Eritrean Guayla Music Abrehet Berhane And abera Beyene Kahtana eastafro.com

  Рет қаралды 993,696

do it fortheculture

do it fortheculture

12 жыл бұрын

abrehet berhane eritrean music
www.eritrea-chat.com/eritrean-...

Пікірлер: 672
@ninni489
@ninni489 Ай бұрын
Yehwat lets keep praying for the family of wedi werku this song was his last song that he made a video too rest in peace wedi werku
@TsegayTeklemariam-ox4uf
@TsegayTeklemariam-ox4uf 19 күн бұрын
Wedi werku eya tezekreni zaderfi hawuka do yqtelu anes hrrr ele wushtey 😒ahhh
@amanmichael8449
@amanmichael8449 11 күн бұрын
😮😮😮
@edenseltene6106
@edenseltene6106 2 күн бұрын
ወዲ ወርቁ 😢😢
@Master_neway
@Master_neway Ай бұрын
ብስም ወዲ ወርቁ ላይክ ግበሩ ጅግና ሓወይ ቃልስካ ኣብ መጠረሽትኡ ከነብጽሖ ኢና💙💙
@shewit19
@shewit19 Ай бұрын
ኣበይ ከ ረኸባ ዛደረፊ ጓለይ😢😢😢😢
@user-yq3ip6rn4d
@user-yq3ip6rn4d Ай бұрын
ብስም ወዲ ወርቁ አየ ፈሊጠያ ዛ ደርፊ ኣሕ ንሱ ይረኣየኒ
@user-lp5rw5cj4b
@user-lp5rw5cj4b Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z Ай бұрын
😢😢😢💔
@user-dt6wj8lw5b
@user-dt6wj8lw5b 29 күн бұрын
Congara
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t Ай бұрын
ካብ ናይ ወዲ ወርቁ ምስ ሰበይቱ ዝስዕስዑላ ቪድዮ ዝመጻኩም ኣለኩም'ዶ ከመዚ ከማይ? ንዘልኣለም ብስሙ ክዝክራ'የ።💔💙
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
እወ😢
@user-lv8qw2to7b
@user-lv8qw2to7b Ай бұрын
Alena Eh😢
@user-kp3fb6fy8l
@user-kp3fb6fy8l Ай бұрын
😢😢😢
@user-tq6nm9py7l
@user-tq6nm9py7l Ай бұрын
😢❤
@SeniGresadik
@SeniGresadik Ай бұрын
አለኩ አነ 😭
@Ioveumam
@Ioveumam Ай бұрын
እዛ ደርፊ ንዘልኣለም ንወዲ ወርቁ ዳዘኻኸረትኒ ክትነብር ኢያ ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ😭
@BrhaneMedhane
@BrhaneMedhane Ай бұрын
Iykemayn zarkey ❤
@samuelteame7210
@samuelteame7210 Ай бұрын
Uffffff💔💔😭😭
@mamihalal1786
@mamihalal1786 Ай бұрын
Kab. Tik Tok do mexika
@samuelteame7210
@samuelteame7210 Ай бұрын
@@mamihalal1786 ya
@feqrixewiomonetizesaqiyeni6111
@feqrixewiomonetizesaqiyeni6111 Ай бұрын
Men u entay u ke koynu hawey 😢
@FREZGHITESFAGIORGIS
@FREZGHITESFAGIORGIS Ай бұрын
ኣብ ናይ ወዲ ወርቁ ስሚካ ዝመጻካ ላክ ርገጽ
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
😢😢😢
@tsigeteka8732
@tsigeteka8732 Ай бұрын
😢😢
@kisanetmuluebrhan7406
@kisanetmuluebrhan7406 Ай бұрын
😢😢😢
@betelberihu5578
@betelberihu5578 Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭
@user-oi8fw6in3k
@user-oi8fw6in3k Ай бұрын
🎉😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@TitiGualtigriay-qj1io
@TitiGualtigriay-qj1io Ай бұрын
Sorry ንወዲ ወርቁ ሪአ እየ መፅየ ንዓዑ እናዘከርኩ ምእንቲ ክነብር ከዓ ዳውንሎድ ጌረያ 😭😭😭💔 ዓለም ከዳዕ ንለዋህ ዘይትኮን😭😭
@user-fb3kg4te8r
