ERIZARA - ሓቐኛ ዛንታ! ካብ ኣቦይ ጠኒሰ - ብመም ሜሮን ሃብተማርያም

  Рет қаралды 134,481

EriZara LTD

EriZara LTD

2 жыл бұрын

We "EriZara" Produce Interview Famous People |Eritrea Series Movies | ,Documentary, LOVE STORY, Short/Long Story, Comedies.
Set this channel as Not Made for Kids. I never upload content that's Made for Kids.
Copyright © EriZara Entertainment 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© All rights reserved.
- - - - - Connect with us - - - - -
Y O U T U B E: / erizaratech
Website: erizara.com
F A C E B O O K P A G E : / erizaratech27
I N S T A G R A M: / erizara1
T W I T T E R:goo.gl/9ETqLH
#erizara#NewEritreanStory#goitomghile

Пікірлер: 320
@user-gn8bd3ku9h
@user-gn8bd3ku9h Жыл бұрын
ብሓቂ ብጣዕሚ ዝሑዝን ዛንታ እዩ ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ዓለም ዘሎ እዩ ዘጋጥም እዪ ኣይጋል እንድኪ ከምኡ ገርኪ ተስፋ ክትቆርጺ ኣብልክን ናብቲ በዓል ዓብዪ በዓል ምሉእ ተስፋ ዝኮነ እግዚኣብሔር ንበዓትኪ ኣፍስሲ ብድልየትኪ ፎትኪ ዝገበርክዮ ነገር ኣይኮነት ብዓመጽ እኪ ተደፍርኪ ብስጋ ወላ ድንግልናኪ ተከደ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ግን ድንግል እኪ ስለዚ ከሕዝነኪ ዘይኮነስ ተስፋ ስንቅኪ ሓቦ ተዓጥቅኪ ንስሃ ኣትኪ ህወትኪ ምርሒ ንኣደኪ እውን ደውልለን ኩሉ ዘጋጠመኪ ንገርየን ኣዶ ማለት ናይ ህወት ብርሃን እያ ብርግጽ ከብድ እዩ ኣብ ኣምላክ ተተወክልካ ግን ኩሉ መፍቲሒ ኣለዎ ኣጆኺ ዛሓፍተይ ❤
@user-pn7nz4kj3q
@user-pn7nz4kj3q 2 жыл бұрын
ኣጆኪ ጽሕፍተኪ ኣሜን እልኪ ችግራትኪ በድህዮ ሓፍተይ ወላዲትኪ ግን ደውልላ በጃኪ 😥😥😥
@siemmeresie3625
@siemmeresie3625 2 жыл бұрын
ኣምላክ የጽንዕኪ ሓላል ሓፍተይ ወላዲት ኣምላክ ጽላላ ተንብረልኪ ኻብ ሕማቅ ሓሳብ ከኣ ትሓልኪ ሓላለይ ኡፍፍፍ
@aliteyhafeshawit1688
@aliteyhafeshawit1688 2 жыл бұрын
ኣዝያ ተሕዝን ዛንታ በቃ ኡፍፍፍ 😢😢ካብ መጠን ንዓቀብ ተሰሚዒኒ በቃ 😭😭😭😭😭
@tsritigaltigray6720
@tsritigaltigray6720 2 жыл бұрын
እፍፍፍፍ ኣይይ ዓለም ቅሳነት ዘይብላ😭💔💔💔 ኣጆኺ ሜሮን ሓፍተይ ኣኻእሎ ይሃብኪ😭 በጃኺ ግን ንማማኺ ደውልላ😢💔
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 2 жыл бұрын
እዊይይይይ ጓል እትረክቦ እና ኣይዞኪ ማዓረይ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ኣክእሎ ይሃብኪ 😢😢😢😢
@petroshabtemicheal1449
@petroshabtemicheal1449 Жыл бұрын
ኡኡኡኡኡፍፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ ሓፍተይ እንታይ እሞ ይግበር ኩሉ ከመ ፍቃደ ኣምላክ እዩ ንኩሉ ተጻዊርኪ ሜሮን ሓብተይ ን ማማኪ በቻክ ዳሃይ ግበርላ ።
@myid7781
@myid7781 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ💔😭😭😭😭😭
