Eyasu Berhe Remix By Tsegay Solomon_T_IBEX (ፀጋይ ሰሎሞን) "ከላዕሎ" ዝገርም ብቕዓት ኣብ መድርኽ

  Рет қаралды 782,504

ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai

ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai

2 жыл бұрын

Well Come To Berakhe Tigrai KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Tigrai Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#ብራኸ_ትግራይ #Berakhe_Tigrai #ትግራይ_ምትሕግጋዝ

Пікірлер: 932
@selamyinges3367
@selamyinges3367 2 жыл бұрын
ሰሚዐ ዘይፀግቦ ሓቀኛ ታሪኽን ጅግንነት ተጋሩ ኣሕዋትና ሰላም የውርደልኩም ፈጣሪ ደላይ ፍትሒ ሓውኹም 'የ
@user-ph2zm1xs8u
@user-ph2zm1xs8u 2 жыл бұрын
ኣሜን ማዓረይ
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын
ኣሜን ዝሓወይ❤
@sitiomer3662
@sitiomer3662 Жыл бұрын
Same here.
@b.m3843
@b.m3843 Жыл бұрын
HILKUSAT AGAME Hasadat niana zibelikumo nabakum Tetewiyu amilekti Ferenji
@Friday-fq3db
@Friday-fq3db Жыл бұрын
Thank you 👍🏽
@miraftesma0012
@miraftesma0012 2 жыл бұрын
ተጋሩ ነኝ ግን ትግረኛ አልችልም ታሪኩ ብዙ ነው።ይህን ሙዚቃ ስሰማ የኦነ ነገር ስጋሄን አልፎ አጥንቴ ውስጥ ዘልቆ ገባ ኡኡኡኡኢፍ
@devdev8715
@devdev8715 5 ай бұрын
Ezi zfen lay fese metagn ens fesaw yikereta
@7tufyfud37
@7tufyfud37 2 жыл бұрын
ዋይ ትኮርመኒ ድምጺ ❤❤❤❤❤❤🙏🙏❤🙏🙏👌👌 ሕዉስዉስ ሉኒ ንብዓትን ሓጎስን ኤርትራዊ ሓዉኹም የ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሰላም ራህዋን ነዓኹም ይኹን ኩሉ ክሓልፍ ዩ
@etebegnikoshashaalegni4623
@etebegnikoshashaalegni4623 2 жыл бұрын
አሜን አምላክ የውግሓልና
@ሲል
@ሲል 2 жыл бұрын
ዝገርም ድምፂ ብቃዓት በቃ ካልኣይ እያሱ እያሱ ኣይሞተን 😘😍
@titichannel8465
@titichannel8465 2 жыл бұрын
ሰሉተይ ሸኮር ንዒ ንገዛይ እውን ጓል ደመይ ፅሪቲ ❤️❤️❤️💛💛💛😍😍😍🌹🌹☕️🤣🤣🤣
@haftomgebrehiwet1978
@haftomgebrehiwet1978 2 жыл бұрын
@@titichannel8465 bn
@samuelnegash1320
@samuelnegash1320 2 жыл бұрын
Xi
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 2 жыл бұрын
@@titichannel8465 ገይረልኪ ጋል ሪመይ❤💊
@titichannel8465
@titichannel8465 2 жыл бұрын
@@Richagamawit6035 ፅሪቲ ናተይ ሓፍተይ የቀንየለይ ክብረተይ ❤️💛🙏👈😘😘😘😘
@cairomanchester2301
@cairomanchester2301 2 жыл бұрын
wow wow wow ገራሚ ድምፂ ሓወይ ናተይ ኣንቢዕካኒ ዓድና እና ህዝብና ሰላም ግበረልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
@maspriv9s277
@maspriv9s277 2 жыл бұрын
