**3ይ ክፋል| ግፍዒ ጃንዳ ወያነ ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ዶብ - ፍጻመታት ቅድሚ 1998 - ሰነዳዊት ፊልም - 30 ዓመት መኸተ ልኡላውነትን ህላዌን -ERi-TV

  Рет қаралды 79,524

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

2 жыл бұрын

ERi-TV, Documentary - ግፍዒ ጃንዳ ወያነ ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ዶብ - ፍጻመታት ቅድሚ 1998 - ሸርሒ ወያነ ንምጉባጥ ነቲ ዝሰፍሐን ዝለመዐን ልኡላዊ መሬት ኤርትራ (3ይ ክፋል)
ተኸታታሊት ሰነዳዊት ፊልም - 30 ዓመት መኸተ ልኡላውነትን ህላዌን | Documentary series on the history of Eritrea's 30 years of struggle for independence and survival
Watch the entire series here:
• 30 amet mekete (30 ዓመት...
Part 1 = • **1ይ ክፋል| ምውሓስ ናጽነት - ...
Part 2 = • **2ይ ክፋል| ቀዳሞት 7 ዓመታት ...
Part 3 = • **3ይ ክፋል| ግፍዒ ጃንዳ ወያነ ...
Part 4 = • **4ይ ክፋል| ምስጋር ዓዲ ምሩግ ...
Part 5 = • **5ይ ክፋል|ምስምሳት መራሕቲ ወያ...
Part 6 = • **6ይ ክፋል| ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ...
Part 7 = • **7ይ ክፋል| ቅሉዕ ወራር ወያነ ...

Пікірлер: 462
@yemunyooo2650
@yemunyooo2650 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ብኤርትራዉነቱ ዝሕበንን ዝኮርዕን እስኪ ላይክ ይግጨወኒ፥ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!
@africanhabesha9650
@africanhabesha9650 2 жыл бұрын
ኣነለኹ ሃየ ንኺድ ብሃገርካ ትኾርዕ ተኾንካ ናብ ሃገርና ንመለስ በዚ ርኸበኒ
@tesfa1222
@tesfa1222 2 жыл бұрын
ኦ! ጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ንመራሕትና ሓይልን ጥበብን ምስትውዓልን ኣብዚሕካ ሃበልና።
@SelamZelewo
@SelamZelewo 2 жыл бұрын
A little late but better than never! Keep telling the story, because the Eritrean Youth aboard needs it now more than ever!!! We have to speak!!!!
@mussieghirmay4938
@mussieghirmay4938 2 жыл бұрын
Bahaki wdei eri izey kulu gefi ehi dia weyani ci
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 жыл бұрын
True! This should be told every year and taught at schools, institution, organizations...etc.
@yenieere5690
@yenieere5690 2 жыл бұрын
@@hizbawiginbarginbarghinda3872 that is right should be told right away to the world and to Eritreans. The victims are charged with assault or crimes because they suffer silently then reacts back badly. I think that's what happened to Eritrea.
@lidu3065
@lidu3065 2 жыл бұрын
Ya that's true we need more stories and know the truth.
@Quayside2127
@Quayside2127 2 жыл бұрын
Well said 👍
@ramadansalih1618
@ramadansalih1618 2 жыл бұрын
ናይ ሓቂ ዘስደምም ተግባር ማለሊት ኤርትራዊ ታሪኽካ ብጉቡእ ሰንድ ዓወት ንሓፉሽ🇪🇷🇪🇷!!
@jijstarboy8541
@jijstarboy8541 2 жыл бұрын
ኤሪ ቲቪ ሎሚ ኣእምሮይ የሕጉስኩምኒ ናይ በሃቂ ኣገዳሲ ን ኣዋናውን ጉዳይ ኣብ ሳዓቱ፧፧
@awetgebreab6726
@awetgebreab6726 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣነ ብኣካል እየ ዝፈልጦ::
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ናይ ህግደፍ ግፍዒ ከ ትፈልጦ ዶ
@tsegaymussie4179
@tsegaymussie4179 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🐆
@oziyahoo5258
@oziyahoo5258 2 жыл бұрын
:: nay bahaqi
@user-jn2ic9mm2y
@user-jn2ic9mm2y 2 жыл бұрын
ኣጆና ደቂ ኤረይ ኤረትራዉነት ኩቡር መንነት።🇪🇷👍😍❤🙏🇪🇷👍😍❤🇪🇷👍😍😍❤🙏🇪🇷👍😍🙏🇪🇷👍😍❤❤🙏🇪🇷👍😍❤🙏🇪🇷👍😍❤🙏👍👍❤❤🙏🇪🇷👍😍❤🙏🇪🇷👍😍🙏🇪🇷👍😍❤❤🙏🇪🇷👍😍❤🙏🇪🇷👍😍
@taz3739
@taz3739 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ተጋደልቲ አያታትና Long life ኮሙኡ እውን ንሓይልታት ምክልኻል🌹🇪🇷👍 ዓወት ንሓፋሽ 👍🇪🇷👍🇪🇷💪🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyobhaile5682
@eyobhaile5682 2 жыл бұрын
This should be translated to English, Arabic and Amharic as well.
@Kelmebrahtu
@Kelmebrahtu 2 жыл бұрын
ብዙሕ ጊዜ በሊዕኩም ደንጊኹምና እዞም ኣያታትና ብሂወት ከለዉ እናምጻእኩም ታሪኽና ሰንዱልና ዓድና ሃገርና ኤርትራ ደለይታ ካብ ጥንቲ ብዙሓት ኢዮም ተጋሩ ግን እቶም ዝኸፍኡ ኢዮም
@dana.j9062
@dana.j9062 2 ай бұрын
All Tegaru are born evil and thorn .
@eritreawnet4106
@eritreawnet4106 2 жыл бұрын
ብትሪ ሓቂ ትቐትን እምበር ኣትስበርን I am proud of Eritrea 🇪🇷
@michaelnegusse2652
@michaelnegusse2652 2 жыл бұрын
ኩሉ ነገር ክዕበጥ የብሉን :ኩሉ ክኣ ክግለጽ የብሉን :እንተ ከምዚ ናይ ሕጂ ትገብርዎ ዘለኹም ዝወረደ ገበናት ብጸላእቲ ተጋሩ ይኹኑ ኣምሓሩ ከም ታሪኽ ነዚ ዎሎዶ ይኹን ኣብ ቀጻሊ ክፈልጦ ክምሃሮ ኣለዎ :ልቢ ኣዕቢና ሱቅ እልና ኣሕሊፍናዮ ዝብሃል ምስዚኦም ኣይሰርሕን ዩ :ኩሉ ነገር ብኣጋ ፈውሲ መልሲ ምስትረኽበሉ ዩ ዝፍታሕ ::
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
Yes i agree with you.
