No video

ERi-TV: An Incredible True Story - Love in Times of Conflict - ሓቀኛ ፍጻሜ - ኪዳን ልቢ

  Рет қаралды 211,748

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV: An Incredible True Story - Love in Times of Conflict - ሓቀኛ ፍጻሜ - ኪዳን ልቢ

Пікірлер: 413
@iameritrea2682
@iameritrea2682 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ኪዳን ጽኑዕ ሰብ ቀደም ጽኑዓት እሙናት ፈቃራት ለዋሃት ኩሉ ኢዮም ዝሙህሩካ ። / ነቲ መሪር ቃልሲ ሂወቶም ዎፍዮም። ደም እንዳ ኣንጠብጠቡ ናጽነት ፍሒሮም ። ብስኒት ብፍቅሪ ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኮይኖም። መስገደል ሰጊረሞ ዋርሳይ ይከኣሎ ተሰይሞም። ኣነስ ቀኒአ መሲጡኒ እቲ ፍቅርኩም ። ብግራመይ ወዲአ ንብዓት ስዒሩኒ ድህሪ ነዊህ ምርካብኩም። ጸዋራት እወ ንኩሉ ዕንቅፋት ተሳጊርኩም።"√√√~
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617 5 жыл бұрын
ብንብዓት ወዲአያ እዛ ህስትሪ ናይዞም ጀጋኑ, ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ተጋዳላይ እኮ ከምዚ እንተኾነ ግን ብዓይንኻ ክትሪኦ ከቢድ 'ዩ "
@teamemerhawi7731
@teamemerhawi7731 5 жыл бұрын
ወላ ኣነ፡ብንብዓት፡በቃ!!
@selamg3325
@selamg3325 5 жыл бұрын
Ny behaki xenat meleleyi erotrawyan eyou ab sheger mexnai ab rahwa medsat nyeritrawi xenat kali aykelon eyou
@beti10haile34
@beti10haile34 5 жыл бұрын
one eye to myself one eye to my country ane teray zenbaeko masiloni xaniho
@simonkeletta5765
@simonkeletta5765 4 жыл бұрын
one eye to myself one eye to my country werae kale allo nay tgadaley mewdeta yblum kem bahri u tqdihu zeyweda jignenet::
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ሓጎስ ድዩ ድንጋጸ ኣይተረድኣንን ነቢዐ ብጣዕሚ ዘሐብን ፍቕራዊ ዛንታ
@welduberhe7353
@welduberhe7353 2 жыл бұрын
ብጣዓም ልብካ ትቲክፍ ሐቀኛ ቃል ክዳን ከምዝ እዩ ናይ ብሓቅ ንኩላትና ብስምዓት ክንርእ ዝጸናሓናን ንዐኦምን እንኮዓ ሓጎሳና።
@ed2821
@ed2821 5 жыл бұрын
Eritrean culture at its best. God bless you both. Keeping promise no matter what.
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 5 жыл бұрын
ብሓቂ እምነት ተስፋ ፍቅሪ ጽኑዓት ኣብ ቃልኪዳን እግዚኣብሄር ሓሳብ ናይ ልቦም ኣስሚርሎም
@kedirkemal8260
@kedirkemal8260 5 жыл бұрын
ፍቅሪ መግለጺ ይሓጽረካ ነዚ ክትስምዐ ፈቃር ኣይኮንኩ ግን ፈቃር ክከውን ባህገይ መወዳእታ የብሉን ኣማኩሩኒ ካብ ብልቢ የ
@Filimon.mikele-10
@Filimon.mikele-10 5 жыл бұрын
አወ ጽቡቅ ኣለካ ዝሓወይ ገን ክሊቱኡ ክተማለኦ ኣልካ ፈቃር ክትከውን የምንልካ ኣፍቃሪ ግን ካ ኩን
