No video

Final Part Hayelom Bereke \\ Part 2 \\ { ምርካብ ምድላይ መጻምድ } Eritrean Show 2021- \\AG ENTERTAINMEN

  Рет қаралды 100,123

AG ENTERTAINMENT

AG ENTERTAINMENT

Күн бұрын

AG Entertainment , Telphom : 0046728410784
email : gebramaskelaman@gmail.com.
Hayelom Bereke Show { ምርካብ ምድላይ መጻምድ } # 1- Eritrean Show 2021-\\Midilay Mesamidi \\AG ENTERTAINMEN
Dont Forget to like and Share the content & you will Always find "New Eritrean Game shows", "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean comedy" at Ag Entertainment
#AgEntertainment​​​​​#{ ምርካብ ምድላይ መጻምድ }
Unauthorized use, distribution, and reupload of this content is strictly
Video link
• Final Part Hayelom Ber...
© AG ENTERTAINMENT 2021 . All Rights Reserved.

Пікірлер: 360
@abraham1678
@abraham1678 2 жыл бұрын
ኣስሞሮምን ዓወትንስ ህልይ ዝበለ ሕቶታት እዮም ዛሓቱ። ናይ ባሓቂ ሃኒባል ክምረጽ ዝግቦኦ እዩ።
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e 2 жыл бұрын
ብሓቂ
@excessreferredfurtherbutaz3984
@excessreferredfurtherbutaz3984 2 жыл бұрын
Kizimu tefkidiley diki ilka hito alo
@tesfalemgirmay4181
@tesfalemgirmay4181 2 жыл бұрын
Kkkk blbi hji enye tekatatileyo mnada eti asmorom aybeseln nenem kemzi sameselu zeray tala nblo kkkkkk
@danieleyob3796
@danieleyob3796 2 жыл бұрын
AbrahamNatna Kkkkk aygermekan,, sakt nay janatat htotat
@danieleyob3796
@danieleyob3796 2 жыл бұрын
@@Liberal12 deykewn iske aytizareb, weysi kef iyu hibka,,
@weditesfie5594
@weditesfie5594 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ለባም ቆላዓ ኩለን ደቂ ኣንስቲዮ ብ ረእሰ ተኣማንነት ክምልሳ ከም ዘለወን ሚሂራተን ኣላ
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 2 жыл бұрын
ኣንታ እዞም ናይ ሎሚ ዘለዉ ወለዶስ ኣብቲ ርኢቶን ሕቶን ይሓዋውስዎ ኣለው ። ድሌትካን ሕቶን ሲ ክልተ ዘይራኸቡ ነገራት ኢዮም ይቅሬታ ግን ውልቃዊ ርኢተይ ኢያ።
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 2 жыл бұрын
ካብ ዝገርመካ ዝሓሸ ኮይኑ ረኺበዮ ሃኒባል ክዕወት ይግብኦ 'ዩ።
@Yoni-ri3uw
@Yoni-ri3uw 2 жыл бұрын
Nay bhaqi edel giera👏
@semharestifanos4155
@semharestifanos4155 2 жыл бұрын
@@Yoni-ri3uw 8pm the
@hanaenuriloveeritrea3323
@hanaenuriloveeritrea3323 2 жыл бұрын
Ney bahki
@mahmudahmed3079
@mahmudahmed3079 2 жыл бұрын
nay Behaqe deyu wesedewa wala tseweta eyu?
