No video

ኣረሜናዊ መራሒ ፋሺሽታዊ ሰራዊት ጥልያን ነበር ቤኒቶ ሙሶሊኒ

  Рет қаралды 53,322

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 80
@hagosminia6431
@hagosminia6431 4 жыл бұрын
Thanks fnany bravo my God bless you 🙏🙏🙏😍😍🇪🇷🇪🇷
@lifestyle6534
@lifestyle6534 4 жыл бұрын
ኣወሳስዳ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ናብ ኢንግሊዝን ኤመሪካን ኣቅርብ ብሩኽ ሓወይ::
@user-zo6ww5pw5k
@user-zo6ww5pw5k 4 жыл бұрын
*ሰላም ፍናን* ብቐዳምነት ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ክኾነልካ እንዳ ተመነኹ ብምቕጻል ካብ ናይ ሃገርና ከም ብዓል ናይ ጀብሃ ብኸመይ ጠፊኣ መን ከ ኣጥፊእዋ ፈንቅል ጆግራፋዊ ኣቀምቅምጣ ሃገርና ናይ ኢብራሂም ሱልጣን ወልደኣብ ወልደማርያም 1ይ 2ይ 3ይ ወራር ወያነ ምዓስ ነሩ ብዙሕ ኣሎ ብዛዕባ ሃገርና ዘይንፈልጦ ስለዚ እንተተኻኢሉ ብሕጽር ዝበለ ናይ ሃገርና ከላይ እንተዝቀርበልና ጽቡቅ ነሩ ይብል
@oflakeren8586
@oflakeren8586 4 жыл бұрын
MiKi ቆራጡ ጅላንፎ ፈለማ እት ኣብ ወያነ ዘለካ ፅልኣት ፅቡቕ ገይርካ ንደቅኻን ንደቂ ደቅኻ'ሞ ኣምህሮም: ሽዑ መሪር ዝኾነ ውድቀት ናይ ወለድኻ ታሪኽ ክትሰምዕ ኢኻ ኣጆኻ ኣይትህፀፅ ወለድኻ ድኣ እንታይ ታሪኽ ኣለዎም ኩሉ እንድዮም ተሳዒሮም:: ሳላ ወያነ ኢኹም ኤርትራ እትብሃል ሃገር መስሪትኩም ደቂ ድኹማት; ንስኻትኩም ፅልኢ ጥራሕ እዩ ታሪኩም
@adnaqimerebestifanos7078
@adnaqimerebestifanos7078 4 жыл бұрын
@@oflakeren8586 idiot
@tesfana
@tesfana 4 жыл бұрын
ምትእቲታው መግዛእት ጥልያንን ናብ ሃገርናን ዝነበሮም ተቃውሞን ብመንን መዓስን ከምዝነበረን ኣስፍሕ ኣቢልካ እንተትገልጸልና ከምቲ ናይ ዓለም ታሪክ ኪንመሃር ዝከኣልና ናትና ታሪክ ግን ከምቲ ዝድለ ኣይኮነን እሞ ናብ ናይ ሃገርና ታሪክ ቅድሚ 1970ታትን ብቀጻሊ ኪተቅርበልና ንምሕጸነካ። ምስ ምሉእ ኣክብሮት ፋኒ ሓወይ።
@yosiefbarih5598
@yosiefbarih5598 4 жыл бұрын
ብዛዕባ ማርቲን ሉተር ባ ኣቕርበልና ወዲ ኤረይ
@filmonalazar5495
@filmonalazar5495 4 жыл бұрын
Tigrinya eyu wedi Eri aykonen 😊
@yosiefbarih5598
@yosiefbarih5598 4 жыл бұрын
@@filmonalazar5495 መሰል ፀለምቲ ዝጣበቕ ዝነበረ ጅግና ዩ ወዲ ኤረይ
@filmonalazar5495
@filmonalazar5495 4 жыл бұрын
@@yosiefbarih5598 🤣👍
@momaerie1252
@momaerie1252 4 жыл бұрын
Wwwww thanks so much fnan hawey God bless you this very interesting history fnan hawey you have good knowledge keep going 👉❤❤❤❤❤👈👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👉❤❤❤❤❤❤👈
@michealitelos6332
@michealitelos6332 4 жыл бұрын
Welcome brother fnan, Teifeltu dekei Eri seadu ableilei Africaweiyain retuom enda tekeiyere meseio kab kedeim ,bejeka hade keileite gunufatei HAPPY VENENTAYIN DAY FOR ALL yekeneiyely, muluei bereketei nei fnana
@abdusiad8729
@abdusiad8729 4 жыл бұрын
Welcome fnan betme xabhoke thanks
@asmeraxada226
@asmeraxada226 4 жыл бұрын
Happy single day
@eritrea9611