@yordaedom2988
@yordaedom2988 5 жыл бұрын
Hawey natey tefkra sle zey rekebka eu enber kulu wedi seb fekar eu mealtka texebe ksab tefkra trekb 😊😉
@lulateclehaimanot9521
@lulateclehaimanot9521 4 жыл бұрын
Ajioka zehawey kulu gizie alewo!,hanti mealti ala neta natka iya zibela fetari kitrekba.sessenayu
@merhawikefela8763
@merhawikefela8763 5 жыл бұрын
ፍቅርን እምነትን ተማሂረ ቡኡነት ዘገርም ዩ።
@semere4860
@semere4860 5 жыл бұрын
እዚኣ ኣሞይ ኢያ ምብራቅ ይዕብዬ ኣብ ማይ ተመናይ ትነብር
@guelhagereye8022
@guelhagereye8022 4 жыл бұрын
Semere Mebrahtu kurianala bhaqi amoka tekoyna welidom do
@etitesfaysialomsay2158
@etitesfaysialomsay2158 4 жыл бұрын
Guel Hagereye welidomsi timnit eka eloma shima aywedaekayan/kiyan enber ab mewedaetia galom ameriom eyom btaemi dedenq fiqri
@guelhagereye8022
@guelhagereye8022 4 жыл бұрын
Tesfay Eyob btamiii yu desi eluniii bsimittt yiketatelom neare btahwakk zeyrakebu mesilu nearu 🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻💕💕💕💕
@amenamen4709
@amenamen4709 4 жыл бұрын
Wawwwwwwwwww
@salahahmed8272
@salahahmed8272 4 жыл бұрын
semere mabrahtu amoka the hero of love
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
"ሰማይ ርሑቕ ኪዳን ጽኑዕ'ካ ኢዩ"። ካብዚ ንላዕሊ ጽንዓት እንታይ ኣሎ እንተ ናይ ሎሚ ሶሙን ምስ 'ትፈላለ ተወላሊድካ ትጸንሕ።
@yordaedom2988
@yordaedom2988 5 жыл бұрын
Kkkkkkkk nay behaki 😉
@mesfing1988
@mesfing1988 4 жыл бұрын
Kkkkkk
@harerta20088
@harerta20088 5 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ዘገርም ዩ ብዙሕ ታሪክ ኣሎ ኪዝንቶ ኣለዎ
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 5 жыл бұрын
ኣየ እምነት ወለዲ ኣየ ባህሊ ሕብረተ ሰብና ኣታ ዞም ናይ ሎሚኸ ከመይ ኣለና።
@ibrahimadam1609
@ibrahimadam1609 5 жыл бұрын
Berihu Hadish nay lomi dea moytelka moytelki 2 dihri 2 semun na nab gezakha shah bel hhhh
@biniamefrem429
@biniamefrem429 5 жыл бұрын
0000
@gelilashow775
@gelilashow775 5 жыл бұрын
Oyyyy zareba yeblon
@user-gk8us2pe9q
@user-gk8us2pe9q 5 жыл бұрын
Nay LOMI da entay hto Adlyata glete mlet melia mdri
@OmanOman-eh8dp
@OmanOman-eh8dp 5 жыл бұрын
Hmakk
@user-jb9sh8ce4b
@user-jb9sh8ce4b 5 жыл бұрын
