Eritrean Easter Program Fasika 2021 - Bella Media - ፍሉይ መደብ በዓል ፋሲካ 2021 ምስ ከዋኽብቲ ስነጥበበኛታት ኣብ ቤላ ሜድያ

  Рет қаралды 221,587

Bella Media

Bella Media

3 жыл бұрын

Eritrean Easter Program 2021 - Bella Media - ፍሉይ መደብ በዓል ፋሲካ 2021 ምስ ከዋኽብቲ ስነጥበበኛታት ኣብ ቤላ ሜድያ
ከዋኽብቲ ስነጥበበኛታት ክብራጸጋይ፡ መረብ እስቲፋኖስ፡ ሳሚ ገብረስላሴን ካሎኦትን ዝርከብዎ ካብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝፍኖ ፍሉይ መደብ ንበዓል ትንሳኤ ምኽንያት ዝገበረ እነሆ ናባኹም ነብሎ!
ሃናጺ ርእይቶኹም ኣብ ዕብየት መደባትና ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ርእይቶታትኩም ኣብ ቦታ ኮመንት ብምጽሓፍ፣ ቪድዮታትና ላይክ [ኣቺ ውጂ] ብምጽቃጥን፣ እዋናዊ ንእንጽዕኖ ትሕዝቶታት ንምክትታል ከኣ ሳብስክራይብ ብምግባርን ኣብ ጎና ዘላ ናይ ደወል ምልክት ብምጽቃጥን ኣባላት ስድራቤት ናይ Bella Media ክትኮኑ ብትሕትና ንሓትት።
℗ © እዚ ቪድዮ ሕጋዊ ዋንነት ናይ ቤላ ሜድያ እዩ። ምቕዳሕ ደጊምካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ከም You Tube, Facebook, ምጽዓን ብሕጊ የሕትት እዩ።
℗ © Copyright:Bella Media, Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Eritreancomedy​​ #BellaMedia​​
👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿
ዓቢ ምጉዳል ዋጋ - MyCall Global Eritrea 50% ጎዲሉ
ቀጥታ ዓማዊል ንሙዃን ነዛ ጥብቆ ጠውቁ👇👇
bit.ly/2N9shGs
ንዝኾነ ሕቶ ወይ ሓገዝ ድማ ኣብዚ ጠውቁ
docs.google.com/forms/d/e/1FA...
📱 45568277📱