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 жыл бұрын
ሰሊጥዎ እኮ ጉዳየይ ኣብ ሓየሎም ከውርዳ ምበር ክደይ ግዜ ሓራሙ ክድውር ረብሪበ እየ ክክ
@Liberal12
@Liberal12 2 жыл бұрын
ርእይቶ- እቶም ዕዉታት ናይዛ ዕለት ኣብ መወዳእታ ተሓቋቊፎም ክሰዓዓሙ ነይሩዎም። ሓየሎም ውን ጽቡቅ ጌርካ ከተላልዮም ወይ ወጃዕጃዕ ከተብሎም ነይሩካ። ብተወሳኺ ሃኒባል ቁሩብ ትዕቢት ኣርእዩ ኣብ መወዳእታ። እታ ጓል ውን ከም ግብረ መልሲ ኢያ ንሃኒባል ባራሕን ከደራይ ዘይምኳኑን ከምቲ ዝድለ ከምዘይዓገበት ኣተንቢሃ፡ ብዝተረፈ ካልእ ሕማቅ ዝወጻ ጓል ኣይኮነትን ኣዝያ ንፍዕቲ። እዚ መደብ ከኣ ክቅጽል ተስፋ ይገብር።
@tirhasrussom885
@tirhasrussom885 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 2 жыл бұрын
great man ኣብ ምንታይ ዩ ትዕቢት ኣርእዩ ኣየስተውዓልኩን። ምኽንያቱ ታ ዝሓልማ ሄዋን ነዋሕ ክትኮኖሉ ከም ዝደልን እንተኾነ ግን ንሚለን በቲ ክትህቦ ዝጸነሐት ሓሳባት ከምዝፈታዋ ዩ ተዛሪቡ መስለኒ። ኣበይ"ያ ታ ዝተዓበየ ኮይኑ ዝተሰመዓካ/ኪ።
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 2 жыл бұрын
@@tirhasrussom885 ትርሓስ ሓፍተይ ውን እስከ ናይ ትዕቢቱ ምስጢር ሓሳብኪ ኣካፍልና ወይስ ነቲ ሓየሎም ጽቡቕ ጌሩ ከላልዮም ኔርዎ ዝብል ሓሳብ ወይ ድማ ክሰዓዓሙ ኔርዎም ንዝብል ርኢቶ ኢኺ ብሓቂ ዝብል መልሲ ሂብኪ።
@Liberal12
@Liberal12 2 жыл бұрын
@@goitombirhane5335 ሕራይ ክቡር ሓው ፡ሚሊ ከምቲ ዝደልዮ ቁመትሲ ኣይሃልዋ ደሓን፡ ስለምንታይ ግን ንቁንጅናኣን መልክዓን ዘየድነቃ? ብተወሳኪ ፡ ብጀካ ኣዘራርባኣ ካልእ ዋላ ሓንቲ ከምዘይብላ ዚዓይነቱ ኣገላልጻ ኢዩ ኪገልጻ ፈቲኑ፡ ብልክዕ ግን እቲ ክውንነት ከምኡ ድዩ? መልክዕ ናይ ክልቲኦም እንተኣወዳዲርናዮ ውን ካብኡ ንላዕሊ እንተዘይኮይኑ ካብኡ ንታሕቲ ኣይኮነትን። ስለዚ ሃኒባል ኣብ መወዳእታ ዘርኣዮ ባህርያት ክንዮ ትዕቢት ካልእ መግለጺ ኣይረከብኩሉን ብወገነይ። ሚሊ ግን ኣዝያ ብስልቲ፡ ኣብ ኣመራርጻ መጻምድቲ ዝወሰደቶ ሕርያ ውን ኣዝዩ ርትዓዊን ኣብ ክውንነት ዘተመርኮሰን ኮይኑ ረኺበዮ።
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 2 жыл бұрын
@@Liberal12 ኣብ ኣማራርጽኣ ዝድግፎ ሓቂ ዩ ብጣዕሚ ኣድኒቐያ የ። ናይ ሃኒባል ግን ልዕሊ ጽባቔኣ ልቦናኣ ከም ዘዕገቦ ዩ ገሊጹ። ነዚ መረዳእታ ዝኾነና ሓሳባት ሃኒባል ከዘኻኽረካ/ኪ ሚሊ ከብዳም ማዓኮር ዘለዎ ወዲ እየ ዝፈቱ ኢላ ኣብ ዝሓተተትሉ ዝሃቦ ልቦና ዝመለኦ መልሱ ምስትብሃል የድልይ። ምኽንያቱ ደጋዊ ጽባቐ ትርጉም የብሉን ኣብ ልቦናን ውሽጣዊ ጽባቐን ዝተነድቀ ፍርን ሓዳርን ኢና ክንመርጽ ዘለና ዝብል መልሲ ክህብ ኢና ንሰምዖ። ስለዚ ቲ ደጋዊ ጽባቐ ሚሊ ኩሉና ሪእናዮ ኣለና ኩሉ ግዜ ምስኡብክትህሉ ስለዝኾነት ኣዝዮም ብመሰጥቲ ቃላት ጌሩ ጽባቔኣን ቁንጅንኣን ካብ ምግላጽ ዓዲ ዝውዕል ኣይመስለንን።
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 2 жыл бұрын
ነታ ጓል ኣንስተይቲ መሰላ ኣኽብሩላ ዓሻሕቶ ዓሻ ቅድመኹነት ኣይተቕሩቡላ ዋእ ኣመሓይሽዎ
@teswedi4033
@teswedi4033 2 жыл бұрын
ጹቡቅ መደብ ፡ የግዳስ ናይቶም 2 ካይገርመኒ ኣይትረፈን ንብድሂሪ ሕጂ ካብቲ ዝሃትዎ ሕቶ ክምሃሩ ተስፋ ይገብር ፡ሃኒባል ይሓይሽ ግና ይሓይሽ ጥራይ'ዩ ሰበይቲ ደሊካስ ገዛ ዘለዋ የ ዝፈቱ!!ድሓን ትመስል ግና እስፊሒካ ሕሰብ.......!