ኣድናቆተይ ንምግላጽ ቃላት ሓጺሩኒ !!
@zerayhabtay6413
@zerayhabtay6413 5 жыл бұрын
Kuburat Eri Tv entay ile comment kixihf chenikuni gin Unkae ntna nay Erena konkum 🇩🇰🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@teklemahari9821
@teklemahari9821 5 жыл бұрын
ጽንዓት ቃል ኪዳን ሰውራን እትምስክር ፍጻምየ
@mam2261
@mam2261 5 жыл бұрын
ናይ ቀደም ፍቕሪ ደኣ ኣበይ ክርከብ፣ ኣሰይ ናትኪምስ ኣምላኽ ክትራኸቡ ኢልኩም ጋለይ ዉልድኩም ይሰስኑ፣፣፣፣፣፣ ኣብ ግዜ ሕጽኖታ 3 ሰሙን ገዲፍዋ ምስ ከደ ዘይተመልሰ፣ መርዓት ኣብኣ ክወስዳ ኢሉ ምጽእ ተበለ ከምታ ሰበይተይ ኢሉ ዘምጸኣኒ ምስ መጸ ኢየ ዝመጸኩም ትብሎም ማለት ኢዩ፣ ኣብኣ ብዙሕ ኣይተዛረባን ፍቃድኪ ይኩን ዛጋለይ ኢሉ ከደ ንባዕሉ ተጋዳላይ ስለ ዝኮነ ማለት ኢዩ፣ ደርጊ ከኣ ናይ ኢዶም ኣይሰኣኑ ተሓባባራይ ወንበዴ ኢኻ ኢሎም ቀቲሎሞ፣ ሓዘን ኣቡኣ ኮይኑዋ ከደት ሓዘና ወዲኣ 1 ዓመት እዳስድርኣ ኮፍ ኢላ ፣ ነዲኣ ኣደይ ኣነ ኣብታ ዝገደፈኒ ሰብኣየይ ናብኡ ክምለስ ኢየ ኢላ ዳሓሙኣ ተመልሰት ምስ ዳሓሙኣ ዉን ግርም ኢያ፣ ሕሳስልደት ጋል ኮይና ትእዘዞም ተጸበየት ናጽነት እ"ዉን ኮይኑ ናብ ምንዳይ ኣተወት ከም ሕሱም ኣናደየት ሓተተት እዋይ ክሓስም ሪኢኩሞዶ ኔርኩም ኣበየናይ ኣሃዱ እኮን ይኸዉን ክትብል ብኢዳን ብእግራን 20 ሰነ መጸት ተተጸበካስ ስዉእ_እከለ ከም ሕሱም ሓዘነት በኸየት ኣየወ ከተሕዝነካ ድሕርዚ ስድራ እንዳ ወዲ እንታይ እብልዋ ክሳብ ሕጂ ተጸቢክዮ፣ኣናዲኪዮ መስዋእቱ ሰሚዕኪ ሓዚንኩሉ ስለዚ ጋለይ ባዕለይ ከመርዕወኪ ብዘይ ሓድጊ ከይትተርፊ ንሱ ከምኡ ኮይኑስ ንስኺ ከኣ ከምኡ ብዘይ ዉላድ ትርጉም የብሉን እዛ ጋለይ እብልዋ ሕጂ ስምዕኒ እዝጊ እስምዓኺ ተበልዋ ወዮ መርዓት ብብኽያት ፊቅ በለት ክንደይ ዓመት ለሚኖማ ኣቕበጸት ከምታ ሰማይ ብዘይ ዓዲ ዘቆማ ፈቕርና ከኣ ከምኣ ትቁም፣ ከምታ ብጊሓት ወፊሩ ኣብ ምዕራባ ኣዝያ ዝጸልመተተቶ ነዓይ እዉን ከምኣ ትጸልምተኒ ምስ በለቶ ሓሙኣ ስድራኣ በቃ ምዝራብ ኣቃሪጾሞ፣ ሓሙኣ ናይ ሓዉ ገዛ ነጸላ መደቕ ኔሩ ዛጋለይ እዚኣ ናይ ሓወይ ኢያ ሓወይ እዉን ሓዳር ክገብር ኢሉ እዛ ገዛ ሰሪሕዋ ፣ክምርዖ ምስ ሓሰበ ዕስክርና ጣልያ ወሲዶሞ ኣብኡ ተሰዊኡ፣ ስለዚ ኣብኣ ኮይነ ክወልድ ኢየ ክምርዖ ኢየ ተበልኺ ላእ ምሳኩም ኢየ ዝነብር ተበልኪ እዉን ንሱ መጺኡ ሓዳር ከም ዘዉጽኣኪ ሕሰብያ እዚኣ ኣዉሪሰኪ ኣለኹ ዛጋለይ ኢሎም ከብዛ ዓለም እዉን ብሞት ተሰናበቱ፣ ምስ ሓማታ ትነብር ትነብር ሓማታ እዉን ከም"ኡ ብሞት ተሳና ቢታ የሕዋቱ እዉን ኣለዉ ገገዝኦም ኢዮም፣ ዓቢ ገዛ በይና ምስ ንብዓታ ትነብር ኣላ መላሲ ልቢ ዘይብላ ። ናይ ቀደም ፍቕሪ ዋላ ተማህሊልካ ዝርከብ ኮይኑ ኣይስምዓንን፣ ናትኩም በሓቂ ድርብ ምህላዉ ኢለ ኢየ ዝገልጾ እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ኣምላኽ እንታይ እሰኣኖ ተራኪብኩም ወሊድኩም ረዚንኩም ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለካ ዝተረፈ ዘመንኩም ምስ ዉልድኩም እባረኽ ጎይታ መድሃንኣለም።
@sofimed7056
@sofimed7056 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@kbromberhane3347
@kbromberhane3347 5 жыл бұрын
Thanks Eri.tv nay bhaki zehabin tarik
@sabamedhin6120