@user-fb3kg4te8r Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@yordanosghebrebrhan295
@yordanosghebrebrhan295 Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭
@shewit19
@shewit19 Ай бұрын
😢😢😢😢
@selamg3869
@selamg3869 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@sndug3394
@sndug3394 Ай бұрын
ohhh😢😢😢
@Momy466
@Momy466 Ай бұрын
ኣነስ ተጋሩ የሕዋትና ዝጽሕፍዎ comment ከንብብ ከለኹ ዉሽጠይ ይትንከፍ ሕሰም ኣይትርከቡ ተጋሩ የሕዋተይ ካብ ሓውኹም ወዲ መለይ(💙💙💙)
@Bahgi_
@Bahgi_ Ай бұрын
ወዲ ወርቁ ንዅልና ዝወደቐና ኰዀብ እዩ። መርኣያ ፍትሒ፣ ሕውነት፣ ሓድነት ተጋሩ ወ ትግርኛ እዩ ነይሩ። ብጣዕሚ እዩ ኣሕዚኑና። ጽንዓት ንዅልና። ❤💛 💙
@hdhhxhx-kq3pc
@hdhhxhx-kq3pc Ай бұрын
ወዲ ወርቁ ወዲ ህዝቢ በዓል ሕልና"ደቂ መለይ ደምና ንፈትወኩም ኢና ተጋሩ የሕዋትኩም" ወዲ ወርቁ ግን ልብና ተሰይሩ😥💔🖤
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 Ай бұрын
ኣነስ ሐረረ ቤተሰቤይ ተወድኦም እዮም ብሰንክይ ሰእብያ ግንወድይ ወርቁ ክምትር መዓረ ዝረአክዎ ተጸልለ እየ ብወይ ወርቁ ታይ እየ ዝገብሮ😢😢😢😢
@amankrset3152
@amankrset3152 Ай бұрын
ብሽም ወዲ ወርቁ ክሰዓ መጽየ 😭😭
@asugaltigray8959
@asugaltigray8959 28 күн бұрын
ኣነስ ካብ ርእሰይ ምውፃእ ኣቢኒ😭😭😭ላተማላለሰ ኣይካኣልኩን እፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😭
@cbffhf1567
@cbffhf1567 Ай бұрын
ብዛ ደርፊ ኢዛ ወዲ ውርቁ ይዝክር ዓኽኽ😭😭😭😭 ኣይኪኣልኩኒ ወድነይ😭😭😭😭
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t Ай бұрын
ኣነ ከኣ ብከምኡ ደልየ ረኪበያ።
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Ай бұрын
💔💔💔💔💔💔😭😭😭
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e Ай бұрын
💔
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z Ай бұрын
💔💔💔💔🖤
@TitiGualtigriay-qj1io
@TitiGualtigriay-qj1io Ай бұрын
እዛ ሙዚቃ🎶 5ይቲ ውላዱ ን ወዲ ወርቁ እያ 😭😭😭 ጅግና ሓወይ ትፍለ ኢካ 😭😭😭 ፍትሒ እናበልካ ፍትሒ ዘይረከብካ ዝከድካ ሓወይ ማዕረ እቶም ስለይ ክብርቲ ሂወቶም ዝገበሩ ጀጋኑ TDf💪 ማዕሮኦም እዬ ዘክብረካ ሓላለይ ለዋህነትካ ሰብኣውነትካ ማዕረኦም ክሰርዐካ ኣገዲዱኒ😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔 ኣብ ምቹው ቦታ ኮንካ ንኣብ ፀበባ ዝነበርና ዘይከሓድካና ሓቀኛ ❤ሰብ❤ Rip💔💔😭😭😭😭
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il Ай бұрын
ብዕልት 8 ኣቃፃፅራ ኢቶጵያ ሰሚዐያ ናብ ዓደይ ትግራይ የኸይድ ኣለኹ መዘከርታ ትኹነለይ ንወዲ ወርቁ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ😪😥😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔🙏🙏🙏
@medhanehaile349
@medhanehaile349 Ай бұрын
ብናይ ሓዘን ሓዉና ወዲ ወርቁ ሰሚዕኹም ዝመጻእኩም ሕማቕ ኣይ ትርከቡ ንሓዉና ድማ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶ ንዓመጸኛታት ድማ ናይ ኢዶም ይሃቦም
@Shewit898
@Shewit898 Ай бұрын
አሜን 🙏🙏🙏😢😢💔
@yordanosghebrebrhan295
@yordanosghebrebrhan295 Ай бұрын
Amen 🙏 amen 🙏😭😭😭😭
@shewit19
@shewit19 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e Ай бұрын
አሜን💔
@alemmtadess6809
@alemmtadess6809 Ай бұрын
ወዲወርቁ😭💔ሓወየ በዛደርፊ ዚኣ ኣብ ልብና ነባሪኢኻ ኣብገነት የንብርኻ❤
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc Ай бұрын
😭😭😭😭😭
