No video

Eritrean audio book እጉሂ እምበር ተስፋ ኣይቆርጽን እየ.

  Рет қаралды 176,032

ቤት መጽሓፍቲ

ቤት መጽሓፍቲ

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @nftweyzreayeentealo8185 #habesha #neshneshtv #nahomxtv

Пікірлер: 181
@barbinopeteros5603
@barbinopeteros5603 Жыл бұрын
እዛ መጽሓፍ ብጣዕሚ ደስ ተብል ግን ኣብታ ናይ ሃወርያ ጳውሎስ ጌጋ ዝኾነ ሽም ሂብክሞ ሃወርያ ጎይታና የሱስ ኩርስቶስ እምበር ፍላስፋ ኣይኮነን ተፈላሲፉ ዘምጾኦም ዘይኮነ ብመንፍስ ኣምላኽ ተደሪኹ እዩ ጽሒፍዎምን ኣስተምሂርዎምን
@michikasa4996
@michikasa4996 Жыл бұрын
ኣንቢበያ ነይረ ኣዝያ ብልጽቲ መጽሓፍ እያ፡ ከምዚ ዝበሉ መጻሕፍቲ ጠፊኦምና ስለ ዘለዉ ኣእምሮ ሂቡካ እዩ እቲ ልዑል ኣምላክ እሞ ቀጽለሉ።
@user-kdstizetewahdo
@user-kdstizetewahdo Жыл бұрын
እጉሂ እንበር ተስፋ ኣይቆርፅን ብሓቂ ደስ ዝብል ❤
@seim8185
@seim8185 Жыл бұрын
God bless ብጥዓሚ ምሃሪ ዛንታ ክብረት ይሃበልና
@user-vl3ec9bk8v
@user-vl3ec9bk8v 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ እትብል መፅሐፍ እያ ኣንብበያ እየ ብዚ ካኣ ብዝበለጸ ክርዳኣኒ ክእሉ ክብረት ያሃበለይ መምህር ሰላም እኪ ሓፍተይ !!!
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Жыл бұрын
💟💕
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k Жыл бұрын
ኣበይ ኢያ ትርከብ?😊
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 Жыл бұрын
መጽሓፍ እንተ ደሊኹም ኣብ whatsap hi በሉኒ በዛ ቁጽሪ 00447491574899
@mdshofekul6643
@mdshofekul6643 Жыл бұрын
ብጣዕሚ አእሞሮካ ዘሐድስ እዩ ግን ቃፅልሉ ዛሓፍተይ🙏🙏
@gantgant6451
@gantgant6451 4 ай бұрын
እትገርም መፅሓፍ ❤❤ቀፅልሉ መዓረይ❤❤
@user-pi2kw1kd8b
@user-pi2kw1kd8b Жыл бұрын
ኩቡር ደራሲ ክብረት ይሃበልና ክብርቲ ሓፍትና ካኣ ስለቲ ግዝየኺ ሰዊእኪ እቲ ዝፈለጥክዮ ንዑ ምሳይ ፍለጡ ኢልኪ ስለዝዓደምክናን ሸር ዝገበርክናን ክብረት ይሃበና ጽብቅቲ መጽሓፍያ ኣብመወዳእታ ብዛዕባ ዝፍተዋን መጽሓፍ ምቅራብኪ ደስ ኢሉኒ ሕሰብ ሞ ክትህምትም ናይ ናፖሌ ሂል መጽሓፍ ኣዝያ ብልጽቲያ ። እቲ ባዕልና ዘቀመጥናዮ ተዘይኮይኑ ሓጎል ወዲ ሰብ ዶብ የብሉን ፡ ከምኡ ኣብ ርእሲ ዝተጠንሰ ኣባይታ ይውለድዩ፡ ኩሎም ዝሎም ሕጂ ንሪኦም ዘልድና ትማሊ ኣብሓሳብ ዝነበሩዮም ገለ ካብታ መጽሓፍ ዝተቃደስክዎም በረኸትዮም❤❤
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident 2 жыл бұрын
ይኣክል ዘመናዊ ስዉር ባዕዳዊ መግዛእን ምምቅቃልን ኣፍሪቃን ህዝቢ ኣፍሪቃን!! PROUD ERITREAN Philosopher Enginner Doctor Zerit ኩሩዕ ኤርትራዊ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት ጅማሪ ፋላሚ ዘይብረታዊ ሰለማዊ ቃልሲ ኣንጻር ባዕዳውያን መቃቀልቲ ህዝቢ ኣፍሪቃን ገዛእትን መዝመዝቲን ባህርያዊ ሃብቲ ጽጋታት ኣፍሪቃን:: ምልኪ ባዕዳውያን ገዛአቲ እፍሪቃ ይልገስ!! ንኣፍሪቃ ናጻ ካብ ባዕዳውያን ንምግባር ንሕና ኣፍሪቃዉያን የሕዋት ብሂወት ከለና ኣንጻር ባዕዳዉያን ገዛእቲ ስዉራት ገዛአቲ ኣፍሪቃ ንቃለስ:: ጽቡቕ ስራሕ ERI POWER God Bless Our Mother land Eritrea ዓለም ለካዊ ማሃንድስ ተማራማሪ ስነ ልቦናን ኢንጂነር ህንደሳ ብልሒ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት ናይ መጀመርያ መራሒ ፈላሚ ሰውራ ዘይብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኣፍሪቃ ኣንጻር ስዉር ባዕዳዊ መግእትን ምዝመዛን ኣፍሪቃ እዩ:: ኣነ ዶክተር ዘርትኢ ኣነ ተማራማሪ ስነ ልቦና ኣታባባዕን ሓዲሽ ፈላስፋ ናይ 21 ክፍለዘመን እየ:: ኣዛ ዓለም ዋላሃደ ደድንቆ ሰብ የለን:: ከምዚ ከማይ ንስለ ሓቂ ፥ ንስለ ፍትሒ ንስለ ሓርነት ወዲ ከይ እሰሩ ከይቅተሉ ከይፈርሑ ብትብዓት ሓቂ ድዛረቡ ግን የድንቅን የክብርን:: ኣነ ዶክተር ዘርኢት ኣነ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ሓዲሽ ተማራማሪ ፖለቲካን ስነ ልቦ ፈላስፋ ኮይነ ናይ ዝኮነ ይኩን ናይ ቀደም ፈለስፋታት ፍልስፍና ዘይክተል ናይ ባዕለይ ሓዲሽ ናተይ ናይ ባዕለይ ፍልስፍና ሓዲሽ ፍልስፍና ንምስዓር ባዕዳውያን ገዛእትን መዝመዝትን መቃቀልቲን ኣፍሪቃ ኣብ ብይታ ዘይብረታዊ ቃልሲ ዝቃለስ ደለኩ ሃዲሽህ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ዓለምና ተማራማሪ ስነ ልቦናን ፖለቲካ ህንድሳ ቢልሕን ተማራማርን ናይ ስነ ልቦናን ፖለቲካን ፈላስፋን አየ:: PROUD ERITREAN Philosopher Enginner Doctor Zerit ኩሩዕ ኤርትራዊ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት ጅማሪ ፋላሚ ዘይብረታዊ ሰለማዊ ቃልሲ ኣንጻር ባዕዳውያን መቃቀልቲ ህዝቢ ኣፍሪቃን ገዛእትን መዝመዝቲን ባህርያዊ ሃብቲ ጽጋታት ኣፍሪቃን:: ይኣክል ዘመናዊ ስዉር ባዕዳዊ መግዛእን ምምቅቃልን ኣፍሪቃን ህዝቢ ኣፍሪቃን!!
@aberhalyzerom2930
@aberhalyzerom2930 22 күн бұрын
Habtey blxti maharit zanta ❤❤❤❤❤
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident 2 жыл бұрын
ዓወትን ዘልኣለማዊ ኩርዓትን ዝክርን ክብርን ንኩቡርን ኩሩዕን ጎብለል ኩሩዕ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ኣፍሪቃዊ ፈላስፋ ስነ ልቦናን ፖለቲካን ፈላሚ ሰውራ ተቃላሳይ ኣንጻር ስዉር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣፍሪቃ Anti Neo Colonialism of Africa ሃንዳሲ ሓርነትን ሓድነትን ሓንቲ ኣፍሪቃ ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ኣብ ዓለም ዝተከብረ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ስነ ልቦናንን ፖለቲካን ኣናቃቃሕን ጽላውን ፈላስፋን ተማራማሪን ህንደሳ ብልሒ ስነ ልቦናን ፖለቲካን 21 ክፍለዘመን ዓለምና ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ዶክተር ዘርኢት:: ዓወት ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ!! ዓወት ኣህዛብን መንግስታ ትን ኣፍሪቃ!! ዘል ኣለማዊ ክብርን ኩራትን ሓበንን ን ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራ 24 ጉንበት 1991! ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ዶክተር ዘርኢት ናይ 21 ክፍለ ዘመን ሓዲሽ ጎብለል ናይጎባ ኤርትራዊ ፈላስፋ ስነ ልቦና ተማራማሪ ፖለቲካን ተማራማሪ ህንደሳ ብልሕን ዓለምና::
@user-qr1oy6ez3g
@user-qr1oy6ez3g Ай бұрын
Thanks so much o amlakey kabzi zelkwo keqyeri hagezni pli🙏ss ሓወይ እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክረክባ ይክእል🙏🙏🙏
@mussietekeste7177
@mussietekeste7177 Жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ! የቐንየልና።
@solmon1301
@solmon1301 8 ай бұрын
Ab samun 3 gizya yesmea..Thanks ❤
@user-pi5xg2ii5c
@user-pi5xg2ii5c 8 ай бұрын
Thank you... Please Keep it up!!