@sabamedhin6120 4 жыл бұрын
ዛንታ ናይ ወለደይ አዘካክሩኒ። ናይ ቃል ኪዳን ክቡርነት ብንዑስ ዕድመ ዝተረድአት ኣደይ ኣርበዓተ ዓመት ነቦይ ተፀብያቶ። መርዓ መዓልቲ ኣቦይ አይመጸን። ኣባየይ ተመሪኡ ካባይ ስለዘርእከኪ ይትርፈኪ ኢላ እንተለመነታ ብሰብም ጌራ እንተለመነታ ቃልኪዳን ሃንሳብ ኢላ አቅበጸታ ን ኣቦይ አይትፈልጦን። ክልቲኦም ኣቦ ሃጎታተይ ዝወድኦ ጉዳይ ኔሩ። መጀመሪያ ኣቦኣ ነደይ ይህጎሱ ኔይሮም። ትጽቢት ምስበዝሀ ካብኣዲ ን ኣስመራ ንኣቡ ነቦይ አጸዊኦሞም። ጠዋሊ ካብ ኣዲስ አበባ አምጺኦሞ። ስጋ ዕለተ እረፍታ ብቃል ኪዳን ፀንሆም። ኣቦይም ድህሬኣ ኣሰርተ ሰለስተ ዓመት ፀኒሁ ማለት እዪ። ድህር ምስጎግ ኣብ ኣስመራ ድህር ሽድሽተ ዓመት ኣሪፉ። ።
@biniamtesheme5518
@biniamtesheme5518 5 жыл бұрын
ኣብ ፍቅሪ እምነት ዩ" ዓንዲ ኪዳን"
@adiamissac896
@adiamissac896 5 жыл бұрын
Omg ........እዚኣስ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘላ ሩት እያ:: ዝትረፈ ዘመንኩም ልዑል እግዚአብሔር ይባርከልኩም .....ከምዚ ኣይነት ሓቀኛ ታሪክን ሰባትን ምርካብን ታሪኾም ምስማዕ Totally delights your day 🙏❤️
@bereketberhane-zu4gu
@bereketberhane-zu4gu 22 күн бұрын
ኣበሰት መብራቅ ሓብተይ በዓልትይ ታርኽ ጽርነትይ በክዳን ከማክይ የብዝሃ ኣምበሰት ሓብተይ ጋል ኣኮይ ኣብ ደቀክይ የሕለፍ ኪዳን ናትክይ ኣምላኽአሳክይ የኹን
@ghidebisratw6410
@ghidebisratw6410 5 жыл бұрын
Wawww Amazing True Love story
@dawitabraham9059
@dawitabraham9059 4 жыл бұрын
It is great to see people strong in his love and faith it is amazing God bless you both of you I know mr zerit in unit (kifeleserawet 23 ) he is kind person brave how strong Anseba people loyal strong friendly brave and humble
@demozdm1372
@demozdm1372 5 жыл бұрын
Frist love never die♥️ Love is strong ♥️ True love is not finished♥️
@helenkidane5423
@helenkidane5423 5 жыл бұрын
ዋው ኤርትራውነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-lh9be1zl3f
@user-lh9be1zl3f 4 жыл бұрын
ኣድናቆተይ ንምግላጽ ቃላት ይሓጽረኒ ፡ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ክቡራት ወለዲ
@isaacgil6086
@isaacgil6086 5 жыл бұрын
እንዳቦይ የዕቢዬ ፡ኣበይ ደኣ ኔሩ እዚ ምስጢር ፡ ቆልዑ ኮይና። እምነትኩምን ቅንዕናኩምን ኣብ ውልድኩም ሓሊፉ። ሕብረተሰብና መምህርና ዩ ሓደራ እሙናት ንኩን።
@erisweetheart8156
@erisweetheart8156 5 жыл бұрын
Wow how amazing love is beautiful Deki Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖
@user-tn8fu2ic8j
@user-tn8fu2ic8j 5 жыл бұрын
ናይብሓቂ ንብዓት ሲዕርና ናይብሓቂ እሙን ቃል ኪዳን
@fuftdyffurygyr1938
@fuftdyffurygyr1938 5 жыл бұрын
ኪዳን ጽንዕ ኣቦታ ክምዛ ዪንሩ
