No video

filimon bekele ሰርፕራይዝ ንኣበባ ብርሃነ ኣብ ሽምግልና / ኣሰይ ሰይ - asey sey New Tigrigna Music 2023 [Official Video

  Рет қаралды 156,343

Filmon Bekele

Filmon Bekele

Күн бұрын

Пікірлер: 84
@Hareg675
@Hareg675 8 ай бұрын
ወይይይ ጉድድ ካበይ ዝመፀ ባህሊ እዩ ኣየ ቱ ጉድና ሰብ ብጥምየት እናሃለቀስ ሽምግልና ተባሂሉ ሸንዳሕዳሕ😢😢 ናበይ ንከድ ኣለና☝️🙏
@azebworkumewuesh6097
@azebworkumewuesh6097 8 ай бұрын
Yigrum
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 8 ай бұрын
Emo entay xegem alewo galkum Habana diu shndahdah????
@Hareg675
@Hareg675 8 ай бұрын
@@lemlemmirach7838 ኣብ ሽምግልናስ ክንድዚ ጉዳይን ጎይላይን ድኣ ይግበር?🤔 ኣብ ቲቪ ዝረአይዎ ድኣ እምበይ ኣየ ጊዜ🤔🤔
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 8 ай бұрын
@@Hareg675 xebeqty lomi zebenawi galkum Habuna bezeble endawdi endagal beteseb yifalte emu mera yelen hadarom yiwexu temeriqom tewdia Kab temkiro eye zengrki zelku
@Hareg675
@Hareg675 8 ай бұрын
@@lemlemmirach7838 ይኩነልኪ እምበይ ሽምግልናስ ከምዚ ኣይግበርን ሕፀ ኣሕፅር ኣቢልካ ይግበር እዩ ዓቅሚ ተዘይብልካ እዚኦም ግን ክረአዩ እባ ሃፍታማት ስለ ዝኮኑ እእእ😥🤔 ብዝኮነ ልቦና ይሃበና😥🙏
@aron5023
@aron5023 8 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ክልተ ዓይነት ትግራዋይ እዩ ዘሎ እቲ ሓደ ንህዝቡ ሂወቱን ንብረቱን ገንዘቡን ዘይስስዕ እቲ ካልኣይ ካዓ ህዝቡ ብጥሜትን ብዕርቃንን ኣብ ስቓይ እናሃለወ ከምቲ ትሪእዎ ሽምግልና ዶ ሻወር እናበለ እክለማይ ዘጥፍእ 😢😢😢😢
@tirhaskalayu2675
@tirhaskalayu2675 8 ай бұрын
👌😢
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 8 ай бұрын
Eza zemen ezia nay banda tigraway eya 💔💔😭😭😭
@salamsalam1464
@salamsalam1464 8 ай бұрын
ብሓቂ😢😢😢
@loveyourselfothers7978
@loveyourselfothers7978 7 ай бұрын
በሓቂ
@merodakhaylay4867
@merodakhaylay4867 7 ай бұрын
ውግእና ምሓሸና ንኩሉ ሓደ ዝገብር እምበር ንሕናስ ሕልናና ሸይጥናያ ኢና
@hiwetmehari3153
@hiwetmehari3153 8 ай бұрын
ሽምግልና ዋ ናይ ብሀቂ እዚኦምስ አይሸምገሉን ህሊና ዘይብልኩም ውፈሩ ግዳ ናብዞም ዝጠመዩ ህጻውንቲ
@goitomabebe1872
@goitomabebe1872 8 ай бұрын
ብመጀመርያ ነቲ ኣብ ዕብየት ትግርኛ ዘርከትካዮ ስራሕቲ ንዓኻ ንፍልሞን በቀለ ዘለኒ ኣድናቆት ክገልፅ ይፈቱ :: ካብ ሕጂ ንድሓር እውን ብዙሕ ይፅበ :: ይኹን ድኣምበር ኣብዛ ጏልኩም ሃቡና ዝብል ፕሮግራም ግን ብጣዕሚ ዝሕፍርን ዝሕዝንን ስራሕ እየ ሪኤ :: ኣዚ ኣንፃር ባህሊ ህዝቢ ትግራይ እዩ :: ባህልና ንወለዶ ክነረክቦ ናብ ዘይንክእለሉ ደርጃ ዘውርድ ኮይኑ እየ ረኪበዮ :: ቅንይ ኢልና ንጏለይ ኣኳሽሞማ ተባሂሉ ክድገስ ይመስለኒ :: ስለዚ ክትእርምዎ ወይ እዚ ቪድዮ ክተልዕልዎ ተስፊ ይገበር ::
@aron5023
@aron5023 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘግርምን እዩ ሽምግልና ዶ ሽንጣርና ዶ እናበልካ ዝጠፍእ ዘሎ እክለማይ ኩሉ ክኩንኖን ዓገብ ክብሎን ኣለዎ
@kidan5256
@kidan5256 2 ай бұрын
መርዓ ዘይትብልዋ ሽምግልና ከምዚ ዓይነት የለን ኣይነበረን በይዛኩም ዘይነበረ ኣይተምፅኡልና ባህልና ገፁ ኣይትቀይሩልና 😢😢😢 ኣብ ገዛኩም ከም ድልየትኩም ናብ ሚድያ ኣይተውፅእዋ እዚ ሽምግልና ቤቢ ሻውር ዝባሃል ነገር ኣይተለመደን ህዝቢ ብጥምየት ናሞተ ታይ ዓይነት ነገር እዩ 😢
@khankhan1509
@khankhan1509 8 ай бұрын
ኣይይይይይ ዛዓለም ግን ናበይ ገፅ እያ ትኸይድ ዘላ ሰብ ብጥሜትን ብሓዘንን ኣብ ሽግር እናሃለወስ ኣብዚ ከዓ 😢😢😢
@aron5023
@aron5023 8 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብጥሜት እንዳረገፈ ሽምግልና ዶ ቤቢሻወር ዶ እናበልካ ዕንደራ ይትረፍ ዓገብ ዓገብ
