No video

Eritrea music Abraham Afewerki - Sewit Sgem/ሰዊት ስገም Official Audio Video

  Рет қаралды 1,511,583

Abraham Afewerki Music Channel

5 жыл бұрын

Eritrea music Abraham Afewerki - Sewit Sgem/ሰዊት ስገም
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር

Пікірлер: 515
@user-qk2rh3fg4b
@user-qk2rh3fg4b 5 жыл бұрын
ነዚ ናይ ኣብራሃም ኣፍወርቂ ደርፊ ትዝርግሕ ዘለካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abielt962
@abielt962 5 жыл бұрын
Bealey AMEN (3) Kibleka enber Melsi Zihib aymesil eu
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣሜን (3)
@eriboy8597
@eriboy8597 5 жыл бұрын
ሲስተሩ ኢያ ትዝርግሖ ዘላ ብሮ ፡
@user-qk2rh3fg4b
@user-qk2rh3fg4b 5 жыл бұрын
Love Africa Eritrean Amen(3) wedi erey
@efremberaki1464
@efremberaki1464 5 жыл бұрын
ነዛ "ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ" ምባልስ እንታይ dislike ኣድልዩ!? ኣነስ የርምመኒ! መን እዮም 'ዞም ሰባት!?
@kidaneteklesenbet5306
@kidaneteklesenbet5306 5 жыл бұрын
ኣሕ እንተትነብር ክሳብ ሎሚ ፍቅሪ ሰላምን 🇪🇷ሸዊት ስገም ምዘራእካልና ነይርካ ነዛ ሃገርና:: ኣቦ ፍቅርን ሰላምን ተስፋን💔 ወትሩ ምሳና ኣብ ልብና❗️
@asterokubamariam2135
@asterokubamariam2135 5 жыл бұрын
Nay bhaqi alem chekan gn zeywsed seb wesidatnalna, zeyfthawit mkana u.
@merhawinegasi9227
@merhawinegasi9227 5 жыл бұрын
Entay keyterfo wedey mes tekaweme mes xerefwo meguhana nerna nbal wedi tkabo ka enda xerefwom fetari ab yemanay hkufeu yenbero ngus tbeb tefieuna alem chenawit
@user-dp8hq2pv9j
@user-dp8hq2pv9j 5 жыл бұрын
Ab fetari emnet ente tgber kali mhaeka fetari ab seb kesab kndzi haka endya da adi
@brialemberih5895
@brialemberih5895 5 жыл бұрын
Behaqi abey emo 🥰
@sabagerensea2610
@sabagerensea2610 5 жыл бұрын
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ermilove685
@ermilove685 5 жыл бұрын
*💚🇪🇷💟ድምጻዊ ዘየማኒ ገጣሚ መምህር ሂወት ዶክተር ፈውሲ ጭንቀት*
@danielasfha8898
@danielasfha8898 4 жыл бұрын
አብርሃም ብሂወት እንከሎ ዐርከይ ኔሩ ዝበልኩም ኩሉኩም ብፍላይ አብ USA ትነብሩ አብርሃም ምስ ዐረፈ ንዝክክሩ ፍሉይ ምድላዋት ዘዳለኩም ፡ ሽዑ ዝነበርኩም ስነ ጥበበኛታት ኩሉኩም ሽዑኡ ብዝገበርኩምዎ ተሐቢና ፡ አብርሃም አይሞተን ኢልና እንተኮነ ግና " ሞጎጎ ድካስ አብ ምርሳኑ ይቅህም " ጌርኩሞ ! ልክዕዩ ናብራ ስደት ቀሊል አይኮን ነናይ ውልቁኩም ሂወት ግዜ ክሐጽረኩም ይክእል ይከውን ግና ካብ ጀመርኩምዎ ሕጂውን አለይ መለይ በሉሉ ፡ስነ ጥበቡ ማለት ነብርሃም ውላዱ ማለትዩ ። ዐርኪ ማለት አብቅደሜካን አብድረካን ዘክብረካን ዝሐልየልካን ማለት ስለዝኮነ።
@eriboy8597
@eriboy8597 5 жыл бұрын
ኦኦፍፍፍ ልበይ ትጠልመኒ ደሊያ ነዚ ቃላቱ ክሰመዕ ከለኹ ኣስተማቕርዎ ሞ ከማይ ዶ ይስመዓኩም ኣሎ ጨጉሪ ቆርበተይ ፈንቲሩ ኪያሮ
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 5 жыл бұрын
ja
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 жыл бұрын
Nay bhaqi zegerm u bflay hlna tbl derfu dqas yabyeni.
@binihawiandresiniesta9596
@binihawiandresiniesta9596 5 жыл бұрын
Ja bro nay bhaki wedi eri ekha lbey selhaw ena belenin commntka kenbibn hade koynu msma si ysemwo gin men emo kestemakro elkayo bro teamxex tegomxex tray welilaom neziom si
@eriboy8597
@eriboy8597 5 жыл бұрын
@@binihawiandresiniesta9596 ygermeka u
@lovyoumam7932
@lovyoumam7932 5 жыл бұрын
Nay bhaki brather
@user-ln7gj6nl6x
@user-ln7gj6nl6x 5 жыл бұрын
እቲ ሓደ ብፍልጠት እቲ ሓደ ብንብረት እቲ ሓደ ብጉልበት እንተሰሚርና ብናይ ሓባር ድሌት ነልምዓያ መሬት ነለምልማ መሬት Legend Abrhama Afewerki
@nurabdiqadirahmed8294
@nurabdiqadirahmed8294 Жыл бұрын
What a wonderfull words great africa unity and prosperity 💪 🇸🇴🇪🇷🇪🇹
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
ንስኻን ባርያን ፍቅሪ ምክብባር ምሂርኩምና ህግደፍ ከኣ ጽልኢ ጸርፊ ምሂሮማ ወለዶ ረስት ኢን ፒስ መምህረይ 😍😍😍😍😍😍😍
@enochazmarino6905
@enochazmarino6905 Жыл бұрын
ዝሩግ ኣተዓባብያ ውቐስ፤ ኣውራጃዊ ምፍልላይን ዓሌትነትን ኮፍ ኣቢሉ ዝመሃረካ ንኣብርሄም ስማዕ ኢልካ ብኻ መኺርካዮ
@amandaaman4120
@amandaaman4120 Жыл бұрын
​@@enochazmarino6905 መን ፍለጥ ኢልካ😊
@enochazmarino6905
@enochazmarino6905 Жыл бұрын
@@amandaaman4120 ሰብ ከምዘስተብህለልካ ኣየገናዘብካን ኢኻ ትመስል፤ ኣብ ናይ ጩራ ባንድ ኬድካ ነዚኣ ድገማ መሃይም ናይ ፍቕሪ፤ ጉድለት ናይ ስነልቦናኻ ፖለቲካዊ መልክዕ ኣትሒዝካ ነዛ ጽፍፍቲ ደርፊ ኣይትበልለልና።
@KibromKidane-ed3bv
@KibromKidane-ed3bv 5 ай бұрын
ክክክክክክክክክ መን ሂግደፍ ዩ ጺልኢ ጸርፊ ምሂርካ ኣብራሃም ዊን እኮ ሂግደፍ ዩ ካብ ሂዝቢ ኤርትራ ዩ ኮ ኣብራሃም ኣተሓሳሲባካ ቀዪሮ
@yonasyoni3903
@yonasyoni3903 5 жыл бұрын
