No video

መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, March 23, 2024

  Рет қаралды 39,503

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV, Eritrea - መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, March 23, 2024
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
Follow us on facebook: / dendenmedia
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedi...
To access ERi-TV Official KZfaq Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official KZfaq Chanel visit
/ @dimtsihafash-official...

Пікірлер: 91
@eblihiwet288
@eblihiwet288 5 ай бұрын
ከም ናይ ሱሌማን መልሲ ኣብ መስመርን ከም ናይ ስብሓት ኤፍሬም ፖሎቲካን ተመኒካ ኣይርከብን ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fahadmesud-op9eo
@fahadmesud-op9eo 5 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉ብመጀመርታ ዕድመን ጥዕና ያምነየልኩም ደቂ ኤረይ ማራ ማሃሪ ኣዛናጋዒ ኢዩ ቀጹሉዎ ደቂ ኤረይ ካብ ጁባ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@haderakelati1160
@haderakelati1160 5 ай бұрын
ሰላም ሰላም ምልሲ ኣብ መስመር እቲ ትገብሮ ዘለኻ ምትሕግጋዝ ምስቶም መንእሰያትና ንምትብባዕ ስለ ዝኾነ ቁርብ ፊንጭ ሂብካ ምሕጋዝካ ቁንዕ ኣለኻ እዚኮ እና ማሃርካ ምዝንጋዕ እዩ። ❤❤❤
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ እዩ። መሃሪን ኣዛናጋዕን እዩ ደቂ ኤረይ ኣዚና ኢና ንካታተሎ ብዙሓት የሕዋት ግን ኣብ ርእቶ ወይ ኣብ ቦታ ኮመንት ንጽሕፍ ዘለና ኣይትሓግዝዎምን ንብል ኢና ብናተይ ርእቶ ግን ክሕገዙ ኣለዎም። ነቶም ዝኣትዎ የሕዋትና ውን መታባብዒ እዩ ኩሉ ግዜ ከም ዝሳተፉ ምግባር እዩ። ስሌማን&ጳውሎስን ከኣ ኣዝና ኢና ንፈትወኩም ነዚ ኩሉ ዝድውል ከኣ ሓገዝኩም ኣይፈለዮም።
@fala6610
@fala6610 5 ай бұрын
It’s not march 16, it’s march 22
@user-mh6hh1fq1p
@user-mh6hh1fq1p 5 ай бұрын
Selam deki ereyyy halalat melis abi mesimer ezi tekribuwo medeb mehar eu biflay abi somun 2gize enitetigbiruwo thanks Eritreawinet kubur meninet 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Asmerinoo
@Asmerinoo 5 ай бұрын
ናይብሓቂ ጽቡቅ መደብ ዩ ከይትቁረጽ ዩ ስግኣትና, መብዛሕትኡ ከኣ ናይ ታሪክን ቃልሰን ተተብዝሕዎ ከኣ ቤላ ኔሩ ደቂ ዓበይቲ viva Eri❤❤❤
@nebu5224
@nebu5224 4 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤሪ መደብኩም ብዙሕ ኢና ንመሃረሉ ክትተሓጋገዙ ከለኹም ከኣ ኣዝዩ ደስ ዝብል 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏
@selamg3325
@selamg3325 5 ай бұрын
መደብ መልሲ ኣብ መስመር ነብሰይ ዝፍትሸላ መደብ..🇪🇷🌹🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 5 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉 Selame Merehba Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 Sebemetekele
@agatami22media
@agatami22media 5 ай бұрын
ሰላም እዚ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ እቲ ታሪክ ታሪክና ኢዩ ብዝሓየለ ክድፍኣሉ ኣለዎ ከም ተወሳኪ ካብ ባህላዊ ሕቶታት ተዝቀርብ ምጠዓመ ይብል። ሄኖክ ሕቡን ኤርትራዊ