@awfot375
@awfot375 2 жыл бұрын
100% ይሰማማዕ ምስ ሓሳብካ
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 жыл бұрын
xbuk Hasab eu
@bbnaam9220
@bbnaam9220 2 жыл бұрын
YGERM ! IYU KAB KEDEM IYOM JEMIROM ? TEBAREGULNA DEKI EREY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘❤
@EphraimTB
@EphraimTB 2 жыл бұрын
General Sibhat Ephrem should be included in this documentary interview and The truth come out before too late . Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Strong than Ever 🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ihaveadream8088
@ihaveadream8088 2 жыл бұрын
Kzreb aykieln kxhf aykiel eidu sebiru afu abiswo isu jigna titabes adieu golfo kedinu kem sharmuta fshk fshk kem zbl geruwo 😅😁😄😃
@tewoldegebreslassie3610
@tewoldegebreslassie3610 2 жыл бұрын
ካብ መጀመርታ ኣትሒዙ ክግለጽ ዝነበሮ እዩ ብዙሕ ምድንጋራት ተፈጢሩ እዩ ብፍላይ ኣብዚ ሓድሽ ወሎዶ። ከተረድኦም ተደሊኻ ነዞም መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር እዩ ጀሚሩዎ ዝብል ርዲኢት እዩ ጸኒሒዎም፡ሕጅውን ብጣዕሚ ሓጋዚ እዩ፡ጽቡቕ ጌርኩም።
@yerusalemkslab6072
@yerusalemkslab6072 2 жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹
@brhangebreyonas2868
@brhangebreyonas2868 2 жыл бұрын
ንምታይ ' ዩ መንግስትና ኣርካናት ተጋዳልትናን ክንድዙይ ኣቅሊ ዝገብሩ ምርዳእ ኣቢኒ ክሉ በጃ ህዝቢ ኤርትራ ሃገርይ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆
@AgameListro
@AgameListro 2 жыл бұрын
Thank you EriTv for showing this documentary 🙏 The Eritrean youth must understand how much crimes Weyane have committed on the innocent Eritrean people to understand what they are doing in 2021
@kuluselam5164
@kuluselam5164 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ❤👍🇪🇷👍🇪🇷
@selamuyhabena7038
@selamuyhabena7038 2 жыл бұрын
Thanks for sharing we need this to know. God Bless my eritrean people
@petrosmichael9705
@petrosmichael9705 2 жыл бұрын
welcome Eritrean people & Government 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪from england 🇬🇧
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ህዝቢ ዶባት ዝረኸቦ አበሳ እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ። ምስ እንዳሰምዐ ፈሊጡ ዝደቀሰ ዕርቂን ሕውነትን ቦታ የብሎምን። ፍሪኡ ዚ ን30 ዓመት ንህዝቢ ኤርትራ ዝገጠሞ ስግንጢር ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ንሰላም በዘርእዮ ዓቕልን ምጽማምን ተሳራጥዩ ተኸላቢቱ። ረቢ ዓይኒ አለዎ። ድሕሪ ነዊሕ መልሲ ሂቡ። ማሌሊት ጽልልቲ አብ አፋፌት መቓብራ ኮይና ትሰሓግ አላ። ፎርሳ ኢርትራ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 2 жыл бұрын
Awet Nihafash. I am proud to be ERITREAN. Soon Weyane will be buried and will be a HISTORY. 🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 жыл бұрын
መርሓባ ኣርካናት ኣያታትና ሰላም ሰላም ኢንቃዕ ብሰላም መጻኹም🐪💖🇪🇷🐪💖🇪🇷🐪💖🇪🇷✊✊✊✊✊✊
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Жыл бұрын
There is no one in the world like you EDF! You are rewriting history for generations to come!
@er-jw9vq
@er-jw9vq 2 жыл бұрын
ንበር ንበር ወዲ ኣፍወርቂ ጻዕዳ ። ድሕርካ መን ኣለና ይከውን💪💪❤💪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ቅሰን፣ ክሉ ኢርትራው ኢሰያሰ ኢዮ ኣይትጠራጠር
@er-jw9vq
@er-jw9vq 2 жыл бұрын
@@nimrodgabriel2266 እዛ ዘውዲ ሃገርና ክትትንከፍ ኣይንደልን ኢና። ሕድሪ ስውኣትና ለምለም መሬትና ክበሪ ንበሪ ኤረትራና🇪🇷💪❤️
@weldesilassiefekadu6748
@weldesilassiefekadu6748 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ታሪኽ ይግለጽ አሎ ቀጽልዎ እቲ ከልቢ ይነብሕ እቲ ገመል ይስጉም
@fesehaalemayehu6816
@fesehaalemayehu6816 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አላህ ሆይ የኢትዮጵያንና የኤርትራውያንን ፍቅር አድሱልን በተለይ በኡምሃጀር ተሰነይ የዱሮውን ከአማራው ሕዝብ ጋር የንግድ የፍቅር ግንኙነት« አድስልን አሜን» እንለምንሃለን"
@shunumii7214
@shunumii7214 2 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኣጸቢቑ ስለ ዝፈልጦ ጠንቂ እቲ ናይ 1998 - 2000 ኲናት ነቲ ምኽንያቱ ከይፈለጠ ድራር ጥይት ዝኾነ ህዝቢ ኢትዮጵያ እቲ ሓቂ ክፈልጦ መታን ኣብ ኣምሓርኛ ተተርጒሙ እንተዝቐርብ ዝበለጸ ምኾነ።
@user-ob8pf5ij7y
@user-ob8pf5ij7y 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ሙካን ጅግንነት እዩ ዓሽ እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾
@ERiJJ
@ERiJJ 2 жыл бұрын
Eritrean youth need this kind of history ,we need video like this more history about hizbawy ginbar.🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ፡and about our history ,
@biniamembaye3084
@biniamembaye3084 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘጉህየካ ክሳብ ክንድዚ ይሳቀ ከም ዝነበረ ህዝብና ዳርጋ ኩሉ ህዝቢ ኣይፈልጥን እዩ ካባይ ጀሚርካ ከምዚ እንተነይሩ ደኣ ኣብ ቀዳማይ ወራር ጥራይ ንወያነ ክትድምሰስ ነርዋ ካብ ፋጺ እንታይ ክገብር ሰራዊትና ክምለስ ተገይሩ ትዕግስቲ መንግስትና ኣመና በዚሑ ንወያነ ደኣ እንታይ ክትዕገሰላ ክትቅርሰም ጥራይ እዩ ነርዋ ኣሕ ብጁንታ ዕደ ህዝበይ ተሳቅዩ ከምዚ ሕጂ ደኣ ትሕቲ መሬት ሰፊራ ኣላ ወያነ ከዳሚት ኣሜሪካ
@LimitLess-Imagination-
@LimitLess-Imagination- 2 жыл бұрын
ዘገርም ነገር ነዛ መደብ ክጽበ ቀንየ ሕጂ ከኣ ኣብ ምምቃራ ወዲኣ፡ ንዝቅጽል መደብ ክርኢ ከመይ ተሃዊኸ ኣለኹ፡ ካብ ኩሉ ግን ተስፋ ይገብር ኣብዚ ዶክመታሪ ወዲ ኤፍሬም ክህሉ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ihaveadream8088
@ihaveadream8088 2 жыл бұрын
Kzreb aykieln kxhf aykiel eidu sebiru afu abiswo isu jigna titabes adieu golfo kedinu kem sharmuta fshk fshk kem zbl geruwo 😅😁😄😃
@LimitLess-Imagination-
@LimitLess-Imagination- 2 жыл бұрын
@@ihaveadream8088 nsaka eka wedi shermuta mezenakan melaeltikkan aykonun and n bhji ane abzihfo comment meslsi aytixhaf keytegagyeni okay
@wi4686
@wi4686 2 жыл бұрын
This doc. should be translated into different languages specially Amharic and English. English subtitles would also help.