@user-gk8us2pe9q
@user-gk8us2pe9q 2 жыл бұрын
ዋይ ሓፍተይ ብኸመይ ክረኽባ ይኽእል ሓግዙኒ please
@maykoafeweki8875
@maykoafeweki8875 Жыл бұрын
ኣንታ ብሓሶት ዝኣለምዎዩ ሓቂ ከይመስለካ ጻሓፍትን ተረኽትን ዩቱብራት ንመኽሰቦም ዝሰርሕዎዩ ሓቐኛ ተዝኸውን ኣብዚ ኣይምመጸን
@alextesfay3809
@alextesfay3809 Жыл бұрын
@rimnatv5767❤❤❤love u eko och omsorg i dag till dag och omsorg i dag till dag och omsorg i dag till dag och omsorg i dag
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 Жыл бұрын
ብራቮ! ማይኮ ሰብ ዝተብሃሎ ጥራይ ሰሚኡ ዝኣምን? እዚኣስ ጓል 21 አመት ጎርዞ ብመስተ ጨርቂ ኮይኑ ዝመጸ ምናልባት ብናታ ድሌት እንተዘይኮይኑ ብሀይሊ ክእምጻ አይክአልን ብወገነይ ዋላ ሓንቲ ዘእምን ነገር አይረኸብኩሉን እቶት ዮትዮብ እያ ትመስል
@user-yt6gx6ek9w
@user-yt6gx6ek9w 2 жыл бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶ ሓፍተይ መዓረይ😥😭😭😭😭😭
@arontekle151
@arontekle151 2 жыл бұрын
ዘሕዝን ዛንታ ሜሮን ሓፍተይ እቲ ሓቂ ግን ኮምኡ ኣይኮነን ንማዘርኪ ደወልላ ዋላኳ እትሓቂ ኣይትንገርያ ግን ሰላም ከምዝኮንኪ ዳሃይ ንገርያ
@danieltesfamariam6877
@danieltesfamariam6877 2 жыл бұрын
እዋይ ሓፍተይ ምዓረይ ኣጆኪ በርትዒ እዚ ኣብ ኩሉ ደቀንስትዮ ዘጋጥም ኢዩ ኣምላክ ምሕረት የውርደልና
@semharfisahaye4077
@semharfisahaye4077 2 жыл бұрын
Ahhhhhh way gal trekbo 😭😭😭😭 kab weladika kea kemzi aynet tegbar alo ajoki haftey natey 🙏🙏🙏❤❤
@tsrtyhaylu964
@tsrtyhaylu964 2 жыл бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኩሉ የጋጥም ዮ ላ እግዚኣብሄር ኪ ተመለሲ ተነስሒ ኣዴክውን ዳሃያ ግበሪ እግዚኣብሄር ይቅረ በሃሊ እዮ ኣጆኪ
@user-fr1lj5co5d
@user-fr1lj5co5d Жыл бұрын
ብሓቂ ዘሐዝን ዛንታ ዩ😥ግን ንማማኪ ኣትጨክንላ ካርተት ኢላ ኣዕቢያትኪ ልዕሊ ማንም ዳሃይኪ እዩ ዘድልያ ኣብ ከባቢኪ ዘሎ ቤተርስትያን ከይድኪ ኩሉ ፀርኪ ኣራግፍዮ እሞ ሓቂ ኣትድፈንይ እያ እቲ ኩሉ ዘጋጠም ንደዋኪ ንገርያ እግዚአብሮ ይሓግዝኪ
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
ኣየ ናይ ሰብ ሕማቅ ነገር ተዛርብካ ኣይውዳእን እዩ። ጎይታ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ግዜ ስጋውኡ ንደቀ መዛሙርቱ ክምህሮም ከሎ ኣብቲ ዳሕራይ ዘመን ንሰብ ቤተሰቡ ጸላእቱ ክከኑ እዮም ስጋብ ሞት ውን እንተኮነ ከብጽሕዋም እዮም ይብለና። እንሆ ሎሚ ትንብቲ ይፍጸም ብዝሑ ሰብ ብቀረባ ቤተሰቡ ይብደል ንርእን ንሰምዕን ኣለና ኣምላክ ነቶም ዝተበደሉ ወገናትና በደሎም ርኡ ካብ በደሎም ይደብሶም የጻናንዓዮም ብዓቢ ምሕረቱ ይብጽሓዮም፣ ነቶም ሕልና ሸይጦም ሓዎም ይኩን ሓፍቶም ከምኡ ውን ካልእ ሰብ ዝብድሉ ድማ ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም
@liyaabraham8881
@liyaabraham8881 2 жыл бұрын
Off btaemi zehizin 😭😭😭 Ajoki haftey egziabher Zhasebelki alewo🙏 💔 💔💔