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z Ай бұрын
😭💔💔
@user-ce2ki7hz6d
@user-ce2ki7hz6d Ай бұрын
መዘከርታ ወዲ ወርቁ ኣብ ገነት የንብርካ ንኡሰይ💔😭😭😭
@user-hw1zn9jx6i
@user-hw1zn9jx6i Ай бұрын
ፍልይ ተዘክሮ ወዲ ወርቁ ሓወይ ንዛ ደርፊ ብዘረከብኪዋ ቁፅሪ ናአካ ይዝክር ዓለሞ 9 ዘትመልእ ዓሰርተ ድዩ ዝብሃል ዓለም ግን ብላሽ እያ በቃ ዝኩሉ ግውዝናስ ንሓመድ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ 😭😭😭😭😭 መን አሎ ንዛ ሙዚቃ ሰምዑ ንወዲ ወርቁ ዝዝክር 😭
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Ай бұрын
Nikulna😢😢
@wedid.c6732
@wedid.c6732 Ай бұрын
ኣሕ ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ኮለኩ ንወዲ ወርቁ ይዝክር ገነት ይኩን መሕደሪካ 😢😢😢 ኤህ እቶም ዝቀተሉካ ሂወቶም ምሉእ ጸልማት ይኩን ኣብ ዝከድዎ ኣይጥዓሞም ዝረገጽዋ ሜረት ትጥለሞም እክ
@cbffhf1567
@cbffhf1567 Ай бұрын
ዋላ ኣነ ዓኽ ወዲ ወርቁ ወድነይ😭😭😭😭😭
@AlmazTkabo-kt7dz
@AlmazTkabo-kt7dz Ай бұрын
😢😢😢
@temesegenamlak5851
@temesegenamlak5851 Ай бұрын
GN nmntay ezklu chakane ah alem knti😢😢 lbet tesere
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e Ай бұрын
አሜን💔
@abrehettesfalem9426
@abrehettesfalem9426 6 күн бұрын
Nay bahike gn nmntay ezklu chakane ah💔💔💔💔🖤❤️anes mkeal sean hawey natey i miss u💙💙
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e Ай бұрын
በኡነት ብወዲ ወርቂ እየ ዝዝክራ ዛሙዚቃ 😢ወዲ ወርቂዋይ ነብስካ ኣብ ገነት ትንበር ጎይታዋይ ኣብ ኑኡስ ዕድመካ ቁፅይ ኣብሎምካ ዞም ኣረምነታትዋ😢😢😢
@user-hg8vh8pg3u
@user-hg8vh8pg3u Ай бұрын
መዘከርታ ወዲ ወርቁ ጎይታዋይ ኣባይካ ድፍእ ይበል😭
@user-wf1zf5ig3c
@user-wf1zf5ig3c Ай бұрын
አዛ ደርፊ ን ወዲ ውርቁ አየ ዝዝክረላ ሐወይ ናተይ 😭😭😭😭
@henokweldat6654
@henokweldat6654 Ай бұрын
ነዚኣ ክሰምዕ ከለኩስ ንወዲ ወርቁ ይዝክር ኣለኩም ዶ ከምዚ ከማይ አስኪ❤❤❤❤😢😢
@user-fl7tw3ko6c
@user-fl7tw3ko6c Ай бұрын
ኣበራ በየነ❤፡ዓሕ ብሰንኪ ወዲ ወርቁ ክሰምዓ ጀሚረ እዛ ደርፊ 😢ኣብ ገነቱ ይንብሮ ስከ ንኡሰይ፡
@user-ss1zu9sy2j
@user-ss1zu9sy2j Ай бұрын
ወዲ ወርቁ😢💔😢ሓወይ ድሕርየኻስ ቃንዛ😢😢😢 ኮይናትኒ ዛ ደርፊ ድፍእ የብለኒ ጎይታዋይ ጻሓይ ገጹ ነይርካ ኣቦ ፍቅሪ❤ አምባሳደር ሰላም
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
ወዲ ወርቁ😢😢😢😢 ንዕኡ መዘከርታ ዛደረፊ😢😢😢😢 ብሰላም ዕረፍ ንኡስ ሓወይ
@ihoy4246
@ihoy4246 Ай бұрын
መዘክርታ ወዲ ወርቁ(ይብርራሀይ) ብርሃን ናይ ጸልማት ግዜ😭😭💔
@samuelberih6770
@samuelberih6770 Ай бұрын
እዛ ደርፊ ናትና እያ በቃ ናይ ብርጌደይ ጥራሕ 💙💙💙💙💙
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti Ай бұрын
ብሰም ወዲ ወርቁ ሓወና💙💔😢
@hiyabaryam3397
@hiyabaryam3397 Ай бұрын
ብስም ወዲ ወርቁ ሓውና ንዘላለም መዘከርታ ደርፊ😢😢
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 Ай бұрын
Ahh😢
@Bahgi_
@Bahgi_ Ай бұрын
እዛ ደርፊ እዚኣ: ጨካናት ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ እስራኤል ዝቐተሉዎ ሓውና ይብራህ ቀሺ ኣፈወርቂ (ወዲ ወርቁ) ምስ ሰበይቱ እናሳዕሰዐላ ምስ ሰማዕኹዋ እየ ብዙሕ ደልየ ረኺበያ። ነፍስሄር ወዲ ወርቁ እንዳተዘከረላ ዝነብር ደርፊ እያ። ጽንዓት ን ስድራ/ቤተሰብ ወዲ ወርቁ፣ ንፈተውቱ፣ ንኹሎም ተቓለስቲ ፍትሒ፣ ንብርጌድ ንሓመዱ፣ ከምኡ እውን ንመላእ መንነታዊያን ተቓለስቲ ተዛረብቲ ትግርኛ!