@asitifasitif9478
@asitifasitif9478 2 жыл бұрын
ትርጕም በአማርኛ ጌርኩም ህዝቢ ኢትዬጵያ ተዝርደኦ ዝያዳ ምተረድኦ
@zerayhabtu3193
@zerayhabtu3193 2 жыл бұрын
ዝገርም እዩ ብዝኮነ ዝሓለፈስ ሓሊፉ እዩ ብሕጂ ግን ከም ናይ ኣመሪካን መክሲኮን ብኮክሪት ክንደቅ ኣለዎ ተጋሩ ኩሎም ሓደ እዮም ብሕጅዉን ድቃስ የለን
@embatekalamedia6832
@embatekalamedia6832 2 жыл бұрын
መርገም ህዝቢ ኤርትራ በጺሑ እዩ። ወያነ ኣማውታ ከልቢ ሞይታ ሕጂ ህዝቢ ትግራይ ዋጋ ይከፍል ኣሎ። ብድሮን ይቃበጹ ኣለው። 100 ሚልዮን ህዝቢ ኢትዮጵያ ከኣ ንህዝቢ ትግራይ ፈንፉኑዎም።
@user-fv6cv9ef6h
@user-fv6cv9ef6h 2 жыл бұрын
Anes meles nezi kulu gud kirio mideleku.
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 жыл бұрын
naybhaki weyene nawramat
@eritreawnet4106
@eritreawnet4106 2 жыл бұрын
Nay behaki weyane hasad
@dejenses7129
@dejenses7129 2 жыл бұрын
Eti hizbi win yxgeba dhan, tioy keymesleka
@samisami8754
@samisami8754 2 жыл бұрын
Kkkkk kla gzeka tray tesebe kk
@AmanuelTekle-rf5bi
@AmanuelTekle-rf5bi 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ታሪኽ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ኣለዎ።
@aronhenok6131
@aronhenok6131 2 жыл бұрын
ክጠፍእ ጥራሕ ዘሎዎ እዞም ረሳሐት እዕሚቅና ክቀብሮም ጥራሕ ዘለና
@awfot375
@awfot375 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ኣገዳሲ ታሪኽ እሞ'ኽኣ ቅንጣብ ጎዶሎ ዘይ ቡሉ ሓቂ ። እዚ ሓቂ'ዚ ኣብ ግዚኡ ወጹ'ዩ ኔሩ እንተ ዝኸውን ህዝቢ ትግራይ ንወያነ ባዕሉ ምጛሓፎ ኔሩ ባሃላይ እየ፡ ካብ'ዚ ዘሎ ሕጂ ሃልኪ ድማ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምድሓነት ኔራ። እቲ ዝገርመኒ እዛ ዘለናያ ዓለም ንወያነ ኣብ ቅድሚት ሰሪዕካ ንሓሶት ኣብ ህበቡላ ንፋስ ብሓሙኽሽቲ ክነድቅዋ እንዳዋዓሉ ስለምንታይ ህግ ንሓቂ ክንድዚ ግዜ ወሲዱ? የቐንየለይ ቐጽልዎ!!
