 AAAAA AAA AAA AAA AAA AAAAAAAAAA AAA AAA AAA AAA i am proud to be eritrean... “we all die. The goal isn’t to live forever, but to create something that will.” ╭┈┈┈┈╯   ╰┈┈┈╮  ╰┳┳╯    ╰┳┳╯ 💧        💧
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 2 жыл бұрын
RIP ABRAHAM Afwerke 🌹🌹🌹😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtomgolom8895
@habtomgolom8895 Жыл бұрын
@@user-wb2id9fx5b hpĺū
@oneday5636
@oneday5636 Жыл бұрын
What makes you to be proud?
@bilenshumbari5234
@bilenshumbari5234 Жыл бұрын
My favourite song 🎵 ❤ 💕 😍 💛
@arletaszafran9674
@arletaszafran9674 Жыл бұрын
@@oneday5636 b/c his Eritrean that why proud, so you got problem with Eritrean then fk you, Eritrean 4ever
@tellcomtv8887
@tellcomtv8887 4 жыл бұрын
ኣብራሃመይ ኩሉ ግዜ ወቱሩ ኣብ ልበይ መምህር ሂወት
@rbl.6917
@rbl.6917 5 жыл бұрын
I LOVE YOU SO MUCH ABRAHAM AFEWERKI
@user-md9fr1rv2i
@user-md9fr1rv2i 5 жыл бұрын
This is my fav. ....Top ዜማ Top ግጥሚ
@Amiti12329
@Amiti12329 8 ай бұрын
Ab texi tesfa qorixe keleku yxhfea aleku xeluyley 😢😢 gn nay abreham derfi tesfa tkoneni ala ❤🇪🇷
@bitewededjgnaertrawiye5348
@bitewededjgnaertrawiye5348 5 жыл бұрын
Mnbar nakan kemzkemakan trah ya tgbeom abrsh kemem hiwetey ❤
@robblessing9287
@robblessing9287 4 жыл бұрын
His is power of life, rest in peace
@medhaniemebrhatu6720
@medhaniemebrhatu6720 5 жыл бұрын
Abrihimo is legend is legend alweys MNBAR Elama nay habar
@galltdf4622
@galltdf4622 2 жыл бұрын
ኣብርሽ ትንሳኤ ፍቅሪ🤴
@merhawigebrezgi5714
@merhawigebrezgi5714 4 жыл бұрын
Abraham afwerki king of king natey kokob ❤❤❤🙏🙏🙏
@erilove6277
@erilove6277 5 жыл бұрын
Abraham afewerki derfika kulu eyu tium
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
{ምንባር}♥ abi ma life 7 ግዜ ወዲቅካስ 8 ግዜ ትትስእ.. ቀስ ኢልካ ኩርባ ክትወጽእ ኩሉ ክንኪ ዘይኮነስ እንክውስኽ'ዩ ዝነብር.. ዝጽዕር ዓቅሙ ዝገብር ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ... ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ... ዕድለይ ኣይትጥለምኒ ፍትሓዊት ድያ ዕድል? ንሳ ድያ ትህብ ንሳ ድያ ትኽልክል ዕድልካ ከተጸብቕ... ትባላሓት ዕድልካ ክትመርሕ ጻማ'ለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ትሰርሕ ኣቤት ትጽመሞ ነብስኻ ትገንሕ ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ ዘይዓርፍ ጉያ...ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር መዓልታዊ ጉያ...ነብሲ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ንዘለካ ምፍቃር ዘይዓርፍ ጉያ...ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር መዓልታዊ ጉያ...ነብሲ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ሓያል ምዃን ጸዋር "!