Пікірлер: 435
@user-xz4mr6gc7x
@user-xz4mr6gc7x 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ መንነት ማለት ፍቅሪ ጅግንነትን እዩ። ተመስገን ኣምላኸይ ኤርትራዊ ጌርካ ዝፈጠርካኒ።🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@Seysey770
@Seysey770 3 жыл бұрын
ኣንታ ጥዑም ዘመን ግዲ ክምለስዩ። እቶም ናይ ልብና ኣርቲስቲ ምስ ርኣኩስ ልበይ ምልእ ምልእ ኢሉንኢሞ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም። ርሑስ ብዓል ትንሳኤ ይግበረልና ደቂ ዓበይቲ።
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 3 жыл бұрын
ርሑሰ ኣውዳኣመት ኩቡራት ይሕዋት ፣ ቈኡብ ዳኣ ደንጉኩም እንበር ከምዝ ገርኩም ምጅንባርኩም ብጣዓም ንሕጉሰ ነዝ youtube ባዕል ነሸነሸ ዝባሃሉ ካበይናይ ዓለም መጽ ኡ ኣይንፍልጥ ባንግላድሸ ድዩ ዋላ ማዳጋሰካር ረብሸሙና ነሮም፣ ነዝ መንእሰይ ዝሰምዕ ሰእኑ ብዘይ ጠቅሙ ሰባት ኣብ ዘይ ተደልየ ጽልእ ዝጉሰጉስ ክሰምዕ ይውዕል ነሩ ። ሕጀ ውን ወላ ሐንት ዝሐሎፍ የሎን እሞ፣ በጃኩም ኣይትጥፍኡና ዓቅሙኩም ኣበርኩቱ ፣ ካባኩም ቡዙሕ እና ንጽበ ኩቡራት ይሕዋት። ከም ካላኣይት አእይቶይ ካኣ በጃኩም ይሕዋት እዛ መሰተ ደርድርካ ኣብ ጠውላ ምቅራብ እንተ ትተርፍ ጽብቅ ነሩ ባህላው መሰት ከም ኣካል ባህል እንተ ዝቀርብ ምሐሸ ነሩ (ሰዋን, መሰን,) እንተ ዝኮውን ንሱ ውን ንመማላካክዕ ።ኣብ ኩሉ ክልብ ደርፍታት ዝሰራሓ ዘሎዋ ናይ ዓድና ከም ቀንድ መጸባበቅ ድዩ እንታይ መሰት ኣብ ጣውላ ጠደርድሩ ተቀርቡ ምርኣይ ንቡር ኮይኑ ኣሎ። ንሱኩም ኣብነት ትኮኑዎ ሰለ ዘሎኩም ሎም ኣብ ሰደት ኣብ ኩሉ ገዛ መሰት ኣብ ጣውላ ተደርድሩ ምቅራብ ከም ነቡር ይኮውን ኣሎ ።
@bellamedia3
@bellamedia3 3 жыл бұрын
ርሑስ በዓል ፋሲካ!
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 жыл бұрын
ርሑስ ባዓል ፋስጋ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ሳላ ህግደፍ ዝተረፈ የለን ኣብ ዓድና ኩሉ ፋሕ ኢሉ ግን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምትእኽኻብ እንካዕ ዝናፈቅናዮም ስነ ጥበባውያን ሃገርና ኣርአኽሙና የቀንየልና ቤላ ሚድያ 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
@berhanehagos681
@berhanehagos681 3 жыл бұрын
ኤሩ ምዝካር ባህልካን አባዓዕላ አውደአመት አንተኮይኑ በትኒሪኦ ምጽብራቅ ናይዓድና ናተን የሕዋትና አላባብሳ ብጣዕሚ ይናአድ ናሃትክ ግን አይ ግድን ከምአተን ክት መሰሊ ኔርክ
@merryyemane4493
@merryyemane4493 3 жыл бұрын
ግተት ዝብሃል ግን ዝኣረገ ሰፍኢ ዩ
@tesaeyusenkey1328
@tesaeyusenkey1328 3 жыл бұрын
ርሑስ ኣውደኣመት ኣሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰሓቅኩምን ጸወታኩምን ኣዝዩ ሰሓቢ እዩ ዘሎ ብፍላይ ኣርያም እዛ ክዳንኪ እንዳ ሰሓብኪ ኢኪ ትስሕብና ዘለኪ
@mosobart
@mosobart 3 жыл бұрын
ኣርት ፋቅሪ ዩ ።
@user-ix6gs2bd1i
@user-ix6gs2bd1i 3 жыл бұрын
ዋውውው ክብራ ብስነስርዓት ነዴታታ መሲላ
@mehariboro9219
@mehariboro9219 3 жыл бұрын
I am proud to be an eritrean !! I hope all the best for you guys God bless you love you for ever! Happy Easter all Christians !!!!!
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 3 жыл бұрын
ፉሲካ'ዩ ኢልካ ክዳንካ ቀይርካ
@user-qn9mp8ro3j
@user-qn9mp8ro3j 3 жыл бұрын
ዋዉ ጽቡቅ መደብ ፡ ካብተን ኣዝየ ዝፈትወንን ዘድንቀንን ከዋኽብቲ ተዋሳእቲ ፡ ወ/ት ክብራ ጸጋይ & መረብ እስቲፋኖስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፡ ነተን ካልኦት ከኣ ከምኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💙🇪🇷💙 ኩሉኹም ጽቡቃት ደቂ ኤረይ ።
@millionbiniam2654
@millionbiniam2654 3 жыл бұрын
ርሕስ ኣውዳመት ይግበረልና ንዓመታ ኣብ ዓድና የውዕለና
@lemlemselomon7824
@lemlemselomon7824 3 жыл бұрын
Happy Easter to all my beautiful Eritrean actors and artists. I love your program today keep it up and my God bless you all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@eriiistars3089
@eriiistars3089 3 жыл бұрын
እንቓዕ ብሰላም መጻኩም ፍትዋትን ክቡራትን ደቂ ኤርትራና ሩሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና
@filmonkahsay5855
@filmonkahsay5855 3 жыл бұрын
I am so Blessed and Happy to see you deki Erey. Keep Shining and Glowing🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Happy Easter every body!
@hagherey1477
@hagherey1477 3 жыл бұрын
Happy Holyday🎉🎉🎉God bless 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nahomdc4483
@nahomdc4483 3 жыл бұрын
ርሑስ በዓል ይግበረልና ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት እግዛኣብሄር ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 жыл бұрын
መቐረት ጥበብ ናይብሓቂ ደስ ዘብል መደብ ካብ ጎንና ኣይትፈለዩ ከምዚ ሰሓቕን ጸወታን እዩ ጠፉእና ዘሎ♥
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 205 МЛН
ዝመቀረት ምሸት ምስ ኪሮስ ኣስፈሃ
40:58
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 33 М.
"ካብ ማቻ ድሬዳዋ - ናብ ፈታኒ ገድሊ ትግራይ!"
30:45
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 18 М.