@fifififo4529
@fifififo4529 2 жыл бұрын
ብጂኪ ጨንቂን መከራን ሓላፋይ ኢዩ ሂውት ምሕላፍ ጥራሕ ኢዩ ዜውግሕ አጆኪ ማሪያም ድባርባ ዘዕዐየትኪ ከትሕግዠኪ ኢያ አጆኪ ሸጊር ሓላፋይ ኢዩ ❤ንኬኪ ራኣይ ኦም እንት ኮይኒልኪ ሰድዲዩ ውዲ ሩጉም ከይተረግም ሩጉም ኢዩ አጆኪ ነኩሉ ሰብ ዘጓነፎ ኢዩ ትጓኒፊኪ ኑዑዑ ምዳሃኒኣልም ያዓንቅፎ
@salihmohammed7536
@salihmohammed7536 2 жыл бұрын
Uway gual mukhan ajokhi haftey uf
@nazrettewelde1969
@nazrettewelde1969 2 жыл бұрын
ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ክሕግዘኪ አዩ ንወላዲትኪ ደውልላ
@user-zl1nh8hz1t
@user-zl1nh8hz1t 2 жыл бұрын
Selam zhawey adrashia yhlweka do ykewin, ajoki zhaftey amlak waga hsemki kihbeki u. Kemzi aynet bedel zwereden hagez yedlyen u, lielu kulu gn n Adia kitrekiba alewa, way gahi, Asha xbuq alo u negeru!😭
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሐዝን ዝሓፍተይ ኣጆኺ፤ እዚ ዘጋጠመኪ ዓመጽ ምዃኑ ኣሚንኪ ነታ በዓልቲ ቃል-ኪዳንኪ ኣዴኺ እንተዘይተባተኽኪ ይምረጽ፣ ስለዚ ግድን ክትራኸብያ ይግባኣኪ። 🌹🌹🌹🌹🌹
@biniamandebrhan618
@biniamandebrhan618 2 жыл бұрын
በሓቂ ዘሕዝን ዛንታ እዩ ክተስድዶ ኣለዋ ምኽንያቱ ካብ ወላዲኣ እዩ ጠኒሳ ምስዳድ መጽሓፍ ቅቡል ኣይኮነን
@jiromgebrelul6662
@jiromgebrelul6662 2 жыл бұрын
Eway tekal zanta ajoki zihaftey b amlak krekbo eiu
@zebibtsghanes7748
@zebibtsghanes7748 2 жыл бұрын
ኡኡኡኡኡፍፍፍፍፍፍ እዋይ ሓፍተይ ጓል ትረክቦ ሽግር ብዙሕ ኢዩ።ግን ኣጆኪ ኣብ መብዛሕቴና ደቂ ኣንስትዮ ዘሎ እዩ።እግዚኣብሄር ኣብ ዘለክዮ ይሓልኪ ሜሮን ሓውና ከኣ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣጆካ ቀጽሎ ወዲ ኤረይ ጅግና
@user-kp6ds6gk6x
@user-kp6ds6gk6x 2 жыл бұрын
ኣብ መብዛሕትና ደቀንስትዮ ዘሎ እዩ ዲኺ ዝበልኪ??? እሞ ኣቦኺ ተጋሲሱኪ ክኸውን ኣለዎ። kkkkkkk እሞ ሽልሖ ( መሸኒት ) ናይ ኣቦኺ ከመይ ኣስተማቒርክዮ የዕጊቡኪ ዶ ተጋሩስ ፍሉያት ኢኹም።
@eriboy8597
@eriboy8597 2 жыл бұрын
@@user-kp6ds6gk6x 😌
@user-pn7nz4kj3q
@user-pn7nz4kj3q 2 жыл бұрын
@@user-kp6ds6gk6x ካብ ዘረባ ዩ ሓወይ ዋላ ኣነ የ ዛጽሕፍቲ ገርማትኒ 😁
@user-kp6ds6gk6x
@user-kp6ds6gk6x 2 жыл бұрын
@@user-pn7nz4kj3q ዕግርግር ናይ ኢትዮጵያ ቅድሚ ምጅማሩ፣ ኣብ ህዝብን ፖሊስን መደብ ናይ ትግራይ ፣ ፖሊስ ትግራይ ዘመሓላልፍዎ ዝነበሩ መደባት ተኸታቲለ ኔረ።ብዙሓት ተጋሩ ወለዲ፣ ንዝወለድዎም ደቆም ከም ዝጋሰሱ፣ መንእሰያት ውን ነሕዋቶም ነተን ኣዋልድ ከም ዝዕምጽወን ክልል ትግራይ ብገበን, ደቀንስትዮ ምዕማጽ ሳዕሪራ ከም ዝነበረት፣ ባዕሎም ፖሊስ ትግራይ ብዜና KZfaq ሓቢሮም ከም ዝነበሩ ተኸታቲልናዮ ኣስደሚሙና እዩ። ሕጂ መንነቶም ዘይፍለጡ ሰባት መጽዮም ኣብ ኤርትራ ከም ዝተገብረ ኣምሲሎም ክትርኹ ንሰምዕ ኣለና ዝገርም እዩ ናይ ዓጋመ ተንኮላት። ብቐደሙ ካብ ዓጋመ ካብ ተጋሩ ረሳሓት፣ ጽቡቕ ኣይንጽበን ኢና።