@bighomie9800
@bighomie9800 Ай бұрын
ንስኻ ክትስዕብ ኢካ ክቀትል ከይዱ ሞት ከልቢ ሞይቱ ረስሓት መንነት ኣልቦ
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Ай бұрын
​@@bighomie9800ሸይጣውንቲ
@user-ru1ju4re6s
@user-ru1ju4re6s Ай бұрын
ንዘላአለም አብዛ መሬት ከለኩ ንወዲ ወርቁ እናሰከርኩ ይነብር ብዛ ሙዚቃ 😭 ልብይ ሰብር እሉ አይ ዓለም ሰብ ጨካን ብሰላም ዕረፍ ሓወይ 😭
@Gal_tgray
@Gal_tgray Ай бұрын
😭😭😭
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc Ай бұрын
😢😢😢😢
@user-ru1ju4re6s
@user-ru1ju4re6s Ай бұрын
😭ወዲ ወርቁ
@senayt3976
@senayt3976 Ай бұрын
ኣብ ዝሰማዕክዋ ኣጋጣሚ ወዲ ወርቁ እንዳዘኸርኩ 😢ኣብ ገነት የንብርካ ጎይታዋይ😭😭
@Herisportstigirina
@Herisportstigirina Ай бұрын
ናይ ወድ ወርቅ ዝሰማዓኩሙ ❤❤😢😢😢like ግቦሩ
@susugidey8571
@susugidey8571 Ай бұрын
I am here because of Wedi Worques video 💔💔🙏🏼 may his soul rest in peace
@user-bg1gb6hp3n
@user-bg1gb6hp3n Ай бұрын
and me😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tsegino5553
@tsegino5553 Ай бұрын
ፍትሒ ወለሎ ብዘይ ይብራህ ናብራ ከመይ ትኽእሎ ኣቤት ዓይነት እባ ኣተወኪ ጓል ሓዉቦይ 🥲🥲🥲🥲🥲💔
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e Ай бұрын
💔😭
@meksebey854
@meksebey854 Ай бұрын
Nay bhaki💔😭💔Dekun sebeytu eye zzkre kemey kilomo
@user-bq8xi8zk7d
@user-bq8xi8zk7d Ай бұрын
ወዱ ወርቁ ሓዉና ብዛ ደርፊ ዚኣ ኣብ ልብና ነባሪ ኢካ ኣብ ገነት የንብርካ ኑኡሰይ💔🖤😭😭😭
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Ай бұрын
እዛ ደርፍስ ንወድ ወርቅዶ ትኾን ዝተደረፈት ይብራህ ሓወይ ዘይሃስስ ቃንዛ ገድፍካልና😢😢😢ኡፍ እልካ ዘይወፅእ ሕማም ገድፉሉና ብፍላይ ንተጋሩ ኣብ ገነት የንብርካ ደመይ 💔💔😭😭
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Ай бұрын
Biselam erefe demey💔💔
@user-pe5zl4vg6i
@user-pe5zl4vg6i Ай бұрын
እፍፍፍ ወዲ ወርቁ ዝደረፋ እዩ ዝመሰለኒ😢😢😢😢😢😢😢😢ጎይታዋይ😢😢
@lamekkidane5216
@lamekkidane5216 Ай бұрын
ኩሉ ደርፊታትት ዋና ኣለዋ እዛ ደርፊ ግን ናይ ነፍሲሀር ወዲ ወርቂ ኢያ ሕቆና ሰይራትና 😢😢😢😢
@dvhvfhthubfh5722
@dvhvfhthubfh5722 Ай бұрын
ኣብ ናይ ወዲ ወርቁ ሰምዐ እየ መጽአ 😢😢ወዲ ወርቁ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጎታዋይ😢😢😢
@dekenwj8970
@dekenwj8970 Ай бұрын
ኣሕ ህግደፍ ሩጉማን ድፍእ ኣቢልኩምዎ ንኡሰይ😢😢😢
@user-br4ez3me7z
@user-br4ez3me7z Ай бұрын
ብናይ ወዲ ወርቁ ሰሚዕኩም ዝመፃኩም ኣለኩም 😭😭😭
@EudyeydudydDdud7eurhru-ey2td
@EudyeydudydDdud7eurhru-ey2td Ай бұрын
እዝ ሓወይ ሕማቅ ቃንዛ ሓድጉልና ኡፍፍ🥺😢💋
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t Ай бұрын
ወዲ ወርቁ ይዓክ 😭 ናቱ ቪዲዮ ሪእኹም ዝመፃኹም እስኺ ኣለኹ በሉኒ
@user-ez7vg3ve6z
@user-ez7vg3ve6z Ай бұрын
መዋእለይ ዛደርፊ ወድ ወርቁ ናዘከርኩ ክነብር እየ 😭😭😭
@Selam-GualMeley
@Selam-GualMeley 22 күн бұрын
ብሓቂ እዛ ደርፊ ንኩሉ ግዜ መዘከርታ ናይ ጅግና ሓውና ወዲ ወርቁ ኮይና ኣብ ልብና ክትውቀጥ'ያ😢 ናይ ሞቱ ዓስቢ ግና ንሕና ንዝተሰዋኣሉ ዕላማ ምስ ንፍጽም'ዩ እዩ'ሞ ኣጆና🗽💙ከምቲ ህግደፍ/ሻዕብያ ንዝሓለፉ ኣሕዋቶም ከዲዖም ንዓና ኣደዳ ሞትን ስደትን ክንከውን ዝፈረዱና ከይንኸውን 😢 ናይ በዓል ወዲ ወርቁ ወዲ ሓጎስ ከም'ኡ ውን ቅድሚኦምን ድሕሪኦምን ነዚ ቃልሲ ሂወቶም ዝኸፍሉ ከይንርስዖም ሓደራ🙏ኣጆና💙💙💙