@bibifeqar23
@bibifeqar23 5 жыл бұрын
Wawww
@yonaskiflemariam6917
@yonaskiflemariam6917 4 жыл бұрын
እንታዩ ወደይ መመሊሱ ዚሕደሰካ ደርፊ ! ኣብሪሽ
@tittigualeri2151
@tittigualeri2151 2 жыл бұрын
ኣብርሽ መምህር ሂወት የቅንየልና ናይዚ ኩሉ ውርቂ ሚዛን ዘኾነ ቃላትካ። ኩሉ ግዜ ኣብ ለቢ ነፍሲ ወከፍ ኣለኻ❤❤❤❤
@chanelazmarino738
@chanelazmarino738 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣሕሕ መምህር ናይ ሂወት ብድሌትካ ንሰብ ትመተሉ ነይሩ አንተ ዝከውን ኩሉ ሰብ መሓለፈልካ ንስካ ሂወት ብዙሓት ኢካ ኩሉ ጊዜ ዝክርታትካ ኣብ ልበይ ኣሎ፤
@natnalgebrehiwet811
@natnalgebrehiwet811 4 жыл бұрын
ምንባር ንግሆ ንግሆ ምጂማር ምንግስስተ ሰማይ የዋርስካ ።
@habtomfsehaye
@habtomfsehaye 2 ай бұрын
ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ንቡር ሕልመይ ንቡር 'ዩ ትጽቢተይ ኣብሪሽ እንታይ እሞ እዛ ዓለም ጎደሎ ❤❤
@lovyoumam7932
@lovyoumam7932 4 жыл бұрын
Ahhh Abrish mnbar si naka eya tgbaka alem telam wetru ab lbna aleka ab genet yenbrka fetari 😍♥️♥️♥️
@tesfaaloni1416
@tesfaaloni1416 5 жыл бұрын
Bejakum nay abraham aynebalashu mknyatu nebari eu
@tekliaghirmai7168
@tekliaghirmai7168 5 жыл бұрын
Waw abrish abo kulu sinqi enkuie tseme lugam fethalna netom nay abrham xmi zneberna
@hagosminia6431
@hagosminia6431 3 жыл бұрын
Abrahamy Kulu gelixkayo eka amlak ab hkfo Abrahamn yshakn yqobn ynbrka n ynbrka🙏🙏🙏 😍😍😍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕.
@michalemikimiki2479
@michalemikimiki2479 2 жыл бұрын
ንኣብርሃም ዝገልጽ ቃላት የብለይን king king 👑🤴🤴👑👑👑👑👑👑👑👑
@yikealobeyene738
@yikealobeyene738 5 жыл бұрын
Superb music! Rest In Peace my hero, Abraham.
@zarazari5017
@zarazari5017 5 жыл бұрын
Menbar ዕላማ ናይ ሓባር ።
@user-vx9qv8qr1t
@user-vx9qv8qr1t 3 ай бұрын
ትግረኛ በጭራሽ አልችልም ግን በጣም ከልብ ከምወዳቸው ዘፋኞች ውስጥ እንደ አብርሃም አፈወርቄ አጥቻለሁ
@Khaled_bass
@Khaled_bass 5 жыл бұрын
ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር ምንባር ሓያል ሙኻን ጸዋር። ። ። ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ንቡር ሕልመይ ንቡርዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ ይኽእሎየ ሰላም በተይ ጥዕና ንብረተይ።
@jesuisfierdemoiiamproudofm834
@jesuisfierdemoiiamproudofm834 5 жыл бұрын
Nay bhaki Abraham Afewerki ms derftatu ksab nmewt kulu gize ab lbna eu
@habtitgebremariam7159
@habtitgebremariam7159 4 жыл бұрын
ዝፈትው ኣብርሃም ኹቡር ሰብ እንታይ እሞ ናይ በሓቂ ዝፈትዎ
@habenteklyes6535
@habenteklyes6535 4 жыл бұрын
Entay emo kibleka almaz werki brur neaka aybekien eyu abrshey wenani hilna wenani fikri amlak ab genetu yenbrka love u so so so much ☝️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@user-vk8hh4ib4t
@user-vk8hh4ib4t 4 жыл бұрын
ኣብርሃም መምህር ሂወት።
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 11 МЛН
We Got Expelled From Scholl After This...
00:10
Jojo Sim
Рет қаралды 68 МЛН
Дибала против вратаря Легенды
00:33
Mr. Oleynik
Рет қаралды 3,6 МЛН
Climbing to 18M Subscribers 🎉
00:32
Matt Larose
Рет қаралды 36 МЛН
The Legend Yemane Barya   1 Hour   2003 Album
1:31:15
Heru Tewelde
Рет қаралды 1,3 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Abela/ኣቤላ  Official Audio Video
7:07
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 6 МЛН
Hagos Weldegebriel (Suzinino) - Top 10 greatest songs
53:10
BiniTube
Рет қаралды 650 М.
New 2024 Eritrean Series Sitcom Movie  mewaelti Part 14 by bruno
32:07
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Men yfelto/መን ይፈልጦ  Official Audio Video
4:51
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 3 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki -  Semai/ሰማይ Official Audio Video
6:32
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 7 МЛН
Janona
4:09
Release - Topic
Рет қаралды 559 М.
Jakone, Kiliana - Асфальт (Mood Video)
2:51
GOLDEN SOUND
Рет қаралды 886 М.
Sadraddin - Если любишь | Official Visualizer
2:14
SADRADDIN
Рет қаралды 716 М.
V $ X V PRiNCE - Не интересно
2:48
V S X V PRiNCE
Рет қаралды 693 М.