☝️💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@atsedetessma3725
@atsedetessma3725 2 жыл бұрын
አህዋተይ ተጋሩ ኪሪኤኩም ሐበን ይሲመኤኒ
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 2 жыл бұрын
The full Lyrics ኩሒል ሮምሃይ (“ኩሒሮማይ”) ብ ኢያሱ በርሀ ከላዕሎ ተጋድሎ ሓኽፈን ከም ስግኡ ቅይኡ ኸይድፈን ከላዕሎ ብኽራረይ ገይረ ታሪኽ ቕያ ‘ቶም ጀጋኑ ሰብ ስረ ፤ ትዝታ ኣሎ ልበይ ዘቓዘነ ወግሐ ፀብሐ ውን ዝብለኒ ኣነ ከዘንትዎ እንተነፈሰለይ ታሪኽ ቕያ ‘ቶም ጀጋኑ ብፆተይ:: ኣየ ‘ዛዶ ኣዶ ራህራህ ከብዳ ሓየሎም’ዶ ተሰማ ይኣብዳ ወደይ በለት ኣለሻ ወሪዳ ኣብ ዝባን ብርሃና መቓብር ናይ ወዳ :: ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ ኣዒንቲ ኣዴኻስ ሰሪበን ማይ ከላዕሎ ኸልዕሎ ኢለ (2) ብርሃን ሪአስ ብርሃነ ኢለ ፤ ግጥም ኮነ ኹናት ሱር ሰዲዱ ሜላ በለ መኸተ ናይ ኢድዩ ቃንዛ ኣድያቦ ነኣኽሱም ከባፅሑ ዕርዲ ገድሊ ትግራይ ክፍንፅሑ ወራር ሰራዊቶም እማ ኣኽተቱ ወዮም ኢድዩስ መዳፍዕ ጎተቱ ፤ ስረ ኣፅነዐ ምምብርካኽ ሕሩሙ ተጋዳላይ ከየዕፅፍ ስሙ ናብ ህዝቢ ትውርወር ዓረር ደባ ኣብ ግምባር ክትዓልብ ከም ወለባ ሒደት ርእሱ ነኣማኢት ገጠመ ቓል ጠቒዑስ ሓኽፈን ተጠምጠመ ፤ ስረ ናይ ኣቦ ኾይኑ ንመን ክህቦ መድፍዕ እንትፈሶ እንተዝረግርጎ ብምንሽር ከላሽን ቀብቀቦ ወይን በዓል ሓቦ ፤ ዱርኩኺት ሞት ረጊፁ ተኳሳይ ትንፋስ እንትሓልፍ መኽመስመሳይ ቆሲለ እሉ ድሕሪት ተይመለሰ ወይን ተቓለሰ ፤ ኣቦ ፅንዓት ክንዲ ሽሕ ብልሓቱ ዕርዲ ኣፅንዐ ብርሄን ምስ ሰሓቱ ዝናር ምስ ጎደሎ ተኸሊሉ ድራር ጥይት ኮይኑ ፤ ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ ኣዒንቲ ኣዴኻስ ሰሪበን ማይ ከላዕሎ ኸልዕሎ ኢለ (2) ብርሃን ሪአስ ብርሃነ ኢለ ፤ ኩናት ሓኽፈን ምኾነቶ ዓንቂ ዓቐብ ስርዒ ምስኮነቶ ዑንቂ ዓቀይታይ ናይ ኢድዩ ብዝመፃ ምልሶ ኾነት እታ ዝመረፃ ዘይትተርፎ ሞቱ እናሻተተ ተኣቲቱ ንሽረ ኸተተ ፤ ገዳይ በሉ ሽም ብርሃነ ኣልዓሉ ጊዘ ግጥም ፀግዖም ዝወዓሉ መርድእ ወዳ ኣደባባይ ተነግራ ሃለው ክትብል ኣልዐለተን እግራ ‘ታይ ተሪፉ ገዛ ኸፍ ዘብላ ኣየ ወላድ ዘይትረኽቦ ኣይብላ ፤ ተበገሰት ሰለኽለኻ ገፃ ቁርፃ ሪኣ ኽትቀብፅ መሪፃ ማንታ ንብዓት እናረኸበ ኣዒንታ ፅንዓት ተቐኒታ ፤ ፅባሕ ውግእ ህድእ ኢላ ምድሪ ቃል ከይጠልሙ ወዮም ሰብ ቃል ሕድሪ ተመለሱ ሓመድ ድበ ኽብሪ ናይ ሰማእታት ዝኽሪ ፤ እግሪ እምባ ሓኽፈን ምስቀረበት ናብ ግብፃዊት ገፃ እናማዕተበት ክፉእ ትርኢት ከይትርኢ ዓይና ፀለየት ደኒና ፤ ብፃዩን ሓዉን ካብ ጎኑ ዝተፈልዮ ቁሪፂ ኾይኑ ኣርሒቑ ሰነዮ ነገር ዕፃ መዓልቲ ዝሰገረ ሓው ንሓው ቀበረ ፤ ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ ኩሒል ሮምሃይ ኣዒንቲ ኣዴኻስ ሰሪበን ማይ ከላዕሎ ኸልዕሎ ኢለ (2x) ብርሃን ሪአስ ብርሃነ ኢለ ፤ ብዙሕ እንተይፀንሐት ምስአርከበት የዋህ ወላድ ንሓዋ ኣለለየት ጎቦ ልባ እትገብሮ ዝሰኣነት ንየን ነዘን ክትብል ተይቀሰነት ኣብ መቓብር ወዳ ብስኽፍታ ሓውካ ኣበይ ኣሎ በለት ኣፍ ከፊታ ፤ ሕልፈት ወዳ ኸርሳ ነጊሩዋ ትኩስ ሬሳ ወዳ ፀዊዑዋ ጉድጓድ ኣትዩ ተነፂፉ ኣብ እግራ ሕልፈት ናቱ መን ደፋር ይንገራ ኣንደበት ናይ ሓዋ ቓል ሰኣነ ተሰማ ግን ክእብድ ፈተነ ፤ እወ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ዘይገጠመ የለን ዘይተገብረ ዘይተሰግረ የለን ዘይተፆረ ዘይተኻእለ የለን ዘይተዓቑረ ተኣምር ዘንገረ ፤ ዛንታ ኣለዋ እምባ ሓኽፈን ዲና ፅንዓት ኣዶ ዘፅለለት ከዲና ዕርዲ ብርሃን ዕርዲ ኽንዲ ሽሕና ቅያና ዛንታና !!! ======================================================= Eternal honor to our true and beloved martyrs!!! ጅግንነት ተጋሩ ይነገር !!! ኣየ እወ ዘይርሳዕ መዋእል እቲ ጅግንነትኩም!!!! ግጥሚ፣ ቴማ ፣ ድምፂ፣ ኣመራርፃ ቃላት፣ ፈላጥነት፣ ሓቦ፣ ጅግንነት፣ ሓላይነት፣ ውፍይነት፣ ተስፋ፣ ፅንዓት፣ ብፃይነት፣ መስተውዓላይነት፣ - - - ኮታስ ኹሉ ተደሚሩ ጅግንነት ተጋሩ ስንቅን መስትያትን ንመፃኢ ናብራና!!!! ንደቅና ብግቡእ ክነምህሮም ይግባእ!!!
@kazanchis100
@kazanchis100 Жыл бұрын
Godsend genius ❤🙏🏾
@Wedi.22haile.weyanay
@Wedi.22haile.weyanay 5 ай бұрын
❤❤
@TeklayTela-by8jz
@TeklayTela-by8jz 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@gual70enderta17
@gual70enderta17 2 жыл бұрын
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና 😪😪❤💛💪💪💪
@meharitesfay643
@meharitesfay643 2 жыл бұрын
Amennnn
@nevergiveuptigray7719
@nevergiveuptigray7719 2 жыл бұрын
ኩሉ 100% አሰይ ዞሞ ተጋሩስ ኩሉ ዛዓደሎሞ ተመስገን ኻባኩሞ ምፍጣረይ ደቂ ሓራስ ነብሪ 🌹❤️❤️❤️😥
@titichannel8465
@titichannel8465 2 жыл бұрын
ሸኮረይ ንዒ ንገዛይ እውን ጓል ደመይ ፅሪቲ ❤️💛😍😍😍😍❤️💛😍😍🌹🌹🌹☕️🌹🌹🌹ኣጆና ክብረተይ ፈጣሪ ኣለና ❤️🙏
@nevergiveuptigray7719
@nevergiveuptigray7719 2 жыл бұрын
@@titichannel8465 እሺ ጓል ሪመይ ገረልኪ አለኩ 🙏🌷🌷🌷
@atsedetessma3725
@atsedetessma3725 2 жыл бұрын
አናብስ ደቂ ትግራይ ማአርግ ትግራይ አብ ገኑኩም እንተዚነብር ከመይ ደስ ምበለኒ ተጋሩ አህዋተይ
@muludegol5950
@muludegol5950 2 жыл бұрын
ፅንዓት ሕራነ ሓቦ ብቅዓት ❤✊
@mikmackup8000
@mikmackup8000 Жыл бұрын
ፈጣሪ ካብ ዝፈጠሮ ኹሉ ትግራዋይ ፅፉፍ, ፍሉይ, ላዕለዋይ, ሓቀኛን ጅግና:: ትግራይ ምዃን ክብረት!!::
@berhewe6872
@berhewe6872 Жыл бұрын
ዋው፣ፉሉይ፣ድምፂ
@binigaraj1533
@binigaraj1533 2 ай бұрын
Nay bahaki
@user-oc2qe2mv6u
@user-oc2qe2mv6u 2 жыл бұрын
ይበል ሱሕል ጎሮሮ ጅግና ወድ ወይነይ ኮሪዐልካ❤️💛✊
@bsi9003
@bsi9003 2 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ትንሳኤኪ የሪአና ኣቲ ቅድስቲ ዓደይ መከራኪ በዚሑ 😥💔💔💔ሰላምካ ይመልሰልካ ኣታ የዋህ ህዝበይ፣ብዓወት ተመለሱልና ጀጋኑና
@maharitekie8799
@maharitekie8799 2 жыл бұрын
Yebal bikate100#enaka natukum kana
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 2 жыл бұрын
አቤት ብቕዓት አንብሳ ወዲ ትግራይ ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለሱ ዓወት ንስራዊት ትግራይ💛❤😍✊
@user-iv3gi7rg1n
@user-iv3gi7rg1n 2 жыл бұрын
ዋውውው ዝገርም ብቅዓት ከላዕሎ ተጋድሎ ሓኽፈን ከም ስግኡ ቅይኡ ከይድፈን!!