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 2 жыл бұрын
Ah abzi alem zeytengre ember zeytegebre yelen kbhal haki eyu way gual trekbo ahhh
@salemaraya9182
@salemaraya9182 2 жыл бұрын
Eway zeygber yeleni kabzi yedhnena ♥️♥️♥️♥️♥️
@fevenmengstu283
@fevenmengstu283 2 жыл бұрын
Amen🥺
@abifaithlovehope2157
@abifaithlovehope2157 2 жыл бұрын
Betaimi kebied eu Egizabeher redeitu yeleakelki haftey natey
@habtomghirmay6601
@habtomghirmay6601 2 жыл бұрын
Nay bhaki mesati zanta ajoki habtey namlak gdefyo thgoslu gizie yhlu ykewn
@user-yu6eh6uh5m
@user-yu6eh6uh5m 2 жыл бұрын
እዋይ ምጽኣት ዓለም በጺንሕና ዋይ ሓፍተይ ኣምላኽ ሓይሉን ጽላሉን ይሃብኺ ።
@fiorigebreamlak6848
@fiorigebreamlak6848 2 жыл бұрын
Ajoki haftey sger menabrtna eyu adeki gn dewulla
@desawitokubay8904
@desawitokubay8904 2 жыл бұрын
Ufffff OMG 😲 😭💔😭 zanta u ba beluni 💔😭💔 haqi ente koynu gal welidka ms abua keman ktgedfa yeblkan 🙉🙉
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 жыл бұрын
ዘይሰማዕ እንበር ዘይገበር ዘይለ እፉፉፉፉ ሓፍተይ😢😢💔
@awetgebre9995
@awetgebre9995 2 жыл бұрын
Ahhhh ajoki eti haylu zeywda fetari hayli yahabki kabzi ysewrena atum sebat
@almazmisgna9465
@almazmisgna9465 2 жыл бұрын
Ufff haftey mearey. Gual trekbo bzuh u ajoki amlak msaki u. 🙏🙏🙏
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 2 жыл бұрын
Ah way haftey
@kebronghere6786
@kebronghere6786 2 жыл бұрын
Ewayyyy haftey egzabher misaki ykun blood zeyblu chekan aremen u ajoki himaq aythisebi
@mhretabkesete2667
@mhretabkesete2667 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ነብስና እኮ ከም ገለ ጌሩና ኡይይይይይ ዶ ክብል ኣታ
@elsawelday4190
@elsawelday4190 2 жыл бұрын
eway haftey entay ybahal beli amkak zey drbi eyumo amlak msaki ykun nedeki gn dewlla bejaki ajeki zhaftey
@merhawibekit4828
@merhawibekit4828 2 жыл бұрын
Zanta endyu gin wela zanta ykun yhriqeka.
@michaelkifle5191
@michaelkifle5191 2 жыл бұрын
ክክክክ
@natanasli3142
@natanasli3142 2 жыл бұрын
Ahhhhhhhh ewyyy ane haftey zehzn tarik
@bsge6697
@bsge6697 2 жыл бұрын
😭😭😭😭 please dewlela ezi klu yebyatki.kab aboki mekanu aytngerya.