@merhawigoitom9322
@merhawigoitom9322 6 жыл бұрын
ዏኣምላከይ ሓንቲ ዝልምነካ ዓድና ሰላም ኮይኑ ኩሉ ኣብ ስደት ዘሎ ናብዚ ኩብር ባህልናን ምጭውቲ ሃገርናን ብሰላም ኣትዩ ዝወጻሉ ፍጠረልና
@Princess_Rozi
@Princess_Rozi Ай бұрын
ኣሕ ዛ ደርፊ ንወዲ ወርቁ እያ ተዘክረኒ ኣብ ገነት የንብርካ ንኡሰይ😢🥺😭😭😭😭😭😭😭
@RahwaTigray
@RahwaTigray 19 күн бұрын
ወዲ ወርቁ እሙን መሓዛይ ለዋህ ፈቃር ሐላል ለጋስ ፀግዕ ህዝበይ ካብ Tdf አሕዋተይ ፈልየ ዘይርእየካ ግን ዓለም ከዳዕ ንለዋህ ዘይትከውን 😭😭😭 ሐላለይ ናፊቅናካ 😭😭😭😭😭😭
@Ffsw-cy6oo
@Ffsw-cy6oo Ай бұрын
ኣነ ትግራወይቲ እየ ግን እዛ ደርፊ እዚኣ ክሰምዕ ከለኩ ንወድወርቁ እያ ተዘክረኒ ሓቢቢ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኑኡሰይ ድቃስ እኮ ከሊእናካ😢
@filmontesfamichael8850
@filmontesfamichael8850 8 жыл бұрын
ኣሕ ብህልና ጥዑም ኣታ እምላክ ኣቦይ ሰላም ዓድና ምልሰና ናፊቅናዮ በቃ
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 2 жыл бұрын
Niy behqe bro ♥️👍
@samuelteame7210
@samuelteame7210 Ай бұрын
Ahhhhh 😭😭Nay Wedi Werku Mezekerta 💔💔
@RahwaBerhane-ej9bx
@RahwaBerhane-ej9bx Ай бұрын
ኡፍፍፍ ወዲ ወርቁ ሓወይ ወትሩ ኣብ ልብና😢😢
@yordi676
@yordi676 29 күн бұрын
ወዲ ወርቁ ሓወይ በዛ ሙዚቃ ንዘልኣለም ክዝክረካ እየ ኣብ ገነት የንብርካ ንኡሰይ 😭😭😭
@Merhawithagos-iq7cx
@Merhawithagos-iq7cx Ай бұрын
ወዲ ወርቁ እዩ ትዝ ዝብለኒ ኣነ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭ንኡሰይ ዳላይ ፍትሒ
@user-zj2ml6sl9w
@user-zj2ml6sl9w 7 жыл бұрын
ኣየ ወ ይሕዋት ስደትና ዳኣ ስደት ዮሴፍ ይግበረልና እንበር ካብ ባህልኻ ምፍላይ ማለት ብዘይ ቀልዓለም ሑሱም ዩ ቡኡነት
@waltahager3968
@waltahager3968 7 жыл бұрын
ፍቅሪ ሉላ ፍቅሪ ሉላ nice
@brhanebereketeab8707
@brhanebereketeab8707 6 жыл бұрын
ፍቅሪ ሉላ ፍቅሪ ሉላ bgvdcub
@kebariberhe7919
@kebariberhe7919 5 жыл бұрын
Amen (3) sdetna sidet dingl Mariam yegberelna
@hdhs1650
@hdhs1650 Ай бұрын
መዘከርታ ወዲ ወርቂ😢😢
@shewit19
@shewit19 Ай бұрын
ዓኽኽኽኽ😢😢😢😢😢 ሰበይቱ ኸ ከመይ ኢላ ክትክእሎ ንሕና ኳ ምኽኣል ኣቢና 💔 ከመይ ከ ረኺብዋ ዛሙዚክ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😥😥😥😥😥
@Titi_Love_12
@Titi_Love_12 26 күн бұрын
ብጣዕሚ ብኣኣ ክሓስብ ኸለኩ ንብዓተይ ይፈስስ😭
@hadesebkeyzarebeniok8786
@hadesebkeyzarebeniok8786 Ай бұрын
አዛ ደርፊ ነ ሙልኡ መዋእለይ wedi ወርቁ አንድኣ ዘከርኩላ ከነበር እየ አቲ መንታይ ሲ ዘይ ሃሰስ ዘኽር ገዲፉልና ከይዱ በ ሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓው wedi ወርቁ ነዛ ደርፊ ኣብ video ናይ wedi ወርቁ መስ ሰበይቱ አንድኣ ሳዕሰዕ ረኢኹም ዘመጸኹም liek ገበሩ ደጋጊመ አዛ ደርፊ ከሳብ ዘለኹ መዘከርታ wedi ወርቁ ተኹነለይ 💔💙✅
@rahwahagos2540
@rahwahagos2540 Ай бұрын
Wedi werqu bejaka temelesena 😢😢😢😢😢😢😢😢hgi tefetrona zikiyer tezkonsu kindey adul neru
@2MLovers
@2MLovers 3 күн бұрын
ንወዲ ወርቁ እናዘከርኩ ይስምዓ ብኽያት ጥራሕ ይስዕረካ ህግደፍ ጨካን ናይ ኢድካ ትረኽበሉ ሩሑቕ ኣይኮነን ወትሩ ኣብ ልብና ሓወይ ጅግና ደልይ ሰላም😭😭😭
@abelmehari5347
@abelmehari5347 4 жыл бұрын
This is the kind of Eritrean music I'm used to listening, not today's music even though there's some good ones.