@defaweldu5246
@defaweldu5246 2 жыл бұрын
ኣያና ጀነራል ወዲ እጅጉ 🥰🥰🥰 ክበረልና ክቡር ኣቦና💪💪💪💪
@tarhslove4629
@tarhslove4629 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ብቕዓት ትግራዋይነት እንኳዕ ካባኹም ተፈጠረኩ 💖💖💖💪💪💪💪💪💪💪💪
@AhmadAhmad-tv8mw
@AhmadAhmad-tv8mw 2 жыл бұрын
መዓዝ አዩ ክወግሕ አዝ ተካል ጊዜ ጭንቀት ሞይትና ህዝበይ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሶ ፈጣር
@jemsbaby5315
@jemsbaby5315 2 жыл бұрын
ስሚዒትካ ዝትንክፍ ደርፊ ትግራይ ትዕወት💊✊
@muludegol5950
@muludegol5950 2 жыл бұрын
ከላዕሎ ተጋድሎ ሓኽፈን ከም ስግኡ ቅይኡ ከይድፈን😭✊
@raya8366
@raya8366 2 жыл бұрын
ወንድሞቼ እህቶቼ እሄ ግዜ አልፎ እፎይ ብለን የምንኖርበት ግዜ ይምጣልን ::ትግራዎይ የከፈለው መስውአት ለኢትዮጵያ ነገ ሲጨልምባቸው ይገባቸዎል አይዟን:: አንድነታችን መለያችን ትግራዎይነታችን ኩራታችን ታሪካችን መኩሪያችን ትግራይ ትስዕር ❤💛❤ ክብር እና ሞገስ ለጀግኖቻችን🙏🏽
@banjamin4743
@banjamin4743 Жыл бұрын
Tank.yuo....deki..tegray
@abrahaleybeyene371
@abrahaleybeyene371 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ ጎብለል ወዲ ትግራይ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@titichannel8465
@titichannel8465 2 жыл бұрын
ሰላም ሸኮረይ ምስ ይቅርታ ሳብስክራይበ ገበረልይ ክብረተይ ❤️❤️❤️💛💛💛💛🙏😍😍😍☕️🌹
@Selenshadesh
@Selenshadesh 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ጅግና ተጋዳላይ ድምፂ መረዋሕ
@user-lc9fg1lk7m
@user-lc9fg1lk7m 2 жыл бұрын
ብንብዓት ወዲእያ😭ክብሪ ንዓኹም🙏❤
@simonnuguse5222
@simonnuguse5222 2 жыл бұрын
ዋላ ኣነ ኣይካኣልኩን!! ዘይኢድኩም ረኪብኩም ተጋሩ ግን ኣጆኩም ክውግሕ'ዩ
@mysuru9069
@mysuru9069 2 жыл бұрын
ከምዚ ከመይ 😭😓
@selugirl1896
@selugirl1896 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭አይካልኩን 😭😭ከብደይ ሓፍሓፍ እሉ ዛሓወይ አንቢዕካኔ አደይ😭💔💔
@rahelestif2112
@rahelestif2112 2 жыл бұрын
ብንብዓት ተሓፅበ ዓኽኽ..... ህዝበይ መዓረይ ንዓኻ ዶ እዙይ ምተገብአካ
@fetawisenay5177
@fetawisenay5177 2 жыл бұрын
ኣየ ኣዶ ትግራይ ክንደይ ጅግና ክንደይ ድምፃዊ ክንደይ ምሁር ኮን ትወልዲ ❤❤❤❤❤
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l 2 жыл бұрын
ኣቲ ቅድስቲ ሃገር🙏 ዳግም🙏 ትንሳኤኪ 🙏የርእየና 🙏 ዘገርም ድምፂ ኣጆካ ጅግና ነቢዑ የንብዕ ኣሕሕሕ ህዝበይ😢😢😢💔💔💔💊💊💊💊💊💓💓💓💛💛💛💛💐💐💐💐💐💜💜💙💙💙💙💐💐💐💐💑
@aml1213
@aml1213 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏❤️💛