@johnbuab4646
@johnbuab4646 10 ай бұрын
Oh Thank Teacher ❤❤❤❤
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Жыл бұрын
Tnxs ..! teamu demix ybel anabba 🎉🎉🎉🎉
@lmatgoytiom
@lmatgoytiom Жыл бұрын
ኣዝያ ማሃሪትን መሳጢትን ዛንታ ኣእሙሮኻ ይባረኽ((🙏))💞💞💞❤️
@user-gt7cv4oc6t
@user-gt7cv4oc6t 11 ай бұрын
የቀንየልና ሰለ ዘካፈልኩምና ሂወት ዝቅይር መልእኽቲ ❤❤
@user-fy7kf4sx5u
@user-fy7kf4sx5u 2 ай бұрын
Btami zfetwa mexhaf 4 gize semiaya ab hiwet bzuh hagizatni 🙏🙏
@user-ch3ru6ff9n
@user-ch3ru6ff9n 23 күн бұрын
Thank you so much 🙏🙏🙏
@Zenatesfalem
@Zenatesfalem Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሂወትካ ትቅይር መጽሓፍ የቀንየልና
@dontworrybehappy9361
@dontworrybehappy9361 2 жыл бұрын
*Ja ezia mexihaf klte gezie abibya eye btiami xibkti eya you are keep up it my Lovely sister*
@eseyassemere3407
@eseyassemere3407 Жыл бұрын
ኣዝያ መሃሪትን መሳጢትን ዛንታ ያ ሞ ብርዕካ ይዛሪ የቀኒየልና❤❤❤😊😊😊
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 18 күн бұрын
Thanks more🙏🙏🙏
@SleepyGreyElephant-do2vi
@SleepyGreyElephant-do2vi 4 ай бұрын
wow zedenk snenbab amlak semay shalom ybarkum msti entenbbulna gn egziabher endasmesgenkum entetkedu nzuhat saabti semaetn megrekum thanks kab israel
@tsegezeababreham4607
@tsegezeababreham4607 Жыл бұрын
ክብረት የሃበልና ኩቡረተይ❤ 1:18:25
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 Жыл бұрын
ፍትዋት የሕዋተይ ብታኤሚ መሳጢት ማሃሪት ኣዝያ ደስ ትብለካ
@yonigerye691
@yonigerye691 Жыл бұрын
Tankes so mach haftey natey betami des zebel aglalexa amlki meski yekun
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 Жыл бұрын
ውውውው ብጣዕሚ አንቢበያ ነይረ ሕጂ ምስ ሰማዕክዋ ድማ ዝያድ በርሃትለይ የቐንየልና
@elsamehari742
@elsamehari742 2 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሰ ኩልና ይኩን ክብረተይ ናተይ ብሓቂ ይክበር ይመስገን ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክና ናይ ሂወት ምግበይ ብጥበቡ ይንብርኪ ፍትውተይ ቃል ሰናይ ይሰመዐልና
@saeedmuselem8760
@saeedmuselem8760 Жыл бұрын
E +32%4
@ghirmaihaile7910
@ghirmaihaile7910 Жыл бұрын
አበይ ክረኽባ ይኽእል እዛ መጽሐፈ ገለ ሐበሬታ ዘለዎ ወስ ይበለኒ ምስ ኩሉ ክብረታት
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 Жыл бұрын
መጽሓፍ እንተ ደሊኹም ኣብ whatsap hi በሉኒ በዛ ቁጽሪ 00447491574899
@DanialGerekidan-jl7lo
@DanialGerekidan-jl7lo Жыл бұрын
ኣነ ውን ምደለክዋ ኣዲስ ኣበባ እየ ዘለኩ ።
@DanialGerekidan-jl7lo
@DanialGerekidan-jl7lo Жыл бұрын
ብካሊእ ክንረክበኪ ኣይ ንክእልን ።
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident 2 жыл бұрын
ኩሩዕ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ኣፍሪቃዊ ፈላስፋ ስነ ልቦናን ፖለቲካን ፈላሚ ሰውራ ተቃላሳይ ኣንጻር ስዉር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣፍሪቃ Anti Neo Colonialism of Africa ሃንዳሲ ሓርነትን ሓድነትን ሓንቲ ኣፍሪቃ ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ኣብ ዓለም ዝተከብረ ኩሩዕ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ስነ ልቦናንን ፖለቲካን ኣናቃቃሕን ጽላውን ፈላስፋን ተማራማሪን ህንደሳ ብልሒ ስነ ልቦናን ፖለቲካን 21 ክፍለዘመን ዓለምና እዩ:: ኩቡር ሰብ ማዕረ ነብሱ የክብረካ ሑሱር ሰብ ድማ ማዕረ ነብሱ የሕስረካ ዝብል ምስላ ኣቦታትና ምታን ክዕቀብ ተከባቢርካ ምንባር ከይርስዕ ኣነ ካብቶም ኣብ ዓለም ዝተከብሩ ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ስነ ልቦናንን ፖለቲካን ጽላዊ ፈላስፋን ተማራማሪን ህንደሳ ፖለቲካ ውትሩ ጸጽቡቁ ድምነየልኩም ኩሩዕ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ሓዉኩም ምክረይ ክተስተብህሉሉን ብዘይ ፍርድን ብዘይ ትምክሕትን ብዘይ ትዕቢትን ይመክረኩምን ይላቦወኩምን:: ኩቡር ኤርትራዊ ብኤርትራዉነትካ ብከም ባዓል ኩሩዓት ጀጋኑ ሰማአታት ኤርትራን ፥ብከም ባዓል ጎብለል ናይ ኣፍሪቃ ኩሩዕ ኤርትራዊ ተቀዳዳምይ ብሽግለታን ኩሩዕ ቢንያም ግርማይን ብከም ባዓል ጎብለል ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ኣፍሪቃዊ ፈላስፋ ስነልቦን ን ፖለቲካዉ ህንደሳ ብልሕን ኩሩዕ ኤርትራዊ ኩሩዕ ዶክተር ዘርትኢን ብኤርትራዉነትካ ንዘላለም ኩራዕን ክበርን ታሓበንን::
@user-cg1ym1vh6n
@user-cg1ym1vh6n Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሂወትካ ትቅይር መጽሓፍ ደስ ትበል ❤❤❤❤❤
@yonasgebremedhn2516
@yonasgebremedhn2516 4 ай бұрын
Thank you so much 🎉❤🎉❤🎉
@teameberhe8240
@teameberhe8240 5 ай бұрын
ሕጂ 3ይ ግዜ ይሰምዓ'ለኹ። ኣዝያ'ያ ተተባብዓኒ።
@esettsigw5841
@esettsigw5841 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስበሃሊ መሃሪት ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤
@matimedia5686
@matimedia5686 2 жыл бұрын
Wawww ብጣዕሚ ጽብቅቲ መጽሓፍ እያ Thank you Teacher ወላ ውን ኣብ ስራሕ ኮይንካ እንዳ ሰረሓካ ክትስማዕ ትክእል ኢካ
@solomonsebatleab4202
@solomonsebatleab4202 2 жыл бұрын
Betami des tebel Metsehaf kiexlo bejaka 👍👍👍
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident 2 жыл бұрын
ይኣክል ስዉር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣፍሪቃ!! ዓለም ለካዊ ማሃንድስ ተማራማሪ ስነ ልቦናን ኢንጂነር ህንደሳ ብልሒ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት ናይ መጀመርያ መራሒ ፈላሚ ሰውራ ዘይብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኣፍሪቃ ኣንጻር ስዉር ባዕዳዊ መግእትን ምዝመዛን ኣፍሪቃ:: ኣነ ዶክተር ዘርኢት ኣነ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ሓዲሽ ተማራማሪ ፖለቲካን ስነ ልቦ ፈላስፋ ኮይነ ናይ ዝኮነ ይኩን ናይ ቀደም ፈለስፋታት ፍልስፍና ዘይክተል ናይ ባዕለይ ሓዲሽ ናተይ ናይ ባዕለይ ፍልስፍና ደለኒ ብሂወት ዝነብር ዘለኩ ኩሩዕ ኤርትራዊ ሓዲሽ ፍልስፍና ዝፈላሰፍ ደለኩ ተማራማርን ፈላስፋን አየ:: ኣነ ዶክተር ዘርኢት ኣነ ጅማሪ ፋላሚ ዘይብረታዊ ሰለማዊ ቃልሲ ኣንጻር ባዕዳውያን መቃቀልቲ ህዝቢ ኣፍሪቃን ገዛእትን መዝመዝቲን ባህርያዊ ሃብቲ ጽጋታት ኣፍሪቃን:: ሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን መራሕትን ህዝብታትን ወታሃደራትን ኣፍሪቃ ዕሽነት ህዝብታትን መራህትን ወታሃደራትን ኣፍሪቃ አዩ:: ሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን ህዝብታት ይኣክል!! ሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን መራሕቲ ይኣክል!! ሓድሕዳዊ ውግእ ዘይነቅሑ ኣፍሪቃውያን ወታሃደራት ይኣክል!! ኣፍሪቃውያን ወታሃደራትን መራህትን ህዝቢ ኣፍሪቃ እምቢ ንኩናትን ንሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን መራሕትን ህዝብታት ወታሓደራትን ንጹህ ህዝቢ ኣፍሪቃ ብምባል ኩናት ጠጠው ምስ ኣበሉ ኣብ ኣብ እፍሪቃ ንዘላለም ኩናት ኣይክዉላዕን አዩ:: ሹዑ ኣፍሪቃ ዘል ኣለማዊ ሰላም ዝሰፈና ምዕብልትን ብልጽግትን ክፍሊ ዓለም ክትከዉን አያ:: ሰንሰለት ስደት ኣፍሪቃዉያን ዲማ ንዘል ኣለም ከብቅዕ አዩ:: ስለዚ ኣፍሪቃውያን ወታሃደራትን ኣፍሪቃውያን ህዝብታትን ንሰለ ዘል ኣለማዊ ሰላም ኣፍሪቃ ያኣክል አምቢ ንኩናት ህዝብታት ኣፍሪቃ ይበሉ:: ጽቡቕ ስራሕ ERI POWER PROUD ERITREAN Philosopher Enginner Doctor Zerit ኩሩዕ ኤርትራዊ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት ይኣክል ስዉር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣፍቂቃ!!
@dejenyemane6569
@dejenyemane6569 2 жыл бұрын
Thanks so mach our brather ናይ ብሓቂ ትብዓት ኣካል ደቂ ሰባት ዩ ኣዝየ ፈትየያ እዚኣ ጽሕፍቲ ክብረት ይሃበልና
@michaelokbit
@michaelokbit 2 жыл бұрын
Thanks memhrey kemaka yebzhayom nihbrete seb kemaiblu zkielu 🤝🤝🤝
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ዕድመን ይሃብኩም ወገናተይ ናትኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ እሞ ክሳብ ግዜ ረኺበ ዝሰምዓ ተሃንጥየ ኣለኹ ቀጽልዎ።ኣርእስቲ ናይታ መጽሓፍ እባ ጽሓፈለይ ብሩኻት ።
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 2 жыл бұрын
Musiyela bruk,እጉሂ እምበር ተስፋ ኣይቆርጽን እያ ትብል።
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 Жыл бұрын
@@nftweyzreayeentealo8185 አዛ መጽሓፍ ብኽመይ ክረኽባይኽል
@issakniton
@issakniton 2 жыл бұрын
Thank you so much our brothers . I really appreciate you.
@merahawiteklezgi119
@merahawiteklezgi119 2 жыл бұрын
Thank you so much brother
@regatmebrahtu9065
@regatmebrahtu9065 Жыл бұрын
Thank you 🙏🏾
@efar-
@efar- 2 жыл бұрын
እዋይ መምህረይ እንታይ ሞ ክብለካ ኢየ ቃላት ሲኢነልካ,ኣንቢበያ ወዲአያ ኢየ ነረ ግም ኣብዚ ድማ ዝያዳ ተርዳኣኒ ኣላ,ካልእ ይጠቅም ኢዩ ዝበልካዮ መጽሓፍ ድገመና።
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 2 жыл бұрын
Efie bruk haray qny elna kea kalie mexhaf adalina alena eska tray aytrhaqenie eka brukey.