@eritrea9611 4 жыл бұрын
መምህር ፍናን 🙏🙏🙏😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋👋👋👋👂👂👂👂👂
@dejuadhanom1258
@dejuadhanom1258 4 жыл бұрын
Welcome back fani bro
@dejenyohannes4660
@dejenyohannes4660 4 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ኤረን ፍናንን ብቀዳምነት ሰላም ዘለዎ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና።ብምቅጻል ከምብዙህን ድልየት ሰብ ኤረ ፡ ኣመጻጽኣ ኤርትራን ታሪክ ክሳብ ናጽነት ዝነበረ በጃካ ንገረና።
@berberebb4218
@berberebb4218 4 жыл бұрын
ካብ 2 ክፍሊ ክሳብ 5 ክፍሊ ብትግርኛ ካብኡ ብቕጻል ውን ብቓንቓ ብእንግሊዝ ተማሂርናዮ ሳዋ ምስወረድና ከምኡውን ምስተወዛዕና ንጉሆ ንጉሆ ብሓይሊ እንዳኣተሱኡ ኣንቡቦሙልና ዘሐብን ታሪኽ ኢዩ ግን ይኣኽለና
@takwol2060
@takwol2060 4 жыл бұрын
Fnan bro pls federation eritrean ethiopian bkemey gemiru bkemey ferisu akrbelna ezim meneseyatna kmharulu
@user-zy7po9qd5m
@user-zy7po9qd5m 4 жыл бұрын
ታንክስ ናይ ወዲ ሓደራ ባ ኣቅርበልና
@coyg6315
@coyg6315 4 жыл бұрын
Thanks bro
@biniamokbe8238
@biniamokbe8238 4 жыл бұрын
Finan arkey, bayzom Iseyas brinwash zigeberom ebudat degefti Higdef aytigideselu.
@user-lh6gr9qw6p
@user-lh6gr9qw6p 4 жыл бұрын
ፍናን ዓቢ ሰብ ናይ በሓቂ ኣድኒቐካ ርኢቶታት ናይ ሰብ ተገዲስካ ሰሚዕካ ድሌታትና ብምላእካ የቐንየልና √√√
@tsegueman5150
@tsegueman5150 4 жыл бұрын
I allradey subscribed
@nattv291
@nattv291 4 жыл бұрын
Thenks bro
@iseyasabrham3443
@iseyasabrham3443 4 жыл бұрын
ፍናን ሓዉና፥ silent የሕዋት፥ መገዲ ኣለና ። please Go as much as you can! Everyday would be nice to me! Kkk proud hawka iseyas kab Canada Edmonton.
@bahlattesfaykahasy1462
@bahlattesfaykahasy1462 4 жыл бұрын
Hawna fnann mexhfti wedi hadera mistier lueuk santnael eintetekaeilka please thanks
@kabijaifer7424
@kabijaifer7424 4 жыл бұрын
Tanks
@tsnattekle3119
@tsnattekle3119 4 жыл бұрын
Well came fnan habibi
@qntaabdu5748
@qntaabdu5748 4 жыл бұрын
ፍናን ናይቲ ጂግና ኢማም ኣሕመድ ኣብራሂም ኣል ጋዚ ሓቲ ሃገር ገይሩ ዝገዘአ ኤርትራ ጂቡቲ ሶማል ናይ ሕጂ ኢትዮጵያ ታሪክ ተርከልና
@yatanaeintertainment
@yatanaeintertainment 4 жыл бұрын
መንዩ ጅግና እቲ ቤተክርስትያናትን ገዳማትን ዘንደደ
@pac-og1xz
@pac-og1xz 4 жыл бұрын
Owww thanks
@habuwedieri4570
@habuwedieri4570 4 жыл бұрын
እንታይ ኢዩ ኣታ እቲ ኣናብቡ ሰሚዕካ ደይሙኖ
@henokrezene2771
@henokrezene2771 4 жыл бұрын
ፍናን ሓወይ ማራ ጹቡቅ ናይ ማርቲ ሉተር ኪንግ ኣቅርበልና ባ
@michealetsegay9525
@michealetsegay9525 4 жыл бұрын
ሰላም ፍናን ሓወይ እንተዳኣ ሞሶሊኒ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ኔርዎ ዳኣ ስለምንታይ እዮም ኣብ ኤርትራ ሞሶሊኒ ባዓል ጫማ ሳእኒ ክዳን ክደነኒ ኢሎም ዝደርፍሉ ኔሮም ?