ተቐበሉኒ ክህበኩም ዕምበባ ዘብህግ ስልማት ሸዊት ስገም መቓልሕ ናይ ጻዕሪ ሕፍሶ ድራር እለት ዕቱር ተስፋ ትምኒት ፍረ ጻማ ምልክት ናይ ልምዓት ምልክት ናይ ልምዓት ኣብ መሬተይ ዝበቖለት ሸዊት ዓንጋሊተይ ን ሰብ ከም ን ጥሪት ምስ ፍቕሪ ምስ ስኒት ምሉእ ሓይለይ ሰሪሐ ጽዒረ ኣሕሊፈዮ ጸሎት ተደሪረ ምጾታት ሰጊረ ዘኪረዮ ክትባድም ግራተይ ፈንጂ ዘሪኦምዎ ንብሂወተይ ረዲኤት ዘይናተይ ሎም ንማእቶት ሰብ ርስቲ ወፊሮም መዓብይቶም ፈልሲ ጋሪዶሞ ማይ ኣቐብልዮም ተቐበሉኒ ክህበኩም ዕምበባ ዘብህግ ስልማት ሸዊት ስገም መቓልሕ ናይ ጻዕሪ ሕፍሶ ድራር እለት ህጡር ተስፋ ትምኒት ፍረ ጻማ ምልክት ናይ ልምዓት ምልክት ናይ ልማዓት ዝሓለፉን ዘለውን ሰብ ቅያ ብልግሶም ሃብታማት ብሕልና ናይ ሰብ'ዩ ምስጋና እንታይ ትህብኒ እንከይበለ እንታይ ክህበኪ ሃገረይ ዝበለ ንጸጋ ዝመሓለ ሰላም'ዩ ዝሃንን መድና ማያ ካብ ከዓወቶ ደበና ራህዋኹም'ዩ ኢሉና ስገመይ ዓቲረ ክኣትወኪ ዓልለይ ኣብ ገበላ ኮይንኪ ርሑስ'ዩ ድሃይኪ ተቐበሉኒ ክህበኩም ዕምበባ ዘብህግ ስልማት ሸዊት ስገም መቓልሕ ናይ ጻዕሪ ሕፍሶ ድራር እለት ህጡር ተስፋ ትምኒት ፍረ ጻማ ምልክት ናይ ልምዓት ምልክት ናይ ልማዓት ኒሕ ዓጢቑ ተለቂሑ ጽምዲ ኮብኩብዎም ብናይ ራህዋ መንገዲ ደበናይ ፍረዲ ሓንሳብ ደርቂ ሓንሳብ ግደ ኣንበጣ'የ ክንደይ ግዜ ኢሉ ደሓን ንዓመታ ዓቕሊ ኣለዋ ጎይታ ምስ ሂወት ገጢሙ ተዓዋታይ ልሙዕ መንፈስ ጻዕረኛ ሓረስታይ ኣጆኻ በሉለይ እቲ ሓደ ብጉልበት እቲ ሓደ ብፍልጠት እቲ ሓደ ብንብረት ተተጠሚርና ብናይ ሓባር ድሌት ነልምዓያ መሬት ነለምልማ መሬት እቲ ሓደ ብጉልበት እቲ ሓደ ብፍልጠት እቲ ሓደ ብንብረት ተተዋፊርና ብናይ ሓባር ድሌት ክትለምዕ'ያ መሬት ክትክደን'ያ መሬት ነልምዓያ መሬት ነለምልማ መሬት እቲ ሓደ ብጉልበት እቲ ሓደ ብፍልጠት እቲ ሓደ ብንብረት ተተጠሚርና ብናይ ፍቕሪ ሰንሰለት ክሓልፈላ'ዩ ስድራ ቤት ክትሰግራ ድኽነት ነልምዓያ መሬት ነለምልማ መሬት
@felegnil1957
@felegnil1957 5 жыл бұрын
Tanks bro
@Merana10632
@Merana10632 5 жыл бұрын
👏👏👏
@weilichschweirzbin1825
@weilichschweirzbin1825 4 жыл бұрын
Achi wedi
@lindasamuel397
@lindasamuel397 4 жыл бұрын
@tesfamaryam1084
@tesfamaryam1084 4 жыл бұрын
💯
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 5 жыл бұрын
ሸዊት ስገም ኣብሪሽ መምህር ፍቅሪ ሓቦ ተስፋ ዘይጠፍእ ሰብ ጠፊእና Never dislike just like👍👍👍👍👍👍😍🇪🇷🙏
@firstisrael5131
@firstisrael5131 5 жыл бұрын
ብድሕሬኻ ኣይጣዓመናን።።።
@youtube2719
@youtube2719 3 жыл бұрын
ብሂወት ከሎ ከ ጥዒሙኪ ኔሩ ዲዩ?
