No video

#eritreanmusic

  Рет қаралды 699

ዕባይ ሃገረሰብ

ዕባይ ሃገረሰብ

3 жыл бұрын

ብርግጽ ኣብ መንጎ መንነትን ዜግነትን ፍልልይ ኣሎ ድዩ፧ ናይ መንነትን ፍልልይ ኣብ መንጎ ሃገራዊ ዜግነት እንታይ ሳዕቤን ከምጽእ ይኽእል፧ ግድን ድዩ ምስ ከም ናትካ ተመሳሳሊ መንነትን ዘለዎ ጥራይ ሃገር ክትምስርት፧ ዝብሉን ዝኣመሰሉን ትሕስቶ ብሰፊሑ ዝዳህሰሰ ትንታነ ቀሪብልኩም ኣሎ ሰናይ ምክትታል።

Пікірлер: 2
@godislove9722
@godislove9722 3 жыл бұрын
You are corect bro thank you so much
@eritrea-sbketieritreabeaut2094
@eritrea-sbketieritreabeaut2094 3 жыл бұрын
ጎአቤትክ ትግርኛ ቖንቆ ስለ ተዛረበ ሓደ መንነት ኣሎዎም ዝብል ዘሎ መን እዩ፣ ካብ ምዓስ። ከምኡ`ውን ኤርትራውያን ሓደ ሃገራዊ መንነት የብሎምን ዝብል መን እዩ ? መንንት አንታይ ማለት`ዩ ኣጸቢቕካ ከተጽንዖ ኣገዳሲ እመስለኒ። ምድንጋር ይእክል። ትግርኛ ቖንቖ እዩ። እቶም ናይ ትግራይ መንነት ዘሎውም ወይ ክህልዎም ዝደልዩ ድማ ምርጭኦም እዩ። ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ግን እስኻ ኣይትህበና ኣይትኸልእና።
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 28 МЛН
Schoolboy Runaway в реальной жизни🤣@onLI_gAmeS
00:31
МишАня
Рет қаралды 1,3 МЛН
ፍቕርን ሕፍረትን🤦🏼
15:16
ዕባይ ሃገረሰብ
Рет қаралды 417
ኪሮስ "አንጓይ ፈሰስ" ☺️
3:59
All about melodies 😊
Рет қаралды 28 М.
80 Year Olds Share Advice for Younger Self
12:22
Sprouht
Рет қаралды 1,9 МЛН
#ይሄ ቁንጅናዬ  …!!#
27:44
የሳቅ ደጆች
Рет қаралды 535
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 28 МЛН