@samiberhane256
@samiberhane256 2 жыл бұрын
amen amen amen
@mosikasta4245
@mosikasta4245 2 жыл бұрын
Amen 3
@Himunich
@Himunich 9 ай бұрын
Weq
@abab8473
@abab8473 2 жыл бұрын
ዝገርም ድምፂ ዓደይ ሰላምኪ የሪአና😢💊💛
@amanuelberhane2747
@amanuelberhane2747 24 күн бұрын
ይበል ዝገርም ድምፂ ዝገርም ብቅዓት ተስፋ ይገብር ናይ ባዕልኻ ስራሕ ሰሪሕኻ ከምተስመዐና👏👏👏
@galltdf4622
@galltdf4622 2 жыл бұрын
ተጋሩ ኮ ፉሉያት ኢና💊🙏ሰላም ንሃገርና ትግራይ።
@tsegagebrezgabher2789
@tsegagebrezgabher2789 2 жыл бұрын
ዝገርም ስሚዒት ጅግና ወዲ ትግራይ ❤❤❤❤
@nigstinegash1805
@nigstinegash1805 2 жыл бұрын
ትግራዋይነት ❤️💛 ዝርንዝሕ ኣንብዕኻና እህምምምም ...
@yemaneseged1502
@yemaneseged1502 2 жыл бұрын
Jigna wedy tigray gobleley
@meron7984
@meron7984 2 жыл бұрын
እዙይ ይመስል ጅግንነት ቅብብል ኣቱም ቅዱሳት 💪✊💪 ዘርኢ
@abrahamworkneh6365
@abrahamworkneh6365 2 жыл бұрын
ክእለት ስራሕ ውህብቶ ጥበብ ውርሲ ናይ ኣያታትና (ቅሰኑ) ናይ ዜማን ክራርን ውህደት ሓበር ናብ ደም ሱርካ አትዪ ቅዝሕዝሕሕሕ ሕልውይይ እናበለ ዘንበዐካን ዘጀግነካን ንዑሳት ጀጋኑ አቦ ጥበባት (አሰር ነብስሄር እያሱ በርሀ ጥበብ ይዓንብብ ብተተካእቲ ወለዶታት)❤❤❤🙏🙏🙏
@user-ru9df1lv4z
@user-ru9df1lv4z 2 жыл бұрын
ህዝበይ ፅናዓት ያሃብኻ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ እስካብ ማኣዚ ኡዩ 😭😭😭😭😭
@user-un2dl3vy3h
@user-un2dl3vy3h 2 жыл бұрын
ዋው ገራሚ ድምፂ ጀግና ወዲ ትግራይ ትግራይ ትስዕር💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️🙏🙏🙏
@hope-jx6ht
@hope-jx6ht 2 жыл бұрын
I am crying,I can not stop,I don't know where my tear coming,,god bless tigray ppl,tigray must free soon
@merymerry3747
@merymerry3747 2 жыл бұрын
ክደይ ይጥዕም ድምፁ ዕድመ ይሃብካ😘😘😘😘
@user-lj1dh5yh9z
@user-lj1dh5yh9z 2 жыл бұрын
ከመዝ ዘበለት በለፅቲ ሰራሕ ይለን ❤💛💛💛💛
@ngstik1kahsu170
@ngstik1kahsu170 2 жыл бұрын
አሕ በጃካንዶ አምላክ ይአክለና አብዝባን ቁስሊ ቁስሊ ህዝበይ ኩብር ሓውና ከዓ ዝገረም ብቃዓት አይመተን እያሱ ተኪእካዩ ክብርን መጎስን ንጀጋኑና
@user-yk8rt3qo6b
@user-yk8rt3qo6b 2 жыл бұрын
ጀጋኑና ክብርን መጎስን ንዓኹም 😭😢😍😍😍✊💪💪💪
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 2 жыл бұрын
እቲ ብዓል ክራር ከኣ እምበር ኣቤት ህርመት 100%√√√
@user-hx9it4ev2r
