ሞሳድ ክቀትሎ ዘይከኣለ ተቃላሲ ንሓርነት

  Рет қаралды 12,584

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Жыл бұрын

Пікірлер: 15
@noah-fb7ie
@noah-fb7ie Жыл бұрын
እስራኤል ናይ ወልሓደ መሬት ኣይሰረቀትን። ካብ ጊልጋል ስጋዕ ምድሪ ዳን ዘሎ መሬት እንተ ፊሒርካዮ ናይ ኣይሁድ ታሪኽ ኢኻ ትረክብ።
@fannykbs6230
@fannykbs6230 9 ай бұрын
You’re so right 💪🏻🇮🇱
@smi0717
@smi0717 Жыл бұрын
Palestinian n Israel km hager aflto hibom msom habirom tznebru mhasom kab turgum zyblu maltawi mot
@Medenes-wf2eo
@Medenes-wf2eo Жыл бұрын
Well come
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Жыл бұрын
Welcome Fnan app
@KahsayKubrom
@KahsayKubrom Жыл бұрын
Wellcome
@user-zd4wy8gp4i
@user-zd4wy8gp4i Жыл бұрын
ሕጂ ወን ትዕግሰት ግበር ቅደም ከማን ክልተኩም ታኣካክብኩም ምጽከም ኣይስዕርክማን ንኤሰራኣለ ሕጂ እሞ ዝይሕሰብ እዩ too much power Israel now 🇮🇱💪🥰
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
.... ኵናትን ረጽምን ሱዳን መሊሱ ይኸፍእ። እቶም "ዓረብ ኢና" ፡ ዝብሉ መራሕቲ ፖለቲካን ሃይማኖትን ሰሜን ሱዳን ናይ ካርቱም ፡ ነቲ ኣብ ካለኦት ብሄራት ንነዊሕ ዓመታት ዘካይድዎ ዝነበረ ያኢ ዓረባውን ጂሃዳውን ህውከት ሎሚ ኣብ ገዛእ ዓዶም እንተተባረዖም እንታይ ዘገርም ኣለዎ፧ ፖሊትከኛታትን ልሂቃንን መራሕቲ ሱዳን ፥ "ናሕኑ ሱዳኒን ኣፍሪቃውያን ኣይኮናን ፡ ዓረብ ኢና" ፡ ኢሎም ስለዝኣምኑ ፡ ከምዚ ዝመስለኒ እዘን ሃብታማት ሃገራት ዓረብን ህዝቢ ዓረብን ኣኺሉ ዝተርፍ ረዲኤትን ፡ ልክዕ ከምዚ ንህዝቢ ሶርያን የመንን ዚሃበኦ ቆላሕታን ዑቕባ ንስደተኛታትን ከምዝገብራሉ እምነተይ ዝለዓለ እዩ። እስከ ካለኦት ኣብዚ ከባቢና ካብ ዘለዉ ፥ "ናሕኑ ዓራቢ" ፡ ኢሎም ዝኣምኑ መሳኪን ህዝቢ ፡ ሃብታማት ህዝቢ ዓረብ ከኣ ኣውያቶም ሰሚዑ ዝረድኦም ፡ ኣበይ ሃገር ኮን ይነብሩ ይኾኑ፧ ኣብዚ ከባቢ ክንደይ ዓሻን ተበላጽን እንድዩ ዘሎ። ክንደይ ሰብ ድዩ ነቲ ናቱ ፈንፊኑ ንዕቕ ኣቢሉ ፡ ብባዕዳዊ "ዓረብኛ ኣይተዛረብኩምን" እናተባህለ ፡ እተገርፈን እተጸርፈን። ወረ ክንደይ ደናቑር እንድዮም ገና ንገዛእ ርእሶም ካብ ናይ ርእሰ ምትሓትን ናይ ኣእምሮ ባርነትን ሓራ ዘይወጹ ክነሶም ፡ "ንዓና ሰዓቡና ፣ ሓራ ከነውጽኣኩም ኢና" ፡ እናበሉ ዘሽካዕልሉ። በዓል መን ድዮም ናይ ገዛእ ርእሶም ቋንቋታት ብሓዊ ኣንዲዶም ባህላውን መንነታውን ነፍሰ-ቕተለት ዝፈጸሙ፧
@bdbhsyeh6246
@bdbhsyeh6246 Жыл бұрын
Dimxi Mara tuhute koynu darga ylen
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Жыл бұрын
መሬት ህዝቢ ሓማሴን መሬት ኣኽርያ ስደተኛታት ጀበርቲ ወሪሮም ሰፊሮሞ ዘለው ኣብዘይ መሬቶም ኣብዘይ ሃገሮም ከምዘለው ክፈልጡ ኣለዎም ድሕሪ ሞት ኢሰያስ መሬት ናብ ዋናታት ደቀባት እዩ ክምለስ
@user-gh8yb1yd5f
@user-gh8yb1yd5f Жыл бұрын
ኣይትሰከፍ ሰበይ ንዓና ዘይኮነ ክንዳና ዝኾኑ ወጻእተኛታት ክሕዝ ዝኽእል መሬት ኣለና። እዚ ኩሉ ጎላጉልን በረኻን ንመን ክኾነካ ኢሉ'ዩ ሰብ ከተእቱን ክትሰጉግን ዝሃቀንካ። ብኸመይ ሰላም ጌርካ ምስ ህዝብኻ ትነብር'ዩ ዘዋጻካ
@smi0717
@smi0717 Жыл бұрын
@@user-gh8yb1yd5f Xibok mesli nay bahki Cristian Muslim zykone zdlyna seb hlna eu zdlyna
@fannykbs6230
@fannykbs6230 9 ай бұрын
ምስኪን ህዝቢ ከኽፍኡሉ እምበር መዓስ ቁምነገር ኣልይዎም ኮይኖም ሽበራዊ ስራሕ ፈጺሞም። ሕጂ ፈቐዶ ጎዳጉዲ ክሕብኡን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክሃድሙን ተዘይ ኮይኖም ምስቲ ህዝቢ ደው ኣይብሉን እዮም።
@Medenes-wf2eo
@Medenes-wf2eo Жыл бұрын
First viewer
@Medenes-wf2eo
@Medenes-wf2eo Жыл бұрын
Well come
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 57 МЛН
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 4,8 МЛН
Clowns abuse children#Short #Officer Rabbit #angel
00:51
兔子警官
Рет қаралды 57 МЛН
ሳዳም ሑሴን ዓለም ዘንቀጥቀጠሉ እዋን
34:29
Fnan App Infotech
Рет қаралды 119 М.
JESUS [Tigrinya (Eritrea)] 🎬
2:01:45
Jesus Film
Рет қаралды 2 МЛН
What is ChatGPT doing...and why does it work?
3:15:38
Wolfram
Рет қаралды 2,1 МЛН
腹黑小天使把黑天使整惨了#short #angel #clown
0:20
Super Beauty team
Рет қаралды 43 МЛН
У Котика Отняли Игрушку 🥺
0:15
ДоброShorts
Рет қаралды 8 МЛН