@menkemakranakran
@menkemakranakran 5 ай бұрын
Selam deqi ere enqae bselam mexaekum medebkum nketatelo ena nkulu seb ketehoguso aykaeln eka. entekone gn hanti kemti hawuna zbelo netom ab dege zelena dma knsatef edl habuna zbele anewun msau aleku bzterefe nhagerna selamn qsanetn yhaba naekawun sleman hawuna ms sdarabetka selamn ksanetn ymneyelka sesenayu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@hamadafarjlla7755
@hamadafarjlla7755 4 ай бұрын
السلام عليكم اتمنى بالتوفيق ليer tv ويا ريت تزيدو عربي عشان يستفيد كل شعب وارفع التعليق حماده فرج الله من كند
@Semir67777
@Semir67777 5 ай бұрын
መርሓባ ኣዳለዉቲ መደብ መልሲ ኣብ መስመር ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ካፍቶም ካብ ምጀማር ኣትሒዘ ዝካታተል ኢየ ደዊለ ኢየ ዘይ ተሳተፈኩ እንበር ካብ እቱም ዝዕወቶ ኢየ ስለ'ዚ ካርድ ኣላትኒ 🎉 ስሚር ካብ ቀጠር
@ruftamichael3338
@ruftamichael3338 5 ай бұрын
Ane neza medeb bhanewta eye zxbeya htotatkum gn bzyada ab tarik Eritrea entezkewn des mbelena amlak ab srahkum asalton awetn yfterelkum love you guys
@habtomgebrehiwet3697
@habtomgebrehiwet3697 5 ай бұрын
ካብ ወትሩ ተኸታተላይ ንይዛ መድብ እየ ካብ ❤ የ ዘምስግን በዚ ትገብሩልና ዘለኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣብ ቀጻሊ ካ እብ ታሪኽ ብዝያዳ ማለት ጽቡቅ ዩ ዘሎ ግን ታሪኽና በዕልና ክንማሃሃረሉ ግዲታና ዩ ሞ ❤ ጽቡቅ ናይ ጾም ግዚ ካ ደቂ ኤረይ ብ 2 ሃይማኖትና🇪🇷🙏❤️
@sarig84
@sarig84 5 ай бұрын
መደብኩም ብጣዕሚ ኢና ንከታተሎን ንፈትዎን ሐንቲ ርኢቶ አላትኒ ነቶም ዝድዉሉ ስሞምን ካበይ ከምዝደወሉን አጻርዮም እንተ ዝህቡኻ ጌዘ ምቆጠበ ይመስለኒ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-gi2um6ib8u
@user-gi2um6ib8u 5 ай бұрын
ሰላም መልሲ ኣብ መስመር ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ፡፡ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤
@abielabi3957
@abielabi3957 5 ай бұрын
Good job 👏 deqi adey 🇪🇷 Nkulatna tmhrti thbna medeb eya ❤
@tefeybeyene5789
@tefeybeyene5789 5 ай бұрын
እዝ መደብ ብጣዕሚ ማሃሪን ኣዘኻካርን አዩሞ ቀጽልሉ። ብምቕጻል እቶም ዝሳተፉ ካብ ብውልቂ ብጉጅለ ከኾኑ ሓበሬታ ተዝዋሃቦም ምተመርጸ ።80 ታሪኽና እንተዝዉን ድማ ምሓሽ የቐነየለይ።
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 5 ай бұрын
In my way you are doing great because our people at home are gaining confidence every it is not for the money it is for having fun from all corners of our country Eritreans.
@edentesfazghi4719
@edentesfazghi4719 4 ай бұрын
Vary educational program keep it up the good work !
@hakibrhan
@hakibrhan 5 ай бұрын
Melsi ab mesmer kmehar eye zmetsie ,,, yekenyeley yekenyelna deki halal meret Eritrea 🙏!