@berhhebayene8568
@berhhebayene8568 4 жыл бұрын
Good job fenan
@selamgebrekidan5483
@selamgebrekidan5483 4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
@mohammedibrahimothman5759
@mohammedibrahimothman5759 4 жыл бұрын
Well come bro
@torresmft6409
@torresmft6409 4 жыл бұрын
Nay Moshe deian aqrbelna and Benjamin Netanyahu ( bibi )
@fithiqanattigre5944
@fithiqanattigre5944 4 жыл бұрын
ኣነ ሓደ ካብቶም ሳብክስራይብ ከይገበሩ ዝከታተሉ እየ ክክክክክክክ ሕጂ ግን ክገብር እዩ ዓርኩ
@amanholland2485
@amanholland2485 4 жыл бұрын
ደንጊካ ክክክክክ
@aha9179
@aha9179 4 жыл бұрын
Wawwwww🖒🖒🖒🖒🖒🖒
@berhanegebre9813
@berhanegebre9813 4 жыл бұрын
Esayas's best friend
@habentesfay2823
@habentesfay2823 4 жыл бұрын
Ahwat singl kemey wielna Ajokum aske nenhdhdna nfaqer 🤣🤣🤣
@gunargabriel5275
@gunargabriel5275 4 жыл бұрын
ፍናን ሓውና፣ ሰክሪቲ ካመራ ከመይ ገርካ ትጥቀም ፣ ማለተይ ሞባይልና ስክሪን ኮድ ተዓጽያ አንከላ፣ ደልየ ኣይረከብኩዋን ኣብ ቻነልካ ኣውሪድካያ እንተነርካ፣ወይ ኣብ ሊንክ ግደፈልና ወሪዳ አንተላ። የቐንየልና
@MATTI-YOW
@MATTI-YOW 4 жыл бұрын
Gunar Gabriel NEMENTAY ELAMA ARKEKA VIDEO KETMELA ENDAGEBERKAYA WELA NE GEZAKA NAY SECURITY HALEWA CAMERA 📷 KETGETMELU DELIKA WEDI SHUKEY
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
አዚ ህዝቢ ኣሪትራ ዝባሃል አንታይ ኣይነት መርገም ስለዘለዎ አዩ ፥ብኣረመናውያን ገዛአቲ ክግዛአን ክርገጽን ብፋሺታውያን ንሞት ክፍረድ ክኣለ?ቀዳማይ ኣረመነ ቱርኩን ግብጽን፥ካላኣይ ብመስፍን ኣረመናዊ ፥ሃይለ ስላሰ ፥ሳልሳይ ኣረመናዊ ፋሺስት መንግስቱ ዝባሃል ኮሮነል ፥መግዛአቲ ፥ኢትዮፕያ ፥ራባኣይ ብስም ህግ፥ህግደፍ ብዝብል ባቃንቃ ህዝብና ዝግልገሉ ፋሺስታውያን ፥ነዚ ፋሺስት ተግባር ገዛአቲ ንምምካት 200፥000 መስዋአቲ ደቁ ዝከፈለ ህዝቢ ኣሪትራ ካብቶም ዝሃለፉ ፋሺስታውያን ገዛአቲ ፥ዝከፍኡ ኣረመናውያን ኣጋንንቲ ሳህል ናይ ምቅታል አምበር ናይ ምህረት ሪአሲ ዘይውንኑ ዉጹኣት ኣጋንንቲ ክወድቅ ክኣለ፥አዚ ህዝቢ ክሳብ ብሃንሳብ ሃቢሩ ከይተቃለሰ፥አዞም ኣጋንንቲ ኣብ ሃገርና ክሳብ ዘለዉ ሰላም ክርከብ ዘይህሰብ አዩ ፥
@user-vt5wl1dw8c
@user-vt5wl1dw8c 4 жыл бұрын
#ንኣፍልጦ ዝኣዘዝካዮ ንኽትቅበል ድሌትካ እንታይ ምዃን ብንጹር ክትርጋግጽ ኣለካ #ንገዛእ ርእስካ ካብ'ቲ ዝኣዘዝካዮ ንላዕሊ ገንዘብ ንኽትቅበል ክተፍቅደላ የብልካን #ብዙሕ ገንዘብ እንተደሊካ ሃብቲ ከም ዝግብኣካ ክትፍልጥ ጅምር ሃብታም ክትከውን መሰልካ ኣዩ #ብልጽ ነገር ከም ዘይግብኣካ ክትፍርህ የብልካን #ብሉጽ ነገር ከም ዝግብኣካ ንገዛኣ ርእስካ ኣዘኻኽራ #ኩሉ እቲ ድልው ዘሎ ዘደንቕ ሰናይ ነገር ንዓኻ ውን ይምልከተካ እዩ ድኽነት ሕማም ኣዩ።መድሃኒቱ ድማ ሃብቲ ኣዩ ወደሓንኩም