@user-gi6zi7rj2p
@user-gi6zi7rj2p 3 жыл бұрын
ኣቤት ቃል ኪዳን መምህር ሂወት ኢኩም
@atakltielias
@atakltielias 5 жыл бұрын
ኣብ ዝኽሪ ሓሳባት ናብ ሃው ዝበለ ጽምዋ ወሲዳ ናብ መፈጸምታ ታዛንታ ንክትበጽሕ ብሃንቀውታ ንኽከታተላ ዝደረኸትኒ ኣዝያ መሳጢት ናይ ፍቕሪ ዛንታ፡ ኣነኮ (ትርጉም ቃልኪዳን) ኢለ ኣርእስቲ ምሃብኩዋ፣ መብዛሕትኡ ግዜ ፍቕራዊ ዛንታ ገድሊ ብመስዋእቲ ምፍልላዩ ዘጋጥም፥እግዚኣብሄር ተሓዊስዎ ጽቡቕ ዕድል ኮይኑ ግን ልቢ ብዝሰቢር ጸረርታ ንብዓት ሓጎስ ዘሰነዩ ብዘሐጉስ ክድምደም ክትሪኢ ግን ክንደይ ሰናይ ነገርዩ፡ እግዚኣብሄር ይመስገን፡ ንፍቑራት ዘርኢትን ምብራቕን ከኣ እንቆዕ ሓጊሰኩም ዝተረፈ ዘበንኩም ይባረኽ፡ ኪዳነ ምህረት ምሳኹም ትኹን ኣሜን፡ የቐንየለይ። ኣብነት ንናይ ዘበና ፍቕሪ ።
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 4 жыл бұрын
beautiful really Jeganu history thanks for service have long life!!!🐯🎋🐯🎇🐯🎋🐯🎋🐯🎋🐯🎋🐯🎋🐯🎋🐯
@tesfalemasefaw5433
@tesfalemasefaw5433 5 жыл бұрын
ጽኑዓት ኣብ መትከልን ኣብ ቃል ኪዳንን ፡እንቓዕ ፍረ ጻማኹም ረኣኹም።
@eyobgebregziabher2166
@eyobgebregziabher2166 5 жыл бұрын
Oh my God!amezinglove story More than Romeo and Juliet
@semere4860
@semere4860 5 жыл бұрын
Yeah this is my aunt mebrak yebio
@yonietifekaradam5864
@yonietifekaradam5864 5 жыл бұрын
*ሓቀኛ ፍቅሪ መወዳድርቲ የብሉን።* *ኣብ ስምዒት ፍቅሪ ህልም ኢለ ትፈልጡ😥* *ጽንዓት ፍቅሪ እምነት ፍቅሪ ከምዚ‘ዩ።*
@wedigermen2776
@wedigermen2776 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ዛንታ ሐቀኛ ፍቅሪ ብሐቀኛ ስባት ተባረክለይ
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 5 жыл бұрын
we salute you very have super Heroes!! Make us proud and never forget you what you did for us GOD bless you you story it going in our hearts for ever and ever thanks for sharing!!happy 28th independence to all your family!🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆
@eweanebelom6592
@eweanebelom6592 5 жыл бұрын
No words can be found to admire this . Ertrawiiii
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 5 жыл бұрын
We Eritreans are always faithful and strong that is why ever proud🇪🇷✌✌✌✌✌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙💙💙💙
@mulugietasolomun4598
@mulugietasolomun4598 5 жыл бұрын
Ow Ow what amazing story. I can't believe it. I have no definition for this two gus. Promise is promise keep it up.the grace of God be with you.