@rahwakesete7017
@rahwakesete7017 5 ай бұрын
Merhaba deki erey btami xbuk sleman hawey mhgazka enda tezanagaka mflat sle zkene haftkum kab holand❤
@juidita
@juidita 5 ай бұрын
Selamat yehwat kullu dess dbil fltet AB nai Hager inte zkoun xubuk neru.Bzkpne Awet ymneyelkum deki Hagerei mearei ❤❤❤❤
@mohamedmussa7894
@mohamedmussa7894 4 ай бұрын
selam selem mesmer abmesmer ane btami aye zkatate lekum bflay ab tarik bretawi qalsi Eriteana zmlket zeynfeto nflit alena slezi sbuq medeb qexlwo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bereketaraya2351
@bereketaraya2351 5 ай бұрын
Selam adlewti nay ezi medeb bemkixal zekal tekoynu si ab dege delna ahiwat tensatfelu si xebuik neru specially nay hagerna daynfleto bezuh u delo dhar ka etom kesab 2nd debxehu melesi si kemti zemlesewo cardi zaywsedu anbeba eka shelel elka kaytehalifa thank you
@benkal8062
@benkal8062 5 ай бұрын
መደብ ዲኻ ከተበላሹ ደሊኻ ብርግርድ ንሓመዱ ጓይላ ክገብሩ 😄😄
@KertetKertet-dc9ti
@KertetKertet-dc9ti 4 ай бұрын
😂😂😂😂​@@benkal8062
@berhanefray1146
@berhanefray1146 5 ай бұрын
ሰላም ጀጓኑ እዚ መደብ ብጣዕሚ መሃሪ'ዩ ኣነ ብጣዕሚ'የ ዝከታተላ ኣብ ታሪኽ ጅግንነት ንናጽነትን ምክልኻል ሃገርን ጽቕጥ እንተብሉሉ ክንደይ ምጣዓመ ።
@meazahabtemariam7966
@meazahabtemariam7966 5 ай бұрын
Akerarbakum btaemi xbuk mklulat ekum deki Erey mearey edmen tenan yhabka ❤❤❤
@haimanotghebreyesus6781
@haimanotghebreyesus6781 4 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ❤
@haninatu1310
@haninatu1310 4 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@weldekielandekiel5577
@weldekielandekiel5577 5 ай бұрын
ሰላም ሰላም ኩሉ ገዜ እየ ዝከተተልኩም ቀጽልዎ ግን መስመር ሕማቅ ኣሎ ኣማሕሽዎ ❤❤❤❤
@Gunnersforever16459
@Gunnersforever16459 5 ай бұрын
Kief zelekum waza endahaweskum abi tmhrti
@davidyeh91
@davidyeh91 5 ай бұрын
መርሓባ መደብ መልሲ ኣብ መስመር, ዘንፈልጦ ታሪኽ ተፍልጡና ኣለኹም። የቐንየልና፡ መደብኩም ቀጻልነት ክህልዎ ተስፋ ንገብር። ዳ.ይ. ሎስ አንጀለስ
@Eriboy2024
@Eriboy2024 5 ай бұрын
Selam melsi ab mesmer ab srahkum asalto da temeneku kexile btaemi meharitn azanagaietn medeb eya kblo delye zeleku ka 1 hour tetgebrwa xbuk mkone ybl😊
@meharimario3517
@meharimario3517 5 ай бұрын
Selam adalewiti nayza medeb btaemi xibuk medeb eiyu kulu gize zikatetelo medebukum ❤ Gna kirub haxira hade(1) seati giberiwa.
@user-nb1lo8yr9s
@user-nb1lo8yr9s 5 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤርትራ 🇪🇷❤🙋‍♂️ ኣነ ቡዚሕ ርኢቶ የብለይን ኣዝዩ ኣዘናጋዒ መደብ ኢዩ መልሲ ኣብ መስመር😊 ንዓይ ዝገርመኒ ነገር እንተሎ ናይ ጋዜጠኛነት ማራ ኢኩም ዓቃላት ን 1 ተወዳዳራይ 2 ግዜ እንተ ወሓደ ትደግምሉ ብፍላይ ሱሌማን ብጣዕሚ ኢካ ዓቃል🤔ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
@ShamTekie-dh1je
@ShamTekie-dh1je 4 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ መደብኩም ብጣዕሚ እየ ዘድንቖ ብፍላይ ክኣ ንዞም ኣብ ወጻኢ ዘለና ብጣዕሚ እዩ ዝሕግዘና ታሪኽ ክንፈልጥ የቐንየለይ ካብ ወዲ ኣስመራ❤❤❤
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 5 ай бұрын
Welcome back jeganu deki erey sulie mara eka professional dazenagaeka tmhr nd peter too keep going ❤❤❤
@teklughebrengus2161
@teklughebrengus2161 5 ай бұрын
selam deki eray ab serhak awet asleto eymnylek kelu nay hagern tarki amxina eba tarik hagerka eu zblax ❤❤❤❤
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 5 ай бұрын
🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@eriboy62833
