No video

ERIWOOD - New Eritrean Interview 2022 - ፍኑው ሕቶታት ን ኣማኑኤል በርሀ

  Рет қаралды 111,336

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

Күн бұрын

ERIWOOD - New Eritrean Interview 2022 - ፍኑው ሕቶታት ን ኣማኑኤል በርሀ

Пікірлер: 827
@digitaleritrea7930
@digitaleritrea7930 2 жыл бұрын
ኣማኑኤል ኣጆካ ነገር ኣቲካያ ኢካ ኣጆካ ገጥ በል። እንተ ኣነ ጸባ እንድየ ሰትየ። ን ኣማኑኤል ቀጽል ትብል ሃየ like ግበር።
@Arsu10gunners
@Arsu10gunners 2 жыл бұрын
*ዝኸበርካ ሓውና **#ኣማኑኤል_በርሀ** ኤማ ጸርፊ በዚሕካ ህየሳ ደው ከም ዘይተብሎ መቸም ርግጸኛ'የ። ስለዚ ብዙሓት ስነ-ጥበባውያን መታን ክቕየሩ ሰኣን ከምዚ ከማኻ ደፊሩ ሃያሲ እዩ ጥበብ ዓድና ከም ሽንቲ ገመል ድሕሪት ተመሊሱ ስለዚ ካብቶም ዝጸርፉኻ እቶም ነድንቐካ ንበዝሕ ቀጽሎ ኤማ ሓውና🙏🙏🙏 ❤❤❤*
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 2 жыл бұрын
ኣማኒኤል ጅግና ክንዮ ቲ ብሉጽን ንጹርን ኣገላልጻኻ ትብዓትካ ዩ ዘሐጉሰኒ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ ጥበብ ናብ ንቡር ክትመልሱ ትገብርዎ ዘለኩም ላዕልን ታሕትን ምስ መሳርሕትካ የመስግነኩም ።
@robeiltesfay5440
@robeiltesfay5440 2 жыл бұрын
ሰማይ ተገልቢጡ እድያቱ ቀስተ-ደመና ኣብ መሬት ወዲቑ ጸሓይ ደም ትነብዕ፡ ከዋኽብቲ ይወድቁ ወርሒ ተሓቢኣ፡ ደመና ደሪቑ ኣግራብ ይድርመሙ ሰባት ግን ይስሕቁ ከመይ'ዩ ነገሩ? ገለ ሞይትዎ'ሎ ንተፈጥሮ ሰብና ዘይመርመሮ ይርኣየኒ'ሎ ዳስ ተተኺሉ በጻሒ ዘይብሉ እግዚኦ. . . ሎምስ እንድዕሉ። ኣማኑኤል በርሀ
@efremmebrahtom6238
@efremmebrahtom6238 2 жыл бұрын
ከማኻ 1000 ይወለዱ ደርፍታትና ባህልና በዞም ስነ ቀንጠብጠብ ትሕቲ መሪት ኣእቲሞ ኒሮም ኣብዚ 15 ዓመት !!!
@teamo8913
@teamo8913 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ'ዩ ኤማ እዛ ናይ ህየሳ መደብ ከይተቃርጻ ምክንያቱ ብዙሓት ክቕየሩ ዝለ ዝክእሉ!