@berekethabte940
@berekethabte940 5 жыл бұрын
ጆላቶ ዝኮነ ሙዙክ ኣብዚ ኣለካ ገጭ ኣይትሕመቁ ነብርሸይ ዝፈቱ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
"ተቀበሉ ክበኩም ዕንበባ ' ዘብህግ ስልማት
@fb44299
@fb44299 5 жыл бұрын
ናፉዓ ናይ ኣብርሃም ካብ ይቱብ ጠፊኡ ዝነበረ ትዝርግሓ ዘለካ ኣድመን ጥእናን ይሃብካ
@PauloDesbele
@PauloDesbele 8 күн бұрын
ዘይምኖ ደርፊ ኣብርሃም ኩሉ ግዜ ኣብ ልቢ ሰማዒ ኣለካ
@zemezemen4431
@zemezemen4431 5 жыл бұрын
ዓለም ጎዶሎ እስከ በል ኣብ ገነቱ የንብርካ ጌታ
@jemalfegi1993
@jemalfegi1993 5 жыл бұрын
Nebari derfn nebari sebn ABRAHAM AFEWERKI wetru ab lbna eki
@user-yf2ce4jc7u
@user-yf2ce4jc7u 5 жыл бұрын
ኣሕ አምላክ ንኑጽሃን አዩ ዝወስድ ዝበሃል ሓቂ እዩ አብሪሸይ አብ ገነቱ የንብርካ እስከ
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 2 жыл бұрын
ዕታር ዕንባባ ንዓካ ኣብርሂሞ መምህር ሂወት መንግስተ ሰማይ የዋርስካ
@haileselassiegebrehiwet1282
@haileselassiegebrehiwet1282 4 жыл бұрын
አብርሸይ አቦ ትግርኛ እንኳዕ እኳ ትግርኛ ትደርፍ ኮንካ😢😣😢😢😢
@mekbibtesfaye2441
@mekbibtesfaye2441 5 күн бұрын
ሀወይ አነ አምሀራ እየ ግና ን አብርሀም ደርፋታት በጣም ይፈትወ
@user-bf6cl5ec7e
@user-bf6cl5ec7e 5 жыл бұрын
Abrish natey I love you ❤🇪🇷
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ሓደ ብፍልጠት ሓደ ብጉልበት ሓደ ብንብረት ነልምዓያ መሬት ሃገርና ' ኣብርሸይ ታይ እሞ ዲክታቶር ከሎ ኣበይ ክንሰርሕ ክንምዕብል '
@kibromkidane2474
@kibromkidane2474 4 жыл бұрын
Kid dihul kemeu keybelka gida ety zibleka zeytigebir
@mesfintesfa4873
@mesfintesfa4873 4 жыл бұрын
Gumama
@erimiasgerye2679
@erimiasgerye2679 5 жыл бұрын
N Abraham zfetu like gberu
@nurabdiqadirahmed8294
@nurabdiqadirahmed8294 Жыл бұрын
Abraham afewerki great artiste for all East african commuinities from somalia 🇸🇴❤️🇪🇷
@msgnanguse6069
@msgnanguse6069 5 жыл бұрын
ናይ ኣብራሃም ኣፈውርቂ ደርፊ ዝዘርጋህጋ ክብረት ያሃብካ
@user-lf6yn3ef9r
@user-lf6yn3ef9r 5 жыл бұрын
ክላእ ዓለም ጨናዊት ኣደ ንዓኻ ወሊዳ ትምከን ኣብርሸይ ጎይታ ጥበብ ሕልና ቆሪራ ብድሕሬኹም::
@yakobzeray2300
@yakobzeray2300 2 жыл бұрын
አዚ ነዚ ደርፊ ናይ ኣብርሃም ተውርዶ ዘለኻ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ኣብሪሸይ ወትሩ ኣብ ልብና
@user-cy9cl5ii2z
@user-cy9cl5ii2z 2 жыл бұрын
ኣሕ ኣብሪሂሞ ኣቦ ፍቅሪ ሓቦ ተስፋ ዕድል ኣይገበርናን ቁሩብ ከይትጸንሓልና ኣብ ገነት የንብርካ ።
@user-md9fr1rv2i
@user-md9fr1rv2i 5 жыл бұрын
ኣባም! ወርቂ
@kusungrmaxon4397
@kusungrmaxon4397 3 жыл бұрын
Barya and abrish legends of Eritrea 👐🏿
@erilove6277
@erilove6277 5 жыл бұрын
ተቀበሉ ክህበኩም ዕምባባ ዘብህግ ስልማት abrhshey ❤
@msgielove1722
@msgielove1722 5 жыл бұрын
Nay bhaki nay hemamey
@banjamin4743
@banjamin4743 Жыл бұрын
Plise...i.ned..ming
@Amanuel14
@Amanuel14 11 күн бұрын
The people of Amhara love Eritrea. I can't understand the language of Tigre but I listen to Abraham's music and it makes me hyper.