@brgednhamedu743
@brgednhamedu743 2 жыл бұрын
Ț
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 4 ай бұрын
TODAY THERE IS NO GOOD MUSIC. HGDEF DESTROYED OUR CULTURE.Thesse days song is MENDELAY very sad.
@mussietn1966
@mussietn1966 Жыл бұрын
2022 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው 💚🖤
@Nay-Hiwetey-Ngsti-Adey-Ya-q5h
@Nay-Hiwetey-Ngsti-Adey-Ya-q5h 5 ай бұрын
Still now
@feqrixewiomonetizesaqiyeni6111
@feqrixewiomonetizesaqiyeni6111 Ай бұрын
2022 ❤❤👌
@user-yc1se3pz4m
@user-yc1se3pz4m Ай бұрын
አነ አለኩ በዛ ሙዚቃ. ዝተሳኩ ወድወርቁ ሓወይ😢😢😢😢
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ኣብ ገነት የንብርካ ንኡሰይ ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ ወዲ ወርቁ ይመፅአኒ ናብ ሕልናይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mahieritrawi710
@mahieritrawi710 25 күн бұрын
ኣነስ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ዶ ክብል ወይስ ኣስተቢሂለላ ኣይይፈልጥን ኣበራ እኮ ካብቶም ዘፈትዎም እዩ 💙🌿😢😢 ብብጻይ ወዲ ወሮቁ እየ ፈሊጠያ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወኒ
@Hanj9581
@Hanj9581 13 күн бұрын
አረ ይፍለ ዩ ዙወዲ ወርቁ ማዓንጣና ሓሪርና ቀሪና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@gsmg9619
@gsmg9619 7 жыл бұрын
ድቂ ኤረይ ጽቡቃት ሪእኻ ዘይጽገቡ። ኦ ኣግ ኣዚ ብሄር ኤርትራውያን ናብ እታ ቅድስቲ መርይቶም ኤሬኦም ካብ ስደት ዝምለስሉ ግዜ ኣቀላጥፎ።ኣሜን
@brhanehaile3745
@brhanehaile3745 4 жыл бұрын
Gsm G robiek
@amirstudio3753
@amirstudio3753 Ай бұрын
ካብ ኣበራ ንላዕሊ ብወዲ-ወርቁ'ያ ፈቲናያ! ኣብ ሶማይ ዕረፍቲ ረኸብ መዘናይ ጽንዓት ንመላኣ በርጌድ ንሓመዱ ሕድሪ ብጾት ነኽብር። ካብዚ ንድሓር ኢዩ ቃንዛ ዝስማዓኒ! 2:17 2:24 2:25 2:26 2:27 2:27 2:28 2:29 2:30 2:30 2:31 2:32 2:33 2:34 2:34 2:35 2:36 2:37 2:37 2:38 2:39 2:40 2:41 2:41 2:42 2:43 2:44 2:45 2:45 2:46 2:47
@Yonibrother250
@Yonibrother250 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ
@user-yu4zu8gh3v
@user-yu4zu8gh3v 26 күн бұрын
ቡዉዲ ወርቁ እይ መጸይ😢😢
@swswots6782
@swswots6782 Ай бұрын
ብሽም እዚ ምልምል ደላዪ ፍትሒ ሓዉና ወዲ ወርቁ ሽም አየ ዛደርፊ ሰሚዐያ ናቱ ኮይና እያ ትስመዐኒ ዘላ😥 ኡፍፍፍፍ እዚ ልመስል መንእሰይ ዶ ዕድሙኡ ኽተሕፅረሉ ተዛሪኻ ምተቀተለ 😢ኣምላክ ብየመናይ ኢዱ ይቀበሎ ኣነስ ከምዛ ሞት ወድነይ እዩ ዉሽጠይ ሕምስ ኢሉ ብፍላይ እቲ ቪድዮታቱ ክትርእ ከለካ ዓለም ጨናዊት መክበሪ ሰብን ሓዳሩን ከምዝነበረ ኢኻ ትርዳእ 😢😢😢ኣሕ ክንደይ ግን ይጭክኑ ዛምድሪ እኮ ብፍቅሪ ልኹለና ትኣኽለና እያ ኔራ😢 ኮሜንት ብሪኬርድ ተዝከዉን ፅቡቅ ኔሩ እቲዝተሰመዐኒ ፂሒፈ ክወፀለይ ኣይኸኣለን ዘሎ ብቻ ኣምላኽ ብየመናይ ኢዱ ይቀበሎ 👏 ብርጌድ ልሓመዱ ፅንዓት ይሃብኩም ሓፍትኹም ካብ ትግራይ😢😢😢
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 23 сағат бұрын
ኣነስ ሽልትዉ ኢሉኒ ናይ ቀደም ደርፊ ኢለ ፅሒፈ እናሰማዕኩስ እዛ ደርፊ ከኣ መፅያ ወዲ ወርቁ ምስ ሰበይቱ ናሳዕሰዐ ናብዛ ቅድመይ ቅጅል😢 ስደት ከቢዱና እናሃለወ ከምዚታት ክድረበና ከኣ ልብካ ትስበር ድሕሪ ክልተ ወርሒ 2016 ብግእዝ ትግራይ ክኣቱ ይሓስብ ኣለኹ❤ ስደተኛታት ናብ መረበቶም ማይ ፀብሪ ተመሊሶም ደስ ይብለኒ ኣሎ ሰላም ንወዲ ሰብ❤