@eriboy62833 5 ай бұрын
ነቲ ዝሕተት ተዛንዩ ከም ዝምልስ ኢኹም ትገብርዎ እዚ ድማ ማራ እዩ ኬፍ ዝህበኒ ሱሌን ፐተርን ቀጽልዎ ማራ ኢኹም ፕሮፈሽናላት 👍
@haileteklemar5698
@haileteklemar5698 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@negestmenameno181
@negestmenameno181 5 ай бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇦🙏🏼👍
@SamEriboy
@SamEriboy 5 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ። ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ እዩ ቀጽልዎ። መሃርን ኣዘናጋዕን ኣዩ። ካብ ሰሚናር ጌርካ ናይ ሰዓት ትምህርቲ ምምሃር፡ በዛ መደብ ብፍርቂ ሰዓት ታሪኽና ምምሃር ይበልጽ እሞ፡ ጀሚራ ዘይተቋርጽ መደብ ትኹን።
@tsegamehari8862
@tsegamehari8862 5 ай бұрын
Sultan kemey kenika kab zfetweka tekatatelika
@user-wj5kp3kc3i
@user-wj5kp3kc3i 5 ай бұрын
ሰላም ጥዕና ይሃብልይ ቤትሰብ መልሲ አብ መስመር,, 🥰ምድብኩም ጽቡቅ እዩ ቀጽልዎ,, ናይ ዓለምለካዊ ሐፍሻዊ ሕቶ አውህድኩሞ plase exstra social knowlage...Johny from israel💚💖 peace
@hiwetgirmasion6009
@hiwetgirmasion6009 5 ай бұрын
መርሓባ መደብ መልሲ ኣብ መስመር 🙏🇪🇷🌹❤
@shishaygeremedhin6227
@shishaygeremedhin6227 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@EseyasGebremichaelOkubazghi
@EseyasGebremichaelOkubazghi 4 ай бұрын
Selam selam melsi ab mesmer ezi tigebrwo zelekum medeb nay bihaqi ni weledo zitekm eyu nihna dima ab sidet zelena eritrawyan ketesatfona kea zibelexe eyu
@tediteamer4474
@tediteamer4474 5 ай бұрын
I like ❤
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 5 ай бұрын
Merhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@FehawitsegayMatiMati-eu9lb
@FehawitsegayMatiMati-eu9lb 5 ай бұрын
ሰላም ከመይ ትኾኑ መደብ መልሲ ኣብ መስመር ሪኢቶይ ተቲኦም ተሳተፍቲ ስሞም ጥራይ ሕተትዎ ካበይ ዓዲ ኢኻ ምባል ኣገዳስነቱ ኣይተረኣየንን ብዝተረፍ ጽቡቅ መደብ Love you ደቂ ኤረይ❤🎉
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 5 ай бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-uk5dz4nl2c
@user-uk5dz4nl2c 5 ай бұрын
ሄኖክ ጊላይ ኣብ ስራኩም ዓወትን ኣሳልልጦን ይምነ ኣብ ታሪኽናን ባህልናን ኣተዂርኩም ትገብርዎ ነመስግነኩም ነዞም ካብ ኤርትራ ወጻኢ ዘለና ዕድል ተዝዋሃበና ነብስና ምፈተሽና
@abrahamgrmatsion8705
@abrahamgrmatsion8705 5 ай бұрын
ሰላም ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ፡ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ከኣ እናተመነኹ፡ጽቡቕ ሕቶታት እዩ፡ግና ቁሩብ ኣስፍሕ ከተብልዎ ይላቦ፡ንኣብነት ኣብ ናይ ኤለክትሮኒክስ፡ኣብ ናይ ተክኒክ፡ኣብ ንብረታት እንተወሰኽኩምሉ ዝያዳ ደስ ምበለኒ
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 5 ай бұрын
mihgazka Btaemi sbuk eyu Bflay bzuhat Ab gimit yetika
@user-mh6hh1fq1p
@user-mh6hh1fq1p 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@elaryayohannes2199
@elaryayohannes2199 5 ай бұрын
Bitaimi xibuk medeb🥰bizuh ina nimharr kexlwoo
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 5 ай бұрын
መርሓባ መልሲ ኣብ መስመር ንጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ግን ኣብ ደወልቲ ውረድ ደይብ ይብዝሕ ኮይኑ እሞ ፍልጠትኩም ክተማዕሉ ፈትኑ ከምዚ ሕማቕ ተማሃራይ ቀዲሑ ዝሓልፍ ኣይትግበርዎ ብፍላይ እቶም ብግሩብ ኮንኩም ትድዉሉ ተሓታትትኩም ተካቲዕኩም ክትምልሱ ይሓይሽ መስለኒ እምበር ኣብ ሞባይል ኣይትርኣዩ ሓስብኩም ክትምልሱ ይሓይሽ መታን ተማራመርቲ መንእሰያት ክትኾን ምስ ሙሉእ ኣጆኹም ንኺድ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
ሰሚናዊ በለዛ 💜💜💜💜💜💜💜
@brhanedebesay1641
@brhanedebesay1641 4 ай бұрын
Btaemi dess endabeleka tmaharela xbqti medeb eyu emo qexlwo deqi ERI
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
1984ሰሚናዊ ምብራቕ.