@shikorinatatdeqierey91
@shikorinatatdeqierey91 2 жыл бұрын
ኣይምሰልካ ! ! እዚ ታሪኽ እዚ ቀደም ኣብ ግዜኡ እንተዝንገር ፡ ህዝቢ ትግራይ ነቲ ሓቂ ምስ ፈለጠ ባዕሉ ንወያነ ምጓሓፋ ነይሩ ዝበልካዮ ለዋህ ኣበሃህላ ጨሪስካ ካብቲ ክውንነት ርሒቅካ ኣሎኻ ፡፡ ካልእ ሓቅታት ንጎኒ ኣወንዚፍና እስከ ነዛ ኩሉ ሰብ ክርደኣ ዝኽእል ኣብነት ንውሰድ ፡፡ ብሕብሪ ዓይኑ ዝባህረረት ጃንዳ ካብ ተፈላለየ ቦታታት ኢትዮጵያ ፡ እንተላይ ካብ መሬት ትግራይ ልዕሊ ሰብዓ ሽሕ ኤርትራዊ ዜጋ ስድራ ቤታት ክትበታትንን ክትሰጒግን እንከላ ወያነ ፡ ብዓንደ ርእሱ ህዝቢ ትግራይ ደው ኢሉ ዝፍጸም ዝነበረ ግፍዒ እናተዓዘበ ፡ ምጒሓፋስ ይትረፎ ንማለቱ እኳ ፡ ዋላ'ውን ንቃልዓለም ኣይፋል እንታይ ግብሩ ፡ ትገብሪ ኣሎኺ ወያነ ፡ ከምዚ ሎሚ የሕዋት ኢና እናበሉ ዝልፍልፍዎን ዘጽምሙናን ዘለዉ ፡ ሽዑ እቲ ግዜ'ቲ ከኣ ኣይየሕዋት እንዲና ዓገብ ክብል ኣይሰማዕናን ፡፡ ዋላ'ውን ነቲ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ዝነበረ ቅሉዕ ወራር ንምጅማር ወያነ ዓው ኢላ ኣዋጅ ዝሃበትሉ ብዛዕባኡ ብጩቕ ኢሉ ክሓትት ኣይርኣናን ። ብኣንጻሩ እኳ ደኣ ብፕሮፓጋንዳ ወያነ ተመሲጦም ከጣቕዑን ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ንምጥፋእ ወኖም ጥርዚ በጺሑ ፡ ረሲኖም ነጸላኦም ደርብዮም ንዂናት ክብገሱን ከለዉ ብምግራም ኢና ብዓይንና ዝተዓዘብና ። እዚ ከኣ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጭውነት ይኹን ልቦና ከምዘየልቦ እዩ ዘርእየካ ፡ ነቲ ናይ ኣፍ ጣቋን መርዛም መቃባጠሪ መልሓስን ሓዲግካ ፡፡ ኩሎም እኳ እንተዘይተባህለ ድማ መብዛሕትኦም ኢለ ከረጋግጸልካ ይኽእል ፡ ንዓና ንኤርትራውያን ኣብ ድኽነትን ሕሱም ናብራን ድሕረትን ተሪፍናን ወዲቕናን ክርእዩና ናይ ለይትን መዓልትን ጸሎቶም ሕልሞምን ጥራይ ዘይኮነ ፡ ብተግባር ምስ በዓል ኣመሪካ ተላፊኖምን ተሰሊፎምን ንልዕሊ ዕስራ ዓመት ብመንገዲ እገዳ ቁጠባና ከዕንዉን ለመንቲ ክንከውንን ጽዒሮሙሉን ደኺሞሙሉን እዮም ኣይሰለጦምን እምበር ። ክቡር ሓወይ ! ንፖለቲካዊ ሃልኪ ፡ ህዝቢ ብጃምላ ኣይክሰስን'ዩ ዝበሃል ኣበሃህላ ሰሚዕካ ትኸውን ኢኻ ፡ ኣነ'ውን ከም ኩሉ ኤርትራዊ ደላዪ ጽቡቕን ሰላማዊ ጉርብትናን ነዚ ኣበሃህላ'ዚ ክቕበልን ክኣምንን ደስ ምበለኒ ። እንተኾነ ኣብ ህዝቢ ትግራይ በጺሕካ ግን ፡ እዚ እከይ ተግባር እዚ ኣብ ልዕሊ መሬትን ህዝብን ኤርትራ ብተደጋጋሚ ዝወረደን ዝተፈጸመን ታሪኻዊ ክሕደት ጥልመትን ግፍዕን ስለዝኾነ ከይተሃመልና ነዞም ጎረቤት እዚኦም ኩሉግዜ ብዓይኒ ጥርጣሬ ክንከታተሎም ፡ ክበኩር ዘይግበኦ ግድነት ክንውሕጦ ዘሎና መሪር ሓቂ ሙዃኑ ምስናይ ይቕሬታኡ ክገልጸልካ ይደሊ ወድሓንካ ። ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !
@senayeri433
@senayeri433 2 жыл бұрын
እዚ ረሳሕ ህዝቢ ትግራይ ካብቶም መራሕቲ ዝገደድ ስዲ ኢዩ
@awfot375
@awfot375 2 жыл бұрын
@@shikorinatatdeqierey91 ክብርቲ/ክቡር ሓብተይ/ሓወይ ስለቲ ሓሳብክን/ካን መብሪሂኽን/ኻን የመስግን!!!! ከምኡ ምባለይ ግፍዒ ወያነ ብዘይምፍላጥ ኣይኮነን እንታይ ዳኣ ሓቒ ኩሉ ግዜ ሓቒ ስለ ዝኾነ ወላ ሓደ ኢትዮጵያዊ ወይ ውን ትግራዋይ ካብ ሽሕ ምፍላጥ ወይ ምእምን ኡኹል ኔሩ ፡ መኽንያቱ ሓደ ሰብ ንሕብረተሰብ ካቡ ሓሊፍካ ውን ንዓለም ክቕይር ከም ዝኽእል ዘይምርሳዕ። የቐኒየለይ።
@asmaragraphy8810
@asmaragraphy8810 2 жыл бұрын
Thank you for documenting this historical ideology. So many young Eritreans need to know who is their biggest enemy. Awet N’hafash 🇪🇷❤️✊🏿
@wediyemane7477
@wediyemane7477 2 жыл бұрын
I'm proud to be 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 eritrea
@yohanhan2972
@yohanhan2972 2 жыл бұрын
ኣብ መወዳእትኡ ፡ ሓቅን ትዕግስትን ስዒሩ ። ኣርካናትና ሓበን ይሰማዕኩም ። ሰብ እከይ መጋብር ዝኾኑ ወየንቲ ከኣ ኣብ ህድማን ኣብ በዓትታትን ከለዉ ብራዕድን ጭንቀትን ተዋሒጦም ግደ ማእሰርትን ሞትን ክኾኑ ርኢና ፤ ናይቶም ዝተረፉ'ውን ንጽበ ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ።
@eriloveforever5723
@eriloveforever5723 2 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕሕ እዚኦም ጠራሮ ህዝብና ናጽነቱ ከየስተማቐረ ኣብ ኪናት ተሸሚሙ ኣርካናት ጽንዓት ህዝቢባዊ ግንባር ዘገርም እዩ ንናጽነቱን ሃገሩን ብደንቢ ከየስተማቐረ ኣብ በረኻ ወፊሩ ክሳብ 2021 ይጥሩሩ ኣለዉ እዞም 00000 ሰነፋት ተማሃሮ 👈
@selehaile3895
@selehaile3895 2 жыл бұрын