@solomunhaile774
@solomunhaile774 5 жыл бұрын
Rigat habtey kbret yhabelna
@tesfitrausu81
@tesfitrausu81 5 жыл бұрын
ኩሉ ስርሓትካ ዘይ ድምሰስ ዕንባባ ህያባና ሂብካና እንዲካ ኣብራሃመይ ፥ ወትሩ ኣብ ልብና ኢኻ ኣብራሃም።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣብርሸይ መለይ
@habendebesay8880
@habendebesay8880 2 жыл бұрын
King of kings i wil remmer at every time 😥😥😥😥🤴🏾🤴🏾🤴🏾🤴🏾🤴🏾
@user-bj9th8is7z
@user-bj9th8is7z 5 жыл бұрын
Wegahta tbel derfi amxalna bejaka ABRHAM HAWEY 😍😍😍😍😍
@yonijunior5192
@yonijunior5192 5 жыл бұрын
I love you every every every time time time abrhimo ❤❤❤❤❤😭
@ltekle1707
@ltekle1707 5 жыл бұрын
j
@Michael-sp8lv
@Michael-sp8lv 5 жыл бұрын
Nay Abrham Afewrki Zizergahka Kbret Yhabelna Thanks so mach bro
@rahielfutsum5979
@rahielfutsum5979 10 ай бұрын
This song hits different ❤ forever remembered abrhimo.
@financialfreedom5336
@financialfreedom5336 5 жыл бұрын
ABRHAM FATHER of Tigrigna music ever
@hailegebar1183
@hailegebar1183 3 жыл бұрын
ጎይታ ዜማ ጎይታ ፍቅሪ አብሪሂሞ ኣብ ገነቱ የምብርካ ፈጣሪ ኩሉ አለም
@gebretsadkgebremedhn9519
@gebretsadkgebremedhn9519 5 жыл бұрын
መመሊስካ እንተሰማዕኻዮ ዘይሙኖ ደርፊ ናይ ብሓቂ !!
@efremhadanay3459
@efremhadanay3459 3 жыл бұрын
R.i.p 🙏my king 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎓
@alexandermulugeta4807
@alexandermulugeta4807 5 жыл бұрын
ኣብርሸይ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ስኒት ወሃቢ ሞራል ንስካዶ ምሞትካ ።
@BAHGIEntertainment
@BAHGIEntertainment 5 жыл бұрын
ከም ኣብሪሽ ውሕዳት እዮም ኣብዛ ዓለም። ኣብሪሽ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብርካ።
@selammehary5943
@selammehary5943 5 жыл бұрын
my evry thing😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍👍👍👍👍👍✊✊✊✊✊✊✊✊✊
@danielgebremeskel921
@danielgebremeskel921 5 жыл бұрын
ኣብርሽ ይዓኺ፡ ዳብል ማይክል ጃክሰን እኮ ኢኹም፡፡፡፡፡ ኸቢድ ጀምዓኻ ከብ መቐለ
@henokteklay5073
@henokteklay5073 5 жыл бұрын
Men kem Abraham Afewerki Wedi eritrean 🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🎤🎤🎤🧢🎸🎸🙏🙏🙏🙏
@efremberaki1464
@efremberaki1464 5 жыл бұрын
ኣቦ ፍቅርን ሓድነትን: ኣብ ኒሕን ሓቦን: ኣቦ ጥበብን ተስፋን ስኢንካስ ምስ እልፊ ቅርሕንትን ጽልእን: ሕሰምን መከራን ዝዉፍዩ ክትተርፍስ ሃየንታ እዩ!
@dejenkidane7260
@dejenkidane7260 5 жыл бұрын
ABERHA Skorrrrr i Love you bedhryka Sdit Keritit keynu Abrhiam kulu derfkyo Eka Jguna wedi Eritrea !😍🤐!!!