@sabatesfu1653
@sabatesfu1653 2 жыл бұрын
O fetari kabzi kemzi ysewrena ykre ybelelna xnat yhabki
@adiamweldemichale5514
@adiamweldemichale5514 2 жыл бұрын
Ahh Gall Trekboo Abaykii Ajoki hafteyy
@starnight1094
@starnight1094 2 жыл бұрын
Pls adrasha ane khgza duluw aleku alem zeyfthawit ajoki haftey😌
@bereketgebremedhin951
@bereketgebremedhin951 2 жыл бұрын
Habtey natey nkitkieliyo hayli yhabki fetari gele gele zanta miemanu eu zexgmeka mesakin yehwatna buzuhu xgem lieli akimen ywerden ንዓለመ ከተብረትዕ ደኣ ኢምበረ መሊሳ ኢያ ተደቁሰካ ኣጆኺ ኢዛ ሓበተይይ ብሓቦ ተበራበሪ ሰደት ረሳሕ ንኹሉ ኤሬትራዊ በደሊና ኢዩ ዘደሊ ኢንተሉ ከንተሓበበረኪ በደሂዬ
@fieruzmihretab8058
@fieruzmihretab8058 2 жыл бұрын
Ajoki zehaftey betaemi zehzen eyu
@wedikeren6656
@wedikeren6656 2 жыл бұрын
ኣሕ ክንደይ ረሳሕ ከምዘሎ ተማሂረ ። ከምዚ ጌርኪም፡መሃሪ ብምቕራብኩም ብጣዕሚ ኢና ንመስግነኩም ።
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭💔💔💔 💔💔haftey meaerey egziaebiher msaki ykun naedeki dewlla aeytrhaki
@hiwetkesete8558
@hiwetkesete8558 2 жыл бұрын
አዋይይይይ ጋሊ ትረክቦ አንታይ ዓነት ብዕራይ ስዲ አዩ ኣጆኪ ፈተነ ደሎ አዩ ጥራይ ዓቅሊ ንጽቦቅኪ አዩ ንደኪ ግን ደዉልላ ኣተሻቅልያ
@adey9891
@adey9891 2 жыл бұрын
eway haftey mareyyyyyy 🖤😭 ahhhh anta b mentay yrekba ykel pls tehabeberuni 😭😭😭😭😭😭😭
@freweynighebremeskel2219
@freweynighebremeskel2219 2 жыл бұрын
እዋይ ሓብተይ ካብ ኣጋጠመ ትገብርዮ የንልክን ነዴኪ ኩሉ እቲ ጸገም ንገርያ ብዓብዩ ባህሪ ሰብኣያ ስለትፈልጦ ትብለኪ የብላን ግን ከሐዝና እዩ እቲ ዘጋጠምኪ ንስኪ ግን ኣጆኪ በርትዒ ኣብ ዓለም ምሉእ ከምዚ የጋጥም እዩ ኣምላክ ካብ ሕማቃት ሰባት ይሓልወና
@abrahamtewelde9428
@abrahamtewelde9428 Жыл бұрын
😭😭😭😭😭 ajaki habtey natey amlaki alo ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@azebmehirtab2402
@azebmehirtab2402 2 жыл бұрын
Betami zehazen zanta eyu gen newladitki ati zekonkeyu ay tengerya behiwet kem zelki ken telfon ketngerya eyu zelki ati zekfa naa dehay mesana eyu haftey natey
@tsegaysbahtu8259
@tsegaysbahtu8259 2 жыл бұрын
Enika dehin mxika mussiela kinre dmixe tfika k ewayy niy bhike zhizen zanita bezkon kixlo 👍🇪🇷❤️
@zerithabte6575
@zerithabte6575 2 жыл бұрын
ሜሪ ጅግና ብዙሕ ክንጽበየካ'ና በጃኻ ቀጽሎ ።
@ablelshumay5512
@ablelshumay5512 2 жыл бұрын
Eway habety himaq rekibki gin agoki nimatherki gin dewilia eye zbleki adalewti zimedeb kea niakum edmen tenan ehabkum gin ane mihagezkuwa delye hji abey ala….😭😭😭😭😭
@SamiraSamira-ke6ep
@SamiraSamira-ke6ep Жыл бұрын
እዉይ ጎድ ሓፍተይ 😭😭💔💔🤔🙏💪
@user-jt1wm3lb1i
@user-jt1wm3lb1i 2 жыл бұрын
ኣጀኺ ማዓረይ ማዓረይ 🙏🙏🙏😭😭😭💔
@natsnettekle4247
@natsnettekle4247 2 жыл бұрын