ከመዓልኪ ወይን ------------------- ወይን ከመዓልኪ ወይን ግዳይ ወይን ከመዓልኪ፡ወይን ካሕዳይ ሓዊ ዝቀለባ፡ከም ሓጓዳይ ሓሶት ዝድራራ...ከም ነጋዳይ! ደም ዝጨንኣ... ከም ሓራዳይ! ወይን ከመዓልኪ...ወይን ካሕዳይ ባህላዊ ጸወታ...ከመይ ኣሎ ሓንዳይ? ወይን ከመዓኪ...ወይን ዓሻ ከመይ ኣሎ ጉዕዞ...ከመይ'ሎ መገሻ? ንሓሶትኪ....ዘይኣኽሎ ኪሻ ሓዊ ዝብርሃ.... ከም ጉልሻ ሓመድ ዝኽዳና... ከም ማሕረሻ ኩሉ ሰራሪኺ... ከም ኮረሻ! ኣብ ሳልስቲ'ዶ ሸተትኪ... ከም ቃንጥሻ! ደቂ ድኻታት....ኣኽቲትኪ ምልሻ " ባህላዊ ጸወታ" ኢልኪ "መናፈሻ"! ዓረር ዝጽዓነ፡.... ኣብ ክንዲ ሕምባሻ መድፍዕ ዝጽዓነ....ኣብ ክንዲ ሕምባሻ ዎዮ 27 ዓመታት ዝበልክዮ "ውሻ" ካብ ሽዋ'ዶ'ቲ... ተቀበልኪ ጋሻ ንሱ ማዕጺድ.... ንስኺ ዳጉሻ! ንሱ ኣንበጣ....ንስኺ ሕርሻ! ርእስኺ'ባ ሃብክያ ንሞዶሻ! ባንዴራኺ... ንኾርያ ሂብኪ ወይ ንራሻ ደጊም ዓድኺ ተመለሲ... ከም ፍላሻ! በዚ ናይ'ጥግሪስ' ሃሰስ በሊ ኣድራሻ
@hassenonturaibrahim2223
@hassenonturaibrahim2223 2 жыл бұрын
Waw anbesa
@user-ti2gb4rf6r
@user-ti2gb4rf6r 2 жыл бұрын
ይበል ውሕሉል ግጥሚ ወገነይ
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 жыл бұрын
ዝገርም ዓቅሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ እዚኦም'ሲ ኣሕዋት ኢና ካኣ ይብሉ ኣብ ሓዊ ይእተው ።
@rahaelyhdego6076
@rahaelyhdego6076 2 жыл бұрын
እዋይ ሕዘበይ እዚ ኩሉ በደል ኤሕ ተግራዋይ ተረፍ ድሮን ይግበርኩም ፀማማት ሕዝቢ ትግራ አይስለጠኩም ሩጉማት ሕዝቢ
@bektes8949
@bektes8949 Жыл бұрын
እዋይ ሕዘበይ እዚ ኩሉ በደል ኤሕ Alitraway Asha Anseba Merat kefti Hamemasen ተረፍ ድሮን ይግበርኩም ፀማማት Asha Anseba Merat sidetegna Hamemasen ሕዝቢ ALITRA አይስለጠኩም ሩጉማት ሕዝቢ
@ameche-sawa5111
@ameche-sawa5111 2 жыл бұрын
Love Eritrea even though , I never been there ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 жыл бұрын
ክግለጽ አለዎ ናይዞም ኤሊታይ ሕውሓት ተንኮል ዶንጊኩም ክማን ፡ኤርትራዊ ኩቡር መንነትዝ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mahmud6409
@mahmud6409 2 жыл бұрын
It is good to back and narrate from 50s
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 2 жыл бұрын
Merhaba deki eri jeganu eritrea 🇪🇷 ♥ ❤ 😍 ✨ 🇪🇷 ♥
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM 2 жыл бұрын
እዞም ሰረቅቲ ዐመጽ ናይ ዓሌቶም እንድዩ : ኣምላኽ ክአ ዋግኦም ሂብዎም :: ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ::
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 2 жыл бұрын
Much appreciate ,this history a bit of what the shit scavenger wyane done to our Eritrean people and right now they got what they did in 1998 buried deep down 🇪🇷❤️💪🏼
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 2 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ክቃለስ ከሎ ሓቅን ቅንዕናን ሒዙ አዩ ዝብገስ ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ ኣብ ዝለዓለ ዝናን ዓወትን ብምሓዝ ንኹሉ ገላሊሁ ከም ጩራ ጸሓይ የድምቆ ።
@alem2627
@alem2627 2 жыл бұрын
Eri-TV የቐንየልና!👍🏽🇪🇷👌🏽 ካብ ጀጋኑና ቀዳማይ ኢድ( First Hand) ታሪኽ: ቀጽሉሉ! እቲ ዘረባ እንዳተዘርበ ከሎ እቲ ሙዚቃ የዐሪሑም ኣትሕትዎ ወይ ድማ ብዘይ ሙዚቃ: ይሓይሽ እብል ኣነ: ምእንቲ ነፈሰ ወከፍ መግለጺ ክርድኣና: 🙏🏽 ንሕና ድማ ሰብስክራይብ ሼር ኣይንሕመቕ ደቒ ኤሬይ🙏🏽🇪🇷😍
@yordanosgebre9605
@yordanosgebre9605 2 жыл бұрын
🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅🥰🥰I proud to be my eritrean
@gmanyem1057
@gmanyem1057 2 жыл бұрын
It is very sad and too late for Eritreans to know the problem clearly.
@Eritreanstar1
@Eritreanstar1 2 жыл бұрын
The problem is clear as day, you just choose to ignore it or you not comprehending.