@user-hx9it4ev2r 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏ሰሚዒትካ ዝቅስቅስ ዋውውውው ድምፂ ምንም ጎደሎ ዘይብሉ ሰሚዕካ ዘይፅገብ መግለፂ ቃል የብለይን ሰላምና ይመልሰልና አምላክ ፈትሊ ሓቂ ትምንምን እንበር አይትብጠስን እዚ እውን ክሓልፍ እዩ ትግራይ ትስዕር 💪💪💪💪💪💪
@user-fm5xl3kr8i
@user-fm5xl3kr8i 2 жыл бұрын
ጅግና እንተሞተ ጅግና ይትካእ ተጋሩ ማለት ውሂብቶ ፍጣሪ እዩ :: ዝገርም ጅግንነት ድምጺ ክጥዕም እህ 💔💔 ፀላኢ ዓይንኩም ይደፍን
@user-mu9zh1lb7i
@user-mu9zh1lb7i 2 жыл бұрын
ጀግና ሓወይ ዝገረም ድምፂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ግና ኣንቢዕካኒ ኣይ ህዝበይ
@lh7958
@lh7958 2 жыл бұрын
Unbelievable Talent!!!!! Thank God you're Tigraway!!!! 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤❤❤❤💛💛💛💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@user-qp8fl2lv7t
@user-qp8fl2lv7t 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💖💖💖💖💖
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z 2 жыл бұрын
ዳርጋ ዓሰርተ ግዜ ሪአያ የፀገብኩዋይ❤❤❤💔💔💔
@user-yk8rt3qo6b
@user-yk8rt3qo6b 2 жыл бұрын
ዓደይን ኣደይን😭😍😍😍💪💪💪
@ኣሃዱ
@ኣሃዱ 2 жыл бұрын
ዝገርም ድምጺ ተስፋ ጽባሕ ትግራይ
@user-ik6kc3zd9x
@user-ik6kc3zd9x 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንዓኻ መንእሰይ ትግራይ
@genetzerihun5658
@genetzerihun5658 2 жыл бұрын
Wow ቃላት የብለይን እንኳዕ ናተይ ኮንኩም ተመስገን ትግራይና ሙሉእ ብርሃን ስላም ይግበረልና አምላክ ምሳኩም ይኩን ጀጋኑና 💛❤️
@user-uv5fs6xl1e
@user-uv5fs6xl1e 2 жыл бұрын
ኣንበዕካኒ እባ ሓየተይይ ድምጺ 100% ኣየ እወ ገድሊ ጹንኩር ናብራ እያሱ በረሀ ምስልታቱ ኣፍርዩ ከይዱ ዳርጋ ዘይሞተ።
@dhdh9993
@dhdh9993 2 жыл бұрын
Oh ትግራይ ዓደይስ ክንደይ ተዓዲላ🎤♥️💊😥
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v 2 жыл бұрын
ኤህ ተሓመስናኮ ልብና ተንኪፍኩምና ጀጋኑና💔 ትግራየይ ተዓዲላ ዘዝተወለደ ስለኣ ይወድቐላ ትግራይ ትስዕር💊💊💊💛❤💊✊
@salamahsalamah4030
@salamahsalamah4030 2 жыл бұрын
ጅግና ዘሓወይ ክብርን ምጎስን ንዓካ ብሰላም ይምለስካ ምስ ብፆትካ ፀጋይዋይ
@bettyboo7783
@bettyboo7783 2 жыл бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ ኣንበሳ ኣምላክ ሰላም የውርደልና ንትግራይ ቸሩ መድሀኒኣለም
@user-wi8wj2tx2g
@user-wi8wj2tx2g 2 жыл бұрын
ዝገርም ድምፂ ቃላት ሰኢንልካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ✊❤️💛🙏
@user-wy2ew7bm3y
@user-wy2ew7bm3y 2 жыл бұрын