@akusumawi12
@akusumawi12 Жыл бұрын
Yes
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident 2 жыл бұрын
🇪🇷❤ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit) ❤LOVE is a Solution! Hate is a Problem! ❤ፍቅሪ መፍትሕ ዓወት እዩ::! ጽልኢ ዉድቀት እዩ::! Keep this as a Document! Read this message Everyday! Share this Wisdom message Worldwide! ነዚ ጹሑፍ ከም ሰነድ ዓቅቦ! ክትድቅስን ክትስእን ማዓልታዊ ኣንብቦ::መታን ናብ ኩሉ ከበጽሕ Share በሎ::! 🇪🇷❤ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit)
@user-dm3tf3is1m
@user-dm3tf3is1m 2 жыл бұрын
መጀመርታ ኣብ ህይወትካ ሰላም ዓወትን ይምነ። ቀጸሊ ዛ መደብካ መስጣትኒ ፡ ብዛዕባ ፍልስፍናካ ዝጸሓፍካዮ መጽሓፍ ኣለካ ዶ" ወይ ዘቅረብካዮ መደብ ኣሎ ዶ። ፍላስፋ ምካን ቀሊል ኣይኮነን ሓዳሽ ሓሳብ ምፍጣሪ ፡ ኣብቲ ዘየለ ከምዘሎ ክተእምን ኣለካ መስለኒ። ከምዚ ናይ ሎሚ ጭሕሞም ኣዊሖም ጥቅስታት ሸሚዲዶም ፍላስፋ የ" ዝብሉ በዚሕም ኣለዎ። ህዝቢ ዩ" ንፍላስፋ ፍላስፋ ዝብሎ እንበር ኣነ ፍላስፋ የ" ምባል ሲ ኣይግድን።
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident 2 жыл бұрын
@@user-dm3tf3is1m ቡዙሕ የመስግን ሰላምን ዓወትን ስለዝተመነካለይ፥ ኣነ ዉን ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና ኣብ ማዓልታዊ መነባብሮካ ድማ ሰላም፥ዓወትን ፥ ኣሳልጥን ይምነየልካ:: እወ ናይ 21 ክፍለዘመን ሓዲሽ ፍልስፍና ኣብ መጽሓፍ ጺሕፈዮ ኣለኩ ኣብ online ኣብ amazon ኣብ ቤት መጽሓፍቲ ዉን ኣሎ፥ ኣረስቱ አቲ መጽሓፈይ Infinite Solution A Solution to Everything ዝብል፥ ኣብ google ዉን ኣሎ:: በዚ ኣጋጣሚ አዛ ዘሎ ዩ"ዝህሉ ትብል ኣገዳሲት Nick name አያ፥ ኣብ ኣለም ንዘላለም ዝህሉ ከምዘየለየ ጽብቅቲ መዘካከሪት፥ ክሳብ ዘለና ኣብ ዓለም ተራ ነበርክት ብጹሑፋትና:: ንስለግዝየካ የመስግን ጸጽቡቁ ይምነየልካ::
@djjimi
@djjimi 2 жыл бұрын
Thanks more
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 Жыл бұрын
ብታኤሚ የቀንየከይ, ናይ ህወተይ ትነግሩለይ ዘለኩም ይመስለኒ አሞ ብታኤሚ ደስ ተብል, ይጉሂ አምበር ተስፋ ኣይቆርጽን ብሓቂ አምምምምምምም
@user-nk8mg8us4b
@user-nk8mg8us4b 2 жыл бұрын
ጎይታ ይባርኩም የሕዋት
@mehretzerezgi3076
@mehretzerezgi3076 Жыл бұрын
Kkep up with good work, well done
@zaidteklay797
@zaidteklay797 2 жыл бұрын
Thanks great Lady🌹
@user-yu9nf7no6f
@user-yu9nf7no6f Жыл бұрын
ሕጂ ንመበል ክንደይ የ ዝሰምዓ ዘለኩ ኣይፈልጥን የ ተደጋጋሚ የ ሰሚዐያ ክላሲካል ውን ደስ ዝብል ዩ ኣናብባ ከኣ ብዝበለጸ ስነ ሓሳብ ዛ መጽሓፍ ሞ መግለጺ የብለይንን ። መዘከርታ ናይ ገለ moment ሂወተይ ውን ኮይና ኣላ thanksss !!!
@yossiefmer733
@yossiefmer733 Жыл бұрын
Haqika bro ane win anbibeya nere bitaemi ya meharit
@brhaneokbay9882
@brhaneokbay9882 2 жыл бұрын
Wawa kelhab hawey thank
@rahaserehase1097
@rahaserehase1097 2 жыл бұрын
Thank you god amen hero
@user-zn6lo7jt3t
@user-zn6lo7jt3t Ай бұрын
Yekenyelma Bitaemi hiwet etkyir mexahaf
@awetgerense8090
@awetgerense8090 2 жыл бұрын
Thanks so much
@gebraymahari1899
@gebraymahari1899 Жыл бұрын
Thanks Very much for your translation. . .
@Michaelberhe2259
@Michaelberhe2259 Жыл бұрын
Wellcom sister good job thank you so muche !!! !!!
@WeyniGebrezgi
@WeyniGebrezgi 2 ай бұрын
Thank you ❤❤❤❤
@estifdebesay3820
@estifdebesay3820 2 жыл бұрын
Thank you and good job 👏
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 Жыл бұрын
Thank you 🙏
@berhehagos864
@berhehagos864 Жыл бұрын
Thanks haftey natey ngho mdri bmsmiay dma zyada bahta fetiruley
@Michaelberhe2259
@Michaelberhe2259 Жыл бұрын
Thank you so much
@adisuabraha7992
@adisuabraha7992 2 жыл бұрын
Thanks bro
@mebrahtutekhlzghi2011
@mebrahtutekhlzghi2011 Жыл бұрын
Thanks you very much so God blessing you
@merhawitekia6413
@merhawitekia6413 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ thanks very much for your time ⏲️
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 4 ай бұрын
You are so welcome
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 2 жыл бұрын
Thank you so much 🙏❤
@kokikokob7370
@kokikokob7370 Жыл бұрын
Nay bhaqi xubuq edmen tenan yhabki fetari
@mussiesamuel3573
@mussiesamuel3573 2 жыл бұрын
Thanks
@nigstygidey9642
@nigstygidey9642 Жыл бұрын
Thank you somach
@teamemossur7752
@teamemossur7752 Жыл бұрын
Kabzi Zolokuwo Tikaze Wexiye Do kon Amilak Yeriyeni Yikewin. ALEM.