@ኒምሮድ1
@ኒምሮድ1 2 жыл бұрын
Thank you Eri tv
@zidunice1978
@zidunice1978 2 жыл бұрын
ደሓርስ እካ ፈሊጥና ኩሉ በሪሂልና
@adanechemekonene7694
@adanechemekonene7694 2 жыл бұрын
Thank you Deki Eri hawate love you 😘 so much 🤗 from Tulama Ethiopian oromo viva Wadi Afom Abichu love Isu 🇪🇹 🇪🇷 🇪🇹 🇪🇷 🇪🇹 🇪🇷 🇪🇹 🇪🇷 🇪🇹 One love 😍 😘 😘 😘 Tigregna Xubo Gere yesame, e ye Adekut Addis Ababa menoru Hamasenoch GA nw we Ethiopians love you 😘 😘 😘 viva deki eri hawate ❤️ ❤️ ❤️
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 жыл бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🌿🇪🇹🇪🇹🌿🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 2 жыл бұрын
Merhaba deqe erey Jeganu anabayekum yedefen admen tanan yhabekum 🇪🇷🇪🇷❤❤💯💯💯🐅✊✊✊✊
@embayetewelde7417
@embayetewelde7417 2 жыл бұрын
ቆፎ ኤርትራዊ ኣይትተንክፍ ምስ ትትንክፍ ድማ መርዛም ሕንዚ ይፍንወሎም ነቶም መርዛማት ጸላአቲ ህዝቢ ኤርትራ ።
@asmaraeri7445
@asmaraeri7445 2 жыл бұрын
መርሓባ ኣርካናት ሓቂ ዋሕስ ህዝቢን ሃገርን ንበርልና እስከ ፡(ወዲ ጀርመን ) ካብሚላኖ
@habtomtsegaytsegay9288
@habtomtsegaytsegay9288 2 жыл бұрын
1) ሻኻ ወዲ ኩላላ 2) ኩኖሮዳእ 3) ገዛ ሸሪፍ 4) ዓዴ ሃንፈጾ ዕርዲ ወዲ ሸብር( ቀናንቆብዓ) 5) በርቂላጽያ እንዳ መቂዕ 6) ዓደምሓራይ 7) ጽብራ እዘን ዓድታት እዚኣተን ካብ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ሳሕልን ጃርበትን ከሎ ሒዙ ዓጋመ ዝበሃል ኣይነበረንን ክሳብ 1998/የካቲት ካልኣይ ወራር ነናተን ቤተክርስትያን ዘለወን ኢየን ንኡስ ዞበአን ድማ ፍርቀን ፈውሊና ፍርቀን ድማ ሻምብቆ ኢዩ እዚኤን እተን እንኮ ብማይን ሰፈሕቲ ናይ ሕርሻን ከባቢታት እየን 8) ዴዳ ታሕታይ 9) ባድመ 10) ዴዳ ላዕላይ 11) ዓዲ ማእለል 12) ሸሸቢት 13)ደምበ ኣበንጉል 14) ገዛ ገረብ 15) ሸላሎ ቀጽልዎ ኤርትራዊ መሬት ኢዩ ጀጋኑ ከኣ ኣክፊልና ኢዩ!
@user-vd5ev8ud7l
@user-vd5ev8ud7l 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
@passion7142
@passion7142 2 жыл бұрын
ኣምላኽ መወዳእታና ኣጸቢቑልና እምበር ግፍዒ እዞም ጎረቤት ምስ ኩሉ ስንክሳራቱ ጸዊካ ኣይዉዳእንዩ ሳላ ዓቕልን ጽንዑ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ግን እንሆ ሃደሽደሽ ክብል ጃንዳ ማለሊት በዒንትና ሪኢናዮ ደምናን ረሃጽናን ኮንቱ ኮይኑ ኣይተረፈን ኣምላክ ይመስገን።
@merabrukh9126
@merabrukh9126 2 жыл бұрын
እዋይ ውሕልነት ህዝባዊ ግንባርሲ ንበይኑ እኳ እዩ ኣንቱም ህዝበይ ኩላ ሰነድ ብሰነድ እያ።
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t 2 жыл бұрын
ሕቖ ኤርትራውያን ክንሰብሮ ኢና እንዳበልካ ዕብዳን ኣብ መበል 20 ጉድጓድ ንፈሓሪኣ ነብሳን ህዝባን ለኻኺማ ጁንታ ንዕርበታ ጉንታ ዕዝር
@nahomstifanos6504
@nahomstifanos6504 2 жыл бұрын
Eri-tv Eritrea 2021
@merabrukh9126
@merabrukh9126 2 жыл бұрын
እዞም ዜሮ ዜሮ ረቢሖም ዜሮ ውጽኢቶም ዜሮ። ሕጂ እንደሞ ተቐቢሮም ተረፉ። መራሕትና ግን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ድምብርጽ ዘይብለኩም። ኣጆና ቀሪብና ኢና ልቢ ኣዕቢና ኢና እምበር እዚኦምዶ ጎረቤትና ምኾኑ ዶብና ሓንጺጽና ሰላም እያ ተዋጽኣና። ግፍዕኛታት ወያኔ ኢድኩም ኣብ ደቅኹምን ህዝብኹምን ሓሊፋ ክትጸንሓኩም እያ።
@bqse6142
@bqse6142 2 жыл бұрын
እዋይ ጃንዳ መርዛም እሾኽ መርገም ተግባራቶም መመሊሱ ልብኻ ደድሚ ዓሕሕ... ኤሪ ቲቪ ነዚ ኣገዳሲ ደኩሜንት ምውጻእኩም ብልቢ ነመስግነኩም ቀጽልዎ ጀጋኑ ጌና ደይተበርበረ ድንግላዊ ታሪኽ ኣለና እዞም ኩሎም መንእሰያትና ኣንፈቱ ድሰሓተ ታሪኹ ስለ ደይፈልጥ ጥራይ እዩ ሰላም ንህዝብናን መንግስትናን ሰራዊትናን ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ !!! ✊🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷
@arefearon7092
@arefearon7092 2 жыл бұрын
ይበል ኣገላልጻ ነዚ ንኡስ ወለዶ እዚ ታሪኽ እዚ ኢዩ ዝድልዮ 'ሞ ብዝለዓለ ክስረሓሉ ኣለዎ። እምበር (ሃገረ ኤርትራ) ሃገረ ቅዱሳን ክልልቲ ብግርማ ሕጽርቲ ብመንፈስ ቅዱስ ኢያ ።
@nebyatnetsrab423
@nebyatnetsrab423 2 жыл бұрын
እግዛአቤሄር መስጣ ህዝቢ ኤርትራ ቀጺዓወም አሎ ተጋሩ ትክ ተበሉ ከኤም ማዕጺድ
@majormajor782
@majormajor782 2 жыл бұрын
General Sibhat Ephrem should be included in this documentary interview, he was the head of Eritrean defece force at that time. please please !!!!!
@ihaveadream8088
@ihaveadream8088 2 жыл бұрын
Kzreb aykieln kxhf aykiel eidu sebiru afu abiswo isu jigna titabes adieu golfo kedinu kem sharmuta fshk fshk kem zbl geruwo 😅😁😄😃
@shida2004
@shida2004 2 жыл бұрын
@@ihaveadream8088 dehan nimulue weynti junta tirorist abtihiti gudgod kemtisefru girnakum Alena atum abaqat chenewti
@berhanemehari8215
@berhanemehari8215 2 жыл бұрын
We never forget this is very painful they will pay heavy price for that
@tadessekidane720
@tadessekidane720 2 жыл бұрын
ኩሉዚ ዝበሃል ዘሎ ስለምንታይ ክሳብ ሎሚ ከይተዘርበሉ ጸኒሑ?