@amanbeyney8602
@amanbeyney8602 2 жыл бұрын
ኣንታ እቲ ኣስሞሮም ዝበሃልስ እንታይ ዓይነት ሕቶ ዩ ዝሓትት ዘሎ ክክክክክክ
@ygttv557
@ygttv557 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣
@anhanglichgrli2212
@anhanglichgrli2212 2 жыл бұрын
Mara eske gunuf zkone wedi
@thamm1699
@thamm1699 2 жыл бұрын
እቲ ሕቶ ጌጋ እንድዩ ግን ልቦናኣ ክፍትሻ ኢሉ ከም ዝሓተታ ርዱእ እዩ።
@erieri1142
@erieri1142 2 жыл бұрын
Kkkkkkk dhan zekena eyu zemsel esewu zebela eyu zemsel
@tedrosmedhane2874
@tedrosmedhane2874 2 жыл бұрын
ገሊኦምሲ ጨው ዘይብሉ እቲ ሕቶኦም።
@yonasfrezghi3418
@yonasfrezghi3418 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ቀጽልዎ። ከም መጀመርታ ዝላለዩ ዘለው መጠን ግን ናይ ግብጁ መላለይ ከተዳልውሎም ነይርኩም ዓቅሚ እንተ ተረኪቡ ውን ንሓደ 2 ማዓልቲ ናይ ምዝዋር ዝያዳ መታን ክገማገሙ
@hadishmahari8
@hadishmahari8 2 жыл бұрын
ናይ ኣስመሮም ሲ ሃለውየ እዩ ሕተታቱ
@Dahlakchannel
@Dahlakchannel 2 жыл бұрын
ናይ ዓወት እቲ ዝበለጸ ሓሳባት መምዘኒ ሕቶታት ኢዩ ለባም መስተውዓሊ ኢዩ 💯💕💕💕✌️
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 2 жыл бұрын
sali ወዲ ናፍዕ ምሳኻ ይሰማማዕ የ ከም ዝተረደኣኒ ተን ሰለስተ ኣርባዕተ ዝሓተተን ሕቶታት ቅንጥብጣብ ስለዝኾና ዝያዳ ንኽፍትሻ ክብል ዩ ተጠቂምሉ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ምናልባት ግን እዚ ማስመድያ ስለዝኾነ ኣብ የዕንቲ ሰባት የእትይዎ እምበር።
@Dahlakchannel
@Dahlakchannel 2 жыл бұрын
@@goitombirhane5335 ያ ልክዕ ከሉ ህዲኣቱ ኣዘራርባ ኩሉ ንትንኡ 💯💯
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ኩሉ ን ኣስመሮም ጸሊኡ.. ግን ንሱ ኢሉ ቁምነገርና እየ..ቁምነገርና እሙን እዩ መስተ ሺጋራ ዝሙት የብሉን.. ናይ ሥራሕ ናይ ትምህርቲ ሰብ እዩ ቁምነገርና ዘረባ ኣይክእል ዕውልነት ኣይፈልጥ እቲ ዝመርሰቶ ምስዓም, party ዝፈቱ እዩ.. እዚ ቁምነገር ሥራሕ ከ.. ሕቶ እዩ..ዘረባ ዝኽእል ጓል ዩኩን ወዲ ቁምነገርናታት ኣይረኣኹን እሙናት ኣይኮኑን. ብናተይ እምነት ብዙሕ ዘረባ ዘይትኽእል ሱቅ በሃሊት ቁምነገርና ሰበይቲ እየ ዝፈቱ ኣስመሮም is the best.. Just ቁምነግረና ሙኻኑ.. ዘረባ ይምሃሮ
@Alekubani12
@Alekubani12 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ 👌
@teklemaryamandom7185
@teklemaryamandom7185 2 жыл бұрын
አዚ ምዝንጋእን ጸወታን ስለ ዝኮነ ደስ ዝበለን ክሃታን ክሓቱን ኣነ ፈቂደ ኣለኩ ታንክስ ሓየሎም ከመኡ ገርካ ጥራይ ኣዛናጋና ዋና ቻነል ከኣ ኩሉ ገርናልካ ኣለና ሰላም ኣብ ዘለክሞ
@challenge9095
@challenge9095 2 жыл бұрын
The guy who wear a glass is gone be single forever 😂😂
@balila3571
@balila3571 2 жыл бұрын
Kkkkkk tkkl eti htu nay kolut eyu gn kemziom bgele eyu zseltom
@haileabtesfay6877
@haileabtesfay6877 2 жыл бұрын
😂😂😂😂
@fevenyohannes8774
@fevenyohannes8774 2 жыл бұрын
Kgermeka bel kmey zibelet kola krekb eyu kkkk niom eyu zikonelom ko kkkkkk
@challenge9095
@challenge9095 2 жыл бұрын
@@fevenyohannes8774 might be he is aggressive when he answers and his questions is silly like 5 years old child 😂😂😂
@fevenyohannes8774
@fevenyohannes8774 2 жыл бұрын
@@challenge9095 nsu si hakka kmzi fentihka kembhadsh srhayo eyu zimexaka mgramey wedia hanibal shkorina busul wedi eta ( geza zelewa zibela gedfka kkk)