Ezigo meharena kurustos ykre ybelelna kemzi ke alo du zey tenegre eber zey tegebtes yelen kbhal s Leke haki u kbrti habtey bejaki nedaki dewlla kabzi zelato nay shakulet humet ay kefan u
@jvffyt8123
@jvffyt8123 2 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዘሐዝን😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fisahazenfuandemical1850
@fisahazenfuandemical1850 2 жыл бұрын
O my God I can't control my feeling. About This History.God blessed dear sister 🙏
@alugoltigray1533
@alugoltigray1533 2 жыл бұрын
ኡፉፉፉፉፉ ብጣዕሚ መሕዘኒ ዛንታ😭😭
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 6 ай бұрын
እዋይ መከራ ኣጆኪ ሓፍተይ እዋይ ጋል ትረክቦ 😢😢😢😢😢😢😢
@abrehetbereke5268
@abrehetbereke5268 2 жыл бұрын
ዋይሃፍተይ ኣጀኪ ኪንደይ ስዲ ሰብዲዩዘሎ ኣብዚ ኣለም ግንደሃን ፈታሪ ኣሎምሳኪ
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 2 жыл бұрын
Eway haftey natey maereyy 😭😭😭😭😭😭
@samrawitberhe431
@samrawitberhe431 2 жыл бұрын
ajki zhftey ayne zalwo fetar Alo😭😭😭
@user-uu1gp7mh8y
@user-uu1gp7mh8y 2 жыл бұрын
እህህህህህ ዋይ ኣነ ሓፍተይ ናተይ😢😢😢😢😢😢💔💔💔
@eriboy8597
@eriboy8597 2 жыл бұрын
OMG AZIYU ZEHZIN ZANTAYU AJOKI BERTIE HAFTEY 🥹🥹🥹
@zebibmedhane6774
@zebibmedhane6774 2 жыл бұрын
Btami u zehzn ajoka haftey natey but bejaki nadeki dewllla 😭😭😭😭😭😭😭
@samidesta4550
@samidesta4550 9 ай бұрын
Nay bhaki meri jgina nezi kulu texawirka abzi dereja zbexahka kemesgneka yfetu ajoka beritie kabaka bzuh ena nxibe ❤❤❤
@dyanatesfudyana8645
@dyanatesfudyana8645 2 жыл бұрын
away haftey
@saimonaraya8403
@saimonaraya8403 2 жыл бұрын
ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ😥😥 ግን ኣደ እንታይ ገበረት ርኸብያ ደሃያ ፍለጢ 🥺
@mamitey44
@mamitey44 2 жыл бұрын
Bejaka bejaka eza comment endhr tbexha tekoyna plz ንማማ ኪ ደውልላ ኣደ እኮያ ን ኣደ ከሙ ኣይግባኣን ኢዩ ኮ ኣዴኮ ክትበኪ ክትነብዕ ከላ እሞ ሳኣልዮ ኣብ ሓንጎልኪ ጓለይ ባዕለ'የ ኣትፌኤያ ኢላ ምስክነይቲ ኣብ ዘይ ሕማማን ሓዘንን ክትድርበይ በጃኺ ሓዘንክን ንብዓትክን ኣብ ዉሽትኪ ጌርኪ ካልእ ተተረፈ ማማ ኢልኪ ድምጽኪ ኣስምዕያ በጃኺኪኪኪኪኪኪኪኪኪኪኪ
@firewenykidane8262
@firewenykidane8262 2 жыл бұрын
So sad story
@banamelesmeles1234
@banamelesmeles1234 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭 ahhhhh
@abititemesgen5849
@abititemesgen5849 2 жыл бұрын
Eway gal trekbo shger
@banamesfin2171
@banamesfin2171 2 жыл бұрын
Ahhhhhhhhh habtey halaley ajoki
@SenaySenay-bb5yw
@SenaySenay-bb5yw Ай бұрын
Ahhhhhhhhhhh away haftey nateyyyyyyy ajoki nmazer gn bjaki dewlla dhay weladitki gberi 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k 2 жыл бұрын
አይይይ ጓል ትረኽባ 😢😭
@zebebtesafzghi322
@zebebtesafzghi322 2 жыл бұрын
Uffff awdats gah belu💔😭😭😭
@yonasdawit4962
@yonasdawit4962 2 жыл бұрын