@ramadansalih1618
@ramadansalih1618 2 жыл бұрын
ብርግጽ ክቕጽል ዘለዎ መደብ ኤማ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በሎም ገስጦም ነዞም ገሳርጥ ስነጥበብና መታን ክዕንብብ
@hassanmohammad4086
@hassanmohammad4086 2 жыл бұрын
ሰላም ኣማኑኤል ሓውና ብ ኸመይ ከነባዝሓካ ንኽእል ሼር ላይክ ዘይገበርኩምልና ኢሎም ከማዓልካ እንዳኸልኡና ተዋሪድና
@abrahamabtemarim3413
@abrahamabtemarim3413 2 жыл бұрын
ጸሚምና ኔርና ኢና ።ጽቡቅ ፍረኖ ኤማ
@zaratube6240
@zaratube6240 2 жыл бұрын
ኤማ እዚ ፕሮግራም በፉፁም ክቃረፅ የብሉን ክቅፅል ዘለዎ መደብ እዩ ጥበብ ሃገርና ዘድሕኖ ይደሊ ኣሎ::
@issuwedikeshi203
@issuwedikeshi203 2 жыл бұрын
ኤማ መቅሰን ብታዕሚ እየ ዘድንቀካ ኣጆኻ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghebretedros
@ghebretedros 2 жыл бұрын
ኤማ ያሆ!!! ኣነ ኪገርመካ ናይ ኤማ ኢንተርቪው ማራ ዩ ደስ ዝብለኒ፡ኩሉ ከኣ ሓቂዩ ስነጥበብ ሃገርና ንቑልቁል ይንቆት ከም ዘሎ ኩልና ንሪኦ ኣለና። 1.ኣነ ካብ ዝተዓዘብክዎ እቲ ቀንዲ ጸገም ኣብዚ ናይ ሎሚ ዘሎደርፍታት ንገንዘብ(you tube)ተባሂሎም እዮም ዝስርሑ ሙኻኖም 2.እቶም ደረፍቲ ውን ገሊኦም እንዳፈለጡ views ንምርካብ፡ ዝናን ስምን ደልዮም ጥራሕ ጅም ዝብል ቴምፖ ከበሮ ይኹን እምበር ካልእ ግዲ የብሎምን። 3.slow muzic ሰሪሕካ ኣብ ገለ ኣጋታሚ ምስ ገለ entertainment እዚኣ ሰሪሐ ኢልካ እንተ ኣሪኻዮም በይንኻ ስምዓያ ዝብሉ ውን ኣይሰኣኑን።
@arayaentertainment
@arayaentertainment 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ክቕጸል ዝግብኦ ዩ ። ንጥበብ ወትሩ ምሳኹም ኤማ & ወዲ መምህር
@AlmightyGOD812
@AlmightyGOD812 2 жыл бұрын
He is a real Man, he's grieving from the bottom!
@awettadi8265
@awettadi8265 2 жыл бұрын
ጅግና ጹፉፍ ዘረባ 👍
@HT-ix7us
@HT-ix7us 2 жыл бұрын
ኣማንኤል በርሀ ናይ ብሓቂ ኣቦ ሓቂ አቲ ብዉሽጠይ ዝብሎ ብኣፍካ ክትብሎ ምስ ረኣኹ ናይ ብሓቂ ደስ ኢልኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@zemenzemen67
@zemenzemen67 2 жыл бұрын
ኤማ ፈውሲ ልቢ ኣጽረርልና ከይተሓለልካ ነዞም ሓተላ እዝኒ ።
@yakiem9116
@yakiem9116 2 жыл бұрын
ኤማ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናንን🙏 እዛ ናይ ርምዴት ኣለም' ሓቂ ሓይሽ እዞም ሰማዕቲ ከማን ኣየስተባሃልናላን🙈
@user-ou1wc9xj8p
@user-ou1wc9xj8p 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘድንቆ ሓቀኛ👍👍👍👍👍👍
@amareseggai8957
@amareseggai8957 2 жыл бұрын
አዚአቶም አርቲስት አይኮኑን።እቲ ብዘይትውንኖ ድምጺ ጌርካ ከም ደርሆ ምንቃው ዘሕፍር እዩ። ጽቡቕ አለኻ።አነ 100% ምሳኻ አለኹ።
@amareseggai8957
@amareseggai8957 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍
@michaelnatty43
@michaelnatty43 2 жыл бұрын
I just admire this man on depth of knowledge of ART and his explanation for the songs he listens to!!! Listening to him allowing me to learn a lot of stuff about our Tigrinya songs. So thank you so much and please continue, I’m super convinced that you are fulfilling your purpose .
@Nahit_media
@Nahit_media Жыл бұрын
ሓወይ አዛ ናትካ ጽሑፍ ዉን ህየሳ የድልያ ኣሎ አቲ ምንታይ ሲ ብትግሩኛ ክትጽህፍ አንዳ ከኣልካ ብእንግሊሽ ምጽሓፍካ ኩላትና ኢና ክንጽዕር ዘለና
@michaelnatty43
@michaelnatty43 Жыл бұрын
Honey: Eshi! What you’re saying is true! I’m going to download the Tigrinya app now. Just waiting to change my handset. All the best.