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 2 жыл бұрын
ትጻወቱ ከምዘለኹም ናይ ብሓቂ መደብ ከምዘይኮነ ሕጂ በሪሁለይ
@user-be6cy3cw8c
@user-be6cy3cw8c 2 жыл бұрын
Nska hji berihlka nay gn kedem eyu berihley
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 2 жыл бұрын
@@user-be6cy3cw8c ክክክክክክክክ እዚ ሎኽሳስ ሓይሎም በረቐስ ተጻዊቱልና ንዓይ ዝገረመንስ ሕብረተሰብ ኤርትራ ሓፋር ኢዩ ደፊሩ ከምዚ ክገብር ዝኽእል የብልናን
@luwamunknown159
@luwamunknown159 2 жыл бұрын
Be kemey eba ngrine 🥰🥰🥰
@minasafewerkima9453
@minasafewerkima9453 2 жыл бұрын
@@luwamunknown159 eta. Kidme. Heji. Awridiwa. Denbere. Nishtey. Gual 18. Amet . Temliski. Reayiya. Eta. Gual. 18.amten. . Eta. Senan. Kaliayta. ..mesarhiti. Eyen. Kem. Dey. Yefaleta. Geru. Eu. Neru. Filme. Eu. Ezi
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 2 жыл бұрын
@@minasafewerkima9453 ጽቡቕ ጌርካ ባ ኣብርሃልና ኣይተረደኣንን። ኣየነይቲ ምስ ኣየነይቲ ከነጻጽረን
@tsigegeremedhn5464
@tsigegeremedhn5464 2 жыл бұрын
እዚ አስመሮምሲ ናይ ሀላያት እዩ ዝሐትት ዘይከውን
@berealandfair5949
@berealandfair5949 2 жыл бұрын
Kkkkk ኣነ ውን ከምኡ ይሓስብ ኔረ ። ደሓር ከኣ' ኮ ወዲ 26 ዓመት ጥራይ'ዩ (ቆልዓ'ዩ)....LoL
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 2 жыл бұрын
@@berealandfair5949 ኣስሞሮም 28፡ዕወት 30፡ሃኒባል ዩ 26 ዓመት ለባምን መስተውዓልን መንእሰይ።
@robites7941
@robites7941 2 жыл бұрын
😂😂😂
@efremghebre1554
@efremghebre1554 2 жыл бұрын
Kkkk
@berealandfair5949
@berealandfair5949 2 жыл бұрын
@@goitombirhane5335thanks. በዘራርብኡ'የ ዝነኣሰ ይኸውን ኢለ ገሚተ ኔረ kkk
@filixigab5876
@filixigab5876 2 жыл бұрын
እዚ መደብ ጽቡቅ ኢዩ ደስ ዝብል መደብ ኣብዛ ቪድዮ ግን ሓንቲ ዘይተረድአትኒ ኣላ 4 ናይ ሓባር ስእሊ ወሲዶም ኣለዉ ቅንብር ውን ኣይይመስልን እዛ ስእሊ ኣብ መእተዊ ጌርኩማ ዘልኹም ኣስመሮም ምስ ካልኣዪ ውን ኣይረኣይዋን ንሚሊ ምዓስ ተወሲዳ እታ pohot ናይ ሓባር ?
@user-lh6gr9qw6p
@user-lh6gr9qw6p 2 жыл бұрын
ፊልም ይሰርሑ ከይህልዉ ኣነ ከማን ተጠራጢረ ምክንያቱ እቶም ክልተ ኣወዳት ገጻ ከይረኣይዋ ኢዮም ከዶም መጻምዲ ምድላይ ኢሎም ኮመዲ ይሰርሑ ኣለዉ
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 2 жыл бұрын
Fili Xigab ብጣዕሚ በሊሕን መስተውዓልን ሰብ እዛ ሕቶ ብሓየሎም በረቐ እንተዘይ ተመሊሳ ኮሜዳዊ ስርሑ ኣብቂዑ ኣሎ። ምኽንያቱ ንኸይረኣኣዩ ተባሂሉ ንሚሊ በይና ብማጋረጃ ከም ትኽወል ጌሮምስ ናይ መወዳእታ ውሳኔ ኣብ ዝሃበትሉ ውን ከይረኣይዋ ከይዶም ከብቅዑስ ናይ መዓስ ስእሊ ዩ እዚ።
@filixigab5876
@filixigab5876 2 жыл бұрын
@@goitombirhane5335 ያ ገሪሙኒ ብጣዕሚ እታ ስእሊ ቀዲመ ምስ ራኣኺዋ ኣብ መወዳእታ ተሳኣልዋ ኢያ ትኸውን ኢለ ኔረ ኣብ መወዳእታ ከምቲ ኩላትና ዝርኣናያ ኣይተራኸቡን ቆልዑት ጌሮምና ጽቡቅ ኣይኮነን ሰንስ የብሉን ብሓቂ።
@filixigab5876
@filixigab5876 2 жыл бұрын
@@user-lh6gr9qw6p ክክክ ኮሜዲ ኢሎም እሞ ዘይነጉርና ዝነበሩ ከም ኮሜዲ ክኣ ክብረታ ሓሊና ምርኣናሎም እዚኣ ተሓዋዊሳትና ሓቂ ትሓይሽ
@estifanosmassias5498
@estifanosmassias5498 2 жыл бұрын
She is brilliant
@johnnyfessehaye4942
@johnnyfessehaye4942 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በላሕ ጋል...