zebib haftey eti aboa nay seb yeblun abo nwuladu yemhr ykedn yehegus ember ms galu kdks si mergem eyu ezi seb aikonen. gn nkulna aiwkln eyu eza haftey . ane gn yrdani eyu slezhareki eki . ane keman btaemi tesemieni . nhaftna egziabhier kkhsa eyu mknyatu egziabhier ms kunat slezkone
@zebebtesafzghi322
@zebebtesafzghi322 2 жыл бұрын
@@yonasdawit4962 Yeah sorry betami sele zehreku eye😔🥺
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 2 жыл бұрын
@@zebebtesafzghi322 ዘቢብ ሓብተይ ደቂ ሰባት ፍልልይና ርሑቕ ዩ ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ ጾታ ብዘይ ምፍላይ ኣወዳት ዳኣ ሓውኺ ወዲ ሓውኺ ወዲ ሓዎቦኺ ወዲ ሓትነኺ ኮ ኣለው ግና ሕማቕ ማዓልቲ የለኹን ምባል ይቐልል ብሓንቲ ካሊት ስሕተት ሙሉእ ሂወት ሰብ ኣብ ኣፍ ሞት ክተቐምጥ ትኽል ያ ብሕልፊ ጋል ግና እንቃቕሖ እያ። ዝወርዳ ስቓይ መወዳታ የብሉን ካብዚ ኩሉ ግን ኣካይዳ ወሳኒ ካራክተር ምንባብ ውን ዝበለጸ ዩ ይሕይለካ የዕብየካ ብገርህኻ ትገብሮ ከይ ሓሰብካ ውድቀቱ ቡርቱዕ ዝናብ ውሕጅ ኣኸቲሉ ከፍርስ ስለ ዝኽል ስለዚ እንታይ ዩ መስረት ግዛኻ ድልዱል ክኸውን ኣለዎ።
@zebebtesafzghi322
@zebebtesafzghi322 2 жыл бұрын
@@abrahamafewerkiaraya699 Ewe xebuk aleka eko hawey marey ygdas betami himak sle ztsmani eye kemu ele enber kuluna hade aykunn sorry 🥺😌
@HamidAli-op1cs
@HamidAli-op1cs 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@rahiletesfay2985
@rahiletesfay2985 2 жыл бұрын
Hemak agatami ajoki bertei nski hemak aygbrken
@feruzkeleab577
@feruzkeleab577 2 жыл бұрын
Ewey xegem Amilak yhagzki hafitey mearey
@lulishmie5823
@lulishmie5823 2 жыл бұрын
Eway habtey amelaki yehagezeki
@user-hk9yw9cd8e
@user-hk9yw9cd8e 2 жыл бұрын
Efffff😭😭😭😭😭😭😭😭
@samuelfseha7929
@samuelfseha7929 2 жыл бұрын
Mieri hawey ajoka good job
@hxbnx6847
@hxbnx6847 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@HAREGU1
@HAREGU1 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ ሓፍተይ 🙏💔ዎ አምላክ ጽንዓት ሃባ
@imissyouzemeny6876
@imissyouzemeny6876 2 жыл бұрын
Ahhhhhh eway nane haftey marey 😭😭😭😭🎂
@merhawigebre2896
@merhawigebre2896 2 жыл бұрын
Nay adeki hiwet gan dikas ayhabekan 😭
@HfhgjgJtuguy-sr2kf
@HfhgjgJtuguy-sr2kf Жыл бұрын
ዓሕሕሕ ዘይትነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን😢😢😢😢😢😢
@kbreabtekie2760
@kbreabtekie2760 2 жыл бұрын
Tsbuk zanta eu gn bwedi sleztrek zelo eti bkyat tetgedfo mud yeblun gal tetenbbo xbuk nieru..kexlo xbuk aleka kalie
@samrigaladhin6152
@samrigaladhin6152 2 жыл бұрын
Afffff eway gal terkbo 😭😭😭😭
@michaelkeshimengis3258
@michaelkeshimengis3258 Жыл бұрын
😭😭😭🙏🙏🙏 amelak yehlki haftay btami zehzan
@abiner1187
@abiner1187 2 жыл бұрын
ከምዚኦም ሰባት ዕድል እንተ ዝወሃበኒ ብሂወቶም ከለው መቃጸልክዎም ! ረስሓት ብስምዒቶም ዝግዝኡ ኣካልብ!