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 Жыл бұрын
Ajoka bruk hawey goita ab gonka alo,reska qne abl.
@tesfit2518
@tesfit2518 Жыл бұрын
Wawww thanks yhiwatey bteam des tebil mexihaf eye
@selamtadesse5552
@selamtadesse5552 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል መፀሓፍ ኣበይ ይረክባ ከብ ሲዑዲ ዓረብ እየ ሓፍቲኪ
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 2 жыл бұрын
Ab WhatsApp hi belenie 00447491574899
@mullerm9648
@mullerm9648 Жыл бұрын
Thanks so much keep it up!! Go ahead
@yohanneseyob8715
@yohanneseyob8715 2 жыл бұрын
Thank you so much, keep it up!
@alganishyhdogo2404
@alganishyhdogo2404 Жыл бұрын
Btami stbuq mexihaf eu buzuh temahire yeqenyelna 😍🤩😄
@aron9389
@aron9389 2 жыл бұрын
Thank you so much.
@egzabherguasayyey3286
@egzabherguasayyey3286 2 жыл бұрын
ልክዕ
@Bahta-Teksl
@Bahta-Teksl 2 жыл бұрын
የቀንየልና ጽቡቅ ስራሕ
@mann9362
@mann9362 Жыл бұрын
Yekenyelna kbrti haftey btaemi Adlay mxhaf qexlyo Ajona Chanel eya habiratni ❤️
@filimonnegasiteklebrhan5189
@filimonnegasiteklebrhan5189 2 жыл бұрын
my fav book. thx for shear memhrey
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 2 жыл бұрын
Filie bruk,eskie grm gerka astemaqra,des tbl mexhaf eya.
@DanialGerekidan-kh1qz
@DanialGerekidan-kh1qz Жыл бұрын
ፍትዋት የሕዋት ብጣዕሚ መሃሪት መፅሓፍ እያ ።ምናልባት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እየ ዘለኹ ዝሽየጥ እንተ ሃልዩ ተሓባበሩኒ ።
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 Жыл бұрын
Nice thax God blles you
@yosiefmentay2548
@yosiefmentay2548 Жыл бұрын
God bless you
@debishgirmay3268
@debishgirmay3268 Жыл бұрын
Xubuk temherti awetn aslton yhalu msakum .
@yosefkessete4862
@yosefkessete4862 Жыл бұрын
ዋውውው ደስ ዘብል ኣይድያ የቀነልና
@Henok.M
@Henok.M Жыл бұрын
ጽቡቕ ስነልቦናዊ ምኽሪ እዩ--ንጹር መልእኽቲ። ሓፍተይ ክትሰምዓ ከላ ስለ ዝሰሓበትኒ እየ ክሰምዓ ወሲነ። ኣብዚኣ ግን ርእይቶ ኣላትኒ እዛ ዜማ ንልዕሊ 3 ሰዓት ዝኸውን ኣብዛ ብመልክዕ ድምጺ ዝተዳለወት መጽሓፍ ( audiobook) ተሰኪዓ ኣላ። ኣብ መንጎስ ኣሰልቻዊት ኮይና ረኺበያ ስለ ዝተደጋገመት። ኣብ ካልእ ስራሕኩም ዝተፈላለየ ወይ ብዘይ ደርፋዊ-ዜማ ከተቕርቡልና ይምሕጸነኩም። ካልእ እዚ ድምጺ ናይዛ ተንብበልና ዘላ ሄዋን ኣዝየ ፈትየዮ። ስለዚስ ካልእ ብከምዚ ኣገባብ ከተቕርበልና ደስ ምበለንን መበለናን።
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 Жыл бұрын
ካብ ልቢ ነመስግነካ ሓወይ ስልቲ ዝሃብካና ልባዊን ብሉጽ ሓሳባትካ።ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበለጸ ስራሓ ሒዝና ክንመእ ከኣ በዚ ኣጋጣሚ ቃል ንኣቱ።ሰላም ምሳኻ ይኹን።
@aziebzekarias2629
@aziebzekarias2629 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@kidanegebreegzabher6499
@kidanegebreegzabher6499 Жыл бұрын
Wawww btami des zebil tmhrtin tirekan ( yqreta gin riya malet entay melet iyu ) nkfelto .