@sweetmesiye1357
@sweetmesiye1357 2 жыл бұрын
ኣማኑአል በርሀ የቀንየልና ንድህሪት ተመሊስና ከምንሰምእ ዝገበርካ እድመን ትእናን❤️🙏
@yonitesballatoli6901
@yonitesballatoli6901 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ኣማኒኤል በርሀ ከይተቃርጾ
@medhanehaftemariam9756
@medhanehaftemariam9756 2 жыл бұрын
ኤማ ይበል ኣጋላልጻ እዛ ዓመት እዚኣ ጽቡቅ ስራሕ ተርእየና ትኾውን ብዝተረፈ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ።
@user-ye3xe2fn5u
@user-ye3xe2fn5u 2 жыл бұрын
መርሓባ ኣማኒኤል ሓወይ ኣብ ሂወትካ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ብምቅጻል ነዚ ለንቅኔ ጉጉይ ትምህርቲ ክህብ ዝቀነየ ዳንኤል ኣብርሃ ገለ በለና ካብ ተኸታታሊ መደብካ
@lewiabraham8507
@lewiabraham8507 2 жыл бұрын
Entay yu eti guguy
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Daniel Abraha ni bahilina yebelashiwo alo bifilay ni meneseyatina
@lewiabraham8507
@lewiabraham8507 2 жыл бұрын
@@ruthh1755 entay geru?
@user-br2fp8su1r
@user-br2fp8su1r 2 жыл бұрын
@@lewiabraham8507 kzfaq.info/get/bejne/ntmbZL2S2NzFiHU.html
@lewiabraham8507
@lewiabraham8507 2 жыл бұрын
@@user-br2fp8su1r entay emo ezi??
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 2 жыл бұрын
ኤማ ሓውይ በሎም ጥራሕ ነዞም ኣባላሽየ በላዕ ዝኮኑ ናይ ሎሚ ገጠምትና
@teklebrhantemelso8016
@teklebrhantemelso8016 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን! ወለድና ከምዚ ከማኻ ዝበለ ኣብ ልቦም ዘሎ ጥብሕ ኣቢሉ ልሳኖም ኮይኑ ሓሳቦ ንዝገለጸ "እንጌራ ዓለም ብላዕ!" ይብልዎ። እቲ ዝገጥመካ ብድሆ ድሮ ፈሊጥካዮ ስለዘለኻ ዝብለካ የብለይን። ምሳሌ 1፡7 ተግሳጽ ዚፈቱ ፍልጠት ይፈቱ፡ ከምዝተባህለ፡ እቶም ፍልጠት ዝፈትዉ ክፈትዉኻ ኢዮም። እቶም ፍልጠት ዝጸልኡ ድማ ክጸልኡኻ ኢዮም። ግን ሓደራ ቀጽሎ!!! እዚ ሕብረተሰብ ዘማእዝን ሞያ ኢዩ እሞ። ነዚ ከምዚ ዝበለ ሞያ ልዕሊ ዝኾነ ነገር ከም ብሌን ዓይንና ሓለዋ የድልዮ ነይሩ። በዚ ትገብሮ ዘለኻ ነቶም ደረስቲ፡ ደረፍትን ንሰማዕትን ትረኽበሉ መድረኽ ኢዩ። ቀጽሎ!!!
@zaratube6240
@zaratube6240 2 жыл бұрын
ኣብዚ ግዜ ካብ ዝተደርፋ ደርፍታት ብጣዕሚ ዝመሰጠትካ ደርፊ ክትህይሰልና ክንፅበ ኢና
@tslatmeqomia177
@tslatmeqomia177 2 жыл бұрын
Ja exactly lomi wn gele xubuq derfi alo ktebabu alewom bravo
@Sami129p
@Sami129p 2 жыл бұрын
Nay kiros adi halo ala kkkk
@erimanreefs8191
@erimanreefs8191 2 жыл бұрын
ኪሒስካና ከይትገድፎም ዋላ ስራሕ ይግደፍዎ ውሑዳትን ጽፉፋትን ይኣኽሉና።
@user-hs7kb8dx1u
@user-hs7kb8dx1u 2 жыл бұрын
ኤማ ከማኻ ይብዝሑ ደስ ዝብል መልስን ህየሳን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስነ ጥበብ ናብ ናይ ቀደም ክብርታትና ክምለስን ክዕቀብን ።ትኽክል ካብ ግጥምን ዘማን ክሊብ እዮም ዝግደሱ ኦድዮንስ ኢሎም፡ኣብኡ ጸቒጦም ይሰርሑ ዝገርም ዘበን በጺሕና።ካብ ብሱል እኽልስ ገፈል መፈል ምእካብ ኮይኑ።
@yohanaasfaha765
@yohanaasfaha765 2 жыл бұрын
Perfect analysis! KEMAKA YBZHU nhagernan Tbebnan khaysh.