@wediwelday
@wediwelday 2 жыл бұрын
እዛ ጉዳም ደደቢተ ንሳሕል ዶ ክንድዚ ኩርንዒተ ኣየ ወ እዞም ጠላማት
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 2 жыл бұрын
Nice
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 2 жыл бұрын
The truth is coming now, thank you
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
መለለዪ ኤርትራዊ ሓቅን ጅግንነትን እዩ። ስለዚ ካኣ ኤርትራዊ ይስዕር እምበ ኣይሳዓርን። ስለዚ ኩልኹም ኮራኹር ወያነን እቶም ተረፍመረፍ ወያነን ካኣ ጽባሕ ኣብ ናይ ታሪኽ ጓሓፍ ክትጓሓፉ ኢኹም። ምኽንያቱ ከዳዓን ጠላምን ናይ ታሪኽ ጓሓፍ ስለ ዝኾነ።
@dawitwoldu680
@dawitwoldu680 2 жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 adi jegna
@proudEritrawit
@proudEritrawit 2 жыл бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏✊✊✊
@erimonia6574
@erimonia6574 2 жыл бұрын
እዙይ ክንርስዕ ኣይንክእል ኢና ሕድገት ዋላ ዳኣ'ኳ ንግበር'ምበር
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 жыл бұрын
ወያነ'ኮ ዕብዳኖም ካብ 1977 ዓ.ም እዮም ጀሚሮሞ። ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ኣብ ሽራሮ ዝበሉና'ሞ ክነግረኩም። 5 ሰብ ብረት ናብታ ኣብ ሽራሮ ዝነበረት ቤትጽሕፈት ናይ ጸጥታዶብ ጀብሃ ተዳልዮምን ገለ ሓሲቦምን መጺኦም፡ ንሩስያስ ስለምንታይ ኢኹም ኣልጋሲት፡ ሰሾ ኢምፐርያሊስት ዘይትብልዋ ኢሎም እዮም ክቋየቑናን ክህድዱና ዝጀመሩ። ሽዑ ኣነ ብጣዕሚ እዩ ገሪሙኒ። እንታይ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም፧ መን ኢኹም ንስኹም፧ ወያነስ ንጀብሃ ከምዚ በሉ ክትብሉና፧ ንነብስኹም እንታይ ዲኹም ትሓስብዋ ዘለኹም፧ በሉ ሕጂ ይኣክል ካብዚኣ ኣልግሱ ምስ በልኩዎም ካኣ ከፋጥጡለይን ናብ ነኒሓድሕዶም ክገላገሉን እዮም ዝጀመሩ። ሽዑ ኣነ ዘየዋጻኣና ምዃኑ ተረዲአ ሓደ ሓሳብ እዩ መጸኒ። ካብኦም ፍልይ ኢለ ካኣ ናይ ኢድ ራድዮ ከፊተ ክዘራረብን ሹሽ ክትብልን ምስ ሰምዑዋ ካኣ ብድድ ኢሎም እዮም ዝኸዱ። ስለዚ ከመይ እዮም ዝሓስቡ ነይሮም፧ ሽዑስ ናይ ክልተ ዓመት ዕድመ እዩ ነይርዎም። ሽዑ እንተኾነ'ውን ኣብ ኤርትራ ክልተ ውድባት ስለ ዝነበራን፣ ንወያነ መን ከሰበ ናይ ሓገዝ ምቅድዳምን ስለ ዝነበረን እዮም ቀልጢፎም ዕብይ ኢሎም ነይሮም እምበር፣ ሽዑ'ውን ብሓንቲ ቦጦሎኒ ክንድምስሶም'ኮ ንኽእል ኢና ኢልና ኢና ንሓስብ ነይርናን። ስለዚ ተበጊሶ ወያነስ ካብ ቀደም እዩ ጸገም ነይርዎም። ስለ'ዝን ስለ'ቲ ዝቐጸልዎ በደል ናባናን ናብ ህዝብናን መሬትና እየ ንወያነ፡ ካብ ሽዑን ክሳብ ሕጅን ዝጸልኦምን ከምቲ ሓደ ተጋዳላይ ጀብሃ ናይ ጸጥታዶብ ሽዑ ዝበሎም፡ ንስኹም ንህዝቢ ኤርትራ ሰሪ ኢኹም። ስለዚ ሰውራ ኤርትራ ከጥፋኣኩም እዩ ዘልዎ ዝበሎ፣ ካብ ሾዑ ጀሚረ ከምዚ እየ ዝጽበይ ነይረን ሕጂ'ውን ንሳ እያ ትጽቢተይን።
@eriboy6841
@eriboy6841 2 жыл бұрын
Point thank you
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
I agree with you Brother Eritrea for Eritrean's only
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 жыл бұрын
ሰውራ ኢርትራን ህዝብ ኢርትራን ሓቅፍወም ኢንበር ቀደም ምጠፍ ኡ ነሮም ተጋሩ ኮነ ወያነ ትኩን፣ ናይ ሓባር ጻላኢ ኣሎና ክንብል እባ ጸላእትና ይዕብናን ሓብሕብናን
@senayeri433
@senayeri433 2 жыл бұрын
ኣብ ጽልኢ ክልተ የሕዋት ከም ወያኔ ክልተልቡ ተበላጺ ይፈሪ፡ ንግዚኡ ምስ ቲ ሓደ ጸኒሑ ዳሓር ግን ንብምሉእካ ከጥፍእ ዝመጽእ ጨካን ኣረሜን ይፍጠር ካብ ዚ ተማሃሩ ቶም መዋእልኩም ጀብሃ ዶ ሻዕብያ ዶ ተቓዋማይ ዶ ደጋፋይ ትብሉ፡ ኤርትራን ሉኡላውነታን መንግስታን ህዝባን ቅድም ከም ሞዴል ኣቐድሙ፡ ዘየራዳድእ ብድሕሪት ምስጢረካህናት!