ኣብ ስደት ብምዃነይ የሕዝነኒ
@yamk9035
@yamk9035 2 жыл бұрын
አይ ትግራይ ሰላምኪ ይመለስ
@semereabadi615
@semereabadi615 2 жыл бұрын
ትግራዋይነት ኩቡር መንነት ክንብል ብዘይምኽንያት ኣይኮናን 💪💪💪💪♥️♥️♥️😘😘
@alemamichanal82
@alemamichanal82 2 жыл бұрын
ዎውውው ይብል ስብእና ኣንበሳ ስላምን ራህዋን የውርደልና ንህዝብና
@filmontsegay297
@filmontsegay297 2 жыл бұрын
ጅግና መግለፂ ስእነልካ ካልኣይ እያሱ በርሀ ንስካ ዶ ትብደል ኣታ ህዝቢ ዝመፀ እተመፀ ፀገም ዘይዓግቶ ብመንነቱ ዘይዳራደር ክንሓልፎ ኢና ትግራይ ትስዕር
@tazebewmola4054
@tazebewmola4054 2 жыл бұрын
ይገርማል እያሱ በርሄ ከሞት የተነሳ መስለኝ ግርም ድምጽ Rest In Peace. Eyasu Bereha
@atsedetessma3725
@atsedetessma3725 2 жыл бұрын
ትግራይ ቢደቃ ትሲእር❤️💛❤️💛❤️💛🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍💐💐💐💐💐
@user-by5ff3ky1s
@user-by5ff3ky1s 2 жыл бұрын
ዎዉዉዉ ይበል ድምፂ እዝግአብሔር አምላክ ሰላምና ይመልሰልና ተጋርዋኒ♦️🙏♦️🙏♦️🙏✝️💐💐💐🌹🌹🌹🥰
@fyerihaftu3914
@fyerihaftu3914 Жыл бұрын
ንብዓት እዩ ዝቅድመኒ😢😢😢😢😢😢😢 ክብርን ሞገስን ነዞሞ ጀጋኑ ስዉኣትና ቀዳሞትን ዳሕረወትን ሰማእታትና 💊💊
@fyg6487
@fyg6487 2 жыл бұрын
ጀጊና ቃላት ስኢነሊካ መጊለፂ ሰላምኪ የስመዓና ዓደይ
@milimilir6630
@milimilir6630 2 жыл бұрын
ህዝበይ ክብረተይ ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ🙏👈
@Hamza-Ali_
@Hamza-Ali_ 2 жыл бұрын
ያስለቅሳል ፈጣሪ ከጎናችሁ ይሁን ተጋሩ 🙏❤❤
@silaseabay6208
@silaseabay6208 2 жыл бұрын
እግዝብሔር ኣምላክ ሰላምና ይመልሰልና ህዝበይ🙏🙏🙏💔💔💔💊💊💊💘💘💘💪💪💪💪
@johnwick7208
@johnwick7208 2 жыл бұрын
OMG you makes me cry 💪💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊
@user-zd6vh8zh5h
@user-zd6vh8zh5h 2 жыл бұрын
ዝገርም ብቅዓት my bro❤❤🥰
@tesfaytesfay7134
@tesfaytesfay7134 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ሊቃውንቲ ትግራይ
@peace.756
@peace.756 7 ай бұрын
Jegenawe ye Tigray hizbe Egziabher kenanet gar yehune Selam yehune mederachu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 2 жыл бұрын
AMAZING ❤️❤️❤️ ወርቂ ዝኾነ ድምዚ። ክራር ከኣ ይበል ክእለት ጀጋኑ ተጋሩ ❤️❤️❤️
@tesfayohanneshaile252
@tesfayohanneshaile252 2 жыл бұрын
ከላዕሎሎሎ....ዎዎዎይ ተጋድሎ ሓኽፈን ከም ስግኡ ቅይኡ ከይድፈን ከላዕሎ ብኽራረይ ገይረ ታሪኽ ቅያ እቶም ሰብ ስረ ኣብ ዓᎀቕ ስሚዒት ዘጥሕል ኣቀራርባ ብትኽክል ነዛ ስራሕ ዝምጥን ጅግና!!