@BIGBOSS-tt1if
@BIGBOSS-tt1if 3 жыл бұрын
እህህህህህህህህህሆህህህህህ ዓለም ጎደሎ ብናይ አብርሃም ደርፊ እየ ዝነብር ዘለኩ
@davidsteven1680
@davidsteven1680 4 жыл бұрын
እቲ ሓደ ብጉልበት እቲ ሓደ ብፍልጠት እቲ ሓደ ብንብረት እንተ ነቢርና ብናይ ሓባር ድሌት ነልምዓያ መሬት ነለምልማ መሬት ዋውውውው ኣብርሂሞ ፍጹም ዘይርሳዕ ዜማን ግጥምን ተስፋ ህዝቢ ኤርትራን እዩ ነይሩ !ኣበይ እሞ እልፊ ረሳሓት ኣብ ጎዳጉዲ ሳሕል ዝፈረዩ ህግደፍ ብደምን ሂወትን መጻእን ሃገርናን ተጣሊዖም ኣጥፊኦምና ፍጹም ምጽናት ዓሌት ወሪድና፡ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቐበልካ ኣብርሂሞ ኣቦ ጥበብ።
@habeshamusic201
@habeshamusic201 5 жыл бұрын
What a legend, gone too soon. Abrham:we miss you very much. You were and are legend. You inspire people with you poetic words. We miss you!!!! Ajokaaaa belunii. Nelamayy meret nelema merett!!!?
@Sarieri
@Sarieri Жыл бұрын
True Legend & KING
@gueshdagnew7658
@gueshdagnew7658 5 жыл бұрын
Abraham Afeworki is not only an artist. He was a great philosopher, scientist, and teacher. His Poems remain amazing all the time. May God keep him in Heaven.
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 5 жыл бұрын
Yake alem godolo Beali Abirsh do mimetu Ahhh gin zeyibersi haweliti gedifika eka Nizelialem
@medayow5556
@medayow5556 5 жыл бұрын
Nezi Drfitat nay nefsiher abrham tzrghwo zelekum blbi thanks kexile entay kbl Mdeleku ezi Derftat ab zaxekmlu gn sebat bmhir ftwet Ydegmwo emo nezi Dahreway weledo eti Drfi nay men mkanu aynxrelun eu slezi bejakum hji aytexeywo bejakum
@alazarhidru4717
@alazarhidru4717 3 жыл бұрын
King of musik all of cauntry Abrham Afewerki ❤❤❤❤❤❤❤
@user-wv2dr1tf3j
@user-wv2dr1tf3j 5 жыл бұрын
Abrishey memhr feqeri Miss you eko beka Ahhh 😥
@user-fm8cs6ds6t
@user-fm8cs6ds6t 5 жыл бұрын
ዓሕ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ኣቦ ተስፋ ነርካ ኣቦ ለውሃት ኣቦ ሓበን ነረካ ኣቦ ጽንዓት ኣንታይ ኣሞ ይበሃል ናይዛ ኣለም ጸልማት ኣብ ልቢ ሰብ ተኣቱ ልቢ ሰባት ተንጽህ በቲ ጥዑም ድምጺ ነብርሃም ዝወሰደት መዓልቲ ከመይ ተቀረጺ
@esrishow1237
@esrishow1237 5 жыл бұрын
ኣቦ ፍቅሪ our legend ❤
@user-ec5wn6pc7u
@user-ec5wn6pc7u 4 жыл бұрын
መም/ ኣብራሃም ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርካ ፈጣሪ።
@Bahgi12xbah
@Bahgi12xbah 2 жыл бұрын
When I listened to music of Abraham Aforqi I felt hopful 👑❤🙏
@aronnegasi8225
@aronnegasi8225 4 жыл бұрын
abraham malet tesfa tbeb emnet fkri like eski gberu deki erey
@Mulue844
@Mulue844 5 жыл бұрын
I am from kenya i love you eritrean song specialy abraham afewerki i pourd i love eritrean people
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 5 жыл бұрын
We love you too bro/sister!!!!
@Mulue844
@Mulue844 5 жыл бұрын
Merci
@habtegaandat8400
@habtegaandat8400 5 жыл бұрын
Abrishey zhabkana enbaban zmaharkana fkrin wuhud aykonen entaymo alem godolo kulf abilatka zeyedlyu gedifa zedlena seb wesidatlna. Always in my heart.