@brhaneweldeselasie8913
@brhaneweldeselasie8913 4 жыл бұрын
fnan bejaka nai Singapore video gberelna
@alekelatekle6465
@alekelatekle6465 4 жыл бұрын
Merhaba Finan jigna
@nigusebeyene5715
@nigusebeyene5715 4 жыл бұрын
@nahomweldemichael2636
@nahomweldemichael2636 4 жыл бұрын
Nay black American martin luther king or nay malcon eba amexealena fnane abi sebe
@amanmogos4548
@amanmogos4548 4 жыл бұрын
Merhaba fnann
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 4 жыл бұрын
Mosolini loqmax
@kemdlayey7107
@kemdlayey7107 4 жыл бұрын
ቓውቓው
@wediseid6196
@wediseid6196 4 жыл бұрын
Kab dictator sirat zetegalagelu hizbin Hageratin kemey gerom amxalna imber nay kunatin were kunatin figi ilinayu miknayatu kab niweled bu sile xetegadana
@habuwedieri4570
@habuwedieri4570 4 жыл бұрын
ንስካስ ከምዚ ፍቅራዊ ዛንታ ከተንብብ ኢዩ ዝግባካ ኔሩ
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 4 жыл бұрын
abet wurdet ezi kulu meniesey ab mdrebeda atfiues khbae diu hasibu fushul Nezinatna Rgum zerie dictator kemue gierna QunQul afu nenteltlelu gzie yhabena
@kiflomghedam8035
@kiflomghedam8035 4 жыл бұрын
Knxbeyo zxenahna seb lomi aqrikalna nemegneka
@abelsbhatu907
@abelsbhatu907 4 жыл бұрын
holtenbroek55 buxtehudestraat
@yemanetewelemedehin1610
@yemanetewelemedehin1610 4 жыл бұрын
ሰላም/3/... እስኪ ተኺኢልካ ናይ ማህቶማ ጋንዲ ታሪኽ ኣቕርበልና
@truelife5925
@truelife5925 4 жыл бұрын
Nay Arab tereti tarik ayedlyenan eyu, new belom
@debesayabadi2330
@debesayabadi2330 4 жыл бұрын
Fnan hawey bejaka ba ab Japan ztegebere metkati bomb little and fat man bzbk kxl sm zneberom metkati japan akrbana yekenyeley
@merhawitesfameskel2757
@merhawitesfameskel2757 4 жыл бұрын
Befitsm aybezhen mahari eyu zyada kemen a kemzi ktedhibu alokum ntat
@semereandom1663
@semereandom1663 4 жыл бұрын
Aqdimu kmetseh zgbo seb eu mknyatu mes nay adna tarik teassri sle zkone
@yohanstesfaslasie297
@yohanstesfaslasie297 4 жыл бұрын
Fnan, bzaeba (KKK ) ku Klux Klan zbhalu eba akrbelna.