@merhawitesfamriam3340
@merhawitesfamriam3340 2 жыл бұрын
ሰላም፡ እዛ መደብ ግን ፊት ንፊት'ዶ ኣይማሓሸትን? መክንያቱ መራጺ ውይ መራጺት ሓደ ስለ ዝከነ/ት። ኣብ መወዳኣታ መልኩዕ ብኣቃውማ ብኣዛራርባ ወዘተ'''''''' ይማራረጹ ካብ ብድምጺ ጥራይ ዝከውን።
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 2 жыл бұрын
I am agree with you
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 2 жыл бұрын
Merhawi Tesfamariam እቲ ሓሳብ ኣይምተጸልአን እንተኾነ ብየዕንትና እንሪኦ ጽባቐ ልዕሊ ቲ ብእዝንና ሰሚዕና ኣውሪድና ኣደይብና ንሓሳቡ ክንርድኦ ወይ ውሽጣዊ ጽባቔ ሰባት ከይንወስድ ብእንሪኦ መልክዕ ጌጋ ውሳኔ ናይ ምሳድ ተኽእሎ ዝሰፍሕ ኮይኑ ይስምዓኒ። ኣብ ዚ መደብ ግን ብሓቂ ልቦናን ሰብኣውነትን ዩ ከማራርጸካ ዝኽእል።
@merhawitesfamriam3340
@merhawitesfamriam3340 2 жыл бұрын
@@goitombirhane5335 ቁቡል ሓሳብ'ዩ ሓወይ ምስማዕ ጥራይ እቲ ኣማራጺ ከይ ውሕድ ካብ ዝብል ሓሳብ እዩ። የቀንለይ ብሩክ ማዓልቲ።
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 2 жыл бұрын
@@merhawitesfamriam3340 ምናልባት ኣብ ደጋዊ ጽባቐ ንዝኣምኑን ዝኣምናን እቲ ኣማራጺ ክውሕድ ይኽእል ዩ። እንተ ነቶም ናይ ብሓቂ ሓዳርን ፍቕርን ዝደልስ ኣብ ልቦናን ውሽጣዊ ጽባቐን ኣሚኖም ክዛመዱ ቲ ዝበለጸ መስርሕ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ብዝኾነ ሰላም መዓልቲ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ክቡር ሓወይ።
@tsegaykesete4056
@tsegaykesete4056 2 жыл бұрын
ቀዳምነት ሰላምታ ኣይረስዓኩን ሰላም ክብለካ ይደሊ ቀጺለ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦን ዓወትን ይምነየልካ ካብዚ ቀጺለ ክብለካ ደሌ ዘለኩ አዚ መድባት ናይ መጸምዲ ትገብሮ ምዓረ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ ቅድሚ ሕጂ ዉን 3 ጉሩብ ኣራኪብካ ኔርካ ብሓቂ ድዮም በዚ መደብካ ዝጻመዱ ዋላ መናቡራ አዩ እስከ ገለ በለና AG Entetainment ።
@lyonyonas8280
@lyonyonas8280 2 жыл бұрын
AG beti tekiribiwo medeb bitaemi xibuk edabeliku 1 hito alatini netom mexamiditi abi hade(restaurant) wesidukum tetigabiziwom abi medeb tetihwusiwo xibelexe mikone😍🙏
@hermelachichi4276
@hermelachichi4276 2 жыл бұрын
ሃተምተም መደብ ,ንጽባሒቱ ዝራኸቡ ከማን ኣይመስሉን ኢዮም፡
@Seb_eyu_mekseb
@Seb_eyu_mekseb 2 жыл бұрын
ኣስመሮም ዕደ ክዝሙ ተፍቅድለይ ዲኪ ኢልካ ሕቶ ኣሎ መኻን ሓንጎል ክክክክክክክክክክክክክ
@azmeratesfazgi1159
@azmeratesfazgi1159 2 жыл бұрын
አንታይ ዓይነት ሕቶ ዩ ናይ ቆልዑት
@anbesatesfay1716
@anbesatesfay1716 2 жыл бұрын
አብ ሓዳር የብጽሕኩም ምቁራት የሕዋት
@isaqtesfalem6200
@isaqtesfalem6200 2 жыл бұрын
the best is number 2
@AWET605
@AWET605 2 жыл бұрын
Great job ሓላላት ሰላምን ራህዋን ከኣ የውረደልና ፈጣሪ ሓላላት።
@alexandertedros8103
@alexandertedros8103 2 жыл бұрын
ቲቪ ክትርእይ ትውዕል ጓል ኣብ ገዛ ወዛል ኮይና እያ ትስመዓኒ ኢሉዋዋ ክክክክክክ ። እዚ ሓወይ ተመስገን በል ኣብ ኤርትራ እንቋዕ ኢንተርነት ኣይሃለወ tiktok ክትስዕስዕ ምወዓለት እዋይይይ ሓየሎም ከኣ ባኒ ሓዊስካ ብላዕሊ ኢሉዋ ኣበይ ባኒ ምስ ተረኽበ እዩ እሞ ባኒ ደኣ ዘየለ ሓየሎም ።
@lulululu2675
@lulululu2675 2 жыл бұрын
Ayfeleten alo ab dege nexa internet zelo gud
@redaemebrahtu7923
@redaemebrahtu7923 2 жыл бұрын
ኣታ እቲ ብዓል መነጸር እንታዩ ዝብል ዘሎ ክክክክ
@robelkidane2057
@robelkidane2057 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkk mal mxere da endea
@dalcod
@dalcod 2 жыл бұрын
እዚ መደብ እዚ ምምሕያሽ የድልዮ ኣሎ። ብስለት ተሳተፍቲ የድሊ ፡ እዚ ቀንጠመንጢ ሕቶታት በዚሑ።
@fithawitasfahavcc070.tquks6
@fithawitasfahavcc070.tquks6 2 жыл бұрын
እዋእ ሓዳር ሲ ብ tv ,film ይልካዕ ኣሎ ክንደይ ይህልይ እዮ ወደይ ካልእ ብዙሕ ንሓዳር ዝምልከት ሲእንኩም ምካን ሓዳር ሎሚ እንድዮ