@eritreatime
@eritreatime 5 жыл бұрын
መ/ም ኣቢ ❤️ነለምልማ መሬት ነልማዓያ መሬት ዳበልካ ባ ገዲፍካና ኬድካ ኣሕ፡ እንቛዕ ኣይትርዮም እዞም ንኸይትልምልም ንኸይትለምዕ ደገፎም ዝገልጹ እምበር ከ ደቂ ዜጋ ዲዮም ዘብል 😓R I P Legend ኣቦ ፍቕሪ ፡ ሰላም ፡ ምክብባር ፡ ሓልዮት ፡ ተስፋ .......
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 жыл бұрын
Zebhg slmat tqbelu kab abrihimo dequ eru halal😍. U are 💥💫our heri forever abrihmo halal 💫
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 3 жыл бұрын
ኣብርህሞ ዋላ ካ ብሂወት እንተዘይኣልኻ ንዝልኣለም ኣብ ልባና ኣለኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏵🏵🏵💜
@filmonmehari776
@filmonmehari776 Жыл бұрын
Legend never die we will remember you forever 😍🙏
@gebremehari4761
@gebremehari4761 5 жыл бұрын
Once the best Artis Abraham
@rozitsegaye3802
@rozitsegaye3802 5 жыл бұрын
🤗 💕 💐 💐💐 💐 💐 You will always be missed 🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️
@hayatiialbinatey9474
@hayatiialbinatey9474 5 жыл бұрын
Thx ezi derfi tzrgho zeleka kab lbi eye zemesgneka nay abrham afewerki bmsaney mara eye zghi zneberku kablbey eye zemesgneka bmzrgahka thx
@djkf7797
@djkf7797 5 жыл бұрын
Abraham. Memhr hiwet fantastic. Song
@eritrean4ever146
@eritrean4ever146 5 жыл бұрын
I always miss you ABRAHAM RIP
@ichbintekeste2524
@ichbintekeste2524 5 жыл бұрын
Abraham afewerki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lwamgere6864
@lwamgere6864 5 жыл бұрын
❤ I can't others!!!!
@lul9684
@lul9684 5 жыл бұрын
ክቡር ስነጥበባዊ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ምፍላይካስ መሪሩና' ኮ ።ብምንታይ እሞ ክገልጸካ እየ ,ኣብ የማን ቕዱሳን የንብርካ ዕርፍ በለልና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ።
@kidanesolomon1692
@kidanesolomon1692 5 жыл бұрын
Abrihimo abo fikri we love you forever❤️🇪🇷😍
@samineymar597
@samineymar597 5 жыл бұрын
Love this music for ever Abraham Afewerki king of everything for ever life.
@senaistefano1227
@senaistefano1227 Жыл бұрын
እቲ ሓደ ብፍልጠት እቲ ሓደ ብጉልበት እቲ ሓደ ብንብረት ዋውውውውው ነልምዓያ መሬት ኣቱም ህዝቢ ብጀካ ርስትና ሃገርና ካልእ የብልናን ብሃገርና ንሕሰብ ነልምዓያ መሬት ካብዞም ናይ ጎዳጉዲ ሳሕል ግናያት።
@harinaokba3768
@harinaokba3768 5 жыл бұрын
Abraham afewerki abo fkri nzelalem ab lbna aleka ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@futurtsehaye6961
@futurtsehaye6961 5 жыл бұрын
መምህር ሂወት!!