@ygttv1576
@ygttv1576 5 ай бұрын
እዚ መደብ መልሲ ኣብ መስመር፡ ንኣብ ኤሮውፓ ንዘለና'ከ ከሳትፍ ይክእል ዲዩ?
@ngusesium4114
@ngusesium4114 5 ай бұрын
ሰላም መሊሲ ኣብ መሲመር መጀመርታኣ ዱሙቂን ሙዉቂን ሊባዊ ሰላምታይ ተቀበሉ ኣብ ሂወቲኩም ሙሉኡ ዘይጉዱል ጥዕናኣ ኣብስራሒኩም ዓወቲን ኣሳሊጦን ይሚነየልኩም ።ቢሚቂጻል ኣዚዩ ማሃሪን ኣዛናጋዕን ዚኮነ መደብ ኣብ መሲመር ቢሃንቀዊታኣ ኢና ንጽበያ ታሪኪና ናብ ዎሎዶታት ኪሳጋገር ኒቲገቡሩዎ ጻዕሪ ኢንዳኣ ኣመስገናኣ ቀጺሊዎ ዚበዘሔ ኪፋላት ሒቶታቲኩም ኣብታሪክና ዚተሞርኮሰ ተዚከዊን ዊን ጽቡቅ ኮይኑ ይስማዓኒ ሚኪንያቱ በሪቢርካ ዘይዉዳኢ ታሪክ ሲለንዊኒን። ቢዚተረፈ ማዓስያ ታኣኪል ዛሳዓት ኢሊና ኒጽበየኩም ኣለናሞ ቀጺሉዎ❤❤❤ ኪብሪን ሞጎሲን ንሰማታቲናኣ ወትሩ ዓወት ናኣሓፋሽ።
@fani6347
@fani6347 4 ай бұрын
Selam deqi erey eza medeb kab tjimir athize yketatel iyu aziya mhariti azanagaitin medeb iye qexilwo
@amanuelberhe5677
@amanuelberhe5677 5 ай бұрын
medebkum btaemy tsebuk alo ketseluwo deky Erey. Edmen Tienan neakhum Selamen rigatin kisaneten kea Neza Blen aynina dekhonet Teharafiten Tenafakitn Eritrea Hagerna. ERITREAWINET KUBUR MENENET. ZEKHERIN KEBRIN NI SEMAETATNA AWET NI HAFASH.
@yemanemogos9463
@yemanemogos9463 5 ай бұрын
December 1
@InnoncentBenson
@InnoncentBenson 4 ай бұрын
Merhaba deqi erey medbkum betaemi eye zeketatelo beflay kea nay sports
@hierupolidaily2890
@hierupolidaily2890 4 ай бұрын
mis senay yqreta geaze yhatsrena alo mo geale gberu deaqi eri edmekum ynwah tsinue rgetsu lovw u so mache
@yemanemogos9463
@yemanemogos9463 5 ай бұрын
Haki
@arkubaentertiment
@arkubaentertiment 5 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም መልሲ ኣብ መሰመር ። እዚ መልሰ ኣብ መሰመር ሓደ ኣዝዮ ኣገዳሰን መሃርን ምኻን ምጣዒሚ ከምዚ ምቕራብኹም ነመሰግን ። ካብ ኩሉ ኣብዚ ጎደነታት ኤሮፕ ዝሓትዎም ዝነበሩ ብዙሕ ሰብ ይጋገን ነይሩ ። ሓደ እውን ኣብቲ መጀመርታ ኣብዚ ኤሮፕ ዝኣተወናሉ ናብ ሓደ መሓበራዊ ኮም ዝበሃሉ ። ንኺድ እሞ ኣንሕና ብዛዕባ ናይቲ ሃገር ሕብረተሰብ ከመይ መነባብርእን ሓበሬታ እነተ ረኸብና ኢልና ምስ ኸድና ግን ከምዚ ኣቦታትና ዝምስልዋ ሓሚካ ትኸዶም መይቶም እጸንሕካ ድዩ ዝብሃል ከምኡ እዮም። ብዛዕባ ናይ እቶም ኣብ ጎደነታት ዝሓትዎም ዝነበሩ እታ ሕቶ እዝክራ እዩ እንታይ ኢሉ ሓቲዎ ኤርትራ ክንደይ ወደባት ኣለዋ ኢሉ ምስ ሓቶትዎም ንሶም ከኣ ወደብ የብላን ኢሎም መልሲምሉ። ንሳቶም ሰለ ተጋገዪ ግን እቶም ኣብ ዝጸንሕና እዚ እካ ኢኹም ኢሎም ከናሽውዎም ምስ ረኣናዮም ኣዝና ኢና ጠቆጢዕና ። እቲ ከላየስ ሽዑ ብድ ኢሉ ከምዚ ኢኹም ነዓኹም ሓንቲ ቡባ ኢያ ኢልዎም ወጺና ። ሽዑ ሓንቲ ኣብዚ ሃገር ዝተወልደት ኢያ ሓንሳእ እሞ ኮፍ በሉ ኣትቀጥዑ ኢና ኮፍ ኣበለትና እሞ ሽዑ ንሳ ብድ ኢና ንምንታይ ከምዚ ዓይነ ዘረባ እንተ ኺልኹ ክትምህሩ ዝይትሓስቡ ኢላ ምስ መልሰትሎ። ሽዑ ንሕና እውን ብመልሳ ኣዚና ተሓጎሰና ብድሕሪ እዚ ከኣ ኣይደገኹም እዚ መልሲ ኣብ መሰመርን ከምኡ እውን ቡያን ኣቕሪብኹምና ።ሎሚ ከሉ ሰብ ብዛዕባ ዘይፈልጦ ዝነበረ ብዙሕ ከም ዝፈልጥ ኢዩ ዘሎ ከይኑ ኢዩ ብዝሑ ሰብ ከኣ የካታተላ እዩ ።
@selamawitmebrahtom597
@selamawitmebrahtom597 5 ай бұрын
Ab dege da nmen ykalesu alewu weday kkkk
@user-gz3rv6lb4p
@user-gz3rv6lb4p 5 ай бұрын
Mejemerta selam ab zelekmo bmqxal gze abzi KZfaq si haxiru eti hitotat kisab ziwdae eld habwom qeltifkum aytqurexwo
@yemanemogos9463
@yemanemogos9463 5 ай бұрын
11/0
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 5 ай бұрын
ካብ ትዕዝብተይ፡ ብዙሓት ደወልቲ ፡ነቲ ዝሕተት ሕቶ ብግቡእ ኣይትሰምዕዎን። ሱሌማን ኮነ ጴጥሮስ ክሓትኹም ከለው፡ሕቶ ሓቲቶም ከይወድኡ ከለው፡ኣብ ሞንጎ ትዛረቡ'ሞ፡ነቲ ዝሕተት ሕቶ 100% ከይሰማዕኽሞ ይሓልፈኩም'ሎ ። ብግቡእ ነቲ ሕቶ ሰሚዖም፡ግን ስለዘይተረደኦም ሕቶ ይደገመለይ ዝብሉ ውሑዳት'ዮም።እቶም፡ዝበዛሕኩም፡ሕቶ ይደገመለይ ትብሉ፡ወይ ኣብ ሞንጎ ሕቶ ትዛረቡ ወይ ድማ ኣቓልቦኹም ቅድሚ ሕቶ ምስማዕኹም ትርበሹን፡ገና ነቲ ዝሕተት ሕቶ 100% ከይሰማዕኹሞ ክንስኹም ሓገዝ ካብ ከባቢኹም ዘሎ ኮነ ካብ ሱሌማንን ጴጥሮስን ንምርካብ ምሉእ ኣቓልቦኹም ተዝሩ ኢኹም። ስለዚ፡ ሱሌማንን ጰጥሮስን፡ነቶም፡ዝድውሉ፡ኣብ ግዜ ሕቶ፡ሓቲትኩም ክሳብ ትውድኡ፡ምሉእ ኣቓልቦ ክገብሩ ከተተሓሳስብዎም ይግባእ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ። ይርደኣኒ'ዩ ኣስተውዕል/ሊ ትብሉ ኢኹም። ግን ጸቒጥኩም፡ሓቲተ ክሳብ ዝውድእ ጽን ኢልካ/ኪ ስምዓኒ/ኒ እንተትብልዎም ጽቡቕ'ዩ።🙏🙏🙏
@temesgentewelde6198
@temesgentewelde6198 3 ай бұрын
Silema kem lomi sihike ayfelitin. Beka lottery hakika tioidil aleka. 😅😂
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 5 ай бұрын
@ሮቤል ካብ ባጽዕ፡ብውሕዱ ክልተ ሕቶታት፡ ናይ ሱሌማን ኣመት ቆብ ከተብሎ ነይሩካ? ኣብአን እንተትጋገ ኔርካ፡ማለት ንናይ ሱሌማን ኣመት ኖ ኢልካ፡ካልእ እንተትምልስ ኔርካ 🙆🏿‍♂️🫣😂። ኣብታ ነታ ነፋሪት ውግእ ምስ ተሳፈርታ ዝሃረማ ተጋዳላይ ንትብል ሕቶ ድማ ፍጹም ትሰምዓ ኣይነበርካን ወይ ድማ ሰሚዕካ ክንስኻ ኣብተን መዓስ ዓ.ም፡ ኣበይን ጥራይ ኢኻ ኣቶኲርካ?