@yemaneadane8310
@yemaneadane8310 2 жыл бұрын
ኤማ ሓውና ጽቡቕ ስራሕ ቐጽሎ ከማካ የብዛሓዮ
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 2 жыл бұрын
You are bad ass💯‼ bold love your style please keep up the good work🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኤማ ሽኮር በጃካ ቀጽሎ ክማካ ምርኣይ it is refreshing
@kessetemeasho619
@kessetemeasho619 2 жыл бұрын
I think it is time for me to write comment on you tube, coz i got some one who have same pain that i have. You deserve appreciation. I am afraid if the socalled today"s artists could understand your pain. Thank you Ama for your effert.
@user-zi7xc2gm8x
@user-zi7xc2gm8x 2 жыл бұрын
እርማት ካብ ነብስኻ ጀምሮ! ክቡር ሓው ምክንያቱ ብትግርኛ ኣስተምህሮ እንዳ ሃበ ብእንግሊዘኛ ርእይቶ ኣይ ትሃብ።
@twinzskamb4048
@twinzskamb4048 2 жыл бұрын
@@user-zi7xc2gm8x ደገ ዝዓበየ ይከውን ንስካውን ታኣረመላ 😊
@MaicoRecords
@MaicoRecords 2 жыл бұрын
ኣማኒኤል በርሀ ብሉጽ ሰብ
@ezob23
@ezob23 2 жыл бұрын
Can’t be more proud of you 👍👏🏾
@abrehaleyhagos5998
@abrehaleyhagos5998 2 жыл бұрын
ኤማ ብመጀመርታ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልካ ቀጺለ ብጣዕሚ ሓቀኛ ሃያሲ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ብዙሓት ክማሃሩ አዮም
@khalidabraha9877
@khalidabraha9877 2 жыл бұрын
Amanuel really thanks to your remarks keep it up because it is constractive
@nahomzerai3
@nahomzerai3 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ቀጽሎ ኤማ!! እቶም ኣኽላባት ክነብሑ እዮም ከም ቀደምካ ጉዕዞኻ ቀጽል። ዕዮታትካ ነበርቲ ዝኽርታት ኣብ ታሪኽ ስነጥበብ ኤርትራ ወሪቖም ክሓልፉ እዮም።
@agneritra420
@agneritra420 2 жыл бұрын
ኤማ ሓውና ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ቀጽሎ ። ገጥ ኣቢልካ ሓዘልና ኣሓትና
@yohanahabte3301
@yohanahabte3301 2 жыл бұрын
I appreciate u from deep down of my heart.....