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 8 ай бұрын
እንታይ ጉዱእዩ ሰብ እናሓለቀ ስ ኣጥዒሙሎም ድዩ ውርዴት ዘይተጋሩ እዮም
@user-il9ev7il7l
@user-il9ev7il7l 9 ай бұрын
ትግራይ 💛❤️🥰😍😘🥰🙏🙏🙏
@user-nq3vh1nw1k
@user-nq3vh1nw1k 8 ай бұрын
Filiye shikor gegna wedi tigray edmen tienan yihabka wedi rimey anes kifeteweka ata beal fuluy dimtsi ❤💛❤💛❤💛
@Fhj-zj7eq
@Fhj-zj7eq 8 ай бұрын
ትመርዓ ደኣከ ከመይ ገይሮም እዮም ከሕልፍዎ ወይ ጉድ ኣይ ግዜ😀😀😀😀
@Gere.emun.
@Gere.emun. 8 ай бұрын
ዝሰረቕዎ ገንዘብ ደኣ ከመይ ኢሎም ከጥፍእዎ
@user-lq6gf3mv1c
@user-lq6gf3mv1c 6 ай бұрын
ክትሞት እያ ናቱ ዝጠመይ ኣይኒ ክኮና እዪ
@Gere.emun.
@Gere.emun. 8 ай бұрын
ምፀተኣለም ኣለም ይበሃል እቶም ወለዲ ዶ ዓገብ ኣይብሉን
@user-eb2rf2nd4k
@user-eb2rf2nd4k 4 ай бұрын
ይበል ድምፂ❤❤❤ ግን አብዚ ሕዚ እዋን ክንድዚ ጉዳይን ጎይላይን ጉቡእ ድዮ ኮይኑ ህዝቤና አብቲ ብጥምየት እናሃለቀስ ጎይላ አቤት ዚትግራይ ክንደይ እያ ትፀር😢
@tarhslove4629
@tarhslove4629 9 ай бұрын
ኣይፈላሊኹም ፈጣሪ ፅሩያተይ🙏❤❤❤❤
@Gere.emun.
@Gere.emun. 8 ай бұрын
ፅጋቦም የተንፍሶ ነውራማት
@dians1273
@dians1273 8 ай бұрын
This singer is the best guyla Tigrinya ⭐♥️👌💯🦁💪♥️🇪🇷🇺🇲
@brigerzher
@brigerzher 8 ай бұрын
nseb zytihgzu Atuom sebat😢😢😢😢way gizye bitami eyu zehazin Amlaky😢
@azebabraha5116
@azebabraha5116 8 ай бұрын
Abiye amlaki fitsamiu yetsibiko mearey kab ayni yihaluwku Amlaki ❤❤
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 8 ай бұрын
ፊሊ ኣብ መርዓይ ክትደርፈለይ ኢኻ ካብ ስደት ምስተመለስኩ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ❤
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 8 ай бұрын
Ajoka yemaslka/ki/
@gjhgjgkhko3087
@gjhgjgkhko3087 7 ай бұрын
ወላ ኣነ ካብ ስደት ተመሊሰ ብፍሊ እየ ዘሕልፎ መርዓይ ሳብስክራይብ ኣብኡ ከለኪ ህያበይ❤
@cismaanaadan1153
@cismaanaadan1153 6 ай бұрын
Abiye amlaki fitsamiu yetsibiko mearey kab ayni yihaluwku Amlaki rouge ❤❤❤❤❤❤❤
@DjAbMekelle
@DjAbMekelle 8 ай бұрын
Lgerm srh ❤❤ kulu hamzi sound sistem tsruy geyrka ba srhelna ab mera kulu wedi adna ❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 9 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@kelemuatura8379
@kelemuatura8379 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ አቤት ሰውድክ ሁሉንም ሰራ እወድዋለው በርታ
@AynalemAbreham-gb8ub
@AynalemAbreham-gb8ub 7 ай бұрын
Abet chegurehen tetikunena nerekin kindly metiamelikin neru 💊💪💛❤️🐅💞
@BranaMusic
@BranaMusic 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@BreMoti
@BreMoti 6 ай бұрын
File merawa andebte
@mebrhitmebrhit6945
@mebrhitmebrhit6945 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ANDOM.HAMRA.YouTube
@ANDOM.HAMRA.YouTube 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉
@hiwetmehari3153
@hiwetmehari3153 8 ай бұрын
ህፈሩ ህፈሩ ይወሀጠልኩም ዶ ንምኻኑ ብዝጥምየት ግዘ ዘይነበረ ባህሊ እንዳምጻህኹም አገብ ግበሩ
@tsirhatesfay9483
@tsirhatesfay9483 8 ай бұрын
እንኳን ደስአላቸ ❤❤❤❤❤❤!!
@teleronmobile
@teleronmobile 7 ай бұрын