@hamadagadbu8273
@hamadagadbu8273 5 ай бұрын
Omg we die for this country and the tagaro stolen our country
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 5 ай бұрын
ሱሌማን፡ደዋሊ @ዮሴፍ ወላ እታ ቅንዒት መልሲ ልዕሊ 11% ኣይርከባ እምበር፡ምርጫ ሐ. ልዕሊ 31% ኢዩ ኢሉ ነይሩ። ዝገረመኒ ግን ደዋሊ @ዮሴፍ፡ ሱሌማን እታ ቅንዕቲ መልሲ ሀ. ልዕሊ 11% ኢያ፡ንስኻ ግን ለ. ልዕሊ 21% ኢኻ ኢልካ ምስ በሎ፡እወ ምባሉ'ዩ። ክክክክ🤔
@tesfaykfle3848
@tesfaykfle3848 4 ай бұрын
Merhaba melsi ab mesmer des zbl htotat eu kexluwo edmen tinan yhabeley hati khatekum zdeleku ala kab hto natkum wexae nakfa hansae nhawaru ms tetahazet kab xelae hara zkonetlu eu kab 17 meskerem 1976 ksab 23 megabit 1977 n 6 werhi ke kebeba nmgbar tetahza . Nakfa b22 megabit tetahza 2 melsi koynatna. Tarik Zkri 47 nakfa 23 megabit 1977 tetahza ab zena semiaya 22 megabit 1977 kea ab kalie shanel koynu ba tarik ztemerkose semiaya tarikna nmflat bhto tetemxulna xbuk neru
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 5 ай бұрын
well come
@hannatecleab
@hannatecleab 3 ай бұрын
Merhaba..daqe..eriy..kamay.alokum..madabekum.kulu.gezeya.ykatatelo.eya.betami.xebeqe.eyu.qaxeluwo..betami.dase.yebelaka.eyu.bezyada.ka.gama.ena.dalana.elom.bhansab.coynom.eti.zenabara.huto.xebuqe.malesi.kemelusu.kalawu.qunue.malesi.ketebeluwom.kalakum.thagusom.behabar.thagusom.kesehqun.kafaxeyu.kalaw.dase.yeblaka.sela.ezi.kulu.dase.yebelaka.qazeluw.xebuqe.madabe.eyu..edeman.tenan.yhabekum..hagarena.eritrea.yebarkalena..ruhus.qeneyat.bale.naxenat.yegebaralena.yohan.ne.mekelekale.haletate.sarawetnan.mengestenan..kabe.hanna.tecleab...jordan.erdanose
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@aberhet
@aberhet 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@HAREGU1
@HAREGU1 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, March 16, 2024
37:08
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 3,2 МЛН
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 8 МЛН
ISSEI & yellow girl 💛
00:33
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 21 МЛН
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 17 МЛН
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, October 21, 2023
40:34
🔥 ኣሸንዳ ሚለንን ሄለንን ዮናስ ሓሪቑ
49:51
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 16 М.
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, January 20, 2024
35:11
New eritrean comedy tefu Show ምዝንጋዕ መትዓብይቲ eritv
40:43
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 114 М.
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, June 24, 2023
41:23
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 26 М.
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, March 11, 2023
34:05
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, June 8, 2024
40:57
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 19 М.
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, August 26, 2023
46:58
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, March 19, 2022
44:07
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 3,2 МЛН