@arsemaredae1149
@arsemaredae1149 2 жыл бұрын
I love this man keep the good work
@robelfissehaye8958
@robelfissehaye8958 2 жыл бұрын
My first time I got some one who has the same feeling, since 1999 ( mai lam) molqi till today it's time travelling amazement my mind . Thank you, one day by any chance if got to nominate an award I grant you HAGER SEB ALEWA AWARD. Thanks
@dahlak3739
@dahlak3739 2 жыл бұрын
ብሓቂ ኤማ ኣብ ክንድአን ሓፊርና ጸኒሕና በርትዓልና ንስካ ብሉጽ ሰብ ኢካ
@dubatop7581
@dubatop7581 2 жыл бұрын
Good job..bravo 👍 They need to wake up You doing good job
@lifeishard7018
@lifeishard7018 2 жыл бұрын
Keep movenig my big lengns Brather great Jobs ever positive answer Important messge to All of them my contury peaple piece of you 🇪🇷👌🙌✅✍️👍👍👍👍 No Stop
@salikoerilove6480
@salikoerilove6480 2 жыл бұрын
ኤማ ያሆ ናይ ብሓቂ ትርር ዝበለ ሓቂታት ዝመልኦ ኣገላልጻ
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 2 жыл бұрын
ዋውውው ዳኒ ወዲ መምህር ኣያ ረኺቡ። ስለ ጥበብ እናበልኩም ንፈዩልና ድኣ። እዛ ናይ ሮምዴት ኣለም " ኣዳም ሞተ ተወልደ እንዳኣሉ" ዘገረመትኒ ሓረግ ኢያ እሞ ካብ ሓደ ድሓን ኢልና ንግምቶ ገጣማይ
@john9192
@john9192 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ኣማኒኤል በርሀ ከመይ ኣለኻ" ሩሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመትን ልደትን እንዳተመነኹ በዚ ተቅርቦ ኣዚየ ከድንቐካ ይደሊ። ሓንቲ ክላበወካ ግን ብዙሕ ገጣማይ ኣብ ልዕሊ ተውህቦ ገለ ገለ ሕግታት ፡ተሞኹሮ፡ የድልዮ ስለዘሎ፡ልክዕ ከምቲ ናይ ሹንግርዋ ንኹሉ ዘሳትፍ መደብ እንተዝኽፈት ወይ ኮርስ እንተዝውሃብ ጽቡቕ ኔሩ።
@jonihaile6153
@jonihaile6153 2 жыл бұрын
Ema hawna haki sle tezarebka tanks
@biniamembaye3084
@biniamembaye3084 2 жыл бұрын
ኣበይ ነርካ ኤማ በርሀ ሽኮር ዝኮንካ ፍጥረት ኩሉ ዘረባካ ይምህረካ ይእርመካ የስሕቀካ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 2 жыл бұрын
Emaa leli kulu eti demxeka zema alewo keep it up aboew hayasi ertrawenet kubur meninet thanks
@m.j9886
@m.j9886 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኤማ# ቀጽል ኣታ ወዲ#🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@Teklino249
@Teklino249 2 жыл бұрын
ኣነ ጸሎተይ ህግደፍ ብ ኣፍካ ከይሕዙኻ ኢዩ። ጅግና ኢኻ ባሓቂ♥️
@fitwisolomon3913
@fitwisolomon3913 2 жыл бұрын
Denkoro ama ab youtube dyu zhys ab gazeta hadaseritrea kab kedemu yhys
@user-cd6np2vo2e
@user-cd6np2vo2e 2 жыл бұрын
@@fitwisolomon3913 ደንቐሮ እንበር ንስካ!ማኣስ እዩ ደፍሩ ሃይሱ ኣብ ሓዳስ ኤርትራ! ሓደ ደርፊ ሰምዑ ርእቶ እዩ ዝህብ ነሩ፡ምህያስ ኣብ youtube eyu jemiru yiferiho kem zinebere win balu tezaribu eyom.
@negasi2123
@negasi2123 2 жыл бұрын
ኣማኑኤል በርሀ ናይ በሓቂ ንፉዕ ተንታኒ ኩሉ ድፍረትካ ትብዓትካ ከምኡ’ውን ሓቅነትካ ከየድነቑኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ንሕና ከም ተዓዘብቲ ከም ኣስተማቐርቲ ሙዚቃ ናይ ሃገርና ( ትግርኛ ) ወላ ጌጋታቶም እንዳፈለጥና ጥበብ ሃገርና ክዓቢ ክመሓየሽ ሞራል እምበር ኣብ ነቐፌታዊ ነገር ኣዚና ሕማቓት ኢና፣ እቲ ሓቂ ግን እዚ ኢዩ ዝተነቕፈ ኢዩ ዝዓቢ ዝበለጸ ከኣ ይስራሕ። ኣጆኻ በርትዕ ናይ ኤደን & ሚለን ናይ በሓቂ ብዝግባእ ናተን ሂብካየን 👏 thanks 🙏
@awetyacob5242
@awetyacob5242 2 жыл бұрын
ኾኾብ ተቀልቂሉ'ሎ ኣብ ዓድና በል እስከ ቀንየልና ኣምላክ ጽላሉ የንብረልካ እንበር ኣሳቢቦም ከየጥፉእካ ንፈርህ
@filmonghebremicael3560
@filmonghebremicael3560 2 жыл бұрын
ቀደም እንድዩ ተፈጢሩ፥ ንእሽተይ ኢኻ ኮንካ ከይፈለጥካዮ ጸኒሕካ
@sieleghebremichael2748
@sieleghebremichael2748 2 жыл бұрын
Super explanation.
