ዝኽሪ 'ታ ቦጦሎኒ | Story of one heroic battalion - ERi-TV Documentary

  Рет қаралды 254,374

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

3 жыл бұрын

ERi-TV, Eritrea - ዝኽሪ 'ታ ቦጦሎኒ - ካብ ዕለት 14 - 16/03/1999 ኣብ እግሪ መኸል ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ውዕሎ ኣባላት ሓንቲ ቦጦሎኒ እትትርኽ ሰነዳዊት ፊልም እያ። | The story of a battalion during the Eritrea-Ethiopia war of 14 to 16 March 1999

Пікірлер: 555
@ghideygabrazge274
@ghideygabrazge274 3 жыл бұрын
ካብቶም አብዚ ቦታ ዝተሳተፍኩ ዋርሳይ 4 ዙርያ ሐኪም ኮይነ ተሳቲፈ አብ ሒወተይ ዘይርስኦ ታሪክ እይው ሎሚ ግን አደ 3 ቆሉኡ ኮይነ ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስውአትና ከሰማእታትና
@tsegisheeritrean530
@tsegisheeritrean530 3 жыл бұрын
አባል ናይዛ ቦጦሎኒ ብምንባረይ ሃበን ይስመዓኒ ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታት ኤርትራ
@amanamena5826
@amanamena5826 3 жыл бұрын
ወዲ ስሌማን ወዲ ጨለ ኩሎም ፡ንዝወደቑ ስማታትና ቕሰኑ ❤🕯🍀🕯🍀🕯🍀🕯🍀🕯🍀🕯🇪🇷❤
@proud894
@proud894 3 жыл бұрын
ኣባል 525 ኮይነ ምስ ብጾተይ ኣብዚ ቦታ ማለት እግሪ መኸል ከቢድ ኩናት ኣካይድና ፍቃድ ኣምላኽ ኮይኑ ኣነ ብ ሂወት ኣለኹ ን ኩሎም ካብ ልበይ ዘፍቅሮም ብጾተይ ጀጋኑ የሕዋተይን ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበሎም ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ን ስውኣትና ዓወት ን ሓፋሽ 💪💪
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 жыл бұрын
ጅግንነት ድኣ ደይ ኩሉ ግዜ ምሳኹም ኢዩ ደቂ ኤረይ ኣናብስ ዋርሳይ ወራሲ ኣያታቱ !!!! ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንታና ዝሓለፉ ጀጋኑኑን ነቶም ብሂወት ዘለኹም ውጻእ ማዓትን 🇪🇷💪🇪🇷🕯️🕯️🕯️🇪🇷💌🙏🇪🇷
@user-zj2tt2bk6k
@user-zj2tt2bk6k 3 жыл бұрын
ታሪክ ጀጋኑና ንዘለአለም አብ ልብና ይነብር።
@kahsayzemariam8641
@kahsayzemariam8641 3 жыл бұрын
ታርክና ታርኽ ኤርትራ መዋዳድርቲ አልቦ አብ ዓለም!!!!!
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 3 жыл бұрын
ታሪኽ በጃኩም ጻሓፍዎ ብጃኩም በጃኩም ምክንያቱ ታሪኽ እምበር ሰብ ኣይነብርን እዩ
@robelfitwi2342
@robelfitwi2342 3 жыл бұрын
ኣነ ህግደፋዊ ኣይኮንኩን ግን ንሃገረይ ኣሕሊፈ ኣይ ህብን እየ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣብ ደመይ
@tesfuberaki2776
@tesfuberaki2776 2 жыл бұрын
ኣብዚ ኩናት እግሪ መኸል ኣባል መካናይዝድ ከቢድ ብረት መድፍዕ ካብ መረብ ስግር ኔርና ሓበን ይስምዓኒ ዘላዓለማዊ ዕረፍቲ ንሰማዕታትና
@habtuberhe5430
@habtuberhe5430 3 жыл бұрын
ኣየ ጅግንነት ደቂ ኤሬይ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eryhagereykbretey8634
@eryhagereykbretey8634 3 жыл бұрын
ኣየ ሰራሕቲ ቅያ፡ ጅግንነትኩም ቃላት ስኢነሉ።
@user-sp8qi2kd2f
@user-sp8qi2kd2f 3 жыл бұрын
ታሪክ ይጻሓፍ ይዘከር ክንደይ ታሪክ ኣሎ ዘይተተረከ
@amanamena5826
@amanamena5826 3 жыл бұрын
ሕጅ እዉን ደንበኛ ጸላኢና ትግራዋይ ዝባሃል ኢዩ ዓጋም ተሰኪምካ ማዓስ ድቓስ አሎ ሕጅዉን ትርፍራፍ ጁንታ ከደዓት ደቒ ሃገር ንምቕባር ድልዋት አለና
@hasnahussen6367
@hasnahussen6367 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ስዋትና ወትሩ ኣብ ልብና፡ ህሉዋት ጀጋኑ ተጋደልትና ኻኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንደገፍትኹም ተቃወምትኹም ኤረትራ ንበል ደቂ ኤረይ
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 3 жыл бұрын
ጀጋኑ እግረ መኽል🇪🇷💪
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 3 жыл бұрын
በዓል ጸልማት መጻኢ ከኣ ኩናት ዘይፈልጣስ ስውኣትን ተጋደልትን ዋርሳይን የቆሽሻ ስማዕ ተዓዘብ ጅግንነት ሃገር ኣብ ኢንተርነት ኣይኮነትን መጺኣን ተኸቢራን
@fiyoriyemane5134
@fiyoriyemane5134 3 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘይተ ነገረ እንበር ዘይተገብረ የለን ታሪኽና ክዝንቶ ኣለዋ ጀጋኑና ኣብ ልብና ዘይበርስ ሓወልቲ ክብርን ሞጎስ ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-tu8jm7hn3p
@user-tu8jm7hn3p 2 жыл бұрын
እታ ኣበይ ኢየ ዝረኽባ ዝብል ዝነበርኩ ሎሚ ምርኣየይ ብጣዕሚ ተሓጒሰ፡ ምንታይ ስኢ እታ ኣብ ልዕሊ ታንኪ ጸላኢ ኮይኖም ሰላም ዝባሃሉ ዝነበሩ ክስእላ ድልየት ስለዝነበረኒ ሎሚ ረኺበያ፡
@knwcanada4268
@knwcanada4268 3 жыл бұрын
Eritrea will forever be grateful and proud of its brave sons and daughters. You are indeed represent the best of this beautiful nation.
ዘይደንን ማእገር - ERi-TV
29:01
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 74 М.
Eritrea-ዝኽሪ' ታ ቦጦሎኒ
36:33
ሓሬና Hariena
Рет қаралды 564 М.
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 205 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 8 МЛН
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 71 МЛН
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 37 МЛН
ሻለቃ ዮሃንስ እና የ10 ደቂቃው ቀውጢየታሪክ ዳሰሳ
15:58
Nedaj Media - ነዳጅ ሚዲያ
Рет қаралды 569
እቶም ክልተ ጎባልል - ERi-TV
48:54
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 174 М.
ERi-TV True Story: A Child Vanishes without a Trace, Family in Crisis
46:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 243 М.
Tigray Media Network ቀንዲ ነጥብታት ጌታቸው ረዳ Jul 30, 2024
46:25
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 205 МЛН