@ermiasermi4179
@ermiasermi4179 2 жыл бұрын
no comment... ዕግበት ዝበሃል ኣይረከብኩላን እዛ መደብ,፡
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 2 жыл бұрын
ብወገነይ ጽቡቕ ምርጫ መሪጻ! ግን ሓየሎም ሓወይ ንብድሕሪ ሕጂ እቶም ደቂ ተባዕትዮ ኮፍ ኣበሃህልኦም ንከማሓይሹ ሓብሮም። ኣብ ቲቢ ህዝቢ ዝርእዮ እንከለዉ ኣኣጋሮም ልክዕ ኣብ ባር ወይ'ውን ኣብ መጸበዩ ኣውቶቡስ ዘለዉ ይመስሉ
@hagertesfay5636
@hagertesfay5636 2 жыл бұрын
እዛ መደብ ከም መደብ ጽብቕቲ'ያ ግን ፎኺሱ።
@afrahafrah6586
@afrahafrah6586 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ምርጫ ሃኒባል ብሓቂ ለባም ወዲ
@abelalemmmm7821
@abelalemmmm7821 Жыл бұрын
ናይ በዓል ብርክቲ ኣብ 2ይ ክፋል ዘሎ ሓሳብን ኣመራርጻን ሪኢካስ ኣይግድን ከም ሓቂ ፡ደስ ዝብል ግን ናይ ሃኒ ሕቶ ጥራይ እዩ ፡
@jonilove6576
@jonilove6576 2 жыл бұрын
ሳክት እዮም እዚኦም ዘይ ከውን ሕቶ ያሓቱ
@kahsaykidane1483
@kahsaykidane1483 2 жыл бұрын
ይግበኦ እዩ :::::
@mhretsilekidane9469
@mhretsilekidane9469 2 жыл бұрын
Hanibal lbona zelewo hto eka akribka emo ygbaka eu Good luck 👍 ✨ ♥
@tsegaemahatsion7597
@tsegaemahatsion7597 2 жыл бұрын
Enqae bselam mesakum . Neti lebam wedi meriski fqerkum ymelalkum des tblu xbukat ❤❤❤❤❤. Hayelom xbuk srah qexlo 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 2 жыл бұрын
Ya ane wn hanibal ye merixelki ba shkorina zkonet bsilti kola 🥰
@tesfahiwetyohannes5330
@tesfahiwetyohannes5330 2 жыл бұрын
Eway azi dleyet deqi sebats kemey yu wedey bzkone des yu zbl medeb yu mknyatu bglxiy mexamdiy mrkab mkanu yu.god job brother
@tesfayokubamaryam4422
@tesfayokubamaryam4422 2 жыл бұрын
መዓኮር ሲ እንታይ ክዓብሰላ እዩ፡ ልቦና ቁምነገር እዩ ዘድሊ ።
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 2 жыл бұрын
ሽኮሪና ቖልዓ ለባም። እቶም አወዳት ግን አይግድን ዓሻ ዝኾነ ሕቶታት እዮም ዝሐቱ ሐደ ዝብላዕ የብሎምን።
@galporadizoeritrea136
@galporadizoeritrea136 2 жыл бұрын
Nay behaki
@ygttv557
@ygttv557 2 жыл бұрын
ኣታ እዛ ጸጉሪ እንታይ ኢዩ ጉዳ፡ ጥራይ ጸጉሪ እንዳፈተዋ እኾ ጉድ ተረኪቡ👴👴👴ግን ኣዝዩ ጥዑም ሰብ ኢዩ። ዝሰማማዕ ሰብ!! ከም ማይን ጸባን ከም ኣብራሃምን ሳራን 🤴 👸ይግበረልኩም።
@____5958
@____5958 2 жыл бұрын
ሓዳር ይትረፈኒ ህኮት ኣብ ዝረከብኩ ናዘበጥኩ ምካድ ይሓይሽ።
@habenfliverpool8325
@habenfliverpool8325 2 жыл бұрын
Karrrrrrr kenife
@kibreabgihrmay2085
@kibreabgihrmay2085 2 жыл бұрын
Kkkkkkkk
@erieri1142
@erieri1142 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkk
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ጽቡቅ ዕድል ሓዮሎም መቅሰን
@tirhaskidane1729
@tirhaskidane1729 2 жыл бұрын
Awetn asmeromn si aygdn kkkk especially asmerom so funny 🤣
@indigobeauty1
@indigobeauty1 Жыл бұрын
Asmarom was super annoying 😑... She knows what she wants, and that's a wonderful thing 🙌🏾
@kifleawalom3726
@kifleawalom3726 2 жыл бұрын
She is very smart
@merhawitgezae3667
@merhawitgezae3667 2 жыл бұрын
ሚሊ ምቅርቲ መጻአኪ ብሩህ ይኩን
@golagulhazomo8865
@golagulhazomo8865 2 жыл бұрын
እዚ መደብ ግን ኣርእስቲ ካሊእ መድረኽ ካሊእ መደብ መዛናግዒ ዘይትገብርዎ።
@issaiasbetsueamlak9528
@issaiasbetsueamlak9528 2 жыл бұрын
Eske belu hadarkum ybarek nbl alena. Tewesaki etom zteawetu ab mntay dereja alewu eski qurub dehay gber ika hayelom hawey malet neti medebka meragodi u zkewn.