@hureynatey793
@hureynatey793 2 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ኢዩ፡ ኣብ መጻኢ ውሕሉልን ትበብ ዝተሓወሶ ተዘካሪ ስራሕ ንክስራሕ ኢዩ ዝጽዕር ዘሎ ትብሉ ውስከ 👍
@filimonmesfun2379
@filimonmesfun2379 2 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኤማ ሓወይ ስሓቅ ቀቲልካኒ ኮ ብዝኮነ ኣጆካ ኣይተቃርጽ ብርተዐካ ኢዩ ብርተዐ ዝውስከልና ኣድናቂካ ኢየ
@lovebody855
@lovebody855 Жыл бұрын
Keep going❤❤ኤማ this is great lesson for all of us, so make sure don't give up! be strong. አቱም እቶም ትጻረፉ ሰባት በጃኩም፡ መልሓስኩም ተኣርነቡ፡፡
@rafael-nl4sw
@rafael-nl4sw 2 жыл бұрын
Honest and truth spoken
@tommyzerabruk1564
@tommyzerabruk1564 2 жыл бұрын
🙏👍 ናይ ሓቂ ጽቡቕ ግንሒ።
@awetweldrufal3379
@awetweldrufal3379 2 жыл бұрын
I really appreciate big brother we need more wise person like u 💯🙏🇪🇷
@henokyonas8118
@henokyonas8118 2 жыл бұрын
Haba lambaa Ema wedi. Neti xubuk derftat kea hayiselna bejaka hanti nay Taniqo tray eye reeyelka mesleni thanks👌🏾👍🏾
@surafielghebrehiwet866
@surafielghebrehiwet866 2 жыл бұрын
Btaemi xbuq amanuiel ayteqaruxo kemzi zelenayo ente qexilka ab haxir Ewan wxietka kitties eka aezana libinan bhade kisema eyen ab hawelti mnbar keneqaruxo ena thanks amanuiel
@mengsteabtekle9078
@mengsteabtekle9078 2 жыл бұрын
God bless u , niberelna Ama, 🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hailezghigebrengus547
@hailezghigebrengus547 2 жыл бұрын
አማን ናይብሓቂ ነዞም ንሰልዲ ዝጎዩ ደረፍቲ ከምዝርድኦም ጌርካ ትነግሮም ሰለዘለኻ እዝንና ትፍውሰልና ከምዘለኻ ክገልጸልካ ይፈቱ ንበር ክበር ቐጽሎ!!!
@Eri-dj8hc
@Eri-dj8hc 2 жыл бұрын
ጹቡቅ ስራሕ ኢዩ ጊን ሓንቲ ሕቶ ክትዛረብ ከለኻ ሽወያ መልሓስካ ይዕጸፈካ መስተ ሰቲኻ ዲኻ ታቱ ኢስቲድዮ ወላስ ተፈጥሮ ኢዩ ብቅልጡፍ መልሲ
@musgunhailemichael6012
@musgunhailemichael6012 2 жыл бұрын
ኤማ ብሉጽ ሰብ ንሕና ኢና ነዕብዶም ዘሎና ብደርፎም ንዓብድ ይዕዘቡ ስለ ዘለዉ እንታይ ሒዞም ይመጹ ኣይግድሶምን ኣሎ ምስትምቃር ከምዘይሰርሕ ኣባና ተረዲኦም ይጎዩ ኣለዉ ብዛዕባ ሚለን ዝሃብካዮ'ሞ 100% ስማ ክጽዋዕ ጥራይ መርዘን ይሕዘኒ
@truthforpeace6978
@truthforpeace6978 2 жыл бұрын
አገናዕ ዝሐወይ ግርም ገበርካ
@draradhanom5080
@draradhanom5080 2 жыл бұрын
ኤማ ነብሲ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ቀጽሎ ነዘን ትራይ ነብሰን ዝመጻ ዘለዋ ዘይ ናይ ሕብረተሰብና ኢዩ ክገድፎኦ ኣለወን ምክናቱ ኣይባህልናን ኢዩ
@biniamtesfazgi5815
@biniamtesfazgi5815 2 жыл бұрын
ናይበሓቂ መደምሰስ ዘለዎ መልክቲ ኤማ good
@amanielu4216