@majorasmerom5205
@majorasmerom5205 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏 amlak xega yebzhi betam xbuq
@almazfrezgi8436
@almazfrezgi8436 Жыл бұрын
Thank you so much sis
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident 2 жыл бұрын
ስለዚ ንስካ ወን ኣሰር ጎባልል ጅጋኑ ኩሩዓት ሰማእታት ኤርትራን : ብከም ባዓል ጎብለል ናይ ኣፍሪቃ ኤርትራዊ ተቀዳዳምይ ብሽግለታን ኩሩዕ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይን ብከም ባዓል ጎብለል ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ኣፍሪቃዊ ፈላስፋ ስነልቦን ን ፖለቲካዉ ህንደሳ ብልሕን ኤርትራዊ ኩሩዕ ዶክተር ዘርትኢን ብኩሩዕን ብኩቡርን ብሕፉርን ኤርትራዉነትካ ኩሉ ግዝየ ንዘል ኣለም ኩራዕን ክበርን ታሓፈርን ታሓበንን:: ዓወት ንኩቡርን ኩሩዕን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ!! ዘልኣለማዊ ኩርዓትን ዝክርን ክብርን ንኩቡራት ንኩርዓት ጎባልል ናይ ሳሕል ኤርትራውያን ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ። ዘልኣለማዊ ኩርዓትን ዝክርን ክብርን ንኩቡርን ኩሩዕን ጎብለል ህዝብን መንግስትን ኤርትራ:: ዘልኣለማዊ ኩርዓትን ዝክርን ክብርን ንኩቡርን ኩሩዕን ጎብለል ናይ ኣፍሪቃ ኤርትራዊ ተቀዳዳምይ ብሽግለታን ኩሩዕ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ:: ዓወትን ዘልኣለማዊ ኩርዓትን ዝክርን ክብርን ንኩቡርን ኩሩዕን ጎብለል ኩሩዕ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ኣፍሪቃዊ ፈላስፋ ስነ ልቦናን ፖለቲካን ፈላሚ ሰውራ ተቃላሳይ ኣንጻር ስዉር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣፍሪቃ Anti Neo Colonialism of Africa ሃንዳሲ ሓርነትን ሓድነትን ሓንቲ ኣፍሪቃ ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ኣብ ዓለም ዝተከብረ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ስነ ልቦናንን ፖለቲካን ኣናቃቃሕን ጽላውን ፈላስፋን ተማራማሪን ህንደሳ ብልሒ ስነ ልቦናን ፖለቲካን 21 ክፍለዘመን ዓለምና ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ዶክተር ዘርኢት::
@kanari476
@kanari476 2 жыл бұрын
Thank you so much brother 🙏
@esrom6620
@esrom6620 Жыл бұрын
Eway Eritreawyan abzi Klo Hiwet zekyru klat ab halwlew masmeda yewel Edmen tenaen yhbka nezi zeshafka
@nurayinabdu6091
@nurayinabdu6091 2 жыл бұрын
Wawwwww. You are right thanks so much kexlyo ti mexhaf denrekibo bozuhat Alona edmen tenan yhabki amlak
@nftweyzreayeentealo8185
@nftweyzreayeentealo8185 2 жыл бұрын
Amen bruk hawey,kalie mexhaf awridna alena kea teketatela eka.
@weinimaashio1545
@weinimaashio1545 2 жыл бұрын
Thank you ❤️🙏🙏🙏
@setew2644
@setew2644 2 жыл бұрын
Thank you very much dear bro. Pls Keep uploading audio book!
@wediselye5460
@wediselye5460 Жыл бұрын
.ko9.o.9..o9o
@wediselye5460
@wediselye5460 Жыл бұрын
.ko9.o.9..o9o
@wediselye5460
@wediselye5460 Жыл бұрын
O.9...Ok. ..m
@merhawitekia6413
@merhawitekia6413 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
ስቅ በሃልቲ ኩኑ SENAY AUDIOBOOKS ሰናይ መጻሕፍቲ
38:59
SENAY AUDIO BOOKS መጻሕፍቲ ሰናይ
Рет қаралды 147 М.
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 19 МЛН
КАКУЮ ДВЕРЬ ВЫБРАТЬ? 😂 #Shorts
00:45
НУБАСТЕР
Рет қаралды 3,1 МЛН
ዘየምልስ ጸድፊ - ሓቀኛ ፍጻመ
19:28
Eri Meskerem
Рет қаралды 14 М.
Aug 22/2024 ኣብዚ'ሎ ሽሻይ ዜና ሓጎስ እዚ ስርዓት ክወድቅ'ዩ
25:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 25 М.
Full Tigrinya love story "ሓወይ  ዝመረጻ ሄዋን
1:02:48
Story Production
Рет қаралды 136 М.