@mahzeladey6503
@mahzeladey6503 2 жыл бұрын
ኡኩቡራይት የሕዋይት ናብ ናተይ ክኣ ዘወር በሉ 🌻🌻
@sadulayweldeab1945
@sadulayweldeab1945 2 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም። ቀጽልዎ ኣይተቃርጽዎ።
@jebertihalal333
@jebertihalal333 2 жыл бұрын
ሕቡሸይ ገርሂ ልቡ ኮ ክሳብ ሕጂ ኣይተረደኣን ዘሎ፥ ሓቒ ኢዩ ዝመስላ ዘሎ ኩላ ክክክ፥ ሓየሎም ሱማ ቀደም ገጢምናካ ባዓል ንሕናስ
@rthea5208
@rthea5208 2 жыл бұрын
They do not need you GoodBy Brother
@shewitbrhane1595
@shewitbrhane1595 2 жыл бұрын
Rekibato nay bhaki ab htotata nfeti aykonetn ab melsi gn xbuk melisatlom she is smart merixa
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 2 жыл бұрын
ብመጀመርታ 3 ተዋዳደርቲ ኮፍ ኣባሃህላ ኣስተውዕልሉ ኣስመሮምን ዓወትን ደስ ዘይብል ሕቶታት ኔሩ ኣምላኽ እንተታሓዊስዎ ግን ክልቴኹም ግን👌✅💐❤️🇪🇷❤️
@yonasgebreyohannes8805
@yonasgebreyohannes8805 2 жыл бұрын
That lady is very wise and she is open
@efremgebrehaymanot6885
@efremgebrehaymanot6885 2 жыл бұрын
እዛ መደብ ጽብቅቲ ኔራ ግን ሕቶን መልስን ኣይግድን! ቁሩብ እቲ ተመሪጹ ዘሎ ወዲ ይሓይሽ ካብኡ ናብኡ!
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 2 жыл бұрын
ሓይሎም በረቀ ናትካ Show ገለ ሕቶታት ካብ ሓተቲ ካብ ክብርታት ሕብረተሰብና ፍጹም ወጻኢ እንዳኾነ ይኸይድ ስለዘሎ ስለተን ደቅና ክትቆጻጸሮ ፈትን :: ተዓዘብትኻ ንናትካ Show እንዳጸልእዎ እዮም::ካብ ክብርታት ሕብረተሰብና ምውጻእ ክሳራ ጥራሕ እዩ ትርፍ::
@stevengerrardtebatay7672
@stevengerrardtebatay7672 2 жыл бұрын
Hbrete sebna da bkedemu si ab media do ymrawu eyom gn dehan aromay
@Hyemane96
@Hyemane96 2 жыл бұрын
Haylom bejaka dehri hji betkaleka metan ezia program gedfa
@user-hj8oc9zu2x
@user-hj8oc9zu2x 2 жыл бұрын
Shame on you guys!!!