@amanielu4216 2 жыл бұрын
ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ናይ ብሓቂ ተባዕ መንእሰይ ንፉዕ ኢኻ ኤማ ሽኮር ኣነ ንባዕለይ ደርፊ ምስትምቓር ካብ 2008 ክሳብ ሕጂ እዋን ደርፊ ምስማዕ ኣቓሪጸዮ ኣለኹ ብሰንኪ እዚ ትብሎ ዘለኻ ጉዳይ ናይ ሎሚ ደረፍቲ ቅጭን ሕርቅን እዮም ዘምጽኡለይ ብጀካ ገለ ውሑዳት ገዲፍካ ግን ተስፋ ይገብር ኣብ ቀጻሊ ጽቡቅ ደርፊ ሒዞምም ክመጹና
@user-ni6ls5jh3l
@user-ni6ls5jh3l 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ፡ ጸሚምና ደረፍቲ በዝሖም ፡ተዋሳእቲ ብዚሑም ፡ንስካ ጥራሕ ኣይ ኮንካን ትሓርቅ ኩሉና ኢና ንሓርቅ፡ ዝኩሉ ካኣ ብሰንክ ዩቱብን ።
@gebrielasfaha1604
@gebrielasfaha1604 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ብሰንኪ ሕማቅ ደርፊ ምስማኦ እዝንና ጸሊእናዮ ሕጂ ድማ ብግርማይ ዓንቂ ዝተገጥመት፡ብኣበራ በየን ክትቀርብ፡ያ ፡ህየሳ ንጽበያ፡ኤማ
@freedomlife780
@freedomlife780 2 жыл бұрын
Abraham /yemane barya &abrar 👍👌❤🇪🇷daily in my life 💪
@salmonabraha5500
@salmonabraha5500 2 жыл бұрын
qetsilo ema hawey xbuk srah 💪🏽i hope tzarebo zeleka kridiwo
@tekletesfamichael8539
@tekletesfamichael8539 2 жыл бұрын
Kkk hakika ewe Ema ,,,, hzbi zeyboke ,ayni zeyblu enjera ykleb alo . Anyway I love your honesty and openness. Very open man .
@tsegubahta5155
@tsegubahta5155 2 жыл бұрын
You did good at men.
@hailekidanetesfai8814
@hailekidanetesfai8814 2 жыл бұрын
ቀጽሎ ብዙሓት መንገዶም ዝሳሓቱ ኣለዉ ፡ ባህሊ ኣልባሳት ቋንቃ ሰርሓት ጽጉሩ ወዘተ፨፨።
@johnighebrengus4744
@johnighebrengus4744 2 жыл бұрын
ክቡር ሓው ! እዛ መደብካ ብጣዕሚ እዋናዊትን፡ሃናጺትን እያ፡ ከመስግነካ ይደሊ።
@tadshuberhe8004
@tadshuberhe8004 2 жыл бұрын
9 days ago ልባዊ ምስጋና ንኤማን ንኣባላት እዛ መደብን:: እዚ ኣሽሓት ከፊልካ ክርከብ ዝግብኦ ትምህርታዊ መደብ ብዝያዳ ክድንፍዕን ክዓብን ምሉእ እምንቶ ኣብዛ ቻነል ኣለኒ:: በጃኹም ከይተቋርጽዋ🙏
@kahmed5314
@kahmed5314 2 жыл бұрын
💪🙏🙏🙏thank you God bless you and ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 2 жыл бұрын
ኤማ ወዲ መምህሪ ናይ ብሓቅ ማሃርትን ሃየስግን ኣረምትን
@sweetentertainment8694
@sweetentertainment8694 2 жыл бұрын
ኣነ' ብዓቑመይ ካብ'ቶም ኣብ ምብርካት ጥበብ ዘለው'የ ነዚ ተበጊሱ ዘሎ "ተግሳጽ" ወይ "ህየሳ" ድማ እና ተሓጎስኩ'የ ዝቕበሎን ዘኽብሮን ኣብዚ ተጀሚሩ ዘሎ ብበዓል ኤማ ዝቐርብ መደብ ዝጀመረ ልብን ሓሳብን ዝፈሰሶ ስራሕ ከም ንሰምዕ ጥርጣረ የብለይን ቀጽልዎ ክብል፡ድማ'የ ዝፈቱ።
@user-sp4hi4xb1n
@user-sp4hi4xb1n 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ የቀንየልና ሓውና ኣማኑኤል። ካብዞም ንሓቂ ዝሓቁ ሰባት ኢኻ ኢሞ ኣበርቲዕኻ ቀጸለሉ ክሳብ አዞም ጻሕተርቲ ንነብሶም ከም ገጠምቲ ምሕሳብ ዝገድፍዎ ወይ ዝስተኻኸሉ። ጥዕና ዘለዎ ዕድመ ይሃብካ