@biniamteklebrhan2654
@biniamteklebrhan2654 5 жыл бұрын
Amazing Teru Love Story 😍😍
@user-zs1ny9uc1e
@user-zs1ny9uc1e 5 жыл бұрын
መርሓባቦ ድምጺ ሓቂ ድምጺ ጽንዕቲን ረዚን ታሪክን
@stand2gether2makebetter29
@stand2gether2makebetter29 5 жыл бұрын
OMG😢 💔💔 lomi ka Elemo elema enabelna nbetaten true love is strong💔💔 happy at the end bth💔
@bininatey2670
@bininatey2670 5 жыл бұрын
True Love Is Never end ❤
@knowledgeispower1502
@knowledgeispower1502 5 жыл бұрын
Ferzazi hanti hamlay deset aranshn zeytun kalii fretat bbzhi zrkeba eya. Kushet nay Adineamn eya, nay deqishehay aykonetn. Anyway amazing history ❤❤
@berhanegebriel3155
@berhanegebriel3155 5 жыл бұрын
ቃል ኪዳን፣ፍቕሪ፣ሙሉእ እምነት ። ሠለስቲኤን፡ እንተሓቢረን፡ጎቦ፡የፍርሳ፡እምበር፡ብጎቦ አይፈርሳን።ፍቕሪ ኩልግዝየ፡ትስዕር።
@user-zd1js3nh7f
@user-zd1js3nh7f 5 жыл бұрын
ካብ ብቀደሙ ኩሉ ሰም ከምዚኦም እነንኸውን ኣብ ሕሰምን መከራን ኣይማሃለናን
@almazfikadu8930
@almazfikadu8930 5 жыл бұрын
Aywe mebrkty heji tezkrni iti nebatki ab hade arat kendkes qolna anbesty edmen tinan yhbkum Nay behki seb metkel deki erey jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yafietkesete7119
@yafietkesete7119 5 жыл бұрын
ብሓቂ መሳቲት ልቢካ ትሰርቅ ኪዳን ጽንዕነት ሰብ ቀደም መሃርቲ ሕብረተሰቦም ኣበይ ኣሎ ሎሙይ ታሪክ ኣቦታት ንፋስ ናብ ዝነፈሰ ኮይኑ ሕብረተሰብ ይመልሰልና ኣምላክ በኣሉ
@wedigermen2776
@wedigermen2776 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ዛንታ ከምዚ የለን ብሐቂ ፍቅሪ ማለት እዙ እዩ
@enaesfalet65
@enaesfalet65 4 жыл бұрын
Abraham Aforki( sedray )I love my sweet home and country 🇪🇷🇪🇷🚌
@hiwettesfai4970
@hiwettesfai4970 5 жыл бұрын
ብ ሓቂ እምላክ ዘመኖም ይባርክ አበይ እሞ ይርከብ ከም አደታትና ኪዳን ዘጽንዕ፡ በዚ ተማሂርና ወድና ጓልና እዚ ዘበን ዘምጾ ናይ ጸልማት ሓሳብ ካባና ከነርሕቆ፡ ስልጣኔ መሲሉና ናይ ምዕራባውያት ታሪክ ንደግም ኣይንኩን፡ ነጻነት ዘይኮነ ባርነት ኢዩ፡ ቶግስቲ መራር እንተኮነት ፍሬአ ግን ኣዚዩ ጡዑም ኢዩ፡ ተባረኩ ደስ ዝብል መፈጸምታ።
@fiorimichael1355
@fiorimichael1355 4 жыл бұрын
Semay rehuk eyou kal kidan xenuiyou nay abotatna zereba behaki 🌍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@mussiebereket4489
@mussiebereket4489 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@letinagermay5588
@letinagermay5588 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 amazing LOVE !!!!! Keep it up.
@user-qh2xx5tk7h
@user-qh2xx5tk7h 5 жыл бұрын
Merhaba deki enba xaeda edmen tenan yhabkum akoy marey ms mbrak abay seb
@Erifutuer
@Erifutuer 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ እዛ ታሪክ ብንብዓት ወዴኤያ።
@samueltekle2512
@samueltekle2512 3 жыл бұрын
ፒእ ኣየ ሰብ ቀደም ወርቂ እዮም ጽኑዓት ሰብ ኪዳን ። ምስ እዚ ናይ ሎሚ ፍቅሪ ኣወዳድርካ እሞ ንክትኣምኖ ትጽገም እኻ ። ብሓቂ ኣምላኽ ጽንዓትኩም እምነትኩም ፍቅርኹም ሪእልኩም ፍረ ጻማኹም ረኽብኩም ዝተረፈ ግዜኹም ይባርኸልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@godsaves8457
@godsaves8457 5 жыл бұрын
Benebe'at wedi'eya...Amlak fkri eyu...fkris kab Amlak eyu behaki. Egziabher yimesgen. Hiwete ena fikre befetena wedeku'alina Getahoy erdagn, temelketegn...Amen.