@tigiraytigray9077
@tigiraytigray9077 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ተጋሩና እንካዕካ ካባኹ ተፈጠርኩ 💛❤️🏖🏖⛪️🤲🙏
@negishtube3519
@negishtube3519 2 жыл бұрын
እስቲ ሰላምና ይመልሰልና ጀጋኑና መግለፂ ይብለይ መተካእቲ ጀጋኑና💖💖💖💖💖 ትግራይ ትስዕር
@gdhdhgdgd905
@gdhdhgdgd905 2 жыл бұрын
ዘገሪም ድምፂ ብቅዓት💛💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤
@thth6123
@thth6123 2 жыл бұрын
አስይይይይይ ጀግና ✊✊✊✊💪💪💪💪💊💊💊💊💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️💐💐💐🌷🌷🌷🌷🌷💕💞💞💕💞💞💕💞💕🥀🥀🌹🌹💉💉💉💉
@silaseabay6208
@silaseabay6208 2 жыл бұрын
ክብር ንዓኹም ደቅ ህዝበይ ኣጀና ክወግሕ እዩ ጀጋኑና💔💔😘😘😘😘😘😘ህዝበይ 💔💔💔💘💘💛💛💛💛❤❤❤
@delaydelay9086
@delaydelay9086 2 жыл бұрын
ዝገርም ድምፂ ❤💛❤💪💪💪💪
@ruthkelemu566
@ruthkelemu566 2 жыл бұрын
I love this music, Tigray will preveil
@cfgcfg3471
@cfgcfg3471 2 жыл бұрын
አንበሳ ሰው ስትሆን ልክ እንደ ትግራይ ነው ሌላው ኢትዮጵያ ነኝ የምትሉ ትገርሙኛላቹ ከኔም ጭምር ምድረ አጋሰስ
@sarinmelles612
@sarinmelles612 2 жыл бұрын
ተጋሩ የሕዋተይ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ አምላኽ ህዝብናን ዓድናን ይሐልወልና ትግራይ ትስዕር 💛❤💛❤
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 Жыл бұрын
ይበል ብቅዓት በዓል ክራር በዓል ድምፂ ታይ ክወፆ ኣቦና ኢያሱ በርሀ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ😥💝❤🙏
@brktihaile520
@brktihaile520 2 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ንፉዕ ይበል ድምጺ🙏🏿🙏🏿🙏🏿 ብሰላም ተመለሱና
@habtom09
@habtom09 2 жыл бұрын
Powerful Tigray prevails Justice prevails
@js2974
@js2974 2 жыл бұрын
ዝገረም ድምፂ አምላክ ምሕረት እባ ልአኸና እፍፍፍፍፍ ከም ገለ ተሰምዕናይ😭😭😭
@syraharari4233
@syraharari4233 2 жыл бұрын
This song is my favourite song by Eyasu Berhea and you sang it beautifully. Your voice is amazing thank you 🙏 🥰
@genettekle8928
@genettekle8928 2 жыл бұрын
ንኩላ ህዝቢ ንድሐሒት መሊስዋ አብ ማዕምሙቅ ትዝ ታታት አእቲዎ ጽቡቕ ዝኾነ ደርፊ ብጣዕሚ ዝድነቕ ።ጎይታ ይባርኻ።🇪🇷
@mahigere27
@mahigere27 2 жыл бұрын
አቤት ብቕዓት አንብሳ ወዲ ትግራይ ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለሱ ዓወት ንስራዊት ትግራይ
@samsom8032
@samsom8032 2 жыл бұрын
እዚ ኣምላኽ ሃገረ ትግራይ ሰሪሑ ተዘሬአኒ ተባረክ ሓወይ ናተይ
@filmongerezighr1927
@filmongerezighr1927 2 жыл бұрын
ዋውው ሱሑል ደምጺ ካልእ ንጽበያካ
@tsegamezgebu4429
@tsegamezgebu4429 2 жыл бұрын
👌 wow 👌 very talented. I cried 😢 every time I listened 🎶 this true story of our heroes song 🎵
@LeteshuAregawi
@LeteshuAregawi Ай бұрын
This song is my favourite song by😭😭😭😭😭😭😭eyasu berhea and you sang it beautifully your voice is amazing thank you👌🥰❤🙏
@destasolomon3765
@destasolomon3765 12 күн бұрын
Tsegish what a melody! I have no words to express my feeling.
@zewdiredaey2696
@zewdiredaey2696 2 жыл бұрын
Well done! Proud to be Tigrawity! Proud of my Tegaru! This day will pass and we will see the light again. We are all in it together!!!
@dghhdghjk7435
@dghhdghjk7435 2 жыл бұрын
L
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 2 жыл бұрын
solution coming to the piece sheets of Italian Islamic Arabic republic Eritrea then erena nikdmit mis nai taliyan meshenit😒😒😒
@mohmadphone5704
@mohmadphone5704 2 жыл бұрын
ዋውውው የኔ ጀግና ምርጥ የሚገርም ድምፅና ብቃ ኣለህ
ተጋዳላይ ንጉሰ ኣባዲ ምስ ህዝቡ
9:36
ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai
Рет қаралды 189 М.
Finger Heart - Fancy Refill (Inside Out Animation)
00:30
FASH
Рет қаралды 25 МЛН
መታየት ያለበት||የፓርላማው የዛሬ ውሎ !
1:03:54
Addis Minch // አዲስ ምንጭ
Рет қаралды 6 М.
Mulugeta Kahsay Wedi Romit ዛንታ ሓኽፈን፡ ግጥሚ ጃዝ ድምፂ ወያነ
13:24
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:32
Eyasu Berhe Our King of the Stage
4:15
tigray
Рет қаралды 454 М.