@hareguadhanom7319
@hareguadhanom7319 2 жыл бұрын
ሰላም 👍አማ ብጣሚ ጽቡቅ ንጉድለታት ብምእራኻ. እምበር ናይ ገሊኣቶምስ ኩሉ እንትኑኡ ዘገርም አዩ. 🤚
@andomhabtegaber26
@andomhabtegaber26 2 жыл бұрын
Amaniel hawna btami xbuk ajoka kexlo bertia naybhaki btami xbuk agalalxa
@tedrosmhreteab2741
@tedrosmhreteab2741 2 жыл бұрын
Emma hawey 😍😍😍 you will never walk alone!
@woldemichaelfilimonzello7649
@woldemichaelfilimonzello7649 2 жыл бұрын
የቀንየልና ኣማኒኤል ሓውና! ፉሊይ ህየሳ
@fikrteame6769
@fikrteame6769 2 жыл бұрын
Btaemi tebae eka amlak yhalka Emanuel
@reemnachannel2007
@reemnachannel2007 2 жыл бұрын
ብዙሕ ተማሂረ። የቀኔልና
@kuduskibreab9099
@kuduskibreab9099 2 жыл бұрын
ጽብቅ ስራሕ ቀጽሎ እካ
@biniamtekie2716
@biniamtekie2716 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ nicccc ዝኾነ ኣገላልጻ ኤማ ሓውና ግዜ ሂብካ ኩሉ ኣርት ናይ ዓድና ብዓቕምኻ ሃይሰልና well dane
@Alganesh114
@Alganesh114 2 жыл бұрын
ከማኻ ኣብዚ ሓዲሽ ዓመት ይብዙሑልና ኣብ ፊልምታትና ውን ከምዚ ከማካ ናጻ ኮይኑ ዝህይሰልና ንደሊ ኣለና
@serbibeyene9217
@serbibeyene9217 2 жыл бұрын
ኤማ please እዚ መደብ ከይተቋርጾ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ክእረሙ ኢዮም ናይ ማይናስ ዝኽተሎ ዘሎ ቅዲ ገለ በሎ እስከ።
@Kokob_Semay_Tube
@Kokob_Semay_Tube 2 жыл бұрын
ኤማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ፥ ኣነ ውን ንመለይ እየ ዝፈቱ በጃኻ ግን ኣይተቋርጾ ፥ ካብ ነቀፌታ ውጽእ ኢልኻ ጽቡቅ ገኑ ዘለዋ ደርፊ ኣብ ዝመጽእ ከተምጽኣልና ክንጽበየኻ ኢና።
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 жыл бұрын
ኤማ ጅግና ኢለካ ኣለኹ
@desietvmogitmogit2124
@desietvmogitmogit2124 2 жыл бұрын
Selam amanuel kubur seb tebarek xbuk tntane eyu ktslo hadera . ane kua kulushae ab lbey aleka ፈታው ሰዓት እትብል መጸሓፍካ degagime eye anbibeya kexlo mmxaka senay eyu .
@yonastesfay1365
@yonastesfay1365 2 жыл бұрын
Nefue ሃያሲ የቐንየልና ኤማ ሓወይ!
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 524 М.
wow so cute 🥰
00:20
dednahype
Рет қаралды 31 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 57 МЛН
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 10 МЛН
'ህየሳ'ኣማኑኤል በርሀ 2022 @"ሰፈይቲ ፍርናሽ"
31:51
Eri Wood Entertainment
Рет қаралды 35 М.
Eritrea Hidden Camera (Annoying guest).
14:25
SuperSawg
Рет қаралды 269 М.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 524 М.