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 2 жыл бұрын
Welcome deki Erina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@samuelteame7210
@samuelteame7210 2 жыл бұрын
Really Hani Busul seb eyu,Enqa feterelu
@ዮሓንስ
@ዮሓንስ 2 жыл бұрын
ሓይሎም በሊሕ ጭማራ ጽብቕቲ እያ እዛ ቆልዓ ኬፍ ሂባትኒ ኣላ ካብ ደቡብ ሱዳን
@samueltsegay96
@samueltsegay96 2 жыл бұрын
Ayeeee asmerom aygdu 😂🤣🤔🤔 Shweya sherbelo tgodleka ala... Awet kea kiyaro dika ktzmuuu.😮😮 Hani wedi shuk abta nay geza enber kalie👌👏👌👌
@emaema36
@emaema36 2 жыл бұрын
Geza zelewa serihka atryo
@weldeabmichael5306
@weldeabmichael5306 2 жыл бұрын
ሃኒባል ከም ዝምረጽ'ሲ ርዱእ እዩ ኔሩ
@tabotuandemichael9443
@tabotuandemichael9443 2 жыл бұрын
Good
@simonmengstab6383
@simonmengstab6383 2 жыл бұрын
Ata hayelom entay eyu ezi medeb bejaka koleu aytemxe bsulat sebat amxe beal ezi dabistas hji entay ktblo tlel qolea
@selomunmehari709
@selomunmehari709 2 жыл бұрын
aykesernan bro kkkk
@galporadizoeritrea136
@galporadizoeritrea136 2 жыл бұрын
Eway entay aynet e u nay kolu hito koynu bejaka amaysho ab zumexa haylom do yxawetu eyom zelewu
@zzzzzzz5432
@zzzzzzz5432 2 жыл бұрын
Great mrcha
@habtomaraya7729
@habtomaraya7729 2 жыл бұрын
She is brilliant idea
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 2 жыл бұрын
ዓወት አይግድን ሃኒባል ግን ጋለንሰይቲ ትፈትዎ ውራይ ምግባር ሐቲቱ ጅግና ሰብአይ ሰቡኡት ግናስ እዚ በዚዩስ ንበተሰብ አማጽኡለይ ዘይትብል ንፋስ ከይወቅዓካ
@mibrakkahsay2508
@mibrakkahsay2508 2 жыл бұрын
Aye asha mearey asmerom
@semharyohannes3192
@semharyohannes3192 2 жыл бұрын
ወይ አስመሮም ብጣዕሚ ተግረም ክትዛናጋዕ አሎዋ እንበር ሕቶኩም ምስ ሓዳር ዝተአሳሰር ሕቶቱ ዘይኮዉን ኮይኑ ናይ ቆልዕ
@user-yc9vx9pf4u
@user-yc9vx9pf4u 2 жыл бұрын
እዛ መደብ እዞኣስ ወዛል ሑቶ እዩ ናይ ቆልዑ ሑቶ እዩ።
@Hyemane96
@Hyemane96 2 жыл бұрын
Ezi beal kebdi zehato zelo nay denaqor u heto u
@Dahlak_Island
@Dahlak_Island 2 жыл бұрын
Welcome ደቂ ዓበይት
@sissis9505
@sissis9505 2 жыл бұрын
Ms hanibal nere u hasabey. Teawitka kea good.
@semirajesus5522
@semirajesus5522 2 жыл бұрын
ሃኒባል ናይ ባሓቂ ቁምነገረኛ ኢኻ
@geta6489
@geta6489 2 жыл бұрын
ሚለይ ዓወት ክሕርቅ ከሎ ዝፈትዎ ነገር ትግበር ኢሉኪ ኣሎ ገጃፍ ማዓኮራ ኣምጽሉ🤠🤠🤠🤠🤠
@bereketarefe3614
@bereketarefe3614 2 жыл бұрын
Bazkonr medbatkim xbuk eyu gan hato btami kelil eye neyru
@satan6319
@satan6319 2 жыл бұрын
Neza gala ane anber fetiya bkemey krekba akal ?
@johnnyfessehaye4942
@johnnyfessehaye4942 2 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ
@abel8236
@abel8236 2 жыл бұрын
😂😂😂😂🤣 Asmerom Ashe eyu
@user-qo8bi4vk4n
@user-qo8bi4vk4n 2 жыл бұрын
ሃኒማል ለባም ይመስል ንሃኒማል ክቀንዖ ይምነ።🙏
@tabotuandemichael9443
@tabotuandemichael9443 2 жыл бұрын
Kmti tdelyo hiray Abila zeytwesdi mreai ci stibuk eyou
@taflawedigash6831
@taflawedigash6831 2 жыл бұрын
Enqae dahan mexekum deqi Erey 👍👍✅
@xogusaraye6853
@xogusaraye6853 2 жыл бұрын
ደሥ ዝብል መደብ
@Eritrea94
@Eritrea94 2 жыл бұрын
ወላ ወላ ፋሕ ኣቢሎሙለይ ብዛዕባ እንታይ ይዛረቡ ኣለዉ
@rthea5208
@rthea5208 2 жыл бұрын
Well done Sister ess you
@freemind5454
@freemind5454 2 жыл бұрын
This new generation mind set have to change, we are too late behind everybody.
@kiserizerezghi8901
@kiserizerezghi8901 2 жыл бұрын
absolutely true
@challenge9095
@challenge9095 2 жыл бұрын
💯
@danielwiki6795
@danielwiki6795 2 жыл бұрын
Good job 👏👍👌🙌
@hagossemere617
@hagossemere617 2 жыл бұрын
Ezi xeweta xeweta eyu enber nay behaki aykonen
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 2 жыл бұрын
ዓወት ዝብል እዪ ዓቢ ኢፋል
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 12 МЛН
Schoolboy Runaway в реальной жизни🤣@onLI_gAmeS
00:31
МишАня
Рет қаралды 2,3 МЛН
КАКУЮ ДВЕРЬ ВЫБРАТЬ? 😂 #Shorts
00:45
НУБАСТЕР
Рет қаралды 3,1 МЛН
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 12 МЛН
Eritrean comedy by jiji and haylom bereke enjoy 😉 guys 👦 subscribe
3:29
ተመስገን... ደስ ዘብል ውዕሎ | Heny Emu
17:19
Eritrean new 2020 show //ሉል ሾው // by lul bahri fesshaye
21:09
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 128 М.
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 12 МЛН