@saraasar9365
@saraasar9365 Ай бұрын
መዘከርታ ወዲ ወርቁ😭💔 ምስሉ እና ናይ ሰበይቱ ፍሽኽታ 🥺ካብ አእምሮይ ኽጠፍእ አይከአለን 💔
@tadeseftuwi6954
@tadeseftuwi6954 5 жыл бұрын
ኣየየየ ወ እዚ ባህልና ክጥዕም ኦ እግዚኣቢሀር ኣቦይ ስደትና የህጽረልና ኣነስ ናፊቐ እንበር ከማይ ዶ ትኮኑ ብዝኮነ ጽቡቕ ስራሕ ቐጽልዎ ደቒ ሃገረይ ሽኻኩርርርር
@fili6lackyfilieri46
@fili6lackyfilieri46 Ай бұрын
This song reminds me of wedi Werqu ❤❤😢
@faniealmera9360
@faniealmera9360 Ай бұрын
09/05/24/. 😭😭😭
@user-jv2oq1cq2g
@user-jv2oq1cq2g Ай бұрын
💔😭
@user-oi8fw6in3k
@user-oi8fw6in3k Ай бұрын
አብ ዝረኤክዋ ዛሙዝቃ ልበይ ሕማቅ ተሰምዕን ዋይ ሓወይ ምቅማጡ ድዮም ክቅመጥዎ ንኡሰይ አብ ሰማይማ ፅቡቅዶ ክፀንሐን 😢😢😢😢
@Senay334
@Senay334 Ай бұрын
Rest in peace ወዲ ወርቁ 😭😭
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
😢😢😢😢
@hagosabrham9288
@hagosabrham9288 19 күн бұрын
ኣሕ😢 እዛ ደርፊ ሲ ብሰንኪ ወዲ ወርቁ ፈልጠያ 😢😢😢
@user-rk9xi3sc5h
@user-rk9xi3sc5h Ай бұрын
Wede werka astwesyo 2024😥😥😢😥
@Meri.2146
@Meri.2146 Ай бұрын
ወዲ ወርቁ ተዝክረኒ ኣሕ ንኡሰይ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና
@GenetAlene
@GenetAlene Ай бұрын
ወዲ ወርቁ ሓወይ ድሕርየኻስ ቃንዛ 😭😭😭 7:49 ካይናትኒ ዛደርፍእ የብለኒ ጎይታዋይ ጸሓይገጹ ነይርካ ኣቦ ፍቅሪ አምባስደር ስላም
@amanuelyosef5595
@amanuelyosef5595 Ай бұрын
ናብ ባህልና ክብረትና መሊሱና ከይዱና ቡሉጽ ሰብ ወዲ ወርቁ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😢😢
@astermekseb4317
@astermekseb4317 Ай бұрын
💙💙እዛ ደርፊ ውሽጥና ኣትያ💔
@Yacob88481
@Yacob88481 Ай бұрын
Nay behaki ❤
@user-wd5ro3uz8v
@user-wd5ro3uz8v 6 жыл бұрын
ዋውውውውው ከም ገለ ዓይነት ካብዚ ሕብረተሰብ ምፍጣረይ
@SalamSalam-du3pl
@SalamSalam-du3pl Ай бұрын
መዘከርታ ወዲ ወርቁ ንአሰነትካ ሪኡ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብሮ😭😭😭
@abelove5924
@abelove5924 24 күн бұрын
Ayenwedi Werku 😢😢😢😢😢😢😢 Effffff Tekatselku Ember 😢😢😢😢😢
@helenfanos7526
@helenfanos7526 Ай бұрын
ናይ ወዲ ወርቁ ትዝታ😢
@Banawedi70
@Banawedi70 28 күн бұрын
ወዲ ወርቁ ሓላል ሰብ ኡሙን ብጻይ ዝጀመርካዮ ቃልሲ መፈጸምቱኡ ካየብጻሓናዮ ሰለም የለን 💙💙✊🏾🫡
@girmaygebregirmaygebre7704
@girmaygebregirmaygebre7704 Ай бұрын
ኣበራ በየነ ኣቦ ባህሊ ኤርትራ🇪🇷♥️🇪🇷💪💯🤙♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@meseretatsbaha7629
@meseretatsbaha7629 13 күн бұрын
ይብራሃ አፈወርቂ ወዱ ወሩቁ ሓወይ ቃንዛባ ገዲፍክለና በዛ ደርፊ አዚአ💔💔💔
@Titi_Love_12
@Titi_Love_12 26 күн бұрын
ኣብዚ ዘወር ክብል ረኪበያ ኡፍፍፍፍ ናይ ወዲ ወርቁ ኣቃፂላትና እምበር😭😭😭😭💙💊
@liverpoolanfield130
@liverpoolanfield130 Ай бұрын
Ahhh wedi werku tezekreni eza derfi😭
@user-mu4ir7no4u
@user-mu4ir7no4u Ай бұрын
Ahhhhh 😭😭😭wedi werku hawey
@merihthomas5318