@kbrinegzabherykun8396
@kbrinegzabherykun8396 5 жыл бұрын
Ewyyyyyyyy Amlakh Kemzi Aynet Kidan Yfterelna 😍
@tekliane1153
@tekliane1153 5 жыл бұрын
Wawwww anka hagosekum bhaki and nebaku riaya ❤❤❤❤❤amnti ktrekb si aumun mkan yedli kem zkone mhirkumni amlak xeguau yebzahalkum
@astergher3984
@astergher3984 Жыл бұрын
Beautiful story!
@filmonyebiyo978
@filmonyebiyo978 4 жыл бұрын
Xnati Eritrawit xenia texnaka jigna ade 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semharmesfin5627
@semharmesfin5627 4 жыл бұрын
Wawwww btami des zebil mefetsemta. ''SEMAY RHUK KIDAN TSNUE'' abay tikesi. Enkua hagosekum fre ttsbitkum, tsamakum rekebkum. Geganu ekum brukat.
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 5 жыл бұрын
Ane nay behaki bekiye Brami kemzi aynet re ayfelitn. So emotionally
@almazfikadu8930
@almazfikadu8930 4 жыл бұрын
Mebraket anbest mes zeret jegna tygdaly seb xeni metkel yom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@Naila20017
@Naila20017 5 жыл бұрын
قصة واقعية وحزينة جدا قصة ابكتني دون شعور وواوواوو😍😍
@kokobbrhane9674
@kokobbrhane9674 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘገርም ኣብዚሎ ሂወት ኤሬና ናትና።
@yabetseasgedom9365
@yabetseasgedom9365 3 жыл бұрын
Amazing History, yes promises is promises! God bless you Guys!!
@majormajor4628
@majormajor4628 4 жыл бұрын
ኣምላክ ይካኣሎ እዩ መሰተንክር
@erishikor8227
@erishikor8227 4 жыл бұрын
Amazing love ! God bless 🙌🏿
@semere4860
@semere4860 5 жыл бұрын
Heyy this is my aunt mebrak yebio andymariam he is my aunt she lives in Eritrea may temenai
@mehariabraham6791
@mehariabraham6791 5 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum
@sssg9010
@sssg9010 5 жыл бұрын
Wawww nay behaki mesatiten meharitn zanta .Akalat deki egzabhirr seb hedri...enka hagosekumm..des zebel kulu kebdka zetenkeff🇪🇷❤❤❤💖😍😍😍
@mihrettewelde4410
@mihrettewelde4410 5 жыл бұрын
What an incredible story!!
@sarafilmon3764
@sarafilmon3764 5 жыл бұрын
Wawww amazing ❤️❤️
@selamweldetensae597
@selamweldetensae597 5 жыл бұрын
Amezing story
@user-zo6ww5pw5k
@user-zo6ww5pw5k 4 жыл бұрын
*ዘገርም ኢዩ*
@futsum3750
@futsum3750 5 жыл бұрын
Waaw very nice story love ❤️
@Gubsa
@Gubsa 5 жыл бұрын
Wwwww hizibi eritra kulu bial tarik
@danaittewelde3273
@danaittewelde3273 5 жыл бұрын
Beka wawww ❤💍 lebi zetnkef des zebel amlak kemziom yemaselena ❤❤❤
@angesomabraha2072
@angesomabraha2072 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንደቀ _ኣንስትዮ ኤርትራ እትውክል ሰብ ኢያ: እዚ ድማ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ ። ኣነ ናታተን ጽንዓት እንክዝክር: ሕልናይ መጽሓፍ ድረስ ኢሉ ይእዝዘኒ ክደርስ ስለዘይክእል ድማ: ኣብ ኣእምሮይ ኩሉ ግዜ ጽንዓተንን እምነተንን እናክመላለስ ይነብር ኣሎ ። እንቋዕ ኣማስይኡ ከም ባህጊ ልብኹም ገበረልኩም ፈጣሪ !!!
@lovedbylordjesus808
@lovedbylordjesus808 5 жыл бұрын
Angesom Abraha ja nay behaki Xbuk aleka emnet eu wesani
@merhawiabrham2244
@merhawiabrham2244 5 жыл бұрын
Temsgen amlak dase zebel tarke 🇪🇷❤️🙏!!!