@merrygalgerye8488
@merrygalgerye8488 2 жыл бұрын
ኣይትፍረዱ ከይፈርደኩም አዩ ዝብል ነቶም ዝበደሉ ካኣ ብዓለይ ክፈርዶም አየ ይብል so ሓወይ ናተይ /ሓፍተይ ሕማቅ ቃል ኣይትናገሪ 😥 ሓፍትና ካኣ ኣካኣሎ ያሃብኪ 😥😭ብጣዓሚ ዝሕዝን ዛንታ 😥😭
@abiner1187
@abiner1187 2 жыл бұрын
@@merrygalgerye8488 nbarlu frud deazi entay ay tfredu tbli ay tfredu ko netom ab tkikil mengedi zelew ktferd keleka iu hgi dea emo entay koynu geben nzgebere zferd ane kea edil ente zwhabeni iye ile.klte gzie kiqetla kelo non ane amlak keman ay ytsaweron iu nski edlena konki aboki kem abo koynu yeabiki ykewin nayza gal gn ab nebsey yeatiye kihasbo keleku btarmi iu zero guhyeni lebam lebam ay titsaweti nhaftiki wey neaki non aboki manm wedi tetsaeitu kigedfeki kelo zwerd mahseyti ay tirdiayon iki tmesli bhiwetka keleka kem zmotka yferdeka alo non nezi abo koynu kemzi zgebere nmanim wedi keman ngal kigefia kelo ay titsaweron ika ab wshateki dea kalie kitbli twiali key tkoni
@senaitalem4558
@senaitalem4558 Жыл бұрын
Me to
@filmonchapati82
@filmonchapati82 Жыл бұрын
እዋይ እዛ ዓለም እዚኣስ ዘይምንባር ምሓሸና ሓፍተይ ናተይ ከምዚ ናትኪ ኣጋጢሙኒ ብዘይ ፍቃደይ ጥራሕ ነብሰይ ሸር ክብሎ እየ ወይ ሰልዲ ክፈል እንዳበለት ትፈራርሃኒ ኣላ ሓፍተይ ኣጀኪ እምበር እዛ ዓለም እዚኣስ ተስፋ ተቅርጸኒ ኣላ ምንባር ተስፋ የቅርጸኒ ኣሎ😂😂😂😂😂😂😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-yk5es1cj6w
@user-yk5es1cj6w 2 жыл бұрын
ዋይ ሓፍተይ ማዓረይ ኣጀኪ💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@miherttewlede7088
@miherttewlede7088 2 жыл бұрын
Ajeki haftey natey 😭😭😭
@arsemayakob9885
@arsemayakob9885 2 жыл бұрын
Ahhhhhh gal trekbo 😭😭😭😭😭
@bisrathabtom9002
@bisrathabtom9002 2 жыл бұрын
እዚ ሑሱር ስብ ናይ በሓቂ ሕሉኑኡ ዝመተ ሕማቅ ኣቦ
@hermelabrhane7471
@hermelabrhane7471 2 жыл бұрын
Musse hawey kulu gize bejaka terik ms ezi etedalwuwo klasik Mara lbka zselb
@elduAbraham
@elduAbraham 2 жыл бұрын
Azi abo aykonen bejakum neriwo u zeytefelte mstir
FOOLED THE GUARD🤢
00:54
INO
Рет қаралды 63 МЛН
NERF WAR HEAVY: Drone Battle!
00:30
MacDannyGun
Рет қаралды 43 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 13)
35:22
ለዛ
Рет қаралды 71 М.
መንፈሳዊ ስነ ጽሑፍ "ስደተኛ እየ"!
10:21
ብርሃን ቲዩብ Birhan Tube
Рет қаралды 5 М.
eritrean true love story### ሓቀኛ ናይ ፍቕሪ ታሪክ💗💗
21:01
ካብ ሓወይ ጠኒሰ ደሙ ስሒቡኒ
30:37
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 76 М.
ሲንግል'የ ሓቀኛ ዛንታ ዓርኪ የብለይን
19:08
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 66 М.
ዝብኢ ዝቅየሩ ሰባት፣ ታሪኽ ዝሰነዶ ሓቀኛ ዛንታታት፣
20:20
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 143 М.