@eseyaskidane7822
@eseyaskidane7822 5 жыл бұрын
ኣብ 37 ደቂቅ 568 ሰብ ርኢይዎ አዛ ደርፊ ክሳብ ክንደይ ብሃቀውታ ሰብ ክጽበ ጸኒሑ ኢዩ ዘርአየካ ኢዚ።መንግስተ ሰማይ የዎርስካ መምህር።
@ferejebrahimseid
@ferejebrahimseid 4 жыл бұрын
ይቐኒየለይ ዝሓወይ
@samsonsamson9446
@samsonsamson9446 4 жыл бұрын
Eseyas Kidane nay behaki memeher ❤️❤️❤️
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 жыл бұрын
O amlak aboy neseyas wesidka nabrihimo mleselna🙏
@samiasli1124
@samiasli1124 5 жыл бұрын
Hasab nay lbey entekoynuley. Ni esiyas dea mekseb kea delikalu abraham dea alo knbr iu dma gena ab libna
@osmanmahamed3881
@osmanmahamed3881 4 жыл бұрын
Amin
@mikimiki5802
@mikimiki5802 5 жыл бұрын
Ahhhh nskado mmetka alem godelo (Abrham Afewerki ymeles❤ i love you every second) Esyas afewerki ybonkos tblu sebat abzia like gbere
@intisarwasie3742
@intisarwasie3742 5 жыл бұрын
Live long Life abraham's songs ❤❤❤❤❤
@Samri-jf3rn
@Samri-jf3rn 4 ай бұрын
Abrish fqerrrr ❤❤❤❤❤ l love you
@NeymarJr-xe2bu
@NeymarJr-xe2bu 5 жыл бұрын
Btami eye zemesgn nay Abrham Afewerki derfi zzergahaka😍😍😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aynomwolda8250
@aynomwolda8250 Жыл бұрын
The best singer ever Abraham. Inspirational, creative, and authentic legend artist.
@musicchannel799
@musicchannel799 5 жыл бұрын
ናይ ኣብራሃም ኣፍወርቂ ደርፍታት ኣብ ምዝርጋሕ ትርከብ ክቡር ሓው ካብ ልቢ ኢና ነመስግነካ ቀጽሎ ኣይትታሓለል
@simontekle4444
@simontekle4444 5 жыл бұрын
well kome star artisty nebsu yumharo abreham the great man
@tomihadish5327
@tomihadish5327 5 жыл бұрын
Memhr hiwet ❤
@abdimohmmed2074
@abdimohmmed2074 6 ай бұрын
Abrhimo abo fqri abo halyot Mengste Semaj yewarska ❤️❤️❤️❤️
@banaentertainment3891
@banaentertainment3891 5 жыл бұрын
Love you ❤️
@fiyorimokonen6142
@fiyorimokonen6142 5 жыл бұрын
Abi natey ❤❤
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 10 ай бұрын
ኣብሪሞ❤❤❤❤❤❤ኣቦ ስነጥበብ ሙዚክ👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑
@birhaneawate8531
@birhaneawate8531 5 жыл бұрын
Abrhame my hero the only legent one amlak ab genetu yenibiriki derifika weturu tezekaray eyu ab libina (tesefa eyu senekey )
@ebratubest2995
@ebratubest2995 5 жыл бұрын
ነዚ ትዝርግሕ ዘለካ ከይ መዝገናካ ኣይ ንሓልፍን ኣብርሃም ኣቦ ፍቅሪ ነዝኣ ደርፊ ክሰምኣ ከለኩ የእርኩተይ ኣብ ባረንቱ ዝሕለፍያዮ ሂወት የዘክረኒ
@kindabrektit6628
@kindabrektit6628 5 жыл бұрын
May legend Dr abrham afwerki always in May hert may four ever choose missssss you 💔💔💔💔
@Wedi_dubai77
@Wedi_dubai77 2 ай бұрын
Abraham afewerki 2024/4/20 still listings you songs Rip..
Этот Пёс Кое-Что Наделал 😳
00:31
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 2,6 МЛН
Best father #shorts by Secret Vlog
00:18
Secret Vlog
Рет қаралды 21 МЛН
ОСКАР vs БАДАБУМЧИК БОЙ!  УВЕЗЛИ на СКОРОЙ!
13:45
Бадабумчик
Рет қаралды 5 МЛН
Serik Ibragimov - Сен келдің (mood video) 2024
3:19
Serik Ibragimov
Рет қаралды 1,7 МЛН
IL’HAN - Pai-pai (lyric video) 2024
3:24
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 289 М.
Janona
4:09
Release - Topic
Рет қаралды 2,1 МЛН
QANAY - Шынарым (Official Mood Video)
2:11
Qanay
Рет қаралды 944 М.
Erkesh Khasen -  Bir qyz bar M|V
2:43
Еркеш Хасен
Рет қаралды 394 М.