Filaty desss zebeal❤❤❤❤❤🇰🇬🇰🇬🇰🇬
@tigraymymather7597
@tigraymymather7597 8 ай бұрын
ፊሊተይ ኣነስ ክፈትወካ 💖
@zematigrigna
@zematigrigna 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@samiramir6719
@samiramir6719 8 ай бұрын
ፁሪይት ተጋሩዋኒ
@kisanet4715
@kisanet4715 8 ай бұрын
ኣብየት ጽጋብ, ሽምግልና, ሻወር እንዳበልኻ ኣንስቲ ዓብደን
@user-yt8mz2od6i
@user-yt8mz2od6i 8 ай бұрын
Enkuan desbelki❤🎉
@ሳሌም
@ሳሌም 8 ай бұрын
ኣነ ዝገርመንስ አቲ ኣብ ኮሜንት ዘሎ ህዝቢ ስቅ ኢሉ ሃለውለው ይብል በቃ ዘይ ሕማምካ ረስኒ ድዩ ዝባሃል ኸም ኬፍ ዝሃቦም ጌሮም ጉዳዮም ይኹን ካሊአ ክገብሩ መሰል ኣለዎም መን ኢዩ ሙኒተር ጌርኩም ኣብ ጓልኹም ሃቡና ከምዚ ኣይግበርን ይግበር አንዳበልኩም ርአስኹም ትሓሙ
@habtamumekonin1117
@habtamumekonin1117 8 ай бұрын
Wow !
@ilankasay8
@ilankasay8 9 ай бұрын
🥰🥰🥰👌👌🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-wg1mi7ns1t
@user-wg1mi7ns1t 8 ай бұрын
😘😘😘😘😘Tegaruwani ❤️❤️❤️❤️❤️
@samri4910
@samri4910 7 ай бұрын
@GenetDream
@GenetDream 7 ай бұрын
kemey eyu tekeyru zbahlna gn weys ane eye tekeyre fetariye😢
@AaAa-oe3xg
@AaAa-oe3xg 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-mp1ui8lo9t
@user-mp1ui8lo9t 8 ай бұрын
🎉🎉🎉
@yute2286
@yute2286 8 ай бұрын
❤❤
@meronbirhane3914
@meronbirhane3914 8 ай бұрын
🙏🙏🙏♥️💛♥️💛
@user-nb9xk2pn7r
@user-nb9xk2pn7r 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abahaabaha2032
@abahaabaha2032 8 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@merodakhaylay4867
@merodakhaylay4867 7 ай бұрын
አረ ሕፈሩ ተሓብኡ ብጥምየት ህዝቢ ይርግፍ ኣሎ ንስኩም ድማ ንቡር ነፊግኩም ዘይንቡር ንምክታል ብፅጋብ ጣዕ ክትብሉ ትፍትኑ ኣለኩም ግዘ ተገሊቢጡ ማስቃ እቶም ህፃውንቲ የቅምስኩም እዚኤንስ ኣደታት ድየን ክስየማ ማለት ድዩ ኮስታሪተን ትምፃእ
@user-mg5oh4is5h
@user-mg5oh4is5h 3 ай бұрын
😢😢❤❤😊🤪😜
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 8 ай бұрын
Arkibkum seb bi timet enda mote niskum tigraeot aykonkumun dekalu aremenat 😂
@abebechifetelewerk3067
@abebechifetelewerk3067 8 ай бұрын
😂😂😂😂
@user-hy6uq8cv7v
@user-hy6uq8cv7v 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-lm1cr3dd6q
@user-lm1cr3dd6q 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ftggtt1969
@ftggtt1969 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 9 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@user-gc1pk5wv4w
@user-gc1pk5wv4w 9 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤
@NewwPhone1
@NewwPhone1 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrhitmebrhit6945
@mebrhitmebrhit6945 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@senaitkalay2992
@senaitkalay2992 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@suosuowe6666
@suosuowe6666 8 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@GalAle-kv3kx
@GalAle-kv3kx 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 14 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 14 МЛН