@armanahabesha8305
@armanahabesha8305 4 жыл бұрын
ፋሽሽታዊ malet entay malet eyu eba asfih abilkum habruni ahwat
@legendfranklampard9064
@legendfranklampard9064 4 жыл бұрын
Nhzbi zregx zketl chokani
@armanahabesha8305
@armanahabesha8305 4 жыл бұрын
@@legendfranklampard9064 thank u bro
@tomyhadera91
@tomyhadera91 4 жыл бұрын
እቶም dislike ትገብሩስ እንታይ እዩ ሽግርኩም? ብዛዕባ ኣቦኹም ዲዩ ዚዛረብ ዘሎ
@berberebb4218
@berberebb4218 4 жыл бұрын
Kkkkkkk
@asmeretmamateyalemey4831
@asmeretmamateyalemey4831 4 жыл бұрын
ካካካካካ ነን ባዓለ ሳዳም ገዳፊን ካልኦት ሙስሊም መራህትን ምስ እስልምና እንዳታሓዝካ ክትነቅፍ ቡዙህ ጊዜ ሰሚዓካ ኔረ ንምንታይ ዳአ ባዓል ሞሰሎኒ ሂትለር ባባካ ኢሰያስ ምስ ክርስትና ዘተታሓህዞም ?ባርያ ናይ አይሁድ ሸያጢ ህልንኡ ምካንካ በሪሁለይ ዓላማካ ተረዲኡኒ ህጂ
@fnanappinfotech
@fnanappinfotech 4 жыл бұрын
Asmeret donkorovayrdeakindyu haymanot ayneberon xere chirstianyu neryu enabelnaki kkkkkk
@oflakeren8586
@oflakeren8586 4 жыл бұрын
ካብ ምዓዝ ናብዚ እዩ ድማ ኢትዮጵያ ብጣልያን ተገዚኣ ክክክክክክክክክ ሓድሽ ታሪኽ ይሰምዕ ኣለኹ ክክክክክክክክክክክክ ዓንፆ ዓንፆ ንማዕፆ ኢሎም ዓበይቲ ኤርትራ ዝተደቖሶቶስ ንኢትዮጵያ ኣልግብ ክክክክክክክክክክ ቀፅለሉ ኣጆኻ ሰማዒ ኣይትስእንን ኢኻ ዝተማሃረ ስለዘይብልኩም ኣይሕዘልካን እየ::
@fnanappinfotech
@fnanappinfotech 4 жыл бұрын
ክክክክ ነዓናስበል ብኸመይ ኣይተገዛእናን ትብልዩ ዘይርደኣና
@oflakeren8586
@oflakeren8586 4 жыл бұрын
Fnan App Infotech ፍናን ሓወይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካ ግን ቅዱስ ምርድዳእ ንረዳዳእ ንኢትዮጵያ ዝገዘአታ ሃገር ዓለም ሙሉእ ዝፈልጦ in one Country is not colonialism that country is only Ethiopia 🇪🇹 ካልእ ይትረፍስ መምህረይ እኳስ ንዓይ ዝተዛረበኒ እዩ ኣብዚ ዘለኽዎ ዓዲ ስለዚ እዚ ታሪኽ እዩ ዓለም ዝፈልጦ ስለዚ ኣብዚ ንግደፎ እት ምምልላስ just i proud you, n live one step to create great history.
@berberebb4218
@berberebb4218 4 жыл бұрын
ኢትዮ ኣይተገዝአትን ኢና ንፈልጥ ኣብዚ ተገሊጹ ዘሎ ካኣ ን 5 ዓመት ሙሶሊኒ ገዚኡዋ 7% ህዝቢ ኢትዮ ቀቲሉ እቲ ጋግ ብጣዕ ተፈላልዩ ኣካታዒ ኢዩ ብኸመይ ድኣ ኣይተገዝአትን ይባሃል ገለ ክንገር ዘይደለይዎ ነገር ዶ ኔሩዎም ይኸውን
@amirumet1579
@amirumet1579 4 жыл бұрын
👎👎
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 499 М.
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 47 МЛН
王子原来是假正经#艾莎
00:39
在逃的公主
Рет қаралды 15 МЛН
Ethiopia Sheger FM  - Benito Mussolini - Mekoya ቤኒቶ ሙሶሊኒ - መቆያ
25:01
ሳዳም ሑሴን ዓለም ዘንቀጥቀጠሉ እዋን
34:29
Fnan App Infotech
Рет қаралды 121 М.
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 499 М.