@henosdawit9271
@henosdawit9271 2 жыл бұрын
@@senayeri433 ተዓወት እንጀራ ሓቂ ብላዕ። ወዲ ሪመይ።
@samuelmehari8171
@samuelmehari8171 2 жыл бұрын
xubuk srah eu tarikna afltuna kemzi gerkum love u deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samuelsolomonmebrahtu609
@samuelsolomonmebrahtu609 2 жыл бұрын
አትዛ ተካሊት ህወሃት ኣብ 1997 ኩናት ከፊታ ከምዘት አወት ምስፈለጠት ተቀላጢፋ ብመንገዲ ሃያላን ሃገራት ኣብ ልአሊ ሃገርና አርትራ አገዳ ከምዝግበር ገራ አዚ ማለት አርትራ ብቁጠባ ክትደኪም መንአሰይ ክስደድ ክውዳአ'ሞ ብዘይገልጸገም ንአርትራ ምቅጽጻር ኢዩ ነይሩ አላማ።
@sikufish620
@sikufish620 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Asmara2b
@Asmara2b 2 жыл бұрын
Selam Eritrea. Thank you for this interestingly put informative documentary film. Ni meraHti weyane bidiHrit zidefiuwom Hayli enteneyrom, menn mukhuanom beti zeHalefe megzaeti ab Eritrea kingimgimo yikeal eyu giltsi meinti kikhewin. Meriet nay Eritrea bibaEdawian kiwirer gin Haylitat Mikilikhal Eritrea fiqad ayhabun. Eti zeHebin nay Africa awra Hizbi Eritrea kulu gizie diluw koynu sile hager dew elu entezeykelakhel, qedem eyom werrerti ni Eritrea dagmay kigeziuwa fekirom. Silezi sireAtat gorobiet hager tsibuq ente Halinom kab nay baEdi ateHasasiba nibaElom kiblu netsa kiwetsu ni kulatom emineyelom. Eritrea Netsaneta awuHisa Leulawineta zeAwebet Hager eya. BizuH kibehal ente tedelye, neger gin kea ab Eritrea sebeawi meselat kikhiber alowo, giltsi meinti kikhewin. Jir Anbessa Eritrea tiwled memelisa!!! I just wish a very Merry Christmas for everyone and everywhere.
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 2 жыл бұрын
🇪🇷💪🕊❤👋selam arkcant zeythlelu dekimna zeytubul kabgez nisintkum ziga gize meswitkum agoni hizb ageni lulntkum agoni weldo serwit tmerhu zelkum tebat jogani anbis🦁🇪🇷💪🕊❤👋thbina kurina kubur hizb megst serwit sebkya warisay wedbesa wersay wercawi tariki weldica thbena kurin salkum eritrea mcana africa thbinen akulukum hizbawi gibar waga weriki keynu akulen alemat🇪🇷💪🕊❤👋🇪🇹💪🕊❤👋🇪🇷💪🦁
@tittigualeri2151
@tittigualeri2151 2 жыл бұрын
እሞ አንሃልው ሕጂ ናይ ኢዶም ረኺቦም እዞም ሓሳዳት ተጋሩ። ተኽፊሉም ወ ክንደይ ቀያሕትን ጸለምትን የሕዋትና ብስንኪ እዞም ሱሱዓት ተምስገን ዘይፈልጡ ሓሳዳት ፎእ ዕድሚኦም ትሕጸር ሩጉማት።
@wedimemhr6529
@wedimemhr6529 2 жыл бұрын
ወያነ ጸረ ሰላም ዩ
@natinati5965
@natinati5965 2 жыл бұрын
Kmy ilan nezi knrso, nezi zresu Eritrawi Aykonen, kem eritrawi kem Ayfelton. Erey nzelalem ktneber iya, Wetr Hagerey nbel, tgrawy hradina mkanu mflat ukul iyu:: knhrdom tray iyu zelen Nhena ka::ery for ever🥰🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷
@oziyahoo5258
@oziyahoo5258 2 жыл бұрын
Long life nea hizbawi gembar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 жыл бұрын
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET SHABIYAWI KIBRITAT HIDRI METKEL W'DIB N'KHAT Q'ALSI AWET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hadinet23
@hadinet23 2 жыл бұрын
ኣብራሃለይ ክፍለ ካብ ናይ ቃልሲ ተጋድሎ ናይ ቆንስላዊ ጉዳይ ኣብ መቀለ ይጽንክር እንቃ ሓጸረት እዚኣስ ካብ እሾኽ ኣጋም ነብሰ ምትሓት ዘሳቅዮም ሰባት።
@berhane21
@berhane21 2 жыл бұрын
Thank you !! To much jealousy on Eritrean.....good to know the hate by TPLF to Eritrean people ...I have no Mercy on this group.
@ghirmayyemane8585
@ghirmayyemane8585 2 жыл бұрын
ታሪኽ ህዝብና ይሕመቅ ይጸብቅ ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦ ኣለዎ፡ ብፍላይ ብተጋሩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝተገብረ ግፍዒ መንግስቲ ኤርትራ ዕቃበታት ክገብር የብሉን ፡ ነዚ ግፍዒ እዚ ዘይፈልጥ ብብዝሒ ኣብ ደገ ዘለዉ መንእስያት ኤርትራ በዞም ካድራት ናይ ወያነ ይጋገዩ ኣለዉ፡ ቀጽልዎ ቀጽልዎ ፡ ክብሪ ነቲ ዘይብዳህ በዲሁ ክሳብ ሕጂ ኣብ ጽንዓቱ ዘሎ ኣብ ዶባት ኢትዮጲያ ዘሎ ህዝብና።
@bbnaam9220
@bbnaam9220 2 жыл бұрын
WAUW ! Gletsiwo da kulu kfelto alewo AMLAG YBARGKUM AMLAG N ERITREAN HZBAN MERETAN YBARG🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤😘❤
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Жыл бұрын
Tank you our commanders (EDF) !
@danielyohannes9508
@danielyohannes9508 2 жыл бұрын
Masta Eritrea weridwom alo weyane
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 жыл бұрын
edom eya abiy ylewsom alo xbuk geru Weyane nawramat
@mahmud6409
@mahmud6409 2 жыл бұрын
There's more to explain we need it What has been done up till 2001
@user-rs1rl5qj1l
@user-rs1rl5qj1l 2 жыл бұрын
ወያነ ክትጠፍአ ኣለዋ ኻብ መሬት ህዝብታት ክቀስን
Survival skills: A great idea with duct tape #survival #lifehacks #camping
00:27
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
你们会选择哪一辆呢#short #angel #clown
00:20
Super Beauty team
Рет қаралды 48 МЛН
General Sebhat Efrem Interview on War, July 2000.
56:51
Aida Kidane
Рет қаралды 279 М.
ERI-Police -NETWORK-Tigrinya (ፖሊስ ኤርትራ)NewsTigrinya octtober -14- 2023
32:52
1000000❤️ #shorts
0:18
北出 大周 Kitade Taishu
Рет қаралды 23 МЛН
Сын вернулся с войны и сделал сюрприз 🤯
0:17
Фильмы I Сериалы
Рет қаралды 4,6 МЛН
And how are they not embarrassed?
0:19
Rinuella
Рет қаралды 26 МЛН
Не плавайте тут! 🏊🚫
0:24
Взрывная История
Рет қаралды 2,1 МЛН