@Abi..2Hani
@Abi..2Hani 5 жыл бұрын
Bekeyee mexegab ceneya... Eway adey mearey neakum yemselena... Fetari.. Edemn tenan yehabkum fetarie ....
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 5 жыл бұрын
Assey edlegnatat hahwatey!! Tebareki!! ❤️
@yosanaman2774
@yosanaman2774 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዛንታ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹ኤርትራውነት ማለት
@sulamit9386
@sulamit9386 5 жыл бұрын
Beautifully filmed .keep it up eri
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 4 жыл бұрын
Wowww ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀልብኻ ዝስሕብ ዛንታ ቆንቃ ትግርኛ ንዘልኣለም ትምበር ይቅሬታ ግን ቆንቃ ትብል ኣብያትኒ እያ ዘላ እታ spelling ኩብራት የሕዋተይ ንእግረ መንግድኩም ከመይ ከምትጽሕፍዎ ሓቡሩኒ ብኩሉ እቲ ዝመስለኒ ፈቲነ ኣቡይኒ👌 kkkkkkk😅
@meazatesfamicael2346
@meazatesfamicael2346 5 жыл бұрын
Oh My God Blessed them this is so sweet really she was so strong women.
@hailehaile3090
@hailehaile3090 4 жыл бұрын
Wow God bless my Eritrean brothers and sisters
@abdujafer9429
@abdujafer9429 5 жыл бұрын
اجمل قصة سمعتها في حياتي
@yirgariesom8340
@yirgariesom8340 5 жыл бұрын
wwww ብጣዕሚ ጽኑዓት ስድራ እዝጋቢሄር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባረኽ። ኤሪ ቲቭ ከኣ በዚ ትገብርዎ እንዳ ኣመስገና ኢና ሞ ብዙሕ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ዘይተሰነደ ውን ስለ ዘሎ ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም ክትስንድዎ ንላቦ።
@yoniyoni4012
@yoniyoni4012 4 жыл бұрын
Amazing story I'm loven it. I'm proud of you sidrana
@yohannesangesom5716
@yohannesangesom5716 5 жыл бұрын
ተኣምር እዩ ጽንዓቶም መዳርግቲ የብሉን
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 5 жыл бұрын
EGZABIHER YMESGEN shkornatat deqi eri fqrkum rieyu enkan fetari arakebekum bsenki megzaeti zeyhelefe shgr yelen egzabiher neritrea hzban ybark
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Жыл бұрын
ኦህ ! ብጣዕሚ ዘሐጉስ ፍቅሪ
@adamahamed2497
@adamahamed2497 5 жыл бұрын
ናይ ሎሚ ደቅኣንስትዮ ክማሃሩላ ተስፈ ኒገብር ኣይ ሎሚ ኣይ ሳልስቲ ገሮማ ዘላዋ ሃዳር
@GodismyShepherd23
@GodismyShepherd23 5 жыл бұрын
Amlak yibarikikum tsinuat. Libi zitinkif zanta fikri. I hope seb lomi kabzi kimihar tetenkife kemzi koyne elu complain kebzih ziwil seb lomi.
@isrealhailemichael8285
@isrealhailemichael8285 5 жыл бұрын
WawwwwwwAmazing love histori
@jossytm6814
@jossytm6814 3 жыл бұрын
True love!! ERITREAN LOVE is loyalty 💯
@mahdereandom2059
@mahdereandom2059 4 жыл бұрын
Nay behaqi emnti fitret Mibrak!!!! Amlak ziterefe zebenu yibarkelkum!!!!
7 Days Stranded In A Cave
17:59
MrBeast
Рет қаралды 79 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
UNO!
00:18
БРУНО
Рет қаралды 4,9 МЛН
Schoolboy Runaway в реальной жизни🤣@onLI_gAmeS
00:31
МишАня
Рет қаралды 2,4 МЛН
ERi-TV True Story: A Child Vanishes without a Trace, Family in Crisis
46:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 243 М.
ማህደር፡ ጋቶ - ዘይትሓልፍ ትንፋስ - ERi-TV
35:57
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 87 М.
7 Days Stranded In A Cave
17:59
MrBeast
Рет қаралды 79 МЛН