@merihthomas5318 Ай бұрын
Abera nay lbey ❤ ይፈትወካ እንድየ ካብ ቀደም ሎሚ ግን ዝያዳ ሰለ ይብራህ ፈቅሪ ❤❤❤❤
@tsegino5553
@tsegino5553 Ай бұрын
ኣብዛ ውዕይቲ ፍቅርኩም እባ ስብርር ኣበለኩም እዞም ኣረመናት ዘልኣለም ሓዘን ኣብ ቤቶም ትንበር 🥲🥲🥲
@user-yh2gi6mx1j
@user-yh2gi6mx1j 8 жыл бұрын
ወይ ባህሊ ትግርኛ ወይ ደርፊ ትግርኛ ክምቅርን ክጥዕምን ብሕልፊ ብ ኣበራን + ኣብረሀትን ክትሰምዖ ከለኻ ...
@romanatsimu9460
@romanatsimu9460 Ай бұрын
ከሳብ ኸዚሰመዐያ ዘይፈለጥ ደርፊ በወደወርቁ ምኽንያት ካብ ቲክቶክ እየመፂኣይ
@abraham35371
@abraham35371 Ай бұрын
Wedi werqu natka hyab ya bsmka knsema nwel alena. Rest in peace our beloved one
@samites2073
@samites2073 Ай бұрын
እዛ ደርፊ ደኣ ወዲ ወርቁ ምስ ባዓቲ ቤቱ ዝስዓላ ዝነበረት ድያ 🥹😓💙ብሰላም ዕረፍ መስመርካ ተኽቲልና ሒነኻ ክፍደ እዩ 🖤💔💔
@wedieri5866
@wedieri5866 10 жыл бұрын
Our traditional heroes love u 2
@Rufta_shumay
@Rufta_shumay Ай бұрын
Ahhh nwedi worqu yzekereni ba ahhh alem godolo💔
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k Ай бұрын
ናይ ወዲ ወርቁ ማዓረይ መዘከርታ💙ኣሕሕሕሕሕ ኣየ ዓለም ጨካን መልእ ዘይትምልእ💔😭😭😭
@Hiwet-fe1if
@Hiwet-fe1if Ай бұрын
ወዲ ወርቁ ጽቡቕ ካዕናን ሳዕሳዒ ለይለይ ሓለንጋይ ምስታ ምልምል ነዋሕ ክሳድ ከምብርለ ዓኽክክክክክክክክ ባራዩ ኣጥፊኦሙኻ እባ እዞም ረሳሓት 😢😢😢😢😢😢
Khó thế mà cũng làm được || How did the police do that? #shorts
01:00
Каха ограбил банк
01:00
К-Media
Рет қаралды 11 МЛН
Heartwarming: Stranger Saves Puppy from Hot Car #shorts
00:22
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 13 МЛН
ИРИНА КАЙРАТОВНА - АЙДАХАР (БЕКА) [MV]
02:51
ГОСТ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 9 МЛН
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን) #Dawitshilan
39:01
Aziz Hagos - Ruba Tekeze
8:12
Aziz Hagos - Topic
Рет қаралды 340 М.
Eritrean   Berh Dile meshesh   YouTube
6:47
ዕባይ ሃገረሰብ
Рет қаралды 496 М.
Alem Xaeri
8:28
Tesfai Nrea - Topic
Рет қаралды 6 МЛН
Bereket Mengisteab | Btihti Gezana | New Eritrean Guayla Music Video Remix 2020
6:37
Bereket Mengisteab Official Music Channel
Рет қаралды 1,5 МЛН
Teddy Gere - Zengimussie #New #Tigrignasong #Thisweek ዘንጊሙሴ
14:35
Duman - Баяғыдай
3:24
Duman Marat
Рет қаралды 151 М.
V $ X V PRiNCE - Не интересно
2:48
V S X V PRiNCE
Рет қаралды 1,2 МЛН
Say mo & QAISAR & ESKARA ЖАҢА ХИТ
2:23
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 1 МЛН
Iliyas Kabdyray ft. Amre - Армандадым
2:41
Amre Official
Рет қаралды 378 М.
Zattybek & ESKARA ЖАҢА ХИТ 2024
2:03
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 115 М.
LISA - ROCKSTAR (Official Music Video)
2:48
LLOUD Official
Рет қаралды 75 МЛН